Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 14) - One Day With Alena Walta Hager

  Рет қаралды 86,220

Alena Walta Hager

Alena Walta Hager

4 күн бұрын

Alena Walta Hager: New Eritrean Show Dehay Betna.
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #EritreanMedia
#AlenaWaltaHager #Eritrea #EritreanTalkShow #MaebelKiflay #EritreanMusic #EritreanMovies

Пікірлер: 1 000
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 2 күн бұрын
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
@mikael3245
@mikael3245 2 күн бұрын
ዝኸበርኩም አዳለውቲ እትገብርዎ ዘለኹም አዝዩ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ ግን ብመሰረቱ እዚ ዋጣ ደርፊ ገለ ግን እንተተቋርጽዎ ምሓሸ፣ ምስዚ ፕሮግራም አይከይድንዩ፣ ነዚአ ሕምምቲ ጓልሲ ሕጂ ቤተክርስቲያን ጸሎት ገለዩ ዘድልያ እምበር እዚ ደርፊ ገለ አየድልያንዩ፣
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 2 күн бұрын
​@@mikael3245you are right ✅ dema eti derfi zeskorkur eyu behafasha derfi aydelyen eyu
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 2 күн бұрын
Alena walta Hager thanks Roditey sweetie good job 👏 👍 ❤ 💖 👌
@Eri-Beauty
@Eri-Beauty 2 күн бұрын
Btami des zibl Srah eu amlak yhagskum ztemerekmo ka amlak yhabkum. Ab Resi lbkum abzi tekrbwom musikenatat eti zderfwo nay tesfa nay moral naeda tezkyer kndey mlisu mxebeke nieru ❤🤙
@henokamlakymesgen9779
@henokamlakymesgen9779 2 күн бұрын
Bejaka tele gberelu ab sudan .deki tmhrta .deki gezawita .ztefelaleyu kihgiziwa ykielu eyom q
@EritreaOnly
@EritreaOnly 2 күн бұрын
እተን ወርቀን ኣዋጽና ንምለሰላ ንብል ላይክ ሃቡኒ።
@tsigewegenitekeste5454
@tsigewegenitekeste5454 2 күн бұрын
Ya
@user-gv4rb9gt1q
@user-gv4rb9gt1q 2 күн бұрын
Xbuq hasab b kemey mengedi nlazeb deqi erey bitaemi tedengxwka nibata miqurax abiya wild husum yu uffff😢😢😢
@yours7026
@yours7026 2 күн бұрын
Yess 😢
@AwetSamsom
@AwetSamsom 2 күн бұрын
ane bwegeney adiss aleku aqumey khgz duluw eye
@yonastekleab7580
@yonastekleab7580 2 күн бұрын
Good job bro keep it up good bless you
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 2 күн бұрын
ሮዲ ኣቀራርባ 100% ኣዘራርባ 100% ትሕትና ተስፋ መሃብ ብኣፍካ ከማን ሰብ ትጎድእ ኢካ ንስኪ ግን ፍጽምቲ ኢኪ ብርኽቲ ሓፍተይ።
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 2 күн бұрын
❤❤nay bhaki❤❤
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 2 күн бұрын
❤❤❤
@Sawa-1996
@Sawa-1996 5 күн бұрын
ኣደ ኩሉ እያ ኣደ ጸዎር ኣደ ሓላል ኣደ ብርሃን ገዛ መን ከም ኣዴታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 5 күн бұрын
@Sawa-1996 🙏 Thank you
@user-cs3nk3um3r
@user-cs3nk3um3r 2 күн бұрын
Thanks Sawa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eruna757
@Eruna757 2 күн бұрын
Sawa ለዋህ የቀንይልና። 🇪🇷🇪🇷👏🏾💪🏽
@TediRos-kt1gh
@TediRos-kt1gh 2 күн бұрын
🎉❤
@MuzitBokre
@MuzitBokre 2 күн бұрын
nay behaqi kemza vedio gieru lebey zetnkefeni yelen betami yesmeaka 😢😢😢
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 2 күн бұрын
ንሓደ መዓልቲ ምስ ኣለና ዋልታ ሃገር መኪና ተድልዮም ኣላ መንቀሳቀሲት ይግበኦም እዩ።
@Ead77
@Ead77 2 күн бұрын
I agree👍
@michaelsolomon3918
@michaelsolomon3918 2 күн бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ኣዋጽእና ተንግዛሉ ጽቡቅ ኔሩ
@foto4954
@foto4954 2 күн бұрын
እሞ ሃየ ነዋጽእ ኣነ 300 ዶላር ክሕግዝ እየ ኣብ ኣስመራ ግን መካይን ብጣዕሚ ክቡራት እየን
@feqarulbey4806
@feqarulbey4806 2 күн бұрын
Awe ane wen yhasbo eye ❤ ajona
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 2 күн бұрын
@@foto4954 ንጀምራ ካብ ኢትዮጲያውያንዶ ከይንሓምቕ
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 2 күн бұрын
መስኪን ወላዲት ተዘኒባ ነቲ ከተመስግን አቅሚ ሲኢና ጽብቅተይ ምሕረት የውርደልኪ ልብኺ ዝአጸፈ ሰይጣን መድሃኒአለም ልብኺ ይምለሳ መርአኺ ወሊድኪ የስመአና ❤🎉🇪🇷
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 күн бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ነዛ ሓብትና ንማዕበልን መሳርሕቱን ከኣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣነስ ኣይ ከኣልኩን ብንብዓት
@yordanosdaynom
@yordanosdaynom 2 күн бұрын
❤❤❤
@fityohannes7573
@fityohannes7573 18 сағат бұрын
Ane keman bekyat aykalkon aleme besekay ztkbat eya.Ayrade u
@tsegayeritrea1828
@tsegayeritrea1828 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ብምሕረቱ ቅዱስ ሚካኤል ብጸሎቱ ድንግል ማርያም ብቃልኪዳና ምሕረት የውርደላ እዛ ሓፍትና🌷🌷🌷
@danitesfu2529
@danitesfu2529 2 күн бұрын
Amien Amien Amien
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 2 күн бұрын
ኣሜን 🤲🏽
@user-yu1yy8sm2t
@user-yu1yy8sm2t 2 күн бұрын
🙏
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 2 күн бұрын
Amen amen amen 🙏
@simonghebru7176
@simonghebru7176 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሐጉስ ሰራሕ ዩ ክብሪ ይሃብኩም ንሓፍትና ከኣ ምሉእ ምሕረት የውርደላ ሓንቲ ከም ሓሳብ ግን እቲ ሓገዝ ካብ ገበርቲ ሰናይን ብሩኻትን ክድግፍዎም ሰለ ዝኽእሉ ሲ ኣብ መወዳእታ ናይቶም ተሓገዝቲ ቁጽሪ ቴፎኖም እንተትገድፎ ጽቡቕ ኔሩ ሰላም ንሃገርናን ህዝብናን የውርደልና
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 күн бұрын
ሰብ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ተሌፎኖም ግደፉ ክንሕግዝ ኢሉ ብዙሕ ግዜ ጽሒፉ ግን ንምንታይ እዩ ስጋብ ሕጂ ኣስቅጥ ኣቢሎም እንጀርኦም ይዓጽውሎም ኣለዉ ኤርትራዊ ደኣ ኣሽንኳይክዶ ንህዝቦም ስግር ማዕዶ ዘሎ ካልእ ዜጋ ይሕግዙ ኣለዉ
@baqr4383
@baqr4383 2 күн бұрын
Yes we need thier mobil
@Entertainment-oo8yl
@Entertainment-oo8yl 2 күн бұрын
በዚይ ሜድያ የሕልፍዎ
@akberetghirmai9790
@akberetghirmai9790 5 күн бұрын
ማዕበሊኖ ሓወይ መግለጺ የብለይን ኩሉ ኢቲ ሰናይ ቁምነገርካ ብኣምላክ ርክቦ❤❤ 🙏🙏🙏🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@mulumusa7752
@mulumusa7752 2 күн бұрын
ከም አደ ብርሀን ገዛ የለን አጆኺ ኩሉ ክሐልፍ እዩ
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 2 күн бұрын
ኦ እግዚእነ ወኣምላክነ ወመድሐኒነ ኢየሱስ ክርስቶስ ፈኑ ምሕረትከ ላዕለ ድዉያን ሕዝብከ ወባርከነ በበረከተ ሰማያዊ መንፈስከ❤
@asterkidane3093
@asterkidane3093 5 күн бұрын
ወይ አደ ተሰካሚት ኩሉ ትርሐስ አምላክ ምሕረት ይወርድላ እዋይ ከብድካ ትበልእ እዛ አደ ነዛ መደብ ዘሐሰበካ ማአብል ከምኡ ሮዳሰ አምላክ ይባርኩም
@gualdengelmariam2364
@gualdengelmariam2364 2 күн бұрын
ምቅርቲ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልኪ ምሉእ እምነት ከኣ ኣለኒ ።ኩላትኩም ጸሎት ግበሩላ የሕዋተይ።
@Mixtube551
@Mixtube551 2 күн бұрын
Amen😢
@asterb2728
@asterb2728 2 күн бұрын
ክብርቲ ሓፍቲ ኩሉ ትገብርዮ ዝድነቅ እዩ።እንታይ ክብለኪ እደልይ እንተተካኢሉ ቴሌፎነን ጻፍዮ ምክንያቱ ገለ ስባት ክሕግዝወን ይክእሉ እዮም።ይቀንየለይ❤❤❤
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 күн бұрын
ተሌፎን ምጽሓፍ ኣይፍቐድን እዩ መስለኒ እቲ ክንሕግዞ ንክእል ዓቕምና ኣብዚ link ናይዛ ቻነል ኣቲና ኢና ንሕግዝ ንኹሉ ሰብ ይበጽሖ ሽዑ❤
