ዓመታት ኣብ ስደት ከርተት እናበልኩ ዘይርድኡለይ😓2ተ ኣሕዋትኪ ኣምርዕዊ ኢሎምኒ ኣብ ውሳነ በፂሐ

  Рет қаралды 1,711

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 52
@Salim-j6z
@Salim-j6z Күн бұрын
ሰራሕ ረአያለይ ኣሕዋተይ ኣብ ድሕሪ ዘለክ 6 ተወርሒ ኮፍ ኢለ ብጭንቀት ክሞት ኢለ😢😢😢 ብኪዳነ ምህረት ሰም ከይትሓልፈኒ ብዝኮነ ይኩን
@dgdffvryfgh4483
@dgdffvryfgh4483 Күн бұрын
ሪያድ ተኮይንኪ ሰራሕ አሎ
@GormanhGormanh6789
@GormanhGormanh6789 15 сағат бұрын
የቀንየለይ እዞም ይሕዋተይ ብጣዕሚ የመስግን ኣብየዋ ምቅርቲ ተገድስክ ስለ ዝሰራሕክለይ የቅንየለይ እዛ ናተይ❤❤
@Selam-zi8qy
@Selam-zi8qy Күн бұрын
ጅግና ባ ሓፍተይ ሓዚማ ቅርሸኪ ፅባሕ ታይ ገይርክልና ክብልኩ እዮም ናይሰብነገር😢
@sarayan525
@sarayan525 Күн бұрын
ዉሳነኺ ፅቡቕ እዩ ጠንኪርኪ ገዛኺ ስርሒ ዝሓፍተይ አብ ዓዲ ዘሎ ኩሉ ምንም ናትና ድካም አይቆፅሩዎን ከም ገለ ኢልኪ እንተከይድኺ ካልእ እዩ ዝፀንሐኪ ስለዚ በዚ ጀሚርክዮ ዘለኺ ቀፅሊ ዋላ ሓንቲ ጌጋ የብልክን ❤❤❤❤❤❤አጆኺ /አጆና ዝያዳይ
@merimeri278
@merimeri278 Күн бұрын
ሓንቲ ጓል ሓፍቶቦይ ነይራሲ 7 ዓመት ገይራ ኣሕዋታ ኣመርዕያ ምሽዋራት በቃ ዝበዝሕ ንሰብ እዩ ነይሩ ካብኡ ንግዚኡ ሳላኣ እዛ ቆልዓ በሊዕና ኣጥፊእናያ ይብሉ ዓዲ ምስከደት ግን ሕቡእ ስብኣይ ነይርኪ ይኾን እምበር ዝኩሉ ዓመት ሰሪሕክስ ኣበይ ኣእቲክዮ ኣብ ስዑዲ ሰሰሪሐን ንስብኣይ እየን ዝቅልባሉ እዩ ዝበሃል ኢሎምዋ ንብለኪ እና እንተዘይብልካ ማንም ኣይፈትወካን ንግዚኡ እዮም ጨካን ጠማዕ ክብሉኪ እዮም ደሓር ግን ከክብሩኪ እዮም በተለይ ኣወዳት እንተኮይኖም እቶም ዝምርዓዉ ኣሕዋትኪ ከይትሰድሎም
@JrddHgfc
@JrddHgfc Күн бұрын
ጀግና ገዛኪ ሰራሕ ዝሓፍተይ❤😢😢
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و Күн бұрын
ዓዲ ዘለዉ ኩለም ሓደ እየም ኣይ ርደኣምን😢
@Abi-bj8qv
@Abi-bj8qv 17 сағат бұрын
ብሓቂ😢😢😢😢
@LamlamHaqos
@LamlamHaqos 22 сағат бұрын
ጎቦዝ ቀፅልሉ ገዛኪ የሐሸኪ❤❤❤
@FtsumyouTube
@FtsumyouTube Күн бұрын
ቀደመይቲ ባዕለይ ኣብየ እንዃዕ ብሰላም መፃኪ❤
@Hiat-s2l
@Hiat-s2l Күн бұрын
ጅግና ባ እዛ ሓፍተይ💪👌😍😢😢
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs Күн бұрын
ውይ መዓረይ ሓዲኦም ወለዲ ግን 😢 ኣብየይ መቐረት ዌልካም ትፅብይ ነይረኪ ደንጊኺ ወለላይ❤
@KalabHagos-ue6wo
@KalabHagos-ue6wo Күн бұрын
ደቂ ዓደይ መዓረይ ጀማሪት እየ ዋ ደምሩኒ ከይትሓልፉኒ ክምልስ እየ 🙏🙏
@ተመሰገንኣምላክይ-ፀ9ከ
@ተመሰገንኣምላክይ-ፀ9ከ Күн бұрын
ፅቡቅ ወሳነይ ኢኪ ዉሰንኪ ማዓረይ ነንብሰኪ ኣቀደማ 😢
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ Күн бұрын
ኣቢየይ እንዃዕ ብሰላም መፃኪ❤ዛእንበይተይ🥰 ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ብመጠኒ ግበርዬ። ዋላ ኣነ ከምዚ ኮይንና እንተ ኢለምኒ ብጣዕሚ ዩ ለዋህ ውሽጠይ 🥺 ኣይጭክንን ። እና ኣቢየይ ኣነ ውን ሓሳብኪ ክትህብኒ ይደሊ ኣለኩ ። ኣነ 6ተ ዓመተይ ኣፋርቀ እንዬኩ ። እና መሬት ዳርጋ ሓደ ሚልየን ሂበ ገዚአ እየ እግዚአብሔር ይመስገን 🥰። ሰረት ውን ወዲአ እየ ።እና ናተይ ክድብድባ እየ ዝደሊ ከመይ እንዬ ቢሉኮት ሲምንታ ገለ ትፈልጥዬ ተሃልዩኪ ። ጠይቅለይ በጃኪ ዛሓፍተይ🥰 እና ጠንክርና ክንሰርሕ እግዚአብሔር ይደግፈና 😊
@ሜሪ-መ6መ
@ሜሪ-መ6መ Күн бұрын
ኣቢተይ ዌል ቃደመይቲ ባዕለይ❤🎉
@ExcitedHerculesBeetle-dd4kr
@ExcitedHerculesBeetle-dd4kr Күн бұрын
ስላም ኣቢተይ ኣነ ኣፍቅሪ ን6ዓመት ነይርነ ከባእ ቦልኩ ገይሪነ መንም ምክንይት ዝይበል ኣነ ስቅ ኣል ከብእ ሓደ ወዲ ዓደይ ንብዘሓ ዓመታት ይልመን ኣለ እሺ ዶ ከብልሰ ወል ስቅ እል ስራሕይ ከስራሕ 😢
@mohandasabod8755
@mohandasabod8755 14 сағат бұрын
ጥዑይ ተኮይኑ እሺ በልዮ
@Merhaeit_Tkabo
@Merhaeit_Tkabo 13 сағат бұрын
Ashi beluyo
@ZnabGerie
@ZnabGerie Күн бұрын
ዝሓፍተይ ክብለኪ ዝደሊይ ገንዘብኪ ኣክቢ ከይትሰድሎም በተለይ ኣብ ስዕዲ ዘለና ማዓልታዊ ደመወዝ ንክፈል እዩ ዝመስሎም ዘይምሰል መሲልና ገፅ ኣዕራብ ናራኣና ዘምፀእናዮ ገንዘብ ንደክም ኣይመስሎምን ዕድመና ወዲእና ብጭንቀት ገፅና ተባላሽና ገንዘብና ክንንስንሶ ኣይብልናን ፅባሕ ንጎሆ ቆላሕ ኢሉ ዝርእየና ሰብ የለን ትህበና ነይራ እያካስ ኣይብልናን
@tgiraylove4288
@tgiraylove4288 Күн бұрын
እወ ናይ በሓቂ 100% ለምስ ተመሂርና እና አብ መጨረሻ ኮይኑ እንበር ዘሃብካ ተሃብካዬም መህሰይና እንበር ምንም አይቅየሩን
@YedguYrdfu
@YedguYrdfu 19 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@aataat1524
@aataat1524 Күн бұрын
ንሕና ዝረከብናዮ👏😢😢😢😢
@mmaa4178
@mmaa4178 Күн бұрын
❤❤❤❤
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs Күн бұрын
ኣይተጋገኽን ተዘይብልካ ኣይብልካን ሓውካ እውን ኣይፈትወካን ተሃልዩካ ኢኻ ትኽበር ፅባሕ ሽርሙጥ ነይርኪ ክብሉኺ እምበር ዝርደአልኪ ሰብ የለን ጌራትልና ኣይብሉኽን ንባዕልኺ ኩኒ
@tgiraylove4288
@tgiraylove4288 Күн бұрын
እወ ትክክል እኪ ሓሳብኪ እቲ ዝገበርካሉ ከማን ይገደካ ማንም ዝሓዝነልካ የለን አብ ዓዲ ዘሎ ሰብ አለዋ ጥራሕ እዩ ዝብል
@SaidAmin-z5o
@SaidAmin-z5o 3 сағат бұрын
ናኩላትና ዩ😢
@adwsdas25
@adwsdas25 Күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏
@سيمي-ط2ظ
@سيمي-ط2ظ Күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ጋልትግራ
@ጋልትግራ Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢😢😢
@GdFu-x7z
@GdFu-x7z Күн бұрын
🥰🥰🥰🎉
@Guameas29
@Guameas29 Күн бұрын
ደሙራን❤❤
@KdsanNegasi
@KdsanNegasi 12 сағат бұрын
መልሲ
@ZenewuRaya
@ZenewuRaya Күн бұрын
ደሚራኒ እስኪ ደቅነይ❤❤❤
@KdsanNegasi
@KdsanNegasi 12 сағат бұрын
መልሲ
@mohandasabod8755
@mohandasabod8755 15 сағат бұрын
ደምራኒ የሕዋት ክምልስ እየ
@KdsanNegasi
@KdsanNegasi 12 сағат бұрын
መልሲ
@alemhailay2423
@alemhailay2423 Күн бұрын
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤
@ፅዮንጨርቆስ
@ፅዮንጨርቆስ Күн бұрын
መልሲ
@ፅጌ-ዩቱብ
@ፅጌ-ዩቱብ Күн бұрын
መልሲ
@Tseguasfu-o4d
@Tseguasfu-o4d Күн бұрын
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤😂
@ፅዮንጨርቆስ
@ፅዮንጨርቆስ Күн бұрын
መልሲ
@ሉልያብርሃነlulyabrhane
@ሉልያብርሃነlulyabrhane Күн бұрын
ደሚረኪ መልሲ
@ZenewuRaya
@ZenewuRaya Күн бұрын
መልሳ ደሚረኪን ድኹልኽንዋ
@ፅጌ-ዩቱብ
@ፅጌ-ዩቱብ Күн бұрын
ደምረኪ እየ መልሲ
@ፅጌ-ዩቱብ
@ፅጌ-ዩቱብ Күн бұрын
​@@ZenewuRayaመልሲ
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ Күн бұрын
ባዕልቶም ስርሖም ይመረዐዮ ደፋራት ገዛኪ ስርሒ አነ ሓፍቲኪ እኒአኩ ካምኡ ንማንም ስብ እየ ዝህብ ቅርሸይ ግን ምንም ምስግና አይረክብን ብግምጣል እዮም ዝፀልእኒ😮
@tgiraylove4288
@tgiraylove4288 Күн бұрын
አነ ንባዕለይ ብዝሕ ቤተሰብ ሓጊዘ ግን ምስገና የለን ሰብ ተቀያራይ እዩ ንግዜኡ እዩ ዝፈትወኪ እንበር ግምጥል እዩ ዝብለኪ እና ንባዕልና ንኩን አሓተይ ድካምናማንም አይርደአልናን
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 22 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@عبدالرحمنالعماري-ن9ث
@عبدالرحمنالعماري-ن9ث 12 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@FgFg-b6i
@FgFg-b6i Күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
"ሰብ ቀደም "ብዝብል ብማሕበራዊ ሚዲያ እየ ዝፍለጥ!
29:30
Nile Media ናይል ሚድያ
Рет қаралды 1,7 М.
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН