ALEDA MEDIA - New Eritrean short movie/ kem xehay/ከም ጸሓይ/ by Robel A/Meskel

  Рет қаралды 240,916

ALEDA MEDIA

ALEDA MEDIA

Күн бұрын

Пікірлер: 455
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
@ኤፍታህወለተሩፋኤል 2 жыл бұрын
_ቃላቱ ውሕሉል መግለጽታቱ እርኑብ ዝኾነ ደራሲ ኣጆኻ በርትዕ ዝሓወይ❤️❤️_
@fiyorighebrhiwet9520
@fiyorighebrhiwet9520 2 жыл бұрын
ያ ናይ ብሓቂ ልኡም ዘረባ ዪ ።
@samrgg9069
@samrgg9069 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/o5OqpqyfgdBjf68
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ውዴ ከመይ እያ ዛፊልም አይተኸታተልኹዋን
@Dandani21
@Dandani21 2 жыл бұрын
@@selam801 short movie eya mearey 😂
@ወዲጀግና
@ወዲጀግና 2 жыл бұрын
እዚ ደራሲ ናይ ትሬዛ ደራሲ ምኻኑ ምስ ፈለጥኩ ጥዕምቲ ከም ትኸውን ገሚተ ኔረ። እዚ ደራሲ ኣነ ኣብ ፍልም ትሬዛ እየ ፈልጠዮ ኣገላልጽኡ ደስ እዩ ዝብለካ ብሕልፊ ሓጺር ቃል አምላክ እንዳእተወ መሊሱ የጸብቆ። እዛ ፍልም መሳጢት እያ ከምታ ናይ ቀደም ዝሰራሓካያ ትሬዛ ትብል ግን ዝዋዳደራ የለን። ተስፋ ዘለዎ ደራሲ እዩ ቀጽሎ ተዋሳእቲ ❤❤❤💯💯💯✅
@سمرااا-خ1ل
@سمرااا-خ1ل 2 жыл бұрын
እታ ደራሲ መን እዩ ሹሞ አነ እወን ትሬዛ ሪኦየ ኔር ግን ደራስ ሹሞ አይፈለጡኮወን ኔሪ
@ወዲጀግና
@ወዲጀግና 2 жыл бұрын
@@سمرااا-خ1ل ሮቤል ዓንደመስቀል እዩ ዝባሃል
@سمرااا-خ1ل
@سمرااا-خ1ل 2 жыл бұрын
@@ወዲጀግና ታንክስ ማዓረይ ሰለ ተገዲስካ ዘመለስካለይ
@samrgg9069
@samrgg9069 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/o5OqpqyfgdBjf68
@ኣንበሳ
@ኣንበሳ 2 жыл бұрын
እዋይ ክትምቅር ስራሕ ናይ ብሓቂ ለባማት ዝፈትዎኩም ኣርቲስቲ ብዘይ ቀልዓለም ካብዚ ክማሃር ዝሓስብ ቡዙሕ ኢዩ እሞ ኣብ ሂወት ደቂ ሰባት ለውጢ ክትከውን ተስፋ ይገብር ለባማት የሕዋት
@zizuabraha3287
@zizuabraha3287 2 жыл бұрын
ድርሰት100% ድምጺ100% ተዋሰእቲ 100% ሳእሊ 100% ቀጽልዎ
@pilimon__15
@pilimon__15 2 жыл бұрын
ብቀዳምነት ሰላም ናዓኹም ቀጺለ ሮቢ ዓርኩይ መግለጺ እየ ዝስነልካ ኣጀካ ቡሉጽ ስራሕ ምስ ቢሉጺት ተዋሳኢቲ 100% 100%
@Samisam3203
@Samisam3203 2 жыл бұрын
ፊሊ ፊሊ ኣነስ ታይ ሓሳብ ኣለኒ መስለካ ብመሰንጀር ነነዕልል ቁሩብ ንሮቢ ካብዚ ዘለዎ ደረጃ ንላዕሊ ኮይኑ ምርኣናዮ ንሕና ድማ ከም መታዓብይቱ መጠን ምኮራዕና
@pilimon__15
@pilimon__15 2 жыл бұрын
Sami arkey des enda belni ka ber
@samrgg9069
@samrgg9069 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/o5OqpqyfgdBjf68
@erihappymedia5046
@erihappymedia5046 2 жыл бұрын
ሮቢ ሓወይ ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ፡ ጥራይ ዘይኮንኩ ወላ ወን የመስግነካ ሓፍ ኣቢልካ ንሕልናን ሰብኣውነትን ኣምጺኻ ። ንሰብ ህያው ዝገብሮ ሓሳባት ፈጢርካ ነዛ ፊልሚ እና ርኣኻ ነብስኻ ትሓከሉ ፍጥረት ኣምላኽ ሙኻን ተዘክረሉ ሓቅነታዊ ዛንታ ኢኻ ፈጢካልና ። ፈጣሪ ይባርኽካ ሮቢ ሓወይ ፡ ኣዱ ፡ ሩቲ፡ ሃኒ ፡ ብጣዕሚ ንፉዓት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@edenmehari4519
@edenmehari4519 2 жыл бұрын