@user-gd2kt7lw3x
@user-gd2kt7lw3x 2 күн бұрын
ኣብ ሳልሳይ ኽፋሊ ፣ማዕበሊኖ ጅግና ፣ሮዳስ ምስ መሳርሕትኪ በርትዑ ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelabrha1396
@michaelabrha1396 2 күн бұрын
ሰላማት ናይ ብሓው ጹቡው መደብ ኢዩ ሞ ደስ ዘብል ኢቶም ሰብ ክራር ወ ይ ሰብ ዋዋጣ ይኹኑ ነቶም ተሓገዝቲ ሓዘኖም ዘርሲ ኢበር ሓዘኖም ዚ ቅስቅስ ክኸውን ይብሉን
@MerkebGebi
@MerkebGebi 2 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም ኣባላት ንትርሓስ ድማ ምሕረት የውርደላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v 2 күн бұрын
ኣምላኽ። ትኣምር። ይግበረላ። ነዛ። ቤት። ስደት። ሑሱም። አዩ😢😢😢😢😢😢😢
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 2 күн бұрын
ኣደይ ማዓረይይ ደበሳእዬብ ይደብስክን ንትርሓስ ሓፍትና ምሕረት የውርደላ ልዑል ኣምላኽ ማዕበሊኖ ምስ ረዱ ሽኮር ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም❤🙏🙏🙏
@salemsalem1367
@salemsalem1367 2 күн бұрын
ማዕበል ሓወይ ብጎይታ ተከፈል እፍፍ ብብኽያት ክመውት ደልየ አየ ኣደ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሃይሊ ይሃባ ኣዚና ኣዚና ነመስግነኩም ዋልታ ሃገር ተባረኩ
@rahwa7401
@rahwa7401 2 күн бұрын
❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤🇪🇷❤
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 2 күн бұрын
ማዕበል ሓውና ነዓኻ ዝገለጽ ቓላት ኣይርከብን ብሉጽ ኣብነታዊ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ወዲ ኤሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 2 күн бұрын
ንአደና ጽንዓት ይሃበን አደ ኩሉ እያ ንትርሐሰ ሐፍትና ካአ ምሕረት ይሃባ ንድሃይ ቤትና ካአ አምላክ ተፍደዮ ንሮዳሰ ካአ የቀንየልና ንኩሎም አብዚአ ትሳተፎ ክብርን ሞጎሰን ይሃባኩም ፈጣሪ 🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🌺🌺🌺🇪🇷
@Sase2227
@Sase2227 2 күн бұрын
ንሓግዞ እዚ ህዝብና በብዓቅምና እዚ ሓግዝ ምግባር ንኩሉና እዩ ዝምልከት (ዋልታ ሃገር good job )
@almaz523
@almaz523 2 күн бұрын
ንትርሐስ ባዕሉ እቲ ኩሉ ዝክእል🙏🙏 መዲሂነ አለም ምሕረቱ የውርደላ🙏🙏🌹🌹🌹🐪💐💐💐👍🌿🌿🌿
@user-po8el1je9r
@user-po8el1je9r 2 күн бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ንሓፍትና ማዕበል ሓውና መሳርሕካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Eruna757
@Eruna757 2 күн бұрын
ማዕበል ሓወይ ዘውጻካዮ ይተክኣልካ። 🇪🇷🥰🫶🏽
@user-mr4iw4tj3u
@user-mr4iw4tj3u 2 күн бұрын
ኤሪትራውነት ጻዕሬኛን ዕጉስን ኩቡሩን ሕቡንን መንነት እዩ እሞ ክብረት ይሃብኩም🥰✅🇪🇷
@Danielgrmay567
@Danielgrmay567 16 сағат бұрын
እዋይ ወላዲ ዝረኽቦ ኣደይ መዓረይ ደበሳ ኢዮብ ይደብስክን ብሂወት ዘለዉ ደቅኽን ይባርኸልክን ፡ኣዳለውቲ ኣለና ዋልታ ሃገር ከኣ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ፡#ኣነ ግን ሕቶ ኣለኒ ፡ #ቴለፎኖም #እንተ #ትገድፉልና #ሰብ #ብዓቅሙ ምሓገዘ ስለዚ #ቴለፎን ክትገድፉልና ንምሕጸን # ኣብዛ ሓሳበይ ዝሰማማዕ #like ይህረመኒ።
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 2 күн бұрын
ኣይንኣለመይ ክልተ ግዜ ተራኢኪ መርሃዊ ሓውና መንግስተ የዋርሶ ነቦይ የማነ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ትርሓስ ሓፍተይ ምሕረት የውርደላ
@user-ld9mw7jf9l
@user-ld9mw7jf9l 7 сағат бұрын
ንኽረኽበን ሓግዝኒ በጃኺ🙏
@berektiandeberhan3837
@berektiandeberhan3837 5 күн бұрын
ማዕብሊኖ አምላኽ ዕ ድመን ጥዕናን የብዝሓልካ ነዚ አተሓባቢርካ ክንካፈል ስለ ዝገበርካ AWH ክብረት ይሃብኩም ። ሮዳስ ❤️ ።እጆና ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🤙🤙🤙 ንቐጽሎ
@medhingerezgiher2463
@medhingerezgiher2463 2 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️
@kahsayaraya4320
@kahsayaraya4320 2 күн бұрын
ኣምላክ ንኩሉ ሰናይ ግብርኩሙ ይባርክ ንትርሓስ ሓፍትና ምሕረቱ የውርደላ
