ኣሕ ኣዶ ትግራይ ማለት?

  Рет қаралды 11,932

ወጋሕታ ትግራይ ዩቱብ

ወጋሕታ ትግራይ ዩቱብ

Күн бұрын

Пікірлер: 244
@Jossi0102
@Jossi0102 3 жыл бұрын
ኣሕዋተይን ኣሓተይን ንዝሀብኩምኒ ፍቕሪ ኣዝየ የመስግን🙏 ብሩኻት ኩኑ!
@abiman70e94
@abiman70e94 3 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ከምዚ ናትና ትሕትና ተዝህልዎስ ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ 😍
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ 3 жыл бұрын
ወዲ ትግራይ ሓላል ክክክክ ሞትኩ ንሕንባሻ ክትብልስ ንሓፍትካ ትቅይራ ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን በል #ሕንባሻ #ትሕንብሽ #ሰበይቲ የጋኒካ ወዲ ዓደይ
@ወጋሕታትግራይዩቱብ
@ወጋሕታትግራይዩቱብ 3 жыл бұрын
ሰላም ተጋሩዋኒ እንኳዕ ደስ በለና ደስ በለኩም ኣላማጣ ኮረም ሓራ ወፂአን ኣለዋ ሰላ ጀጋና ሰራዊት ትግራይ 💕💕💕💊💊ዓውት ንትግራይ ሕጂ እውን💪💪💪
@sjdgfjsg5250
@sjdgfjsg5250 3 жыл бұрын
ወዲ ዓደይ ማዕርይ ጀግና አወ ተጋሩ አሓወተይ ላይክ ሰበስክራይፕ ንግበረ ናይ በዕልና አሕወትና ንዕቢዮም
@abiman70e94
@abiman70e94 3 жыл бұрын
ጎቦዝን በዓል ጽቡቕ ትሕትናን ብሰላም ተማሂርካ ዓድኻ ይምለስካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏 ዓድና ከኣ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 3 жыл бұрын
አሜንንንን መአረይ
@ሰላምለኪትግራይዓደይ
@ሰላምለኪትግራይዓደይ 3 жыл бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏
@محمدالعبدلي-ط3ف
@محمدالعبدلي-ط3ف 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 3 жыл бұрын
ተጋሩ ኣዋልድ ንምግላጽ እኹል ቃላት ኣይርከብን - ዋዕሮታት ደቂ ሓራስ ነብሪ - ኣተሓሳስበአን ብተፈጥሮ ማዕረ ኣወዳት ኣሕዋተን - ምሁራት፡ ምዕቡላት፡ ሓያላት ግን ድማ መኽበርቲ ባህለን - ጥዑምት ላዛ፡ ጥዑማት ጨና፡ ጥዑማት ፍሽኽታ፡ ለዋሃት፡ ለጋሳት፡ በቃ ትሕቲ ኣምላኽ መወዳድርቲ ዘይብለን 'የን
@bereketromaroma
@bereketromaroma 3 жыл бұрын
Amen thanks blbi hawy nhaty mahelet ewn thanks blbi hafty nhaty maery
@muluftwi8656
@muluftwi8656 3 жыл бұрын
Bereket what do you blbi
@AAa-ln7cd
@AAa-ln7cd 3 жыл бұрын
ዋዎ ዝፈትዎ ወዲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 💕💕💕
@hlafittadele2217
@hlafittadele2217 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ ምዓረይ ጅግና ትግራዋይ ኢካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ብሰላም ንዓድካ ይምለስካ ፈሓሪ ምዓረይ
@amanielaregawi7278
@amanielaregawi7278 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃካ ክብር ሓዉና የቀንየልና ትግራይና ትስዕር ኣላ
@ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
@ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ትግራዋይነት ማለት ሓበን ጅግንነት እምነት ጭዋነት ርህራሄ ለዋህነት ብቻ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምን ራህዋን ነቲ ሓላል ጭዋ ህዝብ ትግራይ ይኩን❤❤❤🙏🙏🙏
@mebrhitgebremariam8441
@mebrhitgebremariam8441 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ክፍሎም ሓውና ብጣዕሚ ዝገርም ኣገላልፃ ኢኻ ገሊፅካያ ትግራይና ኣነውን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ተመንየልካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ መድሓኒኣለም ማህሌተይ ድማ በርትዒ ሓፍተይ ናተይ።
@tdftdf6380
@tdftdf6380 3 жыл бұрын
ብሓቂ ጀግና ትግራዋይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ጓልትግራይፃዕዳ-ነ4ቐ
@ጓልትግራይፃዕዳ-ነ4ቐ 3 жыл бұрын
ወዲ ሪመይ ጅግና ብጣዕሚ እየ ዝደንቀካን ዝፎትወካን💊⛱🏖💛❤️
