ALEDA MEDIA / ALIVE / NEW ERITREAN FILM BY AMANIEL TEKLE /ህያው

  Рет қаралды 205,602

ALEDA MEDIA

2 жыл бұрын

Hello Everyone Welcome To Aleda media
unauthorized use, distribution, and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright © Aleda media 2022

Пікірлер: 821
@henokghilay2040
@henokghilay2040 2 жыл бұрын
ኣማኑኤል ተኽለ ብዘይ ምኽንያት ኣይኮንኩን ዘድንቐካ ፉሉይ ጥበበኛ ኢኻ
@feqereu1860
@feqereu1860 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ብንብዓት ወዲኤያ 😭😭😭😭 እስከ ከም ቲምኒትኩም ነዚ ሕማቅ እዋን ነዘትወሉ ግዜ የምጽኣልና🤲🇪🇷
@trgummnbareyndeyu3018
@trgummnbareyndeyu3018 2 жыл бұрын
Me too
@asmayittsegay5907
@asmayittsegay5907 2 жыл бұрын
Me tooo Ufffe 😢
@eyerusendriass8191
@eyerusendriass8191 2 жыл бұрын
Me too...ufffff... ኣሜን።
@salataentertainment
@salataentertainment 2 жыл бұрын
ብልጽቲ ስራሕ 1፡ሒዛቶ ዝመጸት ኣርእስቲ 2፡ኣብ ውሽጣ ዘሎ ዛንታ 3፡ኣፈጻጽማኣ 4፡ብቅዓት ተዋሳእታ 5ብቅዓት ዳይረክተራ 6፡ብቅዓት ኤዲተር ከምኡ ውን ስእሊ ኣድኒቅካ ዘይትጸግቦም እዮም ብጣዕሚ ዝድነቅ ስራሕ እዩ keep it up more!
@jontv6228
@jontv6228 2 жыл бұрын
ንመጀርታ ግዜ ኣብ ሎሚ ናይ ጽባሕና ህይወት ዝሓዘት ብልጽቲ ስራሕ ሪአ ኤማ!
@hermonokbamikael663
@hermonokbamikael663 2 жыл бұрын
Nay bhaqi nay xbah tarikna koynu ysmeaka
@filmontesfay4450
@filmontesfay4450 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ኤማ ሓወይ እግዚኣብሄር ከም ሕልምና ይግበረልና። 🥰😍🇪🇷
@shitamuentertainment2919
@shitamuentertainment2919 2 жыл бұрын
Director 100% makeup 100% Editor video 100% ama hawey Goodyear
@mikimehreteab3769
@mikimehreteab3769 2 жыл бұрын
ምስዛ ፊልም ናብ 2038 ከይደ ጸኒሐ።ናይ ልበይ ኣስተማቒረያ።እታ ንሓልማ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሰዓት ዳህሲስናያ።ናይ ሕማመይ ከኣ ረዚን ሓላፍነት ተዋሂብካ ኣለኻ።ስልጥንጥን ዝበለት ኤርትራ ምስራሕ ናባና ኢዩ...amanuel tekle...great artist..smart....all crew nice job.
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. 2 жыл бұрын
ሓቂ
@يسراحكيم-س1ز
@يسراحكيم-س1ز 2 жыл бұрын
Bhaqi higi koynu ysmaka Eti hlmu tmitun des kbleka
@erey712
@erey712 2 жыл бұрын
Nay behaki 2038 km zbelkayo n Eritrea krieya harife temenye beka i hop hlmi kulna ysemr n adina temelisna naxnet nestemakr ygberena
@ንሕና1
@ንሕና1 2 жыл бұрын
መጻኢት ኤርትራ 🇪🇷⛪❤🏰🙏💯😍
@Eritr123
@Eritr123 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ ኤርትራ ክተከዉን ኢያ ጸሎት ጥራሕ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ❤❤❤🙏🙏🙏
@vampire-va
@vampire-va 2 жыл бұрын
ኖኖ ጾሎት ጥራይ ዝህነጽ የለን ክነቅሕ ኣለና ቅድም
@Bahlbi77
@Bahlbi77 2 жыл бұрын
ብዙሕ ዛንታታት ዝሓዘለት ንህሉውን ዝሓለፍናዮን ሽግራትና ፥ ናይ መጻኢ ትምኒትናን እተዘንቱ ኣዚያ ብልጽቲ ፍልም። ናብ ካልእ ዓለም ወሲዳ ጦብላሕታ እትፈጥር በቃ ዎውው!!! Thank you ኣማኒኤል ተኽለ ❤️
@nebyathagos521
@nebyathagos521 2 жыл бұрын
ዋውውውውውው ኤማ ሓወይ ናይ ብሓቂ ክገልጸካ ይደሊ እሞ ንዓካ ዝከውእን ቃላት ሲኢነ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ትምኒትካ ከኣ የርእየና ፍጣሪ።
@eritrawi3311
@eritrawi3311 2 жыл бұрын
Wawawawww Ema btaemi xbuk srah nay behaki future natna koynu tesemiuna btaemi xbuk srah serihkum deki Erey....why gn ab cinematat alem ktzrghuwa zeyhasebkum. Zyada Xbuk mkedetlkum nera koynu ysmeani....nay beahqi tegib film nay Eritrea b Eritreawiyan 👍🇪🇷❤
@selulove7031
@selulove7031 2 жыл бұрын
Wawww btaemi blux srah 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ይማሓላል
@ይማሓላል 2 жыл бұрын
ንብስይ ተዘዝ ኢሉኒ ንብዓት ሲዑሩኒ ኣብታ። ብልጽቲ ኤሪትራ ዓድይ ዘለኩ ተስሚዑኒ ኤማ ሓወይ ከምትምኒትካ ይግበሮ ብስላም ንምለስ ዓድና
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 2 жыл бұрын
ዉይ በስመ ስላሴ ሓመድ ትብለዐኒ እዚ ወዲ ከብዴይ ሓቋቁንዋ😭😭😭😭 ናይ ብሓቂ ቡሉፅ ስራሕ ካብ ሕማቅ ዝገብሩካ ሕማቅ ዝምህሩካ ይበሃል በኡነት
@ROZAROZA_
@ROZAROZA_ 2 жыл бұрын
ካብ ኩሎም ኤርትራውያን ተዋሳእቲ አማኑኤል ተክለ አብለፀ ዝፈትዎን ብሃይማነቱ አብ ስሩሕ አብ ኩሉ ጅግና 💖💖💕
@ሽደን
@ሽደን 2 жыл бұрын
ዋው ዋው ዋው ናይ ባሓቂ እዛ ፍልሚ ኣብ ወዲ ሰብ ዘሎ ሓቅነት ተውጽኦ ኢያ ናይ ባሓቂ ዳይሪክተር ተባዕታይ100% ኣብ ሂወት እቲ ዘጋጥም ኩሉ ብ live ይረአ ኣሎ ዉኡኡኡ
@tikeywedi
@tikeywedi Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ህያዉ ህላዉነትካን መጻኻን ተዘክር ብልጽቲ ፍሊም
@w.rooneyhero5163
@w.rooneyhero5163 2 жыл бұрын
ብዙሕ ለውጢ ዘለዋ ኩሉ 100 ካብ 100 ብልጽቲ ስራሕ ቀጽሎ በጃካ ለውጢ የድልየና ኣሎ ኤማ ሓወይ
@mona4633
@mona4633 2 жыл бұрын
