ጀነራል ሳሞራ ምስ ቅትለት ሰዓረ.... ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ዛላንበሳ

  Рет қаралды 25,725

TARGET - Media - ታርጌት  ሚድያ

TARGET - Media - ታርጌት ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 79
@AshenafiHagos-wc7pc
@AshenafiHagos-wc7pc 4 ай бұрын
መረሕአይ እዩ ነይሩ ዘላምበሳ ጀግና መራሒ
@HailayTeklu-hc8ci
@HailayTeklu-hc8ci 4 ай бұрын
ንበረልና ጅግና ደሱ /ዛላ አንበሳ/ዓርከይ።
@SamiYewah
@SamiYewah 4 ай бұрын
ጅግና ዛላምበሳ
@SamuelAngesom
@SamuelAngesom 4 ай бұрын
I am proud of you Desu❤❤❤❤ You are hero❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 4 ай бұрын
ጀጋኑና ሳላኹም❤❤
@ashebirkiross432
@ashebirkiross432 4 ай бұрын
ይኬ ፅቡቕ ምድላው ቀፅለሉ ዛሌ ድማ ጅግናና !
@biniambeyene5405
@biniambeyene5405 4 ай бұрын
ባካቹሁ እንደዚህ አይነት ኘሮግራም ስታቀርቡ ድምፅ የማይረብሽ ቦታ ምረጡ
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 4 ай бұрын
ትግርኛ ተሰምዕ ዲካ ?
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ
@ዓወትነቲውፅዕህዝበይ 4 ай бұрын
​@@kenyanlove5615ጥሩ ትግሬ እኙ😅
@TsegayGhER-t7h
@TsegayGhER-t7h 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡትን ሰሓብን ፕሮግራም እዩሞ ቀፅልሉ❤❤❤
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 5 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ እንዃዕ ብህይወት ተረፍካ❤❤❤❤❤❤
@Welkayitey
@Welkayitey 4 ай бұрын
ጅግናና ❤
@CamelEric
@CamelEric 4 ай бұрын
Bii Shabiyaa Ziteeakeemeen, Bishabiya Siseelteeneen Banda Ethiopia Kisiir Aykiiliin iyouu. Shabiyaa Serihatikooum, Hindii keaa Shabiyaa Tiifintahakooum. Awet Nii Hafash kibriin Megoosiin nii Semaetatnaa, Hizbinaa Serawitinaa merhatii Serawitinaa and also Ni Kiboour President Isayas Afewrkii and his whole family. Proud to be Eritrean.
@girmayaraya3383
@girmayaraya3383 4 ай бұрын
ወዲ በቀለ ዓርከይ መጋድልተይ ካፍቲ ዝሓለፈ ወራራት እንቛዕ ብሰላም ተረፍካ ዝገበርካዮ ቃለ መሕትት ድማ ደስ ዝብል ሓሳብ ኣቕሪብካ ኣጆኻ በርትዕ ዝተረፈ ዕድመና ብሰላም ንነብረሉ ግዜ የምፅኣልና ፈጣሪ ናይ1991 መጋድልትኻ ግርማይ ኣርኣያ
@belowasmelashgebremariam
@belowasmelashgebremariam 3 ай бұрын
Kemey ke selam do Selam nialemna yimney Selam ñíttgrày énà tegàru
@BsfbHhhh
@BsfbHhhh 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ኣታጅግና ደሳለይ ንበረልና ጅግና ወድጅግና
@HaftoTagrai
@HaftoTagrai 4 ай бұрын
ጅግና ወዲ ሪመይ❤❤❤❤❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 4 ай бұрын
ክቡር ሓውና ተጋዳላይ ዛላምበሳ ክብሪ ይግበኣካ ጅግና ኣምበሳ ኢኻ ።
@kassazegeye269
@kassazegeye269 4 ай бұрын
ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ንዓኹም ብሳላኹም እዩ እዚ ኹሉ🙏❤💛
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 4 ай бұрын
Tdf 💪💪💪💪✅✅✅✅
@Wedigebru1
@Wedigebru1 4 ай бұрын
ጀግኑ ብሳላኹም ትግራይ ሓራወፂአ
@mebratugebreab
@mebratugebreab 4 ай бұрын
ወዲ አጋእዚ ዛላምበሳ ሐወይ እንኳዕ ረአይኩካ
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 4 ай бұрын
አብ ትግራይ ሐደ ሕማቅ ባህሊ አሎ " መራሕቲ ሰራዊት ስለምንታይ እዮም ወታሃደራዊ ክዳውንቶም ሙሉእ ዘይገብሩ አብ ቃለመሕትት ዋላ እቶም ጀነራላት እዮም ስቢል ክዳውንቶም ቃለምሕትት ዝገብሩ ።
@Toblahta99
@Toblahta99 4 ай бұрын
ተጋደልቲ እምበር ወተሃደራት ኣይኰኑን ካብቲ ወራር ጽንተት ንደሓር። ብወተሃደራዊ መዓርጎም ምጽዋዕ ንባዕሉ እኳስ ድሕሪ ፕሪቶርያ እዮም ዝጽውዕሉ ዘለዉ።
@Bini-vk3cx
@Bini-vk3cx 4 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ
@KalebKaleb-d7w
@KalebKaleb-d7w 4 ай бұрын
wlcome bro wedi zale❤❤❤
@GfdDfff-is2tr
@GfdDfff-is2tr 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@Ze_outta
@Ze_outta 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 4 ай бұрын
ይዕሰቦ ጅግና
@MebeeWelday
@MebeeWelday 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤💛💛💛💛
@samydn3123
@samydn3123 4 ай бұрын
ንእሽተይ ሓየሎም ሙሉእ ጅግና ዕድመ ይሃብካ ንበረልና 🙏
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 5 ай бұрын
Jegna❤🎉
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 4 ай бұрын
Welcome ❤
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d 4 ай бұрын
ነዚ ሰብ እዚ ባንዳ ዝብል ቃል ንባዕሉ ንተግባራቱ ዝንእሶ'ምበር ብዝግባእ ዝገልፆ ኣይኮነን። ንህዝቢ ትግራይ ስጋኡ ዘልዚሉ ከከም ዝጥዕሞ ብጥብሲ፣ ብቁርጢ፣ ብቀይሕ፣ ብኣልጫ እናበለ ዝበልዕ ዘሎ ጥራሕ ዘይኮነስ ንካልኦት በላዕቲ ኣሕሊፉ ንዝሃበ ሰብ ካብዚ ንላዕሊ ዝገልፆ ቃል እንተዝርከብ'ማ ምተወሰኸሉ። ብዋንኡ ግን እዚ ጉዳይ ኣብዚ ሐዚ ወቕቲ ንምንታይ ይላዓል ከምዘሎ ርዱእ እዩ። ኩሎም በብምዕራፉ ዝተፈጠሩ ባንዳታት ትግራይ ሕመቕ ኣመራርሓ ትግራይ ተበሊፆም ርእሶም የቕንዑ ስለዘለዉ እዩ። ግን ካብ ልክዑ ኣይሓልፍን። ህዝቢ ትግራይ ክስዕር እዩ፤ ባህጊታቱ ኩሎም ክማልኡ እዮም። እቲ ሓቂ'ውን ክኹላዕ እዩ!!!
@HaroguDesta
@HaroguDesta 5 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@AmanTyohanes
@AmanTyohanes 4 ай бұрын
ድምፂ የለን
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 4 ай бұрын
ትግራዋይ ብሰንኪ ዝንጉዕ መሪሕነት ሕወሓት ትግራውነቱ ረሲዑ ብኢትዮጵያውነት ተሓፂቡ ኣደዳ ጸላእቱ ኮይኑ እዩ።
@Jhon863
@Jhon863 4 ай бұрын
ሳሞራ ናይ ኣቕሙ እዩ ሰሪሑ። ን17አመት ናይ መለስ ስልጣንን ሌጋሲ ብሽም ሕገመንግስቲ ምሕላው እዩ ስርሑ ። ትግራዋይ አይ'በነ ኢትዮጵያዊ አይኾነ ።መለስ ሐሽከር ምፍጣር ይኽእል እዩ።ጌታቸው አሰፋ፤ ሀ/ማርያም ደሳለኝ በዚ ቕኒት ዝሰርሖም እዬም፤ ስለዚ ትግራይ ሰብ ዘስአና መለስ ዜናዊ እዩ።
@rigbegebreyohannes9275
@rigbegebreyohannes9275 4 ай бұрын
በሳል።
@mesfinhalefom3175
@mesfinhalefom3175 4 ай бұрын
አርከይ ዛሉ ንበረለይ
@Dagiman122
@Dagiman122 4 ай бұрын
በጃኹ ም ናዞ ኻሐዲ ጠላም ህዝቢ ትግራየ ይ ሰሙ አይተልዕልዎ።ሳሞራ
@mikytekle8814
@mikytekle8814 5 ай бұрын
He is king of bandas
@TilahunSeifu-e7l
@TilahunSeifu-e7l 4 ай бұрын
ድምፂ አይስማዕን
@gebrehiwettesfay-r7b
@gebrehiwettesfay-r7b 4 ай бұрын
ናይ ሳሞራ እስላማዊ ኣኽራሪነት ትርጉም ኣለዎ።
@senaygebre9612
@senaygebre9612 4 ай бұрын
አዳርሻ ወዲ በቀለ ዘለኹም እስቲ ሓቡርኒ ቅድሚ 90 ዓ.ም መማህርተይ ነይሩ። ድሕሪ ኹናት ክረክቦ አይከኣልኩን ። ቁፅሪ ስልኪ ዘለኩም ሓደራ።
@wewe5688
@wewe5688 4 ай бұрын
ትግራዎት ካሓቲ ኢኹም፡ዝወደቀ ጉንዲ ምሳር ይበዝሖ እዩ ነገሩ፡ ብዓል ጻድቃን ቂሞም ዝዋጽኡሉ ጊዜ ረኺቦም ብመገዲ ጌታቸው ንህዝቢ ክብተን ይግበር አሎ፡ ሕጂ ናይ ወገን ወገንካ ኮይኑ ራያ እንድርታ ዓድዎ ሽረ አኽሱም ይባሃል አሎ ምሕረት የውርደልኩም አምላኽ እንበር ሰብ አይኮንኩሙን
@HadushKeshi
@HadushKeshi 4 ай бұрын
ብፃይ ዛሌ
@MikeGh-x4x
@MikeGh-x4x 4 ай бұрын
ድምፂ ኣላይ የለን ድዩ
@yemanetse4602
@yemanetse4602 5 ай бұрын
እቱ ርእሲ ባንዳባ ህዝቢ ትግራይ ብሓዊ እንዳነደደ ንሱ አብ አአ ኮፍ ኢሉ ሓዊ ዝስሕን
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 4 ай бұрын
እቲድምፂ ንምታይ እዩ? ቃለምሕተት ዝግበር እኮ አብድምፂ ዘይብሉ እዩ።
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 4 ай бұрын
ሳምራ ጥሩ ኢትዮጵያዊ ጥሩ ትግራዋይ ግን መሆን አይችልም
@KudsAregawi
@KudsAregawi 4 ай бұрын
ናይ ድምፂ ችግር ኣለዎ
@kibromgirmai1991
@kibromgirmai1991 5 ай бұрын
አታ እዙይስ ንበይኑ እዩ ከመይ ዝበለ ደአ ባንዳ ክበሐል አለዎ አረ ንዙይስ አብ አደባባይ መቀለ ክስቀል ነይርዎ ንስኻ እውን ቢንዳ ኢካ ቆልባጢ ከመኻ ዝበሉ ንትግራይ አየድልዩዋን
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 5 ай бұрын
መቀኛ ታይ ስለ ዝገበረ እዩ
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 4 ай бұрын
Ata semester bel entay geyru banda zebehal Tera tegadalay eu hemeqka habikas mengef endamatika kitrie mechaferi
@yohanneskassa4280
@yohanneskassa4280 4 ай бұрын
🤣በአለም ላይ ወታደራዊ ሳይንስ ሳይማር እንደ ሽንታም ወያኔ ጀኔራል የሆነ አይታቹ ታውቃላቹ ?? ሳሞራ መፃፍ ማንበብ አይችልም እኮ 🤣 🤣🤣🤣
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 4 ай бұрын
Terf asa hamsin hadmti lemnti shebaya go fix ur poor country
@MessiMessy-vb2wy
@MessiMessy-vb2wy 4 ай бұрын
ሳሞራ ዝበሓል ሰብኣ የሕዝን
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 5 ай бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎 አበይ ዝነበረ ፀማም እዩ እዚ ከ , ሰብ ከመይ ዱዩ ዓቢዱ ወይድፍረት ። ረሳሕ ፀማም ኢኻ መንጋግ እውን ባንዳ አይኮነን አርጋዊ በርሀ ኩሎም እተም መጨፍጨፍቲ ህውቢ እዚ ንባዓል ጌታቸው ከዳ ባንዳ ንምክልኻልስ ዝገበር እዩ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 4 ай бұрын
ሳሞራስ አቡኡ ክተድቅሶ ነይሩካ እንታይ ክዕጀብ እዚ ከዳጵ
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 4 ай бұрын
We know sampra has his hand 😭😭😭😭
@eliyastaame8647
@eliyastaame8647 4 ай бұрын
ድምፂ ብጣዕሚ እዩ ዝርብሽ
@MicahelAbebe
@MicahelAbebe 4 ай бұрын
ደሳለኝ በቀለ ወዲ ዛላምበሳ እዩ ። ኣዲኡ ትግራወይቲ ኣብኡ ናይ መን ብሄር ከምዝኾነ እንድዒ ግን ናይ ደርግ ወታደር እዩ ። ከምቲ ዝበሎ ብ1991 ዓም ናይ ኢትዮጵያ መከላክያ ሰራዊት ተፀምቢሩ እዩ ። ምሽ ሻዕብያ እውን ተዋጊኡ ። ሞቆድሾ እውን ከምኡ ምስ ኣልሸባብ ። ኣብ ውሽጢ ዓዲ እውን ከምኡ ። ግን ወዲ በቀለ ክሻዕ ከምዚ ምውራድካ የሕዝን ። ማለት ፖሎቲከኛታት እኮ ተዓሪቆም ። ንስኻን ከማኻ ዝበሉን ኣባላት መከላክያ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝነበርኩምን ኣብ ፅቡቅ ኩነታት ዝነበርኩምን ግን ተጓሒፍኩም ቀሪኹም ። ኣብታ ሃገራዊት ስራሕኻ ዳኣ መሐሸትካ ወዲ በቀለ ሓወይ ። ለማንኛውም እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ።
@sebkbur6019
@sebkbur6019 4 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ መሕፈራት ንንብረት ደብረፅዮን ክትብሉ 1.5 ሚልዮን ክትሞቱ 😅😅😅😅😅😅 ደናቁር ናይ 21 ክ/ዘመን😊
@aexum1597
@aexum1597 5 ай бұрын
Samara yonus.ezey shaebya banda kedmy teleaeaky naye ezey mehaym aeby.eyu.👎👎👎👎
@brhanegmedhin5188
@brhanegmedhin5188 5 ай бұрын
bitami lebam gigna seb eka akimika enaebeka ketsil tsibah kemtom ayana enabalna enekibrom niska win aya tigray tegaru eka
@redietamare461
@redietamare461 5 ай бұрын
Add
@teklaybelay1367
@teklaybelay1367 4 ай бұрын
Ata jgna H thbawiie Serawiet kbru Ayekdmn You are write degime Jgna wedie h thbi
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 4 ай бұрын
ዳሓን እንዳበለ ሰብ ወዲእዎ።
@reda-kale
@reda-kale 5 ай бұрын
እሞ እንታይ ክብሎ
@kakamhari1433
@kakamhari1433 5 ай бұрын
Entai da kiblo. Kulom merahti weyane lukat nai dege eyiom
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 5 ай бұрын
ረሳሕ ፀማም ደንቆሮ ሰራቂ ጀሪካን ሰብየ ኢልካ ዲኻ ትሓስብ ትሕቲ ሰብ
@HrHjdy
@HrHjdy 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@HrHjdy
@HrHjdy 5 ай бұрын
❤❤❤❤
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
''ንፎጣ ለባሽ ኣበሎም ዋይዋይ"  TDF ካብ ግንባር ዝገርም ምድላው
8:16
የ ቀን የአማርኛ ዜና ጥር 26 - 2017 ዓም - Abbay News - Ethiopia
11:46
ዓባይ ዜና - Abbay News
Рет қаралды 6 М.
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.