@መርሃዊትኃልትግራይ
@መርሃዊትኃልትግራይ 3 жыл бұрын
*_ኣየ ተጋሩ ንምንታይ እና ግን 1,2k ሰብ ርእይዎ 440ላይክ ንምንታይ ሪኢና ላይክ ከይገበርና ንወፅእ አረ ቻነላትና ነዕቢ ተጋሩዋይ ሶ ይቀንየልና ክበረልና ክፋሎም ሓወይ_*
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ልፈትየካ ወዲ ዞም ጀጋኑዋይ ደቂ ትግራይ ዓደይ
@fhjchi2895
@fhjchi2895 3 жыл бұрын
ማህሌተይ ዋዕሮ ንበረከት አብ ቀፃሊ አምፅእልና በረከት አብራሃ ማለተይ እየ ❤️❤️💛💛💊💊⛱⛱😘😘😍😍💕💕💘💕💖💖💝💝💗💗🌹🌹🌷🌷
@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 3 жыл бұрын
ትክክል ሀውና አምላክ ይመስገን 🙏ክወግህ ክብል ይፅልምት እሞ ቀልጢፉ ካአ ይወግህ ትግራይ ወጊሀ🎉🎉🎉🎉🎉
@ገኒ-ፐ4ዀ
@ገኒ-ፐ4ዀ 3 жыл бұрын
ዋውውው ደስ ይብል ተጋሩዋኒ ሰላምን ርሃዋን ይምነየሉኩም በቢ ዘለኩሞ ❤💪💊💊💊
@ተዋህዶሃይማኖቴአስከአለተ
@ተዋህዶሃይማኖቴአስከአለተ 3 жыл бұрын
ኣጆኹም ተጋሩዋኒ ክንዕወት ኢና 🇻🇳💪❤️
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ 3 жыл бұрын
ኣሰይ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስመረልካ ♥♥
@asmerinonatey3503
@asmerinonatey3503 3 жыл бұрын
ቋንቋስ ንዓይ ዋላ እዩ ዘሕምመኒ ዘሎ ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ ተማሂርካ ንሃገርካ የብቅዕካ ♥️
@selamselam4789
@selamselam4789 3 жыл бұрын
ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ
@ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
@ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ 3 жыл бұрын
ብትክክል ዝሓወይ ጅግና ወድ ጀጋና ❤❤❤❤
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 3 жыл бұрын
ሰላም ዝሓወይ እንኳዕ ብስላም መፃእካ ሰብስክራይብ ክዓ ግበርለይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@brhankelelom2034
@brhankelelom2034 3 жыл бұрын
ኣይንገብርይ ለማኒት ሳብስክራይፕ
@sesenggtube6473
@sesenggtube6473 3 жыл бұрын
@@brhankelelom2034 Kkkkkk እሞ ጨለ ኣይትጭኒይ እዋ
@fhjchi2895
@fhjchi2895 3 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ፍትውውው በቃ 💊💊⛱⛱❤️💛💝💝💖💖💗💗😘😘♥️💕💕💘💘😍😍
@haftu4061
@haftu4061 3 жыл бұрын
ወቂ ሪመይ ጅግና ብዘለኽምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 3 жыл бұрын
ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ነክብረካ ንፈትወካ ክፍሎም ሓውና ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ጥዕናን ይምነየልካ ❤💛
@kahishosara8500
@kahishosara8500 3 жыл бұрын
ሕንበሻ ኣዘክርካን ኣደዋኒ ❤💛❤🙏🙏🙏
@ሓበንደናይት
@ሓበንደናይት 3 жыл бұрын
ሓሳብ ልብኻ እግዚአብሔር የሳኽዕልኻ ዝሓወይ ለባም 😘😘💛❤️💊💊💪💪
@ሜሊጋልትግራይ
@ሜሊጋልትግራይ 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ❤❤❤
@yfjguffuighfug3020
@yfjguffuighfug3020 3 жыл бұрын
ወረጃ ወዲ ሪመይ ጅግና
@ጋልሃገረትግራይ
@ጋልሃገረትግራይ 3 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ትግራይ ከመይ ድካ ምቅሰን ❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ተባዕ ትግራዋይ ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ
@salmasalm8448
@salmasalm8448 3 жыл бұрын
ጀግና ወድ ሃገረ ትግራይ ዝሓሰብካዮ ይሰከዐልካ ብሰላሞ ንዓድካ የብቅዕካ
@brhanetesfay8267
@brhanetesfay8267 3 жыл бұрын
Ggen wedi hager tigray
@yfjguffuighfug3020
@yfjguffuighfug3020 3 жыл бұрын
ብኣኩም እየ ዝኮርዕ ተጋሩ ዋይ ወረጃታት
@gidenakindeya2125
@gidenakindeya2125 3 жыл бұрын
We love 💕 you too!!! Brother and 🤞luck!!!