ዋውውውው ሮቢየ መግለጺ ሲኢነልካ ኣብዚ ግዜ ፊልሚ ምርኣይ ኣብ ዝገደፍኩሉ እዚ ናትካ ግን ይመልሰና ናይ ቀደም ፊልምታት ሃገርና በኣካ ክትካእ ምሉእ ዘይጉዱል ተስፋ ኣለኒ ሶ ቀጽለሉ
@hareentertainment
@hareentertainment 2 жыл бұрын
ብልጽቲ ስራሓ ኩላትኩም ቡሱላት ተዋሳእቲ ኢኩም ሮብ ክኣ ንፉዕ ደራስን ዳይረክተርን ' ሶ ኣጆኻ
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ማሃሪት ፊልሚ እያ እቲ ግዜ ረከበ ኢሉ ዝብድለካ ሰብ ናይ ፀባሕ ፅሓይ ሰለ ዘይትፈልጣ ኣብ ሓወካ በደል ኣይተውርድ ፅባሕ ንባዕላ ምስጢር ሰለ ዝኮነት ንፅባሕ ሕሰብ ምክንያቱ ዘጋጥሐካ ሰለዘይትፈልጥ የቀንየልና ገሮቤትና ፅቡቅ ትምህርቲ እዪ ኣዱ ሃኒ ሩት ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩምን ዝፍትወኩምን
@ሴምብርሃነ
@ሴምብርሃነ 2 жыл бұрын
ናይ ኤርትራ ፍሊም ጉሉ ግዜ ምሃሪ እዩ ፊልሚ ኤርትራዉያን ማራ እዩ ዝምስጠኒ
@Fthi366
@Fthi366 2 жыл бұрын
👉💙💊😘🥰gualedey we love u too
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 2 жыл бұрын
@@Fthi366 የኔ ቆንጆ ጓልዞምተኪሶም ዘይስሑቱ ፎትውውው እየ ዘብለኪ ጓልሪመይ
@Fthi366
@Fthi366 2 жыл бұрын
@@ኣዙጓልትግራይ 🤣Eritrawi iye gn mara iye zfetwekum I love u so much 💗 💖 tegaru
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 2 жыл бұрын
@@Fthi366 የቀንየልና ዝሓወይ ኩሉ ሰብ ከማካፍቅሪ ተዝከውን ሰላምፍቅሪ ምዓሰላ ነይሩዓለምና ዝሮዝሮ ዋላ ኣነፍትው እየዘብለኩም የቀንየልና
@ድንግለይዋሕሰይጋልትግራይ
@ድንግለይዋሕሰይጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኩም አግዚኣብሔር ፍትዋተይ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ደራሲ
@wediabrha5639
@wediabrha5639 2 жыл бұрын
መግለጺ ሲኢነልካ ደራሲ ተዋሳእቲ ከም ቀደምኩም ብሎጻት ማሃሪት ፊሊም ብሓቂ ።
@suleimanhussein1395
@suleimanhussein1395 2 жыл бұрын
ዋው ዋው ዋው ኣነስ ቃላት የብለይን ክገልጻ ነዛ ፊልም ብጣዕሚ ብጣዕሚ በቃ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ መሃሪት ዝኾነት ፊልም ደራሲ ተዋሳእቲ ብፍላይ ኣሕዋት ኮይኖም ዝተዋስኡ ካብኡ ናብኡ ከኣ ኣድያም ስብሃቱ
@wedimaryam15
@wedimaryam15 2 жыл бұрын
ኣዝያ ደስ ትብል መሃሪት ፊልም እያ♥️ንታሓላለ ኣሕዋት ብፍላይ ኣብዚ ሕማቅ ግዜ ስደትን ከርተትን ንዓይ ንዓይ ኣይንበል ኣብ ፍቅሪ እዩ ዘሎ ምሕረት ካብ እግዚኣብሄር እሞ ንደጋገፍ ሰላም ኣ ኣብዘለናዮ🙏♥️
@hrytietibark5967
@hrytietibark5967 2 жыл бұрын
Btaimi btaimi btaimi lbka ttnkf seb mkonka zeyteresi tmhti eya idmen tinan yhabkum ezom yhwatey eti hzbna ka lbi elu kra ayni lbonu ykfetelu eti lul fetari
@ህዝባዊግንባር
@ህዝባዊግንባር 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ሓዘል ብሉጽ ስራሕ ካብ ብሉጽ ሰብ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💯💯💯💯✅✅✅✅✅❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🇩🇪
@tekleabmedhanewedimedhie3577
@tekleabmedhanewedimedhie3577 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ ስራሕ እግዚኣብሄር ወትሩ ምሳኹም ይኹን የሕዋተይ። ፍቕሪ ከም ጸሓይ'ዩ ልቢ እንተነጺሁ ዕራርቦ እንተኸደ ወጋሕታ ይምለስ'ዩ(AA) ሕድገት'ዩ ከኣ ዝመልሶ'ሞ ኣብ ልብና የሕድሮ ምርኣይን ምስማዕን ከኣ ብዘይ ተግባር ዋጋ የብሉን'ሞ ፍቕርና ከም ጸሓይ ይኹን።
@myid7781
@myid7781 2 жыл бұрын
ዋውውውውው ገለ ዓይነት ስራሕ ብጣዕሚ ማሃሪት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሓላላት::
@ShidaEntertainment
@ShidaEntertainment 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ምስ ብሉጻት ተዋሳእቲ ከሙኡዉን ዓቢ ተስፋ ዘለዎ ብዙሕ ክሰርሕ ዝጽበዮን ብዙሕ ዓቅሚ ዘለዎ ዘይተበርበረ ሓወይን መሳርሕተይን ደራሲ ናይዛ ፊልም ዝኮነ ሮቤል ዓንደመስቀል!!!
@ብዕድላጓልትግራይ
@ብዕድላጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ዋው ገለ ዓይነት ፊልም ደቂ ኤረይ ካዓ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ ቀፅልሉ ሓባይብ
@Fthi366
@Fthi366 2 жыл бұрын
Gual'noy we love ❤️ you ajokum qeribaya gzie khalfyu 👉💙🥰🥰
@ኣነባዕለይ-ሸ6ኈ
@ኣነባዕለይ-ሸ6ኈ 2 жыл бұрын
ዕረ ወሓጢ ጋሕባ
@Fthi366
@Fthi366 2 жыл бұрын
@@ኣነባዕለይ-ሸ6ኈ ዕረ በሊዕካ እባ ተገምጠል ወድዛ ለማኒት እንታደኻ ኮንካ ወድ ገልባድ
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 2 жыл бұрын
Just wow amazing ኣብዚ ዘሎ ቃላት ሓሳባት ኣበይ ዩ ሰብኣውነት ጠፊኡ ደስ ዘብል ፊልም
@bahrnaqeyhbahri0811
@bahrnaqeyhbahri0811 2 жыл бұрын
film 100% editing 100% Soundtrack 100% finishing 100% content 100%
@Hibret5
@Hibret5 2 жыл бұрын
ደራሲ ናይዛ ፊልም ሻንኬሎ ምሉእ ንብዓት ይእውደካ እየ😂😂ከምዚ ዓይነት ናይ ትግርኛ ፊልም ካብ ዘይርኢ ጊዜ ነዊሕ ኮይኑ ኔሩ 😊😊😊thank you ካልእ ካብዚ ዝበልጽ ዛንታ ሒዝካልና ክትመጽእ ተስፋ ይገብር👌
@Eri-Madia
@Eri-Madia 2 жыл бұрын
😂😂
@helenteklemariam4359
@helenteklemariam4359 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ እዩ ። ፅቡቅ ግበር ንመን ንማንም ግብረ መልሲ ከይተፀበኻ ማለት እዩ ። ዋእ የኽእለና ኣሕዋት።
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 Жыл бұрын
Wawwww wawww eza film ezia nay bhaqi anbatni flyti srah Drset 100% Darectin 100% Tewaseti 100% Bhafesha bteami adniqekum deqi erey qexlwo 💞💞💞💞💞💞💞love more
@matistudio596
@matistudio596 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትርጉም ምንባር ትገልጽ ፊልም😘😘🇪🇷ደቂ ኤረይ
@yeruseynateygeremaryam1778
@yeruseynateygeremaryam1778 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብዘይ ቀልዓለም መሃርቲን መሳጢትን ፍልም ካብ ብልበይ ኣንብዕን ተግባራት ልዋም ኩሉ ሰብ ከም ናይ ስኒቲ ልቢ ተዝከውን ነይሩ ዓለም ከም ኤሮፓ ምኮነት ነይራ ።
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ 2 жыл бұрын
Europa entay dia kkkkk
@megaryaentertainment
@megaryaentertainment 2 жыл бұрын
Great job guys 👏
@mengstabdesale7758
