ዓሌትነት ኣርጀንቲናን ስለምንታይ ልዕሊ ዓቀን ኮይኑ

  Рет қаралды 12,931

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 61
@SkyEritrea
@SkyEritrea 2 ай бұрын
ኦይ ጸሊም ንጸሊም ክኽርትሞ እናዋዓለስ ጻዕዳ ንጸሊም ስለምንታይ ይጸልኦ ኢልካ ዘረባ የለን
@ፊፊየ
@ፊፊየ 2 ай бұрын
😂😂😂 ናይ ባሓቂ
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 2 ай бұрын
Thank you fnan for this program I never heard this story before I love it keep going for good job we 💙💙💙💙💙💙
@ሰላማዊ
@ሰላማዊ 2 ай бұрын
40% ናብ 5% ዓሌታውያን ኣርጀንቲናውያን
@yonasteklhaimanot1715
@yonasteklhaimanot1715 2 ай бұрын
Waww kef aleka nay bhaki Fnan hawey kbret yhabelna.
@ኣንጎሶም
@ኣንጎሶም 2 ай бұрын
ጸለምቲ ንባዕሎም ዓለታዌያን ዩም
@Dania09082
@Dania09082 2 ай бұрын
@@ኣንጎሶምዓሌታውያን ኮይኖም ሲ እንታይ ኢዮም ጌሮም? ንጻዓዱ ኣጽኒቶሞም ድዮም? ናይ ግድን ኢዩ ካብ ብባህልን ልምድን ሕብርን ምሳኻ ንዘይመሳስል ነቲ ዝያዳ ናዓኻ ዝመስል ኣብሊጽካ ክትርእይ። ካብኡ ሓሊፍካ ከኤድካ ግን ካብ ገጽ ምድሪ ከተጥፍኦ እንከላኻ ግን ምስ ምንታይ ይቑጸር? እዚ ኢዩ ዘዛርብ ዘሎ እምበር ዓሌትነት ኣብኩሉ ኣሎ።
@Hntsay
@Hntsay 2 ай бұрын
ሽሕ ግዜ ኣርጀንቲናውያን ዓሌታውያን ይኹኑ። ግን ክንዲ ኤርትራውያን ኣይኮኑን እዮም ። ካብ ዓለም ቀዳሞት ዓሌታውያን ንሕና ኤርትራውያን ኢና።
@SenayTesfatsion-tc3bi
@SenayTesfatsion-tc3bi 2 ай бұрын
ን ነብስካ ወኪልካ ተዛርብ
@kflomgoitom5368
@kflomgoitom5368 2 ай бұрын
​@@SenayTesfatsion-tc3bixubuk alo Keman aletawyan yelen ertreawyan
@Dawitsiele
@Dawitsiele 2 ай бұрын
ኣብ ዓለም ምናልባት እቶም ዝኸፍኡ ዓሌታውያን ሩስያ ክኮኑ ይክእሉ እዮም ግን ከም ኤርትራዊ ዓሊታዊ የለን።
@Hntsay
@Hntsay 2 ай бұрын
@@SenayTesfatsion-tc3bi እዚ ዛዕባ ናይ ብዙሓት እዩ። ኣብዚ ጉዳይ ሓሳብ ወይ ርኢቶ እንተለካ ጥራይ ጸሓፍ።
@Dania09082
@Dania09082 2 ай бұрын
ኩላትኩም ከም ኤሪትራዊ ዓሌታዊ የለን ኢልኩም ትዛረቡ ትግርኛ ስለ እትሰምዑ ጥራይ ኢኹም ትኾኖ ኣይታሓዘኩምን ኢዩ ድማ። ንባዕሉ እዚ ዝንበብ ዘሎ ታሪኽ ዝኸፈአ ታሪኽ ኢዩ። ማዓስ ኢዩ ኤሪትራዊ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ፈጺሙ ዝፈልጥ ? ኣተሓሳስባኹም ጸላኢኹም ይኸውን ኣሎ ተጠንቀቑ