@سميره-ذ7خ
@سميره-ذ7خ 3 жыл бұрын
ክፍለምይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ብሓቂ ሓሳቡ ልቢካ የሰመረልክ እግዚብሔር አምላክ ክብረተይ ወዲ ዓደይ ጀግና ትግራዋይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@meriyblak5494
@meriyblak5494 3 жыл бұрын
ክፍሎም ለባመይ ኣዜእየ ዘክብረካ ኣብዘለካዮ ሰለምካ ይብዘሐለይ 💊💊💊💞💞💝
@TsegayBrhane-z9c
@TsegayBrhane-z9c 3 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ንቁሕ ትግረዋይ❤ So Keep It Up Bro👍
@edenkindea594
@edenkindea594 3 жыл бұрын
Gobez Tigraway dokonkay💪💪💪 idmen tinan temeniyelka timhirtikale yigleselka
@ጓልቶምጀጋኑጓልትግራይ
@ጓልቶምጀጋኑጓልትግራይ 3 жыл бұрын
ጅጋና ወዲ ዓደይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ
@ኪሮስጓልትግራይ
@ኪሮስጓልትግራይ 3 жыл бұрын
ኣስይይይ ሓላለ 🥰😍🥰😍😘😘😘❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@WENBRTAWIT
@WENBRTAWIT 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ውዲ ትግራይ ዓድይ 💊💊
@muluftwi8656
@muluftwi8656 3 жыл бұрын
Kflom shkor hasb lbka yesmrelka zhawey 🙏👌😘
@mebilove2340
@mebilove2340 3 жыл бұрын
ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓሳባት ልበካ የስምረልካ so ሓፍተይ ናተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኣጀኪ ቃፅልሉ
@hhyy5111
@hhyy5111 3 жыл бұрын
እንካዕ ሓብሩ ደስበለና 🙏🙏🙏ምቁራተይ 💪💪💪💪💪
@محمدمحمد-ب2و5غ
@محمدمحمد-ب2و5غ 3 жыл бұрын
እንካዕ ሓቡሩ ደስ በለና ማዓሪይ ኣጀኽ
@samerahpp2018
@samerahpp2018 3 жыл бұрын
እንኮዕ በ ሰላም መፅከ ወዲ ትግራይ ማዕረይ
@ጓልራያራዩማእየጓልእቶምጀ
@ጓልራያራዩማእየጓልእቶምጀ 3 жыл бұрын
እሰይ ወድ ማይጨዉ ዓደይ ሽኮርና ሓወይ !
@fetlworkaraya7300
@fetlworkaraya7300 3 жыл бұрын
Kulenett dess kbll bzaeba nay hbashan haftkan neger ashikuni tenefaki eyu kea 💖💛🌟🌟💋💞💐🌹🌹🌹💐💋
@salam3709
@salam3709 3 жыл бұрын
ዕድመና ጥዕናን ይሃብክ ፈጣሪ ሓወይ
@binamwedeshanbel7749
@binamwedeshanbel7749 3 жыл бұрын
ጅግና ትግራይ 💪💪💪💪💊💊✊✊
@ጓልፅዮንማርያም
@ጓልፅዮንማርያም 3 жыл бұрын
ጅግና ንበረልና ወዲቶም ጀጋኑ
@tsegagalgery7649
@tsegagalgery7649 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ሓውና🌹
@SalamSalam-ex1fr
@SalamSalam-ex1fr 3 жыл бұрын
ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ብሮይ 🙏💊❤✌
@aaaall7364
@aaaall7364 3 жыл бұрын
አሰይ የኔ ሓለለ😍😍😍
@ማሂማሂ-ቘ1ዀ
@ማሂማሂ-ቘ1ዀ 3 жыл бұрын
ለባም ትግራዋይ ፈጣሪ እቲ ትምነዮ ይሃብካ ዝሓወይ
@albadr2531
@albadr2531 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 3 жыл бұрын
እሰይ ደስ ክብል መሊሲ 💛❤️
@senaytburuk7248
@senaytburuk7248 3 жыл бұрын
ወዲ ትግራይ ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ 3 жыл бұрын
እውነት ብጣዕሚ ኢኻ ጎበዝ ሰላምካ ይብዛሕ🙏💊💊💊💘💘💘
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ 3 жыл бұрын
ውለዲ ዲአመይ ወዲዛ ትግራዋይ ፍቅር ነገር እና ተሞርዐ ደሞ ውልዲ ዓውይይ እዩዋ ጂግናየ💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@landescap2262
@landescap2262 3 жыл бұрын
My favourite dancer,nice to see u.
