KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
chura-78 | ዝርርብ ቋንቋ ኢንግሊሽ ንጀመርቲ
15:10
chura-88 ኢንግልሽ ብሜላ
10:23
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
It works #beatbox #tiktok
00:34
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人 #佐助
00:20
ኣገዳሲ ኣስተምህሮ English ንጀመርቲ|| ንዑ ምሳይ ኰይንኩም ዝርርብ ተለማመዱ
Рет қаралды 90,674
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 72 М.
Mahzel Feltet ማሕዘል ፍልጠት
Күн бұрын
Пікірлер: 657
@hanakerin339
Жыл бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ
@tesfomberhe9839
2 жыл бұрын
እዚ እሞ ክቡር ሓውና ሃናጺ ስለዝኾነ ብዙሕ ተኸታታሊ ዘይክትርእየሉ ትኽእል ኢኻ ።ኮይኑ ግን ጽቡቕ ስራሕ ብምስራሕካ ትራሕ ዕጉብ ክትከውን ኣለካ ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈታሪ። ኣበሃህላ ናይ ጸርፊ , ዝሙት ,ፖለቲካ እንተኾይኑ ብዙሓት ሰዓብቲ ርእቶኦም ምሃብሉ ንምባል እየ ፡ ቀጽሎ በርትዕ ኣጆኻ ።
@mikieletgide9054
2 жыл бұрын
Wawww Mera xbuk srah kexilo
@hagosfisahaye5562
2 жыл бұрын
@@mikieletgide9054 merhaba zehawey xubuq temherti qexlo ika betami xubuq
@helugalerey9557
Жыл бұрын
ህጂ እንድየ ሪኤያ ማራ ግን ቡዙሕ ተማሂረ ኣይትግደፋ ❤
@kasmas4492
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ብጣዕሚ ኸኣ ዘሕዝን ።እዚ ዝመስል ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ሰለስተ ሽሕ ሰባት ጥራሕ ተኸታቲሎሞ።ዜና ውግእ፣ዜና ጦርነት ተዝኸውን ግን ሚሊየን ምተርኣየ ኔሩ።ከመይ ጌሩ ኸ ክሓልፈልና ምስ ድንቁርና ተፈራሪምና እናነበርና።thank you teacher and keep it up.
@samueltmrtu3530
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘንእደካ ዝተፈላለየ ናይ ኣሜሪካን ናይ ብሪቲሽን እና ኣነጻጸርካ ምምሃርካ ዋላእቶም መምህራን ዐድናውን ውሑዳት ነይሮም ፍሉይ ኣደማምጻ ዘድምጹ ነቶም ሓደ ሓደ ንፉዐት መምህራን ተዘኻኽረና ኣሎኻ።ብዝተፈላለየ ናይ ሃገርና ሰላምን ምርግጋእን ሲኢና ዘቋረጽናዮ ጦብላሕታ ትገብረልና ኣሎኻ ተባረኽ።
@AronTedros-wb2wm
2 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ቀጽሎ ዋላ ኣነ ሕጂ እየ ርእየያ ዘዐግብ ትምርቲ very nice
@eumenur8172
2 жыл бұрын
ገለ ዓይነት መምህር ቀጽሎ ዕድመ ሃብካ ፈጣሪ
@jhonjhonge8436
Жыл бұрын
ጽቡቅ ትምህርት ቅጽሉኦ መምህራይ ኣትገድፍና።
@MussieHaylom-kn9yg
8 ай бұрын
xubuq tmhrti
@MussieHaylom-kn9yg
8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤bhaki xbuku
@AndebrhanTeklom
10 ай бұрын
ቡሩክ ሃወይ ቀጺሎ ንማሃር ኣለና God blessed you
@selamselam7853
2 жыл бұрын
ጀምርካ እሞ አይትግዶፎ ክንምሃር ንክእል ኢና ንዘይንፈልጥ እንግሊዝ ቀጽለሉ ዝሓወይ ጎቦዝ ንብዝሓት ከምትጠቅመና ርግጸኛ እየ
@yonaswoldu243
2 жыл бұрын
Btame xbuk naybhaki kexlo des zeb eyu😍😍😍😍
@kokobhiale6066
2 жыл бұрын
❤❤😊😊😊ብጣዕሚ ጹቡቕ:ኣዝዩ ዝናኣድ ስራሕ::ብወገነይ ኣዝየ ፈትየዮ:ክትቅጽሎ ከኣ ይላበወካ::ከምኡውን ንተገዳስነትካ ኣዝየ የመስግን::❤❤😊😊
@berbere4478
2 жыл бұрын
ዋላ ትግርኛ ኢና ንማሃር ዘለና , ጽቡቕ ትምህርቲ , የቐንየልና !
