ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል

  Рет қаралды 7,033

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

#eritreamovie #ethiopianmusic #tigrignamusic #aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie2023 #eritreamusic

Пікірлер: 107
@yonashdray46
@yonashdray46 9 ай бұрын
King of kingንምንባር በቲ ሕልክላክ መንገዲ ዝስዓራ ካብ ኩሉ ካ ንሰበይትካ ኣድኒቀያ 🎉🎉🎉
@SenaytTekia
@SenaytTekia 9 ай бұрын
Ezigabher edmen teinan yehabka fetari ❤❤❤ memhrey nay hiwet ane meluau meliakti semie zey xegbo kab kulu tehtina
@wedidemaskahsay9069
@wedidemaskahsay9069 9 ай бұрын
መምህር ኣኪለ ብጣዕሚ መሳጢ ናይ ሂወት ጉዕዞ ዩ ዘለካ ። ልዕሊ ኩሉ ፍልጠትካን ዉልቃዉልዊ ተመኩሮኻን ብዘይቀለዓለም ምክፋልካ ብልቢ ነመስግን ።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 9 ай бұрын
ገንዝካ ሓወይ። ክብረት ይሃበለይ
@kuluhajamezanga873
@kuluhajamezanga873 9 ай бұрын
Wow respect Akile hawey ztsaare yawet 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@yordi676
@yordi676 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ግዜካ ኣወፊካ ጥዑም ት/ቲ ኣካፊልካና ኢካ'ሞ የቀንየልና❤
@marthatuccu4907
@marthatuccu4907 9 ай бұрын
ስለ'ቲ ከይበቀቅካ ናይ ሂወት ተመኩሮካን ፍልጠትካን ንብዙሓት ኣብነት ክከውን ክባራትዑ መንእሰያት ኣብስደት ኢልካ ትገብሮ ዘለካ ስናይ እግዚኣብሄር መመሊሱ ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ብዙሓት በረከት ኢካ'ሞ መምርሊስካ ድመቅ! ዕውት ሰብኣይ ኣብ ጎኑ ንፍዕቲ ሰበይቲ ኣላ ዝበሃል ድማ ኣማንብኣማን ዕድለኛ ኢካ። ዕድመን ጥዕናንን ጥበብን ዠይውዳእ ፍቅርን ሓጎስን ይሃብኩም ጎይታ❤ ናብ ውሉድኩም ይሕለፍ! ተባረኩ።
@marymhretab1403
@marymhretab1403 9 ай бұрын
እግዝኣብሄር መመሊሱ ብጸግኡ የዕቢኻ።
@medashow5210
@medashow5210 9 ай бұрын
Btami nic nay hiwet memher eka kexlo xebuk temekero Nxur Elama Mklul akarariba aleka kexlo. Hade Malti Sahi knseti ena baley zkeflo🎉Akele shikor.
@AwetAbraha-i1b
@AwetAbraha-i1b 9 ай бұрын
Thank you for sharing your experiences. I really appreciate it bro
@yonasweldetnsae1209
@yonasweldetnsae1209 9 ай бұрын
ኣኪለ ኩቡር ሐው ብታዕሚ ኢካ በሊሕ በዓል ንጱር ዕላማ ራኢ ፍልጠትካ ውን ንሕብረተሰብካ ንምሕጋዝ አትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ዓቢ ዩ ሞ በርትዕ ቐጵሎ 🎉🎉❤❤
@muluabraha9506
@muluabraha9506 9 ай бұрын
Thank you brother for sharing us
@senaitgebremedhin4533
@senaitgebremedhin4533 9 ай бұрын
I'm so proud of you Thank you for sharing brother ❤❤❤
@tesfie
@tesfie 9 ай бұрын
Bravo 👏 👏 👏
@mebratgeb3029
@mebratgeb3029 9 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉 so inspiring thank you
@milkiastewelde6036
@milkiastewelde6036 9 ай бұрын
Thank you for sharing
@AfiEfrem
@AfiEfrem 9 ай бұрын
❤❤❤waw waw ❤❤ፈቴካ ክመውት ቀጻሊ ይከታተለካየ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኮነ ሓሳበት ዩ ዘለካ በርትዕ ሓወየ❤thank you bro
@NahomZeru-y6q
@NahomZeru-y6q 9 ай бұрын
🎉🎉🎉 thank u kbret yhabka
@minasiemirach2795
@minasiemirach2795 9 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ ብዙሕ ቕዱስ ቕንኢ ካባኻ ይመሃር ኣለኹ❤✊
@selamtewelde3563
@selamtewelde3563 9 ай бұрын
Bravo
@gerietesfamariam1820
@gerietesfamariam1820 9 ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓው💗🙏
@Maryamey
@Maryamey 9 ай бұрын
Yesssss Thank u
@ሰመረ-ቸ4መ
@ሰመረ-ቸ4መ 8 ай бұрын
ኣዝዩ መሳጢን መሃሪን ታሪኽ ሂወት። እግዚኣብሄር ኣብ ርእሲ ጸጋኻ ኣብዚሑ ይጸግውካ።
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 8 ай бұрын
Kbret yhabeley smur hawey
@abelabi6782
@abelabi6782 9 ай бұрын
Thanks man
@EfremKiflu
@EfremKiflu 9 ай бұрын
Thanks a lot
@medhanieabraham7653
@medhanieabraham7653 9 ай бұрын
Thank you!❤
@samuelgiorgio9089
@samuelgiorgio9089 9 ай бұрын
Wawww
@azuyeyniberley486
@azuyeyniberley486 9 ай бұрын
❤❤❤ክብረት ይሃበልና ኣብትከዶ ዓወት ይምነየልካ እግዝኣብሄር ይሃልካ !!!
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 9 ай бұрын
የቐንየለይ
@Agape2016
@Agape2016 9 ай бұрын
Akile ℹ really proud of you brother 🙏🏾I am happy for you guys . Behind every success there is wise wifey my respect goes to your wife and your best friend Norway 🇳🇴 much respect 🇪🇷🙏🏾❤️🇪🇷🙏🏾
@sabakehase2117
@sabakehase2117 9 ай бұрын
Waw ❤
@tesfalemgirmay6952
@tesfalemgirmay6952 9 ай бұрын
ኣክሊሉ ሐወይ ቅድሚ ሕጂ ዝሐለፈኒ ሎሚ እየ ሪኤካ ኣብ ናይ ሰልጠነ ሚድያ ኣዚዩ ደሰ ዝብል ትምሕርቲ።ካብ ሕጂ ግን ብሓደ ኣለና
@medhaniehintsa5948
@medhaniehintsa5948 9 ай бұрын
ሰላም ሰላም መምህር ኣክሊሉ ኣብ ሄወትካ ኣብ ሓዳርካ ፍቅርን ጥዕናን ይምነየልካ ናይ በሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝቀበኣካ ብሱል ሰብ ኢካ'ሞ እግዜአብሔር ምሳካ ይኩን ክቡር ሓው !!!❤🎉
@MWeldey
@MWeldey 9 ай бұрын
Wowwww 🎉🎉🎉🎉 respect
@zemselie1897
@zemselie1897 9 ай бұрын
Wowww Really nice history Akile hawena good job Abnetawi man Thanks you for sharing 🙏👍
@YosiefBerhe-w9n
@YosiefBerhe-w9n 9 ай бұрын