@saral600
@saral600 3 жыл бұрын
አስይይይ ሙቁረይ እግዚአብሔር አምላክ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ❤❤💘🇻🇳🇻🇳💞
@desirefaithbelieve6720
@desirefaithbelieve6720 3 жыл бұрын
Good job deki Tigray...work together and support each other‼️ great work Mahlet and big Respect Kiflom for supporting and respecting the invitation of your sis mahlet haftena👍😂💛‼️ bulid each other and grow together❤💛
@saram9863
@saram9863 3 жыл бұрын
ኣሰይ ክብረተይ ለባመይ ብቁዕ መልሲ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ🙏🙏🙏💕
@ietosheasefa3943
@ietosheasefa3943 3 жыл бұрын
እዋይ ክንደይ ደስ ይብል ግርማ ሞጎስ ትሕትንኡ ስነ ስርዓቱ ብሓቂ ሕቡን ትግራዋይ ጅግና እግዚአብሔር አምላክ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ
@ቅድስቲጓልትግራይ
@ቅድስቲጓልትግራይ 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃካ ሓወይ ናተይ😘😘😘😘😘😘😘😘
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ሪመይ ጀጋኑ
@rahwag3281
@rahwag3281 3 жыл бұрын
Wedki tegaru des zebel program eyu egzabiher yehagezkum belena nebelena netehagagez 😍❤💛
@የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ
@የተዋህዶልጅነኝ-ኀ6ቘ 3 жыл бұрын
ዋውውው ደስ ክትብል ዝሓወይ ስላምካ ይብዛሕ እነ እንካን በኩሪ ዓይነይ እዩ ክሪእካን ክስምዕካን ግን ደቂ ዓደይ ዘርእኩም ይብዛሕ ብርትዑ ናይ ፅባሕ ስብ ተስፋ ♥
@baheftatube676
@baheftatube676 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ሓዊና❤❤❤❤❤👈👈👈
@LamLam-ch6pm
@LamLam-ch6pm 3 жыл бұрын
ሰለም ሰላም ወድዐደይ ወድ ሐላል መሬት ⛑⛑⛑🙏🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹
@muluftwi8656
@muluftwi8656 3 жыл бұрын
Mahleyet haftey ewun yeqnyelna berti eshi 😘😘😘
@أبوريماأبوريما-د2ذ
@أبوريماأبوريما-د2ذ 3 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ
@ፋናጓልሸረ
@ፋናጓልሸረ 3 жыл бұрын
ማዓረይ💛♥👊✊🙏
@ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ
@ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ 3 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ሃገረ ትግራይ
@ሓበንደናይት
@ሓበንደናይት 3 жыл бұрын
ሓፌትኻ ህብካ ሕምባሻ ክክክክ ደስ ይብል ቁልዕነት💋😘💋😘
@ክወግሕእዩትግራይዓደይ
@ክወግሕእዩትግራይዓደይ 2 жыл бұрын
ዋውውውፍሽኽ እንበልካ ንበር ሓሳብ ልብካ የስማረልካ ካብ ስደት ናብ ሃገርና ትግራይ ንዘለኣለም ትኑበር ብጀግኑ ደቅኪ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 💪💪💪💪💪😘😘😘😘🙏🤲
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ 3 жыл бұрын
እዋይ እንኳዕ ሰበዪቲ ኣይመሀለየትካ ብጣዒሚ እየ ዘፍቅረካ ♥ይ
@ሓደበጃኩሉሞተ
@ሓደበጃኩሉሞተ 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ 3 жыл бұрын
@@ሓደበጃኩሉሞተ እንታይ ከይኒኪ
@ሓደበጃኩሉሞተ
@ሓደበጃኩሉሞተ 3 жыл бұрын
@@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ እቲ ከሞንትኪ አስሒቁኒ እዩ ሓላለይ
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ 3 жыл бұрын
ክክክ እንተቃዲሚኪኒ ክሓድገሊኪ እየ ሓፍተይ ናተይ
@ሓደበጃኩሉሞተ
@ሓደበጃኩሉሞተ 3 жыл бұрын
@@ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ ሓዝዮ ዳአ አይቀደምኩኩን 😁😁😁😁 ካሎኦት ግን ቀዲመናኪ ከይኮና ሀሀሀሀሀ
@fikiryoutube6075
@fikiryoutube6075 3 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ well👍 come ፍሽኽታ አመሉ♥💛
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
ዋውውውው ኣገላልፃ ክፍሎም ሓውና ጅግና ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብሰላም ናብ ዓዲካ ይመልስካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ክቡር ሓወይ🥰🥰 ካብ ኩሉ ዘስሓቀትኒ ከዓ #ሓፍቲካ_ብሕምባሻ ክትቅይራ ብምሕሳብካ እዩ😂🤣 ፈታዊ ሕምባሻ
@samueltekeste4844
@samueltekeste4844 3 жыл бұрын
ዋውውው ከማካ ዝኣምሰሉ ይብዝሕልና ኣብ africa ሓሳብ ልብካ ከኣ የስምረልካ እንታይ ኣሎ ክንሕግዘካ ትብሎ sami ሓዉካ ካብ Beljuem
@noodlesnoodles4767
@noodlesnoodles4767 3 жыл бұрын
Wow wedi Machew shkorna hasab libka yesmrelika lual fetari 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
@aygjheihu1180
@aygjheihu1180 3 жыл бұрын
ጅግና ብጣዕሚ ጎበዝ
@ክወግሕእዩትግራይዓደይ
@ክወግሕእዩትግራይዓደይ 2 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ጀግኑ ደቂ ህዝቢና በሰላም ተማሂርካ ዓድካ ይመለስካ 🙏🤲
@حياةالبي
@حياةالبي 3 жыл бұрын
ለባም ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ💊💘💖💝💌💕
@ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ
@ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ 3 жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ኣጆና😍
@ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ
@ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ 3 жыл бұрын
ሸላም ጅግና
@محمدمحمد-ب2و5غ
@محمدمحمد-ب2و5غ 3 жыл бұрын
ኣንካዕ ሓቡሩ ደስበለና ማዓሪይ በሪትዕ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 3 жыл бұрын
አሰይይይ እንኳዕ ናትና ኳንካ ህያበይይ
@ገዳማትትግራይ
@ገዳማትትግራይ 3 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ትግራይ ❤❤❤
@hghghg515
@hghghg515 3 жыл бұрын
ሽኮሪና ወዲ ትግራይ ♥️♥️💊💊💊💊💊💝💝♥️💊💝💝💝💝
@ابومحمد-ح1ز
@ابومحمد-ح1ز 3 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ሪመይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@gideyberhane7109
@gideyberhane7109 3 жыл бұрын
Great job I love your comment dear gentlemen thank you so much for that 👍🏼🤛
@ማርያማዊትጓልተዋህዶ
@ማርያማዊትጓልተዋህዶ 3 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ተጋርዋይ ❤❤❤🙏🙏🙏
@mekellabelan494
@mekellabelan494 3 жыл бұрын
ባሓቂ ትግራዋይ ማለት ሕቡን ብሃገሩ እዩ ዶሞ ዳግማይ ዓዎት ቀሪባ እያ ኣጆኩም ኣጆና ናዓካ ዶሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብሮይ እስኪ ተጋሩ ኣሕዋተይ ብሽም ሃገረትግራይ ሳብስክራይብ ቦሉኒ😍😍
@ዩዳሄንበል
@ዩዳሄንበል 3 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍
@selamgaltigray2537
@selamgaltigray2537 3 жыл бұрын
ወዲ ትግራይ ጅግና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊
@asmaitgeberkidan1496
@asmaitgeberkidan1496 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@Officialabusha2119
@Officialabusha2119 3 жыл бұрын
Jegina wedi adey /seferey... golo 🥰/tigrawyay mikan tiedlti eyu beka 💪💪💪
@kahishosara8500
@kahishosara8500 3 жыл бұрын
ቀፅልሉ ዓሳድዋይለ ❤💛❤😘😘😘
ጥንስቲ እየ  ብለ ንእሽተይ ሓወይ ኣዕብደዮ😭😭ፕራንክ😭😭
10:48
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 4,9 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 112 МЛН
ባህላዊ ሳዕስዒት ትግርኛ
3:23
Tigray film production
Рет қаралды 29 М.
It works #beatbox #tiktok
00:34
BeatboxJCOP
Рет қаралды 4,9 МЛН