ኣሉ ሾው - ምቁር ዕላል ምስ ህጻን ሶሱና ኣቤል | Alu Show with Sosuna Abiel - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 84,063

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

ኣሉ ሾው - ምቁር ዕላል ምስ ህጻን ሶሱና ኣቤል | Alu Show with Sosuna Abiel - New Eritrean Show 2024
ህድሞና - ፍቕርና ካብ ኮነ ብማዕዶ ብማዕዶ ብ ዳናይት ዮውሃንስ | Fqrna ... by Danait Yohannes - New Eritrean Music 2024
JOIN 👉 / @hdmonanebarit
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZbin - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaAluShow #hdmonaFilm
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 424
@hss2423
@hss2423 2 ай бұрын
ስሙዑ ቡሩኻት ኣሕዋት ናዓኣ ዘይግባእ ሕቶ ኣይተቅርቡላ እዛ ቆልዓ ናይ ባሓቂ ልቦና ዝመለኦ መልሲ ትህበኩም ኣላ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃባ❤❤❤🎉🌺🍀🌷🌸💐🌻🌻👑👑👑
@GdeyGeremicheal-nl5ly
@GdeyGeremicheal-nl5ly 3 ай бұрын
ኤርትራ ሃገርና ፅድለኟ እያ ከም ሱሲ ዝኣመሰላ ትፅቢ ስለ ዘላ ፅድመን ጥፅናን ይሃብኪ።
@sarahaile6506
@sarahaile6506 2 ай бұрын
God bless you cute girl 1 John 4 ትግ - 1ይ ዮሃንስ 19: ንሱ ቅድም ኣፍቂሩና እዩ እሞ፡ ንሕናውን ነፍቅር ኢና።💝💝💝🥰🥰🥰🥰💝💝💝💝👏👏👏👏
@phylmongebre6788
@phylmongebre6788 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤kemziom aynet hxanat kulu gzie mehari hasabat sle zelewom n kemom zameselu tray zeykone wala n abeyti wn meharti hasabat eyu zelewom gna rahel ab qum neger zereba aytshaqi erimi kea chaw zelewo htotat htet meknyatu melsan htokan tefelalyu edme teqeyayrkum alekum
@ftsumftsum6995
@ftsumftsum6995 3 ай бұрын
Edmen tenan yhabki fetari🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ ajoki ezagaley mkirti🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉kemakis yewldena
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 3 ай бұрын
ኣይይ ራሄልን ኤርሚን ፈጺምኩም ኣይከኣልኩምሉን ሕቶታት ኣይግድን ሰሓቅ ኣብዘይቦትኡ ኣዝዩ ብሉጽ ዝኮነ መልሲ እንዳመለሰትሲ ዘይከውን ሰሓቅ ዘይከውን ዘረባ ትምልሱ ትሓቱ ንሳ ድያ ቆልዓ ንስኹም እኳ ምርዳእ ኣብዩና ከምዚ ዝበለት ቆልዓስ ካልኦት ኣጸቢቆም ሙኩራት ዝኮኑ ጋዜጠኛታት ክሓትዋ ኔርዎም ዋላ ዝሓለፈ ግዜ ርኢናኩም ብዙሕ ሰብውን ጽሒፉልኩም ምንም ኣይከኣልኩሞን ዝምጥኖም ሕቶ ሕተትዎም ቁምነገር እንዳመለሱውን ኣይትስሓቅዎም ዋእ እቶም ህጻናት ተዝሓትኩም ምበለጸ ኔሩ ንሶም ምሓሹ
@SamaKidun
@SamaKidun 2 ай бұрын
Nmntay gn beti nay sosuna melsi zshqu?eza qolia btaemi smart eya kshqu kelewu gn hmaq eyu
@soliyanayonas3733
@soliyanayonas3733 2 ай бұрын
I have the same feeling
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 2 ай бұрын
So smart,sweet intelligence,god bless you and your family,great job hidmona nebarit,amazing program keep up🎉🎉🎉🎉🎉❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍🏾💪🙏🏾👍🏾🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️💯💯🙏🏾
@titiabiyoto651
@titiabiyoto651 3 ай бұрын
Titl. Abiyoto. 👑👑👑👑👑👑👑👑👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🇪🇷💯🇪🇷❤️🎆🎆🎆🎆🎆
@edenghebremussie3964
@edenghebremussie3964 3 ай бұрын
Edimen tienane yahaba nifet 👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@aziebkidane1393
@aziebkidane1393 3 ай бұрын
አቱም ሰባት እዛ ፅብቕቲ ቖልዓስ ጓል ክንደይ ዓመት እያ?