ሰላም ሰላም እክሊሉ ሃብተሚካኤል መምህር ውን ኢካ መምህር ክብለካ ,ዝከበርከ መምህር ኣክሊሉ ኣነ አካ ኣብዚ ቀረባ ግዜ አንድየ ፈሊጠካ ወይ ርእየዮ ችነልካ ። ብጣዕሚ ኢኻ ተሐግሰኒ ንኩሉ ጸገም ሰጊርካ ንህዝበይ ክትብል ' ኣብቲ ሕልምኻ ድማ በጺሕካ፡ዝጸዓረ ይዕወት ኢዩ ። ዝኾነ ኤርትራዊ ናቱ ጽባቀን ሕልምን እለዎ ፡ሓደ ካብኡ ድማ ንስኻ ኢኻ ፡ኩሉ መደባትካ ጽቡቅ ኢዩ ፡ ካብ ኩሉ ዘሀገሰኒ ግን እዛ ሕጂ ዝገበርካ ድሕሪባይታካ ንኩሉ ኤርትራዊ እብ ዓወት ተብጽሕ ኢለ ኢየ ዝሓስብ ። ብራዎ መምህር ኣክሊሉ ከማኻ የማስለና ። ዝኮነ ኤርትራዊ ምክርን ሓገዝን ተረኺቡ ልዕሊ ዝኾነ ዓወት ይጥብጦ ኢዩ ።ከምዚ ከማኩም ግዱሳት ኤርትራውያን ግን የገዱሱና ።ክብረት ይሃበልና ኩሉ አትገብሮ ምኽርን ማዕዳን ድማ ኣብ ኘፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ክበጽህ ብዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ። የቕንየልና ክብረት ይሃበልና ። ዮሴፍ ካብ ስዊዘርላንድ ኢየ
@tesmalet
@tesmalet 9 ай бұрын
Akile hawey proud of you, you are exceptional person ❤️
@elsagher7177
@elsagher7177 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hagosdaniel1758
@hagosdaniel1758 9 ай бұрын
👏
@ArafaAdam-p3y
@ArafaAdam-p3y 9 ай бұрын
ኣጆካ ኣኪለ ቀጽሎ
@sabatesfamariam6155
@sabatesfamariam6155 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@genetzerom7163
@genetzerom7163 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@isaiasatsbaha9221
@isaiasatsbaha9221 9 ай бұрын
👏👏
@haymanoteabew9789
@haymanoteabew9789 9 ай бұрын
መምህር ኣኪለ ትሕትናኻ ጎኑ ጎኑ ምሳኻ ስለዝዕበኻያ ተመኹረኻ መሲጥኒን ምክንያቱ መብዛሕትኡ ዓወት ክትመጽእ ከላ ትሕትና ትብል ቃል ስለ ትርስዕ 😊😊
@feven22
@feven22 9 ай бұрын
Well done for your achievement What a man!!! Thank you for sharing your story with us. 👏🏾
@meriyosef5639
@meriyosef5639 9 ай бұрын
Very interesting I really appreciate you
@FouziaFozi-s3g
@FouziaFozi-s3g 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@muluabraha9506
@muluabraha9506 9 ай бұрын
🎉
@Ana-hs4zt
@Ana-hs4zt 9 ай бұрын
ትምህርትካ ብሓቂ ፅብቅ ኣስተምህሩ እዩ :: ናይ ምምሃር ደልየት ኣለኒ ብዝስርሑ ዘለኩ ስራሕ ዉን ሑጉስ ኣይኮንኩን ግን ካዓ ወዲ 30 ዓመት ኮይነ ድሕሪ ሕጂ ንትምህርቲ ግዜ የብለይን እለ እየ ዝሓስብ
@rgbergbe6881
@rgbergbe6881 9 ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉
@MkRs-i9c
@MkRs-i9c 9 ай бұрын
ቡሉጽ መንእሰይ ቐጽሎ❤
@wedigere1549
@wedigere1549 9 ай бұрын
ኣኪለ ጅግና ናይ ብሓቂ!! ብጣዕሚ ትሑት ዓቢ ሰብ ኢኻ የቐንየልና። ካልእ ካብ ተሞክሮኻ ንደልያ ኣርእስቲ ብዙሓት ኣለና ሓዳር ዘይገብርና ሎሚ'ዶ ጽባሕ ክንብል ሓዳር ብኸመይ ገርካ? ንኽንደይ ግዜ'ከ ክኸድ ኣለዎ ሌላ፧ ምስኡ ክሳብ ኣርብዓታት ዕድሚ ምጽናሕ ኣዝዩ ሕማቕ ድዩ?ኣብ ክንደይ ዕድሜኻ ተመርዒኻ፧ ንተገዳስነትካ ነመስግን።
@senaitabraham3763
@senaitabraham3763 9 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ሕልና-አ8የ
@ሕልና-አ8የ 9 ай бұрын
