Aguadu - Das Hawya - ዳስ ሓውያ - New Eritrean Serie Movie 2024 By Zola G - Part 26 - 26 ክፋል

  Рет қаралды 33,308

Aguadu Entertainment

Aguadu Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 186
@siraksiku9291
@siraksiku9291 9 сағат бұрын
እታ ዝፈልጣ ዝነበርኩ ዳስ ሓውያ ዛንታ ከምታ ዝፈልጣ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ ክሳብ ሕጂ ክቡር ደራሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብርዕኻ ይሰስን❤❤
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ 8 сағат бұрын
እዛ ታሪኽ ኣብ ዞባ ደቡብ እያ ምሽ
@kmh6471
@kmh6471 7 сағат бұрын
⁠@@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በእወ ን/ዞባ ዓረዛ ከባቢ ዓዲ-ጉረቶ
@Selemawi-t1
@Selemawi-t1 7 сағат бұрын
ክኸውን ኣለዎ ከምኦም ዝዳቀል የለን ከምኦም ከኣ ድቃላ እንዳ በለ ዝብዳዕ የለን ​@@kmh6471
@HadushAram
@HadushAram 5 сағат бұрын
Yes my father’s land ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 5 сағат бұрын
@@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ ab nuesua zebo mendefera eyu tekal
@berofayohagermedia9215
@berofayohagermedia9215 6 сағат бұрын
እዛ ዛንታ ካብ ቀደም ዝፈልጣ ላይክ ይግበር ❤❤❤
@WediSemere-q9p
@WediSemere-q9p 8 сағат бұрын
እዛ ዛንታ ትምህረና ነገር ፡ ብዝኾነ ነገር ካባና ንዝፍለዩ ብግፍዒ ወይ ውን ብጸርፊ ብድዐ ምስ ነዕብዮም ቂምታ ቋጺሮም ድሓር ማዕረ ክንደይ ሓደገኛታት ከም ዝኾኑ ኢዩ ።
@ማንቸበል
@ማንቸበል Сағат бұрын
ሓቄኛ ታሪኽ አዩ አዚ ሓወኒ ኖርማል ዛንታ ኣይኮነን አምበር ጽቡቅ ኣለካ ❤❤❤
@trhasbrhane9557
@trhasbrhane9557 3 сағат бұрын
አብ 2020 እየ አንቢበያ ነሪ ግን ከምዘላታ እያ ዘላ ካስብ ሕጅ ብጣዓሚ ጽቡቅ ሰራሕ 😢😢😢ግን እቲ ዘሕዝነካ ጭካነ እንዳራኣየ ዝዓበየ ጭካን ክምዝክወን ዩ 😢😢😢ዝምህረና
@MaekeleHagos
@MaekeleHagos 8 сағат бұрын
ናይ በሓኪ እታ ንሰምዓ ድነበርና ዳስ ሓዊያ ኣሪእኩምና የቀኒየልና ናይበሓቂ ደገርም እዩ
@hannalinatube6955
@hannalinatube6955 Сағат бұрын
Kostirwom enber gebrhiwet adengixeni abayu deake entay gera meskinyti
@AbrahamKahsu-y7s
@AbrahamKahsu-y7s 4 сағат бұрын
Bhaki das hawya kemti abotatna dezetewulna tarik eya tkeyd zela kexlwo bteami xbuk zanta ayteweseko aygodelo ❤❤❤❤❤❤.
@tesfityamane9903
@tesfityamane9903 7 сағат бұрын
Melewa btaemi des tbl filmi tena yhabelna❤❤❤❤❤
@aslihabtom4315
@aslihabtom4315 8 минут бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@MelakeAregay
@MelakeAregay 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@abaditaweale3041
@abaditaweale3041 2 сағат бұрын
Good job 🇪🇷❤
@ሞናሊዛኤረ
@ሞናሊዛኤረ 4 сағат бұрын
አገናዕ ኤርትሮስ
@ZebibaBelay-dn4dt
@ZebibaBelay-dn4dt Сағат бұрын
❤❤❤❤❤ጂር ገደላ ፈዳይ ሕነ😊😊😊❤
@helenkaleab5729
@helenkaleab5729 41 минут бұрын
❤🎉❤🎉❤❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉❤
@candido6539
@candido6539 9 сағат бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DestaTsadik-v7t
@DestaTsadik-v7t 5 сағат бұрын
Welcome እንዳ 'ባ❤
@ሊሎ
@ሊሎ 3 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MichaelYonas-id2zw
@MichaelYonas-id2zw 6 сағат бұрын
መሃሪት ዛንታ ትዕቢት ምስ ዝበዝሕ ኣብ ከምዚ የውድቀኻ❤❤❤❤❤❤❤
@HiyabBereket-d5l
@HiyabBereket-d5l 2 сағат бұрын
Eway kemgele geyrni nay se❤❤❤
@hakiaynrgex252
@hakiaynrgex252 9 сағат бұрын
Neza movie zbezahna mewedaetia nfelta ena kab zgeremeni gn hade gebari kufue zeyblna mhlaw eyu gele dea mewedaetia xhifom mud teazabi msebaberu Neirom kemza zelekuma qexlu dea habayb ksab mewedaeta ❤❤❤❤
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 8 сағат бұрын
Ab zhalefe kfal negiru mudna serna hade
@tesfitgherie2243
@tesfitgherie2243 7 сағат бұрын
Ktqxl eya guday ezi hadimu zelo
@hakiaynrgex252
@hakiaynrgex252 7 сағат бұрын
@@furtunakiflay9272 entay krekb wedey hmak mealti wielu
@hakiaynrgex252
@hakiaynrgex252 7 сағат бұрын
@@tesfitgherie2243 ewe kqtqxl eya darga nab mfxama eya tmesl hjis btaemi xbuk serihoma alewu ksab hjis
@selamteame9953
@selamteame9953 9 сағат бұрын
ዋላ ዓባይኡ ቀቲልዋ ርኹስ ድኾነ ሰብ ኣዲኡ'ኸ ኣበይ ኣበለት🤔
@ygsay2993
@ygsay2993 6 сағат бұрын
ገይሻ ከይዳ ኣላ
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 3 сағат бұрын
በዚ ናይ ሕጂ ኣይትርኣዮ, ንሳ ንባዕላ ንጓላ እንበር ንወዲ ጓላ ቅንጣብ እምነት ኮነ ሓልዮት የብላን , ደሓር ከኣ ኣዴና ነዓና ትቀርበና ህዉከት ደኣ ይብሃል
@robelalay7608
@robelalay7608 8 сағат бұрын
Abayu gin ab gonu eya neyra 😢
@FurtunaRezene
@FurtunaRezene 5 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Niguse-l7o
@Niguse-l7o 8 сағат бұрын
ብሓቂ ኤርትራውያን ይበል ኢልና እና ታርክኹም ታሪክ ውልድ ወለዶ እዩ. ናይ ኹሉ ተጋሩ ባህሊ ሓደ ምኻኑ እዩ ተርድኡኒ ብሓቂ ንፉዓት
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 4 сағат бұрын