@NatnaelTsehaye-x6z
Жыл бұрын
ብጥዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤
@FghggYhi-tw8ot
10 ай бұрын
ብጣዕም ፅብቅ ትምህርት ❤❤❤❤
@mitiwoldekidan6024
Жыл бұрын
Btaemi znaad astemhro egziabher edmen tenan yhabka ketslo
@mehariberhane8123
2 жыл бұрын
ቀጽሎ ብሩክ ሓወይ ጽቡቅ ትምርቲ እዩ ብፍላይ ኣብ ኣደማምጻ
@AdhanomGanshe
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ መምህረይ❤❤❤❤❤❤
@biniamghebrihiwetbiniam3924
Жыл бұрын
ጽቡቕ ትምህርቲ ኢዩ እቲ ኣገላልጻ ውን ብጣዕሚ ፈትየዮ ኣነ ።ቀጽሎ ደኣ ብዙሓት ሰባት ንማሃረሉ ኣለና።
@NatnaelTsehaye-x6z
Жыл бұрын
ብጥዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ❤ ቀጽሎ
@JesusisMayWey-wd2xw
10 ай бұрын
ተባረኽ ንስኻ ብሩኽ ኢኻ ጎይቱሽ
@dnglmaryamweHashiwetei
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስዝብል ቀፅሎሉ
@elsafseha1650
2 жыл бұрын
ንመጀመርታ ጊዜ ናትካ ትምህርቲ ክርዳኣኒ፡፡ክተምህር ከለኻ ድማ ጣልቃ ተእትዎም ቃላት ኣበሃህላት ብጣዕሚ ኣገደስቲ እዮምሞ ነገራት ተፃዊርካ ኣምህረና ክብረት ይሃበልና፡፡
@suziflipo
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ስለ ተገዳስነትካ ካብ ልቢ ነመስግን ክሳብ መወዳእታ ክትቅጽሎ እላበወካ.🙏🙏🙏
@birneshhagos1954
Жыл бұрын
ኩቡር ሐወይ ናይባሐቂ ጹቡቅ አስተምህሩ ቀጽሎ ቀጽሎ የቀንየለይ
@rezene9295
Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣይ ትፈለየና ሓወይ ናተይ
@filmonykalo4140
2 жыл бұрын
ጽቡቕ ትምርቲ አዩ ፕሊስ ብዙሓት ኣለና ኩሉ ግዜ ንጽበየካ ቀጽሎ ጎዶሎ ዝብሃል የብሉን
@AydaYemane
4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ የቐኔልና ሓወይ ብፍላይ ኣብ ኣደማምጻ ትምህሮ ትምርቲ ዋውውውውውው
@nasseradem7197
2 жыл бұрын
Tsubuk alo thank u n mahar alona kesilo eka
@sjjsjjdjd1989
2 жыл бұрын
ሰላም ዝሓወይ ጽቡቅ ትምህቲ ቀጽሎ
@LetezgiYohannes
2 ай бұрын
መርሓባ ከመይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@yruruhdhdhd4708
2 жыл бұрын
ንፉዕ ኣምላኽ ጸጐኡ የብዝሕ
@yonaskidane1626
2 жыл бұрын
ደስ ዝብል እዩ ሓወይ ቀጽሎ ኣዝዩ ዝናኣድ ዩ ክትቅጽሎ ይላበወካ ቡዙሕ ተማሂረ
@terhasgebre702
2 жыл бұрын
Natika kulu xbuk eu ♥️
@HenokTemesgen-b7u
17 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርት ቀጽለልና ብሩከይ ኣለናልካ ምሳኻ ብዙሕ ተማሂርና
@መንከም-አ4ፀ
2 жыл бұрын
ደኪመ ከይበልካ ንሕና ንክልወጥ ብትገብሮ ጻዕሪ ብልቢ የመስግነካ ። ኣብዚኣ ግን ግዜ ኣብ ዝረከብካሉ እተን ኣደማምጻ እንታይ ምስ ምንታይ እንተኮይና እንታይ ኢልካ ተድምዛ እንተ ትሰርሓልና ደስ ምበለና ። ብድጋመ የቀንየልና 🙏👍👍👍👍👍👍👍👍
@LetezgiYohannes
2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@tesmenase381
3 ай бұрын
ሰላማት፣ ነቲ ጉድ ሞርኒን፣ ዝበልካዮ አብ ቦትኡ ከሎ፣ መልሲ ደማ ምሰ ትገልጾ ፅቡቅ ነይሩ። ጉድ ሞርኒን, ጉደ ሞርኒን ኢሎም ይመለሰዎ። Glory to God ኢሎም ክምልሰዎ ሓብሮም ኢኻ። ከምቲ እግዚኣብሄር ይመሰገን ንብሎ ማለተይ እየ። with respect.
@meriblhatu2729
Жыл бұрын
ቀጽለሉ ብዙሕ ሰብ ክትጠቅም ኢካ።
@FreYeibyo
5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ትምህርቲ እዩ ብውገነይ ክምዚ ዓይነት ትምህርቲ ብጣዕሚ እዩ ዘድልየኒ my department is tourism management and hospitality study so i went to English speaking. ስለዚ የድልየኒ ስለዝኮነ ኣብ online ትምህርትካ ክሕውስ ይደሊ እየ።
@ghenetyosief2244
2 жыл бұрын
Btaemi tsbuk tmrti eyu kexlo aytgdefo dehar kea kulu yfetwo wey yxelo malet aykonen nska tmhr eti zdeli kea rieyu like geru ywetse kemza natey malet eyu slezi rudue tmrti eyu ketslo aytgdefo thank you 😊
@NebayZemichael
3 ай бұрын
የቀንየልና ብጣዓሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ❤❤
@MuliewediTesfat
4 ай бұрын
ናይ ባሓቂ መምህረይ ጽቡቅ ትምህርቲ ዪ ኣምላኽ ናይ ልብኻ ይሃብካ እዚ ሰናይ ሓሳብ ሓሲብካ ንኣሕዋተይ ካብታ ዘላትኒ ክምህሮም ኢልካ ምሕሳብካ ሰናይ ነገር ዪ ቀጽሎ
@jamalmubarek7095
5 ай бұрын
ሰላም ኩቡር መምህር አነ ንመጀመሪያ ግዜ እየ አትየ አጋላልጻካ ብጣዕሚ ጹቡቅ እዩ ዓወትን ዕብየትን እናተመነኹ ክካታተለካ እየ ከማካ ዝአመሰሉ የብዘሰሓዬም
@sesatgezaem5079
Жыл бұрын
Xbuk tmhrti kexlo zehawey🙏
@meronhabtay7568
2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ መሃሪ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ
@adhanethailzgi2103
2 жыл бұрын
ጽቡቅ ትምህርት ቀጽሎ
@HenokSoloman
Ай бұрын
ብጥዓሚ ደስብሃሊ እዩ ቀፀለሉ እንታኡ እንዳ ስሓቅካ ደስ ኪብለና ሕጉስ እንዳበልካ❤❤❤
@gift-452
5 ай бұрын
ናብ ሓቂ ብዙሕ ተማሂረ ካሊእዊስርሓልና 🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@samsomzerom4988
6 ай бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@NatuNatu-bw8ei
Жыл бұрын
Xbuk tmhriti ኖመ/ደቀሰ ይብል ግአዝ
@Natu-h6z
Ай бұрын
ብጣሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ንማሃር ኣለና
@habenteame6745
2 жыл бұрын
ጽብቅ ስራሕ bro Qexilo
@yicaloabraham4763
5 ай бұрын
ንዓካ ዝከውን ቃላት የብለይ,,,ጅግና,,,!!!
@mebriesmebries8664
2 жыл бұрын
thank you teacher gotis for your great lessons ,it's very helpful
@saeedsaad7481
Жыл бұрын
First of all I would to thanks u for what you are doing. Really it is useful
@HermonKeshi
5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምርቲ ብራዘር ክትቅጽለልና ተስፋ ንገብር
@amanhawiharfey6917
Жыл бұрын
God bless you forever my brother thanks olot
@MewaelTekeste
5 ай бұрын
Alenaka sabti qexlo ab lbna yehdro ezgabher amlak amen amen ❤🎉❤🎉❤🎉🙏♥️🙏♥️🙏🙏🙏
@samueltmrtu3530
Жыл бұрын
God bless you go a head
@geriemebrahtom9456
2 жыл бұрын
ሰላም ከመይ ትከውን እዚ ትምህረና ዘለካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ናይ ጀመርቲ ክትገብር ከመይ ጽቡቅ እዩ
@rahel7771
2 жыл бұрын
ሠናይ ትምህርቲ እዩ ዝሓውና የቐንየልና ቀጽለሉ ንመሃረሉ ኢና ፈሊምካ ኣይትግደፎ መዓር ኣዲኡ እግዚኣብሔር ይሃበልና! ኣነ ገና ፈላሚትየ ክመሃር ድማ ይደሊ እየ
@helenbokre8503
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቀጽሎ ጽቡቅ ይሕግዘና ኢዩ ኣይ ተቃርጾ ኢካ ዘሓወይ
@melawit9956
4 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣኻ ቀጽሎ ብጣዕሚ የምስግና ጹቡቅ ኣመሃህራ.
@kbromgebrewahid615
2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ሓውና
@abelhaile-s9v
5 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ብጣዕሚ መሳጢ ትምህርቲ ቀጽሎ ኣዝየ እየ ዘመስግነካ ተማሂርና
@maekelegebrengus7677
2 жыл бұрын
የቀንየልና ብጣሚ አና ነምስግነካ ስለዚ በኣይ ወገን ፈቴያ ኣለኩ ኣይተቃርጾ ቀጽሎ
@AbrishVio
7 ай бұрын
ጽቡቅ ትመህርት ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ብጠዕሚ ደአ ብዙሕት ሰባት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamYkealo
Жыл бұрын
Xubuk tmhrti ❤❤❤❤
@abrahamwelduweldu6049
5 ай бұрын
መምህር ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣቀራርባ ቀጽሎ ኣጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ነቃጽህግደፋዊ
5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ልዕሊ ኩሉ ኣገላልጻ ቀጽለሉ ክቡር መምህርና
@ኣለማግሀብረ
2 жыл бұрын
ቀፅለሉ ባዓል በልሕ አእምሮ ነመስግነካ
@dengeleyadefekri8990
2 жыл бұрын
hawey egzabher yekbrelna edmen tenane yhabka hadera gen kelbweka nketkxelo tesfa aleni Abzi geze ezi kemzatom zebolu sebat keri keleku des yebleni nebelom temhrom sebat kemhru hawey abe zelaele yebxheka🙏
@kibromsolomon7953
2 жыл бұрын
Kexlo goytshe temharey fnota tebab memhertay nebar
@DanielGidey-zo7ix
Жыл бұрын
Betaemi des zbli tmrti kxilo ajokha bertka Abertna❤❤
@hagoshagos9861
Жыл бұрын
Xubuq tmhrti qexlo bflay ezi temesasali qalat ezi S ekelo z znbeb Good school ticher
@AdhanomTeklemikal-o4z
4 ай бұрын
ዋውውው ገለ ዓይነት ብጣሚ ጽቡቕ ይሓይሽ ዝበልካዮ ኣምጽኣልና ክንስዕበካ ዱሉዋት ኣለና
@merharik767
5 ай бұрын
Good job Teacher Goytom thanks my brother
@MdAubdullhadi-wb7qg
Жыл бұрын
ቀፅለሉ
@YosiefMengstab-ev7eh
3 күн бұрын
btaemi xbuq tmhrti egziabher ybarkka
@MeliakeTesfay
5 ай бұрын
Betami xebuk temhrti kexlo memhrey
@hamiehamie300
4 ай бұрын
ስላም ኩቡር ሓው ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርት ጽቡቅ ኣገላልጻ ቀጽሎ ኢየ ክብለካ ዝድልይ መንእስይ ድማ ኣብዚ ማኣዲ ትምህርቲ ክትስተፉ ካብዝይ ድልይ ቃይቂ ነገራትን ክትርሕቁ ብትሕትና ይሓትት
@Danelgebremichael
5 ай бұрын
በጃካ ቀጽሎ ጽብቅ ትምህረና ኣለካ ሶ በርትዕ ❤❤❤
@mesfinashagrie934
23 күн бұрын
Teacher thank very much watching from canada
@ነቃጽህግደፋዊ
5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ጽቡቅ ልዕሊ ኩሉ ኣገላልጻ ቀጽለሉ ክቡር መምህርርና❤❤
@ShewitGkrstos
Ай бұрын
Thanks so much chether kexelo btamey ab hangolka zateu temherty u
@natsaberhe6226
Жыл бұрын
Amlak ybarka
@sofiaaman7700
2 жыл бұрын
ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ
@genethagos6082
2 жыл бұрын
ዋውውው ጽቡቅ ትምርቲ እዩ ጎይትሽ ቀጽሎ
@teklegrmay9431
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ እዩ በተለይ አናባቢ
@robeltsegay5938
2 жыл бұрын
Betami xbuk amhara kexlo bro keep going kabka bezhu temherna
@selulove1731
2 жыл бұрын
Btaimi tsbuq tmhrti ketslo hawey natey
@efremefa4403
4 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ ቀጽሎ ጎትሽ ሓወይ
@JaK-t2r
4 ай бұрын
Wedi abeyti kubur enka emo kebri yehbka betami xebuq temreti beflay eziome abe Libya zelena yegdsena eyu haqey do yehwat ❤
@OgbaiZera
4 ай бұрын
ቀጽሎ ንፉዕ መምሀር ተባረክ!
@ኣነስመንኮይነየጎይታይኣነ
2 жыл бұрын
Betami tsbuk ketslo kbur haw
@tirhasasfaha3960
5 ай бұрын
Bhaqi zmsgen qxlo anes des elkani🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TasewGebrezgi
2 ай бұрын
ሃወይ ናተይ ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ Have a good day
@binidebesay6808
Жыл бұрын
thanks teacher go on to learn
@abrahamzare5390
2 жыл бұрын
Great teacher!!!!Asej!!!! Great job.
@maezebahre2643
Жыл бұрын
Thank you teacher Nayse
@ቶሚወዲገብሪሂወት
2 ай бұрын
ጽብቕ ትምህርቲ ዩ መምህርና ቀጽልዎ 🎉🤳🤴🤴💙💙💙💙💙💙👑 ወዲ ሃዞሞ ሓላል መሬት❤
15:10
chura-78 | ዝርርብ ቋንቋ ኢንግሊሽ ንጀመርቲ
Chura_ፍልጠት
Рет қаралды 27 М.
10:23
chura-88 ኢንግልሽ ብሜላ
Chura_ፍልጠት
Рет қаралды 79 М.
00:11
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН
00:34
It works #beatbox #tiktok
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
01:01
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
00:20
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人 #佐助
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
22:45
Lesson 2|| ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ቋንቋ English ንጀመርቲ|| ንዑ ምሳይ ኰይንኩም ዝርርብ ተለማመዱ
Mahzel Feltet ማሕዘል ፍልጠት
Рет қаралды 94 М.
19:35
ኣገዳሲ ትምህርቲ ንጀመርቲ|| 1ይ ክፋል
Mahzel Feltet ማሕዘል ፍልጠት
Рет қаралды 15 М.
12:41
English for beginners - ኢንግሊሽ ንጀመርቲ - ኢንግሊሽ ባዕልኻ ተማሃር
Habteab Academy: LET'S SPEAK ENGLISH
Рет қаралды 6 М.
7:10
ነብሰ ተአማንነትክህልወካ ትደልዶ ?
Robel Wisdom
Рет қаралды 166 М.
14:57
ጀመርቲ ኣብ English ክፈላጥዎ ዝግባእ 👆🏿
Sweet English
Рет қаралды 8 М.
8:59
ትጭነቕ አለኻዶ ? | መፍትሒ | ባባ ሮቤል |
Robel Wisdom
Рет қаралды 247 М.
14:00
ዝርርብ 58 Let's Speak English; 101 ኣገደስቲ ሓረጋት ንዝርርብ; ቀዳማይ ክፋል
Habteab Academy: LET'S SPEAK ENGLISH
Рет қаралды 91 М.
2:01:44
Jesus Christ Film in Tigrigna Language ናይ የሱስ ፊልም ብትዓርኛ
Z essence of life / Z Entourage
Рет қаралды 552 М.
14:24
ዕለታውያን ሓረጋት ቋንቋ English
Mahzel Feltet ማሕዘል ፍልጠት
Рет қаралды 253 М.
25:02
🔴እንግሊዝኛ ብቐሊሉ ልኽእልሉ መንገዲ☝️
Sweet English
Рет қаралды 7 М.
00:11
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
Toshleh
Рет қаралды 22 МЛН