እግዚኣብሔር መጻኢኻ ብሩህ ይግበሮ። ኣዚኻ ምቅሉል ሰብ ኢኻ ብዙሕ ክትዓቢ ተስፋ ኣሎኒ።
@amenhallelujahthankyoujesus
@amenhallelujahthankyoujesus 9 ай бұрын
What a brave man 🙌🏾 So thank you so much for your testimony Aklilu. You are amazing & humble person. Appreciate the way you learn softly. Keep going bro. God bless you 🙏🏾
@lidyahaile194
@lidyahaile194 9 ай бұрын
❤❤impressive ❤❤
@natnaelbrhane4041
@natnaelbrhane4041 9 ай бұрын
Wwwwww 🎉🎉❤❤❤ Aya akil i hope me So❤❤🎉
@teclemariammenghsteab9094
@teclemariammenghsteab9094 9 ай бұрын
ኣኪለ ብጣዕሚ ዕጉብ እየ በቲ ብቅዓት ዘለዎ ኣስተምህሮኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ።
@yonikifle5101
@yonikifle5101 9 ай бұрын
ኣነ ናይ ኣኪለ ካብቲ ዘሕጉሰኒ ግሉጽ ምኻንካ እዩ።እዚ ኣብ ባህልና ልሙድ ኣይኮነን ተስፋ ይገብር ካብዚ ናትካ ብዙሕ ክንመሃር እሞ ነንሓድሓድና ብሓሳብ ክንደጋገፍ።
@AdayHiwet
@AdayHiwet 9 ай бұрын
ንፉዕ፡ ንዓኻ ዝመስሉ ናትካ ኣብነት ሪኦም ኣብ ትምህርቲ ከቶኩሩ መንእሰያት ኣብስደት ዘለው ምዃንካ ፡፡ ብዙሕ ባህታ ፈጢርካልና እሞ የቐንይልና፡፡❤ ተስፍ ገብር ናብ ኡጋንዳ ሓደ ጊዜ ክመጽእ እቲ ውጻኢት ዕውታት ኤርትራውያን ክርኢ።
@tinsughebru6204
@tinsughebru6204 Ай бұрын
ንአካ ዝመስሉ ሰብ ይብዙሑ ኣንበሳ ሓቦኛ 🎉
@natutesfie5929
@natutesfie5929 9 ай бұрын
ኣኪለ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ታሪኽ ሂወት ናይ ብሓቂ ሰብ ንራኢኡ ዋጋ እንተ ከፊሉሉ ጋህዲ ይኸውን so be continu❤
@Bahgi12xbah
@Bahgi12xbah 9 ай бұрын
Big man Akile ❤ i wish you will become more successfull of your life ሓበን ሃገር 🇪🇷
@rutamengstu5299
@rutamengstu5299 9 ай бұрын
Enkae dehan mexaeka Memhrey amlak yeezizu yibarka ab kulu negeratka 🙏🙏❤❤
@tsegazeababraham9689
@tsegazeababraham9689 9 ай бұрын
I am proud of you Akile God bless you and your family So Amezing thinking
@MahariTesfay-po1dr
@MahariTesfay-po1dr 9 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉 thanks ❤❤❤❤❤
@teklifinance
@teklifinance 9 ай бұрын
Thank u for sharing ur real exprience it helps a lot we need more like this akile we love ur content u r talented keep going and shining
@Nahomandu-g9v
@Nahomandu-g9v 9 ай бұрын
መምህር ኣኪለ ናይ ብሕቂ ህዋት ብዙሕ ወርድ ድይብ ዩ ዝለዋ ገን ዓቃለ ሰብ ጥራይ ዩ ዝስገራኣ ። እዚ ናትክ ከ ጽብቂ ትምህሪት ዩ ንብዙሓት ከ ከቅየር ተስፋ የ ኣይትፍለዪና ከ ብጠዕሚ የ ዝምስገንካ።❤❤❤❤❤
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 9 ай бұрын
ጽቡቅ ናይ ህወት ተመኩሮ ኣኪለ ሓውና 👍👍👍👍👍👏
@aranshielias9052
@aranshielias9052 9 ай бұрын
smart man just love you akile hawey!!
@teklitalem4211
@teklitalem4211 9 ай бұрын
ዋውውውው መምህር ናይ ብሓቂ መሳጢ ታርክ ዩ ተባረክ።
@ንኩሉዮዳሄ-ኀ8ወ
@ንኩሉዮዳሄ-ኀ8ወ 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አብዚሑ ፀግኡ የብዘሐልካ ብልቢ የቀንየልና መምህር አኪለ😍😍
@kokobdebesom2660
@kokobdebesom2660 9 ай бұрын
Azyu des zbl guezo u neryruka ❤❤❤❤❤ bteimi nufuea eika qexali eye zketateleka eidmen tieinan yhabka fetari
@aziebukbay5653
@aziebukbay5653 9 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ እንቃዕ ሓጎሰካ ሕልምኻ ኣምላኽ ስለ ዘስመረልካ ብጣዕሚ ናይ ዶክተር ተኽለ ኣፎርቂ ዝብላ ቃል ኣላ ሕልምኻ ክትበጽሕ ሲ ብገጽካ ክትወድቅ ኣለካ ዩ ዝብል ናይ ብሓቂ ብሱል ሰብ ኣምላኽ ይባርኽካ ❤ክብረት ይሃበልና ስለቲ ግሉጽነትካ
@abrhamzemichael9749
@abrhamzemichael9749 9 ай бұрын
ትኣምር ዩ።
@محمد-ث2ك7ت
@محمد-ث2ك7ت 9 ай бұрын
ብሐቂ እግዚአብሔር የክብረለና ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና
@yordanostesfay3327
@yordanostesfay3327 9 ай бұрын
Waww memhte aklilu hawey btami eu des zblenu temhrtka. Ane ka kemhar dlet alni gen bekemey kawet ykele btami eu zxgemeni
@PalmaAbraha
@PalmaAbraha 9 ай бұрын
This was a great video learned a lot from it.Thank you so much for sharing your journey. Can't wait for your next video.
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 9 ай бұрын
Thanks Dr. Alot is yet to come
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 9 ай бұрын
Thanks Dr. Alot is yet to come
@miratek3254
@miratek3254 9 ай бұрын
❤❤❤bravo memhr aklilu
@lifehope8013
@lifehope8013 9 ай бұрын
Thanks brother akile
@yohanahagos7464
@yohanahagos7464 9 ай бұрын
Brave akile hawna thanks sle ti temkuroka mkfat. we will follow u🎉🎉
@tesfaldetweldegebriel8717
@tesfaldetweldegebriel8717 9 ай бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ ኢኻ ትምስጠኒ ኩሉ ሂወት ከኣ ከመይ ክትብደሃ ከም ዘለካ ኢኻ ኣስተምሂርካና :ስለ ዝጸዓርካ ከኣ ንኣምልካ ኣሚንካ ስለ ዝተበገስካን ኣየሕፈረካን ልዕሊ ኩሉ ትሕትናኻ ደስ ዘብል እዩ ኣኪለ ሓደራኻ ግን ትዕቢት ናብ ከባቢኻ ኣቢልካ ከይተቅርባ:: ኣምልኻ ሂወትካን ናብራኻን ይባርኽ ሓወካ ተስፋልደት ካብ ጀርመን
@abesarizomuy8106
@abesarizomuy8106 9 ай бұрын
Thank you for sharing your history
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 9 ай бұрын
ደስ ዝብል እንካዕ ሓጎሰካ ኣክሊሉ ሓውና ሕጂ ውን ኣብዘን ዓበይቲ ቻነላት ስሕት ኢልካ መደብ እንተተቅርብ ጽቡቅ ነይሩ ይብል
@Speacefull
@Speacefull 9 ай бұрын
Keep it up ⚖️💙🧠🧠✅
@Yoditas_channel
@Yoditas_channel 9 ай бұрын
Hade ilka mjmar agedasi iyu, thank you for sharing your story and knowledge with us 🥰🥰
@dc8625
@dc8625 9 ай бұрын
ሞያ ተሊካ ዓቢይ ተራ ዘለዎ ሞያ ነጥሪ መንእሰያት 🤎
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪ ታሪኽ ሂወት ኣዚና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ካብዚ ናትካ እንታይ ተማሂረ ሰብ መስተውዓሊ ርእሲ ሒዙ ክኸይድ ከሎ ዝዕወት ገንዘብ ንበይኑ ትርጉም የብሉን ።👍👍🙏🏿🙏🏿😍🤩
@davemeha
@davemeha 9 ай бұрын
A saw the train up those who have a dream to learn and to persue your career,its very nice go and visit, you will recieve clear information i am sure you will love it ,finaly you will decide to register.