@meronokbay3199
@meronokbay3199 2 ай бұрын
ኣብ ኩሉ ዘሎ እዩ ዓልየትነት ግን ኣይ ከም ኤርትራውያን ኣርጀትናን
@brhanedesale4112
@brhanedesale4112 2 ай бұрын
Ertrini arkey aletnet kab nebska eya tijemr
@godislove7507
@godislove7507 2 ай бұрын
😅 ይገርመካ'ዩ ኮ
@meronokbay3199
@meronokbay3199 2 ай бұрын
@@brhanedesale4112 እወ ካብ ነብሰይ ጀምረ እየ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 2 ай бұрын
​@@brhanedesale4112Russia ,polen kea zkefiu eyom .ab eritrea zkefie aletnet alo.wala ab mewsbo aximom xuruy dyu enda belu zwasebu
@thanksgod8398
@thanksgod8398 2 ай бұрын
ፋኒ ኢንዞ ሓቂ ተዛሪቡ ምስ ዝነበረ ታሪኽ ዘራክብ የብሉን
@Fishtsigab
@Fishtsigab 2 ай бұрын
😅ሃገረ ሜሲ ልክዕ ከም ሃገር ኣብራሃም ኣፈወርቂ፡ዝፈላልዮ ሕብሪ ቆርበትን ባህልን ቃንቃን'ምበር፡ክልተ ሓደ'ዎጮ!! ጌጋ ርድኢት ንትብሉ ደቂ ዓድና፡ለባእ ኢልና ከነዕልል ኣብ ቦታ ኮመንት!!😊
@Halamadr146
@Halamadr146 2 ай бұрын
ናይ ቶም ጸለምቲ ደገፍቲ መሲ ደኣ ይገርመካ ኢዚ ኮ ኩዕሶ ኢዩ ይብሉካ ጸሊም ዕደ
@yonaszerea6127
@yonaszerea6127 2 ай бұрын
Hade ane eye Kab lemi gen gedifuo
@Halamadr146
@Halamadr146 2 ай бұрын
@@yonaszerea6127 ❤
@hiermonkflay3449
@hiermonkflay3449 2 ай бұрын
ጸቢብ ሕብረተሰብ ካብ ድኽነት ኣይወጽእን ኢዩ ኣቭብ ዓሌትነት ካልኦት ኣብ ምንእኣስ ኢዩ ዝነብር፡፡ ልክዕ ከምዚ ነዓና ወሪዱና ዘሎ
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 2 ай бұрын
Eziom world cup 🏆 kewesedewa ayneberomen
@samuelteame7210
@samuelteame7210 2 ай бұрын
Tenx Fani ❤
@Amanzeray-p3k
@Amanzeray-p3k 2 ай бұрын
The most aletawian hzbi argentina yom gexom trhaq resehat
@hiyableomessi2020
@hiyableomessi2020 2 ай бұрын
ልዕሊ ኤርትራዊ ወስላት ዓሌታዊ ዶ ኣሎ እዩ
@godislove7507
@godislove7507 2 ай бұрын
እንታይ ኢኹም ምኒን ትብሉ ጸለምቲ እንድዮም ሕጅስ ብመንነቶምን ምስሎምን ክኾርዑ'ዩ ዝግባእ፡ ንኣብነት ኣብ ፍራንስ የዕራብ ተቀማጦን ተጻወትን ኣለዉ ንሶም ግን ኣብ ሃይማኖቶምን መንነቶምን ኩሩዓት እዮም እዞም ናይ ምዕራብ ኣፍሪቃ ግን ወላ 2 ሃገራት ናይ ኣፍሪቃ ሓቲትካዮም ክምልሱ ዘይክእሉን ብነብሰ ምትሓት ዝተሳቀዩን ድሁላትን እዮም, ተገቲሮም ኣነ ፈረንሳዊ እየ እዮም ዝብሉኻ፡ ኣነ ንባዕለይ ኣብ ፍራንሰ እየ ዝቅመጥ ኣጸቢቀ እየ ዝፈልጦም ትዕቢተኛታት እዮም ንባዕሎም ንነብሶም ከም ጸለምቲ ኣይሓስብዋን እዮም ተመሊሶም ንዓኻ እዮም ክንዕቁኻ ዝፍትኑ እዚ ከኣ ወላ ኣብቶም ወለዶም ኢኻ ትርእዮ ወላ ሃብታማት ከለዉ ብተፈጥርኦም ግን ብጣዕሚ እዩም ነብሰ ምትሓት ዘለዎም እዚ ከኣ ናይ ስድርኦም ሕምቀት እዩ ምስ ባህሎምን መንነቶምን ኣየላልይዎምን እዮም መበቆል ዓዲ ናይ ስድርኦም ውን መብዛሕቲኦም ከይዶም ኣይፈልጡን እዮም፡ እዞም ደቂ ሞሮኮ፡ ቱኒዝያ፡ኣልጀርያ ግን ኩሉ ብናይ ስድርኦም ሕቡናትን ትብዓት ውን ኣለዎም ኣነ ሞሮካዊ ኣልጀርያዊ እምበር ፈረንሳዊ'የ ኣይብሉኻን እዮም ዝበዝሑ ስለዚ ስቅ ኢልኩም ኣይትሃውቱቱ ቅድሚ ጸሊም ኢሎሙኒ ኢልካ ምኒን ምባል መጀመርታ ጸሊም ምዃንካን ንስኻ ውን ክትኣምን ኣለካ ነብስኻ ክትጸልእ የብልካን
@hagostesfamichael9737
@hagostesfamichael9737 2 ай бұрын
Ok tsbuk aleka emo eti eritrawi tezarebay tigrigna entay koinu eyu mennetu ztselie ane tigraway aykonkun eritrawi eye mennetey zbil eritrawi zbil mennet alo dyu kidmi 140 amet italy eritrea tbil hager zseyemuwa kemey abilu eritrawi eyu mennetey zbil slezi lieli tselemti mennetu zhfro ente halyu eti eritrawi tezarebay tigrigna eyu
@godislove7507
@godislove7507 2 ай бұрын
ሓወይ ሕቶኻ ይርደኣኒ'ዩ ኣነ ንባዕለይ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ገለ ነጥብታት ይሰማምዓሉ እየ ግን ናትናን ናቶምን ይፈላለ እዩ ንሕና ብዛዕባ ሃገር ኢና ንዛረብ ዘለና ኤርትራ ከኣ ወላ'ኮ እቲ ተዛራቢ ትግርኛ ዝበዝሕን ኣብ ኩሉ ንጥፈታትን ዘሎ ይኹን ግን ዝተፈላለዩ ሕብረተሰብ ዝቅመጡላ ሃገር እያ ወላ ድሌት ይሃሉ ኣብ ተግባር ንክትገብሮ ግን ቀሊል ኣይኮነን፡ ተጋሩ ውን ምዕብላል ይደልዩ እዮም ንኣብነት ወላ ክትፍትኖም ኢልካ ዓባይ ኤርትራ ክንሃንጽ ኢና ቴልካዮም ኡይ እዮም ዝብሉ ስለዚ ንሶም ንባዕሎም ሃገር ክሳብ ዘይኮኑን ገበርትን ሓደግትን ውን ስለ ዘይኮኑ ካብ ድሌትን ባህግን ሓሊፍካ ዝመጽእ ለውጢ የለን ምኽንያቱ ክንደይ ደም ዝፈሰሶ ሂወት ውን ስለ ዘሎ፡ ከም የሕዋትን ጎረባብትን መጠን ግን ነዞም እሊት ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ትግራይን ዘለዉ ኣሊኻ ኣብ ብዙሕ ነገራት ክንዓብን ክንቅየርን ምኸኣልና እየ ዝብል።
@daniture3262
@daniture3262 2 ай бұрын
​@@godislove7507ስማዕ ብራዘር ጣልያን ዘውፀአልካ ሽም እዩ ኤርትራዊ ኣነ ግን ትግርኛ ይዛረብ መንነተይ እውን ትግርኛ እዩ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ከዓን እቲ ተዛራቢ ትግርኛ መንነቱ ትግራዋይ ከሎ ኤርትራዊ እዩ መንነተይ ይብል ጣልያን መንነትካ ከውፀአልካ ኣይኽእልን እዩ
@ilove_you_mama9113
@ilove_you_mama9113 2 ай бұрын
@@godislove7507አዞም ኣብ ፈረንሳ ዘለው ተጻወቲ አንታይ ዘይገበሩ ኢኻ ትብሎም ዘለኻ? ኩሎም ኣብ ፈረንሳ ተወሊዶም ዝዓበዩ አዮም ናብ መበቆል ሃገሮም ውን በጺሖም ዝመጹ ኣለው ። ኣብ ፈረንሳ ክነብሩ የብሎምን ወይስ ቆርቦቶም ክቀልጥዎ ኔርዎም ? አዚ ናይ ኣርጀንቲናውያን ጹሩይ ዓሌታውነት አዩ። ብዝኾነ ይኹን ክምኽነ ኣይክአልን አዩ።
@asgedomberih3649
@asgedomberih3649 2 ай бұрын
Xelim dokoro adu afrika tray eyuu etezeykoynu kbret yeblun kgermeka bxeada kgza des eyu dblom
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 ай бұрын
Niy beqki xebke alka bro❤
@Dawit-ku2ty
@Dawit-ku2ty 2 ай бұрын
KABAKUM ERTRAWI BILAELI ALETAWI NIO KOYNU DYU BROTHER... HADE LANGUAGE TEMESASALI BALI SKIN COLOR HIZNA TETIFYENA LABELKUMIS ARGRNTINA MINAMIN TIBIL ESOM MA WHITE EYOM....MEJEMERYA MAKE PEACE AMONG BLACK TO BLACK.....FROM MEKELLE....DAVE...
@Meron1231
@Meron1231 2 ай бұрын
Asfh abilka amxalna fani
@ERI168
@ERI168 2 ай бұрын
ፍናን ካብ ካብ 2017 እየ ዝከታተለካ ኣብ ከም'ዚ ዓይነት መደባት ትግደስ የለኻን ከምቀደምካ ኩን ፕልስ ምስ'ቲ ዘለካ መረዋሕ ዝኾነ ድምጺኻን መደብካን ደስ ክብል ማዓት እዩ ኣብ ፖሎቲካ ካብ ተድህብ ግን ..........🤔
@SimonHadish
@SimonHadish 2 ай бұрын
ጊስ እሰከ ምቕሉል ባርያ ፎ😂
@HenokAsmerom-o5s
@HenokAsmerom-o5s 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@michael-7474
@michael-7474 2 ай бұрын
👍
@ZeriezgiTesfa
@ZeriezgiTesfa 2 ай бұрын
ሰላም ፋኒ ዓለትንት ሕማቅ ኡካ እንተኾነ ግን ካኣ ናዓኻ ንዘይመስል ህዝቢ ትገብሮ ኢዩ። ብሃይማኖትን ብሕብሪ ቆርበትን ካልእን ።እዚ ናትና ናዞም ትግርንኛ ኤርትራ ዘለና ርዲኢት ነንባዕልናን፡ ብፍላይ ኣብ ህዝቢ ትግራይን ዘልና ትርጉምን እንታይ ምበልካዮ?
