Рет қаралды 609,307
Official Music
• Amir Dawud - Mekele (O...
This unofficial lyrical video is made with respect by Watha Lyrics and could have incorrect lyrics. With respect to Amir Dawud and Admas Music and Film Productions, this is mainly for better reach and understanding of the song. Our understanding of the lyrics is below.
ነዊሕ እዋን ኾይኑ ካብ ዓደይ ተፈልየ
ዘዕበየትንዶ ኸመይ'ላ መቐለ
ነዊሕ እዋን ኾይኑ ካብ ዓደይ ተፈልየ
ዘዕበየትንዶ ኸመይ'ላ መቐለ
ኡኡኡ
ሁሁሁ
ዘዕበየትኒ ወለሎ
ተናፋቒት 'ያ ዓደየ
ዘይትምኖ
ዓደይ መቐለ ኸመይ'ላ
ዜማ ናፍቖት ኸዚመላ
ዛወለላ
ዘዕበየትኒ ወለሎ
ተናፋቒት 'ያ ዓደየ
ዘይትምኖ
ዓደይ መቐለ ከመይ'ላ
ዜማ ናፍቖት ከዚመላ
ዛወለላ
ዂሓ ገረ ደንደስ
ኣይናለም ዳየሱስ
ሙህሮይ ሃፀይ ዮውሃንስ
መይዳይ ሰውሒ ንጉስ
ሃፂፀ ክሪኦ (ሆሆሆ)
ጮምዓ ማይደገነ
ክሳብ ዝመፀኪ ተሃዊከ ኣነ
ዳ ራእሲ ማይ ሊሓም (ሆሆሆ)
ኣዲስ ኣለም መንደር
ሎምስ ናፊቐዮ
ዳ ጋብር ምስ ዓይደር
ዳማርያም ሓሊፈ (ኦሆሆ)
መስጊድ 04
ዘዕበየኒ መሬት ናይ 03
ጎቦ ዓዲ ሓቂ (ኦሆሆ)
ሓወልቲ ዘትከለ ዓዲሓውሲ
ምስ ዓዲ ሽምዱሑን
ማዕሪጋ መቐለ
ምምላሰይ አይተርፍን
ኮሊለ ኮሊለ
ናባኺ መቐለ
ምምላሰይ አይተርፍን
ኮሊለ ኮሊለ
ናብ ዓደይ መቐለ
ዘዕበየትኒ ወለሎ
ተናፋቒት 'ያ ዓደየ
ዘይትምኖ
ዓደይ መቐለ ከመይ'ላ
ዜማ ናፍቖት ከዚመላ
ዛወለላ
ዘዕበየትኒ ወለሎ
ተናፋቒት 'ያ ዓደየ
ዘይትምኖ
ዓደይ መቐለ ከመይ'ላ
ዜማ ናፍቖት ከዚመላ
ዛወለላ
ዘዕበየኒ ሩባ (ኦሆሆ)
ገረብ ማይ ዒላላ
ዓደይ ናፊቐያ
ላጪ ምስ ሞሶቦ (ሆሆሆ)
ኩላይ ፈለግ ዳዕሮ
ኢንዱስትሪ ማይዱባ
ኹፉእ አይርኸቦ
ቡሩኽለል ገምበላ (ሆሆሆ)
ሩባ ገረብ ፀዶ
ይረኣየኒ 'ሎ
ዳ ጋፉፍ ኢንኮዶ
እንዳ ኣባ ኣናንያ (ሆሆሆ)
ጁብሩክ ከ ኸመይ 'ላ
ማይ ባሕሪ ሓሚዳ
ዓይደር 'የ ዓብየላ
ካስትል ዳ ጡረታ (ሆሆሆ)
በላይ ቐላሚኖ
ሓመሳ ቑልዕነት
ዓደይ ዘይትምኖ
ምምላሰይ አይተርፍን
ኮሊለ ኮሊለ
ናባኺ መቐለ
ምምላሰይ አይተርፍን
ኮሊለ ኮሊለ
ናብ ዓደይ መቐለ
ምምላሰይ አይተርፍን
ኮሊለ ኮሊለ
ናባኺ መቐለ
ምምላሰይ አይተርፍን
ኮሊለ ኮሊለ
ናብ ዓደይ መቐለ
ምምላሰይ አይተርፍን
ኮሊለ ኮሊለ
ናባኺ መቐለ