@fanielgebreyesus755
@fanielgebreyesus755 9 ай бұрын
Btaemi des tbl seb eka
@AluChanal
@AluChanal 9 ай бұрын
ሰላም አምላክ የብዘሐልኩም አአብ ዘለክምዎ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ታሓሊኩም ❤❤ አብ ኘሮፋይለይ አቲኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ሓግዝኒ ፍትዋት አሕዋተይ❤
@Tete-dt6nk
@Tete-dt6nk 9 ай бұрын
ሰላም መምህር ኣክሊሉ መጀመርታ ስላምታይ ይብፃሕካ ኩሉ ተቅርቦ ትምህርቲ ኣዝዩ ደሰ ዝብለል እዩ ከመስግነካ ይፈቱ ኣነ ሓፍትካ ሓቲ ሕቶ ኣላትኒ ሓደ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዓርኪ ኣለኒ ምስ እዙ ዓርከይ ብኣካል ኣይ ኣንፋለጥን ኣነ ኣብ ሰደት ንሱ ኣብ ዓዲ እና ንነብር ግን ብጣዕሚ ፅብቅ ኢና ንሳማማዕ ኣነ ሓፋትካ ግን ሓደ ነገረ ዘፍረሐኒ ኣሎ ኣብ መንጎ ክልትአና ናይ ዕድመ ኣፋላላይ ኣለና ኣነ 2 ዓመት ይምርሖ ንሱግን ሓደር ዕድመ ኣይ ውስኖይ ኣታሓሳስባ እበር እሉ መልስለይ ኣክሊሉ ሓወይ ንሓፍትካ ምክሪ ለግሰለይ ኣነ ከይ ብደል ኣይ ፈርሕን ጥዕይ ሰብ ከይ ብድል ይፈርሕ
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 9 ай бұрын
Kmlselki eye xbah. +256708951146 b WhatsApp rkebni
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 9 ай бұрын
ኣኽሊሉ ዶ ኣይበልናካን (you have a principle yes I can do) keep it up ❤❤❤ may God bless you more !ኣብዚሑ ይባርኽካ ዛ ሓወይ ።!ከይበቐቕካ ዝሃብካና ማዕዳን ስድራቤታዊ ምኽርን ነመስግን !
@tigisteshetu1092
@tigisteshetu1092 9 ай бұрын
❤❤❤
@shxbcgfhv-sq8nw
@shxbcgfhv-sq8nw 9 ай бұрын
❤❤❤
@Maranata_0105
@Maranata_0105 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@iamselina7200
@iamselina7200 9 ай бұрын
🙏👍
@meriyosef5639
@meriyosef5639 9 ай бұрын
Abza hot alatni online course ke ktktslo thasb do?
@YONNIYO
@YONNIYO 7 ай бұрын
ኣብ ሂወት ኤርትራዊ ትንፋስ ክትሶክዕ ዝተፈጠርካ ብሉጽ ሰብ ኢኻ:: ኣዚና ኢና ነኽብረካ
@destawoldu1174
@destawoldu1174 9 ай бұрын
Welcom ❤ atile ❤enqae dehan mexaka memhr ❤❤❤
@AdonyasZetewahdo
@AdonyasZetewahdo Ай бұрын
ሰላም፡ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን እናበልኩ ብአተቅርቦ ሃናጺ መድብ እናአመስገንኩ፡በዚ ኣብ ኡጋንዳ ዘጋጥም ዘሎ ናይ የሕዋትና ሞት(ማሕነቅቲ)ገዛ ርእስኻ ምጥፋእ እናበዝሐ ይመጽእ ብምህላዉ ኣብ ወርሒ ዘይመልእ 5 ሰባት ግዳያት ኮይኖም ኣለዉ እሞ እዚ ናትካ ሜድያ ድማ ሓደ ክፋል ሕብረተሰብ ብምዃኑ ነዚ ዝምልከት መደብ መፍትሒ እንተዝቀርብ ሓጋዚ ምኾነ ዝብል ርእይቶን ሓሳብ ኣሎኒ
@brhaneweldai7819
@brhaneweldai7819 9 ай бұрын
❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 5 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
ስለምንታይ ዘይሕጉስ ሰብ ኮይነ?
16:14
Aklilu H.michael
Рет қаралды 11 М.
oct 3/2024 ኤርትራ ተዓዊታ እዋናዊ ሓቤረታ
22:25
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 18 М.
ሕማቕ መለለይ ኤርትራዊያን…
23:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 23 М.
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 5 МЛН