@unitedforlife2473
@unitedforlife2473 2 ай бұрын
Yeah Zgermn Zehzinin. Ezi history ezi semieyo niere kdmi hji txs fani 💙 ab natka channel win amxikalna nierka kdmi hji txs again Nezi mknyat eyen kulen debub American wey Latin carribbeans countries btami xlie Argentinawyan zelewom bflay Braziln Chilen Yeah of course football kea kabu zbges eyu hlik zelewom Kem bahri win tiebit hlik wey wegenawyan zerenatat bahryat alewom ybehal ab kulu documentaries
@temuhope8988
@temuhope8988 2 ай бұрын
ኣነስ ማራዶና ንናይጀራውያን ዓሌትነት ምስተጻረፎም እሞ እቲ ህዝቢ ምስደገፎ እየ ቀቢጸዮም ዓሌተኛታት ዮም
@delinayonas8988
@delinayonas8988 2 ай бұрын
Fanu jgna ❤
@SULEIMAN-m6q
@SULEIMAN-m6q 2 ай бұрын
Kkkkkkkkkkkk ብዓሌትነትን ሃይማኖትን ኣውራጃን ዝተቆማጠዐ ብዛዕባ ዓሌትነት ክዛረብ ብጣዕሚ ዘሕፍር ዩ ፈንፋን ቴክ
@filitik9335
@filitik9335 2 ай бұрын
ዶ ቀጽለልና በል
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 2 ай бұрын
Fithi nhzbi Eritrea
@yosieftsegay1352
@yosieftsegay1352 2 ай бұрын
Come on the music is not about blacks it is about why are africans are playing for france. They should play for their country.
@solomonyemane8851
@solomonyemane8851 2 ай бұрын
it's their choice by your logic Messi should play for Italy
@biniamamaniel8354
@biniamamaniel8354 2 ай бұрын
Yxbeyeka nere gele ktblena tax
@heranetigray9683
@heranetigray9683 2 ай бұрын
እንታይ ሓዲሽ ነገር ተፈጢሩ እዩ ኣርጀቲናውን ዓለታውያነሰ እዮም። ንኣብነት ማራዶና ዋንጫ ዓለም ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተዳለወሉ ግዜ ዋንጫ ዓለም ካብ ኣፍሪቃ ኣይተወፅእን እየ እንታይ ትብል ተሓቲቲ ንሱ ድማ ዋንጫ ዓለም ኣብ ኣፍሪቃ እንተተሪፋ ኣብ ጭቃ ከም ዝኣተወት እዩ ዝቖፅሮ ዝበለ ስለዚይ.....
@merafara4647
@merafara4647 2 ай бұрын
Kedamot nbaluku akeleguzay do seraye ktblu endawalkum si nay damatkum xadu kemzi eilom do halewlew tblu hakom yom xelim husur seb u ab alem bka zeytefeterna keman😂😂😂😂
@ሰብዩሃገር
@ሰብዩሃገር 2 ай бұрын
ኣነ ግርምምምም ትብለኒ ኣርገንትና ጸለምቲ ደይ ብላ ጋንታ ስለምንታይ ኢለ,, google ኣትየ ቸክ ጌረዮ 97%racial composition is whod be classed as white,and never be colonized ገለ ዝብል ሃተውተው ሂቡኒ,, ፍናን ብተዓሚ ሓያል መስተውዓሊ ኢኻ,, ግርም ከኣ ገልስካያ,, ዓሌታውያን ዮን
@dc8625
@dc8625 2 ай бұрын
ሓቆም ኢዮም ዋላ ሓንቲ ጌጋ የብሎምን
@playj3776
@playj3776 2 ай бұрын
Ignorance athasaseba teray keblo zekel wake up
@akilegebre
@akilegebre 2 ай бұрын
I hate mesi 😂
«Кім тапқыр?» бағдарламасы
00:16
Balapan TV
Рет қаралды 244 М.
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 28 МЛН
ሃገራት ዘመሓደሩ ናይ ማፍያ ጉጅለታት
23:58
Fnan App Infotech
Рет қаралды 41 М.
ኣቦ ዘይጎነጻዊ ቃልሲ ማህተማ ጋንዲ
19:30
Fnan App Infotech
Рет қаралды 11 М.
«Кім тапқыр?» бағдарламасы
00:16
Balapan TV
Рет қаралды 244 М.