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 4 күн бұрын
ጽንዕቲ ኣደ ምሕረት የውርደላ ትርሓስ ሓፍትና
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣብ ዉሽጡ ዘሎ ህዝብና ብዘለዎ ይሕግዝ ኣብ ደገ ዘሎ ከምኡ ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ ኣጆኪ ኣደይ መዓረይ ጽባሕ ካልእ ማዓልቲ እያ❤❤❤❤
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 2 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ክብረት ይሃብኩም። ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደላ ነዛ ሓብትና ኣብ ቀረባ እያ ዘላ ናብ ጥዕንኣ ንኽትምለስ ብሕክምና ሰብ ተዝግበረላ ዝኣልያ ኣብ ኩሉ ቅድሚ ሕጂ ትሰርሓሉን ትምሃረሉን ትዛወረሉን ዝነበረት ቦታታት እንዳወሰዱ ቁሩብ ተትሕግዝዋ። ኣዴና ክኣ ጽንዓት ይሃብኪ ንዝመቱ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ።
@user-fg5pe6on3n
@user-fg5pe6on3n 2 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ኩሉ ክፉእ ድማ ይሓልኩም፡ ትርሓስ ምሕረት የውርደልኪ፡ ንሓፍትና ድማ ደበሳ እዮብ ይደብስኪ፡ ንሮዳስ ንበዓል ክራር ንኹሎም ተሓጋገዝቲ ናይዚ መደብ ድማ የቀንየልና ፡ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኹም ልዑል ኣምላኽ ኣብ ጎንኹም ይኹን፡
@AlenaWaltaHager
@AlenaWaltaHager 5 күн бұрын
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏kzbin.info/door/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
@antoniohidray9101
@antoniohidray9101 2 күн бұрын
@@AlenaWaltaHager kemey gerka abalnet teatu meabelino
@binamtekehaimanot7788
@binamtekehaimanot7788 17 сағат бұрын
Telephonna eba telika xhafeley bro
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 2 күн бұрын
ኣይይይ ናይ ሰብ መከራ ኣምላኽ ብመንፈሱ ይደብስክን ናይ ሰብ ንግዚኡ እዩ ኣምላኽ ብዓቢኡ ኢዱ የንብረልክን በቶም ዘለዉ ደቅክን ጻማኽን ትፍደያ ይግበርክን ዘመን ዕረፍቲ የምጸልክን ። ትርሓስ ድማ ኣምላኽ ሙሉእ ጥዕና ይሃባ ። ጽቡቅ ስራሕ ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ኩሎም ኣባላት ኣምላኽ ዘውጻኹሞ ብዕጽፊ ይምለሰልኩም። ሮዳሲና ዕድመን ዕናን ይሃብኪ ❤ ሓንቲ ነገር ግን ሰብ ውሽጡ ጓሂ መሊኡ ኩሎስ ደርፊ ዋላ ክራር ሲ ኣይግድን ሎምስ ክተርፍ ኔርዎ ኩሉ እኮ ኣኣብ ቦትኡን ከም ኩነታቱን ክከውን ጽቡቅዩ እቲ ዕላማ ጽቡቅ ሓሳብ እንድይ ንምሕጓስ እንድዩ ግን ንከምዘን ኣዴና ዘለውኦ ኩነታትስ ኣብኡ ከለኻ ብቃላትካ ከተጸናንዐን ይከኣል እዩ ወይስ ኩሉ ግዜ ኣብ ኩሉ ቦታ ግድን ብደርፍን ጓይላን ክኸውን ኣለዎ? መቸስ ልብኹም ይዓቢ!!❤
@helenkidane763
@helenkidane763 2 күн бұрын
አደይ መዓረይ ደበሳ ኢዮብ ይደብስክን ትርሕሽ ሐፍተና ድማ አጂኺ ብሐይሊ አምላኽ ክትሐዊ እኺ አለና ዋልታ ሃገር ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@SELAMNIKULU-gn3dr
@SELAMNIKULU-gn3dr 2 күн бұрын
ዋይ ኣነ ሓፍተይ ኣይከኣልኩን 😭😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ - ማርያመይ ሓደራኪ 😥😥😥 ኣይከኣልኩን ኣነስ ሓፍተይ ኮይና ተሰሚዓትኒ
@-se9hk
@-se9hk 8 сағат бұрын
ኣሜን
@feventkue2060
@feventkue2060 2 күн бұрын
Eza nay barya derfi n rodas tgbae tblu like ❤❤❤
@zewdiaraya4382
@zewdiaraya4382 2 күн бұрын
ደቂ ኤረይ መደብ ጽቡቅ እዩ አማዕብሎዎ ❤❤❤ግን ደርፊ ቁሩብ ናይ ምድንፋቅ ኮይኖ ንካልእ መዓልቲ ክትሐስብሎ ይሕብ 😂 ንደራፋይ ሐወይ ቀጽሎ ክብሎ ይፈቱ 🎉🎉🎉
@bettysolo3226
@bettysolo3226 4 күн бұрын
Thank you Team Walta Hager 🙏❤️🇪🇷
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@siumtisgereda5317
@siumtisgereda5317 Күн бұрын
ሰላም ሮዳስ ሽኮር ነዚ ሰናይ ተግባር ብ Alena Walta Hager ዝግበር መግለጺ ሲኢነሎ እግዚአብሔር ምሕረት የውርድ ነዛ ሓብትና ከምኡውን ኣደ ጸዋር ጻዕራም ስለዝኾንክን ኣምላኽ ይሓግዝክን ኣጆኽን 🌹❤️🇪🇷
@mikalkidaneyosief6777
@mikalkidaneyosief6777 2 күн бұрын
Welcome deqi erey ❤❤❤ n rodi shkor eske like habuley ❤❤❤