@tesfalemgebru762
@tesfalemgebru762 2 ай бұрын
7 ዓመይ
@تااساَذوبن
@تااساَذوبن 3 ай бұрын
ኣነዝገርመኒሲ ክዲ ማሃሪ ዝኮነ ሕቶታት ዝሓትዋስ ንባዕሎም ሃውቲቶም የሄዉቲቶማ ንፎርማ ኮፍዝበሉ ጋዘጠኛታት ኣታቆልዓ ኣዝያ በላሕ እያ ኣፎ ጨዉዘይብሎም ጋዘጠኛታት
@sarahaile6506
@sarahaile6506 2 ай бұрын
6 ንቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬልግስን እዩ።
@fizumsemere7575
@fizumsemere7575 3 ай бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ሕቶታትኩም ብፍላይ ናይ መርዓ ነጻ ቆልዓ ዝምጥን ኣይኮነን ከሙኡ ዉን ሳሓቕኩም ተቆጻጸርዎ ኣፍቶም ቅልዑ ምድሃል ከይመስል።ብዝተርፈ መደባትኩም ብጣዕሚ ጹቡቕ እዩ።
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 ай бұрын
ኣብዚ ናይ እትዩ ተሪእካዪ ኦዴንስ ምሉእ እዬም ዝስሕቁ ግን ኣይድሃሉን እዬም
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
​@@BlesssedDay ሞ ንሶም ስለ ዝሰሓቁ ቅኑዕ ኢዩ ዲኻ ትብል ዘለኻ ኣበይ ትስሕቅ ግዜ ኣለዎ ዓይነት ናይ ቶም ቆልዑት ከኣ ይውስነካ ኢዩ ።እዛ ቆልዓ ኣብ ገጻ ከተንብቦ ከለኻ ክስሕቁ ከለው ደስ ኣይብላን ኢዩ ዘሎ።ዝኾነ ቀልዓ እንዳተዛረበ ከሎ ኣብ መንጎ ተሲሕቅካ ደስ ኣይብሎን ኢዩ።ምስ ወድአ ኢኻ ክትስሕቅ ዘለካ።ኢትዬጵያውያን ጌሮሞ ኢልካስ ክትስዕቦ? ?? ናትካ ግበር።
@Adulisawi
@Adulisawi 3 ай бұрын
ከም ርእይቶ ህጻናት ክሕተቱ ዘለዎም፥ ብዛዕባ 1፥ ስነ-ምግባር 2፥ ባህሊ 3፥ ትምህርቲ 4፥ እምነት 5፥ ታሪኽ ናይ ሃገሮም ብመጠኑ.......
@eritube9777
@eritube9777 3 ай бұрын
Agreed ❤
@piealpha795
@piealpha795 3 ай бұрын
Right on !!
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 3 ай бұрын
እዛ ቆልዓ ካልእ ግዜ ደጊማ ግን ብካልኦት ጋዜጠኛታት ተትደግም ጽቡቅ ኔሩ ዘይከውን ክሓቱ ከለዉ ኣብዘይከውን ክስሕቁ ከለው ሃለውለው ኮይንዋስ ግርም ዝበላ ትመስል! ህጻናትስ ኔሮም በላሕቲ እንታይሞ ሓተትቲ ዜሮ ሃለውለው ኮይኑ ንከምኣ ህጻውንቲ መልእክቲ ዝከውን ብዛዕባ ትግሃታን ተሞክሮኣን ክንዲ ዝሓቱ መርዓ ዶ ክምርዓወኪ ዶ ሃለውለው እዛ ቆልዓ ብትምህርታ ይኩን ብቃል ኣምላክ ዋላ ተሞክሮኣ ኣዝዩ ብሉጽ ዝኮነ ኣእምሮ ሒዛ መጽያስ ሕቶ ግን ድግምግም እሞ ንዓኣ ዘይምጥን እሞ ድማ ዋላ ነቲ ሃለውለውኩም ብዝግባእ መልሲ ተሃበት መሊስኩም ኣብኡ ድግምግም ኣይይ ነቲ ጽቡቅ ኣዘራርባኣን ኣተሓሳስባኣን ከይተጥፍኡላ ስክፍ ኢሉና ይገርም ህድሞና ጽቡቅ መደብ ሓሲብኩም ግን ምሉእ ዘይብሉ ጌርኩሞ
@kisanet4715
@kisanet4715 3 ай бұрын
ይገርም 👍👍👍💯💯💯💯💯
@attitudeiseverything3468
@attitudeiseverything3468 3 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለካ..ግን እዛ መደብ ተዛረብቲ ቆልዑ'ያ ትደሊ..ስድራኣ ወይ ቤተሰባ ከኣ ሓንቲ ቆልዓ ኣላትና ተዛራቢት ኢሎም'ዮም ዘምጽእዋ..ጉዳይ ግን ዘይከም ትጽቢቶም ጸኒሕዎም...ሃንደበት መደባቶም ክቅይርዎ ውን ዝክእሉ ኣይመስለንን! ግን ኣብ መጻኢ ከምቲ ዝበልካዮ ንዓኣ ዘተባብዕ መደብ እንተዝገብሩላ ❤
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 3 ай бұрын
@@attitudeiseverything3468 ኖ ብሩኽ ሓወይ ብናይ ሎሚ ጥራይ ኣይኮንኩን በቀዳማይውን እቲ ቆልዓ ኣብዘይከውን እንዳሰሓቁ ዘይከውን እንዳሓተቱ ነርቨስ ጌሮሞ ኔሮም ፈጺሞም ኣይከኣሉሉን እዚኣቶም ኮሜድያን እዮም ድማ ጋዜጠኝነት ልምዲ የብሎምን ኣበይሞ ካልእ ጋዜጠኛ ተዝሓቶም ኔሩ ቁሩብሲ ንቆልዓ ከከም ኩነታቱ ንዕዑ ዝምጥን ሕቶታት ክሓቱ ኣለዎም ቁም ነገር እንዳመለሱውን ኣብዘይከውን ክስሕቁ የብሎምን ደሓር እቲ ዝበዝሕ ግዜ ኣብ መርዓ ዶ ተመርዓውኒ ዶ ገለዶ ብዝብል ወዲኦሞ መሊሳትሉ ከላስ ኣብኡ ድግምግም ኣይይ ክንደይ ብሱል ቁምነገር ን ተመክሮኣን እንዳገለጸትስ ንሶም ግን ኣብ ሃለውለው ወዲኦሞ ብዝኮነ ንሳ ትዓቢ ካብኦም
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 2 ай бұрын
እዛ ህጻንሲ ኣዝያ ምቅርቲ ኣዘራርባኣ ኣመራርጻ ቃላታ ፍሉይ ህድእቲ!! ፍሉይ ምስጋና ንወለዳ ይግባእ!!! ሓተትቲ ግና ኣይግድን ኣብቲ ክስሓቕ ዘይግብኦ ድሃሊ ስሓቕ ትስሕቁዋሞ ቁሊሕሊሕ ትብል ነይራ!! ንጋል ሸውዓተ ዓመት ከመልኩም ብዛዕባ መርዓ ትሓትዋ ኣነክምርዓወኪየ ክትብላ ዘሕፍርዩ ተዳሊኹም ቅረቡ ኣብ ቅድሚ ካሜራ!!! ሽኮር ጋለይ ግን ጎይታ ብጥበቡ የዕቢኺ ተስፋ ሃገር ኢኺ!!!! እፈትወኪየ!!! ⭐️⭐️⭐️ ⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷🐪
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m 3 ай бұрын
ንፍዕቲ እዛጎልእይ ራሄላ ግን ሰሓቅ ኣይ ተብዝሒ እንታይ ኮይና ትስሕቅ ኣላ ከይትብለኪ❤🎉❤🎉❤🎉
@gilaytekle4359
@gilaytekle4359 3 ай бұрын
ንህጻናት ዝከዉን ሕቶ ኣዳልዉ ፡ ካልኣይ ድማ ኣይስተናዓቁም ምክንያቱ ቁምነጎሮም ይሕሸና ።
@welensa3725
@welensa3725 2 ай бұрын
ሐደራኩም ንቆልዑ ክምርዓወኪ አይትበልዎን ካልእ ማሀሪ ነገር ሕተትዎን
@eritrea6227
@eritrea6227 3 ай бұрын
Seli galaey Edman tinana yehbki befley ka abo Adean betami nefat eyom Eritrea hagerena seb alewa 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@mengisTesfagaber953
@mengisTesfagaber953 3 ай бұрын
ብሕቶታትኩም ሓፊረ ተኣረሙ
@frezgigebrenegus8056
@frezgigebrenegus8056 3 ай бұрын
ኣብ ኩሉ ሰናይ ሓሳብኪ ኣምላኽ የስምረልኪ, ጸግኡ የብዝሓልኪ. ንስድራኽን ንዓኽን ከኣ ዕድመን Tenan ሂቡ ፍረ ጻዕርታትኩም ትሪኡ ይግበርኩም! ንኣዳለዉቲ እዚ መደብ ድማ ደስ ዘብል መደባት ቀጽልዋ. ኣብ ሕቶታት ምድላዉ ግን ምስ ዕድሚኦም ዝኸይድ ከተዳልዉሎም ተመራጺ ይመስኒ. ወላ ሰፊሕ ኣፍልጦ ይሃልዋም ምስ ዕድሚኦም ዝኸይድ ሕቶታት ክትሓቱዋም ዝበለጸ መልእኽቲ መማሓላለፉ. ❤❤❤
@rahelabraha1596
@rahelabraha1596 3 ай бұрын
ብጣዕሚ በላሕ ቆልዓ ኣምላኽ ብርኽ የብላ ፡እንተ ሕቶታትኩም ግን ኣይግድን ንቆልዑ ዝኸውን ኣይኮነን ገሊኡስ ምስ ብዙሕ ይቕረታ እምበር ጽቡቕ መደብ።
@sulusestifanos
@sulusestifanos 2 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ትምርትኺ ይግለጸልኪ
@Zelealem29
@Zelealem29 3 ай бұрын
ንቖልዑ መሃሪ ዝኾነ ክትልግስ ስለትኽእል ኣብክንዲ ጉዳይ መርዓ ቡዙሕ መሃሪ ንቖልዑ ኣቕሩቡላ
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 3 ай бұрын
ቆልዓ ብንእሱ ቆርቦት ብርሕሱ ይብሉ ኣቦታትና ። ቅዱስ መጽሓፍ'ውን ንቆልዓ እታ ኪኸዳ ዘሎዎ መገዲ እሞ ኣርእዮ ክሳብ መወዳእታ ኣይክርስዓን እዩ ። ዝጓለይ ብጸጋ ኣምላኽ የዕቢኺ ተባረኺ።
@kifleabraha7833
@kifleabraha7833 3 ай бұрын
hateti ayrekebken neseki abay nesom kolu cores nay gornalism yedleyekum alo
@hbb9737
@hbb9737 2 ай бұрын
አታ ሕቶ ናይ መርአ አይትሕተትዋ መሃሪ ሕተትዋ
@yodityeman4790
@yodityeman4790 2 ай бұрын
Goyta yesus ybariki za galey xegueu ybzahalki eti kab kulu zbelx selam Egzabiher Amlak n lbkin hasabkn B Krstos yesus yhalwo. Eta kbriti weladit mexhaf kudus B mbabki srat Amlak B mgarki brhan alem eki Egzabiher ybarkum brukat sdra ekum.netom nezi medeb etedalw kea zhanx htotat ms ykrata ktedalwu bthtna nhatit Egzabiher ybarkum nakum kea kbri n Egzabiher ykun.
@alexanderermias143
@alexanderermias143 3 ай бұрын
ይዕብኺ ዛጓለይ ህድሞና ነባሪት ብጥዓሚ ኢና ነምስግነኩም ብጃኹም ከምዞም ዓይነት ህጻውንቲ ቆልዑ ኤርትራ ፈትሹልና ተገዲስኩም ኣቅርብሉና
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰሱ ጓለይ💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🍓🍍🍓🍍😍😍💖💖 : ንስድራ ቤት ሱሲ ድማ ልዕሊ ኩሉ ምስጋና እግባኣኩም ብነጻነትን ነብሰ ምትእማንን ንኽትዛረብ ዝገበርኩማ ለባማት🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪❤️❤️❤️
@MulugetaWeldegabr24
@MulugetaWeldegabr24 3 ай бұрын
ዝኸበርኩም ህድሞና ነባሪት መደባትኩም ኩሉ ግዜ ብሃቀውታ እየ ዝከታተሎ ብእተቅርብዎ መደባት ኣዝየ ኢየ ዝድንቀኩም። ብፍላይ ኣብዞም ፉሉይ ተውህቦ ዝአሎዎም ህጻናት።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ምርወዳእታ ግን ኤርሚ ሓወይ ይቅሬታ ግበረለይ ኣብ ዛ ጉዳይ መርዓ ደግምካ እንዳሓተትካ ነዛ ቆልዓ ካብ ሙድ ተውጽኣ ኣለኻ፡ ስለዚ ተኣረመላ። ሓንሳብ ምስ ሓተትካያ ጉዳይ መውስቦ ብጥቅልሉ ብዘገርም ነግራትኩም እያ። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሶሱና እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤❤ so keep it...!!!!!!!!
@letenseafesshaye7801
@letenseafesshaye7801 3 ай бұрын
ጉዳም ህጻን ንዕድመ ይግበረላ መስተንክር ሰሱና ሰሱና ተቢረኪ ዛጋለይ ከምዚአስ የብዝሐዮም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐👍👍🌺🌺❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌷🌷🙏🙏🇸🇪🇸🇪🇸🇪ካብሽወደን ለተንስኤ
@samiwedi5977
@samiwedi5977 3 ай бұрын
ካብ ኩሉ ናይ ዛ ቆልዓ ኣዋዳድቃ ቃላት ሓያል ኣ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 ай бұрын
ህድእ ኢላ ሓሲባ እያ ተዉጽኦ
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 ай бұрын
ሃንደፍ ኢላ ኣይትዛረብን እያ
@NatuNatu-ks3uq
@NatuNatu-ks3uq 3 ай бұрын
Rahel gen etom qoleu xebuq gerom hasabom key gelxu ስሓቅ key mexaki enda sehaqeki tehfreyom aleki
@yonastadessehabteyonastade1714
@yonastadessehabteyonastade1714 3 ай бұрын
መጀመርያ ሰላምኩም ይጣዓም ብዝያዳ ካኣ እዚያ ክንድሽሕ ዝኮነት ህጻን ብጣዕሚ ስነስርዓትን ብሰለት ቃንቃ ናይ ወለዳ ዘለዋ ብቅዕቲ ህጻን እያ ንወለዳ ካኣ ብጣዕሚ ከመስግኖም ይፈቱው ። እንተኮን ግን ከመይ ጌርኪ ኢኪ ተጽንዒ ከመይ ጌራኪ መለእክቲ ንህጻናት ተማሓላልፍ ደኣ ክትሓትዋ ኣለኩም እንበር ሕቶታትኩም ካብ ናይ ህጻናት ንላዓሊ ክከይድ የቡሉን ባሃላይ እየ ,ሞ ኣብ ትገብርዎ ዘለኩም መደብ ካኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ቀጽልዎ ይብለኩም እቲየን ዝበልኩኩም ግን ኣርምወን።
@samiwedikeshi2694
@samiwedikeshi2694 3 ай бұрын
Bitami des zebil medeb nifiti qola hade qola alo aron hftizgi zibhal abi poradzo alo buzhi timrti zelewo nay rimti betekrstyan kulu zifelt iyu kitemxwo tesfa yigebir
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ሞ ኣራኽቦ በጃኻ 🎉🎉🎉
@GodKeepingus
@GodKeepingus 2 ай бұрын
አግዚኣብሄር ብጥበቡ ይብኪ 👍🙏
@g776yy3
@g776yy3 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ምቅርቲ ህጻን ሶሱና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጸጉን ጥበቡን የብዛሓልኪ ፈጣሪ ❤️❤️👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
@akliluteklesenbet5378
@akliluteklesenbet5378 2 ай бұрын
ሰሱና ስሂኮር ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ካብ ፍራሃት ኣምላክ ዘለዎም ስድራ ኢኺ ተወሊድኪ አሞ ቀጽልዮ ናይብሓቂ በላሕ ኢኺ የዕብኺ ተባረኺ 🙏 🙏 🙏 ❤❤
@hannaberhane2904
@hannaberhane2904 2 ай бұрын
ናይ ብሕቒ ንፍዕቲ ምስ ኣእምሮ ዘይከዱ ሓተትቲ ግን ኣይረኸበትን
@RaF-x2d
@RaF-x2d Ай бұрын
ስቅሎም ሃለውለው ዩ ትሕቶስ
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 2 ай бұрын
እዛ ህጻንሲ ኣዝያ ምቅርቲ ኣዘራርባኣ ኣመራርጻ ቃላታ ፍሉይ ህድእቲ!! ፍሉይ ምስጋና ንወለዳ ይግባእ!!! ሓተትቲ ግና ኣይግድን ኣብቲ ክስሓቕ ዘይግብኦ ድሃሊ ስሓቕ ትስሕቁዋሞ ቁሊሕሊሕ ትብል ነይራ!! ንጋል ሸውዓተ ዓመት ከመልኩም ብዛዕባ መርዓ ትሓትዋ ኣነክምርዓወኪየ ክትብላ ዘሕፍርዩ ተዳሊኹም ቅረቡ ኣብ ቅድሚ ካሜራ!!! ሽኮር ጋለይ ግን ጎይታ ብጥበቡ የዕቢኺ ተስፋ ሃገር ኢኺ!!!! እፈትወኪየ!!! ⭐️⭐️⭐️
@FutsumGera
@FutsumGera 3 ай бұрын
Ya bejakum htotat aselchikumo alekum yeriwo
@MichaelHabte-i2c
@MichaelHabte-i2c Ай бұрын
አንበሲት ዋው እዛ ጎለይ አምላክ ይባርኪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@zufanghermai7459
@zufanghermai7459 2 ай бұрын
እዛ ህጻንሲ ኣዝያ ምቅርቲ ኣዘራርባኣ ኣመራርጻ ቃላታ ፍሉይ ህድእቲ!! ፍሉይ ምስጋና ንወለዳ ይግባእ!!! ሓተትቲ ግና ኣይግድን ኣብቲ ክስሓቕ ዘይግብኦ ድሃሊ ስሓቕ ትስሕቁዋሞ ቁሊሕሊሕ ትብል ነይራ!! ንጋል ሸውዓተ ዓመት ከመልኩም ብዛዕባ መርዓ ትሓትዋ ኣነክምርዓወኪየ ክትብላ ዘሕፍርዩ ተዳሊኹም ቅረቡ ኣብ ቅድሚ ካሜራ!!! ሽኮር ጋለይ ግን ጎይታ ብጥበቡ የዕቢኺ ተስፋ ሃገር ኢኺ!!!! እፈትወኪየ!!! ⭐️⭐️⭐️ ⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷🐪
@Andatsajin
@Andatsajin 3 ай бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ ህድሞና ሾው ቀጺለ ንሰሱና ጋልና ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ዓባይ ሰብ ሓደነገር ግን እቶም ትሓትምዋ ሰብ ግን ኣይግድን ሚዛናዊ ሕቶ ዘይትሓትዋ ንሳ እንተትሓተኩም ክንደይ እቲ መደም ክንደይ ምመቀረ ኔሩ ምስናይ ይቕሬትኡ ግን ናተይ ሪኢቶ ኢዩ
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 3 ай бұрын
ብሓቂ 100%
@senaitbrhane-fl1qy
@senaitbrhane-fl1qy 3 ай бұрын
ሶሱና ጓለይ የዕቢኺ ብርግጽ ኣምላኽ ብልጽቲ ጌሩዩ ፈጢሩኪሞ መጻኢና ብሩህ ኢዪ እዛ ሃገር ኣብ ኣለዋ.
@jhonocbay693
@jhonocbay693 3 ай бұрын
Begakum eti Ermiyas zeblo eti zehatm hetotat nekolot kab okmom yihtm alo kafti medeb algeswo keyirwo
@hss2423
@hss2423 2 ай бұрын
ኣሰይ ዛጋለይ የዕብኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር❤❤❤🌺🌺🍀🍀🌷🌷🌸💐💐🌻🌻👑👑👑👑
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 3 ай бұрын
ተባረኺ ጸጋን ሞጎስ ኣምላኽን ይብዝሓልኪ።ኣብትደልይዮ ትምነይዮን ኩሉ የብጽሕኪ ዘመናት ሂወትኪ ይባረኽ ብርኽቲ ፍጥረት 🙏😇☝🙌🏽❤❤❤🌹🌹🌹
@welensa3725
@welensa3725 2 ай бұрын
በጃካ ዝሐወይ አቡኣ ትአክልሲ ሐፍተይ ትብላ ጋለይ ዘይትብላ ስለዘይወለድካ ኦልዓ ዘለካ መሲልካሎ
@yrgalemtekeste-cj4be
@yrgalemtekeste-cj4be 2 ай бұрын
Btaemi mesatit qola yebki zagaley yebki ab kulu yebtshki zagaley thank you nexia zemtsaekumlna
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 3 ай бұрын
አሰይ እዛጓለይ ማዓረይ የዕቢኺ ሃሳብ ልብኺ የስምረልኪ
@kisanet4715
@kisanet4715 3 ай бұрын
ንፍዕቲ ዛ ጓለይ እንታይ እሞ ጡኡያት ኑፉዓት ሓተቲ ኣይረኸብክን ክጽሉኻ ፎእ ደናቁር
@eritreanmusic605
@eritreanmusic605 3 ай бұрын
ተጽልእስ ንስኺ ኢኺ ኣብ ዘይ ቅሳነት ቅሳነት
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 ай бұрын
​@@eritreanmusic605😂😂😂😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ክጽሉኡኻ ወ ሓቅኺ ብፍላይ እቲ ወዲ😮
@elizabethelilta2663
@elizabethelilta2663 3 ай бұрын
ኣቤትትት ሕጂ ዝፍጠሩ ዘለዉ ህጻናት እኳ ኣዝዮም ፍሉያት እዮም ሶሲ ድማ ኣዝያ ትገርም ፍጥረት ወለዲ ሶሱና ስለቲ ትግሃትኩም ክብሪ ይግብኣኩም ተባረኹ ካልኦት ናትኩም ኣብንርት ዝክተሉ ይግበሮም ፍሬኹም ትሪኡ ኣለኹም ሶሲ ህድኣታ ኣገላልጽኣ ኮንፊደንሳ ዎው ኣምላክ ኣብ ዝለዓለ የብጽሓያ ከምቲ ዝበለቶውን ብትእዛዝ ኣምላኽን ወለዳን የዕብያ ።
@hadshsgalet8131
@hadshsgalet8131 2 ай бұрын
Edmen tenan Yhabom zom hxanat semieka zeytmenwom zerebom
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 3 ай бұрын
ዘገርም እዩ🤔በሊ የዕቢኺ ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኪ🙏🙏🙏🇪🇷❤❤❤
@senaitbrhane-fl1qy
@senaitbrhane-fl1qy 3 ай бұрын
ግን ሓንቲ ንወለዲ ኣብ ልዕሊ እቲ ብልጽቲ ኮይና ዝተፈጥረት ሶሱ ታራ ወለዲ ተወሲኽዋዪ ኣገራሚ ኣገላልጻ ሪኢና.ስለዚ ነሳ ዲያሞንድ ዝኾነት ውላድ ብላዕለዋይ መንጸባረቒ ከይትዳናግርዋ.ምሰናይ ይቕሬታ.
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ የዕቢ ኺ❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️
@helenheydemann7223
@helenheydemann7223 2 ай бұрын
Bezhi mezegana ne welda ❤
@whabtom8935
@whabtom8935 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ይበል ሽኮር ጋለይ
@yordates2627
@yordates2627 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዛጓለይ ይዕቢኪ
@MerhawitWerku-xt2hy
@MerhawitWerku-xt2hy 2 ай бұрын
ህድሞና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጽልዎ ❤❤❤።ብዝተኻእለ መጠን ንህጻና ዝኸውን ሕቶታት ከተዳልዉ እላቦ🙏🙏🙏
@tsigeredahagos5405
@tsigeredahagos5405 3 ай бұрын
Rahel endfetnaki sehak iytbzehi and Ermias zeykwen hetotot iytbezeh nezmxe tearmla
@AmanielTemnewo
@AmanielTemnewo 3 ай бұрын
እድመን ጥእናን ይሃብኪ እዛ ሃገር እድለኛ እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🕌🫶⛪️🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@haileabaynalem4947
@haileabaynalem4947 3 ай бұрын
Eta qola smart enber etom 2 sakit eyom huto dyom sienom 😂😂😂😂
@AmanielTemnewo
@AmanielTemnewo 3 ай бұрын
Ebeylina Eritrea 🇪🇷 ♥️ zwledtlina 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ኣቡኣን ኣዲኣን ክትምስገኑ ይግበኣኩም።እቲ ወዲ ጋዘጠኛ ሕቶታትካ ኣይፈተወቶን ሰሱና ሞ ዘይፈትውዎ ሕቶ ኣይትሕተትዎም። ንኣብነት ክምርዓወኪ ደልየ ዝብል ሕቶ ዘሰንብዶም ቆልዑት ኣለው ሞ ኣስተውዕል።
@yohannesghebrezgi9610
@yohannesghebrezgi9610 3 ай бұрын
ንሰሱና(ሶሲ) ጓልና እዛ ቖልዓ ኢለ ከይጅምር ብሕጊ ብልሒ ናይ ኣእምሮ ክሕተት የ። ዓባይ ከይብላ ድማ----> ግን ድማ እቲ ተሓቲታ ትምልሶን፡ ትህቦ ደላ ምኽርን ማዕዳን ድማ ልዕሊ ዕድሚኣ ጥራይ ደይኮነስ ዋላ ካብ ናይ ኤርምያስን ራሄልን ወጻኢ ጥራይ ደይኮነስ ካብ ትጽቢት ኩሉ ተኸታታሊ ወጻእ ዩ። ግን ግድን ብራጂ((Exrey)) ተመርሚራ ክትርአ ኣለዋ። ኣቦሓጎታትን እነሓጎታትን ኣብ ውሽጣ ኮይኖም ከይኮኑ ድዛረቡ ደለዉ !!! ብጽኾነ ነዛ ህጻን ወሊዶም ብኸምዚ ዓይነት ኣገባብ ኮስኲሶም ዘዕብዩን ክንድዚ ብልሕን ልቦናን ደለዋ ጌሮም ደዕብይዋ ደለዉ ወለዳ ልባዊ ምስጋናን ልዑል ኣድናቖትን ይግቦኦም። ንሶሲ ጓልና ድማ ኣምላኽ የዕብያን ኣብቲ ድላዓለ ደረጃ የብጽሓልናን። ንዓኣ ድማ ናይ ልባ ትምኒት ይሃባን ኩሉ የቃዓላን። ሕጂ ኣብዛ ደላታ ደረጃ ዕድመን ትምህርትንንከላ ከምዚ ዝኾነት፡ ዕድመ ምስወሰኸትን ብትምህርቲ ዓብያ ብፍልጠት ምስ መልአትን ተራእይኒ ንሳ ትኾኖን ተፍርዮም ዜጋታትን ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ንሶሲ ጓልና ዕ በ ይ ል ና ዛ ጓለይ
@FilmonTsegay-o2m
@FilmonTsegay-o2m 3 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃበክ ፈጣሪ ❤❤❤❤
@channel-dz5zb
@channel-dz5zb 3 ай бұрын
Welcome H.d🎉❤ 🇪🇷 ብሩክ ቐዳመ ሰንበት ሰናይ ናይ አርፍቲ ግዜ ሳብስክራይብ ትሓባብሩኒ 🙏❤
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 ай бұрын
ናይ ቅድሚ ሕጂ ውን ደስ ዝብሉ ቆሉዑ እዮም ግን ኣይ ከም ሰሱን መኽንያቱ ኣዝዩ ቡሉጽ ተውህቦ እዩ ዘለዋ እሞ ካኣ ህጻን ምስ ዓበየት ትደግሞ ኣለዋ ንስድራኣ ውን ምስጋና ይግቦኦም እዩ ብሕጂ ውን ኮሙኡ ጌሮም ክሕዝዋ ተስፋ ይገብር ሰሱ ጋለይ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዋውውውውውውውው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@efi4308
@efi4308 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ብጥበቡ የዕቢኺ ምቅርቲ❤
@bicherzere6312
@bicherzere6312 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤shikorina Eritrea
@mussieberhane4858
@mussieberhane4858 3 ай бұрын
ሰሐቅን ጣቅዒት ምበር ብዓቅሚዛ ህጻን ጠገለ ዘይብሉ ሕቶታት ይሐትዋ እዛ ህጻን ድማ ልዕሊኦም ብተዓጻጻፍነት ትምልስ አላ እቲ ንኻልኦት ህጻውንቲ አብነት ክትከውን ዝግበአ ግን በሰንኪ አቀራርበኦም የለን
@danaitsegid5311
@danaitsegid5311 3 ай бұрын
Yes haki betami Xbuk hasab
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ወረ ሃላይ ዝኾነ ሕቶ ውን ኔርዎ ክትምርዓውኒ ኢሉ ምሰ ሓተታ ብውሽጠ ጌራቶ እታቀልዓ እምበር ብጣዕሚ ኢያ ሰምቢዳ ።
@mussieberhane4858
@mussieberhane4858 2 ай бұрын
@@semharkahsay1946 እታ ህጻን ጋዜጠኛ እንተ ትኸውን ወይ ሓታቲት እንተ ትኸውን ክልቲኦም ውን ንሕቶአ ክምልሱ ብቑዓት ኣይኮኑን አብ ገጻ ዝንበብ ዕቱብነት ተአማንነት እተመንጭዎ ሓሳባት መዳርግቲ የብሉን ። ብሳሓቕን ብጣቒዒትን ግን ድኻሞም ይሽፍንዎ ኔሮም ካልእ ከኣ ሓደ ስነ ጥበባዊ አብ ኩሉ ጥበብ አለዎ ማለት ኣይኮነን ገለ አብ ደርፊ ገለ አብ ግጥሚ ገለ አብ ድራማን አብ ተዋስኦን አብ ዝተፈላለዩ ጥበባት ተውህቦ ክህልዎ ይኽእል አብዚ ግን ትማሊ ተዋሳእቲ ዝነበሩ ሎሚ ጋዜጠኛታት ኮይኖም ትርእዮም እሞ ብዙሕ ሃጓፋት ከኣ ትዕዘብ ብዝኾነ ግን እቶም ህጻውንቲ ዘቕርብዎም ዘለዉ ብብልሓቶምን አተሓሳስበኦምን ተአማንነቶምን ኪኖ ዓቕሚ ቶም ጋዜጠኛታት ዝኸይድ ሙዃኑ ይረአየካ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
@@mussieberhane4858 ጽቡቅ ኣለኻ እቲ ቀንዲ ሽግር ኮይኑ ዘሎ ሰብ ኣብ ዘዘይበትኡ ይሱኳዕ ሞ ኩሉ ባዶ ይኸውን ።ሰብ ኣዘዘድመዓሉ ተዝሰርሕ ኩሉ ሰናይ ምኾነ።ፍሉጣት ኢና ኢሎም ኩሉ ዝኽእልዎ ኢዩ ዝመስሎም ።
@AdiamZere
@AdiamZere 3 ай бұрын
Wow Viva Eritrea ❤💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RahelAsmelash-wp2qf
@RahelAsmelash-wp2qf 3 ай бұрын
Gal hafti shukor amelak btbebu yebiki❤❤❤❤❤❤
@solomonemhatsen4490
@solomonemhatsen4490 2 ай бұрын
ስዛዛን ጓላይ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኪ ካብ ትጅምሪ ስጋብ ናይ ስውድን ኣቃጻጽራ ሰዓት 12_20 ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ኮይኑ ኣሎ ምልእ ምሸት ይሰምዓኪ ኣለኹ ,ዕድመን ጥዕናናን ይሃብኪ ,ጽብቅ ምሸት ኣምሴ ,ሃርምኒ ሜድያ ???
@abadihadish8083
@abadihadish8083 2 ай бұрын
እሾክ ምስ ብልሓ ትፍጠር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤
@asterhabtemariam4176
@asterhabtemariam4176 3 ай бұрын
Nay weledi menfiat euu ❤❤❤
@EriTesfu
@EriTesfu 3 ай бұрын
ጌታ እየሱስ ክርስቶስ ይባርኪ ስድራ ናይ ዝያ ህጻን ዋው ተባረኩ ንዝተረፈ ህይውታ አምላክ ይሓግዝኩም አብዚ ደገ ንርዮም ህጻናት ቤተክርስቲያ ከማን ቅዳሴ ክጅምር ከሎ ደው ክብሉ አይምህርዎም ጉያ ጥራህ ቤተክርስቲያ ምካድ ከማን ጸሊናዮ አይኮነን መጸሓፍ ቅዱስ ታሪክ ክምህርዎም ነዝያ ርዮም እንተ ተማሓሩ ምእባሌ ኢዩ ዝመስሎም ቅዳሴ ሰዓት መለአክ ይውርዱ ኢዮም ህጻናት ጉያ ሓሳብካ ይስረቅ አብደገ ትናብሩ ናይ ቤተክርስትያ ስርዓተ ቅዳሴ ትርጉም ነብስኩም ፈሊጥኩ ንደቅኩም ክተፍልጡ
@TsehayYared
@TsehayYared 3 ай бұрын
Edmen tenan yhabki mkrti galey🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@lidyatesfaye2792
@lidyatesfaye2792 3 ай бұрын
Big respect to her family ❤❤
@ስብዩመክስብ
@ስብዩመክስብ 3 ай бұрын
ኣምላክ ብጥበብይ የአብኪ ዛጋለይ 2 ክፋል ግበሩላ በጃኩም ለባም ቆልኣ ያ ናይ ንአሽተይ ለባም አድመ ይሓብኪ ተክሊ ወይኒ ኩኒ ❤❤❤❤
@rahwa8035
@rahwa8035 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕናን ይሃበኪ ብጥበቡ የዕቤኪ
@adhanettekle
@adhanettekle 3 ай бұрын
Habibite edmeni tenani yhebeka fetari ❤️🙏🏽😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@YonasShaishay
@YonasShaishay 3 ай бұрын
asey xbkti btbebu yebiki fetari soli Shucor sdrea kea btaemi nfat sdrabeyt ferexamakum keriekum bal mulue tesfa eye❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ወለዲ ክብሪ ይሃብኩም ክትምስገኑ ይግባኩም። 52:18 ምቅርቲ የዕቢኪ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ዛ ጋለይ። መጻኢት ኤርትራ ትራየካ።
@trhaskubrom-qz5rs
@trhaskubrom-qz5rs 3 ай бұрын
Aseyy mqrti qolia 🫶🏻🙏🏻sdria ka btami nufuat menfesawi tmhrwa ,🙏🏻
@kisanet4715
@kisanet4715 3 ай бұрын
አዋይ ሕቶኹም 000000 ዜሮ ዜሮ እንታይ ዓይነት ኢኹም መስክነይቲ ቆልዓ ዋእ ክእለት የብልኩም ምስ ቆልዓ ዝሕተት ደይትፈልጡ ንምንታይ ሕማቅ ትምህሩ ንቆሉዑት, ራሄል ከኣ እንታይ ዩ ክኽክክክክ ኣክፍኪ ዋእ
@Adulisawi
@Adulisawi 3 ай бұрын
ምቅርቲ🥰
@Wediereywedierey
@Wediereywedierey 3 ай бұрын
Aseyyy sosuna shikor edmen tenan yhabeley Fetari❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@selamawittsefamicael3122
@selamawittsefamicael3122 3 ай бұрын
Welcome deki erei shikorinatat ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯✅✅✅✅
@YohanaYohana-dg8qz
@YohanaYohana-dg8qz 3 ай бұрын
Nefeti zahabeteyy meqerti edmen teinanen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mogoseyekaselama9775
@mogoseyekaselama9775 2 ай бұрын
ብራቦ ሱሳና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@TekhaHajjai
@TekhaHajjai 3 ай бұрын
Hdmona nebarit btekrbwo medebat btaemi mesati zhkone. Btaemi tsbuk kemu wun nsosi edmen tenan yhabki fetari ❤❤
@HassenAbdu-tp1vr
@HassenAbdu-tp1vr 2 ай бұрын
Aseyyy mkerti ftret admen tana n yhabiki nay behaki kea sdrea kbri yehabam
@temesgengoyta4278
@temesgengoyta4278 3 ай бұрын
Adimen tianan yihbik fetar❤❤❤❤❤
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 253 МЛН
АЗАРТНИК 4 |СЕЗОН 3 Серия
30:50
Inter Production
Рет қаралды 1,1 МЛН
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
ጽንብል ዕለተ ልደት - ሊድያ በረኸት [Full Video]
1:23:35
New Eitrean Show እዚ እዩ ጸጋ ዝበሃል #neshneshtv @neshnesh_show
26:20
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 43 М.
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17