ኣሌክስ ካሕሳይ ክድገፍ ድዩ ዝግብኦ ክጽረፍ? ብ መም ጆሲ ወዲ ወርቀ

  Рет қаралды 16,974

Hagereseb Media ሃገረ-ሰብ ሜድያ

Hagereseb Media ሃገረ-ሰብ ሜድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 54
@asmarinabela4237
@asmarinabela4237 4 жыл бұрын
Fetikum xeliekum Azmarino n wedesmera tirah eya timlket
@fitwirobel3357
@fitwirobel3357 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርኪ መግለጺ የብለይን.......
@عدووديمدهنبرادإريتريا
@عدووديمدهنبرادإريتريا 4 жыл бұрын
እሞ ነዚ ክንርዳእ ዘይንኽእል እንተኮይንና ንሕና ኢና ክንጽረፍ ዘለና። ኣነ ከምዝርድኣኒ ቁሩብ ኣብ ሂወቱ ዝተረበሸ ይመስል ስለ'ዚ እቶም ናይ ቀደም ኣባላት ባንድ ኣዱሊስ ዝነበርኩም ከም በዓል ካሕሳይ በርሀ ሓውኹም ኣልዕሉን ደሃዩ ግበሩን። ካብ ሃብቲ ምኽዕባት ሰላም ምስ ከባቢኹም ምኽዕባት ይበልጽ። ብዝኾነ ነገር ተመሳሳሊ ሽግራት ንኩሉ ክበጽሖ ኢዪ። ኣሌክስ ድማ ዓቢ ሓውና ምሕረትን ርግኣትን ተምጽእ ዓመት ትኹነልካ። ፋራታት ኢልና ኢልካ ኢዩ ዝኸውን። ኩልና ፋራታት ናይ ወዲ መድህን በራድ ሽጣራ ዘይንፈልጥ።
@genetmeles4766
@genetmeles4766 3 жыл бұрын
Agelalxa btaemi adnkeki zyda haftey
@ጥበብኣድማሳዊቋንቋእዩ
@ጥበብኣድማሳዊቋንቋእዩ 4 жыл бұрын
ሰላም ኣክቢር! ሰባት ን'ነብሶም ባዕሎም ከም ዘክብርዋን፥ዘሕስርዋን መቸም ይጠፍኣኪ ኣይብልን'የ። ኣሌክስ ውን ከምቶም ኩሎም ባዕሎም ብገዛእ-ፍቓዶም ንገዛእ-ክብረቶም ኣብ ጭቓ ሕስረት ዝደርበይዋ ሰባት፥ ባዕሉ'ዩ ንነብሱ የሕሲሩ። ነብሰ-ክብሪ ባዕልኻ ትሃንጾ ድፋዕ እምበር፡ ሰባት ዝሃንጹሉካ ንስካ ከኣ ታሓቢእኻ ትጻረፈሉ ድፋዕ ኣይኮነን። ኩሉ ሰብ ናተይ ዝብሎ ክብርታት ኣለዎ። ኣፍካ ክሳብ ዝቅደድ ክብሪ ሰብ ዘንጢልካ፥ ደሓር ኣውያት ትርጉም የብሉን። ክብርታትካ ክሕሎ፥መጀመርታ ክብርታት ሰብ ክትሕሉ ኣለካ። ኣብቶም ዝተሓቱ ነገራት ወሪድካ ክብርታትካ ባዕልካ ዕርቃኖም ምውጻእ ከኣ ብዘይካካ ዝሕተተሉ ኣካል ምንዳይ ዕንጅልና ጥራይ'ዩ ክከውን ዝክእል።
@yodithabtabe4234
@yodithabtabe4234 4 жыл бұрын
Xebuk agelalxa,kebert yehabekum ❤❤❤
@tesfitmehari6511
@tesfitmehari6511 4 жыл бұрын
Nice explanation wedi werqe seb qedem . And akbir dima well done keep it blessed my sis
@free-ly6lv
@free-ly6lv 4 жыл бұрын
እታ ጸገም እኮ እታ ናይ ባህሪ ሽግር እያ ኣስማሪኖ እትብል ታኣፋፊት ዘረባ ዘምጻኣቶ እዪ ምኽንያቱ ኣብ ኣስመራ ጥራይ ዘሎ ሂወት ዝመስሎም ብዙሓት ሓተላታት ኣለዉ እቲ ምስ ጤል ዝውዕል ይኹን እቲ ጂርባ ሑዙ ማይ ዝጓሪ ናቱ ሂወት ንዑኡ ምቕርቲ ኣያ ስለዚ ሰብ ዳኣ ቡሉጽ ይበልካ /ኩም እንበር ቡሉጻት ኢና ዘስምዕ ቓላት ምጥቓም ግን መን ብዘየገድስ ኣድጊ ንዝገበረካ ኣጠይቒ ግበሩ ዝብል ምስላ ኣቦዋት ኣሎ ኣብ ሳዓቱ ካኣ ንጥቀመሉ ኣለና።
@danityhayelom5011
@danityhayelom5011 3 жыл бұрын
