ጠንቂ ባርዕ ሎስ ኣንጀሎስን ኣሜሪካ ክትቆጻጸሮን ዝጸገማን ምኽንያት ቁጠዐ ፈጣሪ ስለዝኾነዩ

  Рет қаралды 63,788

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 151
@SimonGebramariam
@SimonGebramariam 22 күн бұрын
ጽቡቅ ኣቃራባ ሓውና ኣብ እግዚኣብሄ ምልጋጽ ኣየድልን ኣምላክ ይቅረይ የበልና
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 22 күн бұрын
ጽቡቕ ኣቐራርባ ፍናን ሓዉና ,,ሓደ እካ ካብ ቑጠዐ ኣምላኽ ዘምለጥ የለን.
@sarabh-xm8xy
@sarabh-xm8xy 20 күн бұрын
😭💔😭💔😭🙏 God bless Ollie
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 22 күн бұрын
ጽቡቕ ኣብነታዊ መቕጻዕቲ ኢዩ
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 22 күн бұрын
ሰብ ዓቅሚ የብሉን ኩሉ ብሓይሊ ፈጣሪ እዩ ኣምላኸይ ካብ ከምዚ ዓይነት ኣድሕነና
@ሕጂ.ከ.ናበይ
@ሕጂ.ከ.ናበይ 22 күн бұрын
ፅቡቅ ኣቀራርባ ፋኒ❤❤❤
@pelarbackenmottagning544
@pelarbackenmottagning544 19 күн бұрын
Thank you Fnany🙏❤💕
@hissak7126
@hissak7126 21 күн бұрын
Fnaney thank you ❤
@Alushow3
@Alushow3 21 күн бұрын
ኣምላክ ይቅረ ይበለልና
@abelfessahaye8781
@abelfessahaye8781 22 күн бұрын
ኣምላክ ይቅረ ይበለልና ። ኣምላክ ይከኣሎ ኢዩ ።
@medebmsgana5016
@medebmsgana5016 22 күн бұрын
ቅድሚ ኩሉ ኣምላክ ኣብ ቅድሚት ስራዕ ኩልካ
@azekriydngl8526
@azekriydngl8526 22 күн бұрын
Behaki
@alexanderateshim2865
@alexanderateshim2865 21 күн бұрын
ምሉእ ዉህበትን ጽቡቅ ውህበትን ካብ ኣምላክ ምካኑ ረሲዖም ነቲ እግዚኣብሄር ዝሃቦም ጸጋ ኣብ ክንዲ ን እግዚኣብሄር ምስጋና ንሰይጣን ምምላክ ይሕሸና አሎም መቅጻዕቶም ከኣ ረኪቦሞ ኣመሪካውያን ናብ እግዚኣብሄር ምምላስ የድልዮም ኣሎ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 21 күн бұрын
ናይ ባሓቂ😢😢😢
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 22 күн бұрын
Welcome fani💙💙💙
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 22 күн бұрын
Qual hiwot yesmaalna, you describe it well. Egziabhier bmhretu ytemtena.if we don’t repent, this can happen to us too where ever we are.
@alexjosi4131
@alexjosi4131 22 күн бұрын
Thank you brother God bless you abundantly
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 22 күн бұрын
O Egiziabiher Amlak semayawi aboy n'gus semain midrin kab sihtet sewireni kab tifiat mot hatiat adhinena Medihanialem kem abesana zeikones kem mihret ka dea ember ykire gberelna kab zeiniwotso fetena adhinena semayawi hafti adlena kidus fikad ka ykun abesana bezihu abet maharena kiristos amen 🤲😇😢🤔❤
@brhanefukadu6653
@brhanefukadu6653 22 күн бұрын
ን ኣምላኽ ዘላግጹ ተነይሮም ጽቡቅ ገበሮም እንቓዕ ገዛውቶም ቃል ቃል በለ
@uthman9979
@uthman9979 22 күн бұрын
Anzar
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 22 күн бұрын
ውልከ መላኪ ኣምላክ ድዩ ዘለካ?
@ተበገስ
@ተበገስ 22 күн бұрын
እወ መላኺ ሓያል ናይ ሓያላን ለዋህ ናይ ለዋሃን።​@@AlexkidaneNegasi
@tinasteklebrhan7988
@tinasteklebrhan7988 22 күн бұрын
Thank you it is true our world must learn from it. May God protect and for give us.