ደሊኻዮ ሜትካ ታሪኽ ኤርትራዉያን ታሪኽ ግፍዒ ዘይምቕባል እዩ ታሪኽ መሳፍንቲ ትግራይ ግና ከምቲ እትፈልጦ ታሪኽ ኣሉላን የዉሃንስን ተወከስ ኣብ መሬት ሱዳን ዘመተ ስለዝቐንዖ ካልኣይ ክዘምት ምስከደ ኣብ ኩናት ሲዒሮሞ ክሳዱ ቆሪጾም ኣብ ቤተመዘክር ካርቱም ነይራ ኣሉላ ከኣ ብዘይ ፍቓድ የዉሃንስ ያእይ ብረት ካብ ጥልያን ክዘምት እሞ ክሕይል ኢሉ ኣብ ደጎሊ ጥልያን ከይደልደለ ከሎ ኢሉ ፈቲኑ ኣየርኢኻ ጸኒቱ ንሱ ግና ሃዲሙ ተመሊሱ የዉሃንስ ነዚ ሞስ ሰምዔ ብሕርቃን መን ኣዚዙካ እዚ ጌርካ ኢሉ ክቐትሎ ሓሲቡ ነይሩ ሓይሉ መሊሱ ክዳኸም ምዃኑ ተረዲኡ ሸለል ኢልዎ እዚ እዩ ታሪኽኩም ኣኸለ። ኢንታ ፊሳንዱቕ ኸበረክ ፊሱቕ ተርጓማይ ድለየላ ወደሓንካ።
@MeriEyoba
@MeriEyoba 4 сағат бұрын
ናይ ትግራይካ ግበር ማዕማዕ ዓጋመ። እዚ ታሪኽ ኤርትራውያን እዩ።
@Robi-94
@Robi-94 3 сағат бұрын
ታሪክናን ታሪኩምን ሓደ ኣይኮነን መሳፍንቲ ትግራይ ክም ባዓል ኣሉላን ሳዓብቱን ንመሳፍንቲ ናትና ማለት መሰፍንቲ ኤርትራ ዝነበሩ ብጣዕሚ ኣጋፊዖሞም ኢዮም ስለዚ ሓደ ኣይኮማን ምናልባት መሳፍንቲ ኢትዮጵያ ኣጋፊዔሞም ይኮኑ ኢዮም ንመሳፍንቲ ትግራይ ግን ንስኩም ብጣዕሚ ኢኹም ኣጋፊዕኩሙና ታሪኽና ዘይንፈልጥ ከይመስለካ ብዝኮነ ስለቲ ተገዲስካ መጺኻ ኣብዚ ምክትታልካ ክብሪ ይሃብካ ሑሉፍ ገዲፍና ቂም ገዲፍና ከም ጎሮባብቲ ታሓጋጊዝና ክንነብር ፍጣሪ ይሓግዘና ❤❤
@geneteden4343
@geneteden4343 8 сағат бұрын
ናይ ቅርታ ቀሊል ቅፅአት ሂብካ አርአያ ኮይንካ ናይ ምምሀር ምሳሌ ግን ፍፁም እካኢና ዘይንክእሎ 🤔ግን አባዩ ስለምንታይ ??? ብምንታይ ጥፍአት አይኔ ስውር ኮይኖም ዝሰርሁ ክአ አይ እታ 🇪🇷ምድሪ ናይ ደም መሬት ብዘይ ደም ስለ ዘይትነብር ምፍታሕ አብያትና ዘላ ከይንነብር ብዘይ ደም ምፍሳስ እግዚአብሔር እታ ምድሪ ይባርካ ንህዝባ ውሀቢት ሰላም ንክትከዉን 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@YordanosHaile-ef1nq
@YordanosHaile-ef1nq 5 сағат бұрын
Welcome dek erey ❤❤❤❤❤❤❤
@TadeseTsegay-v9x
@TadeseTsegay-v9x 3 сағат бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ግና ነቲ ጹቡቅ ድማ ገለ ገዶሎ ክርከቦ ንቡር እንድዮ ከምዝመስለኒ ኣቡ ቃንቃ ኣባላሽኹማ
@TadeseTsegay-v9x
@TadeseTsegay-v9x 3 сағат бұрын
ኣቡ ትልሃጃ እቲ ናይቲ ቃንቃ ማለተይ እየ
@Selamnhzbey-t3d
@Selamnhzbey-t3d 9 сағат бұрын
ኣዝዩ ዘገርም ታሪኽ ፡ ብሰንኪ ሕነ ኣብኡ ዓሌት እንዳዲኡ ኣጥፍእዎም ፡ ሰብ ተጨኺኑስ ዓቕሚ ጥራይ ይሃልዎ እንበር ከም ዘጥፍእስ በዚ ንግንዘብ ። ተዝይተነግረ እንበር ዘይተገብረ የለን ክባሃልስ ከምዚ'ዩ ።
@KalidKaludi-lb8ds
@KalidKaludi-lb8ds 9 сағат бұрын
Iza zanta haqido yikewin brother
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 8 сағат бұрын
አዲኡከ አበይ ትህሉ ኮን 😢😢😢😢
@Selamnhzbey-t3d
@Selamnhzbey-t3d 7 сағат бұрын
@@KalidKaludi-lb8ds እወ ሓቐኛ ዛንታ'ዩ ፡ ኣብ ሰራየ ዘጋጠመ'ዩ ተባሂሉ ይዝንቶ ።
@Selamnhzbey-t3d
@Selamnhzbey-t3d 7 сағат бұрын
@@selamSelam33-ll1bs ንዓይ ውን ትኸብደኒ እያ ፡ ግን ጨኪንላ'ዩ ዝኸውን ደሓን ከኣ ዘገም ኢልና ክሳብ ትውድእ እዛ ፊልም ንሪኣ ።
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 3 сағат бұрын
​@@selamSelam33-ll1bsኣዴና ልእልቲ ሃና ኣብቲ ግዜ ናብቲ ስግር ጎዶቦ ዓዲ መንጎቲ ገሸን እየን ነይረን
@YerdanosGebrenderyas
@YerdanosGebrenderyas 2 сағат бұрын
Wayyy
@WintaHabtemichael
@WintaHabtemichael 2 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@sirusirak3354
@sirusirak3354 2 сағат бұрын
ኣብሓጎይ ዝነገረኒ ዛንታ ትበልጽ ካብዛ ዝተሰርሐት ፊልም ፡ ተመሊስኩም፡እሞ ርኣዩዋ ናይ መድረኽ ድራማ ትመስል ዳሬክተር ናይዛ ፊልም ግን ቅድሚ ኣብ ስራሕ ምእታውካ ፍልጠትን ተመክሮን ወስኽ
@TemesgenAmine-f9t
@TemesgenAmine-f9t 55 минут бұрын
ምስ ኩሉ ሕጽረታቱ ተማዊቶም ይሰርሑ ኣለዉ ስለዚ ሞራል እምበር ምዉርዛይ ጽቡቕ ኣይኮነን።
@Aziebbabe
@Aziebbabe 3 сағат бұрын
Wow 😢
@ww1075
@ww1075 8 сағат бұрын
Eway eza das ktefrhaka daatu ember dwexe kndyenay ❤
@tesfommael5556
@tesfommael5556 7 сағат бұрын
❤🌹❤🌹🌹❤❤❤❤
@BereketYared-e3y
@BereketYared-e3y 9 сағат бұрын
Well come das hawuia
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 4 сағат бұрын
Waww adnikekum ajekum kestlwo kulukum hayalat tewasaeti ekum
@henryhenry1602
@henryhenry1602 8 сағат бұрын
Deqi erey haqena tarik diya bejakum ngeruni etom tfeltwa 😢😢😢
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 8 сағат бұрын
Ewe hakegna tarik eyu
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ 7 сағат бұрын
እወ ገና ካብ ህጻንነትና ከለና ዝዝንተወልና ዝነበረ ሓቀኛ ዛንታ እዩ
@selamkidane8066
@selamkidane8066 7 сағат бұрын
Eritrawi zkone neza zanta zyfelt yelen
@Kdus.Gebriel19alo
@Kdus.Gebriel19alo 4 сағат бұрын
​@@selamkidane8066 Eritrea wi/wit zeykone zeyfelta yelen aybehaln eyu! Neabnet ane Eritrea/wi eye gn kea nezi tarik ayfelton niere. Kalie ab Eritrea ztefetseme tarik ane zfelto nski wey wun kalot Eritrea/wuyan zeykfeltwo ykelu eyom. Mknyat mexhafyey nezi tarik zeyfeltu ay Eritrea/wuyann sle tedmx eye zxhfelki zeleku selam habtey. Bxbuk ktrd'eyo tesfa ygebr. Yeqenyeley
@TewoldeHaftom
@TewoldeHaftom 7 сағат бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤
@TrhasHadisch
@TrhasHadisch 3 сағат бұрын
🥰❤️❤️🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷
@tesfommael5556
@tesfommael5556 7 сағат бұрын
ብሓቂ ዝድነቕ ስራሕ ቀጽልዎ ❤🌹❤🌹
@temesgenyemane-wr6hv
@temesgenyemane-wr6hv 8 сағат бұрын
ንዓባዪ እዚ ኣይግባኣን እዪ ኔሩ😢
@Eri91M90
@Eri91M90 2 сағат бұрын
ብ ኣካል ሪኢናያ ዳስ ሓዉያ ካብዚ ኢያ ትጅምር እታ ናይ ቤተሰብ ምሉእ ምጽዳፍ ዳስ ንዓባዩ ዋላ ነዲኡ ንኩሎም ኢዩ ኣጽዲፍዎም እዚ ኣረሚን ንጉስ 😮 እቶም ኣኮታቱ ኮ ካብ ቀደም ዉን ተኮነ ንሶም ኢዮም ኣጨኪኖሞ ከምዚ ክገብር ዝደፋፍእዎ😢
@BiniamSoloman
@BiniamSoloman 8 сағат бұрын
❤❤❤❤ btaemi xbuq srah
@hiritimehanisho5162
@hiritimehanisho5162 Сағат бұрын
Weyne zehzn
@Ayniasa
@Ayniasa 9 сағат бұрын
ደራሲ ናዓ ከም ሰብ በል ሕልሚ ግበሮ😂
@DanaytGebre-g1h
@DanaytGebre-g1h 8 сағат бұрын
Ezi tkklegna zanta eyu drset yekoney
@hagosfitwi3744
@hagosfitwi3744 5 сағат бұрын
Willkommen auf unseren Familien
@selamkidane8066
@selamkidane8066 7 сағат бұрын
Ziatu enber Ziwexi yelen.
@geneteden4343
@geneteden4343 9 сағат бұрын
ወላ አባዩ 💔💔💔አነስ አባየዬ ልእሊ ነፍሴይ ስለ ዝፈትዋ ልበይ አባዩ ብምቅታሉ ሐሚመ 😨😨😨😨😨😨ግን እኮ አባዩ ብዙሕ መከራ እያ ሐሊፋ ስለምንታይ ቀቲልዋ ????
@araratbereketab2296
@araratbereketab2296 7 сағат бұрын
Nesu negsenet kewhabo yeblun ketbel yesma sele zenbre eu
@Edilegna1999
@Edilegna1999 6 сағат бұрын
👏👏👏♥️
@YohannesBokure
@YohannesBokure 5 сағат бұрын
Bahaki Kem ETA baxunxiway nisemo zineberina rekibeya
@MarryJesus-i8k
@MarryJesus-i8k 8 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@BerakiMedhanie10
@BerakiMedhanie10 9 сағат бұрын
ቀደም ከም ዝሰማዕናዮ ዛንታ እንተኾይኑ ገብርሂወት ካብ ጓሉ ክወልድ እዩ ዘርኢ ሓረግ ወለድኦም ክቕጽል'ዩ።
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 8 сағат бұрын
ጽብቅ ኣለካ ናብ ካልእ ዓዲ ክሃድሙ ኢዮም ብድሕሪኡ ዘርእና ክቅጽል ክወልደልኪ ክብላዩ ኣብ መጀመርታ ሰንቢዳ ከመይ ጌርካ ኮሙ ትብል ኣቦይ ኢላ ክትኣብዮ ኢያ ሰብከ እንታይ ክብለና ትብሎሞ ሰብ ዳኣ ንግዚኡ ኢዪ ክዛረብ ይብላ ኣቦይ ኣይከውንን ኢዩ ካብ ኣቦኣ ወሊዳ ዳበሉ ከላግጹለይ ትብሎሞ ብድሕሪኡ ቆርበት በጊዕ ከዲኑ ናብ ዕዳጋ ይሰዳሞ ብዙሕ ሰብ ጽልልቲ ዲያ ገለ ዳበሉ ይዛረብ ብድሕሪኡ ነቦኣ ከምዚ ትብሎ ካልኣይ ማዓልቲ ኮሙ ኢልኪ ኪዲ ይብላ ትኣብሞ ንዒዳኣ ዛጓለይ ኪዲ ምስ በላ ትከይድ ሎሚከ እንታይ ኢሎምኪ ይብላሞ ሎሚ ይሕሹ ትብሎ መሊሱ ተደጋጋሙ ማዓልቲ ኪዲ ዳበለ ይሰዳሞ ብድሕሪኡ ሕጂከ እንታይ ኢሎምኪ ምስ በላ ኣብቲ መጀመርታ መዓልቲ እምበር ሕጂ ዳኣ ይትረፍዶ ዝጸርፈኒ ቁሊሕ ኢሉ ዝርእየኒ ከማን የለን ትብሎ እሞ እዛ ጓለይ ኣነ ካባኪ ተወሊደ ኣብቲ መጀመርታ እዮም እምበር ብድሕሪኡ ከምዛ ናትኪያ ምስ በላ ትወልደሉ ምቀጸልኩ ደራሲ ከኣ ከይቁጥዓኒ ኣቃሪጸ ኣለኩ😁😂😁😁😁
@tesfitwedkeshi3041
@tesfitwedkeshi3041 5 сағат бұрын
Anta suk eba bel hwket kkkkk
@efremhailemicheal9562
@efremhailemicheal9562 Сағат бұрын
ጽቡቕ ኣለካ ክቡር ሓው
@Lat-te5ru
@Lat-te5ru 7 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍👍👍
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 сағат бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ❤
@hiritimehanisho5162
@hiritimehanisho5162 Сағат бұрын
Weyne eza film ezia zeytrdani
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 8 сағат бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 9 сағат бұрын
Wey gud besmab
@user-up-k4p
@user-up-k4p 7 сағат бұрын
ወዲእውም😢😢😂😂
@TeklitTesfayAregay
@TeklitTesfayAregay Сағат бұрын
ጅር ገደላ ዓዲ ወዲዋ በሉ እዋይ ኣታ ኡይይ ዶ ክብል
@DejenZeray
@DejenZeray 10 сағат бұрын
❤🎉🎉🎉❤❤❤❤enqua bdehan mexakum deqi ereyyyyyy
@natsnetzemede7400
@natsnetzemede7400 7 сағат бұрын
Nemesgin aziya sehabit flim!!! ❤
@ygsay2993
@ygsay2993 6 сағат бұрын
ገይሻ ከይዳ ኣላ
@BahabilaTsaedu
@BahabilaTsaedu 9 сағат бұрын
👍👍👍👍
@freweyni-jk3yi
@freweyni-jk3yi 7 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Kbri-w3r
@Kbri-w3r 2 сағат бұрын
Entezeytegagye ab segenyti geza hawya zbehal alo,Ezi sebay kab gualu kweld eu, Eti b afe tarik ysema niere eye
@نايفنايف-ق2د
@نايفنايف-ق2د 8 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤😊❤❤😊😊❤😊❤
@NatnaelMokonen-y6t
@NatnaelMokonen-y6t 9 сағат бұрын
wawwww
@semirtekle1014
@semirtekle1014 9 сағат бұрын
ዓባዮ ከይተረፈት ቀቲልዋ ወይ ጉድ እታ ኣዲኡ ኸ
@ygsay2993
@ygsay2993 6 сағат бұрын
ገይሻ ከይዳ ኣላ
@AbrahamTewlde
@AbrahamTewlde 10 сағат бұрын
Wawww nice❤❤❤🎉🎉🎉
@yohannesmedin7825
@yohannesmedin7825 10 сағат бұрын
May be today is the last one. Just guessed
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 10 сағат бұрын
Iove it❤️❤️💐💐💐💐🌸🌺🌟⭐️💐💐💐💐
@zahrabeshir4201
@zahrabeshir4201 8 сағат бұрын
Aselamu alaikum. Good job 👍
@MerryGalqeshi
@MerryGalqeshi 10 сағат бұрын
Welcome
@wedibelay1246
@wedibelay1246 10 сағат бұрын
Enquae beslam mexakum
@MhreteabTeklegergsh
@MhreteabTeklegergsh 10 сағат бұрын
🎉🎉 🎉🎉🎉
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 6 сағат бұрын
😢😢😢😔😔😔😔😔gudaim jeicain lebica desipier dngze deypulu
@DejenZeray
@DejenZeray 10 сағат бұрын
Hanti hto Wer ist Schmendi?🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MabelRezene
@MabelRezene 10 сағат бұрын
Wa anta wediewom
@fithawiberak
@fithawiberak 8 сағат бұрын
ሕማቕ ግብሪ እንዳ ሓደረ ዋጋ የኽፍል🥹💔
@SemretDebesay1980
@SemretDebesay1980 10 сағат бұрын
Welcome deki erey 🇪🇷
@ዳኒኤልወዲንጉሰ
@ዳኒኤልወዲንጉሰ 10 сағат бұрын
@erilove5004
@erilove5004 7 сағат бұрын
ደራሲ ተባሂሉ ተጠቂሱ ዘሎ ግና እንታይ እዩ ደሪሱ ጽሓፊ ዛንታ ዘይብሃል ዋላ ዋላ ክትርድኣኒ ኣይካኣለትን ምስናይ ትሕትንኡ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ 8 сағат бұрын
❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@YohannesHabtom-j9c
@YohannesHabtom-j9c 9 сағат бұрын
Way gud mray nkulom balmama 😮😮😮😮
@diborates1416
@diborates1416 9 сағат бұрын
Haf telay
@Hakotehakote
@Hakotehakote 8 сағат бұрын
ሎሚ ማዓልቲ ዲስ ላይክ ጌረልኩም ኣለኩ ኣይዓገብኩን
@selamawitkidane245
@selamawitkidane245 9 сағат бұрын
Ne elamaka chkan ktkwen alka 😮
@hakiaynrgex252
@hakiaynrgex252 10 сағат бұрын
Eza movie ab haqegna zanta temorkisa tewesaki hasabat wesasasika dya tisrah zela wela eti zanta kem znebero eya tezentwelna zela
@AlikwediqeshiAlikwediqeshi
@AlikwediqeshiAlikwediqeshi 9 сағат бұрын
Haqina eyu
@GoytomMehari-xb4yh
@GoytomMehari-xb4yh 9 сағат бұрын
Cekan ftret
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ
@ሰላምእየዝምነ-ኘ7በ 8 сағат бұрын
Tarik nay das hawya sle nfelto zatu ember zwexi yelen 😅
@mehreteabhaile
@mehreteabhaile 9 сағат бұрын
በጃኩም ቆሉዑ ከይርእይዋ
@giromkidane2994
@giromkidane2994 9 сағат бұрын
እዚ ምስላ ናይ አቦታትናስ ካብ ወዲ ጓል ትዕብስ ወዲ ኸልቢ ይዕቢ ካብዚ ታሪኽ ዝመጸ ዶ ይኾውን?
@Tikitokeri
@Tikitokeri 4 сағат бұрын
ድርባይ ቅሩብ ካብዚ ታሪክ ክትማሃር ኣይትክእልን! ንዝኮነ ሰብ ብተነጽሎ ብውርደትን ክትዕቢዮ የብልካን ። እዚ ዝቀትሎም ዘሎ ውጽእት ኣታዓባቢይኡ እዩ ።
@bitewoabofatahi2464
@bitewoabofatahi2464 2 сағат бұрын
ኩሉ ሰብ ወዲ ጓል እዩ ፧ እዚ ታሪኽ ሕነ ኣቦ ሕነ ብደዐን ሕነ ንቀትን እንበር ። መዓስ ንሕና ጥሪይ ከብ ጓል ተወሊድና ኮይና፧
@abrihimomassawa1143
@abrihimomassawa1143 6 сағат бұрын
Boow jdgedela adi milieti axnituwa embear way gud 😂😂😂
@MerryGalqeshi
@MerryGalqeshi 10 сағат бұрын
Kkkk goyta ewe ms ferahka khasm
@YyYu-cb5yb
@YyYu-cb5yb 7 сағат бұрын
እረ እዚአስ አትድገመይ
@AK-ow2ps
@AK-ow2ps 5 сағат бұрын
ቂም እቲ ዝኸፍአ ሕማም ኢዩ
@mulueawtsana5868
@mulueawtsana5868 7 сағат бұрын
😂😂😂😂
@gebremariamtesfamichael3470
@gebremariamtesfamichael3470 8 сағат бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@DejenZeray
@DejenZeray 10 сағат бұрын
(Eh murkusey amaedwi endo ,yemadu aleku, hray ,wela lewti yelen abo ,zwexi yelen,yelen,weyzi dqala kexfeana elu eu das tekillna)😢😢😢😢😢nebie
@timnitmehari1247
@timnitmehari1247 9 сағат бұрын
Eza zanta kedem be nishtay keleku yesema nier kebab Mendefera abzi adi gawel adi gereto Adey dåse haweya tibelna niera
@DejenZeray
@DejenZeray 8 сағат бұрын
​@@timnitmehari1247ja bro wela ane semeya nere xbqti gerom Serihoma Derasi und Director
@fethawifesshaye1739
@fethawifesshaye1739 9 сағат бұрын
Himak zigebere Himak kirekbo gidin eu
@SemretDebesay1980
@SemretDebesay1980 9 сағат бұрын
Gytay awe kema eya kkkkk
@MahariGerezgiher
@MahariGerezgiher 9 сағат бұрын
Wey akarxwa wey bkal a drset kexluwa mekereta aytetf u wa begakum gebrhiwet ms galu amerkum key tkxlua bkal a kexlua ente tewasa e ti gn ybel bmlukum 100 100 10000000000
@Meritey
@Meritey 8 сағат бұрын
Hateftef tbl aleka eti znebere kemxulka eyom suq elka aqli gber hataf
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05
Awra Tube
Рет қаралды 72 М.
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 49 МЛН
ሕጊ እንዳባ higi endaba part 2
21:49
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 32 М.