Hazbawi danbar kabe zmexe do derafya alo eu baja aberham aforarke
@crouch1236
@crouch1236 4 жыл бұрын
Xfuf melekti yu thank you
@SeteSete-nd6ix
@SeteSete-nd6ix 4 жыл бұрын
Nice job sister shikor 💞💞💞
@abdoibrahim7561
@abdoibrahim7561 4 жыл бұрын
Ane keman mesaki aleku alex abulis band neber fetewu eyou
@danityhayelom5011
@danityhayelom5011 3 жыл бұрын
Entay zamarare alow alkes sbe qademe he is will done
@almazweldu3914
@almazweldu3914 4 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ ሃናጺት ዘረባ ንኩሉ ክጻረፍ የበሉን ክእረም ክማዓድ ጥራይ እዩ መልክዑ
@filmon1342
@filmon1342 4 жыл бұрын
Almaz Weldu ዝጸረፈ ክጽረፍ ኣለዎ 4 million ህዝቢ ጸሪፍካ ናበይ ግንቡሕ ግንቡሕ
@abebaghirmay5518
@abebaghirmay5518 4 жыл бұрын
C❤💛
@danityhayelom5011
@danityhayelom5011 3 жыл бұрын
Alkeks zexerfe emo adig teray eu
@peterpeter8839
@peterpeter8839 4 жыл бұрын
Nay bhaqi nski abay seb eki
@Balwa562
@Balwa562 4 жыл бұрын
ብ መጀመርታ ሰላምታ የቅርብ ብምቅጻል ብጣዕሚ ስነ ሓስብኪ ይድግፎ እየ ። ዎዮ ድኣ ኣብ ቀረባ ኮይና እምበር ኪሳብ ኪንድዚ ዘቀባብል ዘረባ ኣይኮነን ተዛሪቡ ።ግን ንኩሉ ነገራት ኣብ ቀረባ ኮይና እምበር ንሱስ ክም ጭርቃን ገይሩ ኢዩ ስንድው ኣቢሊዋ ነታ ቃል ።ብዝኮነ ን ኩሉ መምስ ግዚኡ ንኪዶ እዞም ስነ ጥበባውያን ብጣዕሚ ተቀርቂሮም ካብ ኣፎም ዝወጽእ ቃላት ኪሕልው ከማን ሎምስ ብዝኮነ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ነንሕድና ንቃራረብ ኣብ ዝኮነ ግዕዞና ዘበለ ሰብኣውነት ድማ ይሃልወና
@filmon1342
@filmon1342 4 жыл бұрын
ተኽልሽ ወዲ ማይክል ሓደ ሰብ ሕማቕ ይኹን ጽቡቕ ክዛረብ ከሎ ኣብ ኢንተርነት ነቲ መዓልታዊ ዝዛረቦ ዝሓስቦ እዩ ዝጥቀም ወይ ዝደግም። ስለዚ እዚ ዘቐረብካዮ መከላኸሊ ብቑዕ ምኽንያት ኣይኮነን።
@Balwa562
@Balwa562 4 жыл бұрын
@@filmon1342 ብዝኮነ ሰላምታ ኣብ ቦትኡ እንድዩ ካብዚ ቀጺለ ንምኪልካል ኢለ ኣይኮንኩን ብናተይ ስምዕት ክርድኦ እንከለኩ ግን ከም ኖርማል ቃል ዝተዘርበ ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ ብዙሕ ውን ኣቅልቦ ኣይገርኩላን እንታይ ኮይኑ ሰብ ጫቅ ጫቅ ይብል ኣሎ ኢለ ውን ንነብሰይ ደጊመ ተወኪሰያ ግን ከም ዝርዳኣኒ ኣብ ቀረባ ኮይና ነገራት ውን ብዓይኒ ሓማቅ ነገራት እንዳ ቶርጎምናዮ ንከይድ ኮይና እምበር ኖርማል ኢካ ኢዩ ርሑቅ ከይከድና ኣብዘይተደልየ ሕማቅ ነገራት ዘእቱ ኣይነበርካን ብናተይ ወገን ማለት ኢዩ ቅድሚ ኩነት ኣቅሪበ ኢየ ደስ እንተዘይ በለካ ሸለል ኢልካዮ ትሓልፍ እንታይ ጸገም ኣለዎ ኣነ ዕባይ ሃገረ ሰብ ኢየ ኣንታይ እሞ ን ዓይ ዝውኪል ኣይኮነን ስነ ሓሳብ ናቱ ኢዩ ኪጸልወኒ ወይ ኪለግበኒ ካብ ዘይካኣለ ንምንታይ ንክጸርፍ ኢለ ዝተቃጸልኩ ሕጂ ውን ክንጸርፍ ኣይንተሃወክ
@yosefjorjo683
@yosefjorjo683 4 жыл бұрын
አሌክስ ያሆ 100
@ካብጸራፊነቃፊኩንሰብክብረ
@ካብጸራፊነቃፊኩንሰብክብረ 4 жыл бұрын
ጆሲ ካኣ ደርፉ ድዩ ክብረቱ ነቲ ደርፉ ዝሰምዕ ዶ ኣይኮነን ዝጸርፎ ዘሎ ዶ ኣብ ኣስመራ ጥራይ ስለዝስማዕ ዩ ካሴት ናቱ
@ካብጸራፊነቃፊኩንሰብክብረ
@ካብጸራፊነቃፊኩንሰብክብረ 4 жыл бұрын
ገያጽ ዓያጽ ኢለዮ ኣለኩ ኣዝማሪኖ ርእሲ ደርሆ እንተኪኢሉ ክዳኑ ኣጽርዩ ዝዋራዘ ምንባር ንውልቁ እምበር ቤተሰቡ ዘይረድእ ኣነ ከምዚ ቤተሰብካ የ ካብ ዓዲ ከምዚ ኢልካዮ ኣይገጠምኩኳን ኢሉ ዝዓጹ ክብረት ኣልቦ ሕሱር መሕሰሪ ሰብ
@nebiatsbhatu9284
@nebiatsbhatu9284 4 жыл бұрын
Hawey kab tserafi nekafi kun zbl profile gerkas txaref ayhasebkalan mearey hsebela dea xerfi xbuk aykonen
@robidider3815
@robidider3815 4 жыл бұрын
Ewae ewae entay dea eza Shimkan azerarbakan bebeynu
@shewitabraham4285
@shewitabraham4285 4 жыл бұрын
@@robidider3815 gedefo terah eza fara endia kontiato, fara ente zeyhasba nebsu kesab kendezi aymetesemeon! nebseka kemey tehasba iyu eti guday
@danityhayelom5011
@danityhayelom5011 3 жыл бұрын
Ayatgadaslu endo naze hamotu zefassu daqa hazbawi danbare
@yohabarustu4137
@yohabarustu4137 3 жыл бұрын
ውውውውውውው ናይ bhaki xubuk meglexi kibrti ሓፍቲ
@brukburk5675
@brukburk5675 4 жыл бұрын
Nay bhaqi lebam gual qexlyo .aber ke bderftat Alex's ymurey yhdes ksab hiji Gize .fara azmarino elu zxerefom athazlu yxawet eyu zelo .so wedi seb abza mdri tariku eyu znebr aber ke kem bal Alex's fqri nzelalem yberu
@ismailmorning9391
@ismailmorning9391 4 жыл бұрын
Wwwwwww nay bahaki ab idmey mulu kemaki libona zite adelet fitret semi en ri en ayfellitin idmen tinan yihabki abyet libonawwwwwwwwww
@peterpeter8839
@peterpeter8839 4 жыл бұрын
Kmgos eu zgbo alixs
@maekelezeray8680
@maekelezeray8680 4 жыл бұрын
Yedegef
@tesfitasfaha7745
@tesfitasfaha7745 4 жыл бұрын
Bteami kemzi wedi zexlka seb keman yelen.xehafi gn mara lokimax aytikun.esu gn natu risi mære kindey nishtey mikana eyu N sebat live wexu negrwom
@محمدسليمان-خ8ي6ص
@محمدسليمان-خ8ي6ص 4 жыл бұрын
Himak aytezareben ezi hawey
@majormajor4628
@majormajor4628 4 жыл бұрын
ወዲ ወርቂዳኣ ከመይዱዩ
@danielkifle2910
@danielkifle2910 4 жыл бұрын
Fara defar Kulu gezia ab kemzi EU hangolom zenetef ember Alex da Azmarino hiwetn Arten zeflet Kulu gezia kab wedi shuk ember kabzom gexom terhak medre fara emo entay keyrebrh Art Ayfeltu kebret Seb Ayfeltu kostaritom temxae Seb yewaridu beziom Wala xadu keman yakeeee
@weditame9654
@weditame9654 4 жыл бұрын
ክክክ ተከወሉ ስኪ
@freweinhagos5493
@freweinhagos5493 4 жыл бұрын
Kamete ab Facebook desamakewo hemak aytazaraban
@semereabsemere2270
@semereabsemere2270 4 жыл бұрын
Lekawis eyu aythazilu
@shewitabraham4285
@shewitabraham4285 4 жыл бұрын
neseka hade kabtom faratat ketkewen aleka! kkk! joke iyu ajoka.
@devid1988
@devid1988 4 жыл бұрын
Tokitu, Ay xelu ay Tuy koynu, da Reska Yelan Hauses bela Neblo.
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 4 жыл бұрын
Seket ghiof entay teuey zerba tezrbu ekey kendez thitetef
@atakiltihadish4523
@atakiltihadish4523 4 жыл бұрын
እዚ ከዛብ ኣዝመሪኖ እንዳበለ ክፍክር ቀንዩ ገና እዚ ኣምሓራይ
@waterfull2907
@waterfull2907 4 жыл бұрын
Hade medanageri wedi tsirgia eu
@Tarikeritrea
@Tarikeritrea 4 жыл бұрын
ሃላው ኢኺ እስኺ
@filmon1342
@filmon1342 4 жыл бұрын
ኣሌክስ ከኣ ኣብ ሶሻል ሜድያ ስለ ዝወጸ ብግህዶ ስለዝተዛረበሉ ደኣ እምበር ኣብ ውሽጡ ዓቒርዎ ዝጸንሐ ማለት ኣብ መዓልታዊ ሂወቱ ዝጥቀመሉ እዩ ተዛሪቡ። ብዝኾነ ንኣሌክስን ስድራቤቱን "ካንሰር" cancer ይወድኣዮም ፈጣሪ።
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 4 жыл бұрын
ሕማቅ ኣይትዛረብ ካብሕባቅ ወለሓደ ለኣውጥ ሰለ ዘየለ ሕማቕ ምዝራብ ኔው በሎ ድሓር ከኣ ንሱ ሕማቅ ተዛርብ ኣይተስምዖን ኢካ ካልኣይ ወን ንሱ ድዩ በደልኛ ንዑኡ ዘይትጸርፍ ስድርኡ እንታይ ጌርምኻ ዓገብ ካብ ጸርፍ ጸመእ ወላሓደ ሰለ ዘይለ ክንጻርፍ የብልናን
@filmon1342
@filmon1342 4 жыл бұрын
Tesfe Beyene ኣብቲ ናቱ FB ፔጅ ብዘይ ጸርፊ ርኢቶ ጽሒፈሉ ግን ነቲ ናተይ ደምሲስዎ። ነቶም ናይ ካልኦት ግን ንዕኡ ከሐጉሱ ኢሎም ንህዝቢ ዝጻረፉ ግን ዘይደምሰሶ። እዚ ማለት ከኣ ምስቶም ኣብቲ ፔጅ ናቱ ንህዝቢ ዝጻረፉ ይሰማማዕ እዩ ።
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 4 жыл бұрын
Filis ksu ኣነኻ ንዑኡ ፈተ ወይ ከኣ ንዓካ ሕማቅ ክዛረብ ደለ ኣይኮንኩን ጽሕፈ ምክንያቱ ካብ ጸርፈ ዝመጽእ ወላሓደ ለውጥ ሰለ ዘየለ ኢየ ሓደ ወዲ ሰብ ከኣ ንህዝቢ እንተ ጸረፍ ንመን ይጸርፍ ከም ዘሎ ክፈልጥ ይግባእ ህዝቢ ተጸርፍካ ሃገር ከም ዝጸረፍካ ዩ ካብ ጸርፍ ንቖጠብ ብሃላይ ኢየ ተፋቅርና ተሓቃቅፍና ክንከይድ ይግባኣና ኢዩ ንሱ ከኣ ተጋግዩ ምክንያቱ ሪኢቶ እንተ ሓትትካዮ ክምልስ ግን ኢዩ ኔርዎ ግን ካብዘይ መለስ ግን እንተይ እሞ ትም ይሓይሽ ካብ ሕማቅ ምዝራብ ሪኢቶ ሕቶን ክመጻካ እንዳ ፈለጥካስ ወይ ዘይምእታው ወይ ከኣ ሕቶን ርኢቶም ምምላስ ዩ ግን ካብዘይ ገበሮ ትም ምባል ይሓይሽ ትም ምስ መክገኑ ይብሉ መሳሎ ብዝኮነ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ከምኡ ወን ርሑስ መዓል ልደት ይግበርልና ዘመነ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ምትሕልላይ ምትእክካብ ሓወይ ሓፍተይ ንብሃሃለሉ ግዜ ይግበርልና እግዛኣብሔር ኣምላክ
@merhawisamuel3257
@merhawisamuel3257 4 жыл бұрын
Beal demka du wedi gahba
@tesfebeyene94
@tesfebeyene94 4 жыл бұрын
@@merhawisamuel3257 ata merhawi samuel tegagika Entay atsarefka lebam zeytkewn gida kem sidraka kab tserfi welahade zemexe eyelen Ezi getar zikone zereba tetehadigo mekebrka nerka mes filis welehade himaqi aytezarebnan kem meal kemaka gen himaqi eyezarbuka
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 40 МЛН
PRANK😂 rate Mark’s kick 1-10 🤕
00:14
Diana Belitskay
Рет қаралды 10 МЛН
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 35 МЛН
Walking on LEGO Be Like... #shorts #mingweirocks
00:41
mingweirocks
Рет қаралды 6 МЛН
ንልዕሊ 4 ዓመት ጓሉን ጓል ሓብቱን ዝዓመጸ ጨካን ኣቦ
21:16
Hagereseb Media ሃገረ-ሰብ ሜድያ
Рет қаралды 134 М.
part 2ንልዕሊ 4 ዓመት ጓሉን ጓል ሓብቱን ዝዓመጸ ጨካን ኣቦ
26:52
Hagereseb Media ሃገረ-ሰብ ሜድያ
Рет қаралды 29 М.
ስዑዲ ዓረብ ምስጢር ኣቢን ኢሰያስን ከሺሓቶ ዉፉይ
10:01
Hagereseb Media ሃገረ-ሰብ ሜድያ
Рет қаралды 33 М.
ሳብሪን ኣብ ሸዋሪፍ ጠፊኣ ራኢ ጓላ ሕማቕ ኣሎ መጻኢኣ
10:26
Hagereseb Media ሃገረ-ሰብ ሜድያ
Рет қаралды 6 М.
#😔😔hatii sabontu sheka bira deemte akkam tate
12:51
SABONTU TUBE
Рет қаралды 2 М.
Ciniinsuu kijjibaatin Ayyaanifi Obsee maraachee
20:16
Foz tube
Рет қаралды 1,4 М.
Когда она еще слишком молоденькая 😁#юмор
0:38
Андрей Кожемяко
Рет қаралды 6 МЛН
ПРИКОЛ ОТ ПАРНЯ (@maria_sabater24 - TikTok)
0:17
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 6 МЛН