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 2 күн бұрын
እግዚኣብሄር ምሕረትን ምጽንናዕን ይልኣኸለክን ኣጆኽን ዘይሓልፍን ዘይርሳዕን ጓህን ሓዘንን የለን ❤❤❤❤
@edenpazom9452
@edenpazom9452 2 күн бұрын
አደ ሓላል ጸዋር ኩሉ ንውላድኪ ምሉእ ምሕረት ያአዝዝ ፊጣሪ ሮዳሰይ አብ 3ክፊሊ እያ ምስ መሳርሕትኪ ዓወትን አሳልጦ ይምነይ ማዕበሊኖ መሕመም መግለጺ ተሳኢነልካ ዘውጻካዮ የብዛሐልካ🇪🇷🇪🇷
@W.j.i-cx6kh
@W.j.i-cx6kh 2 күн бұрын
ማዕበል ናይ በሓቂ መግለጺ ድሰኣኖ ስራሕ እዩ ይመልኣዮ ኣብ ስራሕኩም ከኣ ዓወትን ኣሳልጦም እምነየልኩም ኣጆና እቶም ዓቅሚ ዘለና ከኣ ኣባልነት ምምላእ ኣይንሕመቅ ደዊ ሪመይ ካብ ሓደ ጁማና ናብዚ ሓደ ጁባና ምካኑ ኣይንዘንግዕ ንስድራና ከም ዝሓገዝና ማለት እዩ የቀንየለይ ነዚኣ ኣንቢብኩም ኣባልነት ክትመልኡ ክብርን ምስጋናን ንኩሉ ኣባላት ኣብዚ መደብ ምስ ማዕበል ትሳተፉ ዘለኩም ኣገናዕ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 2 күн бұрын
ነዛ ሓፍትና ምሕረት ይኣዝዘላ ኣለና ዋልታ ሃገር ምስ ሓገዝትኻ ክብረት ይሃብኩም ፈጣሪ የቀንየልና
@FlimonFsahye
@FlimonFsahye 2 күн бұрын
ኣምላክ ጸጋ የብዛሕልክም ኣለና ዋልታ ሃገር መግለጺ የብልናን 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomontekeste715
@solomontekeste715 5 күн бұрын
ማዕበሊኖ ግሩም ስራሕ ንትርሓስ ምሕረት ይሃባ ኣምላኽ ሰላምን ምዕባለን ንህዝቢ ኤርትራ ኣሜን
@HopefulDrum-xo2td
@HopefulDrum-xo2td Күн бұрын
ኣሕ እዛ ምቅርቲ ቆልዓ እዚኣ ዶ መሓመመት ዓለም ጎደሎ ምሕረት የውርደልኪ ምቅርቲ ሓፍተይ ሓውና ድማ ጽቡቅ ክራር ትሃርም ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ❤❤
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 2 күн бұрын
ኣምላክ ብዕጽፍታት ይሃብኩም ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ስምኩም
@abedegaim4891
@abedegaim4891 2 күн бұрын
ነዚ ሰናይ ሓሳብ ክትገብሩ ዘበገሰኩም ሕልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብትገብርዎ ሰናይ ተግባር እፎይታ ከምዝረኸብኩም ዘይሰሓት ሓቂ እዪ።ነዛ ጅግና ኣደ ኸኣ ኣምላኽ ይሓግዛ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤
@user-jv2fb5zv7m
@user-jv2fb5zv7m 2 күн бұрын
ሓደስቲ ኣይኮናን ከመይ ቀኒኩም በሊ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን
@kokobrusom7693
@kokobrusom7693 Күн бұрын
እዛ ቆልዓ ክትሕገዝ ኣብ ጎሮቤት ሃገር ከም ትወጽእ ንግበር ኣብ ቀረባ እያ ዘላ ዓዓቅምና ንሓግዛ ጎፋንድሚ ጀሩላ ❤❤❤
@samirahamid9739
@samirahamid9739 2 күн бұрын
ሮዳስ ብርሃን ገጻ ብጣዕሚ ነዚ ፕሮግራም ብቕዕቲ ኢኺ አቀራርባኺ ትሕትናኺ ለዉሃት ዝመልኦ ተስፋ ዝህብ እዩ ቀጽልዮ መዓረይ ከይ ነአድኩኺ ክሐልፍ አይከሰልኩን❤😍🥰👏👏good job 🎉
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 2 күн бұрын
❤❤❤
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 2 күн бұрын
❤❤❤
@diary4991
@diary4991 2 күн бұрын
አነ ዝዝክራ አብ ራባዐነይ ከለኹ ስጋብ ሕጂ ነዐይ ዝበለጸቸት እያ ውሕድ ማይ ዘላዋ ጥርሙዝ ኩሉና አነ አነ ክንምልስ ተቃደምና እስኺ ምስተባሀኩ መልሰይ ሴሩ ይሰትያ ኢለ መሊሰ መምህረይ ሲሕቁ መጨረስታ ግን መምህርና መሊስዋ እታ መልሲ ( ነታ ጥርሙስ ጸጸር ይመልአ እቲ ማይ ንላዕሊ ሓፍ ምስበለ ይሰቲ ::❤❤
@user-lz5op1fi5w
@user-lz5op1fi5w 2 күн бұрын
እዋይ እዛ ሰበይቲ ስ ከብድካ ትበልዕ😂❤ ማዕበል ሓውይ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦ ይምነይልካ❤💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BlesssedDay
@BlesssedDay 2 күн бұрын
Uffff btami awayyy mskineyti
@user-nn7vb9bj3e
@user-nn7vb9bj3e 2 күн бұрын
This world could have been much better place if we had many people like you Mr. Mabelino . Hats off for you mate!! Keep doing your good work you are doing.
@ZimamTewelde
@ZimamTewelde 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@dawitwelday3651
@dawitwelday3651 2 күн бұрын
ናይ ሎሚ ደርፍ ናይ ትዝታ ክኽውን ኣይነበሮን.
@edentsegai1023
@edentsegai1023 2 күн бұрын
@@dawitwelday3651 Nay bhaki dezenage ember ab tzta zeetu kkewn ayneberon
@tekestezemen5326
@tekestezemen5326 2 күн бұрын
ዎዎ ሮዳስ ንበርልና ሰብ ኢኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሃግርና ተዓዲላ እያ Thanks Alena Walta Hager keep it going
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 2 күн бұрын
ክብረት ሽሻይ ዝነቦሮ ገዛ ኣብ ከምዚ ክትሪኦ የሕዝነካ ትርሓሰይ ንእሽተይ ሓፍተይ መታዓቢተይ ናብ ቀደም ጥዕናኪ ተመሊስኪ ንሪኤኪ ተስፋ ንገብር😢😢😢❤❤❤❤
@tekeagenzbu2311
@tekeagenzbu2311 9 сағат бұрын
አለና ዋልታ ሃገር ከምሽሙ፡ ማዕበል ምስ ብጾትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፡ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሐልኩም። ትርሐስ ምሉእ ምሕረት ይግበረላ፡ ተባዕ ወላዲት መግለጺ ሰኢነልኪ ፍሪጻማኺ ትሓፍስሉ ሩሑቕ ኣይክኸውንን'ዩ እግዚብሄር ዝሳአኖ የለን 🙏🙏🙏❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💒🕌🇪🇷
@Semhar2708
@Semhar2708 2 күн бұрын
I never cried like today. This so heartbreaking ohhh bless her ! Oooh thank you AWH 🥰🥰🥰. Zewxakumo ytekealkum 🥰🥹
@wdasenguse8552
@wdasenguse8552 2 күн бұрын
እዋይ ወላዲ ዝረኽቦ ጸዋር ዝኾነት ኣደ እግዚኣቢሄር ደበስ ኣቦና እዮብ ዝደበሰ ይደብሰን ነዛ ንእስቲ ሓብትና ክኣ ፈጣሪ ምሕረቱ ይስደደላ ማዕበል ሓውና ምስ ኩሎም መሳርሕትኻን ክኣ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ይሃብኩም ብርር ክትብሉ ተሓጎሱ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🙏
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 2 күн бұрын
Sebawunet Mtgbar nsu eu senay mtgbar xbuk gber nmen nmanm eu ab hiwetkum selam ksanet yhabkum fetari🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@eritrea6227
@eritrea6227 2 күн бұрын
ኣደይ ማዓረይይ ደበሳእዬብ ይደብስክን ንትርሓሰ ሓፋትና ምሕረት የውርደላ ልዕል ኣምላኽ ማዕበልሊኖ ምስ ረዱ ሸኮር ሓሳብ ልብኸም የሰምረልኪም 🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@TekleGrezghiher
@TekleGrezghiher 2 күн бұрын
መደባትኩም ይካታተሎ የ አዝዩ ዘሓብን መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መደብ አለና ዋልታ ሃገር ቀጽልዎ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት
@harenatesfu9236
@harenatesfu9236 2 күн бұрын
ንፉዕ ደራፋይ🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
@edublessed57
@edublessed57 2 күн бұрын
ዋልታ ሃገር ጎይታ ይባርኽኩም ጽቡቕ ስራሕ ቁሩብ ሙዚቀኛ እታ ቀዳመይቲ ደርፊ ኣይግድን ምስቲ ሕማም ናይ ሓፍትና እቲ ኣብታ ደርፊ ዘሎ ቃላት የሕምመካ ኣብ ከምኡ ደርፊ ክትመርጹ ኣለኩም ዘጸናንዕ ክኸውን ይግብኦ
@user-mx4qu7si8g
@user-mx4qu7si8g 2 күн бұрын
ኣይኣምንን እየ እዋይ ትርሓስ ሓፍተይ ጽብቅቲ ስድራይ ባሃሊት🥹🥹 መማህርተይ መጋድልተይ ሰደት መሳድተይ ጓል ዙረይ 😭😭😭😭 ምእማኑ ኣጸጊምኒ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልኪ እንታይ ክብል 😭😭😭😭😭 number እባ ጽሓፉለይ ፕሊስ ብፍላይ 26 ዙርያ ገለ ንግበር ነዞም ገዛ ንሓግዞም 🥹🥹🥹
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 2 күн бұрын
ኣሕ ወላዲ ዝረኽቦ ኣምላኽ ቁሊሕ ይበልክ ኣጆኺ ኣበይኪ ይንባዕ
@yekalosereke4037
@yekalosereke4037 Күн бұрын
ኣደ ጸዋሪት ኩሉ ሽግርን መከራን ኣምላኽ ምልኡ ምሕረት ይውርደላ ንትርሓስ ሓብትና፡ ኣለና ዋልታ ሃገር ጸግዒ ምስ ጽጉማት ደቂ ሃገር ከነተባብዖም ኣለና ❤🇪🇷🇪🇷
@teigeGhre
@teigeGhre 2 күн бұрын
ኣምላኽ ንእስነትኪ ይርኣየልኪ ሓፍተይ ናተይ በጃኹም ናይ ቶማስ ሓንቲ ኣስምዕዋ ንትርሓስ
@Rorawit
@Rorawit 5 күн бұрын
Welcome back Rodi and the whole cast of Dahay betna, we are all proud of you!! ❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🏽
@hussienibrahim6577
@hussienibrahim6577 5 күн бұрын
ማዕበል እዚ ትገብሮ ዘለኻ ሓገዝ ናይ ገንዘብ ጥራይ አይኮነ ን ሞራላዊ ዉን ኢዩ እቲ ጽቡቕ ተግባራትካ ብአምላኽ ርኸቦ። ሮዳስ ብጣዕሚ መግለጺ ሲኢነሉ ኩሉ አቀራርባኺ ምስ ብምልኦም መሳርሕትኺ የቐንየልና ብሕልፊ ነዛ ንእሽቶ ጓልና አጸቢቕኪያን አዘናጊዕክያን ሓጎሳ ክትገልጽ እንኮላን ፍሽኽ ክትብል ኮላን ካብ መጠን ንላዕሊ ደስ ኢሉኒ ናይመጻኢ ምሉእ ጥዕናን ባዕላ ነብሳ ከተማእዝን ናይወትሩ ጸሎተይ ኢዩ ሮዳስ ደጊመ የመስግን ምስ ብምልኦም አለና ዋልታ ሀገር 🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏❤️💯🇪🇷
@mihretyemane7190
@mihretyemane7190 2 күн бұрын
❤❤❤
@eliastesfay5278
@eliastesfay5278 22 сағат бұрын
ኣደይ ማዓረይ ኣምላክ ነቲ ኩሉ ጸገምን ሽግርን ዝቅይረሉ መዓልቲ ርሑቅ ኣይኮነን ሞ ንኹሉ ሰናይ ክገብረልኪ እዩ ፥ ን ትርሓስ ሓፍትና ከኣ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይኣዝዘላ ኣለና ዋልታ ሃገር ንኹሉ ትሰርሕዎ መዳባትኩም ብሉጽ እዩ ሞ እንዳ ተዘከረ ክነብር እዩ ፥ ሮዲ ሽኮር ትሕትናኪ ልቦናኪ ኣዝዩ ይድነቅ እዩ ሞ ቀጽልዩ ።
@user-ro6jh9nw8m
@user-ro6jh9nw8m 17 сағат бұрын
ጽቡቅ መደብ ቀጽልሉ ጻማኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@berekhetkfle9556
@berekhetkfle9556 5 күн бұрын
ኣለዋ ዋልታ ሃገር ጽቡቅን ዑውትን ታሪኻዊ ስራሕን ቐጽልዎ ኩላትና ድማ ነዚ ቁድስ ስራሕ ንተሓባበር
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 2 күн бұрын
መደብ ዋልታ ተባረኩ ዘውጻእክምዎ አምላክአዛይደ ይተክአልኩም ሮዳስ ምስመሳርሕትኪ አምላክ ይባርኩም ከምዚኤን ዝአመሰላ ምሕጋዝ ካብ አምላክ ዓስቢአዎ ነደን ጋልን ጽንዓት ይሀብኪ ክብርቲ ወላዲት ጽንዓት ይሀብኪ ንትርሐስ ተማሒራስ ብአአ ትድበሲ ይግበርኪ ጽንዓቱ ይሀብኪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆🎆🙏🙏🌽🌽💐💐💒💒💒🇸🇪🇸🇪🇸🇪❤️❤️🏅🏅🌺ካብሽወደን ለተንስኤ
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Күн бұрын
አለና ዋልታ ሐገር አዚዩ ዝናዓድ ስራሕዩ ተባረኹ ማማዬ አጆኽን ፈጣሪ ጽንዓት ይሐብክን ንዝሞቱ ነብሶም አብ መንግስተሰማይ ይቀበሎም ።ንትርሐስ ድማ ምሕረት የዉርደላ ጽብቅቲን ዕይንቲን ንእስነትኪ ይርዓየልኪ ፈጣሪ ደቂ ኤረይ እዚ ምትሕግጋዝ ኤርትራዊ ባሕልናዩ ህዝቢ ኤርትራ ፈቃር ።ኩሉ ዝወጾ ኔሩ እታ ደርፊ ግና ጽብቅቲ አይነበረትን ቦታዓ ወይ ሰአታ አይኮነን ክንዲ ተዘናግዓና አብ ጭንቀት ሐዘን የእትያትና ምስቲ ኩነታት ዝኸይድ ምረጹ ።ነዘን አደ እቲ ሒወተንዩ ሽማያ ቀይራ( ሔለን )ክንደይ ዘዘናግዕ ባሕላዊ ደርፊታትና አለና ብዝኾነ ናይ ሎሚ ናይ ደርፊ ምስ ናይዘን አዴና መደብ ዝኸዉን አይኮነን ።ናይቲ ደራፋይ ሐዉና ክዕለቱ አቦቱዑሎ ጽቡቅዩ በርትዕ ቀጽሎ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 Күн бұрын
እዋይ እዚ ህዝብና ዘሕልፎ ዘሎ እግዚኣብሄር ኢዱ የንብረልኪን ስድራይ መዓረይ ን ትርሓስ ሙሉእ ጥዕና ይሃባ
@araiafamily5328
@araiafamily5328 2 күн бұрын
Alona walta team, you are doing an amazing job and keep it up the great work God bless you all 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 2 күн бұрын
ኣምላክ ምሕረቱ የርዳላ ፡ ጽንዕቲ አደ እግዚአብሔር ንትርሓስ ጓልኪ ምሕረት የውርደላ።
@alula763
@alula763 Күн бұрын
ሰላምን ምዕባለን ይፍጠረልካ ህዝበይ። ጻዕራም፡ ለዋህ ፡ቅኑዕ፡ ትዕግስተኛ ህዝቢ ኣምላክ ምሳኻ ይኩን። ኣለና ዋልታ ሃገር ጽቡቅ ስራሕ።❤❤❤
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 2 күн бұрын
እንታይ ክንብል ንብሎ ጠፊኡና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹልኹም ኣብዚ ትሰተፉ ዘለኹም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 2 күн бұрын
Thanks!
@merhawisolomon9947
@merhawisolomon9947 2 күн бұрын
Bela bela kirar des eluna Eway እዛ ሓፍትና ግን እንተ ትሓዊ 2ይ ክፍሊ ዬ ንሕቶኪ ዝምልከት ከኣ
@SurprisedBirchForest-kv6gb
@SurprisedBirchForest-kv6gb 2 күн бұрын
Egziabher abzihu ybarkum brukat sdrana alena walta hager ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 2 күн бұрын
I am so proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Maebel nebsi❤❤❤🎉🎉🎉 🦁👑💯
@asmaraeritrea8632
@asmaraeritrea8632 2 күн бұрын
eway haftey mearey antay rekibwa yikewn amlak baelu mihret yewrdelki 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@gualmile655
@gualmile655 5 күн бұрын
Thanks! Maebelino
@user-hz7gh2li8m
@user-hz7gh2li8m 2 күн бұрын
Debesa eyeb ydebski fetari
@user-hz7gh2li8m
@user-hz7gh2li8m 2 күн бұрын
Ati hazley dea eber kindi zerersas etaderfi tesaenu u nay xegemu kiderf zweale
@kesetetekle1670
@kesetetekle1670 2 күн бұрын
ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ኩሉ ሰብ ክድግፎ ዘለዎ መደብን'ዩ። ንእትገብርዎ ዘለኩም ሓገዛት ክብሪን ሞጎስን ይብጻሕኩም❤።
@habteabtesfa3275
@habteabtesfa3275 Күн бұрын
ሮዳስ ንፍዕቲ ጎበዝ ንትርሓስ ድማ እግዘኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት ይሃባ ነዴና ድማ ጽንዓት ይሃብኪን።
@yohannesghebrezgi9610
@yohannesghebrezgi9610 2 күн бұрын
ብልሓተኛ ራዛ ኣብ 2ይ ወይ 3ይ ክፍሊ መስለኒ ሓደ ራዛ ኣብ ኣጻምእ ቦታ ይዛውን ነበረ ሞ ማይ ጸሚኡ ንኽሰቲ ይደሊ ነበረ። ኮይኑ ድማ፡ሓንቲ ማይ ዝመልአት ጥርሙዝ ምስ ረኸበ ክሰቲ እንተደለየ ጎዲላ፡ስለዝነበረት በቲ ነዊሕ መትኮቢኡ(ኣፋ) ምእታው ስለዝኸልኦ፡ ከመይ ጌሩ ክሰት ከምዝኽእል ጠፍኦ። ዳሓር ተበላሒቱ ነታ ፍርቂ ዝነበረት ትርሙዝ በቲ መትኮቢኡ ጌሩ ጸጸር ኣኣርዩ ናብታ ጥርሙዝ ክመልእ ምስ ጀመረ፡ እቲ ጎዲሉ፡ዝነበረ ማይ ሓፍ ኢሉ ናብ ኣፍ እቲ ጥርሙዝ ምስ መጸ፡ እቲ ብልሓተና ራዛ ብናቱ ብልሓት ብቐሊሉ ከርክቦን ከሰትን ስለዝኻኣለ በዚ "ብልሓተኛ ራዛ"ተባሂሉ ኣብነት ናይ ብልሓተኛታት ክኸውን በቒዑ ዝጎደለኒ መልኡለይ እንተተጋግየ ድማ ኣርሙኒ ኢኹም
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 2 күн бұрын
Maebelino niakan netom zihgzukan Egziabher Edmen Tienan yhabkun... Emebrhan Texlilelkum....❤❤❤
@welduokbu
@welduokbu 2 күн бұрын
ጽቡቅ መደብ ሮዲ ቀጽሊዮ ብጣዕሚ ክሕገዙ ዝግቦኦም ስድራ ኢና ንሪኢ ዘለና ብዝያዳ ግን ተለፎኖም እንተ ትገድፉልና ዝያዳ ካብቲ ታዓዛባይ ሓገዝ ምረከቡ ይብል ። ቀጺለ ድማ እቲ ክራር ሲ ጠቅላላ ምስቲ ዓይነትን ኣጋጣምን ዝከይድ ኣይኮነን። ይቅረታ ኮሙ ምባለይ ግን ምሶኦም ዝከይድ እንተኮነ ዝያዳ ካኣ ክራር ጥርያ ዘይኮነ ተዋዘይቲ ሰባት ውን ግርም ምኮነ ይብል
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz Күн бұрын
እዋይ ኣደ ትስከሞ መን ይስከሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደይ መዓረይ ሓብትና ከኣ ምሕረት የውርደልኪ፡ኣለና ዋልታ ሃገር ከም ልሙድ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ተባረኹ ❤❤❤
@diary4991
@diary4991 2 күн бұрын
ሰላም አለና ዋልታ ሀገር ካብ ሓደ ናብ ሓደ ዝባላለጽ ስራሕ ሕልናዊ ዕግበት ደለዎ ግን እዚ ዋጣስ❤
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
버블티로 체감되는 요즘 물가
00:16
진영민yeongmin
Рет қаралды 104 МЛН
(1ይ ክፋል) "ኣይትሙቲ ዝበላ ነፍሲ"
35:35
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 14 М.
Wedding Miku and Haru (ጓል ዳዊት ሽላን) #Dawitshilan
39:01
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41