KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Ontmoet familie Sabajo | Sabajo appartement verhuur x Black Eagle Tours | Indigenous Businesses
6:31
ሰበር ዜና ዋናው ተፈላጊው ባንዳ ተያዘ አባይ ሸለቆ ብርጌድ መርጦለማርያም ጀብድ ሰራ 17 December 2024
8:07
SHK TV - We have a new robot - Be nice to people around you #shorts #sadstory #SHK
00:46
⚡Токаев ШОКИРОВАЛ Кремль! РАЗМАЗАЛ заявлением Путина #shorts
00:33
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
00:15
To Brawl AND BEYOND!
00:51
🚨ዓገብ!መስቀልናን ኣዴታትናን ክብረን ይትንከፍ ኣሎ!ንዑ ጉድ ስምዑ! ስነ- ጥበባዊት ዊንታ መኮነን
Рет қаралды 65,370
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 172 М.
Dadi & Mami
Күн бұрын
Пікірлер: 424
@ሳራ-ቘ1ሸ
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፍናን ሓወይ ለባም እንዲካ ቀፅለሉ ንፍቅሪ ንዘምር እግዝኣብሄር ኣምላክ ከኣ ፍቅሪ እዩ ሞ ፍቅሩ ይስደደልና እተን ኣብ ሚድያ ንላገፅ ከኣ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
2 жыл бұрын
@@koala10ish ባሪያ ጣሊያን😤😤😤😤😤😤😤😤🇪🇷😤🇪🇷😤🇪🇷😤🇪🇷😤🇪🇷😤🇪🇷 ትግራይ💪💊 ብቅሊፅማ💪💊
@koala10ish
2 жыл бұрын
@@ራኪጓልአኽሱምፅዮን አንተ እከካም አብርሃም፣ ሻቢያ ለምደምሰስ እኳ ሞከርክ ስምንት ጊዜ እና ክርትም ብለህ ቀረህ፣ ፈሳም፦ ለምን አሁን አትመጣም ወንድ ከሆንክ፧ kzbin.info/www/bejne/n6m3oZWsbspkq6M
@koala10ish
2 жыл бұрын
@@ራኪጓልአኽሱምፅዮን qofqwaf agame!
@ዛይድዮኣኪን-አ2ሸ
2 жыл бұрын
@@koala10ish ንባዕልኪ እንዶ መሐሸክን መዓረይ ጸርፊ ኣይጠብቆን ንዑኡ ምክሪ ሓውካ ብደውካ እዩ ክብረት ይኃበልና ዘይትብሉኦ ዕድመ ይኃብካ ወደይ ክቡር ሓውና
@Mashotube-i2v
2 жыл бұрын
በቲ ዝገደደ ከኣ ብመስቀል ላግፂ😭😭 መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ቤዛና እዩ መስቀል መድሓኒት ነፍስና እዩ መስቀል ፅንዓትና እዩ ኣይሁዳውያን ኪሐዶም ንሕናግን ንመስቀል ኣሜና ብመስቀል ዲሕና ኢና እግዚአቢሔር ምስተውዓሊ ልቢ ይዓድለና
@ኣምላክፍቅሪኢዩ
2 жыл бұрын
Amen amen amen🙏🙏🙏
@salamasalama1703
2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
@ururhdiiehwugh979
Жыл бұрын
ብሓቂ ፍናን ሓወይ ለባም ሰብ ❤✝️🙏
@abadralbadr6370
2 жыл бұрын
ክቡሪ ይሃቡካ bro👌👌👍👍👍💋
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣዶ ኣዶ እያ ፋናነይ ንሕና ግን ኣዴታትና ኣይወለዳናን ምክንያቱ ከማና ጥርሐን ኣይከዳን ሕማቅ ዘረባ ኣይዛረባን ኣዴታትና ፅቡቃትን ምዕሩጋትን እየን።💓💓💓💓🙏🙏🙏🙏 መስቀል ካዓ😢 መስቀል ሓይልና እዩ። መስቀል ቤዛና እዩ። መስቀል መድሓኒና እዩ። ብመስቀልና ቀልዲ የለይ😢💔ዓገብ ዓገብ??😢😢😢😢💔💔
@gueshmesel8805
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፋኒ ሓወይ ዓገብ ንበለን ክዳካ ዘይመጻስ ብኣካ ይውዕል ዝብሃል ከምዚ ምስ ተረክበ ኢዩ ሰለዚ ክንዲ ርብዐን ዘይመጽስ በደታትና ክላገጻ ዕድል ኣይንሃበን በቢ ወገና ዓገብ ንበለን
@samritlove4773
2 жыл бұрын
ኣምላኽ ብርኽ የብልካ ሰላም ድማ የውርደልና 🙏❤️💕🌹👌👑
@aximtube6963
2 жыл бұрын
ተባረክ ገንየ ለባም ቃለ ሂወትያስማዓልና እቲ ዝገርም ንኣደ ትግራይ ዝረከባ መስልወን እምበረ ንቅዱስ ኣምላክና እየን ዝፃረፍ ዘለዎ ኣይ ግዜ መስቀል ሓይልና,መስቀል ፅናዓትና,መስቀል ቤዛና,መስቀል መዳህኒት ነብስና እዩ:: ኣይሁድ ከሓድዎ ንሓድዎ ንሕና ግና ንኣመንና :እቶም ዝኣመንና ብሓይሊ መስቀሉ ደሓንና:: እንካን ክንድተን ንቅዱሳን ኣዴታትና ይትረፊ እና ክንድ ሕፃበን ኣይትኮናን
@ghhg1825
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃልህወት የሰመዐለና🙏🙏🙏🙏
@HaHa-kl3jv
2 жыл бұрын
ኣነሰ ክፍተውኻ ማዓት ምኽንያቱ እቲ ሓቂ ኢኻ ተዛረብ ኩሉ ግዜ ኣነ ትግራዊት እየ ግን ንሰኻ ለ2ኡ ብማዓረ ኢኻ ተጥቀሲ 😍🥰🥰🥰🥰
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
2 жыл бұрын
አየ ናትና ነገር 'ኮ ግርም እዩ ዝብለኒ ማለተይሲ እቲ ዕሽነትና ጥርዚ በጺሑ ከመይ ኢሉ እዩ ከ ክሓልፈልና ፍናን ግን ለባምን መስተውዓልን ኢካ ቀጽለሉ❤️😍
@ሊሀምትግራይ
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓውና ቀፅለሉ ደስ ዝብል ምክሪ እዩ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
2 жыл бұрын
ኣታ ለባመይ ኹሉ ሰብ ከማኻ ተዝኸዉን ኣዝኻ ተሐጉስ ልቦናኻ ቅንዕና ዝዉንን ቅኑዕ ሰብ መስተዉዓሊ ብፍቕሩ ዝልለ ኣቦ ሰላም፣ ኣያ ፍቕሪ ኹሉ መልኡ ዝተዓደለ ዘለካ ልቦና ናይካስ ዘቕንእ እዩ ፍልይ ዝበለ ንኣኻ ዝወለደት ማሕፀን ዝተባረኸት እያ።❤ ፍናነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ዝሓወይ
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@እምነተይተዋህዶውሽጠይባዶ
2 жыл бұрын
አታ ለባም መግለፂ ሲኢነልካ ቀፅለሉ❤❤❤❤
@ትግራይእያዓለመይ-ተ2ቀ
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ለባመይ እቲ ምስኪን ህዝብታት እዮም ዝጉድኣለዉ እምበር ኣንሕና ደኣ ታይ ፀጊሙና
@merigere8110
2 жыл бұрын
ብትክክል ዕድመና ጥዕና ያሃብካ 🙏🙏🙏❤❤❤
@bundthor6337
2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ቁኑዕ ለባም ስብ ብሓቂ
@aadddaddrg2016
2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰምዓለነ የሕዝና ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይቅር ይበለለን ትግራይ ትሰዕር ኣዶ ትግረይ ክብርቲ እያ ንነብስክን ኣይትበለ ኣሕዋተይ 🤲🤲🤲🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@merymo8240
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝሓወይ ናተይ ሰላምካ የብዘሓለይ ለባመይ💊💚💙💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@HhHh-dt9zh
2 жыл бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዛሓወይ ምሰ ምሉእ ሰድራቤትኻ💜💜💜💜
@letebrhantewelde8642
2 жыл бұрын
ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓዉና መስቀል ሓይልና እዩ ንዘይ ኣምኑ ዕሽነት እዩ ንማሕዘል ትጸርፍ ክብረታ እያ ትጸርፍ ዘላ ኣበይ እሙ ናብቱ ኩቡር ባህልና እንተንምለስ እግዚኣብሔር ደስ መበልናዩ ኣምላክ መንገዲ የማን ይምርሓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fregaltgray9663
2 жыл бұрын
ብሓቂ ለባምይ እግዚአብሔር ኣምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና
@Endrtaweit
2 жыл бұрын
ኣዴታት ትግራይ ዕደመ ናዓኽን ጽቡቃት ተጋሩ እየን ። ኩሉ ግዜ ንገነት ኣምጻኣያ
@nebinebi2574
2 жыл бұрын
ኣነ ማራ እየ ዘድንቐካ ♥️🙏
@azugaltigray8414
2 жыл бұрын
ብሓቂ ፍናን ሓወይ♥️🥰✝️😇
@zarahiwet1
2 жыл бұрын
ብሩኽ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣኽብሮት ዘለዎ ፡ ኣዛራርባ ጎበዝ፡ ዓገብ ብሃይማኖትና ንዝመጸና
@00-2du3zu6d
2 жыл бұрын
ፈጣሪ የኽብርካ መዓረይ 🙏🙏🙏 ሰላም ንኹልና ተዛረብቲ ትግርኛ 🙏🇻🇳🥰
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@Vintag36224
2 жыл бұрын
Junta terr
@koala10ish
2 жыл бұрын
@@Vintag36224 chid qofqwaf
@abrehettadese3137
2 жыл бұрын
@@koala10ish አቤት አምላኽ ካብዞም ገበርቲ ኽፉእን ሕማቅ ዝሓስቡን ባዕልኻ ብአምሳልኻ ዝፈጠርካዮ ፍጡር ክጠፍእ ስለ ዘይፈቀድኻ አምላኽ ይመስገን
@koala10ish
2 жыл бұрын
@@abrehettadese3137 ምስኪን እከካም አጋሜዎች፣ ትያትር ድራማ እንኳን ሰርታቹ አትችሉበትም። ክክክ
@narry-x8q
2 жыл бұрын
መስቀል ክብር እዩ ✝️
@ዛይድዮኣኪን-አ2ሸ
2 жыл бұрын
ብሓቂ ፉቁርን ኑፉዕን ሓውና❤ ንኩሉ ዘስተውዕል ልቢ ይኃበና
@wfhc2549
2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ለባመይ ከማካ ኩሉ ተዝኮውን
@medhaniekesete5588
2 жыл бұрын
ተጋሩ ይኩና ኤርትራ ኩለን ኣደታት ትግርኛ ኢየን ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይክፈተልና
@ጓልትግራይ-ጰ3ቀ
2 жыл бұрын
ባሓቂ ክበር ሓወይ ስላምና ይመለስልና ኣምላክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@amam5408
2 жыл бұрын
ፍናነይ ባሓቂ መግለፂ ሲኢነልካ ብባህልና ዝላገፃ ድማ ዓይኒ ልቦና ይክፈተለን🙏🥰🥰
@awettsegay7214
2 жыл бұрын
መስቀል ብደም ክሮስቶስ ዝተቀደስ ኩቡር አዩ ኣድታትና ካ መስቀል ኣብ ግንባሬን ዝገብራ ዝነበራ ቀደም ጊዜ ዘይኣመንተይ አህዛብ ማዓተበን ይበትኩሎሞ ስለ ዝነበሩ አዩ ዘይድምሰስ ዝገብራ ኣድታትና እምነትና ባህልና መንነትና ኩቡሩ አዩ የሕዋት ንሕና ዘይከበርናዮ መንከክብረና ንሓሰብ ኣልና
@ውዳሴወገናይለእመኣዶናይ
2 жыл бұрын
በጃካ እስከ ዳዲየይ ንዑ ጉድ ስምዑ ክትብል ተዘይተመረፀ ይሓይሽ!!!! ነዘን ዘቀላልላ ዘለዋ የሕዋትና መጀመርያ ማሕዘል ጥርሑ ኣይሕዘልን። መስቀል ሓይልና መስቀል ቤዛና መስቀል ፅንዕና መስቀል መድሓኒተ ነብስና መስቀል ኣርማ እዩ አርማ ተዋህዶ።እግዚአብሔር ናብ ልብና ይመልሰና🤲🤲🤲🤲
@Zufan_tube
2 жыл бұрын
ኣነዉን ንያት ይፈትዋ እየ ሃገረይ ባንዴራይ ዝበለ ሰብ ብጣዕሚ እየ ዘክብሮ ምክንያቱ ሃገሩን ህዝቡን ባንዴሩኡን ዘይክብር ንዓይ ከክብረለይ ሰለ ዘይፅበዮ ሰለዚ ኣነ ከም ትግራወይቲ መጠን ብህዝቦምን ሃገሮምን ዝኮርዑ ብጣዕሚ ዝፈትዎም ኤርትራዉያን ኣለዉ ❤
@biniyamwolday5108
2 жыл бұрын
thanks shikor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👸🥰
@Zufan_tube
2 жыл бұрын
@@biniyamwolday5108 🙏😍😘❤
@dorinegashhailu6543
2 жыл бұрын
ክቡር ፍናን ብጣዕሚ እቲ ኩሉ ጊዜ ንፍቅሪ እትሰብኮ ወይድማ እተማሓላልፎ መልእኽቲ ብጣዒሚ ዝምስገን ኢዩ እሞ ቀጽሎ ኣጆኻ ።
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@ጋልወየኒቲ
2 жыл бұрын
ብሓቂ👏👏👏
@ععالر-ك5ر
2 жыл бұрын
አንሕና ተጋሩ በማሕዘልና ብመስቀልና እና ንኮርዕ ብዙይ ወደዙይ አንሓረቅን እንተንሳተን እከይ ሓዘላ ይንበራ
@ንፋቀርንታሓላለ
2 жыл бұрын
ሕማቅ ስራሕናስ የመና በዚሑ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ንዓለም ሙሉእ ኣበሳና ከይተመልከተ ብምሕረቱ ይጠምተና
@samira4740
2 жыл бұрын
ብሓቂ ለባም ሰብ 🙏 🥰🥰🥰
@ghhg1825
2 жыл бұрын
ኣሜንኣሜን ኣሜን ኣሜን💘💘💘💘💘💘💘💘
@Merihabeshawit12
2 жыл бұрын
ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ 🙏🙏🙏
@ጓልትግራይፃዕዳ-ቀ5ቀ
2 жыл бұрын
ብሓቂ ሓወይ ናተይ ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
2 жыл бұрын
ንነብሰን እየን ዘዋርዳ ዘለዋ እምበር ንሕናስ ባህልናን መንነትናን ንሕበነሉን ንኾርዐሉን ኢና ፍናን ሓወይ
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
2 жыл бұрын
ነብሰን ከመይ ማለት ድሓር ክኣ ነቶም ናትኩም ክኣ ከምዚ ልመዱ ዓገብ በልዎም ወላ ካ ሕማቕ እንተ ኾነ ግብረ መልሲ ኢዩ
@hasanhabte198
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፍናይ ሓወይ
@js2974
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰብ ኢኻ ንስኻ❤❤❤❤💛💛💛💛🙏🙏🙏
@godisgood1482
2 жыл бұрын
Yes it's true God bless you Fnann hawna ከማካ ይብዝሑ ፖሎቲካ ነው ቦሎ ኩላትና ደቂ እግዚብሄር ኢና ቀጽሎ !!
@habeshawit-gf6el
2 жыл бұрын
መስቀል ሓይልና እዩ እቱ ማሕዘልን ሽፈንን ከኣ ክብርን ማዓርግን ናይ ኣዴታት ተጋሩ 💊እዩ ንስክን ክተሕርቃና እንድክ ኢልክን ዲኪን ከምኡ ገይርክን እና ነሐጉሰና እምበር ኣየሐርቀናን እቱ ዘሕዝነኒ ብኣካትን መሕሰቢተን ዝረሰዐትን ክግለፅ ከሎ እና እቱ ካልእስ ኣበይ ከይትፈልጥኦ ዋ እቱ ማሕዘልስ ኣዴክን ብካሻ ድየን እናሓዘላ ኣዕብየናክን ድሁላተይ🏌️
@ተወህዶንዘለአለምትንበር
2 жыл бұрын
ፍናን ሓዉይ አነስ ክፈተካ ዕድመን ጥዕናን ይመንየልካ ሓወይ ናተይ ንሃገርና ሰላም ፍቅርን ይውርደልና እግዚአብሔር አምላክ ድምፂ ወለድና የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ
@danaytsium7415
2 жыл бұрын
ናይ ብሃኪ ፍናን ሃወይ ደስ ኪትብል ማራ የ ዘድኒቀካ አድመን ቲናን ዪሃብካ ፋታሪ ቀጽሎ
@Lomo.mdia7453
2 жыл бұрын
ትርጉም መስቀል ኣይተረድአንን ዘሎ እምበይ መስቀል ድኣ ክብርና እንድዩ🙏💊⛪💊🙏ሚኪ : ዮርዲ : ሳሚ : በረኸት : ጓል ራያ : ይሳቅ _ _ እዝኦም ብሃገሮም💊💪 ዝሕበኑ ጀጋኑ ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም 🙏💊💊💊💪💪💪
@tigrayadey2771
2 жыл бұрын
ትግራዋይ አይፃረፍን ነገር ካባኹም እያ ትመፀና ተቐቲልና ተደፊርና ተዘሪፍናስ ሕጂ ተጋሩ ብፀርፊ ማዕረ ኤርትራውያን ክትገብሩና ማስተር ብፀርፍን ብደዐን ዝሰቐልኩም
@abrhayobeyene3440
2 жыл бұрын
ንኩሉ ህዝብታት ትግርኛ ዝውክል እዩ። መን እዩ ንኣዴታት ተጋሩ ዝብል። ናይ ኩሉና መግለጺ መንነትና እዩ።ዋላ ሓደ ዝፈልጦኦ ነገር የብለንን
@johngergish6702
2 жыл бұрын
Mesqel ntigrina tiray zeykone nkulu amani chrstiyan eyu
@ዮርሲሰራቒትልቢቢሉ
2 жыл бұрын
መስቀል ናይ ኩሉ ክርትስትያን ኢዩ 99 ሚኢታዊት ኣዴታት ትግርኛ ናይ ኤርትራ መስቀል ውቃጥ የብለን ስሕት ኢልካ እንተዘይኮይኑ ናይ ጎሮቤት ልምዲ ኢዩ
@salamasalama1703
2 жыл бұрын
አቤቱ አምላክ እስራኤል ይቅር በለና ባሓቂ 🙏🙏🙏
@zecheredaberhane7226
2 жыл бұрын
Kemey yngera yzgi bila, nofo zi wedey ,ydmen tiynan yhabka 🙏❤💥👍🦾 Awet Nihafas
@amlshaamlsha
2 жыл бұрын
ብሓቂ ሓወይ ናተይ አረ በተለይ ናይ ሎሚ ዘለና ኣጎላትስ ዓይኒና ኢና ኣውፂኢና መስተውዐሊ ልቦና ይዓድለና እንበር እግዚኣብሔር ኣምላክ😢😢😢😢😢
@naligere2873
2 жыл бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃብካ እ/ር የሓልወካ ንስካ ቡሩክ ኢካ ሓቀኛ ናይእ/ር ፋሪሓ ዘለካ ኢካ እቲ ትዛሮቦ ሓኪ አዩ ተባረክ
@ااتت-م2ظ
2 жыл бұрын
እንታይ ንክትገብሪ ኢኪ ናይ እግዚኣብሔር ስም ኣሕፂርካ/ኪ ትፅሕፍ/ፊ😥ሙሉእ ንክንፅሕፍ ግዜ ይሓፅረና ሓቀይ😥እ/ር❌❌
@kirossyrgaembaye1592
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጀግና ልቦና ይፊጥረልን እንታይ ክነብል
@mebitigraweyti
2 жыл бұрын
ዳዲተይ መቀረት♥️♥️🥀🥀ናይ ባዕልና
@sfd8715
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ❤❤❤❤💊💊💊
@meseretaddisu1085
2 жыл бұрын
ብሓቃካ ትክክል ኢካ ሓዉይ
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
2 жыл бұрын
ሰላም ዝደሊ ሰላም ያሃቦ ፍናን ሓወይ😭✝️✝️✝️❤
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@ራኪጓልአኽሱምፅዮን
2 жыл бұрын
@@koala10ish ተረዋእ አዲጊ ተርፍጣሊያን ባረያ 😤😤 ንሕናኽ ምሰ ብሊዒቲ ሰብ ሕዊንት አይንደልይን ባሪያ ጣሊያን😤😤😤😤😤 ትግራይይይይይ ዓደይ ለምለምለይይይ🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾💊💊💊💊💊💊🌿💊🌿💊ትግራይይይይይ💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@koala10ish
2 жыл бұрын
@@ራኪጓልአኽሱምፅዮን አንተ እከካም አብርሃም፣ ሻቢያ ለምደምሰስ እኳ ሞከርክ ስምንት ጊዜ እና ክርትም ብለህ ቀረህ፣ ፈሳም፦ ለምን አሁን አትመጣም ወንድ ከሆንክ፧ kzbin.info/www/bejne/n6m3oZWsbspkq6M
@abadralbadr6370
2 жыл бұрын
@@koala10ish በርግርካ በሊዕካ ደቅስ ኣቡ ስደት ኮይንካ ፈከራ ጁል😏😏
@koala10ish
2 жыл бұрын
@@abadralbadr6370 አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@sporttime5745
2 жыл бұрын
Lelewa 📣 Leybla 🔊🔔 Deki erey nkdmit 📣📣📣
@samrukidane2310
2 жыл бұрын
Ehi b meskel kixaweta
@sporttime5745
2 жыл бұрын
Alewa ley blA
@user-fd4hm3vr6x
2 жыл бұрын
ብታሚ ጽቡክ መግለጺ ኢካ ትመክር ቀጽሎ ኣጆካ፡ ፡
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@ቻይናል
2 жыл бұрын
ተጋሩዋ ምቅራት❤💛❤💋
@Mashotube-i2v
2 жыл бұрын
እግዚአቢሔር መስተውዕሊ ልቢ ይዓድለና😭👏👏ሓደ ማሕዘል ጥርሑ ኣይሕዘልን ካልኣይ ኣዴታትና ክቡራት እየን ምንም ሜክኣብ ከይተጠቀም ምንም ነገር ከይተጠቀማ ፅሩያትን ንፁሃትን እየን እንተ ንሳካትክን እትናተን ክብሪ ተመኒክን ስለዘይትረክብኡ ብክቡራት ኣዴታትና ናተፃረፍክን ናተላገፅክን ትውዕለኽን ረሳሓት
@farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
2 жыл бұрын
ብሓቂ ላባመይ ኩሉ ከማካ ተዝኮን
@ጓልሃገረትግራይሓፍቲያለመ
2 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ኩለና ሓደ ኢና ሓቅካ ግና ንተጋሩ እየን ዘቋሽሻ ነይረን መሲሉወን እንበር ንተጋሩ ዘይኮናስ ንነብሰን ነደታተን ዘቋሽሻ ነይረን
@wediburhe8419
2 жыл бұрын
ትግራይ ክልልእመበር ሃገር ኣይኮነትን
@mebryemebrye3395
2 жыл бұрын
ታይ ዳኣ ሃገር ሃገር ትብል ንሕና ኤርትራውያን ኮ ሃገር ኣለትና ትግራይ ዶ ሃገር ኣሎቶም ያ ኢትዮጱያ ዶ ኣይኮነትን ሓገሮም ሓቂ ካኣ ባ ተዛረብ ንስካ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
2 жыл бұрын
ማለት
@Eritreahornafrica291
2 жыл бұрын
ይገርመካ ኢዩ ለመጭመጭ እንዳበለ ገንዘቡ ይኣሪ ኣሎ
@tesfaldettesfamikal9800
2 жыл бұрын
Nay bhaqi hager alatna
@edengebreselasie5291
2 жыл бұрын
@@Eritreahornafrica291 እዚ ሎቅሜጽ ናይ እዩ አብዚ ኩመንት እንተ አንብቦኪ90% ተጋሩ እዮም ሰዓብቱ ሴለ ዝኩነ ለመጭመጭ ዝብል ዘሉ ወድን ወረኛን የጥፍ ከም ባዓል እዚ እንካዕ ወጽኦላ እዛ ሃገር ሰማእታት ብከብዶም ዝተሸጦ ንአሕዋቶም የሕልፎም ዝህቦ ናይ ዘመንና ነጋዶ
@semugalltgray1775
2 жыл бұрын
ፍናነይ ዓብዪ ሰብ ከመካ ተዝከውን ኩሉ ሰብ አበይ እሞ እግዚአብሔር ፍቅርን ሰላምን ይፍጠረና ንኩሉ ወዲ ሰብ🙏❤❤❤
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@zafumenelik308
2 жыл бұрын
ፈቲና ጸሊእና አብ ክልተ ዓዲ ንነብር ሓደ ህዝቢ ኢና ::
@selam801
2 жыл бұрын
አየ ንሕና ሰባት ከምዚ ኢልናሰ መዓዝ እዩ ኾን ክሓልፈልና አነ ግን ኹሉ ግዜ ዝገርመንን ዘፈረሐንን ትዕግሰቲ ናይ ልዑል እግዚአብሄር እዩ አምላኬ ሆይ ብምሕረትኻ ጠምተና አንድበቴን ጠብቅ ዳዲተይ ለባም ከምኡ ኢልኻ ቀጽለሉ ሰብ ሎሚ ባሕረን ምድረባዳን ዝምጻእናዬ ረሲዕና ፈጣሪና ረሲዒና ኢና ዋ እህህህ ያማል መሰቀል ሓይልና መሰቀል ጽንዓትና መሰቀል መመኪሕና መድሓኒት ነብሰና etc
@lwamhagos4195
2 жыл бұрын
ኩሉ ፅቡቅ ፍናን ሓወይ 🥰 ጀዲዳ ግን ይፃረፍ እዩ
@Shasey-z8n
2 жыл бұрын
ጀዲዲ ኣዲጊ እዩ
@helendaniel1249
2 жыл бұрын
ክቡር ሓው እንጀራ ዓለም ብላዕ!! እዚኣተን ዝገብሮኦ ዘይፈልጣ ዕቡዳት እየን!።
@khalfeyukulu1221
2 жыл бұрын
እመን ካሓድ ኩሉ ግዜ ብእተቅርቦ ሓሳብ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እዘን ኣዴታትን ክብርታትን ዘሕስራ ምስ ነብሰን ዝተብኣሳ እየን ።
@s0l0m0nghebreziabher6
2 жыл бұрын
ዓቢ ሰብ ዝውሓጥ ዘረባ እዩ ከማካ ይብዝሑ ሰላም የውርደልና
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓወይ❤
@teditidi7981
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምግለጺ ሲኢነልካ my bro
@selammeles8397
2 жыл бұрын
አታ ዳዲ ንአካ ምንም ዝቃወምካ ነገር የለን ኩሉ ትክክል አካ ኩሉሻብ ፅቡቅ ለዛ ሕውነት ክምሰብ ትሃስብ ሰብ አካ አተ አዞም ገለ አክረርት አርትራውያን ግን አተዘይነኩና አይንነካን ግን ንሶም ብትግራወይት አዶታት ተፀግመን ዘላግፃ አጉል ፈረንጅ ንምምሳል አዩም ዝሙክሩ ንሱ ባሎም ይፈልጡ ግን ባሎም ሃርድሙና ደፍሮምና ሰሮቆምና አታይከ ዘይገበሩና አተኮነ ግን ሕጅውን ይህዋትና አና ንብሎም ነክበሮም ንሶም ሰብ አይክብራ ትግራዋይ አይክብራ ግን ቅድሚ ኩሉ ፈጣሪ ክፈርሃ አለወን ኩሉና ሰስርሃና ክንክፈል አዩ ነቶም ምሩፅን ብሉፃትን ከማካ ዝበሉ ይህዋትና ይልክሙ አለው
@abitube3753
2 жыл бұрын
በሓቂ ልባም ፍናነይ ሺኮር ከማካ ዝበል ልባም ይበዛሕልና እግዚአብሔር አምላክ💖💖💖
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@lmlmali79
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓወይ ከማካ የብዘሐዮ
@tomikesete9528
2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ብሮ ንፍቅሪ ንዘመር
@ፅጌየድንግልማርያምልጅ
2 жыл бұрын
ባሓቂ ለባም ሓወይ❤
@freweiniteklemariam8055
2 жыл бұрын
Sherihka bilae shekati adetat Eritrea kisrefa bi tegaru wesika do amselu
@berhanenegash5435
2 жыл бұрын
Amazing, keep it up bro. Tnx.
@ሜሪጋልትግራይ-ገ4ሐ
2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ክብር ሰብ❤🙏🙏🙏
@genetmiki3113
2 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ካማካ ዝበለ ይብዛሕዮ🙏
@melattekle4064
2 жыл бұрын
Zeytifelit tekonka nay men mukanen zeytifelit tekonka zeymizrab yihisheka hawey. Selam mzmar xibuq yu kabiu halifka gin hade ena nimesil nikiden nimasasel tblo zereba tetew abilo pls. Hede aykonan, nenatina ALENA. ZEREBA TIHAWAWIS ALEKA🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@ሰላምእዩድሌተይ
2 жыл бұрын
አየናይ ኢለነኦ ናይ ነብሰን ክብረት ምፈለጣ
@hiwotokubyesus2040
2 жыл бұрын
kemaka yebzhayo Selma kiwrdlna 💊 🇪🇷
@fretachannel
2 жыл бұрын
ትርጉም መስቀል ስሒትክዮ ኣሎኺ። ቓል መስቀል ንዓለም ዕሽነት እዩ ንዓና እንኣምን ግን ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።ይብለና ቃሉ። ስለዚ መስቀል ንማዕተብ ኣይኮነን ዝመልክት። ቓል መስቀል ማለት እቲ ኣብ መስቀል ዝተፈጸመ መከራ ክርስቶስ፡ ስቅከቱ, ስቕያቱ ፡ ሕማሙ፡ ጻዕረ ሞቱ ፡ ስለ ሓጢኣትና እተኸፍለ ክቡር ደም ጎይታና ክርስቶስ እዩ ዘመልክት። ንሕና ወን ተማቀልቲ እቲ ናይ መስቀል ውርደቱን ስቓዩን ክንከውን ፣ስለ ስሙን ስለ እቲ ናይ ቀራንዮ ናይ ሞቱን ስቓዩን ወንጌል እናመስከርና፡ ስለ ስሙ መከራ እናጸገብና ንህዝቢ ንዓለም ብንስሓ ክንነገር እዩ ዘመልክት።
@edlk3933
2 жыл бұрын
ከማካ ዝበለ ሰብ የብዘሖይ ክሉ ግዜ ንፋቀር ምስ በልካ ክብራተይ ተጋሩ ኣማሕሩ ኤርትራ ከበልና ንፋቀር ሰላም ናፍቅና 😢
@koala10ish
2 жыл бұрын
አስኩት አታ ጉሓፍ ጋህታፍ፦ ምስ ዓጋመ ደምነት እምበር ሕውነት የብልናን፦
@Mb-dl3xs
2 жыл бұрын
ካባተን ዝፅበ ነገር እዩ እዚ ኣይኮነን ካሊእ እንዳገበራ ይውዕላ ኣለዋ መንነተን ዘይፈልጣ ካበይ ማሕበረሰብ ከምዝወፃ ሩኩሳት
@hdy5707
2 жыл бұрын
ኣታ ስኻስ ከመይ ዲኻ ለባም ዳዲተይ ምስኣ ደሞ ምስ ሰበይትኻለ ሒዝኻ ምምፃኻ ማራ ደስ ምበለኒ❤❤❤😥
@luulahagos5024
2 жыл бұрын
Good advice good job keep it up
@Zufan_tube
2 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ ብሉፅ ኩሉ ግዜ😘😘❤❤
@grmesogrmeso4942
2 жыл бұрын
lebam seb bravo. ane be haqi kemzi aynet seb temsleni ayneberin really gn lebam eka jegina 💕💖💟
@tesfalemkifle4342
2 жыл бұрын
ኣብ ጎዛውትና ከባቢ እንዳ ማርያም ዕዳጋ ለካ ዛዕጎል ዞሎዎ ማሕዘል ዘይተሓዝለ የለን ኩሉ ወዲ ስመራ ብማሕዘል ዘይዓበየ የለን ።
@Vintag36224
2 жыл бұрын
hasawi tigraway
6:31
Ontmoet familie Sabajo | Sabajo appartement verhuur x Black Eagle Tours | Indigenous Businesses
Empowering Indigenous SU
Рет қаралды 29 М.
8:07
ሰበር ዜና ዋናው ተፈላጊው ባንዳ ተያዘ አባይ ሸለቆ ብርጌድ መርጦለማርያም ጀብድ ሰራ 17 December 2024
Mule HD News
Рет қаралды 2,3 М.
00:46
SHK TV - We have a new robot - Be nice to people around you #shorts #sadstory #SHK
SHK TV
Рет қаралды 13 МЛН
00:33
⚡Токаев ШОКИРОВАЛ Кремль! РАЗМАЗАЛ заявлением Путина #shorts
24 Канал
Рет қаралды 927 М.
00:15
[BEFORE vs AFTER] Incredibox Sprunki - Freaky Song
Horror Skunx 2
Рет қаралды 21 МЛН
00:51
To Brawl AND BEYOND!
Brawl Stars
Рет қаралды 16 МЛН
31:59
🚨Eritrea filme ጉድ ርኢና ኣብ ቲክቶክ! ኤርትራዊ ምስ ሰራዊት ትግራይ ኮይኑ ኣንጻር ኤርትራ ተዋጊኡ! ብሰንኪ ጋል ተባኢሶም! ካብዚ ተማሃሩ!
Dadi & Mami
Рет қаралды 9 М.
21:32
🛑ሎሚ ዝወዓለ ኣዉያትትት | እዋይይ ዉርደት ! መርዚ ሰትያ ፈተነ ቅትለት
Maggy Show
Рет қаралды 20 М.
17:17
✳️ልዕሊ ሰብኣየይ ዝኣመንኩዎ ማሓዛይ ጉድ ጌሩኒ! #ሓቀኛ_ዛንታ ኣስተር
Mahustar
Рет қаралды 23 М.
21:37
ሸላ &ሰገን ተራኺቦም; ሸላ ማራ ሰኺሩ
Tedo tv
Рет қаралды 3,1 М.
8:12
ዲያና ምስ ሰገን እታይ ተባሃላ😆ፊልማ ብዛዕባ ኣቦኣ እታይ በለት 💔ምስ ሸላ ሰሓቅ😄🥰
ከም ሰበይ ሜዳ
Рет қаралды 2,4 М.
11:03
🚨ታሪኽ ሂወቱ! ዓቢ ስነ-ጥበባዊ ኢሳቅ ነብሱ ኣጥፊኡ! ልቢ ብዙሓት ስነ-ጥበባዉያን ዝሰበረ ሞት! ስነስርዓት ቀብሪ ተፈጺሙ! 14 December 2024
Dadi & Mami
Рет қаралды 53 М.
32:58
የማዳም ቅመሞች ተወካይ ነኝ እዚህ ወንበር ላይ ብቻዬን አልተቀመጥኩም...ከኢትዮጵያ ላግባሽ የማይለኝ የለም ...የቀድሞዋ የቤት ሰራተኛ ፋሲካ ቶላ
Seifu ON EBS
Рет қаралды 530 М.
20:59
🛑ንዓመታት ፍቅረይ ኣታሊላትኒ😱ንሃፍቲ ክትብል ንዓይ ገዲፋ ምስ ሻኩር ሕቡእ ፍቅሪ ጀሚራ ልበይ ተሰይሩ 😭 #tigray #eritrea #prank #vlog
musse shakur
Рет қаралды 51 М.
18:11
✴️ሕማቅ ሰብ ኔርካ ሓደ ኣገዳሲ ሰብ ክትከውን ከለኻ፣ ካብ ስዲ ናብ ጅግና
Mahustar
Рет қаралды 37 М.
36:33
Dec 17,2024-ዕልዋ መንግስቲ ኤትዮጵያ |ህጹጽ ሓበሬታ | መርፍእ ካላሽን |
Solo Media
Рет қаралды 13 М.
00:46
SHK TV - We have a new robot - Be nice to people around you #shorts #sadstory #SHK
SHK TV
Рет қаралды 13 МЛН