ኣሉዳ ቑ1 - ምድሓን ጉዕዞ ካብ ጋሽ ባርካ ባረንቱ ናብ መቐለ ኦርቶ-ፊዝዮቴራፒ

  Рет қаралды 35,804

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

ተወላዲት ብሄር ኩናማ ዝኾነት ኤርትራዊት ሓፍትና ኣሉዳ ብሰንኪ ኣካላዊ መጉዳእቲ ዘይንቀሳቀስ ወዳ ን2 ወርሒ ሕክምና ኦርቶ-ፊዝዮቴራፒ ምስተኸታተለት ተስፋ ምድሓን ውላዳ ሰኒቓ ኣላ ግን ድማ ፋይናንሳዊ ፀገም ስለዘጋጠማ ክትሕጉዙ እትደልዩ ኣሕዋትና ብ251966296733 ክትረኽቡዋ ከምትኽእሉ ክንሕብር ንፎቱ።

Пікірлер: 292
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 5 жыл бұрын
መምህር ንፉዕ ጠበቃ ድኩማት ብጣዕሚ ተሓጊሰ ካብ ኤርትራ እየ።
@user-th4oe9mj8j
@user-th4oe9mj8j 5 жыл бұрын
ናይ ዘመንና ብሩክ ተረኪብካ ኣምላክ ንዓካን ንስራካን ኣምላክ ይባርካ
@desbeleykealo1827
@desbeleykealo1827 5 жыл бұрын
ሃዋርያ ሰላም ዶ'ክብከካ! ካብ ሰማይ ናብ ምድሪ ጎይታ ዝሰደደካ ኣቦ ክትከዉን ነቶም ድኽማት ኣሕዋትካ ዓይኒ ክትከዉን ነቶም ድኽማት ኣቦታትካ እግሪ ክትከዉን ነቶን ድኽማት ኣዴታትካ ማልሓስ ክትኮዉን ነቶም ድኽማት ጎሪቤት ኣሕዋትካ እንታይ እሞ ክምላካ ምግለጺ ሲኢነልካ መዋዳርርቲ ዘይምልካ ጎይታ ይኽፈልካ ከም ኢድካ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ፈጣሪ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ። Eri & tigra love i never forget!
@endehaftekeros4647
@endehaftekeros4647 5 жыл бұрын
አይ አነስ ደው ኢለ እናኸድኹስ አምላከይ ያማረር ከመይ ዝበልኩ ሰነፍ እየ😢😢😢
@wedigash
@wedigash 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ🙏🏽🙏🏽አታ እዚ ሰብ እዚ ካብ ሰማይ ድዩ ነጢቡ🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@عبدهعبدالله-ب1ل
@عبدهعبدالله-ب1ل 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ቀፅለሉ ነቲ ቆልዓ ውን ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ አምላክ
@lamlamhgoos5671
@lamlamhgoos5671 5 жыл бұрын
መምህር ዕደመን ጥዕናን ያሀብካ ነዚ ቀልዐ ካአ እግዛብሄር እምሐረ
@qudusegziabher4338
@qudusegziabher4338 5 жыл бұрын
መምህረይ እንኳዕ ድሓን መጻእካ የኔ መልካም ኣደይ ማርያም ጽላላ ተንብረልካ ንሓውናውን አምላከ ቅዱሳን ምሕረት የውርደሉ ኣይዞካ መምህረይ ቀጽሎ አብ ጎንካ አሎና ክሳዕ ዘለናዮ የኛ እንቁ ❤ ንመላእ ህዝቢ ኢትዮጵያ ክኣ ጽንዓት ይሃብኩ አምላክ ሰላምን ፍቅርን ሓድነትን የውርደልና 🙏
@ለምለምራያ-ሐ6ኘ
@ለምለምራያ-ሐ6ኘ 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉየ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ሓፍትና ወዲኺ እግዚአብሄር ኣምላክ ሙሉእ ፍፁም ገብሩ ይመሓረልኪ ወሃብቲ እግዚአብሄር ይሃብኩም 🙏🙏🙏
@betielchannel4995
@betielchannel4995 5 жыл бұрын
ኣየ ጸግፊ ፈጥር እሞ መደያይቦ ከኣ ይገብር ይበሃል ኣምላክ ይሓግዝኩም ዞም የሕዋተይ ኣጆኩም ትግራወት የሕዋትና
@life-hv5fi
@life-hv5fi 5 жыл бұрын
ብሩሒ ዓንክ ሓቢቢ....ሰማያዊ ኣምላክ ከም መሓዙትካ ክትጎይዪ ምሕረቱ ይልኣኸልካ። ሙሉአይ ናይቶም ፅጉማት ፀሎት ሓፍ የብልካ ዝሓወይ።
@mulugaltgray7848
@mulugaltgray7848 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ መምህር መለ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@salmantvsalman3573
@salmantvsalman3573 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ከምቲ ቅንዕናካ ቁንዑ ኢካ ረቢ ይሓግዝካ ክብር ሓው።
@kesetegeresus5249
@kesetegeresus5249 5 жыл бұрын
Memherey love you so much ❤❤❤❤❤🇪🇷
@tesfubrhane171
@tesfubrhane171 5 жыл бұрын
ሰብ ኣሎ ኣብ ሕልና ክብረት የሃበልና መምህርር ሰብ ኣሎ ኣታ ኣብ ሕልና ዝነብር ። ኩሉ ንክርእዮ ( ሳብስክራይብ ) ንህጻን ከኣ ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ /ኣብ ሃገርና ክብረት ዘይረከብና /ኣብ ጎረቤት ሃገርና ከድና ክብረት ንረክበሉ ፉሉይ ዘበን እዩ ኣምላክ ምሉእ ጥዕና የሃብኩም ተሳተፍቲ እዚ መደብ
@rrdfgdeee9364
@rrdfgdeee9364 5 жыл бұрын
c
@ritagebrezihar6841
@ritagebrezihar6841 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ንፉዕ ፃዕዳ ይፅናሕኻ እግዚአብሔር ይሓግዝኺ ዕድመ ማቱሳላ ይሃብካ
@ራህዋራህዋ-ዀ6ከ
@ራህዋራህዋ-ዀ6ከ 5 жыл бұрын
ሓፍተይ ናተይ አምላክ ይሓግዝኪ ምሕረት ይውርደሉ ን ወድኪ ካዓ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 5 жыл бұрын
መግለፂ ሲኢነልካ ሙሉ ሐወይ መሊኡ ምሕረት የዉርደልካ ዝወደይ
@አሱሓፍቲአማንኃልኣፅቢወን
@አሱሓፍቲአማንኃልኣፅቢወን 5 жыл бұрын
ምሕረት የውርድልካ ንመምህር ሙሉ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-zg4vv5gw7b
@user-zg4vv5gw7b 5 жыл бұрын
ምምህሪ ምሉ ሐወይ አብ፡መንግዲካ ኩሉ ጻዕዳ ይጺናሐካ
@SaraSara-cp2im
@SaraSara-cp2im 5 жыл бұрын
Ahhh shekor tenaka ymeleselka
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል 5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ልኡል ፈጣሪ ዝወደይ መምህር ሓውና እውን እግዚኣቢሄር ጸጉይ የብዝሓልካ ምሳካ ይኩን እውን
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 5 жыл бұрын
Memher kenenthen ayeto Egzabher bethen yebarek mehret yewurdelu
@danitigray6813
@danitigray6813 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣከሉ መምህር ሙሉ ንስካ ሰብኣዊነት ተሰሚዑካ እትገብሮ ዘለካ ስራሕ እግዚአብሔር ካብ ኩፍእ ይሓሊካ እንተ ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ኣሕዋትና ግን ብሞት ጄኔራላት ኣያታትና ክሕጎሱን ክስሕቑን ክፀርፉናን ይውዕሉ ኣለው
@delayeselam5726
@delayeselam5726 5 жыл бұрын
Amlak yebarekeka Beruk behaki
@sarah-oq9yh
@sarah-oq9yh 5 жыл бұрын
fetare yemsegen 🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷
@ሃገረትግራይእየዝደሊ
@ሃገረትግራይእየዝደሊ 5 жыл бұрын
ንሓውና መምህር ሙሉእ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:: መምህር ሙሉእ ንትገብሮ ዘለኻ ብሩኽ ተግባር ካብ ኣምላኽ ርኸቦ:: ንወዲ ሓፍትና ኸዓ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ::
@Kidu2022fish
@Kidu2022fish 5 жыл бұрын
ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልካ መምህር ፡ንዚ ህጻን ቆልዓ ድማ ኣምላክ ሙሉአ ምሕረት የዉርደሉ።
@sarad925
@sarad925 5 жыл бұрын
መጀመሪያ ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ነቲ ቆልዓ ፈጣሪ ምሕረት የዉርደሉ አንቱም ገሌኹም ትጻረፉ ንሕና ኤርትራዊያን ንዓና ካብ ኩሉ ዝቀረበ ጎረቤትና ን የሕዋትናን ተጋሩ እዬም
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
ትክክል!! ፍቕርናን ሓድነትናን ልኡል ፈጣሪ የብዘሐልና።
@maregmulu8642
@maregmulu8642 5 жыл бұрын
ከምዚ ዝበለ ኤርትራውን ትግራዋይን ኣይተውርለደን ማለተይ መም መምህር we love u
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ
@ኢትዮጵያኣአዳዋናብአግዚኣ 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ሙሉ አ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ
@Aman-uv7zi
@Aman-uv7zi 5 жыл бұрын
ሰላም ታ ኣይረሳዕኩን ሙሉ ሓወይ ከመይ ከ ኣለካ ጸጋ ጥዕናካ በዚ ትገብሮ ዘለካ በጣዕሚ ከይ መስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን አየ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ድማ ሙሉአ ጥዕና ይምነየልካ ኣንበሳ ናይ በሓቂ፡
@johnj-il2um
@johnj-il2um 5 жыл бұрын
መጀመርያ ንሓውና ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ መምህረይ ሙሉ ድማ ትገብሮ ዘለኻ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሕዋተይ ተጋሩ ድማ ብሞት ጀጋኑና ሓዘና መግለጺ የብሉን ኣምላኽ ድማ ኣብ ገነቱ የብሮም ነቶም ሓደ ክልተ ሕልና ዘይብሎም ሪኢኽም ኣይትቀየምና ንቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዘሎ ህዝቢ ረኣዩ ሰበይትስ ወዲ ሓሙታ ዘይወዳ ይመስላ እዩ ነገሩ ካብ ኤርትራዊ ሕውኹም የ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና። እቲ ዝበዝሕ ነገር እዩ ዝረአሞ ኩላትና ደቂ ሓደ ልቢ ኢና።
@meharikfle4087
@meharikfle4087 5 жыл бұрын
ጎይተሰ ምሕረቱ የውርደልካ ወደይ
@tesfatv4676
@tesfatv4676 5 жыл бұрын
ሙሉ ሓወይ ብሓቂ ብሓይሊ ኣምላኽ ጹኑዕ የርግጽካ ኣብ እትኸዶ ጻዕዳ ርገጽ
@ሄቨናሂወተይ
@ሄቨናሂወተይ 5 жыл бұрын
I love you brother
@rozaa33m9
@rozaa33m9 5 жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኻ መምህረይ ኣብ ስራሕኻ ኣሳልጦ ንሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ
@yonasmichael2889
@yonasmichael2889 5 жыл бұрын
Amlake Israel bri nabelka kthgos tsega bereketu ayfelka netom senai tegbar bnuwat moral zhguzu mulue bereket yhabkumb zterfna ke Nezi senai tegbar knsabo hayli kab fetari ayfeleyena (Senai tegbar mgbar wshtawi agabet eyu Emo keyemltna) 🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
@ዓሰብባጽዕኤርትራ
@ዓሰብባጽዕኤርትራ 5 жыл бұрын
ምሕረት ይኣዝዝ
@abebachanal1036
@abebachanal1036 5 жыл бұрын
ሙሉ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አጆኪ ሓፍትና ድማ ፈጣሪ ምሕረት የወርደሉ ። አብዚይ ኮሜንት ሕማቅ ንፅሕፍ ዘለና ንጠንቅቅ ነስተውዕል ፅቡቅ ስራሕ ንባዕልትና ሕማቅ ስራሕ ጉድአቱን ጥቅሙን ንባዕልና እዩ አሽንባያዶ ኤርትራውያ ንን ተጋሩን ብባህሊ ብቋንቋ ሓደ ዝኮና ማነኛው ሰብ እውን ሰብ እዩ ከማና ነስተውዕል
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
ፅቡቕ ምኽሪ እዩ ቀፅልሉ ሓፍትና።
@haileokbazghi1537
@haileokbazghi1537 5 жыл бұрын
መምህር ሙሌ ብጣዕሚ ነመስገካ ካብ ኣምላክ ርክቦ ዓስብካ
@kiflomteckle5971
@kiflomteckle5971 5 жыл бұрын
Mlue mhret ygberelka hawey ❤️🙏
@הצגלבצחגןבבצ
@הצגלבצחגןבבצ 5 жыл бұрын
Memher Mulu hawna bedwka xedeaka eika mo kebri ysmeaka z hawey ajoka hadrka derbika tgbero zelka abi aberkto kab Amlak ktrekbo eika ente nhna Eritrawian ab adena zyrkbnayo kebrtn hagez hikmnan eikum tegbrluna zelkum imo yknyelna ajoka kenhgzka eina nezi wedna kea mhret hibu bselam endaxhaket nab gezea yebla meskinay hzbna😭😭😭😭😭😭😭
@shewitbrhan1953
@shewitbrhan1953 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እንኳዕ ዳሕን መጻእካ ብጣዕሚ ነመስግን ምሕረት የውርደሉ
@simonabrehale604
@simonabrehale604 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የሕወረደልካ ዝወደይ መሉ ሓወና ከኣ ዕደመ ጥዕና የሃብካ ኣምላኽ
@ማክዳዕባይገጠር
@ማክዳዕባይገጠር 5 жыл бұрын
ኣትም ሓደ ሓደ ኤርትራዉያ ኢድና ኣይትስበሩና ገበርቲ ጽቡቅኩም ኢና ነይርና ግን ብጀነራትላና ብምማቶም ግን ተሓጉሲኩም ግን ደሓን ንኩሉ መዓልቲ ኣለዎ😭😭😭🙏🙏🙏👈
@ዓሰብባጽዕኤርትራ
@ዓሰብባጽዕኤርትራ 5 жыл бұрын
ማክዳ ዕባይ ገጠር degefti hgdef yoም ደሓር ከኣ በሞት ህዝቦም ዘይደገጹስ ብጀናራላትኩም ካብ መዓኮር ጥዑም ጨና የለን
@loveumam5734
@loveumam5734 5 жыл бұрын
Zkeberki Makda habtey kemti bzhna bzuh bahryat eyu zelena slezi bmot tegaru jeneralat ztehagosu entehalyom tegagyom egziabher amlak mhret yewrdelom nmeweti jeneralat mengste semay yewarsom nsdrabetomn hzbi tgrayn kea xniat yhabkum
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 5 жыл бұрын
እቶም ብሞትኩም ታሓጉሶም ትብልዮም ኤርትራውያን ነቶም ብሞት ኤርትራውያን ዝሕጎሱ ከም ባዓል ጓል ዓድዋ ሕነ ንምፍዳይ እዩ ዝኸውን እንተ እቲ ሰብ ጽቡቕኩም ኢና ኔርና ዝበልክዮ ግን ነቲ ኤርትራውያን ዝገበርናልኩም ጽቡቅ 1% እውን ኣይበጻሕኩሞን ዘለኹም ትግራይ ብምልእታ ኣብ ሓማሴን ከምዝዓበየት ኣይትረስዒ
@bariatventertainment657
@bariatventertainment657 5 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ ኤርትራዊ ምሽ ብሞት ተጋሩ ብካልእ ንሕጎስ ኣይኮናን እዞም ትብሎም ዘለካ ካብቶም ረያሱ ህግደፍ ዝብሃሉ ዮም
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል
@ኤልሻዳይኢካኩሉትክእል 5 жыл бұрын
ኩልና ኣይኮናን ሓደ ኣይኮነን ኣብ ሃገር ሙሉእ ካብ ሓንቲ ኣደ ዝወጹ ኣውን ሓደ ኣይኮኑን ስለዚ ሕማቅኩም ሕማቅና ጽቡቅኩም ጽቡቅና እዩ እዩ ዞም ኣሕዋተይ
@hanokfisahaye7097
@hanokfisahaye7097 4 жыл бұрын
Agzabher Amlak Mhretu YEWRDELU
@abrahalegebretsadik6285
@abrahalegebretsadik6285 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደሉ መምህር ሓውና ድማ ኣምላኽ ናይ ኣግልጉሎት ዘበንካ ይባርኸልካ
@banaappbanaapp828
@banaappbanaapp828 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ ዓቢ ሰብ ሓው ዉጻዓት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነዚ ህጻን ድማ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ
@tigereritrawi2928
@tigereritrawi2928 5 жыл бұрын
ክብሪ ይሃብኩም እንኳዕ ትግራዋይ ኮንኩ ኣጆኹም ትዕቢት ጉሒፍና ትሑታት ንኹን
@ኤርትራዊእዩመንነተይ
@ኤርትራዊእዩመንነተይ 5 жыл бұрын
Enka tezarabi tigrina konku bel ertrawi ente koynka tugraway n AB tigray zrkebu tezarebti tigrarna eyu zmelket ertrawi tigrina dma hamasenay eyu zbehal
@tigereritrawi2928
@tigereritrawi2928 5 жыл бұрын
@@ኤርትራዊእዩመንነተይ ወዲ ሰራየ ኢየሞ። ኣነ ትግራዋይ ኢየ እንተበልኩስ ንመንዩ ዝጽግሞ ?
@ኤርትራዊእዩመንነተይ
@ኤርትራዊእዩመንነተይ 5 жыл бұрын
@@tigereritrawi2928 emo ezi endyu eti eshnetka seraye, anseba, logo, tigre, blen, asawrtan akal nay hamasien eyom akologuzay, erop, saho, afar, agew, raya dma akal tigray eyom ezi kbel enkoloku keredaka zdelyo neger ente halyu bgega kanka mennet nay deki sebat koynu ayfelten eyu mknyatu kedem gzia hade ngsnet ab hade kebabi ente tefetiru eti ngsnet neti ab kebabiu zolo hbrete seb bahlun lmdun ena mharo eyu zkeyed n abnet ezom lomi hamasien tebahilom zsewu zolowu kdmi 3000 ametat AB Yemen b kab himer tebahilom zsfltu hbrete seb ngsnet sheiba zbehal abi sltane zneborom tewesaki wen bngdi ab alem kabtom tewadaderti zneberu hbrete seb eyom nerom kabti gzia athizom dma gele kfal natom gzeatom nkesfahfuhu nab mdri habesha weridom ab mdri habesha dma kabzi lomi ertra tebahilu zsewa zolo athizom ksab tigrayn ademharan tebahilu zsewa zolo bota ygezu nerom abzi lomi tegaru tebahilom AB mdri tigray znebru zolowu kedem gn kem agow zfletu znebru ezom lomi amhara zbehalu gn kedem b oromon gele kfal nay kmantin afarn ezom lomi ab eritra zkmetu tegaru deki akologuzay gn kedem b afarn sahon wey dma erop zfletu znebru hbrete seb geziomom bahlomn kankuom mihirom ezi kbel koloku kanka geez maletey eye slezi kulom ezom zbleka zoloku geez sle ztezarebu hade mennet alona malet aykonen mknyatu kanka geez Yemen mobokol zolowo nay gezati kanka ember nayzom lomi zzarebwo zolowu ab tigrayn ademharan zolowu degemti nay ti kanka aykonen ezi kbel enkoloku gn turgum hamsien tigrawayin keredaka ele eye ember sle zrehaku aykonkun welidnan tewalidna sle zkona deki gaulna eyom
@tigereritrawi2928
@tigereritrawi2928 5 жыл бұрын
@@ኤርትራዊእዩመንነተይ የቐንየለይ ፡ንግስነት ኣኽሱም ኣበይ ይበጽሕ ከምዝነበረ ትፈልጦ ኣይመስለንን እዚዩ ድማ ከም ፈላጣት ገሩ ንድሕሪት ዝዶቕሰና ዘሎ።ንትግርኛ ዘባኣስዎ ጣልያንን ሚኒሊክን ብሽርሒ ዝፈጠርዎ ኢልካ ከይትገላገልሲ ኮለል።ሳሆ ካብ ግእዝ ናብ ላቲን እንታይ ኣዝለሎ ዶስ ባዕዲ ይናፍቑ ኢዮም ፧ * መግዛእታዊ ወራራት ድሕሪ ውድቀት ንግስነት ኣኽሱም ከፊእዎም ናብ ከበሳታት ትግራይ ዝደየበ ህዝብና ሎሚ ኣብ ተምቤን ዓድዋ,፡ ሽረ፡ ሰራየ፡ሓማሴን፡ኣከለ፡ሰንሒት,,,,,፡ኣሎ ካርቱም እኳ ብምንታይ ሽም ከምዝወጻስ ምስተረደኣካ ዮናስ ። ኣምላኽ ሓደ ገሩ ዝፈጠሮ ሰብ ዓቕሚ የብሉን ።ጣልያን ዝሸነሉ ርእሲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክብል ይነብር ድዮም ዝበሉ ኣግኣዝያን ደው የብሎም መንነትና ዘፍለጡና
@roxyjones9081
@roxyjones9081 5 жыл бұрын
GBU brother mehra yawred
@حقصحقص-و4ص
@حقصحقص-و4ص 5 жыл бұрын
ኡውዩ ከምዚ ዝበለ ሰብሰ ኣበያ ያረከብ ።ኡፍፍፍፍፍ ብኡነተ ዕዳመን ጥዕና ያሃብካ።
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 5 жыл бұрын
መም/ር ኣቦ ድካታት እድመን ጥእናን ይሃብካ፡ ነዚ ቆልዓ ካ እግዝኣቢርሄ ምሕረት የውርደሉ።
@helenrussom1320
@helenrussom1320 5 жыл бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ እድመን ትናን ይሃብካ መምህር ንወድና ከኣ ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ
@teweldebeyene2751
@teweldebeyene2751 5 жыл бұрын
Amlak mulu mehrat yegbarlu amen amen amen ato mulu hawey ke edman tenan yehabk amlak bruk zeri eki neska
@habtomgrmay8631
@habtomgrmay8631 5 жыл бұрын
Ezgabher amelak xeguo ybzhalka hawna. nhabtni kei mulu mhret ygberelki fetari mes wediki
@አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ
@አቲጊዜቶሎቶሎሕለፊ 5 жыл бұрын
ሙሉ ምሕረት ይለአኸሉ ማዓረይ
@edangrmay7189
@edangrmay7189 5 жыл бұрын
egzabher amlak edmen tenan yhabka mes mulue sedraka ajoki haftey mehretu yewrdelka zwedey
@ኣዶኤፍሬም
@ኣዶኤፍሬም 5 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደልኻ እዚ ወደይ ሙሉ ሓወይ እግዛኣብሔር ይሓልዉኻ ዝያደይ
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 5 жыл бұрын
Waaw Mulu hawey wedi kedesti wedi wedesti wedi Agazyan bezey aflalay ni kulu zihigiz tegrway tigray tigrini edmen tinan yehabka.🙏🙏🙏 Kab haftika Eritrawit❤ Agzyan
@እግዚኣብሄርፍቅርነው-ጨ6ቀ
@እግዚኣብሄርፍቅርነው-ጨ6ቀ 5 жыл бұрын
ዝብሎ የብለይን ንመምህር ሙሉ ዘከውን ቃላት ይሓፅረኒ እዩ።ግን እግዚአብሔር ናብ ዝሓሰብካዮ የብራህረሀልካ።ንቶም ኣካለ ጉድኣት እውን ምሕረት የውርዶሎም።
@Dreambig1173
@Dreambig1173 5 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ መምህር ምሉእ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራሕ
@user-el6mn1yu2d
@user-el6mn1yu2d 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ናይዚ ውሻጠና መደብሸተቅርብ፣ ሓውና ብልቢ የ ዘድንቀቀካ። ኣብ ኩሉ እትገብሮ፣ ጸግዒ ናይ ጽጉማት ብምኳንካ ካብ ሰብ ዘይኮነበካብ እግዚኣቢሄር ግን ዓቢ ዓስቢ ኣለካ ። ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ፣ ነዞም ጽጉማት ኣሕዋትና ድማ እግዚኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይርኣዮም። ምሉእ ምሕረት ይግበረሎም። ሓውኻ ካብ ኤርትራ እየ።
@betielchannel4995
@betielchannel4995 5 жыл бұрын
ሓቢርና እንሰርሓሉን ስነ ምግባር ሰብኣውነትን እንፈጥረሉ ርሑቅ ኣይክከዉንን ዩ ኣጆኩም
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 5 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና።
@tsegabwerede2317
@tsegabwerede2317 5 жыл бұрын
Egzabiher amlak mulu mhret ygberlka zhawey Memhrey edmen tinan yhabka fetari
@helendesta3180
@helendesta3180 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይሐግዝኪ ምህረት የውርደልኪ
@gualeri5361
@gualeri5361 5 жыл бұрын
Memhr hawna btgebro deleka amlak tsegue yebzahalka ember nhna eritrean,s wshatena deynfelt kntsaref ena nwiel hatna ka mulue mhret yewrdelu egziabiher amlak tegaru yehwatna ajokum ab gonukum alena
@yoniert6266
@yoniert6266 5 жыл бұрын
Habtam nay helena eka amlak mehretu yewrdelu
@hadaseritrean8592
@hadaseritrean8592 5 жыл бұрын
Amlak aboy nxgumat reai .muliye bal mulu hlna
@melatg6907
@melatg6907 5 жыл бұрын
Igzieabear yebarka Memher Mulu🙏🙏💛💛💛💛💛💛💛.
@abetumaregn3443
@abetumaregn3443 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን በእውነት መምህር ሙሉ ሐውና እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሐልካ ቅዱስ ሐውና ሐፍትና አይዞኪ እግዚአብሔር ጨርሶ ይምሐረልኪ ወድኪ ምንም አይስአኖይ እግዚአብሔር
@werefddtt7597
@werefddtt7597 5 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓውና
@wedigash1917
@wedigash1917 5 жыл бұрын
Thanks hawuna kaba hizibi tigeray
@danatube2544
@danatube2544 5 жыл бұрын
ብሓቂ ሰብ ኣሎ ኣብ ሕልና ዉዕለትካ ብዙሕ 'ዩ መምህረይ
@tesfahansalem4347
@tesfahansalem4347 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ወደይ መዓረይ መምህር ሙሉእ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@rshanrshan2161
@rshanrshan2161 5 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ እንካዕ ዳሓን መፃካ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ ዘሓወይ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 5 жыл бұрын
ተባረኽ መምህረይ
@asadiabrsha942
@asadiabrsha942 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@gigimimi105
@gigimimi105 5 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመንሲ እቶም ዲስ ላይክ ዝገብሩ ርኩሳት እዩም ሰብ ንምርዳኣ ሰብ ምኳን እኩልእዩ
@rufutatesfay5925
@rufutatesfay5925 5 жыл бұрын
anes yidntsiweni alo kemey zibelu hilina albo eyom
@tesfaalemfrezgi8699
@tesfaalemfrezgi8699 5 жыл бұрын
Aythazelom ab kulo agetami 2 antsar alewu. Nay amlak sirah ktigber seytanin seabtun hirir yiblu nay seytan sirah zserih tereayu kea etom nay amlakin amlakin yhazinu seytanin seabitun kea ydsetu
@sami891
@sami891 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕብን ስራሕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ መም ምሉእ ነቲ ህጻን ከኣ ምሉእ ምሕረት የውርደሉ ኣምላኽ።
@kalebali838
@kalebali838 5 жыл бұрын
Thanx so much enqa natna koinkum hawkum kab eri
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 5 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉ ሙሉ ሓውና ንበረልና።
@kedestites5155
@kedestites5155 5 жыл бұрын
Memher egziabher amlak agelgelotka yebarek betkan weludkan yebarek
@lula6220
@lula6220 5 жыл бұрын
ምሕሩት የውርደልካ ም/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abrhamteklit5265
@abrhamteklit5265 5 жыл бұрын
Memhr mulu Hawey bezi tgebro zeleka srah betaami tsubup desezebleu eu ezgabihier edmen tanan yihabka
@menbarbemlaeyuabalem9984
@menbarbemlaeyuabalem9984 5 жыл бұрын
Mehert yewerdelka memher ka amlak edmen tenan yhabka
@user-eh5iv3jq8p
@user-eh5iv3jq8p 5 жыл бұрын
እግዚአብሄር ይምሀርካ ምሉእ ምህረት የውርደልካ ሙለየ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@mhretgoitom8493
@mhretgoitom8493 5 жыл бұрын
Egzabhir amlak mhret yewirdelu haftey
@abiiiiii2727
@abiiiiii2727 5 жыл бұрын
መምህረይ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ለባመይ እግዛብሄር ዓስብካ ይክፈለካ ሩሁሩህ እግዛብሄር ምህረቱ ይለኣከሉ
@ሶሊታፈቃርሂዋን
@ሶሊታፈቃርሂዋን 5 жыл бұрын
እውይ መ/ር ሙሊተይ እግዚኣብሔር ዓስብኻ ይፍደኻ ሓፍትና ከኣ ኣጆኺ ፈጣሪ ኣሎ ክሓውየልኪ🙏🙏🙏 እዩ::
@johngebrehiwet8953
@johngebrehiwet8953 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓወይ
@soloare4855
@soloare4855 5 жыл бұрын
Fetari mhretu yazizelu
@Wegawi_8
@Wegawi_8 5 жыл бұрын
Mule etay ele emo kemesgneka eye. Fetari edmen tena yhabka🙏🙏💗👈
@እናቴህይወቴኣባቴኩራቴ
@እናቴህይወቴኣባቴኩራቴ 5 жыл бұрын
Memhrey mearey egziabhier baelu ykfelka
@abrahamtewolde04
@abrahamtewolde04 5 жыл бұрын
Nay behaki sim yimerih tiuwaf yebirih kibehals leka haki kemzi natka misterekbe eyu mulu hawina kino eti bidege zigiber hagez natka minkisikas eyu eti zibeletse sirah dekime keybelka alyet meninet edme tsota keyfeleka kemzi tebegiso bimiwsadka keyednekuka kihalif aydelin milue awet tiena asalito dima yimineyelka brvooooooooo keep it up man .
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 5 жыл бұрын
አቱም ዲስ ላይክ ትገብሩ ኢድኩም ትቆረፅ መ/ር ሙሉ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@dnglmaryameyxlaley8631
@dnglmaryameyxlaley8631 5 жыл бұрын
Egzabiher amlak mhret yewurdelka zwedey memhr mulu hawey dma egzabiher xegau yebzhalka 🙏
@mihretaragay8080
@mihretaragay8080 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይውርደልካ ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰናአይ ትምኒተይ እዩ።
@tseqaygoeay6871
@tseqaygoeay6871 5 жыл бұрын
እግዛእብሄር ይምሓሮ እምላክ
@berakibeyene9004
@berakibeyene9004 5 жыл бұрын
Ata eska luek egzieabiher amlak eka
@burhanabraham2610
@burhanabraham2610 5 жыл бұрын
ሓፍተይ ምዓረይ ምሕረት የውርደሉ
@lelegaltgrayasli8777
@lelegaltgrayasli8777 5 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይውረድሉ መምህር ሙሉ ክብ እግዚአብሔር ርክቦ አንብር እንታይ ክንብል ክይንና
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 5 жыл бұрын
Amlak mhretu yewrdelka memhr muluye edmen tenan yhabka
@muzitgrmay3430
@muzitgrmay3430 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ዓስብኻ ይሃብካ ብሩኽ ሓው ንዝተጸገሙ ኣምላኽ ይምሓሮም
/በስንቱ/ Besintu EP 53 "ፊውቸሩ"
26:10
ebstv worldwide
Рет қаралды 62 М.
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 49 МЛН
Girl, dig gently, or it will leak out soon.#funny #cute #comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 34 МЛН
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
SHAPALAQ 6 серия / 3 часть #aminkavitaminka #aminak #aminokka #расулшоу
00:59
Аминка Витаминка
Рет қаралды 244 М.
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 49 МЛН