ኣንስትና ንሃገር እምበር ናዓና ኣይኮናን ዝምርዓዋና ዘለዋ

  Рет қаралды 81,998

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ኣንስትና ንሃገር እምበር ናዓና ኣይኮናን ዝምርዓዋና ዘለዋ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- linktr.ee/josi...
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrean#ethiopian#habesha

Пікірлер: 332
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 5 ай бұрын
እቶም አብ ኢትዮጵያ ዘለው ሰነጥበበኛታት ከም ርግቢት ብትካቦ እንዳነበሩ ከሙኡ ክብሉ ብቅዓት የብሎምን እንተ ናይተን ከሙኡ ዝገብራ ደቀንስትዬ ፈጣሪ ልቦና ይዓድለን ጥራይ ኢኻ ትብል ።
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 5 ай бұрын
እንድዒ እግዚኣብሄር ደኣ ምሕረቱ የውርደልና እምበር, ብወገን ደቂ ተባዕትዮ ኣይጠዓመኩም ብወገን ደቂ ኣንስትዮ ኣይጠዓመና. ኩላትና ኢና በደልትን ተበደልትን.
@user-hh1vb4bc8m
@user-hh1vb4bc8m 5 ай бұрын
Amen!!! ewe nesu eu eti haki
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 5 ай бұрын
Ajokana
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 5 ай бұрын
😢😢😢 xbuq aleki entay mo krgebru yehwat amlak baelu selam yewrdelna
@sawatube
@sawatube 5 ай бұрын
ብደቅንስትዬ ወገን እካ ስድነት እዩ ካሊእ ይትረፍ ጺዒሩ ተገዲሱ ናብ ኤውሮ) አምጺኡ ንስ ክርኣ አለወን ደሐር ከአ ሐዳር ድሌት እንተሎ ገጥ አቢላ ትሕዝ ሰበይቲ አያ ግን አብ የሕዋትና ልቦና ይጎድለን አሎ
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 5 ай бұрын
@@sawatube ስለ ዘምጸኣ ተጸቂጣ ክትከይድ የብላን. ንሱ ከ ከመይ እዩ ኣተሓሕዝኡ ስለ ዘምጸኣ ጥራሕ ከምዚ ግበሪ ከምዚ ኣይትግበሪ ናብዚ ኪዲ ናብዚ ኣይትኪዲ ኢሉ ክእዝዛ ኣይክእልን እዩ እንታይ ደኣ ብስምምዕ እዩ ክከውን ዘለዎ. ኣብ ሓዳር ጊላን ጎይታን ዝበሃል የለን, ክልቴኻ ኢኻ ንጉስ ናይታ ገዛ. እዞም ሰባት ተበዲሎም ክኮኑ ይኽእሉ እዮም ክንደይ ደቂ ኣንስትዮ ውን ኣለዋ ደም ዝነብዓ. ክንደይ ደቂ ተባዕትዮ ኣለው ነንስቶም ከም ሰራሕተኛ ገዛ ዝጥቀሙለን ኣብ ድሌቶም ከምድሌቶሞ ነዐኦም ሓላል ነዐአን ሓራም ዝሪእዎ. ሓዳር ንኩላትካ ማዕረ እዩ ዝኀደለ ዳተመላላእካ እዩ. ደቂ ኣንስትዮ ኣይብድላን እየን ማለተይ ኣይኮንኩን, ግን ከኣ ይብደላ እየን. ጓል ኣንስተይቲ ለዋህ ሓላል እያ, ክትላለያ ከለካ እሞ ዘክር እንታይ ኮይና ተቀይራ ኢልካ ሕሰብ ንስኻ ዝበደልካዮ ውን ኣስተንትኖ ከተዐርዮ እንተፈቲንካ ዘይትዕረየሉ ምክንያት የብላን. ብፍላይ ናይዚ ግዜ እዚ ጸገም መስተ, ጠላዕ, ኣንነት, ንሰበይትኻ ግዜ ዘይምሃብ ከምኡ ውን ሰበይትኻ ኣብገዛ ኮፍ ኣቢልካ ምስ ካልኦት ምዛር ደኣ መሰሉ እዮም. ክንደይ ደቂ ተባዕትዮ ኣለው ኣብደገ ጥዑማት ኣብ ገዝኦም መንሽሮ ዝኮኑ. ዝያዳይ ሎሚ እባ ውጽእ ኢልና ንዘናጋዕ ግደፍና እስከ ኣጸቢቁለይ ኣልኪ ዲኺ ምስ የዕሩኽተይ ቆጸራ ኣለኒ, ካልእ መዓልቲ ቡና ቀልያ ምግባ ሰሪሓ ኮታስ እቲ ንሱ ይፈትዎ እዩ ዝበለቶ ቀሪባ ሃኒ ሎሚ ኣብ ገዛና ኢንጆይ ክትገብር ኢና, ኖ ሎሚ ዘይቲተርፍ ምስ የዕሩኽተይ ቆጸራ ኣላትኒ ወረ ብዙሕ ኣሎ ሽዑ እተን ዝተወድአን ይፈላለያ ገሊአን ከኣ ኣንጻር ይብገሳ ሽዑ ሽመን ይኸፍእ ንሶም ግን በቲ ብደገ ዘሎ ዝርኢ ወራዝዙት እዮም እምእ ጸጊባ ክስቶ ደኣ መስኪን እንድዩ. ብመጀመርታ ቀዳምነት ንሰበይትካ ሃባ ንሳ ውን ነቲ ሰናይ ነገር ክትስዕበካ እያ. ንሰበይትኻ እሙን ፈቃር ሓላዪ ኩነላ ንሳ ውን ከምኡ. ደቂ ኣንስትዮ የሕዋተይ መብዛሕትኽን መኽበርቲ ሓዳርክን እሙናት ፍቅሪ ትምግባ ሽምዓ ኬንክን ንቤትክን ብርሃን ትህባ ኢኽን. ኣለኽን ግን ውሑዳት ትርጉም ሓዳር ዘይርደኣክን ብሰንክኽን ወለድኽን ተጽርፋ መዕበይአን ዝበደለን ትበሃላ በጃኽን ደጋዊ ጽባቀን ቁንጅናን በራሲ እዩ ሓዳርክን ኣኽብራ. ከምቲ እግዚኣብሄር ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ, ሰበይቲ ከኣ ኣካል ሰብኣይ ዝብለና ክልቲአን ተነጻጺለን ክነብራ ዘይክእላ ተከባቢርናን ተሓላሊናን ንኪድ ሓደራኽን.
@biniamtesfay5235
@biniamtesfay5235 5 ай бұрын
Ich liebe Deutschland und ich will niemals wo anders leben ❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ሓዳር ሎሚ ቢዝነስ ኢዩ ኾይኑ ደቂ ኣንስትዬ ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ ተሃልየን ከመይ ጌርና ዓዲ ሰብ ኣቲና ስድራና የሕዋትና ንኣሊ ኢዩ እቲ ዕላማ ዘሎ በቃ ።ገንዘብ ክትሰዱለን ከለኹም ከኣ ዓቂንኩም ስደዱለን ።ስነ ጥበባውያን ን ዋዛ ዝሰርሕዎ ከኣ ሕብረተሰብ የዕኑ ኣሎ።😢
@eru5343
@eru5343 5 ай бұрын
ምስጣ ኣብዚ ዝገፍዕወን ኢዩ ዝወርዶም ዘሎ 😢
@beilulgerezgiher4497
@beilulgerezgiher4497 Ай бұрын
​@eru5343 thank ezia kulu gzie kbla zdeli ya abzi zehlfeo zelewa xegem zfelto yelen telimen tray yu zbehal
@ansebaanseba5995
@ansebaanseba5995 5 ай бұрын
Josias እዚ ወዲ ዝብል ዘሎ ኣይተረዳእካዮን ስነጥበባውያን ከይተረፉ ናይ ጀርመን ድዩ ሰብኣይኪ ሰይቲ ስዉእ ኢኺ ፕሮሰስ ኣይሰልጥን'ዩ ገለ እንዳበሉ ነቲአን ኣዋልድና ብረይን-ዎሽ ይገብርወን ኣለው ስለዚ ዓገብ ክትብሉ ኣለኩም እዚኦም ዩቱነራት'ዩ ዝብለካ ዘሎ። ስራሕ ስኢኖም ይኾኑ ኣርእስቲ ስኢኖም ይኾኑ ኣይትበሎም ፕሊስ እንተኽኢልኩም ዓገብ በልዎም ብዙሕ ብዙሕ መንእሰይ ናይ ጀርመን ይብደል ኣሎ😢😢😢💔💔💔
@fiqrimiskulilove6595
@fiqrimiskulilove6595 5 ай бұрын
You right josi he didn't understand him
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 5 ай бұрын
ልክዕ ኣለካ
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 5 ай бұрын
Srah eyom sidomos ember bseb do daa mstexawetu
@ansebaanseba5995
@ansebaanseba5995 5 ай бұрын
@@yemanemelake4416 እወ ንሱስ ጽቡቕ ኣለኻ እንዲኻ ግን ከምኡ ኢልና እንተ ኣመኽኒናሎም ድኣ'ሞ መሊሶም እንድዮም ክገዱ
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ተቕርብ ክቡር ሓው። ሓዳር ክሪኦ ከለኹ ደቀይ ሓዳሮም ክምስርቱ ዝጽበ ዘለኹ ኣደ እዬ ቅሩብነትካ ኣለሊኻንነብሳ ኣጸቢቕካ ፈሊጥካ ምስ ከመይ ዝበለ/ዝበለት ክጻመድ ኢልካ ኣለሊኻ ደለኻዮ ሕጅን መጻኢ ዕላማታትካን ተፋሊጥካ ዋላ ዘለካ ባህሪያት ተፋሊጥካ ብግልጺ ተነጋጊርካ ክትኣቱ ነቲ ሓደሽቲ ባህሪያታት ክትለምዶ ከተዕርዮ ኣይጽግመካን ኢዩ ። ወዲ ተባዕታይ ኢዩ ዝመርጽ እታ እሱ ዝበላ ክትኮነሉ ክትሰምዖ ክትኮነሉ ንሱ ከይሰምዐ ተሰሚዑ ጥራይ ክነብር ይደሊ ።ኣይትእተዊ ኣይትውጽኢ ሓደ ዓቢ ጸገም ኢዩ።ሰብኣዊ መሰልካ ተጋሂሱ ሓዳር ሓዳር ኣይኮነን እሂን ምሂን ተበሃሂልካ ተመላሊእካ ክትከይድ ዝበለጸ ሂወት ተሕለፍ እስኹም በቲ ዝሀበኩም ጸጋ ተፈጥሮ ጉልበት ዋልታ ጸግዒዋሕስ ናይታ ቤት ትኾኑ።ንሕና ጸጋ ጥበብ ምሕደራ ክእለት ለውሃት ክንክን ሓለዮት እምነት ኣወሃሂድና ድኣ ንኪድ እንበሪ ርእሰ ተኣማማንነት ኣጥፊእካ ብ ማይ ቀጠነ ሸንኮለል ተባሃሂልካ ተፋጠጥ። ወረ ገሊኦምሲ ነ ኣሕዋቶምን ኣሐሓቶምን ምስኦም ዘየቀመጡዎም በቃ ነዛ ሂወትካ ፋሕ ብትንዘእትዉ ኣዲኦም ትቁጸሮም ።ኣነ ንሓዳር ብከምዚን ከምዝን መሪጸክን ደልየክን ኣለኹ ንስኺኸ ????መልሲ ትጽበ ክዳን ወይ ንብረት እንዳድኳን ኣይኮነትን ሓንሳብ ምስ ሓዝካያ ንሓዋሩ ወኒንካያ ክትነብር ኣስተውዕሉ ድኣ ብሩኻተይ።👍👌🌹🤩
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k 5 ай бұрын
ክቡራት ደቀይ አይትጣለሙ ጥልመት ጽቡቅ አይኮን አብዛ ዐለም ንነብር ዘይኮነ ንጸንሕ ውሑድ ጊዜ እዩ ምሕረቱ ይሀበና አምላኽ ይሀበና🙏
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 5 ай бұрын
ጸቡቅ ገብራኩም ካብ መልኽዕ ርኢኩም ትኣትውወን ወሸጠን ዘይተፈልጥወን መጺኹም ሓዳር ሓዋላ ብልዒ ሰትይ ተኸደኒ ተካሓሊ አልኩም ልዕሊ ዓቕምኩም ገንዘብ ሰድድኩም ተቀባጥሩ ንባዕልኩም ጸቡቅ ዘይተነብሩ ሽዑ መጸያ ገድፋትኒ ሸንዲሓትኒ አልኩም ተጽሙም. ኣጽንዕኩም ፈሊጥኩም ብደቂቕ ሓዳር ግበሩ....... ምልክዕ ጋል ግዝያዊ ኤዩ ኣየናብረን
@natsinetsolomon4231
@natsinetsolomon4231 5 ай бұрын
Nay bhaki melke trgum yeblun
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
ኣይሰምዑን ኢዬም መዐቀኒ ሓዳር መልክዕን መዓኮርን ኢዩ ናይዞም በሃማት😢
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 5 ай бұрын
@@semharkahsay1946 ጸቡቅ ኣለኺ ወዲ ብዓይኑ ርእዩ ሰለ ዘፈቀር........ መልክዕ ሓጺብካ ዘስተ የመስሎም 🤣🤣🤣ሂወቶም ዛሕዛሕ ምስ በለ ተረዶም ይሕፉርና ኣለዉ
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 5 ай бұрын
Mesta natna eyu neana gedifkum afrikaa tkedu
@eru5343
@eru5343 5 ай бұрын
ሓቅኪ ገሊኦም ውን ደቆምን ኣደ ደቆምን ገፊዖም ከይዶም ይምርዓው ምስ ኣምጽእዋ ክኣ ትጠልሞም ምስጣ ኣብዚ ዘለዋ ኢዩ ግርም ገበርኦም
@sophiajackson70
@sophiajackson70 5 ай бұрын
ከየጻረኩም አይተምጽወን ሐዳር ቀሊል ኣይኮነን አስተውዕሉ።
@hiwetbariagaber5959
@hiwetbariagaber5959 Ай бұрын
You need education Must know the country Work hard with good ethics Jessy good job Keep it up Love u
@yohannesgebrekirstos7952
@yohannesgebrekirstos7952 4 ай бұрын
Frhat Egziabher zeyblu seb Hilna yeblun, xegem rekibu seb
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 5 ай бұрын
ኣነ ዝመስለኒ ናይ ኩሎም ጌጋ ኣሎ ብፍላይ ግን ደቂኣንስትዮ ብጣእምየን ተቀይረን ዘለዋ ብጣዕሚ ጽፍሪ ሁማን ሄር መጸባበቂ ስለትምርቲ ከማን ኣይሓስባነን እተን ዝበዝሓ ደገ ወጺኻ ምብላዕ ይገርመካዩ ጋል ሙካነን ዝገደፍኦ ኣለዋ ገንዘብ ከኣ ብኡ መጠን ብታዕምየን ዘጥፍአ ንሶም ከኣ ከይትኸዶም ክብሉ ልዕሊ ዓቅሞም ይሰዱለን ንርአን ስለዝነበርናዩ ካብኡ ምስ ኣተዋ ልዕሊኡ እየን ዝጽበያ ተኣቲካ ከኣ ትምርቲ ስራሕዩ ዘሎ ኩሉ ግዜ ሕጽኖት የለን ኣወዳት ኣሕዋትና ከኣ ንገርወን ከም ኣክምኩም ኢኹም ክትነብሩ ዘለኩም መጻኢ ዘይብላ ጋል ኣትያ ውን ከም ዘይትጠቅም ክትፈልጥዎ ኣለኩም ኣምላኽ የቃንኣልኩም ነቶም ብልቢ ሓዳር ትደልዩ 🙏
@kmh6471
@kmh6471 5 ай бұрын
ከምዛ ዝበልካያ እያ ዝበዝሓ ትምህርቲ ክመሃራ ኣይድልያ ዋላ እንተጀሚረን ከኣ ንስለምካድ እየን ዝከዳ ናብ ትምህርቲ እምበር ኣይማሃራን'የን ብዛዕባ ናይ ክሽነ ስራሕ ከኣ ወይ ደገ ይበልዓ ወይ ኤንዶሚ'የን ዝምገባ
@user-zy5ts8su4u
@user-zy5ts8su4u 5 ай бұрын
Eway weridna 😂​@@kmh6471
@beilulgerezgiher4497
@beilulgerezgiher4497 Ай бұрын
​@kmh6471 እንታይ ትብሉ ኣለኩም ወደይ ቁሩብ እሞ ሕሰቡ 1ወይ2 ኣዋልድ ከምኡ ጌረን ኢልካ ንኩለን ክትፈርደን ጽቡቅ ኣይኮነን፡መጀመርታ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዋ ደቀንስትዮ እንታይ የጋጥመን ኣሎ ፍለጡ ኣዋልድ የሕዋት ከምዘይብልኩም ጽባሕ ናብ ሓፍተይ ክወርድ ዩ ዘይብሉ ብገንዘብ ክትገዝእወን ትፍትኑ፡ኣቲኪ ወጺኪ ክትብሉ፡እምነት የብልኩም፡ዋላ ነተን ብልበን ኣሚነን ሓዳር ክገብራ ዝደልያ ብዘረባን እምነት ምጉዳልን ልበን ጠፊእወን ክበክያ ዝውዕላ ዘለዋ ከ መን ዩ ክርእየለን፡ናይ ጀርመን ፕሮሰስ ከምዝዱንጊ እንዳፈለጣ ምስኦም ሓዳር ዝገብራ ኮ ድሌት ሓዳር ስለዘለወን እንበር ክንደይ ቅልጡፍ ፕሮሰስ ዘለዎ ዓዲ ኣሎ እንዶ ናብኡ ዘይከዳ፡እቲ ጸገም ነንነብስና ዘይምፍታሽ ዩ ኣይንወናጀል ጸጉሪ፡ጽፍሪ፡ደገ በሊዐን፡ኢንዶሚን በሊዐ ኢልካ ምጽብጻብ ገዲፍና እቲ ጸገም ኣበይ ዩ ዘሎ ምርኣይ ክሓዪሽ ዩ እቶም ኣወዳት ንሰን ትብሉ ንሕና ከኣ ነዓኩም ንውንጅል ግን ብሕጂ ውን ክንድየናይ ከይጥዕም
@AffectionateCrosswordPuz-km7rx
@AffectionateCrosswordPuz-km7rx 17 күн бұрын
Good evening a❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nigestideberzion9090
@nigestideberzion9090 5 ай бұрын
Thnxs bro 👍
@luhcalmfit466
@luhcalmfit466 4 ай бұрын
ፅንዐት ይሀብኩም አሕዋት የሕዝን
@rik81784
@rik81784 5 ай бұрын
Zubuk alekum....kab italia
@frehiwotgirmazion9067
@frehiwotgirmazion9067 5 ай бұрын
ንምንታይ አብ ጀርመን ዘለዋ ዘይትምርዐውወን ነምንታይ አብኡ ዘለዋ ረጊጽኩመን ኬድኩም ማስጣ አለዎ
@girmaymengstab5727
@girmaymengstab5727 5 ай бұрын
Merhaba Josias Denden 👍👍👍🙏🙏🙏
@SemereAbrha1416
@SemereAbrha1416 5 ай бұрын
ኣታ እዞም ናይ ጀርመን ሓወላ ዶ ደው ክነብሎ ዋላ የሕዋትና ይኹኑ ክውሕ እንዶ ነብሎም ክፈልጥዎ 😂😂
@yordanosghebrebrhan295
@yordanosghebrebrhan295 5 ай бұрын
Abey emo xebuq neru 😉
@sawatube
@sawatube 5 ай бұрын
አብልዎ ሐደ እዩ ሕልፈቱ አዩ
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 5 ай бұрын
Ydgfa eye ezia wun
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 5 ай бұрын
እቶም ሰብ ዪቲብ ብዓል ዳዊት ዝብሃል ንሱ እዩ ናይ ጀርመን ኢሉ ወረቀትና ጸይቕዋ ዘሎ፡ ጀርመን ንጉሳት ዝነበርና ከም ሕማቕ ሃገር ክትረአ ጌሮማ ኣብ ኣዲስ ኮይኖም፡ ስነቀንጠብጠብ ጡሙያት ለመንቲ 😂
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 5 ай бұрын
Ya nesne bekemy ne aweropa nekyde enber hadar aykonene zedliyia zelwa teray elamane keharma beale elama eyen awalide yehewaty selze neskum tetekunewen nesne ka yehadema entay da kegbara nasnet habwen kenbera ente delikum kem ensesa mewlade teray abe geza aska gega eyu tetekuna ente konka eze nay nasent adi selzkone gedne eyia ketgdefeka emen Eritrea aykonene ezi Europa eyu so tekyer mable awadat yehewat ne gale anseteyti 100% nasent haba hawey thanks ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MelesAndom
@MelesAndom 4 ай бұрын
Tegaru yehwatna temerawu etom awedat ❤’’ Eritrawit keytmrawu 44::
@seretenjoyatwork4552
@seretenjoyatwork4552 5 ай бұрын
ጆሲ ሓወይ እተን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘለዋ ኮነ ኢለን እየን ተተሓሒዘንኦ ንኣብ ጀርመን ዘለውን ኣብ ካልእ ማልእ ዘለው ደቂ ተባዕትዮ ገንዘቡን ግዚኡን ፋሕፋሕ ከብላ ነዚ ጌረን ድማ ንሰን ጥዑም ናብራ ዝነብራ መሲልዎን እምበር ወይ ኣብ ሓወን ወይ ኣብ ቤተሰበን ወይ ድማ ኣብ ነብሰን ሕማቕ ነገር ከም ዘጋጥመን ክስሕትኦ የብለንን ይንዋሕ ይሕጸር መዓልቲ ክፍደየኦ እየን እመነኒ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 5 ай бұрын
Nay bhaqi ayni zfeteres ayr'en do
@mussiefshaye8203
@mussiefshaye8203 5 ай бұрын
Ajoka hawey natey neana tean teray seb ab rbha zeamen enta koynu ab nabsu zaytamamen seb eu sela ezi ngize negdafo teray nkulu mamaltu alwo
@negusekidane323
@negusekidane323 5 ай бұрын
Tahwil dew abelewo keytesedulen
@eyerusalemdebero9518
@eyerusalemdebero9518 4 ай бұрын
😅
@user-mx4kx6su8x
@user-mx4kx6su8x 5 ай бұрын
Thnxs bro🎉
@tgyegeita2169
@tgyegeita2169 4 ай бұрын
እግዝያብሔር ምሕረት ይዉርድ እምበር እዝስ ባሕልና አይኮነን ኔሩ ግን እንታይ ይገበር ኣብዚ በጺህና ካብዚ ጊዜያዊ ጠቕምታት ወጺና ህልና ንግበር ፍርሃት ኣምላኽ ይሃልወና ኣምላኽ ክመለሰና እነተ ኮይኑ ተባረኹ።
@-se9hk
@-se9hk 5 ай бұрын
ሓንቲ ሕቶ አሞ ኣብትክኡም ኣዋልድ የለዋን ድየን ካብ ማዓዶ ካብ ምኻድ ኣብትካካ ዘላ ኣይሓይሽን 🙏🏼
@Halamadrid676
@Halamadrid676 5 ай бұрын
ኣብዚ ዘለዋ ዳኣ ሸራሙጥ መጻወቲ ዓለም እንድየን ከመይ ሓዳር ክትገብረለን
@Halamadrid676
@Halamadrid676 5 ай бұрын
@@Frelove990 ንሰን ይሕሻ ይኾና እምበር ሓቅኻ ኩለን ሸራሙጥ ኢየን
@selhomtes
@selhomtes 5 ай бұрын
Abzi tezhlwa do ezi menisey yewared alo elkayo
@DanielAbel-oq6gs
@DanielAbel-oq6gs 5 ай бұрын
እቲ ዝበዝሐ ስደተኛ ኤርትራዊ ኣብ ጀርመን እዩ ዘሎ ፡ከምቲ ምብዙሑ ካኣ ካብ ጀርመን እዮም ክገሹን ክምራዕዉን ዝኩሉ። እቲ ዝገርመኒ ዓገብ ዝበል ዘይብሎም ነዞም ኣዲስ ኣብባ ዘለዉ ስነ ቅንጠብጣብ ክላገጹሎም ክሪኢ ኮሎኩ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ዘይፈልጡዎ ዓዲ ክላገጹ ከናሹዉን ከለዉ ዓገብ ዝበሎም የለን ።
@Edengirmay291
@Edengirmay291 5 ай бұрын
Betami eyu zehzen bhaqi ajokum lelekum zeserh keman zeyele😢
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 4 ай бұрын
እዚ ዓይነት መርዓ ዘይሩ ዘይሩ ናብ ከምዚ ዓይነት ውጽኢት ከምዝበጽሕ ክትርድኦ ክትክእል ኣሎካ። ሓደ ሰብ ዘይፈልጣ ብወረ ተፋሊጡዋ ክዳውንቲ ሒዙ ንመርዓ ወሲኑ ኩሉ ሒዙ ከይዱ ምስ ከዳ ተቐቢላቶ ከተብቅዕ ድሓር ሸንዲሓቶ ዝብል ሰሚዕና ኣሎና፡ ስለዚ ንሓንቲ ዝደለየቶ ክትገብር ዝጸንሐት ቡዙሕ ድልየታት ዝለመዳ ሕብረተሰባዊ ክብሪ ዘይብለን እንትስይ ትጽበ።
@tibletsmelake
@tibletsmelake 5 ай бұрын
😅😮 ሃለዉለዉ ኣብ ከባቢኩም ደቂ ኣንስትዮ ዲኩም ሲኢንኩም ፣ ምንያ ኮሎል ዝኮንኩም ፍጥረት ፣ እተን ደቂ ኣንስትዮ ብረባሓ እየን ናባኩም ዝመጻ😮😊 ብዝኮነ ጽቡቕ ገበራኩም😮😅 ሕልኩሳት ትርጉም ሓዳርን ፍቅርን ሓልዮትን ዘይርዳኣኩም 😮😅😊
@Drar18
@Drar18 5 ай бұрын
በጃኹም ኣሕዋት ንሕና እቶም ኣውዳት ኣብ ዕብየት ናትና ዝያዳ ነተኩር ድልየት እንተለዋ ክኣ ዋላ ኣብ ኣፍሪቃ ኮይነን ውላድኩም እንተዕነያ እንታይ ጸገም ኣለወን፡፡ ኣድህቦ ኣይንገብረለን ኣነ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣሎኹ ብመጠኑ ውን ጀርመን ይዛወር የ፡ ጀርመን ክትምዕብለሉ ትኽእል ሃገር ከመይ ኢለን የን ክዳነን ክቕይራ ከማን ዓቕሚ ዘይብለን ንሓደ ብክንደይ ባሕርን ሰሃራን ፈንጢሱ ዝኸደ ሞ ባህልን ቃንቋን እናበደሀ ዝሰርሕ ዘሎ ጎበዝ ዝንዕቓ ?
@mamismam1055
@mamismam1055 5 ай бұрын
Entay emo kitblen .....adigi zeybeles feres yneka😂
@FeruzHaile-xp1vh
@FeruzHaile-xp1vh 5 ай бұрын
Ane ab germn 7 amet gere alku kesab hji ka single alku ezen yehwatna kefrhani mat eyen be felay zeamne ketlem kebid eu so hadra neusey qedm ab ebet nebsna netqur embet nebsi malet bezkalka nebska mebay eu
@mineykiflegiorgis6591
@mineykiflegiorgis6591 4 ай бұрын
You right
@user-lp7ej7wr2k
@user-lp7ej7wr2k 5 ай бұрын
ጆሲ ንፉዕ በሊሕ ሰብ ናይ ብሓቂ ፡ እቲ እተቕርቦ መደባትካ ኣነ ይከታተሎ እየ እሞ፡ ብጣዕሚ ዝብላዕ ትሕዝቶ እዩ ሶ ቀጽሎ።
@tesfalehailemichael
@tesfalehailemichael 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጀርመን ክንደይ ህዝቢ ሒዛ ኣላ ግእን ዓዘራ ዘረባ በዚሑ
@user-ln4jz9uf8j
@user-ln4jz9uf8j 5 ай бұрын
Welcome Josiyas hawey ❤
@user-xu5jl6yq8m
@user-xu5jl6yq8m 5 ай бұрын
ናይባሓቂ ጆሲ ብማዕዶ ይፋቀሩ ኣብ ሓደ ምስ ኮኑ አቲ ሓቀኛ ጠባዮም ይዎጽአ ምሕረት ይኣዝዘሎም
@ak-qq1vh
@ak-qq1vh 5 ай бұрын
❤josi
@azisn45
@azisn45 5 ай бұрын
Advocating for women's rights in your country is crucial for fostering equality and respect within society, which in turn promotes financial independence. When women have the freedom to choose their paths, they are more likely to make choices based on personal compatibility rather than financial dependency. So let's prioritize respect and equality for women, as it not only benefits them but also leads to healthier, more fulfilling relationships. Complaining about a problem without actively working towards a solution achieves nothing. Seriously, why are they choosing to marry women in Africa instead of those in Europe? It seems like they prefer women they can dominate and control.
@tekefrem9613
@tekefrem9613 5 ай бұрын
They can choose to marry women from anywhere baby.
@eri_space8713
@eri_space8713 5 ай бұрын
No more equality Such Dumb puppet😂
@azisn45
@azisn45 4 ай бұрын
@@tekefrem9613 they shall , nobody is stoping them.. the whole comment just flew right above your head.. didn’t 🫤
@Himunich
@Himunich 4 ай бұрын
Exactly I mean woman in Africa are not dumb especially this one in Addis Abeba…it’s a big city 🏙️ and all you can there is dreaming about money Of Course they will choose a men in Europe because they want to go out of this country If you are eritran and also a woman with no education…you have to find out of Africa They want out , and the men think they can get a woman they can control them like the old days 🤣🤣🤣 The math is not mathing because woman are free , independent and they have a lot of chances
@wedififi
@wedififi 4 ай бұрын
It seems control as you said the decision been with women wasn’t to bring them 3rd country to 1st tho it a deal to have a good family and to live as long as the time comes so in my idea women’s shouldn’t make path way in first month it better to agree with her lover 😊
@sophiajackson70
@sophiajackson70 5 ай бұрын
ሐወይ ጀርመን ሞይታ እያ ሐቂ ተዛረብ።
@yordanossium2186
@yordanossium2186 4 ай бұрын
Aeh way Aene yhwatey !!!!😢😢😢
@ghilazghiamanuel8396
@ghilazghiamanuel8396 Ай бұрын
ስነጥበብ ብፍላይ ዝይሃንጽ ዘዕነው ባህሊ ዘባላሹ ኮይኑ ኣሎ።
@Zegowitzfamily
@Zegowitzfamily 4 ай бұрын
This is very sad its true it unbelievable.
@yohannesafewerki8022
@yohannesafewerki8022 4 ай бұрын
አኸላባት ኢየን መብዛሕቲኣን ያሆ
@user-ie1uo8fh3v
@user-ie1uo8fh3v 5 ай бұрын
Ja❤❤❤❤✌️✌️😊🤩🥰
@Erifuture
@Erifuture 4 ай бұрын
JHOSI, THE PROBLEM IS THAT THE PROSESS TO GERMEN IS NEEDED TO HAVE TO LEARN THE LANGUAGE THEY DON'T WANT TO WAIT A LOTS OF YEARS TO LEARN BEFOR THEY ARIVE
@Rimmdr
@Rimmdr 4 ай бұрын
ሓበሻ ጉዳም ኢዩ። አፍሪቃ ኮይኑ biggest economic dgp ዘለዋ Germany 🇩🇪 ይንዕቅ ። come on man
@user-rn2bo1ji8m
@user-rn2bo1ji8m 4 ай бұрын
Behak Jos Tekkli Alok
@user-ob7ln3zc2m
@user-ob7ln3zc2m 5 ай бұрын
ሕጊ ናይ ምዕራባዊያን ሃገራት ንደቂ-ኣንስትዮ ቀበጥበጥ ስለ ዘልመደን እየን ፍትሕ ከም መቀረት ገይረን ዝወስደኦ ዘለዋ ስለዚ መንግስቲ ግቡእ ኣቃልቦ ክገብረሉ ኣለዎ ነዚ ጉዳይ ምክንያቱ ኢቲ ዕድል ብዝያዳ ንደቂ-ኣንስትዮ ስለ ዝህብ ንሱ እዩ ቀይዲ በተኽ ኣካይዳ ከም ዝኸዳ ገይሩወን.
@hidrihager3536
@hidrihager3536 5 ай бұрын
ትክክል እዩ ርክብ ይጸንሕን ግን ዝስለጣ ኣይረእናን ኩለን ተደርቢየን
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 5 ай бұрын
Kdrbeya ygban eyu ezen aklabat sheramut
@user-wv8tr7ig7f
@user-wv8tr7ig7f 5 ай бұрын
Ata yehwatka endien nisen si tedrbien enty eika kitrebih
@simonmengstab2620
@simonmengstab2620 5 ай бұрын
@@user-wv8tr7ig7f ab hawi yetewa eten kufuat gbri
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 4 ай бұрын
እዞም ተጠሊምና ዝብሉ ዘለው ዕድለኛታት ኢኩም ዝብሎም :: ምኽንያቱ ምሳካ ዘይትቅጽል ሰብ ቀልጢፋ ምርሓቃ ጸጋ እዩ::እዚ መሪር ሓቂ ይብሃል
@terhasteklay9840
@terhasteklay9840 5 ай бұрын
❤❤❤
@abrahamkidane-th6oi
@abrahamkidane-th6oi 5 ай бұрын
He's right Josi
@yemanemelake4416
@yemanemelake4416 5 ай бұрын
Josi nfue n belihin ja nay bhaqi xbuq n xufufun meglexi eyu khlef zeygboo aresti eyu anes hade kabtom ab Germen zneber eye Germen tumen habtamin adi eyu nmntay ksab kndzi yekafewa kaa aygdeselun slemntay sle xbuq gere zfelta bsrah ykun bhkmna bkoteba ab Germen yntay ygodlena ezom tewasaeti kaa btaemi denakur eyom texarif3 damber ykreta neti seb ab kereba zelo kemzgodewo ayskoromn eyu btami xbuq gerka gin abrhkalom !!!!! Hadera yhwatna kaa awald rekibna elkum handef elukum aytetewu pls so thans so much josi hawuna kaa❤❤❤❤ //////_^_^^^^///////////////////////٪/////// Neza channel kaa kulatna nebya sleti keytehalele nyehwatu dekime keybele kulu gize dew elu zelo hawuna ❤❤❤
@danielabraham7491
@danielabraham7491 4 ай бұрын
🙏🙏🙏👑♥️
@dawitgebrab7246
@dawitgebrab7246 5 ай бұрын
መቸም ብዝዓባ ጀርመን ክንዛረብ ተኮና ብቁጠባ ካብ ኢሮፓ ቀዳመይቲ ካብ ዓለም ሳልሰይቲ ሃገር ኢያ። ልክዕ ኢዩ ጀርመናዉያን ሓያላት ኢዮም ሓያላት ሰባት ካኣ ምስኦም ንነብር ። ናይዞም ስነ - ቀንጠብጠባውያን ናይ ዘበና ጎስጓስ ግን ይገርመና ኢዩ።
@user-rh8ko3yj1f
@user-rh8ko3yj1f 5 ай бұрын
ከም ጀርመን'ሞ ኣበይ ተመንዮም ኣይረኽብዎን እዮም። ኣነ ሕጂ 2 ስራሕ ኣሎኒ ልዕሊ 2700 ይኽፈል። እንተ መርዓ ግን ሓሲበዮ ኣይፈልጥን።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
ሓደራኻ ናይ ሓዳር መምዘኒኻ መልክዕን ዕድመን ከይከውን ።
@user-rh8ko3yj1f
@user-rh8ko3yj1f 5 ай бұрын
@@semharkahsay1946 ምናልባሽ ንሓዳር እንተ ሓሲበ ዉን ሓዳረይ ኣብ ኤርትራ እየ ክገብሮ ፈሪሀ ዘይ ኮንኩ'ሲ በቃ ኣብ ስደት ክበሊ ድሌት የብለይን።ዕላማይ ምስ ሃረምኩ ንሃገረይ እየ ክምለስ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 ай бұрын
@@user-rh8ko3yj1f ኣሰይ ኣምበሳ ናይ በሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኣብ ኩሉ ጉዕዘኻ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ።
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 5 ай бұрын
@@user-rh8ko3yj1fእዝስ ደይ ሕሰብ እዩ ስጋብ ዕላማካ ትሃርም ደኣ ለዉቲ ይመጽእ ይከዉን እምበር
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 5 ай бұрын
@@semharkahsay1946 ክልቲኡ መካይቲ እዩ ምስ መዘናካ ኢካ ክትላለ ትክእል እምበር ብከመይ ካባካ ትዓቢ ክትላለ ነምክን ምሳካ ትሰርሕ ዋላ ካባካ ትዕበ ብምልምማድ ክከዉን ይክእል ኣብ ኣፍሪቃ ክኬድካ ትምርዖ ተኮንካ ግን ዕድመ ወሳኒ እዩ ብቡዙሕ ምክንያት ሓምሺተ ዓመት ተወሲዱ እቲ ፕረሱስ ሲ ቆልዓ ተወሊዳ ሲ ክትቅየር እያ ። ንኣብነት ኣነ ወዲ 29 እየ ክምርዖ ተኮይነ እሞ ከኣ ካብ ኣፍሪቃ ካብ 23 ስጋብ 26 ዘላ እየ ክምርዖ ዝደሊ
@fyoribelexe9064
@fyoribelexe9064 5 ай бұрын
ሰላም ሓውና እዝትብሎ ዘለካ ካብ እስራኤል ዝመጸ መንቲላት ክቡሉ ጸኒሓም ስራሕ ስለዝስኣኑ ተዋሳእቲ ኢዮም ኣይትገደስሎም ካብትናቶም የድሕና
@Hamehubi123
@Hamehubi123 5 ай бұрын
Ney germen strong 💪 eyom
@AtewebrhanHabte
@AtewebrhanHabte 4 ай бұрын
There's no love on the world. But there is a business.
@selamawi1927
@selamawi1927 5 ай бұрын
እዞም ኣወዳት ክኣ ካባኩም 20 ዓመት ትንእስ ትምርዓው፥ ኣብ ቲክቶክ ትላለዩ፣ካብ ደሞዝጉም ንላዕሊ ኣብ ወርሒ ተልምድወን፤ ልቦና ገዲፍኩም ደጋዊ ትርኢት ትመርጽ።ውጺኢቱ ካኣ እዚ ንርእዮ ይኮውን፤
@selamawi1927
@selamawi1927 5 ай бұрын
ሓዳር ግልጽነት ዘይቡሉ ዕምሪ የቡሉን።
@mulugeta481
@mulugeta481 5 ай бұрын
Dudeyou the best
@flihawey3707
@flihawey3707 5 ай бұрын
ብሮሶስ ምግባር ኣቃሩጹዎ እዚኤን ኣክላባት እየን ብኽመይ ኤሮፓ ንኣቱ እንበር ኣቡኡ ኣቲና ሓዳር ኽንመርሕ ኢለን በፉጹም ኣይሓስባን እየን
@asmeromgebrehiwet2936
@asmeromgebrehiwet2936 5 ай бұрын
He is right
@user-ee9nc9fh5x
@user-ee9nc9fh5x 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉❤❤
@hari13514
@hari13514 5 ай бұрын
welcom josi ❤
@russomsemere7088
@russomsemere7088 4 ай бұрын
Betami yehzin eyu
@nomore4404
@nomore4404 5 ай бұрын
Josi beal hlna well come back
@yordamahari3423
@yordamahari3423 5 ай бұрын
ጆሲ እቲ ሓቂ እስካ ካኣ ጀርመን ኣብዚ ሰዓት እንታይ ኮይና ኣላ ክትነግር ኣለካ ብ ቁጠባ ካብ Eurepa ቀደም ያ ነራ ጀርመን
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 5 ай бұрын
ወላ ሕጂ ኣላ፡
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 5 ай бұрын
ኣነ ጀርመን'የ ኔረ መሲሉኒ ዓዲ ቀይረ ካብ ጽቡቕ ስራሕ ጽቡቅ ዶሞዝ እየ ገዲፈዮ መጽየ ዘለክዎ ግን ጣዕሳ ኢዩ ።
@fkrekbreab7734
@fkrekbreab7734 4 ай бұрын
ኣበይ ትነብር ኣለኻ ሓወይ ​@@user-et1ls7pk8k
@robelasmerom6245
@robelasmerom6245 5 ай бұрын
ገንዘብካ ከመይ ጌርካ ተምጾኦ ከምዘለኻ ዘይትፈልጥ ተኾይንካ ንክተጥፍኦ ውን ጸገም የቡሉን
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 ай бұрын
ኮመንቲ ንምንባብ ምጉያይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-um2wh9fo3l
@user-um2wh9fo3l 5 ай бұрын
እቲ ጸገም እኮ ብሮሰስ ቀልጢፉ ስለ ዘይሰልጠን ኢዩ እቲ ጸገም
@asefawabreha2369
@asefawabreha2369 5 ай бұрын
Please guys in Deutschland / some where else Integrieren.... integrieren not only from Eritrea/ Habesha women and use your environment ( ኣብ ከባቢኻ ) ዘሎ ዕድል ተጠቀመሉ, nowadays the world is a village.🌿🌿
@kunomberhane4527
@kunomberhane4527 5 ай бұрын
ጞሲ ብኩሉ እተቅርቦ ዕጉብ እየ፡ ብዛ ናይ ሎንማዓልቲ ግን ብቅዕቲ መልሲ ኣይሃብካላን ፡ ንባልባት ኣብ ጎድና ገዚኦም ፡ወይ ጎቲቶም ይምጽወን እንተልዉ እንተጠልማ ኣይክፍእን እዩ፡ ተላሊካ ። ተፋቂርካ ኣብ ዉላድ ብጼሔን ግን ። ምጺኤን ኣይዋዓል ኣይሕደር ቀልቲፈን ዝፋታሓ ኣለዋ። ኣነ ከም ታዓዝብክዎ ኣብ ከባቢና ዘጋጥም ዘሎ ዉን ። ሓንቲ ምስ ሓዳራ ኮይና ትርክቦ ርባሓን ካብ ሓዳራ ትፍሊያ ትርክቦን ርብሓን ሰማይን ምድርን እዩ። እንበር ንስኪ ዋይፋይ ከይጥቀሚ ፡ከይትስርሒ ፡ ኣብ ገዛ ታዓጸዊ ዝበል የለን ። እቲ ሓቂ ሓቂ እዩ።
@user-qv6yq4vf6d
@user-qv6yq4vf6d 5 ай бұрын
❤❤❤❤.❤
@senayzerhans2411
@senayzerhans2411 5 ай бұрын
Etiyy xegemm prosses sile zidugi eu nay Germany 🇩🇪 😊
@samielbeyene4667
@samielbeyene4667 5 ай бұрын
Nayti film normal u josi haweyyy
@mamismam1055
@mamismam1055 5 ай бұрын
Was normal?
@user-oz1he2ej5x
@user-oz1he2ej5x 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@seblemehari2817
@seblemehari2817 5 ай бұрын
በመጀመሪያ ካብ መንግስት እንደወሰድካ ሀዳር አይግበርን ነብስኩም ከአሉ አመጀመሪያ
@hidrihager3536
@hidrihager3536 5 ай бұрын
ጀርመን ቀዳማይ ንደቅንስትዮ ዝበለጸት ሃገር ካልኣይ እኹል ገንዘብ ኣለና ዝሕዝን እዩ ግን ።
@kuduskibreab9099
@kuduskibreab9099 5 ай бұрын
ንደቀ ኣንስትዮ ደኣ ከመይ ማለት እዩ ዝበለጸቲ ሕልፊ ገንዘብ ይወሃባ ድየንን ዋልስ እንታይ ማለትካ እየ ሓወይ
@aziebngse8197
@aziebngse8197 5 ай бұрын
Kulu seb mechem hiwet nmkyar eyu kab Hageru zwetse delo eber n merae elu zwetse bzuh yelen slezi edlka mftan eya elkum etewwa eza merae wey msakum zelewa sdet zfetena rkebu my advice 😊
@miliontekali3534
@miliontekali3534 5 ай бұрын
ጀርመን ሓንቲ ካብተን ዝበልጸጋ ሃገራት እያ ብርግጽ፡እቲ ጸገም ተመርዕዮም ብሮስስ ብጣዕሚ ስለዝዱንጊ እዩ ኣብቲ ምድንጉይ ክኣ ሽግራት ይፍጠር,,,
@Hadisa13
@Hadisa13 5 ай бұрын
Nie temhari ktmexi telkaya weyke 😂Hmam u bejaka, msbal angelina hadar mmstat u kalas blbi
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 4 ай бұрын
ርሑቕ ዓዲ/ሃገር ከይዱ ዝምርዖ ወይ የታልል ወይ ይታለል። ነተን ደቂ ኣንስትዮ ምንሻውን ኣስማተን ምኽፋእን ግደፍዎ ! ኣሕዋትኩም እየን ! ነቶም ደቂ ተባዕትዮኸ መንዩ ካብ ምጥላምን፡ ምትላልን ሓራ ጌርኩም ? እቶም ደቂ ተባዕትዮ ነተን ደቀንስትዮ ከም ብሕታዊ ንብረትኩም ግኤርኩም ኣይትቝጸርወን ! ማዕረኹም መሰል ከም ዘለወን ፍለጡ ! እንተዘይ ዓጀብካያ ትድርብየካ ናብ ዝሰማምዓ ከኣ ትኸይድ ! ጓለንስተይቲ ናይ እንዳመን ዓንጃል ጀልፋ ኣካቢት ኢሎሙኻ ኔሮም !
@seblemehari2817
@seblemehari2817 5 ай бұрын
ጆሲ ሀወይ ንአወዳት ጥራይ አይተዛርብ ንጏል አዛርብ please
@elsatewelde4717
@elsatewelde4717 5 ай бұрын
ጂሲ አነ ከም ዝመስለኒ ጀርመን ፕሮሰስ ቀልቲፉስለ ዘይሰልጥ ኢሎም ኢዮም
@BisratTadiews
@BisratTadiews 4 ай бұрын
ካብ ቀዳሞት ዘይማሀሩ ዐመታት ኮይኑ ጥልመት ካብ. ንሰምዕ ብክልቲኡ ሸነክ
@solomonyemane8851
@solomonyemane8851 4 ай бұрын
nay germeny temereyom ymxlom tekoynom tom ab Kali hagere zelowu nmntay nab africa ykedu
@user-yt9wi3dz1x
@user-yt9wi3dz1x 5 ай бұрын
ኢመይልካ ብሓቂ ይሰርሕ ድዩ ከ?
@sabasabinaokubay1929
@sabasabinaokubay1929 5 ай бұрын
HAKI EU KULO TZAREBO Josi hawina nabnet Ab Genzeb Asibeza Norge bzhi genzeb ika teahab absraka gn ka Asbezana ka kubr iu btami
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 5 ай бұрын
መንእሰይ ተጠንቀቅ አሰተዉዕል ናትካ ጉድለት እዩ ቅርሚ ዝኮነ ነገር ምግባርካ ጽቡቅ ሊላ ድሐር አብኡ ሰብ በቀረባ ዝከታተሉ ባዕልካ ኬድካ ሪኢካ መጽናዕቲ ትገብር ገንዘብ ምሰዳድ ምጥንቃቅ ንሱ ኦዩ ዘጸልለን ዘሎ እወ ሐቁ ብገንዘብ ዝመጽእ ፍቅሪ የለን አሰተዉዕሉ ብምርድዳእ ምትሕልላይ ጀምሮዋ ቀኒዕኩም ኩሉ ነገር ትሕብርወን ፈሊጠን ክመጻ አለወን
@Sweet24.
@Sweet24. 4 ай бұрын
Ich liebe Deutschland germen yehwatey new belwen nezen temrekum ketmxu dem belen yemuta
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 5 ай бұрын
እወይ እንታይ አርእስቱ ኢዩ እዚ ስቅ ኢልካ ንዩቱብ ክትበልዑ ተዓርቁ ዘይከንኩን ሕዊ ተእቱወ 2ካአ ንሀገር ኢየን ዘፍቅራ ድካ ዝበልጃ?ክክክክክግደን ኢዩ ንሀገር ፍቅሪ ዘይብሉ ወዲ ተብዓታይ ንሰበይቱ ውን ከፍቅር ስለዘይክእል ይኮና ዘየፍቅሮኦም ስለዚ እቲ አርእስትካ ቁምነገር ዘየብሉ ኢዩ ኩሉ ትገብሮ መስሐቅ ኢዩ ናዓይ 😂😂
@RobiTGT
@RobiTGT 5 ай бұрын
Report ጌርካ ነቲ ዝሰርሕዎ ከነደምስሶ ጥራይ ዘይኮና ነተን ቻነላት ኮምፕሊትሊ ከነዕጽወን ኣለና ብድሕሪኡ ሰጥ መጥ ክብሉ እዮም።
@ruta5556
@ruta5556 5 ай бұрын
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
@peaceundlove3045
@peaceundlove3045 5 ай бұрын
ሰላም ጆሲ ብምቅጻል ኣነ ክብሎ ዝደሊ ተሎ ሃገራት ኤሮፖ ነናተን ኣሰራርሓ ናይ ስደተናታት ናይ ወረቀት ምሃብ ምጥርናፍ ስድራቤት ኩለን ይፈላለያ ጀርመን ብመጠን ካልኦት ሃገራት ክወዳደር ከሎ ቀልጢፋ ወረቀት ኣይትህብን እያ ከምኡዉ ናይ መርዓ ወይ ጥርናፈ ስድራቤት ዝደንገየ እዩ ።ሕጂ እዞም ትምርዓዉ ወይ ኣንስትኹም ብሐቀኛ ፍቅሪ ወይ ሐዳር ተደሌናኹም ኣብ መዓልተን ክመጻ እየን ከም ዝርደኣኒ ግን ናይ ጀርመን ስለ ዝድንጊ uk ,Sweden ገለ እንዳ በላ ዓድታት ይመርጻ ስለዚ ምሳኻ ፍቅሪ ወይ ድሌት ሐዳር የብላን ንስኻ ኢኻ ክትነቅሕ ዘለካ ። እመበር ጀርመን ብቀሊሉ ትርከብ ሃገር ኣይኮነትን ካብ Eu ታ ዝሐሸትን ዝሃብተመትን ሃገር። ዋላ ዋላ እዚ ናይ ሐዳር ነገር ግን እቶም ዓዲ ተመርዔም ምስ ኣንስቶም ዝተሰደዱ ሰላም የብሎም ,እቶም ተመርዖም ዘምጽወን ሰላም የብሎም ዋላ ቶም ኣብዚ ተላሊዮም ዝምርዓዉ ሰላም የብሎም ኣብ Europe ተን ዝበዝሓ Africans Single Mother ሐበሻ ዉን ከምኡ ስለዚ የሕዋተይ ተመርዖም መስ ኣምጽእወን ዉን 1 ዓመት ከይጸንሓ ብፍላይ ተወሊደን single Mother ኤን ዝኾና ።ስለዚ ኣወዳት ኣብ ርእሰተኣማምነትኩም ኣተኩሩ ኩስቶከይዳ ኩስቶ መጺኣ ናብራኻ ሂወትካ ብግቡእ ምራሕ ።አነ ኣብ ጀርመን የ ዝነብር ሎሚ ኣብ Tiktok ብዛዕባ ሐዳር ዝርርብ ኔሩ ኣብቲ live ሕዉስዋስ ዩ ኔሩ ጀርመናውያን ኣፍሪቃዉያን ቁሩብ ከኣ የዕራብ እተን ኣዋልድ ጠንቂ ፍትሕ ኣወዳት ይብላ እቶም ኣወዳት ከኣ ኣዋልድ ይብሉ 4 ሰዓት ብዘይ መፍትሒ ተወዲኣ ።ብዙሓት ግን ናብራ ዓለም ዩ ንሐዳር ናብራ ቀይርዎ ይብሉ ግዜ ደቂ ዓበይቲ ።
@seblemehari2817
@seblemehari2817 5 ай бұрын
Sorry ጆሲ ሀወይ ብዙሀት ናይ ጀርመብ ሀሰውቲ እዮም ካልአይ ከአ ብዘይ አቅሞም ጋል ይደልዩ ስራህ አይፈቱን እዮም አድሀዲኦም ከአ ምስሀዳሮም ሀዳር ይደልዩ
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 5 ай бұрын
ኣነ ሕጂ ንሓወይ $300 ሚኢቲ ይሰደሉ ወርሓዊ። ክምርዖ ይምድብ ኣለኩ ከኣ ዝሓዝክዋ ጋል ሄዋን የብለይን ግንሲ እንድሕር ተመርዕየ ክንድዚ ንሓወይ ዝሰደሉ ዘለኩ ክሰደላ ማለት ድዩ ባዕልካ ኣብ ሽግር ምእታዉ እያ 😂ነብሰይ ከኣ ኣይገብረለይን እዩ ንድኮነ ሰብ ትሕቲ $200 ሰዲደሉ ኣይፈልጥን ስደት ካብ ዝወጽእ። ኣብታ መሻርክቲ ሂወተይ ትከዉን ክጅምሮ እየ ብቅጦባ ምስዳድ😂😂😂
@luwam6122
@luwam6122 5 ай бұрын
Nhawka 300 neta atmrwa 200 antay hizka ktterf😂😂
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat 5 ай бұрын
@@luwam6122ንሱስ ይሰልቶ እባ ይከዉን ሰበይ ስጋብ ሰበይትና ንሓቁፍ😂 እምበር ዋላ ሕጂ ከምኡ እየ ዝሕዉል ወደሞይ ኣለኒ ኣብ ሰለስተ ወርሒ ጊደይ እያ 200 ክሳብ 250 ይሕዉለሉ ተወሳኪ ሓደ ሓደ ግዜ ንስድራ ትሕዉል እዚ ክብለካ ግን ነብሰይ ማዕረ የዕርኮተይ ኣይከድናን እየ ገሊኦሞ እኮ ልዕሊ ዓሰርተ ጫማ መዋጽኢ ትራይ እዩ ዘለዎም ክንድዚ ትገዝእ ተኮንካ ክትሕግዝ ከቢድ እዩ
@rxlam2287
@rxlam2287 5 ай бұрын
ኣላ ኣዋዳት ዓያሹ ። እዚ ኹሉ ክንደይ ሽግራት የሕሉፍኩም ንኤውሮፓ ዝኣተኹምሉ ዕድል ነዘን ዘይጠቕማ ኣዋልድ ገንዘብኩም ከፊልኩም ክትምጽእወን ትሓስብዎ ነገር እዩ ንዓይ ዘይርድኣኒ ። ጽባሕ ንግሆ ምስ መጸት ገዲፋትኩም ከምዘይትኸይድ እንታይ ውሕስነት ኣለኩም ? እዚ ኣሚነያ ከምኡ ኣይትመስለንን ነይራ ኢልካ ገለ መለ ዝብሃል ምኽኒታት ኣይሰርሕን እዩ ። ምስ ኣብ ኣፍሪቃ ዘለዋ ኣዋልድ ዝግበር ነገራት ናይ ጥቕሚ ውዕል ( business) እምበር ናይ ሓዳር ኣይኮነንን ። ስቕ ኢልኩም ኣይትዓሽው ። እንተኾነ እቲ ናይ ኤውሮፓ ዕድልኩም ተጠቐሙሉ ፡ ገንዘብ ተኸፊልኩም ብቢዝነስ ሰብ ካብ ኣፍሪቃ ኣምጽኡሉ ። ኣብ ኤውሮፓ ገንዘብ ዝገበረ እምበር ሓዳር ዝገበረ ወዲ ኣይኸብርን እዩ ። ኤውሮፓ ነተን ስድታት ኣዋልድ ኣይኮነን ነተን ጡዑያት ከይተረፈ ዝጽይቕ ኣወዳት ዘይስምዑሉን ዘይኸብሩሉን ሃገር እዩ ። ኣወዳት ክብረትኩምን ገንዘብኩምን ጥዕናኹምን ባዕልኹም እንተዘይሓሊኹም ክትጸድፉ ኢኹም ። ኣዋልድ ዝብሃል ከይትኣምኑ ወላ እታ ዝቐሮበት ቤት ኣምላኽ ትመላለስ ከይተረፈ ።
@fkrimskolu5938
@fkrimskolu5938 5 ай бұрын
Xabok alo hasabka gana kam sabat maten kolay gdnyo gale sab knhaze
@yemanekesete4036
@yemanekesete4036 5 ай бұрын
መርዓ ኣፍሪቃ ከይድካ ግደፍዎ ስድራኩም ምሕጋዝ ይሕሸኩም ኩሉኹም ኤውረጳ ዘለኹም
@merinookbaywelay7857
@merinookbaywelay7857 4 ай бұрын
Genzebkum aytderbyu ja ahwat.
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 5 ай бұрын
ኣንታ ኣብ ኣዲስ ኮይኖምስ ንጀርመን ክወራዘዩ ከስሕቁኒ ምዓት'ዮም፡ ኣንስቲ ስውእ ዓሰብ ዲዩ ዘሎ እናበሉ ድራማ ይሰርሑ ይገርም እዪ
ናይ ቃልኪዳን ወረቐት ቀታሊና ይኸውን ኣሎ
21:56
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 87 М.
ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden
25:48
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 80 МЛН
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 15 МЛН
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 25 МЛН
Eri tv
12:20
Robrat Entertainment
Рет қаралды 6 М.
🔴 ክርስትናና እና ሚዲያ እንዴት ? || እጅግ ድንቅ መልዕክት  ርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New Message
1:50:27
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 216 М.
ባእሲ ኣብ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጆን ጸለመ
1:27:16
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 18 М.
ጓል ሰበይቱ ዓሚጽካዩ ዝበሃል ዘሎ
28:50
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 59 М.
ብደላሎ ገንዘብ ስለ ዝኸፈልክዋያ ተዋሒሳትኒ
26:53
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 80 МЛН