@mengstabdesale7758 2 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ዝምስገን ስራሕ ኢኩም ሰሪሕኩም መሃሪት ዝኮነት ፊልም ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሳኩም ይኩን ።
@aaronroyal9768
@aaronroyal9768 2 жыл бұрын
ኣዱ ብልጽቲ ኣርቲስት ዘመንኪ ይባረኽ።ናብ ናሆም መስተ ግን ከይትምለሲ ሓደራ ይብለኪ
@selamgebrehiwet5639
@selamgebrehiwet5639 2 жыл бұрын
ብርዕካ ትሰስን ሮቢ ሓወይ ቃላት የብለይን ናኣኻ ዝገልጽ ናይ ብሃቂ ምሃሪት ፊልም
@rozabrhane8
@rozabrhane8 2 жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም ምፃኩም ዝፈትወኩም ተዋሳእቲ ሶ ሰላም ኣብ ብበዘለናይ ኣምላክ ክብ ክናት ወዲ ክናት ይሰውረና🙏♥️
@alpha5677
@alpha5677 2 жыл бұрын
ብእጣእሚ ፅብቅቲ ሙቪ እያ ናይብሀቂ የድንቀኩም good job guys ♥️🙏🏾
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ሮቤል ዓምደመስቀል ብጣዕሚ ንፉዕ ቀጽሎ።
@merhawiyohannes8649
@merhawiyohannes8649 2 жыл бұрын
ናይብሓቂ ኣገዳሲትን ማሃሪትን ዝተሰርሐት ፍሊም ረቢ ኣርከይ ካ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሕ በዓል ሙሉአ ተስፋ አየ , my brother ♥ ❤ ❤
@shidenmedhaniye6119
@shidenmedhaniye6119 2 жыл бұрын
ኣብ መወዳእታ ነቢዕ😭 ጽቡቕ ምግባር ንነብስና እዩ :: ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ ኣብ ቀጻሊ🇪🇷🥰🥰
@tigrignaselection4980
@tigrignaselection4980 2 жыл бұрын
ድሕሪ ቑጥዓ ሓንቲ ጓል ናብ ኣቦኣ ቅርብ ኢላ፡ ኣቦይ ኣነ እኮ ንግዚኡ እየ ዝቑጣዕ እምበር ኣብ ከብደይ ወላሓንቲ ቂም ኣይሕዝን እየ ትብሎ፡ ኣቦኣ ኸኣ" ጓለይ ካላሽን ውን እኮ ምስ ተተኮሰ ጥርሑ እዩ ዝተርፍ ኣብ ከብዱ ዝተርፍ ነገር የለን ግን እቲ ዝኸደ ጥይት ሰብ ኢዩ ዝቐትል" በላ። እንታይ እየ ክብለኩም ደልየ ንእንዛረቦም ቃላት ጥንቅቕ ደኣ ንበል ንስኻ ምስ ረሳዕካዮ ዝዝክርዎ ኣይስኣኑን እዮም። ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ክትገብር ብኽብሪ ይዕድመካ፡ የቐንየለይ።
@ቀባጥጓልሸረ
@ቀባጥጓልሸረ 2 жыл бұрын
እሺ
@almazaskale7593
@almazaskale7593 2 жыл бұрын
Heray
@tesfaybrhane3481
@tesfaybrhane3481 2 жыл бұрын
Btami deki erey halala mehari flim
@tsegabereket8076
@tsegabereket8076 2 жыл бұрын
Hi Aduey bejak eba Hagery tebel nay medeb warei seddlna be getime gerki hagery yefetiwki nay lebey...🇪🇷💕💕❤💕💕🇪🇷💕💕
@yoseifzerea
@yoseifzerea 2 жыл бұрын
Wawwwwww nay blxti blxti ybel derasi ab zmexe kabzi nleali knxbe eina ajoka ab gonka alena wedi eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@kibreabtesfamichael9787
@kibreabtesfamichael9787 2 жыл бұрын
Deqi ereyyy 🇪🇷 shekor etemen Tenan yhabukum fetari so Robi koxelo ajok
@Aki-dj2dj
@Aki-dj2dj 2 жыл бұрын
Adu shikor nay behaki nfiati eki 😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@kusunsenay7832
@kusunsenay7832 2 жыл бұрын
Great Srah Rut shkorr gn rgmti konki msarakuki bhaki hmak tesemini Fekar, lewah krieki eyu bahta zfetreley so keep it up deki Eri♥️✌☘🇪🇷
@Eyrusabraham
@Eyrusabraham 2 жыл бұрын
Nah I honestly cried such an amazing movie 🥺
@robielbrhane3084
@robielbrhane3084 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ዝቅጽል ብዝበለጸ ክትመጹና ንጽበ ቁሩብ ኣብ ድምጺ ዘሎ ጸገም እንተዝዕረ ሰናይ እዩ ኣጀኹም ኣይትሕመቁ እዚ ዝተዋሕበኩም ጥበብ ድማ ዓቢ ትእድልቲ እዩ እሞ ኣቅብዎ ንኣምላኽኩም ድማ ኣመስግኑ
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ እያ ምራኣይ ሓድገዮ ድር ሓደ ዓመት ገይረ ኣለኩ ።
@TV-ij5cs
@TV-ij5cs 2 жыл бұрын
robel hawey btami actingka drsetka kexelleni iyu zdeli emo ka mstom zfetwom tewasati adu&ruti&hani thanks more robi hawey
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 жыл бұрын
እቃዕ ብሰላም መጻእኩም ክብራት ኣሕዋተይ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኹም።
@selamyoutube8334
@selamyoutube8334 2 жыл бұрын
Wawwwww robi hawey naybhaki meglexi yebleyn naybhaki nfue eka ajoka kexlo edmen tenan yhabka fetari tewasaeti dma ❤👍❤❤❤❤💯💯💯💯✅
@meritumzgi
@meritumzgi 10 ай бұрын
wow adu shikor naybhaqi kem xhay abi tmrti thanks nkulatku muqurat🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mogostuum2639
@mogostuum2639 2 жыл бұрын
Am watching each and every move of u invaluable Diamond Robi haweyyyy.....Incredible Job...GBU
@HelenMehari27
@HelenMehari27 2 жыл бұрын
Egzabher ymesgen Btaemi mesatit meharit movie Derasi Ambesa 👏…Blus srah Bhafesha kulatkum Artsit yehwatey 👏👏👏👏
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
@ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 2 жыл бұрын
አህህህህም ንባዓተይእበር ምቅፅፃርአውኒ አየ ዓደይይይይይይሰላምንፍቅርንራህዋን መልስልና አምላክ አቦይ ሰላምፍቅሪንኩሉዓለም ኦአምላኬ እምምምምምምም አይይይይይ
@debassamuel4138
@debassamuel4138 2 жыл бұрын
Betami mharitn Azanagaitn filmi ya Ajokum kexlwo bi felay ka ezi yonas koynu zewase zelo meglxi sinlu meknyatu Tezey tegagye Hadish u gen kalat Awaxaxun gexe bahrun mara Nefue
@hadgugebremkael9253
@hadgugebremkael9253 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ደቂ ኢሪይ ሸካኩር ቆጽልዎ so ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ልብካ ትትክፍ ፊልሚ ኢያ
@meley2k18
@meley2k18 2 жыл бұрын
Egziabiher ymesgen nay Egziabiher tsega azia abi u🙏bkal ktmen zeykeal❤temesgen fetari sle kulu neger. Azia maharit movie🥲.