እዚ ቆልዓ ሰምሃር ጓል ቤኪ ዲያ ሓቀይ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ምቅርቲ ። ብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ናይ ሽዑ ሰባት ይበለና። 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@eritreantiktokjustforfun..6697
@eritreantiktokjustforfun..6697 2 жыл бұрын
Ewe gal beki eya
@tamrat7
@tamrat7 2 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር ከምዚ ክኾነልና "ንሃገርና ክንምለስ"
@ሽደን
@ሽደን 2 жыл бұрын
ንመን ኢልዎ ሓንቲ ማዓልቲ ኣላ one day soon as possible
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ
@ዓወትናግድንዩብርጌደይ 2 жыл бұрын
@@ሽደን eri Tv ekoyom adna metaw keliomna nska kea ab profile gerkayom
@ሽደን
@ሽደን 2 жыл бұрын
@@ዓወትናግድንዩብርጌደይ ክላ ስቅ በል ባዕልካ እንበር ንሶም ዳኣ እንታይ ጌሮሙካ ኪድ እንዶ እቶ ከም ኣትሓሳስባካ ኣይኮነን ከም ሜላካ ኢዩ ዶስ ካብዞም ናቶም ገዲፎም ዘይናቶም ዝጥምቱ ኢካ ኮይንካ
@genetmeles4766
@genetmeles4766 2 жыл бұрын
ግድን ኪኸውን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mera-MT
@mera-MT Жыл бұрын
ዘለክዎ ረስዐ ኣብታ ናይ መጻኢት ኤረ ታዓዝረ ጸንሐ ማሃሪት ሓጻርን ጽፍፍትን ስራሕ ኢማ ነብሲ❤❤
@zmmezmursat
@zmmezmursat 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኤማ ኣድኒቀካ ብልክዕ ናይ መጻኢት ኤርትራ ኢኻ ኣርኢኻና ብተስፋ ከም ንነብር ካ ገርካና ንኹልኹም ኣብ ዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ኣድኒቀ ኣይጸግበኩምን የ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ።
@asmarana6186
@asmarana6186 2 жыл бұрын
Wawww ብጣዕሚ ጽብቕቲ መሃሪት ፍሊትን ስራሕ ንፉዓት ንፉዓት ብርዕካ ትሰስን ኤማ👏
@maranatha518
@maranatha518 2 жыл бұрын
ብልጽቲ ስራሕ ትሕዝቶ ዛንታ ይኹን ብቅዓት ተዋሳእቲ ፡ ምከና ዳይረክትን 100%
@WEGIE-LBI
@WEGIE-LBI 2 жыл бұрын
Powwwwww! Whattttttttttt a talent! I couldn’t get enough words to appreciate you Emma! ዘንብዕ ዛንታ ወሎዶና !!!!
@mardokaym9605
@mardokaym9605 2 жыл бұрын
Wwwwwwwwwww👌👌👌👌👌
@eritreaent1464
@eritreaent1464 2 жыл бұрын
እዚ ብሩህ መጻኢ ኤረይ ክኸውን ዩ እምነት ተስፋ ጻዕሪ ሓባ ተወፋይነት መትከላውነት ሕድሪ ተሰኮምና እኮ፡ናብዚ በጺሕና ሕጂ ደኣ ቀሪብና ኢና ደቂ ኤረይ ንኺድ ጥራይ 🇪🇷✊🏿 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝስራሕ ዘሎ ስራሕ በቃ መግለጺ ዝይብሉ ክብሪ ዩ ዘለኒ ጥበቡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️
@ቻፓዊሕጋዊ
@ቻፓዊሕጋዊ 2 жыл бұрын
ኣማንኤል ተክለ the great
@samigo5865
@samigo5865 2 жыл бұрын
ዋውውው ኣዚያ ብልጽቲ ስራሕ ተስፋ ይገብር ስደትና ሓጺሩ ስደት ክነዘንትወሉ ።
@naodimaekelenaodnadu6671
@naodimaekelenaodnadu6671 2 жыл бұрын
wowww ከምዚኣ ዓይነት ፊሊም ሪኤ ኣይፈልጥን ብጣዕሚ ጸእብቅቲ ስራሕ ኤማ ሓወይ❤❤❤
@SasiSasi-iw6fn
@SasiSasi-iw6fn 2 жыл бұрын
ኤውይ ናይ በሓቂ ደስ ትበልካ ፊልም ብፍላይ ኣዱ ከተዘትዊ ከለክስ ደስ ትብል ኣምላኽ የሕጽረልና
@eritreanorthodxmezmur2190
@eritreanorthodxmezmur2190 2 жыл бұрын
What a smart man is he i admire you Ema ❤. እዋናዊ ዝኾነ ናይ መጻኢ ብጣዕሚ ንፉዕ ፡ ዓባይ ትምህርቲ ሚሂርካና ኤማ።
@NahomMedhane-kg6vd
@NahomMedhane-kg6vd Жыл бұрын
Wow❤❤❤Amazing it's Good Future Film Amanel Tekle is the best Artist in our country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷so keep it up
@sikadorkebesa8575
@sikadorkebesa8575 Жыл бұрын
ኣብዚ ግዜ እዚ ከምዚ ዓይነት ምሃሪ flim ኣይተጸበኹን ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ኤማ ናተይ ቀጽሎ
@siforatemesgen8860
@siforatemesgen8860 2 жыл бұрын
ኣብ ካልእ ዓለም ጸኒሕና ኣዝያ እትድነቕ ፊልም፡ ብድሕሪ 20 ዓመት ዝኸውን ነገር ብግልጺ ክትትርኽ ዝኸኣለት ፊልም፡ በቲ ሓደ ጽቡቕ ናይ ዓድና በቲ ሓደ ከኣ እዚ ሕጂ ንፍጽሞ ዘለና በደል ሳዕቤኑ ክትገጽ ኪኢላ እያ good job for all of u..
@noahmesfin5879
@noahmesfin5879 2 жыл бұрын
This movie deserves the best award. Great work of art Ema.
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 жыл бұрын
ብልጽቲ ፊልም ብጣዕሚ ነመስግነኹም ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@merongabr6631
@merongabr6631 2 жыл бұрын
ከየጋነንኩ ኣብ ኣዲስ ካብ ዘለዎ ቀደማይን ልዕሊ ኩሉን ኢኻ ኤማ ሓወይ ዛንታ ዳይረክት በቃ ኩሉ ነገርካ ጥበብ ኢኻ፡፡ ናይ ብሓቂ እዩ ዘለናዮ ሂወት ዘተሓሳስብ ነቢ ክብል ኣፍቅደለይ ኤማ ሓወይ፡፡ ኣምላኽ ኣቦይ ዘስተውዕል ልቢ ሃበና
@salikosasko4657
@salikosasko4657 2 жыл бұрын
ኡኡኡፍፍፍ ኣታ ኤማ ሓወይ ናይ ብልበይ ኣብ ከቢድ ሓሳብ ኣትየ ጸኒሐ እንታይ ኢልና ኢና ኪነዘንቱ ጽባሕ ኦ ኣምላክ ኣቦይ
@gazella2867
@gazella2867 2 жыл бұрын
Great job to all of who work here ma brothers sisters i appreciate you guys ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@-Success6
@-Success6 2 жыл бұрын
ኣማን ሓወይ ብርዕኻ ይሰስን ጃሕጃሕ ይበል መግለጺ የብለይን ምኽኒያቱ ክውሕደካ'ዩ ግን ኣገናዕ 👋🏼 ስራሕካ ተልአኾ'ቲ ንሎሚ ቀቲሉ ንጽባሕ ዝፈጠረ ሉዑል ኣምላኽ ክኸውን ተሜኒየ። ን ሓደ ሳዓት ዝኸውን ኣብ 2038 ዝጸናሕክዋ ክገልጸልካ ኣይክአልን አየ ካብ ጡዑም ዝተዓመ፡ ካብ ሕጉስ ዝተሓጎሰ ጸኒሐ ኦ ኩሉ ትከአል ሉዑል ፈጣሪ መብልጭለጪ ነገራት ተሪፉ ነቲ ንንባዕሉ ዝባላዕ ዘሎ ህዝበይ ፍቅር ሰላም ቅሳነት ምርዳዳአ ኣውርደለይ 👋🏼! ኣሜን 🙏
@efiteykm3832
@efiteykm3832 2 жыл бұрын
OMG i can't explain u guys that's great movie thanks for everyone specially for Ema 🙏. Edmen tenann nkulatkum 👌👍🏻🙏.
@amanuilabebe4932
@amanuilabebe4932 2 жыл бұрын
Great hard work brother Emma you are genius We wait you still🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ikkanalles4097
@ikkanalles4097 2 жыл бұрын
Wauw እዛ ሃገር ክንደይ ፍላስፋታት ከምዘለዋ እዪ ዘርኤካ።
@solomontekle5655
@solomontekle5655 2 жыл бұрын
AM really appreciate you for what you work. I Hope our countrey will be brighter in the future . Good job bro .💯💯💯❤❤❤
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 2 жыл бұрын
Wow Amanuel Tekle has taken Eritrean movies to a higher level. Educational and timely story for parents in diaspora. Great acting by talented actors and actresses. Well done guys and keep up the good work
@elhamromodan
@elhamromodan Жыл бұрын
Eritreana kemzi ktkewn bahgna dletnayumo xelotnan raenan nkebel ❤
@ሳሚ-ቨ8ጘ
@ሳሚ-ቨ8ጘ 2 жыл бұрын
Omg I can t explain u guys that s great movie thanks for everyone specially for Ema🙏.
@rakitekie6625
@rakitekie6625 2 жыл бұрын
The Best Ever movie🇪🇷 Amanuel tekle thank you so much U got our feature and we make our Will properly, ane i really lv about our feature style u did it🇪🇷❤️ what a Wonder movie, go ahead ema We Will wait a lot from u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@SemereEriChannel
@SemereEriChannel 2 жыл бұрын
The best movie ever thank you so much Ema hawey. 100/100💪🏾👍🏾 fuluy xufuf srah
@mileniseyas7728
@mileniseyas7728 2 жыл бұрын
I don't know how I do explain but that is an amazing movie, I appreciated you guys all because first, you try to make our country's future dream secondly our social life. All in all it's a good message. Keep going 👏👏👏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kingyemane2854
@kingyemane2854 2 жыл бұрын
ዋውውውውው ብጣዓሚ ማሃሪት ዝኾነት ፊልም ግን ብንብዓት ወዲኤያ ነቢዐ ናይ ልበይ ንሃገርና ንምለሰሉ ግዜ የምጻልና ፈጣሪ
@liveraweyynwa1010
@liveraweyynwa1010 2 жыл бұрын
Wala ane ,😭😭😭😭
@በርሀጻዕዳተወልደኢዮብ
@በርሀጻዕዳተወልደኢዮብ 2 жыл бұрын
ይበል ይበል ፊልም ኣዝያ ደስ ትብል መሃሪት ኤማ ነብሲ ኣጆኻ ኣይትጥፋእ ፊልምታትካ ይበል ዩ ።
@tomastareke5914
@tomastareke5914 2 жыл бұрын
ዋው ኣብ ኩሉ ነገራታ ብልጽቲ ፊልም ልዕሊ ኹሉ እቲ መጻኢና ደስ ኢልኒ ንትምኒትካ ንርስተማቕረሉ ግዜ ይሃበና
@kasay67
@kasay67 2 жыл бұрын
Here is the truth where we are. I cried at the end. ብጣዕሚ መሳጢትን መሃሪትን ብኩልትነኣ ዝወጻ ዘይብላ ስራሕ።
@robelkalawadi6972
@robelkalawadi6972 2 жыл бұрын
Wow i really appreciate u all of especially amniel tekle for ur acting nd future film making keep going bro
@yoniabraha9364
@yoniabraha9364 2 жыл бұрын
ካብ መጀበርታ ስጋብ መወታታ ትምርቲ እያ ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ Thank you so much 💓
@henokghirmay1162
@henokghirmay1162 2 жыл бұрын
Wawwww ኤማ ኣድኒከ ምጽጋብ ሲኢነካ ኣበይ ሞ ኩሉ ሕማቅ ዝገበረ ነናይ ኢዱ ተዝረብብ
@feyruzomer8077
@feyruzomer8077 2 жыл бұрын
Why am I still crying 😢 Best movie beqa am speechless well done guys as always Ama 👏 👍 🙌
@YfAsm17
@YfAsm17 2 жыл бұрын
a truly masterpiece. Editing just wow. keep it up 👏
@biniammebrahtu8194
@biniammebrahtu8194 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣብ ደገ ዘለና ከኣ ዓባይ ትምህርቲ ስለ ዝኮነት ነናብ ማሓዙትና ሸር ንበላ
@ማማኤርትራ
@ማማኤርትራ 2 жыл бұрын
ብዙሕ ትምርቲ ፡ ተስፋ ፡ዓቕሊ ወዘተ ዝሓቆፈት ፍልም ወዲ ሰብ ብተስፋ እዩ ዝነብር ኣዝያ ብልጽቲ ስራሕ ነመስግነካ ኤማ ምስ ኩሎም ተዋሳእትን ካልኦትን ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ኣምጺኹም ብዛዕባ መጻኢ❤👌🇪🇷
@erey2564
@erey2564 2 жыл бұрын
Amazing, No words azia xfifti kulu negera well done ema tebarek
@naoddemoz7621
@naoddemoz7621 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ future ፊልም ሃለውለው ዘይብላ ኤረና ከምዚ ክትኮውን ተመኒየ ዓድና ከምዚ ክትከውን ተመኒየ ኤማ ሓወይ ጅግና ኢካ ናይ ብሓቂ ጅግናን ፍሉይን ኢካ ብልጽቲ ፊልም ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ thankyou ዓስብኩም ኡካ ከም ሃልክኹም ኣይኮነን ዓስብኹም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይፍደኹም ኤርትራና ከምዚ ትኾነሉ ግዜ የምጻልና ስደትና የሕጽረልና ፍቕርን ስኒትን የውርደልና።
@misseritrea3253
@misseritrea3253 2 жыл бұрын
Very Proud of you my Eritrean actress who lives in Ethio. Anabs deqi jeganu ayni abaykum ydefen zehwatey. Agzabher Amlak admen teenan yhabkum
@robelzeromu5137
@robelzeromu5137 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝበል ሰራሕ ድርሰት ተዋሳእቲ ካሜራ ማን ኤዲቲንግ ኩሉ ብሉጽ ስራሕ 🇪🇷👏
@yohanagebremedhin4663
@yohanagebremedhin4663 2 жыл бұрын
Wowww betumi xubek sarha ema hawey I hope eritrea 🇪🇷 🙏 ♥ deqi eri xubekta ferita thanks 😊 ema
@abelgerie6424
@abelgerie6424 2 жыл бұрын
መግለጺ የብለይን ናትካ ስራሕ ኤማ ሓወይ 1000
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 2 жыл бұрын
ብልጽቲ ስራሕ ኤማ እቲ ቡሉጽ ስነ-ጥበባዊ ሃገርና ንፉዕ።😘🇪🇷😘🇪🇷
@harertamedia9427
@harertamedia9427 2 жыл бұрын
I appreciate you all of you guys fantastic keep it up 👍
@abedefishaye928
@abedefishaye928 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ፊልም ኤማ ኩሉ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ እዋናዊ ጉጉይ መስመር ምዕራባውያን ኣናባባር ንባህልናን, ልምድታትናን ሕብረትሰብናን በኪልዎን ዘሎ እዋናዊ ሓቂ ኮይና ትስማዓካ ❤️ ቀጽሎ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ከኣ ጥዕና ይምነየልካ::
@eyorsalimllove2009
@eyorsalimllove2009 2 жыл бұрын
Wow proud of you All 🇪🇷🇪🇷🇪🇷n Eritrea ab lomi koyne kreaya xenhe amlak yhagzena one day kemzi koyna kreya adey!
@Admasawitube
@Admasawitube 2 жыл бұрын
Waw Waw Waw ብጣዓሚ ብሉጽ ስራሕ ኤማ ሓወይ ኣምላኽ ብሰላም ኣብታ ብርኽትን ቅድስትን ሃገርና ይምልሰና ።
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ስራሕ ኣቤት ትሕዝቶ ብቅዓት ተዋሳእቲ ደራስን ዳይርክተርን መንይፈትጥ እዝጊ ይፈልጥ ከም ኩለን ሃገራት ተሰዲድና ዓድና ኣቲና ነማዕብል ንሃንጽ ንከዉን ፈጣሪ ጥዑም ዩ መስደዲና ምኽንያት ብዘይ ሓሶት ለዉጢ ዩ ክንልወጥ ጺዒርና ሰርሕና ኣብ ዓድና ዉን ንምዕብልን ናማዕብልን ይግበረልና ፈጣሪ
@mohamedsuwarez324
@mohamedsuwarez324 2 жыл бұрын
ኣማኒየል ተክለ ቢዘይ ሚክኒያት ኣይኮንኩን ዘድኒቀካ ንሰካ ሙሉ ስነ ጠበባዊ ኢካ ናይ በሓቂ መግለጺ ሰኢነልካ
@joeloht
@joeloht 2 жыл бұрын
ከመይ ዝበለ ኣንበሳው ሰብ ኢካ ኤማ ብሉጽ ሰብ ከምዚ ዓይነት ስሚዒትካ ዝቅስቅስ ፊልም መጻኢት ኤርትራ ዝረኣየካ good job no word
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 2 жыл бұрын
God work to all team. Ema Adu ,Suzi congratulations. Its amazing job 👌👌👌❤🇪🇷🌹
@segenwedidagusha6398
@segenwedidagusha6398 Жыл бұрын
ተስፋ ትህብ ብልጽቲ ስራሕ 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
@Alekubani12
@Alekubani12 2 жыл бұрын
ብብኽያት ወዲኤያ 😢😢💔ኣትን ሎሚ ደቆም ምርኣይ ትኸልእኦም ዘለኽን ሓደራ ብሰማይ ሓደራ ብምድሪ ኸምዚኣ ያ ናይ ኢድክን ከይትረኽባ። ኡፍፍፍ ቁሉ ሓቂ !
@arayaentertainment
@arayaentertainment 2 жыл бұрын
ኣማኑኤል ተኽለ ከም ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ናይ ባሓቂ
@yehdegatezfazghi8759
@yehdegatezfazghi8759 2 жыл бұрын
Waww Waww super fantastic Amazing keep it up really you are awesome.. I admire you for doing such a great Job💯💪🙏🇪🇷🇪🇷❤️
@bbre....5963
@bbre....5963 2 жыл бұрын
2038 azya mesatiten mehariten film great job 🥺.
@danielsemerab7942
@danielsemerab7942 2 жыл бұрын
ኤማ ሓወይይ ጥበብ ምሉእ መግለጺ እየ ዝስእነልካ ብሉጸይ ክም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ብሓፈሻ ኩላትኩም ኣብዛ ስራሕ ኢድኩም ዝሓወስኩም ምዝጋና ይግበኣኩም እዮ ኤማ ሓወይይ ካኣ ጥበብካ ከም ሑጻ ባሓሪ የብዛሓዮ
@ftsumteweldebrhan6643
@ftsumteweldebrhan6643 2 жыл бұрын
ባህግና የስምረልና ፈጣሪ ሰላም ትኹነልና ሃገርና ኤርትራ
@samuelzerea6870
@samuelzerea6870 2 жыл бұрын
Wwww btami ብልጽቲ ስራሕ ኤማ ሓወይ እ/ሄር የበርትዕኻ ::l love you More deki Eri. 🥰🥰
@fiyoridirar9262
@fiyoridirar9262 2 жыл бұрын
I love all your movies and drama Ema hawey ❤️❤️ Continue to teach and entertain us.
@ሕምቦበለስሜድያ
@ሕምቦበለስሜድያ 2 жыл бұрын
ብራቮ...ብራቮ...ብራቮ....the best feature film of this year. go ahead bro....ፉሉይ ስራሕ ምስ ብሉጻት ኣርቲስት።
@ToM-ie6dv
@ToM-ie6dv 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣዝያ መሃሪትን ጽቡቕ መልእኽቲ ዘለዋን ፊልም።
@fyoribrhane9642
@fyoribrhane9642 2 жыл бұрын
This film has literally everything 😭🤌⭐⭐
@hermonselomon8017
@hermonselomon8017 2 жыл бұрын
Wawwww blxti srah egziabiher adna nmleselu yehxirelna
@ksanetteklebrhan504
@ksanetteklebrhan504 2 жыл бұрын
Wawee gele aynet መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ሂወቱ ኣብ መጻኢት አረትራ ዝራኣያ be like
@yon6696
@yon6696 2 жыл бұрын
አዝየ ዘድንቀኩም ብኹሉ . ጽቡቅ ራእያት ዝረአኹምላ ነዛ ፍልይቲ ሃገርና መግለጺ ሲኢነ እናነባዕኹ ርኤያ. ሃልውለይ
@mogosberaki3052
@mogosberaki3052 2 жыл бұрын
ኤማ ሓወይ መጀመርታ ሰላምታይ ይብጻሕካ ኣነ ኣድናቂኻ አየ ከም ናትካ ስራሓት ጌሩ ዝምስጠኒ የለን ብፍላ ኣብ ፊኒሽን ዘለካ ተውህቦ በዝኮነ ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ጥዕና የምነየልካ ተዋሳአቲ ካኣ በጣዓሚ ኑፉዓት
@mikishmendi3906
@mikishmendi3906 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊሊም ካብ 𝐒𝐔𝐏𝐄𝐑 𝐁𝐎𝐘 ። ኤማ ሓወይ ጥበብካ ይሰስን
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪት ንፉዓት ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷🙏
@robelmajor5256
@robelmajor5256 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ ኣቱም ኣንስትኹም ትፋትሑ ትቀትሉን ጉዕዞ ስደትኹም ኸምዚ ኸይኸዉን ዉላድና ንርአ ኣምላኽ ስደትና የሐጽረልና
@johnjohn558
@johnjohn558 2 жыл бұрын
👏👏👏👏👏ፖው ኣቤት ድራማ 10/10000000000000000ሂበያ ኣለኹ
@haftommekonen
@haftommekonen 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ስራሕ ካብ ኩሉ ሒዛቶ ዝመጸት ተስፋ ጽባሕና ዝኮነ ነገራት i like it
@semharmelake7508
@semharmelake7508 2 жыл бұрын
Wawww Des Tebil Film, I Hope...We Will Wiat & See 2038 Eritrean🙏🙏🙏
@merafanwinner4106
@merafanwinner4106 2 жыл бұрын
selamta ayresakun ema haweyy wawww edmen tinan yhabka my bruda powwww ema ema amozing ናይ መጀመርያ ጊዜ ናይ መጻኢ ፊልም ጦብላሕታ ዘለዋ ፊልም ዝሰርሐ ስነጥበባዊ ኣማኑኤ ተክለ i miss you god blessed you....
@erey712
@erey712 2 жыл бұрын
Wawwww great job Deki Erey ❤️🇪🇷💪
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 30 МЛН
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 32 МЛН
😜 #aminkavitaminka #aminokka #аминкавитаминка
00:14
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,1 МЛН
Крутой фокус + секрет! #shorts
00:10
Роман Magic
Рет қаралды 41 МЛН
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 30 МЛН