Ane do Ebdel- New Eritrean Tigrigna Music 2023- Merhawi kidane (qarya) ኣነ'ዶ እብደል -መርሃዊ ኪዳነ( ቃርያ)

  Рет қаралды 3,387,494

SAEYET TV

SAEYET TV

Күн бұрын

Ane do ybdel- New Eritrean Tigrigna Music 2023 Merhawi kidane (qarya)መርሃዊ ኪዳነ( ቃርያ) ኣነ'ዶ እብደል Ane do ybdel- New Eritrean Tigrigna Music 2023 Merhawi kidane (qarya)መርሃዊ ኪዳነ( ቃርያ) ኣነ'ዶ እብደል
Produced By Saeyet!!!!!!
- - - - Follow us - - - - - on
Facebook Page: bit.ly/2BZqFGM
Saeyet Media YouTupe Chanel is providing you the best - New Eritrean Tigrigna
Please Make sure to like & subscribe to Saeyet Media Tube and turn on notifications to stay updated with all new uploads🔔.Thank You!!!
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2020: Saeyet Media Entertainment.
Saeyet Media Entertainment Chanel is always provide New & best Eritrean Dramas, Eritrean Movies, Eritrean Songs, Eritrean Music, Eritrean New Films, Eritrean comedy & New Eritrean Series Movies.
#eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet
#eritreanmusic #tigrignamusic #Saeyet
#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #SAEYET

Пікірлер: 779
@dani52328
@dani52328 10 ай бұрын
ኣነ'ዶ እብደል !! …ንልበይ'ዶ ትጎድኢ እጉዳእ ድየ ኣነ… …ንፈቃር'ዶ ተግድዒ እብደል ድየ ኣነ… …ንምንታይ ድየ ቃልን ማሕላን ዝሕሉ… …ንምንታይ ድየ እንከየለኺ ዝህሉ… …ንምንታይ ድየ 🥀💔🥀ንምንታይ’ድኣ … …ንምንታይ ድየ ንምንታይ ድየ ኣነ … ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ 🫶🏽ልዕሊ ነብሰይ ባህሩ ልዕሊ ኣደ🥰 ♠️ንዓኺ እናልኩ ከምዚ’ዶ ይፍደ♠️ 🫶🏽ዘዝሓስክዎ ናተይ ዘበለ 🫶🏽 🫶🏽እናጋረትክዎ ናባኺ ኣቢለ 🫶🏽 🫶🏽ኣምሳያ እቲ ፍቅሪ ተንኮል ዘሪእክለይ💔 ❤️ልበይ ዝሃነጾ ንስኺ ኣፍሪስክለይ 💔 💔ሰብ ምኻን ከይተርፍ እንዳመሓልኩልኪ 💔 💔ኣለኺ እናበልኩስ ካብ ርሑቅ ሪሒቅኪ 💔 …ሰላም ገዲፈ ሰላም ክትረኽቢ … …ክትሕንቅቂ ኢለ ነብሰይ ዝድርቢ… ….እሞ ንዓይ’ዶ ከምዚ ትሓስቢ …. …ትንፋስ ኮይነልክስ ዓቅለይ ተጽብቢ… …ሲኢነኮ ዝብሎ ከምዚ’ድዩ ዘይብሎ… …ልበይ ይቅንዞ’ሎ ሓዲግ ብዘይ መድሎ… 💔ኣቲ ወለሎ ኣቲ ዕምበባይ 🥀 ♠️ኣነ’ዶ እብደል 💔ኣሃሃይ …🥀💔 ….ምሳኻ ሞተይ ነዚ ዕምበባየይ … …ንብዓት ምንጻፈይ እነኹ ድኣየይ… …እምነት ተምልኺ ዝበልኩ ጸሓየይ😉 🫶🏽ፈቃር ልብኺ ኮይኑ ተጓዳኣየይ💔 💔ሂወት ዘሪግኪ ዝያዳይ 💔 ..ወዘይ ሰሊብኪ ንማዳ… …ማሙቅ ምሽ ኔርኪ ምሽ ዘይጸግባ… …ከመይ ወሲንኪ ንጌጋ… …ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣቲዎ… …ዕዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዎ… …ኣነ’ዶ ይብደል እየ እሞ ኽኣ ብኣኺ… ….ቅድሜኻ ዘልክዮስ ኣፍኪ ከተጥዕሚ ዲኺ … …ሲኢነ’ኮ ዝብሎ ገሪሚኒ ዝብሎ… …ልበይ ይቅንዞ’ሎ … …ሓዲግ ብዘይ መድሎ … 🥰ኣቲ ወለላ ኣቲ ዕምበባ 🥰 ♠️🥀💔,ኣነ’ዶ እብደል,🥀💔♠️ …ምሳኻ ሞተይ ነዚ ዕምበባየይ … …ንብዓት ምንጻፈይ እነኹ ድኣየይ… ..እምነት ተምልኺ ዝበልኩ ጸሓየይ.. ..ፈቃር ልብኺ ኮይኑ ተጓዳኣየይ.. …ሂወት ዘሪግኪ ዝያዳይ … …ወዘይ ሰሊብኪ ንማዳ… ..ማሙቅ ምሽ ኔርኪ ምሽ ዘይጸግባ.. ..ከመይ ወሲንኪ ንጌጋ… …ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣቲዎ.. ..ዕዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዎ.. ..ኣነ’ዶ ይብደል እየ እሞ ኽኣ ብኣኺ.. ..ቅድሜኻ ዘልክዮስ ኣፍኪ ከተጥዕሚ ዲኺ .. ..ሲኢነ’ኮ ዝብሎ ከምዚ ድዩ ዘይብሎ.. 💔ልበይ ይቅንዞ’ሎ 💔 💔ሓዲግ ብዘይ መድሎ 💔 🥀ኣቲ ወለላ ኣቲ ዕምበባ 🥀 💔ኣነ’ዶ እብደል 💔 … ፈውሲ ልቢ 😘😘😘👑👑ቃርያ 👑👑
@MikimikiAsgodom
@MikimikiAsgodom 10 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ 100/100
@betty1586
@betty1586 10 ай бұрын
Thank u bro 😊
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 10 ай бұрын
ሰብኣይ!!!!ተባዕታይ ደርፊ lyrics ስኢና ቀንያ ፈዊስካያ። ግን 1፡24 የዕርያ # ልዕሊ ነብሰይ "ዋላ"ልዕሊ ኣደይ እያ!!! ስምዓያ ጽቡቕ ጌርካ። ሓቢቢ ብዝተርፈ!!!👍
@dani52328
@dani52328 10 ай бұрын
@@PETERMiCHAEL-lk4ny ሰሊስካ ስምዓየ ሓቢቢ 🫶🏽❤️🫶🏽 ክብረት ይሃበለይ ንጽሑፍካ !!
@dani52328
@dani52328 10 ай бұрын
@@MikimikiAsgodom🥰👉🏾♥️ !!
@Awuchetube
@Awuchetube 10 ай бұрын
ካብ ድቃሰይ መበራበሪት ኣብ ጭንቀተይ መፈወሲት ኮይናትኒ ከምዚ ከማይ 10 ግዜ ዝደጋግማ like ይርገጸኒ፡፡ ቃርያ ነብሲ keep it up, Bro
@yonasbalie5614
@yonasbalie5614 10 ай бұрын
Dro 😂😂😂
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 10 ай бұрын
ኣብ ጭንቀት ኮይኑ ደሪፍዋ'ስ ካብ ጭንቀት መፈወሲ ኮይናትካ!!!!!!!!!😳😳🤣🤣😂😂
@RobelBeral
@RobelBeral 7 ай бұрын
1 ኣለኹ
@AwetKiflom
@AwetKiflom 7 ай бұрын
....❤❤❤❤❤❤❤​@@PETERMiCHAEL-lk4ny
@meronandom7639
@meronandom7639 6 ай бұрын
​@@yonasbalie5614😊😊 Nice😊
@Saeyet
@Saeyet 10 ай бұрын
ሰናይ ቀዳመ ሰንበት ኩቡራት ተኸታተልቲ ሳእየት ❤ ሳብስክራይብ ብምግባር 'ክኣ ቤተሰብ ናይ ቻነልና ክትኮኑ ንዕድመኹም 🌹
@Akriyawi
@Akriyawi 10 ай бұрын
Wedyaw ka ember thank you ka temti derfi
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 10 ай бұрын
እቲ ዝፈልጦን ዝፈትዎን ቃርያ መጺለይ ሕጂ. ካብ ሓዲግላ 10times ትበልጽ !!😍😍ዝተኻሕሰ ከማይ እንተሎ ብላይክ ማሕተሙ የቐምጥ!!!❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝👍👍
@yonastesfatsion9077
@yonastesfatsion9077 10 ай бұрын
👏 👏
@SamSamson-v6x
@SamSamson-v6x 10 ай бұрын
Bravoooo ፅቡቅ አሰተውዒልካ/ኪ
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 10 ай бұрын
10q ሰበይ!!!!!!🙏🙏
@weysebdeqeytblradio5526
@weysebdeqeytblradio5526 10 ай бұрын
Aymeslenn, embeahi kan arista jemirka ezia eta zhameqet eya! Astemaqra! Neger qarya entezeymeriratka.
@Winta-w9p
@Winta-w9p 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene 10 ай бұрын
ነዛ ኾሜንት ተንብቡ ዘለኹም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ❤🙏
@arsu325
@arsu325 6 ай бұрын
AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@gualkirstose
@gualkirstose 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏🥰
@LuwamMaekele
@LuwamMaekele 10 ай бұрын
መጀመሪታ ን ልዕል ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ይኩኖ።ብምቅጻል ኣብዛ ስራሕ ዘድነቅክዎ አንተ ደኣ ሃልዩ ኮይኑ፡ቪድዩ ክሊፕ እዩ ጽፉፉን መሃርን፡ዝበለጸ ድማ ሓደስቲ ሰባት እዮም ብጣዕሚ ጽቡቅ።ኣብዚ ግዜ ካብ ዝተዓዘብክዎ ሓደ ወዲ ወይ ድማ ሓንቲ ጋል ኣብ 10ደርፊ ክሊፕ ተስርሖም፡ከአምዚ ሰብ ዘየለ ይደጋገሙ የሰልችውካ ፡ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ
@imahuman6358
@imahuman6358 10 ай бұрын
ኣነ'ዶ እብደል'የ!! ንልበይ'ዶ ትጎድኢ እጉዳእ ድየ ኣነ፡ ንፈቃር'ዶ ተግድዒ እብደል ድየ ኣነ፡ ኣሚነ እንድየ ቃልን ማሕላን ዝሕሉ፡ ንፍቕሪ'እንድየ እንከየለኺ ዝህሉ፡ ንምንታይ ድየ ንምንታይ ደኣ ንምንታይ ድየ ንምንታይ ድየ ኣነ። ልዕሊ ነብሰይ ዋላ ልዕሊ ኣደ፡ ንዓኺ ናልኩ ከምዚ'ዶ እፍደ፡ ዘዝሓዝኩዎ ናተይ ዘበለ፡ እንዳጓረትኩዎ ናባኺ ኣቢለ፡ ኣምሳያ እቲ ፍቕሪ ተንኮል ዘሪእኽለይ፡ ልበይ ዝሃነጾ ስኺ ኣፍሪስክለይ፡ ሰብ ምዃን ከይተርፍ እንዳማሓልኩልኪ፡ ኣለኺ እንዳበልኩስ ካብ ርሑቕ ሪሕቕኪ፡ ሰለም ገዲፈ ሰላም ክትረኽቢ፡ ክትሕንቅቒ ኢለ ነብሰይ ዝድርቢ፡ እሞ ንዓይ'ዶ ከምዚ ትሓስቢ፡ ትንፋስ ኮይነልክስ ዓቕለይ ተጽብቢ፡ ሲእነ'ኮ ዝብሎ፡ ርኤክስ ዘይኣምኖ፡ ልበይ ይቑንዞ'ሎ፡ ሓዲግ ብዘይ መድሎ፡ ደርብ!! ምሳኻ ሞተይ ነዚ'ድዩ ዕምበባየ፡ ምንጻፍ ዘጠልቂ ጌርክኒ ነብዓየ፡ እምነት ተብርቒ ዝበልኩኺ ጽሓየ፡ ጥዋፈይ ሒዝክስ ተጸልምቲ ንዓየ፡ ሂወት ዘሪግኪ ዝያዳ፡ ወዘይ ሰሊምኪ ብማዳ፡ ማሙቕ ምሽ ኔርኪ ዘይጸግባ፡ ከመይ ዊዕልኪ ኣብ ጌጋ፡ ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣቲዎ፡ ዕንዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዎ፡ ኣነ'ዶ እብደል'የ እሞ ኸኣ በኣኺ፡ ቅድሜኻ ዘልክዮስ ኣፍኪ ከተጥዕሚ ዲኺ፡ ሲእነ'ኮ ዝብሎ፡ ርኤክስ ዘይኣምኖ፡ ልበይ ይቑንዞ'ሎ፡ ሓዲግ ብዘይ መድሎ፡ ብርሃነ ክፍሉ(bruno)23 ዜማ በራሙ
@ThomasTewelde-h9h
@ThomasTewelde-h9h 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፈትየያ ፣ ኣዝያ ደስ ተብል ሕደማ ሓወኒ ❤❤❤❤❤
@Samuel-jv4el
@Samuel-jv4el 10 ай бұрын
Naye Orion kea keamzea gerka post gebrelna eka
@PETERMiCHAEL-lk4ny
@PETERMiCHAEL-lk4ny 10 ай бұрын
ዓርከይ😧!!!!Remix ክትገብራ ትሓስቦ ዘልካ ድያ!! ዘየለ 😳ኣብዚ lyrics ጽሒፍካዮ ዘልኻ!!ደጊምካ Headphones ጌርካ ሰሜዕካ የዕርዮ ወይ remix belena🤔 ማዓት ጌጋ ኣሎ። ወዳሓንካ!!!!!!✌
@Gijert
@Gijert 6 ай бұрын
​@@PETERMiCHAEL-lk4ny😂😂😂
@MikeGashaw-c5c
@MikeGashaw-c5c 10 ай бұрын
ብ ስም ቃርያ!!! like eski ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷👇
@dawitbereket5513
@dawitbereket5513 10 ай бұрын
I am form Russian 🇷🇺 i love Eritrea 🇪🇷 music 🎶
@eri___love3086
@eri___love3086 10 ай бұрын
😂😂ayxelakukan
@semerehaile1026
@semerehaile1026 10 ай бұрын
dawit 😅
@kbrettekle2169
@kbrettekle2169 10 ай бұрын
dawit how bored are you 😂😂
@ምንባርኣይድገምንእዩኮምን
@ምንባርኣይድገምንእዩኮምን 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂yeknylena
@simontekie5675
@simontekie5675 10 ай бұрын
​@@kbrettekle2169he is definitely not bored ..he is making sure everyone is bored 😅😅😅...what the fuck was that...this trend is so boring it's like everybody is saying it .. I'm from that I'm from this but i love Eritrean music and when u see thier names it's typical Eritrean names cmon give us a break we are sick and tired of those trash comments 😂😂😂...
@efetahtube
@efetahtube 10 ай бұрын
ሰላማት ደቂ ኤረይ ሃገርና ሰላም ይግበረልና ሓሳብ ልብና የስምረልና ስደትና ዘብቅዓሉ ጊዜ የምጽአልና የሕዋተይ ነዛ ናይ መግቢ ቻናለይ አብ ፕሮፉይለይ ብምእታው አተባብዑኒ ሓደራኹም የቀንየለይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bizubuzy
@bizubuzy 10 ай бұрын
Nice Melody & Lyrics ቃንዛ ምፍልላልይ እሞ ከኣ ብ በደል ክዛዘም ኣዝዩ መሪርን ኣንፈትካ ዘጥፍእን እዩ። ከም ሕብረተሰብ ውን እዝንና ክሰዖ ዝደሊ ዓይነት ደርፊ ይከውን ኣሎ። እሞ ከኣ በንጻሩ፣ እተን ኣዋልድ *ገለ ኣይከውንን እየ* ፣ *ብምፍልላልይ ዝያዳ እኳ ደሚቐ* ወዘተ ይብላ፣ እቶም ኣወዳት ከኣ ሓሚቐ፣ ዘይምሱል መሲለ፣ ሓዲገላ ታይ ደኣ ክገብር፣ ወዘተ። ከም ተፈጥሮ ጽባቐ ወዲ፣ ብዘጋጠመ ምፍልላይ፣ ከስቖርቑር፣ ክቑዝም፣ ክቓዝን፣ ክርመስ፣ ዘይንቡር እዩ። ከም ሰብኣይ ሓመድካ ነጊፍካ ብ10 ዕጽፊ ንቅድሚት ምጉዓዝ እዩ መንነትና። እቲ ዝበለጸ ሕነ ምፍዳይ ድማ ድሕሪ ገለ ግዜ እቲ ዝተፈልየካ ሰብ ኣብ ጥቃካ ክቕረብ ክሳብ ዘይክእለሉ ደረጃ ኣዚካ ብዕብየት ተፈንተቶ።
@MiriamAmanuel
@MiriamAmanuel 8 ай бұрын
That's the answer. I am proud of you.. but guys must apply it practically..
@mediwelloyewa2285
@mediwelloyewa2285 10 ай бұрын
I am ኣምሓራዊት i Love Eri People More than i love my people❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Bbbbbbbbbbbbbbbbbbbbb-e7s
@Bbbbbbbbbbbbbbbbbbbbb-e7s 9 ай бұрын
And we hate you. Amara new DERG Generation.
@sebrinoo25
@sebrinoo25 9 ай бұрын
And we like Amharic songs too
@ElEl-el7eu
@ElEl-el7eu 2 ай бұрын
We love you too❤❤❤❤
@motherland1510
@motherland1510 10 ай бұрын
ቃርያ! ኣቦ ፍቅሪ❤. ድምጺ 100% ግጥምን ዜማን 100%❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hanihani-lm9lq
@Hanihani-lm9lq 10 ай бұрын
ብታኣሚ ጽቡቅ ስራሕ ቃቲተይ ኩሉ ግዜ በኣካ ምስ ኮራእና ኢና ❤❤❤ ክሊብ ብጠኣሚ ጽቡቅ ናይ ኣዲኡ ነጻላ ከይቀየረ ነፍቃሪቱ ዋጋ ከፊልላ ዓለም ግን ከሙ እያ ጽቡቅ ዝገብር ጽቡቅ ኣይፍደን እዩ ብፈታሪ ይርከቦ❤❤❤❤❤❤
@HermonMaekele
@HermonMaekele 10 ай бұрын
ቃሪያ ዓርከይ ካብ ኩሉ ሓረካትካ አዩ ዘከይፈኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@MiriamAmanuel
@MiriamAmanuel 8 ай бұрын
Me too. They way of his dance is so funny. I have a brother that dance like that. 👍
@asumabeyenekisun1953
@asumabeyenekisun1953 7 ай бұрын
Harakate tebluka kee
@NAHDANGIR
@NAHDANGIR 10 ай бұрын
Wowwwww ቃርያ ዓይነይ ፈዊስካኒ ድምጺ ይበል ይበል ቤላ ስራሕ ናይ ብሓቂ❤❤❤
@dawitdawa8774
@dawitdawa8774 10 ай бұрын
ከመይ ዲኻ ትረክበኒ ቃሪተይ ንዓኻ ክህይሱ ዝፍትኑ ግን 😶😶😶
@nurierishow98
@nurierishow98 10 ай бұрын
ቃርያ በል ክትድረር ኣቤት ድምጺ ❤❤ ቃሪተይ ያ ሆህ❤
@Getupstandup-rj4zt
@Getupstandup-rj4zt 10 ай бұрын
መርሃዊ ኪዳነ (ቃርያ) ጽቡቅ ስራሕ ኣነ ጥራይ ድየ ዝፈትሆ ወላስ ብዙሕ ቲፎዞ ኣለውዎ 🎉😂🎉😂🎉😂🎉😂🎉😂🎉
@filigunners2268
@filigunners2268 10 ай бұрын
I’m from Sudan 🇸🇩 but I love Eritrea 🇪🇷 song !!
@merhawiberhane3900
@merhawiberhane3900 10 ай бұрын
Fili Hasawi 😂😂😂
@mrdwsk1782
@mrdwsk1782 8 ай бұрын
ንልበይ ዶ ትጎድኢ እጉዳእ ድየ ኣነ ንፈቃር'ዶ ተግድዒ እብደል ድየ ኣነ ንምንታይ ድየ ቃልን ማሕላን ዝሕሉ ንምንታይ ድየ እንከየለኺ ዝህሉ ንምንታይ ድየ ንምንታይ ድኣ ንምንታይ ድየ ንምንታይ ድየ ኣነ ልዕሊ ነብሰይ ባህሩ ልዕሊ ኣደ ንዓኺ እናልኩ ከምዚ ዶ ይፍደ ዘዝሓስክዎ ናተይ ዘበለ እናጋረትክዎ ናባኺ ኣቢለ ኣምሳያ እቲ ፍቅሪ ተንኮል ዘሪእክለይ ልበይ ዝሃነጾ ንስኺ ኣፍሪስክለይ ሰብ ምኻን ከይተርፍ እንዳመሓልኩልኪ ኣለኺ እናበልኩስ ካብ ርሑቅ ሪሒቅኪ ሰላም ገዲፈ ሰላም ክትረኽቢ ክትሕንቅቂ ኢለ ነብሰይ ዝድርቢ እሞ ንዓይ’ዶ ከምዚ ትሓስቢ ትንፋስ ኮይነልክስ ዓቅለይ ተጽብቢ ሲኢነኮ ዝብሎ ከምዚ ድዩ ዘይብሎ ልበይ ይቅንዞ ሎ ሓዲግ ብዘይ መድሎ ኣቲ ወለሎ ኣቲ ዕምበባይ ኣነ ዶ እብደል ኣሃሃይ ምሳኻ ሞተይ ነዚ ዕምበባየይ ንብዓት ምንጻፈይ እነኹ ድኣየይ እምነት ተምልኺ ዝበልኩ ጸሓየይ ፈቃር ልብኺ ኮይኑ ተጓዳኣየይ ሂወት ዘሪግኪ ዝያዳይ ወዘይ ሰሊብኪ ንማዳ ማሙቅ ምሽ ኔርኪ ምሽ ዘይጸግባ ከመይ ወሲንኪ ንጌጋ … ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣቲዎ ዕዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዎ ኣነ ዶ ይብደል እየ እሞ ኽኣ ብኣኺ ቅድሜኻ ዘልክዮስ ኣፍኪ ከተጥዕሚ ዲኺ ሲኢነኮ ዝብሎ ገሪሚኒ ዝብሎ ልበይ ይቅንዞ ሎ ሓዲግ ብዘይ መድሎ ኣቲ ወለላ ኣቲ ዕምበባ ኣነ ዶ እብደል ምሳኻ ሞተይ ነዚ ዕምበባየይ ንብዓት ምንጻፈይ እነኹ ድኣየይ እምነት ተምልኺ ዝበልኩ ጸሓየይ ፈቃር ልብኺ ኮይኑ ተጓዳኣየይ ሂወት ዘሪግኪ ዝያዳይ ወዘይ ሰሊብኪ ንማዳ ማሙቅ ምሽ ኔርኪ ምሽ ዘይጸግባ ከመይ ወሲንኪ ንጌጋ ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣቲዎ ዕዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዎ ኣነ ዶ ይብደል እየ እሞ ኽኣ ብኣኺ ቅድሜኻ ዘልክዮስ ኣፍኪ ከተጥዕሚ ዲኺ ሲኢነ ኮ ዝብሎ ከምዚ ድዩ ዘይብሎ ልበይ ይቅንዞ’ሎ ሓዲግ ብዘይ መድሎ ኣቲ ወለላ ኣቲ ዕምበባ ኣነ ዶ እብደል
@raabsa_entertainment
@raabsa_entertainment 10 ай бұрын
I am from Kenya I love Eritrean music 🎶
@MerhawitBrhane-hb6sm
@MerhawitBrhane-hb6sm 10 ай бұрын
mimi ni msichana wa eritrea tuwe marafiki
@yonasbalie5614
@yonasbalie5614 10 ай бұрын
Salute
@abelowadigirmay6658
@abelowadigirmay6658 10 ай бұрын
Mambo😊😊😊
@Christfirst82
@Christfirst82 10 ай бұрын
Epusana
@filijosi6420
@filijosi6420 3 ай бұрын
Akuna matata
@Namaag4444
@Namaag4444 10 ай бұрын
I am from ethiopia , I love 🇪🇷 music !!!!
@shibavelas9068
@shibavelas9068 10 ай бұрын
I’m from Brazil and I love Eritrean music ❤
@BisakaTore-gw5wc
@BisakaTore-gw5wc 10 ай бұрын
ገለ ዓይነት ግጥሚ ካብታ ሓዲገላ ትብል እዚኣ ኣዝያ ብኩሉ ነገራ ብልጽቲ ❤❤❤❤ እዚኣ ንዓይ ኢካ ደሪፍካለይ ቃርያ ሓወይ ዝበደልክኒ ስምዕያ ኣምላኽ ድማ ናይ ኢድኪ ይሃብኪ ኣቲ ዓመጸኛ ዘይግብኣኪ ድማ ሰላም ኢሎም ስም ኣውጺኦምልኪ 😢😢ሂወተይ ጸይቅኪ ምስ ካልእ ሰብ ሂወት ክጥዕመኪ ማለት ????????
@MiriamAmanuel
@MiriamAmanuel 8 ай бұрын
Hawey xneat yhab.. entay dea ab media xegemka mnzaz.. ajoka dma ezi zereba kea ab afa ember nzeynfelta sebat elala ketezentwelna ktweal aykonkan..
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 2 ай бұрын
አየ ጥበብ ዘኹርዕ ስርሓት👍🇪🇷🙏 ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ብወናማት ተጣበብቲ👍 ንአድናቆት ገበርቲ ቅያ ደቂ ኤረይ 🌺ተኸፊቱዩ እቲ ባብ🇪🇷🎉 ተሓኹሩዩ እቲ መድረኽ🎉🌺ፎርሳ ደቂ ኤረይ ሰራሕቲ ተአምር💪👍
@Mekseb-h9u
@Mekseb-h9u 8 ай бұрын
Who listen in 2024
@aronkifle2423
@aronkifle2423 5 ай бұрын
Brother 4 months only......
@oyyyOyyy-b3j
@oyyyOyyy-b3j 10 ай бұрын
ከምቲ ልሙድ ቃርያዊ ኣስሊ ምስ ሓደሽቲ ሰራሕቲ ክሊብ ሓደሽቲ ተዋሳእቲ ምስ ረኣኹ ደስ ኢልኒ ።
@mussiehabtom5163
@mussiehabtom5163 10 ай бұрын
እዚኣ ኬፍ ሂባትኒ ካብቲኣ ሓዲገላ ንላዕሊ wawww ፈቴያ ክመውት ፣ቃርያ ናይ ሕማመይ ከመይ ዲካ ተቅስነኒ🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑
@Natiloving
@Natiloving 10 ай бұрын
መርሃዊ ኪዳነ (ቃርያ) ብጣዕሚ ዝፈትዎ ደራፋይ እዩ ከማይ ዶ ትኮኑ ንስኩም ከ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@huruyyemane1494
@huruyyemane1494 10 ай бұрын
ኣታ እዚ ወዲ መትሓዚ ተሳኢንዋ ናይስ ቃሪተይ ወዲ ገዛውተይ
@BereketYeibiyo
@BereketYeibiyo 10 ай бұрын
I m from USA ❤but I love Eritrea song 🎉
@merriboy4334
@merriboy4334 10 ай бұрын
Www ane sei nay qarya derfi kaxlelni yu zedali kemzi natey zeftwu yhelu do yekwin edmin tenan yhbka qarya hawey
@Eritrean-h6d
@Eritrean-h6d 10 ай бұрын
ኣርማ ቅሓውታ❣️መኹርዕየይ😍
@blm5287
@blm5287 Ай бұрын
ካሪያ ቀሓውታ ዲዩ
@Abi_jana_arsenal
@Abi_jana_arsenal 10 ай бұрын
ንልበይ ዶ ትጎድኢ እጉዳእ ድየ ኣነ ንፈቃር ዶ ተግድዒ እብደል ድየ ኣን ንምንታይ ድየ ቃልን ማሕላን ዝሕሉ ንምንታይ ድየ እንከየለኺ ዝህሉ ንምንታይ ድየ ንምንታይ ደኣ ንምንታይ ድየ ንምንታይዴ ኣነ ልዕሊ ነብሰይ ዋላ ልዕሊ ኣደይ ንዓኺ እናልኩ ከምዚ ዶ እፍደይ ዘዝሓዝክዎ ናትኪ ዘበለ ናጓረትኩ ናባኺ ኢለ ኣምሳያት ፍቅሪ ተንኮል ዘሪእክለይ ልበይ ዝሃነጾ ንስኺ ኣፍሪስክለይ ሰብ ምዃን ከይተርፍ እናመሓልኩልኪ ኣለኺ እናልኩስ ካብ ርሑቕ ርሒቅኪ ፨፨፨፨፨፨፨፨ ሰላም ገዲፈ ሰላም ክትረኽቢ ክትሕንቅቒለ ነብሰይ ዝድርቢ እምበር ንዓይዶ ከምዚትሓስቢ ትንፋስ ኮይነልኪስ ዓቕለይ ተጽብቢ ስኢነኮ ዝብሎ ከምዚድዩ ዘይብሎ ልበይ ይቁንዞሎ ሓዲግ ብዘይ መድሎ ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ ቲ" ወለሎ ቲ" ዕንበባ ኣነ ክብደል ምሳኻ ሞተይ ነዚ ዕንበባየ ንብዓት ምንጻፈይ እነኹ ደኣየ እምነት ተብርቂ ዝበልኩ ጸሓየ ፈቃር ልብኺ ኮይኑ ተጓዳኣየ ፨፨፨፨፨፨፨ ሂወት ዘሪግኪ ዝያዳ ወዘይ ሰሊምኪ ብማዳ ማሙቅ ምሽ ኔርኪ ዘይጸግባ ከመይ ወሲንኪ ንጌጋ ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨. ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣትይዎ ዕንዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዎ ኣነ'ዶ እብደል'የ እሞ ኸኣ ብኣኺ ቕድሜኻ ዘልክዮስ ኣፍኪ ከተጥዕሚ ዲኺ ፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨፨ ስኢነ'ኮ ዝብሎ ገሪምኒ ዝብሎ ልበይ ይቑንዞ'ሎ ሓዲግ ብዘይ መድሎ ፨፨፨፨፨፨፨. ቲ"ወለሎ ቲ"ዕንበባ ኣነ ዶ እብደል
@yonaswerede6932
@yonaswerede6932 10 ай бұрын
ዝነኣድ ስራሕ, ኣበቀጻሊ ብዝበለጸ ክትመጸና ሰብ ሙሉእ ተስፋ ኢና🎉
@NgstiNgsti-h9i
@NgstiNgsti-h9i 10 ай бұрын
ቃርያ ሽኮሪ ከመይ ዲኻ ወድ ኢረይ ሽኮሪ ክፈትወካ ኣነ መኣት ኢየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ nic nic🥰🥰🥰😘😘😘😍😍😍😍👌👌👌👌👌
@kinglio8947
@kinglio8947 10 ай бұрын
ብቃርያ ኩሉ ግዜ እየ ኩሩዕ በቃ ክሳብ ሕጂ ኣይረኣክዋን ዘለኩ በቂቀያ ከይረኣክዋ Like ሂበያ።
@hntsaghilay9866
@hntsaghilay9866 10 ай бұрын
ቃሪተይ ወዱእ what a voice my ears never tired to listen 🎧 you keep going qaritey.
@ThankGodfornewday
@ThankGodfornewday 10 ай бұрын
ሕልመይ ን ጋህደይን ብትንትን አቲዋ ዕንዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዋ አነዶ ይብደል እየ እሞክአ ብአኪ? ቅድሜካ ዘልክዬስ አፍኪ ከተጥዒሚ ዲኪ! ሲእነ እኮዝብሎ ገሪሙኒ ዝብሎ ልበይ ይቅንዛሎ ሐዲግ ብዘይ መድሎ Thanks for your great job
@MedhaneeKifle
@MedhaneeKifle 8 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ብቃርያ ዝጽለል ኣሎ ዶ ይከዉን ቃርያ jigna gele aynet dmxi gtmi zema btami tehagiselka kab libya eye zxhfelka zeleku❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AFEWORKIiseias
@AFEWORKIiseias 10 ай бұрын
ጽብቅ ስራሕ ኤማ ከይረከባ ድሕሪ ኤማ ከኣ?????
@Triss-dinaro
@Triss-dinaro 8 ай бұрын
I am from China 🇨🇳 i like Eritrea 🇪🇷 music
@biniamtecle4194
@biniamtecle4194 10 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ መርሃዊ ( ቃርያ ) ❤❤❤
@ወዲሓላልመሬት
@ወዲሓላልመሬት 3 ай бұрын
በጃሙ ዓበይቲ ኣርቲስት ኮንኩም ኢኩም ግጥሚ ደሊኩም ኣክሊሉ ተስፋጼን ተወከስዎ ግጥሚ ስናዕ ዜማ ድግምጋም ጌርኩም ብእዝኒ ሰብ ኣይትላገጹ ከየውጻኻ ዝኣቱ ኣታዊታት የለን
@SamrawitGhirmay
@SamrawitGhirmay 4 ай бұрын
Mes hiwtey metesar zelwa derfi ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣቲዎ ዕዙዝ ቀይርኒ ምምባር ዘይቀደዎ 😂😂😂 i love u qarit y keep it up
@wadiyared
@wadiyared 10 ай бұрын
ቃርያ ሓረካት ዝተመሰጠ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TomasMahari-em2yf
@TomasMahari-em2yf 10 ай бұрын
Deqi erey lenqene aytekealkumen wow❤🇪🇷qarya sehul gororo❤
@kij435
@kij435 10 ай бұрын
ብድንግላ ረኺበያ #ሳብስክራይብ እባ ተሓባበሩና የሕዋት ከም ሰብና ክንከውን❤🎉
@SameWeldimekaril
@SameWeldimekaril 8 ай бұрын
I'm from Jamaican I like Eritrea music 🎵❤
@kokebgebremariam3140
@kokebgebremariam3140 5 ай бұрын
Wedi jemaica kkkk
@AbiAbi-d6w
@AbiAbi-d6w 10 ай бұрын
Ata ezi wedi gele eyu pa beka hawey koyenu memehr fiqri ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YordanosGebre-me4oo
@YordanosGebre-me4oo 7 ай бұрын
ን ልበይ ዶ ትጎድኢ ይጉዳእ ድየ አነ ንፍቃር ዶ ትግድዒ ይብደል ድየ አነ ንምንታይ ድየ ቃልን😢 ማሕላን ዝሕሉ ንምንታይ ድየ እንከለኺ ዝህሉ😢ንምንታይ ዴ ንምንታይ ደአ ንምንታይ ዴ ንምንታይ ዴ አነ 😢
@faiselibrahim8659
@faiselibrahim8659 10 ай бұрын
Let’s go wedi erey…Nzom dembe Enkili aytsmaeyom ❤👏
@rolleyzk3369
@rolleyzk3369 9 ай бұрын
Qanza 6 years lomi gelixkalley 💯 %qariya jigna wshtna tenbibo aleka ❤❤❤❤
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 10 ай бұрын
ኣነ'ዶ እብደል'የ!! ንልበይ'ዶ ትጎድኢ እጉዳእ ድየ ኣነ፡ ንፈቃር'ዶ ተግድዒ እብደል ድየ ኣነ፡ ኣሚነ እንድየ ቃልን ማሕላን ዝሕሉ፡ ንፍቕሪ'እንድየ እንከየለኺ ዝህሉ፡ ንምንታይ ድየ ንምንታይ ደኣ ንምንታይ ድየ ንምንታይ ድየ ኣነ። ልዕሊ ነብሰይ ዋላ ልዕሊ ኣደ፡ ንዓኺ ናልኩ ከምዚ'ዶ እፍደ፡ ዘዝሓዝኩዎ ናተይ ዘበለ፡ እንዳጓረትኩዎ ናባኺ ኣቢለ፡ ኣምሳያ እቲ ፍቕሪ ተንኮል ዘሪእኽለይ፡ ልበይ ዝሃነጾ ስኺ ኣፍሪስክለይ፡ ሰብ ምዃን ከይተርፍ እንዳማሓልኩልኪ፡ ኣለኺ እንዳበልኩስ ካብ ርሑቕ ሪሕቕኪ፡ ሰለም ገዲፈ ሰላም ክትረኽቢ፡ ክትሕንቅቒ ኢለ ነብሰይ ዝድርቢ፡ እሞ ንዓይ'ዶ ከምዚ ትሓስቢ፡ ትንፋስ ኮይነልክስ ዓቕለይ ተጽብቢ፡ ሲእነ'ኮ ዝብሎ፡ ርኤክስ ዘይኣምኖ፡ ልበይ ይቑንዞ'ሎ፡ ሓዲግ ብዘይ መድሎ፡ ደርብ!! ምሳኻ ሞተይ ነዚ'ድዩ ዕምበባየ፡ ምንጻፍ ዘጠልቂ ጌርክኒ ነብዓየ፡ እምነት ተብርቒ ዝበልኩኺ ጽሓየ፡ ጥዋፈይ ሒዝክስ ተጸልምቲ ንዓየ፡ ሂወት ዘሪግኪ ዝያዳ፡ ወዘይ ሰሊምኪ ብማዳ፡ ማሙቕ ምሽ ኔርኪ ዘይጸግባ፡ ከመይ ዊዕልኪ ኣብ ጌጋ፡ ሕልመይን ጋህደይን ብትንትን ኣቲዎ፡ ዕንዙዝ ቀይርክኒ ምንባር ዘይቀደዎ፡ ኣነ'ዶ እብደል'የ እሞ ኸኣ በኣኺ፡ ቅድሜኻ ዘልክዮስ ኣፍኪ ከተጥዕሚ ዲኺ፡ ሲእነ'ኮ ዝብሎ፡ ርኤክስ ዘይኣምኖ፡ ልበይ ይቑንዞ'ሎ፡ ሓዲግ ብዘይ መድሎ፡
@lydiat242
@lydiat242 10 ай бұрын
Thank you
@HabenTesfay-px6ry
@HabenTesfay-px6ry 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Qaria malte❤❤❤
@hevson
@hevson 10 ай бұрын
qarya,hawey shkor adniqe eko eye zeyxegbeka ab music tray zeykonku wela ab hadarka abnetawi ika neay ata shkor
@soloman9025
@soloman9025 10 ай бұрын
ክፈትወካ ኣነስ ቃርያ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@adonaydimartini6130
@adonaydimartini6130 10 ай бұрын
እዋይ ናይ ቃርያ ደርፊ ሰሚዕካ ሲ ናይ ሚለን ሃይሉ ክትሰምዕ ከለካ ሲ እንታይ ይስምዓኩም ይከውን ኣነስ ይሕመኒ በቃ ቃርያ ግን ዉዱእ ኢካ
@Henzepato
@Henzepato 10 ай бұрын
በራሙ ዓርከይ ዜማ ተባዕታይ ቃሪተይ ኩሩዕ❤
@HERMELA0714
@HERMELA0714 10 ай бұрын
Thank you for sing my feelings karya🤴🏾🇪🇷♥️
@DantePirlo-lk7yb
@DantePirlo-lk7yb 9 ай бұрын
ሓዲገልካ ኣለኹ፡ ናይታ ዛሓለፈት ኪሒስካኒ ሕጂ ቃሪቲ።❤❤❤
@henok2964
@henok2964 10 ай бұрын
This 😭song is 10x better than the song he released 1 month ago 🇪🇷🐪🫶🏽
@simontekie5675
@simontekie5675 10 ай бұрын
Which song are you referring to ??? He is releasing a bunch of em 😅😅😅😅
@henok2964
@henok2964 10 ай бұрын
@@simontekie5675 the Hadigela one
@Meronmussa
@Meronmussa 10 ай бұрын
ቃርያ ናይ ሙደይ ❤❤❤
@حينحوبيحوبي
@حينحوبيحوبي 10 ай бұрын
Blieneyyy nateyyyy 😢 efoyta ane do ybdel nay bhaqi beqa lbey tenasihie abzey woxo gudugud kuitki y'etikni iki
@SamuelTeklay
@SamuelTeklay 10 ай бұрын
ቃሪተይ ሓቢቢ እንቃዕ ብሰላም መጸካ ❤❤🎉
@EvenSirak
@EvenSirak 10 ай бұрын
Nice ❤❤❤ 🎵 🎶 🎵 🎶 🎵 ክላጸ ድቢሃል ከምዚ እዩ ❤❤❤
@AzmarinoAsmera341
@AzmarinoAsmera341 9 ай бұрын
I am from Brazil 🇧🇷 ግን ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ ናይ ኤርትራ ደርፊ 😂😂😂
@Merinam-ye2eh
@Merinam-ye2eh 3 ай бұрын
Pow asmrino class nice one qaritey
@TemesgenBrhane-lh4fx
@TemesgenBrhane-lh4fx 2 ай бұрын
እንቃዕ ካን በዓል ንህምያ ሰምሃር ገምጅዓት ናብዘን ምጩዋት ኣሰጋገረና ከማኪ ይብዝሓ
@henokkibrom5295
@henokkibrom5295 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቃርያ bro ግጥሚ 💯 ዜሜ 💯
@mikilij5103
@mikilij5103 10 ай бұрын
Qarya nabsey gelayent zabiehera qahwetia ❤🎉
@Hubi-g4t
@Hubi-g4t 10 ай бұрын
Nay mudey seb bseki natka derfi tra msmay qarya koynu sagay😅 qarya nty❤❤❤❤❤❤❤
@fnanbraki-pu6eo
@fnanbraki-pu6eo 10 ай бұрын
Nsakas kulu gize mxana xebuq srah 👍♥️🫶🥰🥰
@merhawimeasho26
@merhawimeasho26 3 ай бұрын
ከይተጠለመካ ብናይ ጥልመት ደርፊ ጥልመት ዝጣዓምካዮ 🙌😂ኣኻእሎ ይሃበካ
@EriPoem
@EriPoem 10 ай бұрын
ደሓን ዝኾነት ስራሕ ሕደማ ብርሃነ ክፍሉ፡ ዜማ ተባዓታይ ብረኸት ዑቅባሚካኤል ባራሙ🎉🎉🎉❤❤
@helenkebedom5685
@helenkebedom5685 10 ай бұрын
ከም ልበይ ናይ ልበይ ዝኮነ ወዲ ቃሪተይ❤❤❤
@YonasZeray-ze4kw
@YonasZeray-ze4kw Ай бұрын
መዳ ትርጉም ላሚቦራ ንገረኒ ጽቡቅ ስራሕ ኢደይ ሂበ ኣለኹ🎉🎉🎉🎉🎉
@samueltekele1530
@samueltekele1530 10 ай бұрын
Best video clip 💯💯💯 Directing 100000000% Cinematgraphy 100% Editing 80%
@heruy8274
@heruy8274 10 ай бұрын
Musically however, its like every other song you have heard.
@simontekie5675
@simontekie5675 10 ай бұрын
U don't know nothing tbh u r just talking shit ... what do you know about cinematography , editing, directing... just enjoy the music like the rest 😂😂😂
@haftomlemlem
@haftomlemlem 3 ай бұрын
ሰበይ ዓደይ ናፊቐ እንታይ 'ሞ??? ኣብ ጭንቀት ምንባር ጥራይ??? ኧረ ደሃይ.......
@kolegamimo9938
@kolegamimo9938 7 ай бұрын
❤❤❤❤ wdieti derfi qarya hawey qexlo ny bhaqi xbuq srah...kulu gze blux srah ika tedalu 10ks degagimkaya zeytmno derfi❤❤❤❤❤
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 10 ай бұрын
Qreya ከምቲ ሉሙድ ናሙደይ 100%ብሉጽ
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 10 ай бұрын
I'm from tigray and l don't understand the language of Eritrean but I love Eritrean music 😊
@ረድኣዮሀንስ
@ረድኣዮሀንስ 10 ай бұрын
Wedi dermas gdef 😂😂😂
@betelmesfin1888
@betelmesfin1888 10 ай бұрын
👎😍👎
@hagerey9448
@hagerey9448 10 ай бұрын
ያ ዓገመኛ ለይኾነ ሃመይ ልርድኣካ ዓጋመዋይ 😄😄😄
@luwamtadeseluwam5826
@luwamtadeseluwam5826 4 ай бұрын
😅😅😅😅😅😅😅😅
@mulugetahagos5145
@mulugetahagos5145 6 ай бұрын
ኩለን ናይዚ ወዲ ዜማስ ተመሳሳሊ ንምንታይ ሓደ ሰብ ዲዩ ዝሰርሖ ኮይኑ 😢😢
@aynealemebaraya1619
@aynealemebaraya1619 10 ай бұрын
Azia tihayish kabta zihalefet derfi
@merontesfay9053
@merontesfay9053 4 ай бұрын
I am from England 🇬🇧🇬🇧I love u Eritrea people 😘😘😘
@Mikigebrezgi
@Mikigebrezgi 5 күн бұрын
wawww welcome ካብ አድናቂኪ እየ ሓፍተይ ናተይ ኤርትራዊ እየ ❤❤❤
@Ibro_wedi_haji
@Ibro_wedi_haji 10 ай бұрын
Qarya nay mudey 😇🫵
@eritreanrome5085
@eritreanrome5085 10 ай бұрын
I liked the camera man good job bro keep it up, nd welcome Qariya
@AwetMulugeta-qi7oh
@AwetMulugeta-qi7oh 8 ай бұрын
I recently listen this song and never get bored. ❤
@BanaMehari-s2l
@BanaMehari-s2l 10 ай бұрын
Keep it up my love singer . Love for Eritrean singers
@NebiatAbrha-w4x
@NebiatAbrha-w4x 10 ай бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ቃራ ሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Fkriyumengedey
@Fkriyumengedey 9 ай бұрын
Karya u ar my Favorite singer but Nmntay eka btlmet tray tderf pls hanti positive neger zelewa derfi hizka mxena malet nseb txelu nfue derafay eka kexlo ❤❤🎉 Love u 🥰
@MeronYosief
@MeronYosief 10 ай бұрын
ቃሪቲ ድራር እዝኒ ግጥሚ ከኣ ሞ ከምቲ ዛህር ማራ ዉድእቲ ታ ወለሎሎሏ
@JosiTesfay-yi2sq
@JosiTesfay-yi2sq 10 ай бұрын
Qrya meqsen nay mudey li
@rozinayigzaw6682
@rozinayigzaw6682 10 ай бұрын
Good Job Qariya keep it up 👍 ❤️
@RahelAbedom
@RahelAbedom 10 ай бұрын
Qarya fewsi ezney ❤🎉
@simonburju597
@simonburju597 10 ай бұрын
Am from bangladsh i love eri music..ቃርያ ናይሕማመይ❤❤❤😂😂
@KokobKiflai
@KokobKiflai 6 ай бұрын
Bangladish nay himamey
@Flower12347x
@Flower12347x 10 ай бұрын
Nice song Katy’s hawina good job keep it up the good work 👍♥️🇪🇷🇪🇷💕🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@kidanegebremichael5476
@kidanegebremichael5476 10 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ብፍቕሪ ዘፍቅሮ ደራፋይ ድሕሪ ባርያ ስጋደይ
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 51 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,1 МЛН
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 69 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 117 МЛН
New Eritrean Music 2023 | Abel Kflom | Tkelyodo(Official Video)
5:39
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 3,3 МЛН
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 51 МЛН