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 22 күн бұрын
NEgziabhier mdfar bezihu xbuk rekebu👌🏻👍 💪 GOD IS GOOD 🤴🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@RobielKesete
@RobielKesete 22 күн бұрын
ፋኒ ጽቡቅ መደብ ብዛዕባ እታ ዝተረፈት ገዛ ከ እንታይ ትብለና
@Brhane.D
@Brhane.D 22 күн бұрын
ሓይሊ ኣምላኽ ኩሉ ግዜ፡ኒንስሓ ቲራይ እዩ ዕድል ዚህበናን ዚዕገሰናን፡ቑጠዓኡ ጊን ፡ሓያል እዩ፡ከምቲ፡ኒስለ ውሑዳት፡ቅኑዓት ኪብል፡ልዑል እግዚኣብሄር ፈጣሪ፡ካብ ቁጥዓኡ ዪሰውረና፡ኩሉ ጌዜ ጊን ሓይሉን ኪብሩን ልዕላውነቱን ባዕሉ ጊገልጽን፡መምሃሪ ወስ ከብልን፡ካብ ጥንቲ ከም መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎን ነባሪ እዩ፡ደቂሰባት ጊን፡ኒኽንርኢ፡ዓይኒ ዚሃበና፡ኒኪንሰምዕ፡እዝኒ፡ኮታስ ኩሉ ዚሃበና ረሲዕና፡ካቡ ርሒቅና፡ኣለና እሞ ብምሕረቱ፡ዪጠምተና ከማና ጨካን ኣይኮነን፡ጊን ኪንመሃር ካኣ፡ሓይሉ የርኢ፡እዩ እሞ፡ብምሕረቱ ዪጠምተና ስብሓት ለኣብ፡ስብሓት ለወድ ወስብሓት ለ መንፈስ ቅዱስ ወ ለወላዲት ኣምላክ ኣመን።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 21 күн бұрын
❤❤❤
@semharasmelashi7546
@semharasmelashi7546 22 күн бұрын
ኩሉ ግዜ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ ዜተንከፈ ወይሉ ናይ እዶም ረክቦም 😢
@Grmay-h8b
@Grmay-h8b 22 күн бұрын
ሰላም ሰላም ፋኒ ፈጣሪ ባዕሉ የቅልሎ
@blackstar3432
@blackstar3432 22 күн бұрын
ብዛዕባ እዚ ሓድሽ HMPV ቫይረስ ገለ በለና "ፋኒ
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 21 күн бұрын
Thx bro
@divorahabtay2470
@divorahabtay2470 20 күн бұрын
ኩሎም ሐጢኦም ክብሪ አምላኽ ከአ ስኢኖም!!!
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 22 күн бұрын
ቐጠዖ አምላኽ ምዃኑ ዳኣ ፍሉጥ እንድዩ ንዓለም መምሃሪ እዩ ፍኒን
@henoknguse6864
@henoknguse6864 22 күн бұрын
Finan God bless you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GrumGebremskel
@GrumGebremskel 22 күн бұрын
Bhaki finan thaks ❤❤❤❤
@anduneguse3103
@anduneguse3103 22 күн бұрын
Fnan habibna❤
@nahoomnahoom5294
@nahoomnahoom5294 22 күн бұрын
It's unbelievable, really power of God. God for give us.
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 22 күн бұрын
ፍናን መርኣያ መንኣሰይ ፉሊ ኮኾብ ኣፍሪቃ ኣቀራርባኻ መፅናዕትኻ❤❤❤❤ እታ ከይተቓፀለት ተሪፋ ትበሃል ገዛ ሓቅነታ ማዕረ ክንደይ እዩ ባ ኣቕርበልና
@Godislove-t7i
@Godislove-t7i 21 күн бұрын
Of course
@SamuealYhdego
@SamuealYhdego 22 күн бұрын
Good presentation as always
@Fqrimskulu
@Fqrimskulu 22 күн бұрын
✝️♥️☝️
@berhiuMekenen-ec2bc
@berhiuMekenen-ec2bc 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hagosmhretab4949
@hagosmhretab4949 22 күн бұрын
አምላክ ካከምጺ የድሕነና አሜን አሜን አሜን
@biniamyared6599
@biniamyared6599 22 күн бұрын
Thanks. Fnana
@muluberhe9749
@muluberhe9749 22 күн бұрын
Yessssssss Yessssssss ✅️ ✅️ ✅️ ✅️ ✅️ ✅️ yessssssss ✅️ ✅️ ✅️ yessssssss ❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@temsghenhabtu8181
@temsghenhabtu8181 22 күн бұрын
God bless America 🇺🇸
@desbelezewde1815
@desbelezewde1815 22 күн бұрын
ጽጋብ ሰብ ኣብ ጥፍኣት የብጻሓካ እዩ
@tirhashailu619
@tirhashailu619 22 күн бұрын
Kabzi meatzi yisewrena 🙏
@ZegfetMelasa
@ZegfetMelasa 22 күн бұрын
GOD is GOD AMEN 🙏
@hiritytesfagaber3209
@hiritytesfagaber3209 22 күн бұрын
Egzo meharen kirsitos kabi seyfi amlaki adhinena 😢😢😢😢😢
@shewiteyob2717
@shewiteyob2717 22 күн бұрын
Nay bhaki amlak bmhretu ytemtom ytemtena 💙💙💙💙
@KahsayKubrom-y2t
@KahsayKubrom-y2t 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@eyobbokretsin2884
@eyobbokretsin2884 22 күн бұрын
ጽቡቅ ኣጋላልጻ ፍናን ሓወይ ንዓና ክሪስታን ኣምላክና ዘዋርድ እዚ ከማን ዊሒድዎም America ቅድሚ ሕጂ ንድግፎም ነይርና ሓያላት ኢዮም ካብ ዓለመና ኢልና ሕጂ ግን በቲ ነቢ ኣምላክና Jesus መጺኦምና
@ተበገስ
@ተበገስ 22 күн бұрын
ኣምላኽና ኢየሱስ ክሩስቶስ ድኣ ፈጻሚ ትንቢት ነብያት እምበር ብኸመይ ኢኻ ነቢይና ትብሎ ነቢ ን ኣምላኽን ኣይራኸብን ኢዪ። ኣምላኽ ኣምላኽ ኢዪ።
@yemanenuguse948
@yemanenuguse948 22 күн бұрын
Revelation 19 ትግ - ራእይ 1-2: ድሕርዚ ኣብ ሰማይ ከም ናይ ብዙሕ ሰብ ዝበለ ብርቱዕ ድምጺ ከምዝይ ኪብል ከሎ ሰማዕኩ፡ ሃሌሉያ፡ ፍርዱ ሓቅን ጽድቅን ስለ ዝዀነ፡ ንሱ ናይታ ብምንዝርናኣ ንምድሪ ዘጥፍኤት ዓባይ ኣመንዝራ ስለ ዝፈረዳ፡ ንደም ባሮቱውን ካብ ኢዳ ስለ እተፈድየ፡ ምድሓንን ክብርን ሓይልን ናይ ኣምላኽና እዩ።
@tedrosangesom8735
@tedrosangesom8735 22 күн бұрын
Luke 13 ትግ - ሉቃስ 1: በቲ ወርሓት እቲ፡ ሓያሎ ሰባት መጺኦም ብዛዕባ እቶም ጲላጦስ ደሞም ምስ መስዋእቶም ዝጸንበሮም ገሊላውያን ነገርዎ። 2: የሱስ መሊሱ በሎም፥ ነዞም ገሊላውያን እዚኣቶም እዚ ስለ ዝረኸቦምሲ፡ ካብ ኵሎም ገሊላውያን ሓጥኣን ዝነበሩዶ ይመስለኩም አሎ፧ 3: ኣይፋሎም፡ እንተ ዘይተነሳሕኩምሲ፡ ኵላትኩም ድማ ከምኡ ኽትጠፍኡ ኢኹም፡ እብለኩም አሎኹ። 4: ወይስ እቶም ኣብ ሰሊሆም ግምቢ ዝወደቖም እሞ ዝቐተሎም ዓሰርተ ሾሞንተኸ ኻብቶም ኣብ የሩሳሌም ዚነብሩ ዅሎም ሰብ ዚበዝሕ ሓጢኣት ዝነበሮምዶ ይመስለኩም፧ 5: ኣይፋሎም፡ እንተ ዘይተነሳሕኩምሲ፡ ኵላትኩም ከምኡ ኽትጠፍኡ ኢኹም፡ እብለኩም አሎኹ።
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 22 күн бұрын
Ja❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 22 күн бұрын
💙💙💙💙👍🏻👍🏻
@SemereGhide
@SemereGhide 22 күн бұрын
ጽቡቕ ኣቀራርባ ከም ወትሩ
@peaceandLove-r2k
@peaceandLove-r2k 22 күн бұрын
እዛ ጋል ድያብሎስ ብሽጉጥብርእሳ ትከታ እዛ ጋል ዛ ኣመንዝራ ውላድ ሰይጣን ንእግዚኣብሄር ኣላግጽስ ብሰላም ኣብጻ፡ምድሪ ትነብር መስልዋ እዛ ጋክ ሲኦል ጋል ድያብሎድ።ደመይ ፈሊሕኒ ኣሎ ቃላታ ክሰምዕ ከለኩ እዛ ኣመንዝራ ሎስኣንጀሎስ
@hiyabutsegay1038
@hiyabutsegay1038 17 күн бұрын
Awled kulu geze seytwte 😢
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 23 күн бұрын
Selam selam fne 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵
@kalabtesfa756
@kalabtesfa756 22 күн бұрын
"መጀመርታ ጥበብ ንእግዚኣብሄር ምፍራህ እዩ፡ ነቲ ቅዱስ ምፍላጥ ከኣ ምስትውዓል እዩ" ምሳሌ 9፡10። ስለዚ ፍናን ሓውና ግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽካ ስለቲ ቃል ኣምላኽ መሰረት ገርካ ናይ ዜና ትንተና ምቕራብካ። ናይ ዜና ማዕከናት ድማ ንሓደ ሕብረተ ሰብ ንኩሉ ዝዛረቦ ይኹን ዝገብሮ ስራሕ ፍርሃት ኣምላኽ ዘሎዎን ናብ ፍልጠት ሓቂ ኣብ ምውዳን ዓቢ ታራ ኣለኩም እሞ ዝተመስገነ ስራሕ እዩ።
@gebrielatela3046
@gebrielatela3046 22 күн бұрын
❤️❤️🎉🎉
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 20 күн бұрын
Amlak zeyblu dfra yelon
@YoniAsafaw
@YoniAsafaw 22 күн бұрын
አየ ሓበሻ ንኹሉ ኽ ፍ ኡ ናብ ኣምላኽ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 21 күн бұрын
ኣይነ ልቦና ይክፈት ፍጣሪ ኩሉ ዓለም🙏🙏🙏😪😪😪
@asmaraeritrea3415
@asmaraeritrea3415 22 күн бұрын
Kulu feqad amelak eyou nezekone kitelagebelu eyetikelen it's mother nature this is not the first time California is in fire 🔥 it is what it is nekulu mealite alowo just 🙏🙏🙏 for all human being who is effected by this situation. Kulu gezeyi xebuk yelen kulu gezeyi hamak yelen hiwet kulu negera fetina. Selim eyetebel sada eyetebel nikulu hade eya
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 22 күн бұрын
😢😢😢
@ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ
@ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ 20 күн бұрын
ንጸሊ፡ ናይ እግዚ/ር እዩ ኢልካ መደምደምታ ኣይትግበረሉ፡ እቲ ንሕና እንገብሮ ሓጢኣት'ከ መን ክሕተተሉ እዩ፡ ኣብነት፡ ምናልባት ክንደይ ዓመት ገይርካ ኣለኻ፡ ንስሓ ከይገበርካ ፍናን፡ ምእንቲ ደቅኽንን ርእስኽንን ደኣ ብኸያ ይብለን ክርስቶስ ነተን ዝበኽያሉ ዝነበራ፡ ንስኻ ንርእስኻ እንታይ ትመሃር ካብዚ ቅጽዓት፡ ንርእስኻ ትሓታ'ዶ ወይስ ከምዚ ናታ ዘይኮነ ሓጢኣተይ ኢልካ ኢኻ፡ ምትንታንን ምግላጽን ሓጢኣት ካልኦት ኣየድሕነካን እዩ። ካብቲ ዘልዓለማዊ ሓዊ ጋህነም እሳት፡ ምድራዊ ቅጽዓት ባርዕ ሓዊ ይሓይሽ፡ እግዚ/ር ምልክት ከምዝገበረ ተረዲእኻ ንኽትንሳሕ'ውን ዕድል ሂብዎም ኣሎ። ስለዚ ኣምላኽ ዝፈትዎ ሰብ ብቅጽዓት ንብረት/ሃብቲ ይሓልፈሉ። ስለዚ ንጠንቀቅ ንሕና'ውን ቅጽዓትና ሲኦል ከይከውን።
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 22 күн бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻ ፍናን ሓውና ግን ምስታ መግለጺትካ ከምታ ናይሎጥ ናይታ ገዛ ዝተረፈት ስእሊ ናይ ጎይታናን መድሓኒናንን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግልን ዝነበራ ኸኣ ውስኽ ኣብላ
@msguntamzgi
@msguntamzgi 22 күн бұрын
ንኣምላኽ ዘዋርድ ኣይበሃልን። ኣምላክ ዘይፈትዎ ስራህ ኢልካ እንተትገልጾ ጽቡቕ ምኾነ።
@MaDiD2006
@MaDiD2006 22 күн бұрын
እግዚኣብሔር ስለ ዝገደፋ እምበር እግዚኣብሔር ማዓት ኣየውረደላን:: እግዚኣብሔር ንዝኾነ ኣይቀጽዕ ኣይፍትን ከማን: እቲ ክፍኣት ካባና እዩ:: ምሕረትን ፍቅርን ኣምላኽ ስለ ንጸልኦ ካባና ይርሕቅ እቲ ጸላኢ ድማ ኣብታ ዕድል ዝረኸበላ ይቀትለና:: እዚኦም እንዳ Hollywood ድማ ኪደልና እሎሞ ብከፊል ስለ ዝኸደሎም: ይበኽዩ ንርኦም ኣሎና:: ንንስሓ ይኹኖም ሓይሊ መንፈስ ድማ ይሃቦም:: ሰብ ግን ቀረደኛ እዩ:: ከይልኹሙና ንጸሊ ንጸልየሎም እውን::
@MerihHadgu
@MerihHadgu 22 күн бұрын
ቁጥዐ እግዝኣብሔር እዩ ንብል እና ንሕና ፍርሓት እግዝኣሂር ዘለና ንሶም ግን እዚ ኩሉ ማዓት እንዳወሮዶም ከኣምኑ ኣይደልዩን እዩም ከጥፍኦም ኣለዎ ጽቡቅ ገሩ ክሰብ ዝርድኦም
@melaketesfahiwet9006
@melaketesfahiwet9006 22 күн бұрын
Egizabihar amlak yekir yeblena
@habteghebre785
@habteghebre785 22 күн бұрын
Dengika akribkayo mekxaiti nay fetari eu
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 22 күн бұрын
🙏🙏🙏
@berhanehailemariam9298
@berhanehailemariam9298 22 күн бұрын
America In God we trust blash gereme. Amlak kabzi kemezi sewrena. Entay u zdegagmo zelo zey amelu finan.
@aresenal9607
@aresenal9607 22 күн бұрын
Xbuq aqerarba fani❤
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 22 күн бұрын
አብ ኩሉ ዓለምና ጸበባ ሽግር ዉግእ... ወዲ ሰብ ካብ ስርዓት ጐይታ ወጺኡ እግዝኣቢሔር ምዓትና የቁርረልና
@AbduMohammedali-x3u
@AbduMohammedali-x3u 22 күн бұрын
ንሐያል ሐያል አለዎ:: ::
@samsomfissahaye5286
@samsomfissahaye5286 22 күн бұрын
ኤዝግአቢሄር ከኣ አሪኢዎም🙏
@SolomunAregay
@SolomunAregay 22 күн бұрын
ጽጋብ ትወልዳ ንእኪት 😢😢😢
@MahariAmaniel
@MahariAmaniel 22 күн бұрын
ከም ናይ ሶዶምን ጎመራን ዝመሳሰል ስጉምቲ ክከውን ነይርዎ ብዝኮነ ብመግናሕቱ ክመሃሩ ንጽበ ኢምበር ምቅጻል ብጣዋሉ ዝተሰርሐ ህንጻታት ኒኢሱ
@Tiebe1Tadese
@Tiebe1Tadese 22 күн бұрын
Natinat Amlak Naytaemrat Amilak
@estifbatu1468
@estifbatu1468 22 күн бұрын
Begzabher mlgats sabenu kebid eyu
@wedim8208
@wedim8208 22 күн бұрын
Exi nay congo eske gele belena fani
@ፍትሒዝተነግፎኤርትርዊ
@ፍትሒዝተነግፎኤርትርዊ 22 күн бұрын
Qalatn haatn btami ika tdegagm meslchew aewn tgebro aleka
@MahderTeka-qe9oc
@MahderTeka-qe9oc 22 күн бұрын
ደቂ መሓመድ ለለ ናይ ጋዛ መስቃ ይኡ ብለዮ 😅
@ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ
@ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ 20 күн бұрын
ካሊፎርንያ፡ ብቅጽዓት ሓዊ ንብረት ሓሊፍሎም ኣሎ፡ ንኽንስሑ ዕድልን ምልክትን ብምሃብ፡ ህላዌኡ ገሊጹ ኣሎ። ስለዚ ንሕና ካብ ቅጽዓት ምድሪ ንላዕሊ ቅጽዓት ዘልዓለማዊ ጋህነም ክንፈርሕ ኣለና፡
@mhrethabte7299
@mhrethabte7299 22 күн бұрын
ኣምላኽ ይባርኻ ፍናን ሓውና ብቃል ኣምላኽ ኣሰኒኻ ብምቅራብካ ቀጽሎ
@MahariAmaniel
@MahariAmaniel 22 күн бұрын
ኢንሹራንስ ንምርካብ ኢዩ ውን ይብሃል
@Meron-x5u
@Meron-x5u 23 күн бұрын
ሞትን ውድቀትን ንኣሸበርቲ ግብረሽበራ ደቂ ገይ መሓመድ፥
@fr-lj7mu
@fr-lj7mu 22 күн бұрын
😅😅😅እሂ ፅልኢ ኣስላም ግን አበይ ከብፀሓካ እዩ ቆማል ወዱ ኸልቢ
@Meron-x5u
@Meron-x5u 22 күн бұрын
@@fr-lj7mu ኣነ እኮ ኣስላም ኣይበልኩን፥ ኣነ ዝበልኩ ሞትን ውድቀትን ንኣሸበርቲ ግብረሽበራ ደቂ ገይ መሓመድ ኢየ ዝበልኩ፡ ነብሱ ይምሓሮ ሽፍታ መሓመድ: እምበር ን ጓል 9 ዓመት.......
@AmirNews-e1y
@AmirNews-e1y 21 күн бұрын
Gohfe terwae
@Meron-x5u
@Meron-x5u 20 күн бұрын
@@AmirNews-e1y ብጀካ ምጽራፍን ምሕራድን ካልእ እንታይ ከይትመሃሩ ጀልፋፋት። ☪️ancer
@AmirNews-e1y
@AmirNews-e1y 20 күн бұрын
@Meron-x5u temaherk entay afreka fugur wahed
@zeresenayhagos2654
@zeresenayhagos2654 22 күн бұрын
💙💙💙👍
@MerihHadgu
@MerihHadgu 22 күн бұрын
ሓንቲ ዘይብሎም ሃብቶም ናብ ዜሮ ክምለስ ኣለዎ
@JamieSuleiman
@JamieSuleiman 20 күн бұрын
karma is karma 😮
@martagebremeskel1693
@martagebremeskel1693 22 күн бұрын
ሂጂ ረኪባታ እግዚአብሔር ዘአምን መጨረሻ እዚ እዩ
@yemanenuguse948
@yemanenuguse948 22 күн бұрын
2 Thessalonians 1 ትግ - 2ይ ተሰሎንቄ 9-10: እቲ ኣባኻትኩም ዝመስከርናዮ ምስክር ተአሚኑ እዩ እሞ፡ የሱስ በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ቅዱሳኑ ኪኸብርን ኣብቶም ዝኣመኑ ኺግረምን ምስ መጸ፡ ንሳቶም ብመቕጻዕቲ፡ ናይ ዘለኣለም ጥፍኣት ካብ ቅድሚ ጐይታናን ክብሪ ስልጣኑን ርሒቖም፡ ኪቕጽዑ እዮም።
@KubsulSul
@KubsulSul 22 күн бұрын
ንዓይ እሲ ጠቅላላ ቅቡል ኣይኮነን። እቶም ሽዑ ማዓልቲ ኣብ ልዕሊ ኣምላክ ዝተላገጹ ንዕኦም ፈልዩ ዘይቀጽዖም ፣ ኣብ ሎስ-ኣንጆሎስ ቡዙሓት ኣመንትን ቅኑዓት ህዝቢ ኣለዉ ፡ ንሳቶም'ከ ንምንታይ ዝልከሙ 😢
@ፍቅሪየለንኣሎኣይትበሉኒ
@ፍቅሪየለንኣሎኣይትበሉኒ 22 күн бұрын
ኣብ ስራሕ ኣምላኽ ንምንታይን ስለምንታይን ዝባሃል የለን ኣባሓጎኪ መሲሉኪ
@Yorsalem-d8f
@Yorsalem-d8f 22 күн бұрын
ንምንታይ ድዩ ብሰንኪ ንቁጽ ይነድድ ሩሑስ ዝባሃል። ካብ ከምዚ ማኣት ዳኣ ይሰውረና ፈጣሪ ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏
@sarazera8059
@sarazera8059 22 күн бұрын
ንሃጥኣን ዝመጽእ ንጽድቃን ይልክም ከምዝብሃል ፍለጢ ፈጣሪ ዘይ ሪኣኦ የልን ፍርዲ ኣቱ እዮ የውጻና ካብ መኣት እዮ ዝብሃል።
@KubsulSul
@KubsulSul 20 күн бұрын
@sarazera8059 ሓወይ ኣብ ግዜ ኩናት ነቲ ኣንጻርካ ዝቃለስ ዘሎ ሰራዊት ክትቀትል ክትብል፣ ን ሰላማዊ ህዝቢ ክትልክም ትክእል ኢካ፣ እዚ ግን በዓል መን እዮም ፡ እቶም ከሓድትን ዝጸርፍዎን እንዳ ፈለጦም ፡ ንዕኦም ፈልዩ ዘይቀጽዖም !!
@embatekera9244
@embatekera9244 22 күн бұрын
Akshshti Shaiba Metshaf kudus Enda Kededu Namenti Zesadudu Kabzi Halifom Entay Gierom. Egziabher Nay Mhret Amlak U Aytelegagbwo Seb KZbin. Nkulu b,Mhret U Ztsbeyo Zelo.
@michaelforgiveness2964
@michaelforgiveness2964 22 күн бұрын
eta clasic hdatkan xbuq n ezni
@fr-lj7mu
@fr-lj7mu 22 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዓለም እናተናወፀት በዚ ዘይረብሕ ክሳራ ምስ ፈጣሪ የታሓሕዝዎ ግርም እዩ ናይ ሓበሻን ኣዕራብን ድንቁርና ኣብ ኣሜሪካ 10 ሰባት እዮም ሞይቶም እቲ ዝኸሰረቶ ድማ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ክተማልሶ እያ ተዳሎ ጥራይ ሓበሻ ዕደ ነንባዕልኻ ኣባሊዓ ኣፅዋር ሸይጣ ክሳራኣ ክተማልሶ እያ፡፡
@militetesfatzion2418
@militetesfatzion2418 22 күн бұрын
Natekume Hateyate zeytefeletu Ayteferedu Amelikekume entaye amtekume God blessed USA 🎉🎉🎉
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 22 күн бұрын
ንስኻውን መልሓስካ ስርዓት ኣትሕዛ ከይትቕዘፍ። መጀመርያ ሰብ ብግብሩ ኢዩ ዓስቡ ዝፍደ ገላትያ 6፥7። ብምቕጻል ኣማልኽ ቀጺዕዎም ክንብል እንከለና እቲ ንሶም ዝገበርዎ ጸርፍን ዘለፋን ኣብልዕሊ እግዚአብሔር ተገንዚብና ደኣእምበር ብስቒልና ኣይንዛረብን ኢና እዚ ድማ ንስኻ ተቐበሎ ኣይትቀበሎ ንሕና ግን ሰብ ዓስቢ ክፉእ ግብሩ ከምዝቕበል ንኣምን ኢና ።ከም ኣብነት ባቢሎናውያን ጥቅመሰናኦር ኣብ መጽሓፍ ኦሪት ታሪኾም ተመልከት፡ ሶዶምን ጎሞራን ኣብ ታሪኾም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመልከት ፡ፎርኦን ዝነበሮ ሓይልን ዝናንን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመልከት ፡እዞን ኩሎም ቄሳራት ታሪኾም ተወከስ እሞ ብሕጽር ዝበለ እቶም ንኣምላኽ ኣብ ኣምላኽነቱ ኣትዮም ዝፈታተንዎ እንታይ ዓይነት መከራ ይወርዶም ክትዕዘብ ኢኻ ፡ብዝያዳ ድማ ኣብ ግብረ ሃውርያት ብዛዕባ እቲ ኣብ ወንበሩ ኮፍ ኢሉ ከሎ ሓሲኹ ዝሞተ ሄሮድስ ብፉሩይ ቀለም ተጻሒፉልካ ኣሎ ኢዩ ኪንዮ እዚ ናይ እምነት ጉዳይ ጥራይ ኢዩ ። ነዚ ዘይትቕበልን ዘይትኣምንን እንተኾንካ ድማ ዓስቢ ምልጋጽ እንታይ ሙኻና ብዓይንኻ ትዕዘባ ኣለኻ ኢኻ ብኾፍካ ከይትሕስኽ ተጠንቀቕ ዝሓወይ። ሓበሻ ዕደ ዝበልካዮ ድማ ንስኻ ኢኻ ዕደን ደንቆርን ምክንያቱ ከተጋናዝብ ኡካ ዘይትኻል ሰብ ኡኻ ፡ኣብነት ብራዚላውያን ዝገበርዎ ኣንጻል እግዚአብሔር ርኢኻዮዶ ብቀጥታ እንታይ ወሪድዎምከ ተመልኪትካ ዶ
@bahabolomt-abraha1532
@bahabolomt-abraha1532 22 күн бұрын
እዞም ኣብዚ ንነብር ከ ውሕድናካ ካልኣይ ድማ ኩናትን ቁጣዓ ፈጣሪን ፈላልይ ሰነፍ ሕጂ እንታይ ተረድእካ ኣጽዋር ቁጠዕን እንታይ ኣራኽብዎ ሓበሻ ዓረብ ድማ ትብል gofy
@temsghenhabtu8181
@temsghenhabtu8181 22 күн бұрын
Exactly yegrmmka eu nay hebush amilk kemza nay beynom eyiu zemslom kemoem zetfein zetbetatenen kea yelon
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 22 күн бұрын
ኣበይ ይዱኦም ድፉናት ሓንጎል መዋእሎም ብኩናት ብጥሜት እንዳጠፍኡ ።
@samrawi1982
@samrawi1982 22 күн бұрын
Kexika Tearekena zbehal xolot feminine u etterediewom
@hailetekle5050
@hailetekle5050 22 күн бұрын
ካብ ብሉጽ ሰብ ብሉጽ ሓሳባት እዮም ዝርከቡ ፡ስለዚ ፍናን ድማ ኣዚኻ ብሉጽ ሰብ ኢኻ
@TEKLEaBBRHANE-b1k
@TEKLEaBBRHANE-b1k 22 күн бұрын
EZGABER kab qx amlk mhret
@yonaskidane-mz8yl
@yonaskidane-mz8yl 22 күн бұрын
ሓንቲ ገዛ በይና ተሪፍ ዘላኻ ከመይ ኢያ ገለ ናታ ኣፍሊጦ አንተለኩም እባ ንገሩና
@fr-lj7mu
@fr-lj7mu 22 күн бұрын
😅😅 2023 ዝነበረት እያ
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 22 күн бұрын
Kid wedi tenqali netom vtnkola znaeru barayu ahzab htetom
@yonaskidane-mz8yl
@yonaskidane-mz8yl 22 күн бұрын
@@abrhaleyrussom1718 ዎይ ናጠባ ናይ ዳሓን ዲኻ ሰበይ ካብ ስራሕ ጠጠሪዝካዲኻ ዛይራኽቦ ዘይብለይ
@yonaskidane-mz8yl
@yonaskidane-mz8yl 22 күн бұрын
@@fr-lj7mu ዋርድያ ናታ ዲኻ ነርካ
@wedieri8264
@wedieri8264 22 күн бұрын
ብሮ እታ ዝተረፈት ገዛ ኣብቲ ኣፍደገ ናይ መድሓኔ ዓለምን ድንግል ማርያምን ማርሞ ቅዱስ ስእሊ ዘለዋ ያ ክሳዕ ካንሸሉኣ ሓዊ ኣይቀረባን ናይ ሓደ ካልእ ክኣ ካብ መንጎ ዝተቃጸላ ገዛውቲ በይና ከይተቃጸለት ተሪፋ 2 ገዛ ኣነ ካብ ዝረኣክወን የካፍለካ ኣለኹ እታ ስእሊ አምላክን ወላድቱን ዘለዋ ናይ ላቲናዊ ያ ኣብ ብዙሕ ዜናታት የምጽዋ ኣለዉ ​@@yonaskidane-mz8yl
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 22 күн бұрын
ኤርትራ ድኣ ፈጣሪ ስለዘለዋ ድዩ ብ ኢሰያስ ትቅጻዕ ዘላ?
SLIDE #shortssprintbrasil
0:31
Natan por Aí
Рет қаралды 49 МЛН
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН