ዓመጽ ንዝገብር ሰብ ምድጋፍ ማለት ኣብቲ ሓጢኣቱ ተሓባባሪ ኢኻ ማለት እዩ ፡፡ ንዓመጽ ኩላትና ክንቃወም ኣሎና !

  Рет қаралды 5,872

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Maranatha Tv / Mogos Nguse

Күн бұрын

Пікірлер: 94
@tightaraya
@tightaraya 2 ай бұрын
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻thank you
@AMHomecareLLC
@AMHomecareLLC 2 ай бұрын
God bless you. For the truth that you speak behalf of this country
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 2 ай бұрын
ሞጌ ሐወይ ተባረከ ድምጼ ዉጹዓት አዚና ነመሰግን። ብርግጹ አበርቲዕና ምጹላይ ይግባአና አምላከ ምሰዉጹዓት ይኩን። 🙏🏾💕💕
@weynits571
@weynits571 2 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ንኣኻ ሞጌ ሓወይ ኣታ ብሩኽ ጅግና ጎይታ ክጥቀምልካን 11:53 ንብዙሓት ስዉር ኣሰራርሓ ዲያብሎስ ከተፍርስን ንብዙሓት ስደተኛ ድኻታት ክአንገሉን ክማሙቁን ስለዝረኣና ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን, ሕጂ ግን አቲ ጎይታ ን ኣቢ ነገር ዝጸውኣካ ጎይታ, ናይ ስብ ዘረባ ኪትምሊስ ኣብ ኪርክርን ክትአን ቢዚ ጌሮሙኻ አቲ ገፊሕ ናይ ወንጌል ይሕሸካ ፖለቲካውያን ንርአሲኦም ስላም የብሎምን, ወንገል ጥራሕዩ ሰላም ዝህበና ብሩኽ ሓወይ❤❤❤ሰላምን ህዳኣትን ዝርከብ ❤ አንተጸሊኩምሎም ልቢ ነገስታት ከም ወሓዚ ማይ አግዚኣብሄ ኪኣ ናብ ዚደልዮ ይኣልዮ አዩ, ስለዝበልና ቃል ኣምላኽ ከመይ ጌርናሞ ንነግስታት ክንቃወም ን መንግስቲ ዝቃወም ንሕጊ ኣምላኽ ይቃወም አናበለና ኣብ ኢደይ አዮ ዘሎሞ ጸልዩሎም ምስደምን ስጋን ባአሲ የብልናንሞ ንፍሕሶ ድያብሎስ ክትቃወሙ ቃል የኣጠቁ ኢሉ ኣዚዙና ዘይኣዘዘና ባአሉ ከኣሊ ስለዝኾን ጸሎት ዘይፈትሖ የሎን,አቲ ዘኺአል ጸጋ ኣምላክ❤ ክበዝሓልና ❤🎉❤ ናብ ዙፋን ጸጋ ኣምላኽ ምቅራብዩ መፍትሒኡ::ሞጌ ሓውይ ብሩኽ ንናፍቆት ኣለና አቲ ናይ ውንጌል ኣገልግሎትካ ንጸናናአን ንብርትአን ኔርና ሕጂ ክኣ ቢሃንቀውታ ንጽበየካ ኣጆካ ጎኢታ አሙንዩ❤🎉❤
@asgedetwerede9521
@asgedetwerede9521 2 ай бұрын
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 2 ай бұрын
ብቐደሙ በዓል መሓመድ መስ ቀተልቲ ኮይኖም ሓመድ የብልዑኻ እምበር: ካብ በዓል መሐመድን ሓመዳውያንን ፍትሕን ርትዕን ሪኢናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን።
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 2 ай бұрын
Oh my God lord have mercy on the church of Jesus in western world we have to pry the for the Christians in the prison because of thier fait the lord is with them 🙏 I pry God fearing president for my nation Eritrea 🇪🇷 moge you are inosent Christian speaking the truth I cover you by the blood of Jesus but pry in the sprit for Eritrea the pyer is the key 🔑
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 2 ай бұрын
❤❤❤አመንቲ ኮይኖም ንህግደፍ ዝድግፍ ክርኢ እንከለኹ shock እዩ ዝኾነኒ ምክንያቶም ክርድአኒ አይክእልንዩ!! ተቃዊምካ አይተቃወምካ አባል ጴንጠቆስጠ እንተኮይንካ ብባዕሉ ገበንዩ ብዓይኒ ህግደፍ!!❤❤❤ሞገስ ናይ ኤርትራ ጥራይ እንተትዛረብ ግን ደስ ምበለኒ!!❤❤❤ አብ ሚድያ እዚ ጆን ብላክ ክዛረብ ዝሰማዕኩዎ መንፈሳዊ ሙኻን ግደፍዎ ተባሂሎም አይንገድፎን ስለዝበሉ 6 ዝተረሸኑ ጴንጠ ይፈልጥ ክብል ሰሚዔዮ!!❤❤❤ የውሃንስ መጥምቅ ብኽፍእ ሞት ክመውት ምክንያት ዝኾነስ ነቲ መራሒ ሓጥያት ጌርካ ስለዝበሎዶይኮነን??❤❤❤
@harinawilliam3649
@harinawilliam3649 2 ай бұрын
So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍 ❤❤
@samiwedihabesha7175
@samiwedihabesha7175 2 ай бұрын
Megos hawey ab haki ms mexaeka more fetinaka 💙💙✅✅
@filimontesfay4727
@filimontesfay4727 2 ай бұрын
ተባረክ ምጌ ብሩክ ኣብ ኤርትራ ኬድካ ዘምር ቦሎ
@tsegaytea
@tsegaytea 2 ай бұрын
እንታይ ክፋእ ዘመን እዩ ናይ ውድቀት ዘመን እዚ ምልክት ናይ መጨረሻ ዘመን እዩ:: ጎይታ ይባርኽካ
@sabayohannes2252
@sabayohannes2252 2 ай бұрын
ሓቅኻ ሞጌ ብሩኽ እዚአም መሳርሒ ናይ ድያብሎሰ እዬም
@AbrahamAsfaha-y6p
@AbrahamAsfaha-y6p 2 ай бұрын
❤❤❤ ሞጌ ብሉጽ ሰብ በረከትና ኢካ ተባረክ
@tirhashabrham2943
@tirhashabrham2943 2 ай бұрын
እዚ ሰብዚ( መሃመድ) ወይ ብመደብ ንጴንጠ ከጸልም ዝመጸ እዩ ወይ ከኣ ዝደሓነ መሲልዎሎ ነብሱ የታልላሎ።
@betielaradom2166
@betielaradom2166 2 ай бұрын
You are right God bless you brother
@homehome9688
@homehome9688 2 ай бұрын
እቲ ስርዓት እዩ ዝብድለና ዘሎ፡ ናይ አምልኾ ነጻነት ጐይታ ክህበና ንጸሊ፡ እቲ ፍሕሶ ምዕራባውያንውን አይንስሕቶን ኢና።
@medhntekle4781
@medhntekle4781 2 ай бұрын
ምዕራብውያን እንታይ በዲለን? ዘየዎርጽ ዕስክርና ሓቀን መስል ሃይማኖት ኣይተኽብር ሓቂ ሰብ ክዛረብ መስሉ ሓቁ።ንሰን ደኣ ሓቂ ከሲሰን ዘይቕየር ጨቛኒ እምበር ኪይኑ ።
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 2 ай бұрын
Amlak misakum yikun Amen 🙏
@HENOKTEDROS-r3m
@HENOKTEDROS-r3m 2 ай бұрын
God bless you ❤❤❤
@yohanneskebedom1400
@yohanneskebedom1400 2 ай бұрын
ካብዚ ከርተት ዝብሎ ዘሎ እሞ እንታይ ዝኸፍእ አሎ። መሓመድ ዝረብሕ አይኮነን።
@habteabraham4049
@habteabraham4049 2 ай бұрын
ኣጆካ እ/ር ይጀግዝካ
@rahwamengisteab7753
@rahwamengisteab7753 2 ай бұрын
ህግደፍ ዝቅበል ብዝኾነ መንገዲ ትም ይበል ይዛረብ ሕልናኻ ምሻጥ ኢዩ ካብዚ ዝኸፍእ ሓጥኣት የለን ኣምላኽ ምሕረቲ ይዕብየልና ገጹ ይምለሰልና
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 2 ай бұрын
ሞግቻ ቡሩክ ኮመት ክጽሕፍ ደልየ ግን ቃላት ሲኢነሉ ነዚ ሰብ ኣምላኽ ምሕረት ይግበረሉ 😢😢😢
@yordanosmekonen7747
@yordanosmekonen7747 2 ай бұрын
Betami eyu zegeeim ,eyu kendai ameneti 5 gezey zexilyu ab mealti . Elreatiom gen kem nay Mohamed eyu.😭😭😭😭😭😭
@habteabraham4049
@habteabraham4049 2 ай бұрын
ሰብ ሰብ ዘብሎ ሕልና / ሰብአውነት ምውናን እቲ ሐቀኛ።
@mahariabraha7512
@mahariabraha7512 2 ай бұрын
Tebarek Mogisha
@HENOKTEDROS-r3m
@HENOKTEDROS-r3m 2 ай бұрын
MOGiy MGLXY SEinlka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtombizen2006
@habtombizen2006 2 ай бұрын
መሓመድ ድራፋይ እንበር ነቲ መዝሙር ድማ ሰሊኩ ዘኣተዎ ዩ ካብ ቀደሙ ኣመጻጽኡ ውን ብዙሕ ሽግር ዝነብውሮ ዩ
@sabayohannes2252
@sabayohannes2252 2 ай бұрын
ሰማዕ ሞጌ? እዚ ክፍአቶም ድአዩ እንበር ጰጥሮሰ አብ ማእሰርቲ እከሎ ቴጊሆም ይጽልዩ ነበሩ አብቲ ቤት ማእሰርቲ ካአ መልአክ እግዝአቢሄር መሪሑ ከምዘዉጽኦ ካብ ቤት ማእሰርቲ መጽሓፍ ቅድሰ ይዛረብ እዩ።
@ayooooooooayoooooooo7246
@ayooooooooayoooooooo7246 2 ай бұрын
አይ ብክፍአት ትእሰር እንተዝኸውን ክንደይ ክፉአት አብ ምድሪ ደዉ ኢሎም ይኸዱ አለዉ ስለዚ እዞም አመንቲ ተአሲሮም ዘለዉ ገበን ዘይብሎም ወንጌል ስለ ዝሰበኩ እዬም አምላኸ መዉጽኢ ይፍጠረሎም።
@Ytguy382
@Ytguy382 2 ай бұрын
Kekfiu zieser tezkewn qedamay nski mtaserki, hilina yhaliki. 😢
@homehome9688
@homehome9688 2 ай бұрын
አመንቲ ከመይ ጌይሮም እዮም ሃገሮም አሕሊፎም ሂቦም? መሓመድ አማኒ ድዩ? ክመይ ጌይሩ እዩ ዘማሪ ኰይኑ? ናይ እስልምና ድዩ እቲ መዝሙሩ ዋላስ ናይ ክርስቲያን አማኒ ኰይኑ እዩ ዘማሪ ኩይኑ? እግዚአብሄር ምሕረት ይአውጀሉ።
@yordanosmekonen7747
@yordanosmekonen7747 2 ай бұрын
Nejat si Esyas ni Eritrea Kab Kenday meat adhinuwa eluni Goyta Ela. Yegerim hiji mis ezom kemay gerka temelik.
@Ytguy382
@Ytguy382 2 ай бұрын
Nekatin Mehamedn gena ayteqeyerun. Hilnaka zshetka tekonka nqetali eka tdgif
@freweinimehari2482
@freweinimehari2482 2 ай бұрын
❤❤❤
@sabayohannes2252
@sabayohannes2252 2 ай бұрын
አጆኻ ሞጌ
@Adyam-or4cm
@Adyam-or4cm 2 ай бұрын
💙💙🙏🙏👍👍
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 2 ай бұрын
Qexlo goyta azizu ybarka
@sabayohannes2252
@sabayohannes2252 2 ай бұрын
ሰብ አይኾኑን
@ShidenMsgna
@ShidenMsgna 2 ай бұрын
Mogi hawey ezi mohomed zbahale seb amani aykonene bgeza rusu barya nay hgdef koynu namenti menseyat kebalashu zmexe eu selezi amani wey zemari zeykones metaki eu
@sabayohannes2252
@sabayohannes2252 2 ай бұрын
ሰብ አይኾን
@GodisGood-kb7pq
@GodisGood-kb7pq 2 ай бұрын
God bless you mogos
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 2 ай бұрын
😭😭😭
@TsehayalemTe
@TsehayalemTe 2 ай бұрын
❤❤❤ mogie jigna abio haki😊
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 2 ай бұрын
Betri haqi tiqeten ember aytsbern
@erilove
@erilove 2 ай бұрын
Mogusha ajoka kwegh eyou
@tesfaslassie7011
@tesfaslassie7011 2 ай бұрын
ameni wys kdere entasab seli amber nska mengsti egzabher eyu zekmtu tra ntka mslay tray
@dawitmebrahatu9950
@dawitmebrahatu9950 2 ай бұрын
ኢየሱስ አይጽላአካ። ሰብ ዋጋ የቡሉ
@Mezamur
@Mezamur 2 ай бұрын
mogos hawey tebarek asbi alowo tzarobo afe wtsat mkanka tom akeba melagetsti zikimetu ka hlinom yfrom yu gega kem zelowu
@DawitTesfamariam-u2m
@DawitTesfamariam-u2m 2 ай бұрын
ዘይ ሱሙስ መሓመድ ብቀደሙስ ተጻራራይ
@ብርሃን-መ9አ
@ብርሃን-መ9አ 2 ай бұрын
ገኔጋን !!!
@AwetTeckle
@AwetTeckle 2 ай бұрын
Beyesus sm amanidyu afka hey belo
@homehome9688
@homehome9688 2 ай бұрын
እቲ ዴሳዊ ስርዓት ክቕየር ንጸሊ።
@abrahaleygebremichael1029
@abrahaleygebremichael1029 2 ай бұрын
Mogos weyane ejam alewom ab sdetna mbalka gega.
@edenalmedom7097
@edenalmedom7097 2 ай бұрын
Xelaika Yxelai
@ffmoffenbach
@ffmoffenbach 2 ай бұрын
🙋💪💪💪💪
@abrahaleygebremichael1029
@abrahaleygebremichael1029 2 ай бұрын
Ezi nay hakayatn fltet zsaanun zereba eu. Aykunat ayselam zgebereka shaebia eu. Mknyatu ab bayta ms weyane tezeraribu debu khtsts aydeleyen. Weyane ab wgie sle zsaaro hgdf ab kami weyane dew elu kizerareb ayfetewen. Dob ketemelkit bakal ab bayta weridka ketemelkit aleka, neti ab karta zelo enaraaka. Badima nab Eritrea betsiha tebelna kabay nabey ketemelkit aleka. Shuu ms alketka etom nezi ztemezezu nab mengsti wey baal mezi yekrbiwo ferimu yetsdiko senedom ylewewetu tsediku dma ybahal. Eti shaebia high yeblun nskatkum dma kemuz tgebru zerebau dma tdegmu.Weyane shaebia ms abeyom eyom kab badime aynwetsen zbelu. Mknyatu wala tewetsu bhade koynom sleyemelketwo meliom aywetsun elu kunat kgebr sle zkel nsatom dma aynwetsin elom.
@hallowiegehts477
@hallowiegehts477 2 ай бұрын
Mexehaf kudus mesheketi aykonen
@mihretmihretab7765
@mihretmihretab7765 2 ай бұрын
Shinti lokumaxi emo yeleni abi asmera mshikati esukum kurbeti tokla zitkedeni tokila
@i-hd1fy
@i-hd1fy 2 ай бұрын
ሞጎስ ዓጋመ ናይ ዓድካ ግበር።
@Ytguy382
@Ytguy382 2 ай бұрын
Mohamed gena Mohamed eyu zelo ayteqeyeren. 😢
@GodisGood-kb7pq
@GodisGood-kb7pq 2 ай бұрын
Bialziom antsar haki eyom gin Amlaki kihatom eyu
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 2 ай бұрын
Bahaqi
@lemlemmengistab5535
@lemlemmengistab5535 2 ай бұрын
Mogos hawey azi bota aybotakan eiyu kabzi atikayo zeleka wtsika ab thti hlfini Amlakka ato Amlak dma ktkemelka eiyu nska nay Amlak seb eika haki ymesl nkbatka zbela hayli telalka kmzelo ketstewalo goyta yesus ydegfka ab raeika temels
@yafileytekle7545
@yafileytekle7545 2 ай бұрын
Mogos meass Kitlbem gen?
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 2 ай бұрын
ኣንታ ሓውና ሞጎስ/ ካብ መዓዝከ መሓመድ ዘሚሩ ይፈልጥ ዘማሪ እናበልካ ዓቢዪ ስም ትህቦ ዘለኻ/ ከምኡ ውን ካላኣይቱ ነጃትን ከምኣ ዝበሉ ጥፈኣትን ሂግደፋውያንን ጉዶምን ጥፍኣቶምን ኽንገሩ እዩ ዘለዎም ሕጂ ውን።
@yordanosyohans9572
@yordanosyohans9572 2 ай бұрын
Hi Eiseyas nebi Eyo Azi tblo zeleka zereba mbas nhzbi Einter eyu Amlak wn Ayfetwon ane gal seraye eye eisu weymot bhalit dmay
@philiposyonas744
@philiposyonas744 2 ай бұрын
ናይ ወንጌል ሓልዮት የብልካን ወይ ፍርሃት ኣምላክ የብልካን ካልኣይ ናይ ፖሎቲካ ፍልጠት የብልካን ነገር ግና ንረብሓካ ናይ KZbin. ኣታዊካ ኣማዕክብ ጥራይ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ትዘርኦ ዘሎካ ክትዓጽዶ ኢካ ሓዊ ሞጎስ
@kidanemusazigi8012
@kidanemusazigi8012 2 ай бұрын
Bkedemu kab Mohamed antay xbuk txbe
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 2 ай бұрын
Jigna nay yesus
@dawitabrha9079
@dawitabrha9079 2 ай бұрын
Mohamed hasawi pente kekwen alwo.adi keatu delyu keikewen.
@abimass5642
@abimass5642 2 ай бұрын
mogie hawey zegerm eyu . gn ajoka haqi eya hara tewtse mo mhamod dea amani zykone hade hasawi eyu .
@rahb3577
@rahb3577 2 ай бұрын
Srahka zeytgebir nay beteka U get into that pit too
@mokieaman1086
@mokieaman1086 2 ай бұрын
ኣንታ ሓወይ ሃተፍተፍ ካብ ምባል ጸሊ ጸሊ ጸሊ ፡ ምስጥር ወይ መፍትሒ ናይ ህዝብና ይኹን ንምድርና ጸሎት ጸሎት እዩ ዘድልተና ፡ ካብዚ ሃተፍተፍካ ውጻእ
@solomonhaile4463
@solomonhaile4463 2 ай бұрын
ተቃዋሚ ኩሉ ፍትሓዊ ኣይኮነን ሓውና ትዛረቦ ተመሊስካ አንተትተሰምኦ ካብቶም ትብሎም ሰባት ዝፈልየካ ሓደ ነገር የብልካን መጽሓፍ ቅዱስ ወይ ክርስትና መእቀኒ ጌርካ ክትዛረብ እንተኾነ ግና ነፍስኻ መርምራ።ክርስትያን እየ እንዳበልካ ጽሩይ ኤርትራዊ እዩ ዘሕፍር መንነት የብለይን ትብሎ መማጎቲ ሓሳብኻ ካብ ኩሎም ትከሶም ሰባት አዚዩ ሓጢኣተኛ ይገብረካ። ካልእ ምስቶም ትከሶም ሰባት ዘመሳስለካ ንኩሉ ሽግር ወያነ አሜሪካ ኢሳይያስ ትብሎ ናይ ተቃዋሚ ሓሳብ እምበር ናይ ፍትሓዊ ሰብ አይኮነን ክርስቲያን ብጽድቂ ክዛረብ አለዎ አብዚ ሜድያ ትመጹ ሰባት ፍልጠት ጥበብ ናይ ሰላምተስፋ ዘይብሉ ጥራይ ዘረባ ሒዝኩም ንህዝቢ አይተደቁሩ።
@homehome9688
@homehome9688 2 ай бұрын
ድማ ኸአ መሓመድ አማኒ እዩ?
@yonasteklemichael7506
@yonasteklemichael7506 2 ай бұрын
በዓል መሓመድ ነውራማት ብርግጽ እዚ ተዛሪብካዮ እንተኾንካ እቲ እምነትካ ትውክልትኻ ኢሰያስ እምበር የሱስ ኣይኮነን ነውራም ተነሳሕ ። ህግደፍ ኣረሜን ጨካን ጸረ ክርስቶስ ምዃኑ ኣይትፈልጥን ዲኻ? መሳኪን እቶም ምሳኻትኩም ሓቢሮም ዝጽልዩ። ሓሰውቲ መደናገአቲ ዘመርቲ መሲልኩም ሰብ ከተታልሉ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደንኩም ዘመርቲ ኣምሰሉታት ተነስሑ ህዝቢ ኤርትራ ክርህዎ። ተደናገጽቲ ህግደፍ ኣይደሓኑን ኣብ ጸልማት ኢዮም ዝነብሩ ዘሎዉ ደቂ ጸልማት።
@ThtnaTv
@ThtnaTv 2 ай бұрын
ቀደሙ ውን መሓመድ ኢልካ ዶ፡ኣማኒ ኣሎ ኾይኑ። እቲ ስም ዩ ጸቒጥዎ ዘሎ። ሸኽ መሓመድ ዩ ክበሃል ዘለዎ እምበር ስም መሓመድ ተሰኪምካ ደኣ፡ ከመይ ቢልካ ኣማኒ ክትጽዋዕ። ሂወቱ ጥዑይ ተዝኸውን ከ መዓስ ምጸላእና። ጥቓኡ ዘለው ይተሓተቱ።
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 2 ай бұрын
Kedamay nska nsha eto
@rahb3577
@rahb3577 2 ай бұрын
Surka tebetek
@biki201
@biki201 2 ай бұрын
HAKU ETI AFKA KINDEY YGEFH EYU KIESERU ALEWOM EZOM RESAHAT 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@GodisGood-kb7pq
@GodisGood-kb7pq 2 ай бұрын
Kiatsida eyu nayta zibela
@alganashmengesha9254
@alganashmengesha9254 2 ай бұрын
Mogie bruk yesus sibek pls
@asmerthabte2492
@asmerthabte2492 2 ай бұрын
Pentes suk da a belu ebudat
@ብርሃን-መ9አ
@ብርሃን-መ9አ 2 ай бұрын
ንስኻ ዝቐዳማዮም መበላሸውቲ ወንጌልን ፖለቲካን ሓዋዊስኩሞ ።
@tsehayemehari8368
@tsehayemehari8368 2 ай бұрын
Temlsi nab orthodox
@tesfaytsige8683
@tesfaytsige8683 2 ай бұрын
Nozm.kstm.gaze..bota.iythbom.etgfe.gotom.gerfm..iytthll.gena.ek.jesus
@Maranathamarume
@Maranathamarume 2 ай бұрын
ክነግረካ እስከ ንዓማጺ ሓቀኛ ክትብሎ መጽሓ ቁዱስ ኣየፍቅድን እዩ ትብል ኣለኻ ንዓማጺ ዓማጺ ኢልካ ክትዛረቦ ኸአ የፍቅድ ዶ መጽሓፍ ቅዱስ በል ክሓተካ ጎይታና እየሱስ ነታ ኣመንዝራ እዚኣ ኣመንዝራ እያ እሞ ርሓቅዋ ኢሉ ድዩ ኣይበለን እካ ድኣ ሓልዮትን ፍቅርን ኣርእዩ ናብ መገዲ ወሲድዋ ካልኣይ ከኣ ነታ ዘሚያ ብዳርባ እምኒ ክሃርሙዋ ዝሓሰቡ በልዋ ዞማዊትእያ ኣይበለን ሓደ ሓጥያት ዘይ ብሉ ይህረማ ኢሉ ስለዚ ክነግረካ ስማዕ ንስኻ ከኣ ሓቀኛ ብህዝብኻ ብሃገርካን ትሓትት እንተ ኪንካ ብስሩዕ መገዲ ትሓትት ናይG15ሕቶ ተለካ ከምኡ ትሓትት ሽዑ ብስርዓት ዝሓተትካዮ ብስርዓት ይምለሰልካ ኣየለን ግን እቲ ትውሎ ዘለኻ ውን ክትፈልጥ ቁኑዕ ኣለኹ ኣይትበል ። ካልእ ከኣ ክነግረካ ፖለቲካን መጽሓፍ ቁድስን ክልተ ገጽ ናይ ሓንቲ ሳንቲም እዩ ጠቅላላ ኣይራኸብን እዩ ። ናይ ተን ሰለስተ ሕቶኻ ከኣ ኣብ ዩቲብ ናይ ኤርትራ ዶኮሚንታሪ መልሲ ኣለካ ሰርች ጊርካ ስምዓዮ ክነግረካ ከኣ ኣብ ውሽጢ ካብ ዝኣተዉላ 1991ኣትሒዙ ሓደ ቅዋም ኣውጺኡ ንሱ ከኣ ነቲ ደም ጀጋኑ ዝፈሰሶ ሃገር ቡኡ ዘሽካዕልል ይኹን ክሸይጥ ዝሓስ ኮነሪል ይኹን ብረዝደንት ክሳብ ምራሻን ከም ዝበጽሕ ኣፍሊጦም ከም ዝኣተዉ ኸአ ትፈልጥዶ ስለዚ ሕጂ ከማ ስለ እቶም ህልዋት ዘይኮኑስ ደም እቲ ስዉእ/ቲ ደሞም እዩ ዝኸሶም ስለዚ ህግደፍ ዘይ ኮነስ ደም ስዉእ/ እዩ ከሲስዋም ወዲ ሓዋቦይ ክሓተካ እስከ ሰንሰለት ከይ በተኽካዮ ከምዘይ ብተኽ ትፈልጥዶ በል ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከምቲ ዘይ ብተኽ ከምቲ ዘይ ብተኽ ሰንሰለተት ትማሊ ሎሚ ጽባሕ ንዘልኣለም ከም ዘይ ብተኽ ክነግረካ ይደሊ ሕሰም ይምጻእ ራህዋ ከኣ ሓንቲ እያ ሞዝሙሩ ንሳ ከኣ ሃገረይ ንበርለይ ንስኺ ከይ ትድፈሪ ኣነ ክሓልፍ እዩ ዝብል ወዲ ሓውቦይ ክትፈልጥ ከኣ ኣነ ቅኑዕ ፈራዲ ገለ ኣይ ትበል ኣብቲ ትማሃሮ ቃል ኣምላኽ ኣነ ኣነ ዝብል እንታይ ከም ዝኾውን ኣይትፈልጥን ዲኻ በል ክነግረካ ባዕለይ እቲ ልዕል ዝብል ትሕት ክብል እዩ እቲ ትሕት ዝብል ከኣ ልዕል ክብል እዩ እቲ ሓቀኛ ፈራዲ ከኣ እግዚኣቢሄር እንበር ሰብ ኣይ ኮነን ። ናይታ ግፍ ከኣ ክነግረካ ሃገር ኣብ ኪናት ኮላ ደም ጀጋኑ ስህዝብን ሃገርን እና ተዋግአ ንስኻ ወዲ መን ኢኻ ኣብ ገዛኻ ኮፍ ትብል ሽዑ ከአ ሰላም ምስ ኮነ መን ሰንኪሉ እዩ መን ጥዑይ ክኾውን ኣደ መን ተላጽያ እያ ኣደ መን ክትቁነን ኣብ ኤርትራ ነቶም ሓደ ክልተ ከምዚ ከማኻ እዩ እንበር ዝግፈፍ እቲ ካልእ ሲ ክሳብ 2022/11/3ዝነበረስ ሪኢኻዮ ኢኻ ከማኻ ኣይኮነን ኣተሓሳስብኡ ክሳዕ ዝግፈፍ ዝጽበ ሕጂ ውን ፖሎቲካ ናትካ ኣይኮነት ግደፍ ካልእ ስራሕካ ድለ ወዲ ሓወቦይ ። 💪🇪🇷⛪️♥️🕌🇪🇷💪
@ghirmayteklu-s7w
@ghirmayteklu-s7w 2 ай бұрын
እወ ጰንጠ መናፍቃን ኣብ ኤርትራ ቦታ የብሎምን እንተደልዮም ነታ ከም ድልየቶም ዝገብሩዋ ኢትዮጵያ ናብኣ ይኺዱ
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
00:13
Сам себе сушист
Рет қаралды 3 МЛН
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 39 МЛН
Alemneh Wasse # ትኩስ ዜና # በበላይ በቀለ #
10:24
Alemneh Wasse
Рет қаралды 10 М.