ኣገዳሲ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣማኒ

  Рет қаралды 1,241

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Күн бұрын

Пікірлер: 10
@eritreanorthodxmezmur2190
@eritreanorthodxmezmur2190 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና መርገታ ሓውና ፡ ሓቅኻ እወ ምፍልላይ ካባና ይርሓቅ፡ ንሓድነት እንዳዘመርናስ ብግብሪ ግን ንጠፍእ ኣለና፡ ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና። እወ ሓቅኻ ኣቦታት እንታይ ኢዮም ዝብሉ ቤተክርስትያን ብዘይ ካህን ዑና ካህን ብዘይ መእመናን ጋና ይብሉ። ውልደ ክህነት መንገዲ ናይ ጎይታ ምርሑና። ናብ ጎይታ ጠምቱ ከምቲ ኣርኣያ ዝኾነና ጎይታ።
@nebaynegasie6251
@nebaynegasie6251 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ ተፋላሊኻ ተምጸኦ ረብሓ ስለ ዘየለ ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልኩም ሊቃውንቲ ጸውዕኩም ንሰላም ለምኑ እንበር ኣብ ምዕራብ ዓለም ዘለና ኩሉ ሰብ ኣብ ገዛይ ጾሎት ምግባር ይሕሸኒ ኢዪ ዝብለካ ተሪፊ ናብ ቤተክርስትያን ምኻድ
@ሂዊጋልእመብርሃን
@ሂዊጋልእመብርሃን 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ቃል በርከት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክና ባዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@estifanosberih230
@estifanosberih230 2 жыл бұрын
ኣንቱም ኣሕዋት ሊቃውንቲ ብዙሕ ምዝራብ ኣየድልን ኢዩ ጉዳይ ብዛዕባ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ክፍታሕ ወይ ኣቦታት ሲኖዶስ ዝወሰድናዮ ጌጋ ኢዩ ኔሩ ኢሎም ቅድስነቶም ኣሚኖም እንተተጓዒዞም ቤተ ክርስቲያን ኣብ ሓድነት ክትመጽእ ኢያ ከምዚ ኩሉ ጉዳይ ብሽፍኑ እንተኮይኑ ግን ሓድነት ክመጽእ ኣይክእልን ኢዩ ሰብ ብናይ ሓቂ እግዚኣብሔር ጥራይ ኢዩ ክምራሕ ዝኽእል ምስከምኡስ ኣብዚ ነተኩር ዞም ኣሕዋተይ ንኡሳት ኢኹም ንስኹም ተረድእዎ . ሰላም ንዓኹም ኣብ ዘመለኹሞ ይኹነልኩም።
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos mstwalu yhabena egzabiher enber bkebdon znegdu kahnat ab zebena kolwu mo kemey Abitur ktrnef egzabiher amalsana amelsa debena ykunelna amen amen amen
@Lifeishardwork
@Lifeishardwork 2 жыл бұрын
Kalehiwet yesmealna kburat ahwat Nay kulu tehatati qedamay qdus sniedos Eritrea eyu slezi baelom eyom keerywo zelewo ezi malet bzey hgi bietekrstay kwesdwo zxenh ab leli abotatn memenann sgumttat ykrieta khatlu ygbae .n qdus webxue abona semaet Entenyos kem semaet ktqbelo bietekrstya gdieta alewa ezi akedimna Keneryo zelena eyu. Hakn hgn regiexka zmexe xdki ykun hadnet yelen .
@ንእግዚአብሄርአመስግኑ
@ንእግዚአብሄርአመስግኑ 2 жыл бұрын
እሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና
@gesera_entertainment
@gesera_entertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም የሕዋት ኣኣብዘለኽምዎ ሰላምን ፍቅርን እንዳ ተመነና!!! ኣብዛ ጌሴራ ቻነል ኣቲኹም 1000 ሳብስክራይብ ንምብጻሕ ተሓባበሩና ነዓና ዓቢይ ሓገዝ ኢዩ የሕዋት !! ናይ ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኹን
@keshimicheale2021
@keshimicheale2021 2 жыл бұрын
ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኩቡራት መምሃራን ብፍላይ ያሬዳዊ ዜማ እንዳ ጠፈአ ኢዩ ዝከይድ ዘሎ ናይ ሎሚ መዝሙር ዝዝመር ዘሎ ኣንፈቱ እናቀየረ ኢዩ ዝከይድ ዘሎ ናብ ሳዕሲዒት ተቃራሪቡ ብፍላይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መርዓታት ክዝምሩ ዝመጹ ዘለዉ ንምንታትይ ህድእ ኢሎም ዘይ ዝምሩ ምስጋና እንተኮይኑ ህእድ ኢልካ እንበር እንዳ ጨፈርካ ምስጋና ኣይኮነን ያሬዳዊ መዝሙር ዝዝምሩ ኣብኡ ከለዉ እቶም መዘመር ሰንበት ይሕዝዎ ወረብ ግበሩ ትብሎም ዘይክእሉ ሃብዎም ነዞም መምሃራን ኢልካዮም ዘይህብዎም ህደእ ኢልኩም ዘምሩ ኢልካዮም ዘይ ሃድኡ በጃኩም ያሬዳዊ ትምህርቲ ንሓውሰሉ ያሬዳዊ ምስ ዝማሜኡ ጥዑም እንዳእሉ
@muluebrhanuguse7398
@muluebrhanuguse7398 2 жыл бұрын
ሊቀ ዲያቆናት ከ ደኣ ብከመይ ኢካ ተቀቢልካያ ? *ዋይ ዛ ሓድነት *ዋይዛ እንታይ ዩ ዝፈላልየና ማሌት *ድሕርኩም ኣሎኩም? እንዳ ቀንጀታ ባዕልኩም ሊቀ ዲያቆናት ኢና ትብሉ ብዘይካ ንሊቀ ዲያቆናት ንእስቲፋኖስ ሰማእት ሎሚ ኣባካ ይሰምዓ ኣሎኩ። ስለዚ መልኣከ ሰላም ዝብል ዶ. ሊቀ ዲያቆናት ዝብል ደምሱሱዎ እሞ ክንላዘብ --------------------------------------------------------
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 945 М.
Каха и лужа  #непосредственнокаха
00:15
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 29 МЛН
Triple kill😹
00:18
GG Animation
Рет қаралды 17 МЛН
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
MasomkaMagic
Рет қаралды 38 МЛН
ኣገዳሲ ትምህርቲ ንጀመርቲ|| 1ይ ክፋል
19:35
Mahzel Feltet ማሕዘል ፍልጠት
Рет қаралды 2,9 М.
ዮአዳን (ክፍል 42)
31:07
ለዛ
Рет қаралды 362 М.
ኣዚያ መሳጢት መዝሙር ብዘማሪ ሳንድሮ ግርማይ
5:44
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 8 М.
Каха и лужа  #непосредственнокаха
00:15