@samraysameay7848
@samraysameay7848 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ከም ጸሓይ, ክብረት ይሃበልና ደራሲ ትድነቅ ስራሕ
@aaronroyal9768
@aaronroyal9768 2 жыл бұрын
ብርዕኻ ይሰስን ሮቢ ኣብ ቀጻሊ ብዝበለጸ ስራሕ ክንጽበ ኢና
@ድንግለይያዋሕሰይ-ፀ7ዀ
@ድንግለይያዋሕሰይ-ፀ7ዀ 2 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum deki ereyyy 🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰😘😘😇🙏🙏🙏ፍቅርን ሕድገትን ዩ ጽባቄና በርትዑ
@senitsenit4915
@senitsenit4915 2 жыл бұрын
Ajok zedey edmen tanen yhabki amlak love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwamgebrkrstos8743
@luwamgebrkrstos8743 2 жыл бұрын
No words to Express..it makes me cry...good job behaki 👏👏👏👏💓💓
@mieraftesfai6919
@mieraftesfai6919 2 жыл бұрын
Hats off to the author!!! what a great job!!!
@eframhadanay8212
@eframhadanay8212 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ምሃሪት ፍልም ፡ ደራስን ተዋሳእትን great job keep it up guys i proud you
@micalzeru9002
@micalzeru9002 2 жыл бұрын
*I am proud of you .
@hiermongoitom5277
@hiermongoitom5277 10 ай бұрын
naybahki blextn abnatwitn mahriten film robi berka tesess habibi❤❤❤❤❤ tewstey ka dheri belux terset xhay zekono tewsyi kem kedan telabsmo ❤❤❤
@haditube3
@haditube3 2 жыл бұрын
ውይ ክትቅፅል ነይሩዋ መምሀሪት ፊልሚ እያ💘💘
@arongebrehiwet9958
@arongebrehiwet9958 2 жыл бұрын
ዋውውውውውው ሮቢ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ
@የራያአላማጣልጅነኝ
@የራያአላማጣልጅነኝ 2 жыл бұрын
ዋው ምርጥ ስራ ❤️👌 ሰውየዘራውን ያንኑደግሞ ያጭዳል።ስለዚህ ስለነገብለን ዛሬመልካም እናድርግ ነው የፊልሙ መልእክት ።
@selammebrhatom1669
@selammebrhatom1669 Жыл бұрын
Wowww kalay gize eye zraya zeleku gn qexlela eba zkeal ente koynu please 🙏 hawey natey btami eye zednqeka ajoka berta God bless you
@adamamanuel3977
@adamamanuel3977 2 жыл бұрын
Neti znebere abehahla malet nielti gele zbl.... zeykone seb bbahrytu kem zmzen sle zeredakana kbret yhabka derasi bravo 👏👏👏
@asmeri8401
@asmeri8401 2 жыл бұрын
Hani , Adu nd Ruti I don’t know what to say nd no words to express how much I really liked u all but this time Ruti u better be nice to his sis lol One day love to meet u in person nd I ll come visiting u guys in Addis from Eritrea when I go visit my country, I will do my best to come from there to meet u guys btw that’s one of my dream just to meet u guys. sometimes I think I feel like I wanna to be an actor like my bro because My big bro was an Actor for our Country at Sahel but, he passed away for us with his bro nd sis for our freedom. Haniii Ambessaw love ur character nd I’m sure u r the same as a person not only at the the movie lol kidding I can see how sweet nd kind u are zarkay Keep it up wedi Baxe Hawey Natay God blesss u deki Eri hewaityyy Egzhabier xegu yebzhalna b bebzeleyanyoooo
@yaredestifanos2369
@yaredestifanos2369 2 жыл бұрын
Great Job guys 👏👏👏👏👏👏. I'm very proud of you guys!!!
@ስኒትፍቅሪምስኩሉ
@ስኒትፍቅሪምስኩሉ 2 жыл бұрын
ዋውው ሱብቅ ስራሕ ሮቢ ሓውይ ጹብቅ ስራሕ ኣጆኻ ቀጽሎ ሮቢ ሓወይ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@ichkommeauseritrea3588
@ichkommeauseritrea3588 2 жыл бұрын
Welcome deki eryyyyy Naybhki bulux serah 👌👌👌👌
@fthawieyobmakakula3489
@fthawieyobmakakula3489 2 жыл бұрын
Wawwww Bitaemiiiiiiiiii bilixiti sirah aziya maharit movie Great Job Guys Robitiii digemena eski kemzi mesali.
@FishZenfuFish
@FishZenfuFish 10 ай бұрын
ብሓቂ ኣዝያ ብልጽቲ ፊልም ክብሪ ይግባኣኩም ንኩሉኩም
@ወዲኤረይ-ቸ2ጸ
@ወዲኤረይ-ቸ2ጸ 2 жыл бұрын
እዛ ፊሊም ከብድካ ትበልዓካ ኣብዚ ዘሎ ቃላት ናይዛ ፊሊም ከምዚኣ ጌራ ካብዘን ናይ ኣዲስ ፊሊም ዝመሰጠትኒ የላን
@selam15
@selam15 2 жыл бұрын
Wwwwwwww thank you btami maharit film 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@fyoritekileab9850
@fyoritekileab9850 2 жыл бұрын
በሓቂ መሃሪ ኣሕዋይ ኪልኩም ረኣይዋ መሃሪእየ በሓቂ ከም ጸሓይ
@famous-u96
@famous-u96 2 жыл бұрын
Robel robel robel robel what an amazing story ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wintatv6376
@wintatv6376 2 жыл бұрын
ሮቢ ጽቡቕ ስራሕ ኣዚኻ ንፉዕ ሰብ ኢኻ! ከመይ ከም ትገልጽን እንታይ ከም ትጥቀምን ትፈልጥ ሰብ ኢኻ፥ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ደስ ኢሉኒ ኢየ ርእየያ!! Edding ግን ድምጺ በርቲዑ ቅንስ ከብሎ ኔርዎ! And ናይ ልዋም ከኣ ካብ ብቃላት ጥራይ ናይ ጣዕሳ ምልክት ከተርኢ ኔርዋ ሽወያ flashback ጌርካ ንሳ ትገብሮ ዝነበረት ምስ ስኒት እንዳወዳደረት!! Thank you!! ደስ ትብል ፊልም!!
@hashemeritrean9897
@hashemeritrean9897 2 жыл бұрын
Wwwwww nay behaki xebuk film ehwatey daki eri xeada ajekom kaxelewo teray adnaki natkom eye hagerna hezbena selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex rehus hadesh amet yegberelna amet selam amet rehwan amet fokrien amet seniten yegberelna hanibal hawey natey adiam haftey natey Ruta haftey natey ajokom kaxelewo adnaki natkom eye
@bereketnaizgi4708
@bereketnaizgi4708 2 жыл бұрын
Betami haxerin xefefuni melekit. KZbin kab zekatatel hiji 4 gezi comment yexhifi aleku slezi kexlewo 👍👍
@johnhawikbrom
@johnhawikbrom 2 жыл бұрын
Hiwetka kqyr zkl Film, hanti tdrbe qal zeybla perfekt 100%✅✅✅✅✅
@akberetadam270
@akberetadam270 2 жыл бұрын
Wawwww....btami xbktn meharitn movie.Thank you.Stay blessed.
