April 26, 2024 "ሰራዊት ቲዲኤፍ ክሳብ ደብረሲና ደፊኡ እናተዋግኣና ኢሰያስ ብኽድዓት ስቕ ኢሉ ተዓዚቡና"

  Рет қаралды 30,000

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

2 ай бұрын

"ሰራዊት ቲዲኤፍ ክሳብ ደብረሲና ደፊኡ እናተዋግኣና ኢሰያስ ብኽድዓት ስቕ ኢሉ ተዓዚቡና"
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia

Пікірлер: 124
@m.j9886
@m.j9886 2 ай бұрын
ንሕና ሻዕብያ ኤርትራውያን ኢና ንዘልኣለም ዝነብር ጅግንነት 🇪🇷💪
@edenkidane1625
@edenkidane1625 2 ай бұрын
ኢትዮ ሐሳዊ ጽልአት ናይ ኤርትራ አለዎ
@user-ct6np1jt5e
@user-ct6np1jt5e 2 ай бұрын
He is TPLF paid Cadre!
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 2 ай бұрын
ካብዛ ገስረጥ ኢስቶጵያ ሰናይ ምጽባይ ዕሽነት ጥራሕ ዩ ።
@senaittekle3058
@senaittekle3058 2 ай бұрын
You are so right. I agree with you 💯%
@Metkeli
@Metkeli 2 ай бұрын
Bhaki beli
@esraelsolomon1560
@esraelsolomon1560 2 ай бұрын
Shabya the great
@theguanners1091
@theguanners1091 2 ай бұрын
ጹቡቅ አጋላልጻ
@yohannestewolde8152
@yohannestewolde8152 2 ай бұрын
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@snitnekulu2976
@snitnekulu2976 2 ай бұрын
ሓሶትን ግምጥል ግምጥልን ምባል ኣብ ኤርትራ ነውሪ ኣብ ኢትዮጵያ ባህልን ጭዋነትን ወረ ምትዕጽጻፍ ጌሮም እዮም ዝወስድዎ። እነንታይ እሞ ክንገብር ኣይትተዓደሎ እዩ ጎረቤት እዚኦም ምኻና ብሰንኪ እዛ ሃገር እዚኣ ኣቦታትና ከይቀሰኑ ኣባና ምሕላፉ ከኣ ዝገደደ!!!
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 2 ай бұрын
Absolutely true ❤
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 2 ай бұрын
AAN U ARE TRUE MEDIA GO AHEAD ❤
@sabasimon4736
@sabasimon4736 2 ай бұрын
Thank deki Eey 🙏🙏👍👍👍👍🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 2 ай бұрын
Tsbuk tintena,weldone AAN MEDIA
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 2 ай бұрын
WEL COME WEDI EREY TSAEDA ❤
@isaiasmengs4187
@isaiasmengs4187 2 ай бұрын
ናይ ከልብ ኬፍ አለዋ በሎም በሎም ድሮን ጸረ ጻህያይ
@fanuelyodit7219
@fanuelyodit7219 2 ай бұрын
ድሮን ኣይኮነን ኣስተውዕል
@weinimuzelo9762
@weinimuzelo9762 2 ай бұрын
Good job God bless you, Eritrea people✝️☪️⭐️⭐️⭐️🌟🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💪💪💪👍👍👍
@user-nf2dk1ht2s
@user-nf2dk1ht2s 2 ай бұрын
Anbessa ajoka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 good work ❤❤❤
@weinidesta4221
@weinidesta4221 2 ай бұрын
❤❤🇪🇷🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 2 ай бұрын
WENDER FULL CLARIFICATION❤❤
@anwmoh1747
@anwmoh1747 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrathualazar4595
@mebrathualazar4595 2 ай бұрын
Ethio forum is number one weyane media eyu
@rovelkidane1331
@rovelkidane1331 2 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@user-nf2dk1ht2s
@user-nf2dk1ht2s 2 ай бұрын
Good work jigna wedi erey ❤❤❤❤❤❤
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 2 ай бұрын
Shaibia n 1000 amet ynber, proud to be eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 tegaru 10 lbom ms korakurom nab gudgadom 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 2 ай бұрын
Eritrea first
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 2 ай бұрын
ጸባ ስተ ኣነ ኢትዪ ፎርም ትወኪሱ ዜና ኢሉ ዘምጸኣለይ ጸላእኩ በጃኩም ንዮ በልዎ ኣይትስምዕዎ ሽሙ ኣይትጸዉዕልና Thank you Drone
@twenmebrahtom9115
@twenmebrahtom9115 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
የፕሪቶርያው ስምምነት ለነ ደብረጼን ብቻ ሳይሆን ፣ ለእነ ኢትዮ ፎረም ሚድያ ሂወት ያስቀጠለ ነፍስ አዳኝ ስምምነት ነው ።
@BereketBrhane-jn5di
@BereketBrhane-jn5di 2 ай бұрын
Gobez❤eritrawi
@jsogt8786
@jsogt8786 2 ай бұрын
Welcome aan
@ZYosef-sd7wu
@ZYosef-sd7wu 2 ай бұрын
Great presentation.
@GhebreNov
@GhebreNov 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@makdab9253
@makdab9253 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@zerithadgu832
@zerithadgu832 2 ай бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtomtesfu8201
@habtomtesfu8201 2 ай бұрын
ከመይ ዲካ ድሮን መቅሰን ሓቂ ቀላልዕካያ ።ኦዚ ያየሰዉ ኣብ ኤረትሪ ዘለዉ ጽልኢ ፉሉይ እዩ
@idrismohammed4711
@idrismohammed4711 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 2 ай бұрын
❤❤❤
@Infinitymedia-s8r
@Infinitymedia-s8r 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🇪🇷
@kem6470
@kem6470 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 2 ай бұрын
Greate job guys.
@teklaygrmay3645
@teklaygrmay3645 2 ай бұрын
Merhaba selam selam wedi erey jegena ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉❤❤❤
@lulaabraham3686
@lulaabraham3686 2 ай бұрын
MATIOS ZELALEM BETAEMI ZGBO XUBUK MELSI HIBKAYO EZI FESHKULE YAYESEW KURKUR HWHAT,NATU HIBKAYO 👏👏👏
@micahhailu34
@micahhailu34 2 ай бұрын
Well said! It would’ve been perfect if you could address this in Amharic so he & others can understand your splendid argument. This individual hates not only Shaebia but also Eritrea & Eritreans. Thanks,
@user-pd7tu3db6z
@user-pd7tu3db6z 2 ай бұрын
Very true❤❤❤❤❤ this channel must hv its own Amharic version.
@benzem8058
@benzem8058 2 ай бұрын
👍🏿👍🏿❤️🇪🇷❤️
@Sarma-Entertainment
@Sarma-Entertainment 2 ай бұрын
ይቅሬታ ግበሩለይ እምበር ብዘይ ትምክሕቲ ዝብለኩም ናይ ኢትዮጵያ ሽግር ኣብ ዓዲ ሃሎ እዩ ዘሎ እቲ መፍትሕ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 ай бұрын
We have to do our own business first , we don’t have to solve unfinished problems
@edutew1411
@edutew1411 2 ай бұрын
ሎሚ ነዚዓ ሚድያ ናይ ልበይ ነጊርካለይ ❤🙏🏽
@luel8814
@luel8814 2 ай бұрын
ድንቁርና ናይዞም ሰባት ዝገርም እዩ.
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 2 ай бұрын
ኢትዮጵያውያን ይምድሩ ሻዕቢያ ስሩሒ ይስርሕ። መንግስቲ ቅዳምነት ርእሲ እንተዝይስሪሑ ህንጻ ዳኣ እቲ ጽልኢ ቤሔርትነት ክልል ስርቂ ዝማሃርካዮ መንእሰይ እዩ ዝዕንዎ ። ሽዕቢያ ርእሲ እዩ ዝስርሕ ዘሎ ❤🇪🇷
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 2 ай бұрын
ድሮነይ ፡ እዋይ እዚ ናይ ሎሚ ጸባ ዜስቲ ፍትፍት ደብዳብካ ፡ ሓቅን ክውንነትሲ ዜየናሕሲ ጨማቲ ኪረክብ እንከሎስ ክንደይ ይምቅር'ዩ ። ❤❤❤❤❤
@RA-io4kl
@RA-io4kl 2 ай бұрын
You have translation to tigraiy please
@user-vn2es1xr9k
@user-vn2es1xr9k 2 ай бұрын
مرحبا ❤مرحبا كلمت جميل والله ❤❤❤❤❤
@apacheife1555
@apacheife1555 2 ай бұрын
ነዕጹዋ ዲ እዛ ኢትዮ ፎርም ሪፖርት ንግበር ኤሬትሪን ❤
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 2 ай бұрын
Eziom, aklabat eyom, newramat belom
@teklesaerawi2705
@teklesaerawi2705 2 ай бұрын
Bhaki
@jaki9653
@jaki9653 2 ай бұрын
Nay etio firum agame media enamsaka aytehmena
@goitommekonnen1509
@goitommekonnen1509 2 ай бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ጽልኢ ኤርትራዊነት ዘለዎ’ዩ፤ኣይትገደሰሉ።
@asefawgher6625
@asefawgher6625 2 ай бұрын
Ewe nsu eyu eti haki
@awettekie3266
@awettekie3266 2 ай бұрын
Etoform means TPLF
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ኢትዮ ፎረም በጌታቸው አሰፋ የተቋቋመ የወያኔ የግል ንብረት የነበረ ፡ ከወያኔ ሞት አብሮ የሞተ ፣ በዚህ ሰዓት ልክ እንደ አባቱ ስብሀት ነጋ በስደት ኢንፍጅን ተተክሎለት በማንሰራራት ላይ ያለ ሚድያ ነው ።
@andayghebrehans2082
@andayghebrehans2082 2 ай бұрын
Esyas Farshaki sarwti elo naru
@jobloggs7275
@jobloggs7275 2 ай бұрын
Ethiopia be slow motion abtenawehe gize teferes zela hager eya. Wedekti, feresti hager mekuwana 100% merteotat mealtawi eyu zelo. Eritrea refugee influx keyemesea terah neti dobata ketekereb alewa. Amlak ab lebom tezeymelisulom helkit nay sebat ab Ethiopia zeyteref eyu zemesel zelo.
@CCRUUS
@CCRUUS 2 ай бұрын
ፋብሪካ ስደተኛታት በቃ ኣብ አርትራ ዝስራሕ ስለዘየለ ናይ ትግራይ ኣፈኛታት ኮንክን ተሪፍክን።
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 ай бұрын
ፋብሪካ ስደተኛታት ጥራይ ዘይኰነትስ፡ ፋብሪካ ከደምትን ኣመንዝራታትን ለማኖን ዝዀነት'ሞ ትግራይ እያ። ኣብ ስዑዲ ብጀካ እተን ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቝጸራ ኣመናዝርን ከደምትን ዝያዳአን ኣብ መኽዘናት ስዑድን የመንን ተዓሽጎም ዘለዉ ተጋሩ እዮም። እዚ ቅድሚ ኵናት እዩ። ሕጂሞ ከኣ ውሕጅ ብዝመስል እዮም ዝሳግሙ ዘለዉ። መገዲ የመን ናብ ስዑዲ ብሬሳታት ተጋሩ መርገጺ የብሉን። ኣብ ኤርትራ ስራሕ የለን ዝበለካ መን እዩ፧ ኣብ ትግራይ ስራሕ ትብሎ እንታይ እዩ፧ ነዚ ስርቂ ሓጺነ መጺንን ስርናይ ረድኤትን ከምቲ ኣቦኻ መለስ ዝበሎ ስራሕ ሓሲብካዮ ዲኻ፧ ኤርትራውያን ብዛዕባ ትግራይ እንዛረብ እኮ ንስኻትኩም ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎን ዘየለን ሌፍ ስለ ትብሉ እዩ። ከምኡ ከኣ እቲ ዕሽነትኩምን ድሕረትኩምን ከም መዘናግዒ ስለ ንዛነየሉ እዩ።
@user-dr6wl7hy3t
@user-dr6wl7hy3t 2 ай бұрын
እዋይ ኣጋላልጻ ወድ ኤርይ ❤❤❤🎉🎉🎉 ዊሰዶ ኢስኪ
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 2 ай бұрын
ነዚኣ ካብ ኣልዓልካስ፡ እቲ ስእሊ ምሉእ ክትገብሮ ኔሩካ። ወያነ ኣብ ቆላ ተምቤን ተኸቢባ፡ ሎሚዶ ጽባሕ ትድምሰስ እናተባህለ፡ ናይ ሰሜን እዚ ኣዛዚ ዝነበረ ጀነራል፡ ንሰራዊት ኤርትራ ከሲሱ ካብ ኢትዮጵያ ክወጽእ ጸዊዑ። ንሱ ጥራይ ከይኣክል ብመንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሰራዊት ኤርትራ ንኽወጽእ ሓቲቱ። ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ'ውን ንሰራዊት ኤርትራ ጠቂኑ። ሰራዊት ኤርትራ ከኣ ወጺኡ፡ ናብ ዶብ ኢትዮ ኤርትራ ተደሪቱ። ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ መዓልታት ወያነ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዝነበረ ሰራዊት ኢትዮጵያ ድምሲሱ ክግስግስ ተራእዩ። ኣብይ፡ ነዛ ንበይነይ ነወያነ ድምሲሰያ ንኽብል ዝፈጠሮ መናውራ ናብ ጸገም የእትይዎ። ተመሊሱ ናብ ምልማን ኣትዩ። መንግስቲ ኤርትራ ከኣ ባህሪ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠፊእዎኳ እንተ ዘይኰነ፡ ኣብ ዓላማኡ ጥራይ ኣተኵሩ ዳግማይ ተጸንበሮ። ነቲ ኵናት ከኣ ናብ በሪ ምዝዛም ምስ ኣብጽሖ ዳግማይ ጥልመትን ስልበጣን መጺኡ። ብዝዀነ ግን ሕጂ ኩሉ ናይ ምትሕብባር መገድታት ተዓጽዩ፡ ነንሕድሕዶም ሓንሳብ ክተሓቛቘፉ፡ ሓንሳብ ከኣ ክካሰሱ፡ ሓሸውየ ኣብ ዝዀነ መዋጽኦ ዘይብሉ ሸንኰለል ኣትዮም ኣለዉ።
@dawitbayru589
@dawitbayru589 2 ай бұрын
💪🏾🇪🇷🧏🏽‍♂️🥰😂
@tsegayteame729
@tsegayteame729 2 ай бұрын
Ab shaebia ed yetka Yaye adgi
@hurruyasfaha3912
@hurruyasfaha3912 2 ай бұрын
Please translate it to Amharic and send it to that Woyane mercenary journalist Sleshi and his naive audience if possible.
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 2 ай бұрын
😏degerum halefit ethiopia abal raya ashepu elom nwothdrat ethiopia keshepu nseraeit eritrean agdeom khirmueo hsepom nerom caby💪🇪🇷 abhaglom ateyu resmezen deconom caby💪🇪🇷yefaeom yzula elom azergiya merbawn defnfenuwo
@henokrobiel28
@henokrobiel28 2 ай бұрын
Kabtom ade zeketatelka eye ne mentay gen be amharik gerka zeytsemome eziye kendyie nabom eyou etiye melektiye
@fisshayemezgebu8858
@fisshayemezgebu8858 2 ай бұрын
Yayes nemekuanu Tegraway deyou.?
@user-ow3xc8ch7q
@user-ow3xc8ch7q 2 ай бұрын
Yayesew dedeb atkzen wushetam
@esraelsolomon1560
@esraelsolomon1560 2 ай бұрын
Wshetam wshetam 😂😂😂😂😂
@TaherJemal
@TaherJemal 2 ай бұрын
ድሮን ኤርትራ ጀግና በሎም
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
ማቴዎስን ሲዒድን እዚ ያየ ሰዉ ዝብልዎ ኩሉ ግዜ ምንቀኛ ኤርትራን ኤርትራዉያን ስለ ዝኾነ ርእሱ ርእሱ ከም ናይ ተመን ብዘይ ሙቁራጽ ምቅጥቃጡ ኢዩ ኩሉሻዕ ማዓልታዊ ከይተንከፈና ዊዒሉ ኣይፈልጥን ኢዩ እሞ ንስኻትኩም ዉን ኣይተዉሕዱሉ ዓወት ንህዝብን መንግስትን ኤርትራ 🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏻👈🏻
@tsigeredahaile6785
@tsigeredahaile6785 2 ай бұрын
THESE YAYESEW IS POOR JORNALIST, HE IS EVIL
@trussom647
@trussom647 2 ай бұрын
@@tsigeredahaile6785 እወ ሓሳዉን ስራቅን ሸይጣንን ስድራቤት እዬም መዔገሲ ግን ኣሎ ክሳብ ማዓልቶም እምበር 🇪🇷🇪🇷💪🏻👈🏻
@snitnekulu2976
@snitnekulu2976 2 ай бұрын
እንተ ፈርጢጦም ደኣ መሳርያኹም ካበይ ተረኪቡ ኢሉ ዝሓቶም እንተዝርከብ?
@estifanosteclemariam7119
@estifanosteclemariam7119 2 ай бұрын
Thank you for your outstanding information about Eritrean foes. Eritrea EPLF’s 😊
@EPLF1961
@EPLF1961 2 ай бұрын
Mati jegina seid jegina bail marteilo aytwehuduilna Kam abiy jabina kayteikoneina 😂😂
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 ай бұрын
ትግራይ ፍሩም ክንድዝብሉ ኢትዮ ፍሩም ሃሃሃሃ ኢትዮ ፍሩም ናይ ወያነ ፕሮፖጋንዳ እያ ። ንፕሮፖጋንዳ ህይወት ክሰክዑ ይደልዮ ኣለው፣
@hassenomer1194
@hassenomer1194 2 ай бұрын
Yayesh is TPLF 's agent !! He is an Amhara but waging his tail for them !!! Lying is the 'best inheritance ' they got from their forefathers!!!
@girmatelk8457
@girmatelk8457 2 ай бұрын
እንትያዳ ናይዞም ሐስውቲ ተጋሩ ኣምጺካ😂
@GoboWeriez-nn8zo
@GoboWeriez-nn8zo 2 ай бұрын
ናይዚ ኩርኩር ወያኔን አምላኺ ስዩም መስፍን ዝኾነ ዓሽከር ወያኔ ፣ ሎሚ ረኺብኩሞ ! ናብ ረብሓ ሀገራዊ ድማ ቀይርኩማ "" ዋላኳ እቲ ሓቂ ከምኡ እንተኾነ " ናይ ጸላኢኻ ናብ ረብሓኻ ምቅያር ዝመስሎ ሀገራዊ ረብሓ ግን የለን ። ቐጽልሉ ኻኣ ። ምስ ግዜ መርዙ ክነፍስ ኢዩ ። ወረ ሓደ ሓደ ግዜስ አጀንዳውን ሀብዎ ! ክሳብ መዓስ ድኣ ምቅባል ጥራሕ ?
@fisshayemezgebu8858
@fisshayemezgebu8858 2 ай бұрын
NEZI LEBA YAYES TSEBUK GERKA AGALESO KETAFI KENDI NAY ERITREA TSELAE E YOU.
@DdfTdf-rv6gf
@DdfTdf-rv6gf 2 ай бұрын
Ata hasawi gna ktdker Eka kurub ttsebe mealtka akila eta wedi tekalit😅
@michaeltekle7228
@michaeltekle7228 2 ай бұрын
Never helping again Ethiopians.
@esraelsolomon1560
@esraelsolomon1560 2 ай бұрын
Weyani kadri kkkkkkkkk
@amanuelkeren4531
@amanuelkeren4531 2 ай бұрын
😂😂😂 beka
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 2 ай бұрын
ያየሰው ፍጹም ኣይናግርም እራሱ ኣይቶ ሳያይ የሚናገረው የተነገረውን ኣዳምጦ
@asefawgher6625
@asefawgher6625 2 ай бұрын
If u could translate your informaion in to amharic may be can understand viewer Ethioform and others ethiopian who are dreaming in false narratives
@alemhadera7037
@alemhadera7037 2 ай бұрын
ነቲ ሓቅን አብ ባይታ ዘሎ ዝነበረን ከም ጻሓይ ቀትሪ በጣዕጣዕ አቢልካዮ። እዛ ፍርስቲ ኢስጦብያ ብገዛ ኢዳ ክሳዳ ትሓንቅ አላ አኸለ። ታዓወት ድሮን ኳዕናን
@MesfinKahsay
@MesfinKahsay 2 ай бұрын
Ethio forum is tplf propaganda machine
@kiflutewelde445
@kiflutewelde445 2 ай бұрын
ኢትዮ ፎሮም ልሳን ወያነ እንዳኣሉ
@edenkidane1625
@edenkidane1625 2 ай бұрын
እንበርከ ሻዕብያ ተዘይሐገዞም ኔሩ ምሰዓርናዮም ዝበሉ በዕሎም ዝመስከሩ ወያነ
@tsegaygebru
@tsegaygebru 2 ай бұрын
ኢትዮ ፎረም ናይ ሓደ ጨምላቅ ትግራዋይ እዩ ንሱ ከኣ ብጽልኢን ቕንእን ኤርትራውያን ዝኣቡደ እዩ።
@simongrmay9975
@simongrmay9975 2 ай бұрын
ሓሶት ተጋሩ ኣሰልችና ሎምስ
@aronhenok6131
@aronhenok6131 2 ай бұрын
እሞ እንታይ ኮይኖ ዳ እቲ ሳልሳይ ዕንደራ ናብ ኤርትራ ኪይዶመ ምስ ኤርትራ ወታሃደራት ተሐዊሶም እንዲይም ሳልሳይ ዕንደራ አፍሽሎሞ አበ ቀዴል ይቱቡ አለካ እቲ ምስክርነተ ብአፍ ቶም ምሩካት ጀነራላት ብልጸግና ዞሃብዎ ሱቁ ኢልካ ዜገበርካዬ ምዝራባ ባህሎም ኢዩ ክንደይ ዜሰማዕና😂😂
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 2 ай бұрын
Ethiopian always drama for sure we made big mistakes for helping them.
@kibromzeray5069
@kibromzeray5069 2 ай бұрын
.ወያኔ ፎረም ሁሌም የሚያወራው ጸረ ኤርትራ ነው። እውነት ካወራ ነው የሚገረመኝ።
@meharitedros4196
@meharitedros4196 2 ай бұрын
ክንደይ ዘይረአና በለት ጉብጥሽ......! ይትረፍ ህወሓታውያን'ሲ ዕጨ- እምኒ ትግራይ ይምስክሩ ውዕሎ ናይቲ ተወርዋሪ በዓል መሪር ሓሞት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ። ንወያነ ኣኣርኪቡ ከምሕሱም ማይዶ ጸባ ከላህያ ብሕሱም ምጥብጣብ ናብ ባይደን ክትጣራዕ ከመይ'ቢልካ ክርሳዕ !።ሕደጉ ሕደጉ ኣይተዛርቡና ሕደጉ ። ፌደራልሲ እምበኣር ነይራያ ? ጭርኣ ዶጊላ ትንፋስ ሓጺርዋ ደብረሲና ዝተጠምጠመት ፌደራልሲ ፌደራልያ እምበኣር ? ቀደሙ ክትፍጠሩ ኣቢሲንያውያን ሓቂ ነይተፈጥረኩም ሕጂ ሃሰስ በሉ ነይንብል ።
@hadishzerezghi9808
@hadishzerezghi9808 2 ай бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎
@Asmara1991
@Asmara1991 2 ай бұрын
ኣታ ኤርትራዊ ስዒድ፡ከመይ ኢልካ ሓንቲ ናይ ለባማት ምስላ ሃገርና ብዙሕ ግዜ ትርሰዕ? ንሳ ከኣ ፡"ፈውሲ ዓበቍ ኣይትቅረብ ፈጺምካ ኣይትቀራረብ፡"እዩ። ስለዚ ስለምንታይ ምስዞም ዓባቃት፡ሓሰዉቲ ብወገን ደቡብ መዳውብትና ዘለዉ ድሑራት ህዝቢ ክንኰላለስ ንውዕል ዘሎና?Disgusting.
@user-wy1xe9tv2i
@user-wy1xe9tv2i 2 ай бұрын
Yayasow is a pathological liar TPLF Propagandist suffering from success dulation.
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 4,6 МЛН
Heartwarming: Stranger Saves Puppy from Hot Car #shorts
00:22
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 17 МЛН
اخبار شبانگاهی|  جمعه، ۱۵ تیر
26:04
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 4,2 М.
ሓድሽ ምዕባለታት  ኢትዮ ኤርትራ
8:22
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 41 М.
Дибала против вратаря Легенды
00:33
Mr. Oleynik
Рет қаралды 4,6 МЛН