|ዓገብ! | ነዞም ስነ ቀንጠብጠባውያን ከኣ ኣብጽሕሎም| ብቀሺ በረከት ቅዱስ።

  Рет қаралды 3,115

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

8 ай бұрын

Пікірлер: 58
@dvjvbh4571
@dvjvbh4571 8 ай бұрын
ለቱ ስብሃት ኦ ኣምላከይ ሎምስ ፈሪሐ ካብ ስደት ክምለስ ድየ ኣጠራጢርኒ ኦ ኣምላከይ ቅዱስ ስጋካን ክቡር ደምካን ክበልዕን ክሰትን ሓጥያተይ ክናዘዝን ዋላ ደቂቃ ትኩን ልዓደይ ብሰላም ብሂወት መልሰኒ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@simretgebre1445
@simretgebre1445 8 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@heefhedhy7144
@heefhedhy7144 8 ай бұрын
እግዚኦ እግዚኦ እግዚኦ ማሓረና አምላክ አቦይ😢😢 ህዝበይ ሳኣን ፍልጠት ይጠፊኢ አሎ ሆሱእ 4~6😢😢
@yordanostesfamariam2169
@yordanostesfamariam2169 8 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@user-ys6ot5wg4l
@user-ys6ot5wg4l 8 ай бұрын
እግዛቢሂር ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ገይተይ😢😢😢
@abhretlegesa6965
@abhretlegesa6965 8 ай бұрын
እግዚኣቢሄር ኣቦይ በኣይኒ ምህረቱ ይጠምተና እምበር ከምዚ ኣይነት ዉርደት ተራእዪ ኣይፈልጥን
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 8 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን❤❤❤😊😊
@user-em7tp8gm7b
@user-em7tp8gm7b 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቡና ቃል ሂወት ይስምዓና ምሕረት ይውርደና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@edeneden889
@edeneden889 8 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣቢሄር ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና🎉🎉🎉
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 8 ай бұрын
እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኹን ኣቦና። ጸጋ ኣምላክ ይብዝሓልኩም። ኣበይ ሞ ኢሎም ዞም ናይ ብሓቂ ስነ ቀንጠብጠብ!! ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ተግባሮም።
@embaynesh8553
@embaynesh8553 8 ай бұрын
እግዛብሔር ይቅር ይበለልና በደልና ግብርና ገዲፉ
@zohourahmed4030
@zohourahmed4030 8 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ሓጥያትና በዚሑ ይቅር በለልና😢😢
@zufankebede3707
@zufankebede3707 8 ай бұрын
አቤት እግዝኦ😭😭😭
@afomiatsegai9522
@afomiatsegai9522 8 ай бұрын
They are free Holy Spirit and free wisdom, so don't worry, Qeshi Bereket. May God go after them! You're doing great, too. You are essentially telling them that their mistake regarding the spiritual matter was a mistake. And the Holy Spirit is assisting you with this matter to telling them the truth. God continue to bless you for warning them to be shrewd. And God gives them mercy!!!!
@user-uz8ms2py9q
@user-uz8ms2py9q 8 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ክቡር ኣቦና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣምላኬ ቅዱሳን ምሕረቱ ይላኣኸልና መስተወዐሊ ልቢ ይዓድለና😢😢😢
@user-yd4my1bq8m
@user-yd4my1bq8m 8 ай бұрын
ሰላም ኣቦይ እዞም ሰባት ተቀማጦ ማይ ዕዳጋ ማይ ሑጻ ከባቢ ደቀምሓረ እዮም እቶም አብኣ ዘለዉ ሰባት ፍርቆም ኣስላም እዮም ክልተ ካህናት ከኣ ምስኦም ኣለው ደቂ ማይ ሑጻ
@user-ry7df7cv6u
@user-ry7df7cv6u 8 ай бұрын
ይቅረ ይበለልና ጎይታ
@gracejoc4412
@gracejoc4412 8 ай бұрын
❤🙏
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 8 ай бұрын
ለቱ ስብሃት ኣምልኾ ንእግዚኣብሄር ገድፍካሲ ብስም ሰብ ክትካኣ ብጣሚ ዘሕን ዘሕፍርን እቲ ኣብ ሰብ ዝውከል ርጉሙ ይኹን ይብል ቅዱሱ ቃሉ ሰብ ምሒሩ ኣይፈልጥ ኣይምሕርን እዪ ውን ኣምልኾ ጣኦት እዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ነቲ ብትዕቢትን ብክፋእን ተወጢሩ ዘሎ ልብና ምሕረት ይግበረልና እም ዘሕዝን ስራሕ እዩ
@emebrhanchannel
@emebrhanchannel 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር እንታይ እሞ ክንብል እግዝኣብሄር ባዕሉ ብምሕረቱ ጠሚቱ ምስትውዓል ሂቡ ብምስትውዓል ይምርሓና ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ ናይ ኣጎልጉሎትኩም ዘበን እግዝኣብሄር ይባርከልኩም ዘውትር ኣብ እምነት እምነትኩም እምነት ኣቦታትና መስከርቲ ገሰጽትን መዓድትን ገይሩ የንብርኩም🎉🎉🎉
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓል እንተ ንዕኦም ናዓና ካኣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ መስተዋዕሊ ልቢ ይሃበና እምበር እንታይ ይብሃል
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 8 ай бұрын
Ezgyo meharena krstos nbel yehwatey
@akezadesta8910
@akezadesta8910 8 ай бұрын
❤❤❤❤ ሰላሙ የውርደና እግዚአብሄር አምላክ
@YoditTewelde-nu3gn
@YoditTewelde-nu3gn 8 ай бұрын
Egzabiher mstwal yhabom yqre wn ybelelna qal hiwet yesalna kbur abona❤❤❤
@user-cv5wq6gc6y
@user-cv5wq6gc6y 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@Serafuael6666
@Serafuael6666 8 ай бұрын
ቃለ ህወት የስማዓልና ኣቦና ኣቱም ሰባት በጃኩምዶ ናበይ ናበይ ንብል ኣሎና ፈጣር ረስዕና ግደፉባ ኣቱም ኢዛብዶ ኣውርድኩማ ዘለኩም ይቅረ ሓትትኩም ኣብ ንሳሓ ኣትኩም ናኣምላክ ለምኑ ይቅረ ክብለልኩም ፍራሃት እግዛኣብሄር ተርፉ ኣምላክ ናይ ንሳሓ ማዓልት ይሃብኩም ስኖዶስ ዳኣ ባዓሎም ኣብ ኢሰያስ ኢንድዮም ዘሎው ኣቦና
@user-xs8el1ot9q
@user-xs8el1ot9q 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 8 ай бұрын
💔💔💔😭😭🙏🙏🙏
@hhkk5680
@hhkk5680 8 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@alemgebru1715
@alemgebru1715 8 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ሓጥያትና በዚሑ አቱም ሰብ ዓይነ ልቦናና ተደፊኑ እዩ ዘሎ አቤት 😢😢
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 8 ай бұрын
Amen Amen Amen konjooo ❤❤❤❤❤
@user-nv8vf3vg8d
@user-nv8vf3vg8d 8 ай бұрын
እንታይ ከም ዝኾና ኩላትና ንዓይ ብጣዕሚ እዩ ገሪምኒ😢 ፈጣሪ በዓል ዓቅሊ ደሓን እግዝአቢሄር ምስትዉዓል ሂቡ ናብ ይቅሬታ ጣዕሳን የብጽሓዮም የሕዋትና ዮም ንጸልየሎም
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 8 ай бұрын
እግዚኦ መሓረና እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃቦም ❤❤❤ ክቡር አቦና ክብረት ይሃበልና እንተ እዚኦም መሲልዎም እዩ ንትግራይ ዝገልፅ ኢሎም እዮም ግን ህዝብና ዓድና ፍትዩ አይኮነን እቲ ሽግር ፀበባ በፂሕዎ ምስቲ ሓውና ህዝቢ ኢርትራ አብ ክንዲ ኩሉ ሓዲግና ንተዓረቅ ንህዝቢ ዘፋሕፍሕ ምትሕልላፍ ብጣኅሚ አዝዩ መሕዘኒ
@lidyateklit-xh2rh
@lidyateklit-xh2rh 8 ай бұрын
haftey kemziom aynet helyna hezbna aydgfon eyu hezbi ertrea kemziom denaqur ezom aykonen 😢😢hazine
@asmaitmichael1783
@asmaitmichael1783 8 ай бұрын
Btaemi zehzin
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 8 ай бұрын
amenamenamen👏👏👏❤
@hayelombezabeh6164
@hayelombezabeh6164 8 ай бұрын
ኦ ጎይታይ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም ኣይትሓዘሎም
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h 8 ай бұрын
Hosea 4 ትግ - ሆሴእ 6: ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ። ኣምላከይ ምሕረትካ ላአከልና🙏😭
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 8 ай бұрын
❤❤❤👏
@user-mv8ch9lm6i
@user-mv8ch9lm6i 8 ай бұрын
Ane zehzneni nayto msaom zelewu kahnat ayu bejaku eageb nbelom kemzi grna thanks abona Kal hiwet ywsmaeana
@user-jh9gx6yu7c
@user-jh9gx6yu7c 8 ай бұрын
Ezgo ezgyo ezgyo meharena kristos kab kemzi megbar adhinena.
@lidyateklit-xh2rh
@lidyateklit-xh2rh 8 ай бұрын
😢😢😢😢😢besmeslase 😢😢😢😢ak ata amlkey yeqre gebrlna😢😢😢
@letaytekle4727
@letaytekle4727 8 ай бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@missmekdas5548
@missmekdas5548 8 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 8 ай бұрын
ዘስተውዕል ልብ ይዓድለና
@geretesfay7898
@geretesfay7898 8 ай бұрын
Atom papasat abotat antay srehom
@manatewelde4453
@manatewelde4453 8 ай бұрын
Abyet egziyo mehareni krustos ageb
@user-eh8yu1rd9k
@user-eh8yu1rd9k 8 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😭😭 እግዚአብሄር ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ጉዳማት😓 ኣጆኻ ሓላል ህዝበይ እዚ ውን ክሓልፍ እዩ❤ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏
@user-pb3wx4nz4b
@user-pb3wx4nz4b 8 ай бұрын
Ya wana zay bela hager meshemesha
@user-ff8ow4tq1p
@user-ff8ow4tq1p 8 ай бұрын
በስመአብ ኦ ጎይታይ ይቅር በለልና
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 8 ай бұрын
ኣምላኮም ከብዶም ዝኾኑ ህዝብይ ሐዝኮ ንህዝቢ ትግራይ ዝረኸቡ መሲልዎ እዩ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኢኩም ተቆጥዕዎ ዘለኹም
@user-uo7iv5zw6y
@user-uo7iv5zw6y 8 ай бұрын
ብሓቂ እግዚአብሄር ንኩለና መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና🤲ጉደኛታት ዝኾኑ ሰባት😢😢
@user-np6gd3su8b
@user-np6gd3su8b 8 ай бұрын
ስቕ በሉ ቀንጠብጠበኛ ካህን ንስኹም ኢኹም። ዋላ እኳ እዚ ተገይሩ ዘሎ ምሉእ ብምሉእ ዓገብ ክበሃል ዝግበኦ እንተኾነ፡ ንስኻትኩም ብጣዕሚ መደናገርቲ ቀጠፍቲ ካህናት ኢኹምም። ንስኻትኩም ካህናት ኣብ ሃይማኖትኩም ዘይጸናዕኩም ዓለማውያን ዝሰርሕዎ ዓገብ ክትብሉ ፍጹም ኣየጸብቐልኩምን። መጀመርያ ንስኹም ኣርኣያ ኩኑ። እምነትኩም ኣጽንዑ። አምላክ ቀሽን ሓሳውን ብጣዕሚ ኢዩ ዝጽየፍ።
@tsehayetekeste6753
@tsehayetekeste6753 8 ай бұрын
ኣንታ ንስኹም ዲኹም ንስኹምሲ እንታይ ብቕዓት ኣሎኩም ንነብስኹም ደኣ ዓገብ እንተትብልውዋ
@mhretabtekle5298
@mhretabtekle5298 8 ай бұрын
ሰክት ለኻት ሓሳዊ ፋሉል ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ገፈል ዘይራካስ ኣብ ዓይኒ ካልኦት ዘሎ ንስኻ ke ካህን የ ዶ ትብል ትኸውን
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 8 ай бұрын
ቂም ማለት ንስካ ስሚ ሰቲካ ካሊእ ሰብ ክሞተልካ ምምንይ ማለት እዩ ዝብሉ ኣቦታትና ሓቂ ዩ ስነ ቀንጠብጠባውያን ናይ ኤርትራካዓ ንህዝቢ ትግራይ ሚሒር ካብ ምፅላእኩም ዝተላዓለ ምስኣምላክኩም ትባኣሱ ኣለኩም ኣምላክ ዓይኒ ልበናኩም የብራሃልኩም ህዝቢ ትግራይካዓ ከምቲ ንስካትኩም ትቡሉና ኣይኮንና ኩሉ ካዓ ክንሰግሮኢና ናጋ ብርሃን በሪሁ ክትሪኡኢኩም ሓይልና ኣምላክና ስለዝኮነ
@merihsenaysolomon3047
@merihsenaysolomon3047 8 ай бұрын
ክውገዙ ዝግበኦም ሰባት እዮም።ካብ ፖለቲካ ወጺእኻ ካብ ወገነይ ወገንካ ወጺእና እዙ ጉዳይ ዙይ እሳት ከየውርደልና ኩለን ኣብያተ ክርስትያናት ክኹንንኦ ይግባእ መዓት ከይመጽአና።ከምኡ ውን ኣብዚ ዓውዲ ዙይ ትነጥፉ ኩሉኹም ዓገብ በሉ ወይስ ከምዚ ጨምላቅ ስራሕ ደገፍቲ ኢኹም
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
0:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,6 МЛН
Sigma Kid Hair #funny #sigma #comedy
00:33
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 13 МЛН
Мы никогда не были так напуганы!
00:15
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 56 МЛН
🏟️👋 Welcome to your new home, Kylian Mbappé!
0:14
Real Madrid
Рет қаралды 3,7 МЛН
Фонтанчик с черным…
1:00
Cadrol&Fatich
Рет қаралды 3,7 МЛН
One moment can change your life ✨🔄
0:32
A4
Рет қаралды 18 МЛН
Joy and Anxiety Mood (Inside Out Animation)
0:13
FASH
Рет қаралды 1,3 МЛН
Dad Falls in the #Bath - Baby Bath Time #splash #baby #bath #shorts #wash
0:13
Moonbug Kids - Cartoons and Kids Songs
Рет қаралды 32 МЛН
Простой дворник с большим сердцем 🫶
0:25
Простой дворник с большим сердцем 🫶
0:25
POR QUEEE DIVERTIDA MENTE 2 !!! #SHORTS
0:15
Figuritalo
Рет қаралды 45 МЛН
ПРАНКУЕМ ЧАПИ🙈🙈🙈
0:20
Chapitosiki
Рет қаралды 7 МЛН
How Many Balloons Does It Take To Fly?
0:18
MrBeast
Рет қаралды 139 МЛН