@hanikidane2491
@hanikidane2491 2 жыл бұрын
ብርከጽ ዓለም ከም ተግምጠለካኣ ክብሃል ከምዚ ኡ ትማሊ ትገፍዕ ነራ ሎሚ ግና ናብኣ ተገምጢሉ so ኣቶም ሰባት ትብድሉ ጽባሕ ንግሆ ክትግምጠለኩ ሙካና ኣይትዘንግዑ Great job
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 2 жыл бұрын
ብጣዕም ቡሉፅ ስራሕ ምስ ቡሉፃት ተዋሳእት 🥰🥰🥰
@Dejenmicheal9
@Dejenmicheal9 2 жыл бұрын
Waww btami Xbuq Srah azya mesatitn mharitn zkonet film 👍👍❤
@yoniyoni3325
@yoniyoni3325 2 жыл бұрын
ቢቀዳሚነት ሰልላም ኣቢ ዘለኪሞ ቢሚቂጻል ሮቢ ኣርከይ ቢጣሚ። ጺቡቂ ሲራህ መጊለጺ ሴኣነሉ ዘርከይይይይ ኣጂካ ቀጽሎ ሃቢቢ
@hipawiazerqawi6175
@hipawiazerqawi6175 2 жыл бұрын
Wawuuu robi hawey fire xaerik srahikan drisetka wuhululu zkone kalatkan babieu kea nezom ab sdet zelena yehwat ahat knfaqer kem zelenan zeyftah shigiri kemzeyel tmihiri blixiti film: robi kabaka buzuh ena nxibe zarikey
@yohanneszerezghi1241
@yohanneszerezghi1241 2 жыл бұрын
Robi nice jobi ab ketsali kenseba ena wehulul kaleat mes beluxet tewsati
@ማሚተይእያዓለመይ-በ1ኘ
@ማሚተይእያዓለመይ-በ1ኘ 2 жыл бұрын
ዋአው መምሀሪት ፊልሚ ቀፅልዋ 💘💘💖💘💘
@wedimazufekar20
@wedimazufekar20 2 жыл бұрын
Yonas bulux tewasay nay behaki derasi wuhlul kalat ❤️🇪🇷❤️🙏🏾
@ግሩምስደተኛ
@ግሩምስደተኛ 2 жыл бұрын
Btaemi hagosey wesen yeblun Robi arkeyn memahrteyn abzi abi srah keberkt mszom sne,tbebawyanna Ms reakuwo darga beakal zrekebkwo koynu tesemieni long time am not see robitey qexlowo brekum ysesn
@senitsenit4915
@senitsenit4915 2 жыл бұрын
Betam des debl Aesyyy edmen tanen yhabki amlak love 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@matiewosasmelash2097
@matiewosasmelash2097 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ መሃሪት ስራሕ ምስ ቡቑዓት ተዋሳኣቲ
@natizergaber6900
@natizergaber6900 2 жыл бұрын
Axya Des bhalitn maharitn zkonet film tnx
@rahelweldeslassie2320
@rahelweldeslassie2320 2 жыл бұрын
Classical ድምጺ በርትዑ ረባሺ ኮይኑ ድርሰት ግን ብጣሚ ጽቡቅ
@Minbar855
@Minbar855 2 жыл бұрын
Robi metabiti ajeka gena zeyteberbere tibeb aleka sesneley zearkey ❤️💕❤️
@lifeishard7018
@lifeishard7018 2 жыл бұрын
Great Jobs Gay keep it Up ipreud of you 🇪🇷👍🥰🥰
@yemanetekle9434
@yemanetekle9434 2 жыл бұрын
መግልጺ የብልይን ጽቡቅ ሰራሕ 100%
@temesgengermay622
@temesgengermay622 2 жыл бұрын
Robi hawey amlak edmen tnan yhabka behaki mesitatni ❤
@furtunaabdelkadir2123
@furtunaabdelkadir2123 2 жыл бұрын
Betomi temeti film aduya natey kemaki kekwen gal kekwen mara eya zebheg ❤❤❤❤🤭💋💋💋💋
@kasay67
@kasay67 2 жыл бұрын
ፊልሚ ማለት ከምዚ እዩ ። ሕመረት "ንጽጉማት ወገናትና፡ክንሕግዞም እምበር፡ጸገሞም ፈሊጥና ከነቃልሎም ኣይግብእን"።
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН