ዓረብ ሃገራዊ ቋንቋና ክኸውን ንምንታይ ተደልዩ

  Рет қаралды 93,904

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 1 700
@simontsige7361
@simontsige7361 4 жыл бұрын
ኣነ ናይ ምድናቅ ወይ ምውዳስ ቃል የብለይን ። ***ተባዕ ከም ኣቡኡ*** አለካ ኣሎኩ፣የቀነልና፣።
@dragonbaba410
@dragonbaba410 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፍናን ኢኻ ሽምይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዝባሃል ከምዚዩ
@welietesfagabr9280
@welietesfagabr9280 4 жыл бұрын
"ፍናን" ተባዕ ጅግና ኣውጻኣዮ ድኣ እቲ ኩፉእ ምስጢሮም። በጀካ ራሻይዳ ኣብ ገዝኡ ዓረብ ዝዛረብ ዋላ ሓንቲ ብሄር የላን።
@ሳሚመኽሰብ
@ሳሚመኽሰብ 4 жыл бұрын
ሰብኣይ ኢኻ ንስኻ ብምስሉይነት ኣይትኸይድን ዝመሰለካ ቶግ ተብል ሰብ ከምዚ ክኸውን ኣሎዋ ኣብ ውሽጡ ሕርኽርክ ዝብሎ ሒዙ ዘይከይድ ጌና ባዓል ዛኪ ኣሰና ትቪ ከማን ክስዕቡኻዩ ምኽንያቱ ክዛረብሉ ዘይደፈሩ ኮይኖም እምበር ጽቡቕ ጌሮም ፈሊጦሞ ኣለዉ
@samihaile2797
@samihaile2797 4 жыл бұрын
Nay bihaki
@hopeforthebetter4375
@hopeforthebetter4375 4 жыл бұрын
በዓል ዩኤል ድማ ኣላህዋእክበር ኢሎም መደባት ይሰርዑ ፈራሓት ውሽጦም ቀቢሮም መዋእሎም ክኸዱ።
@kflayyemane9899
@kflayyemane9899 4 жыл бұрын
Sebay eleka aleku ane ka naka kab nfnan nska yehguskani
@sofimed7056
@sofimed7056 4 жыл бұрын
Ewy nstom si ferahat eyo kemey gerom genzeb ygebru enber ab haki yelwun Aytgage Astewlolom kulu gze bzhi seb enber wegenn tsegn Ayhzun eyom
@filmonalazar5495
@filmonalazar5495 4 жыл бұрын
Bal zaki musluynet eyom zamnu ezom elite jeberti catholic hasewti eyom
@JojoJojo-mv7cd
@JojoJojo-mv7cd 4 жыл бұрын
i am blen,agree with you
@arizonagirl2007
@arizonagirl2007 4 жыл бұрын
Stupid!
@AfeBrown
@AfeBrown 4 жыл бұрын
Jojo Jojo why?
@jacobjacob6080
@jacobjacob6080 4 жыл бұрын
Me too am bilen & i definitely agree. Arab for Arabs not for eritreans.
@maekelkesete3148
@maekelkesete3148 4 жыл бұрын
Yes$ you are the smart one!!.
@saliemkifle9690
@saliemkifle9690 4 жыл бұрын
ዓረብ ንዓረባውያን ዳኣምበር ንዓናስ ኣይንታይናን እቶም የሕዋትና ኣስላም ከኣ ኤርትራውያን ሞስሊም እምበር ዓረባውያን ኣይኮኑን ናይ ገዛእ ርእሶም ቋንቋን ባህልን ኣለዎም በፍጹም ከምቶም ሓርድቲ ሰባት ዝኮኑ ኣዕራብ ኣይኮኑን ዘራክብ ውን የብሎምን ስለዚ ዓረብ ኣብ ኤርትራ ቦታ የብሉን ፍናን ግን ብጣዕሚ ተባዕ ሰብ ካብ ኩለን ቻነላት ንዓካ ኣድኒቀ ቀጽሎ ብጻይ
@fowzita1250
@fowzita1250 4 жыл бұрын
Kem delaykum aykonen yehwat wela kem dlayey hzbi temrixwo zi qanqa gena behim zebele yetohagom u kebahal melsu kkkkk
@fowzita1250
@fowzita1250 4 жыл бұрын
@Pan African 21 7 zerba telka kesmaka
@fowzita1250
@fowzita1250 4 жыл бұрын
@Pan African 21 7 ተዛረብ ክሰምዓካ እኮየ ኢለካ ብዝያዳ ጌጋ ተልና መታን ከረዱና ይሕዋትና ሕተት ክትሓተኒ ዲኻ ደሊኻ
@massmass4548
@massmass4548 4 жыл бұрын
@@zizuaa3473 adniqeka nay bhaqi kemzi natka aynet mergexi u zeleni, ab Eritrea 9 bherat alena ezen bhierat ezien nenaten qanqan bahli alewen kemu eu wn ab klte abeyti haymanot yamna ezi fllyat ezi ka abi hafti u n hzbi Eritrea, abza guday hagerawi qanqa gn hanti kesmrela zdeli nhna kem eritreawian meten fllyatna hafti sgab zkone abti hagerawnet ab hade madi kof ilna ihin mihin tebahila ayenay quanqa u neza hager derbha ilna kn hasb ylabo kulu ntqmna sgab zkone ya jema.
@PeaceEritreachannel
@PeaceEritreachannel 4 жыл бұрын
ዓረብ ናብ ዓዲ ዓረብ ኤረትራዊያን ኻኣ ናብ ኤርትራ
@dembehaki9939
@dembehaki9939 4 жыл бұрын
*ዝገርመካ ከኣ ጸሊም ኣስላማይ ወይ ዓረብ የለን አንዳ በሉ አዮም ዝድክርዎም*
@lichiatesfahiwet1717
@lichiatesfahiwet1717 4 жыл бұрын
Aygermekan
@tomaseyob7488
@tomaseyob7488 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም እዩ ንሶም ጸሊም ዓረብ የለን እሎም የጋፍዑዎም እዚኦም ክኣ ንዕኦም ይናፍቁ ።
@yonasamanuiel9813
@yonasamanuiel9813 4 жыл бұрын
Kkkkkk yegrem euo nayzom sey
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 4 жыл бұрын
😁🤣😃 ኣይገርመካን።
@user-xo8pu7sx7y
@user-xo8pu7sx7y 4 жыл бұрын
ክክክክክክ
@natnaelteklu2639
@natnaelteklu2639 4 жыл бұрын
ንፉዕ ኣብዚኣ ምሳኻ 100% ይሰማማዕ ኢየ።
@sofimed7056
@sofimed7056 4 жыл бұрын
Wala Ane Ata Anbesa
@eri-binit6226
@eri-binit6226 4 жыл бұрын
fani beal nska ekum tesfa tigrina enber eto kaliots rienayom alene beal zahlay mahlay
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 4 жыл бұрын
እንበር ከ ኣየናይ ዓዲ ዓረብ እዩ ሰላም ዘለዎ ተራዩኒ እባ ዓዲ ዓረብ ክንከውን እሞ ከም በዓል ባቀዳድ ሶርያ ክከውን ናብራና
@mengshmichael5243
@mengshmichael5243 4 жыл бұрын
100 % ኩሉ ሰብ ዝስውማምዓሉ ሓሳባትን ርኢቶን ኢዩ
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 4 жыл бұрын
100%
@user-ff7vp9jf2s
@user-ff7vp9jf2s 4 жыл бұрын
ጅግና ፍናን ሓወይ ኩሉ ግዜ ዘሕምመኒ ብዛዕባ ቓንቃይ ዩ ብሓቂ ብቃንቃና ንዛረብ ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለና ኣክዲ ኣቦይ ፋዘር ኣክንዲ የቀንየለይ ታንክዩው ኣክንዲ ሓፍተይ ሲስተር ኢክዛርቡ ብጣዕሚ ኢየ ዝግሂ በጃኩም ብናትና ንዛረብ ናትና ኩርዓትና ዘይናትካ የሕፍር እምበር ኣየኹርዕን
@teshemegoitom1186
@teshemegoitom1186 4 жыл бұрын
ፋኒ ተባዕ ኣጆካ ትሓቂ ዳሕድሓዮ
@ሳሚመኽሰብ
@ሳሚመኽሰብ 4 жыл бұрын
ሰብ ኮይኑ ብቓንቅኡ ክኾርዕ ኣለዎ በቃ ዘይ ንስኻ ምምሳል ይኣክል ዓረብ ናይ ዓረባውያን ደኣምበር ናይ ኤርትራውያን ቃንቃ ኣይኮነን ናይ ኣዴኻ ቃንቃ ገዲፍካ ዓረብ ምንፋቕ ዕሽነት ጥራሕዩ
@EriTop
@EriTop 4 жыл бұрын
Be behier Eritrea 🇪🇷 eka keyebluos be areb waygode eziom men coynom eyom hasewtiy wekaruo
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Nay Bihaqi Wala Ane Hito Eyu Zikoneni. SILEMINTA AB HAGERINA? Eti zebezaha Kem Kaliay qanqa Dizareb Ab Hagerina Tiger Eyu
@liverpoolever2850
@liverpoolever2850 4 жыл бұрын
Kikk
@teklittukue889
@teklittukue889 4 жыл бұрын
Bhakie. 100%. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@yasinnaser4569
@yasinnaser4569 4 жыл бұрын
ፍ ና ን አነ ተኻታትልኻ አየ ግን ካብ ሎሚ ኣይኣምነካን አየ ምክንያቱ ኣብዝሕጂ ዘቕረብካዮ ቡዙሕ ግድለትን ሓሶትን ኣለዎ :: ለኽባጥ ሓስዊ እኻ
@teumzgihabte3052
@teumzgihabte3052 4 жыл бұрын
ፍናን ብጣዕሚ ተስፋ ዘለካ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ ጥራይ አየ ክብለካ ዝደሊ። ኣብ ኤርትራ ዓረብ ዝበሃል ቋንቋ የለን፡ ሃገራዊ ቋንቋ ድማ ትግሪኛ ኢዩ ከም ካላኣት ትግረ ክከውን ይክእል እዩ። ቋንቋ ዓረብ ኣየድልየናን አዩ ምክንያቱ ኣይናትናን ዘይናትካ ድማ ኣይናትካን ። አንተ እቶም ንቋንቋ ዓረብ ትናፍቁ ኣደኩም ከዲፍኩም ሓትነኩ ክምትናፍቁ ዘለኩም ፍለጡ ሞ ወይ ናብልብኩም ተመለሱ ወይ ድማ ኣብ ሃገራት ዓረብ ዜግነት ሕተቱ ።
@selomunhagos2142
@selomunhagos2142 4 жыл бұрын
100% ምሳካ ይስማማዕ እየ :: እቶም ዝተረፉ እውን ከማካ ሓቂ ክዛረቡ ድማ ይምነ ::ናይዞም ዓረባውያን እማ ይገርም እዩ :: ብትግርኛ ገይሮም ዓረብ ይልምኑ ::
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ይልምኑ ኣለው ይርዳእኩም በሎም
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 4 жыл бұрын
ኣንታ ናይ ባሓቂ ድዮ እዞም ኣስላም ናይ ዓድና ንዞም የዕራብ ዘይፈልጥዎም ኮይኖም ናይ ባሓቂ ንዐኦም ዝናፍቁዎም ዘለዉ እገርመኒ እዩ ኣነ ንሶም ኣስላማይ ኣይብሉ ክስታናይ ኣይብሉ ንርብሐኦም እዮም ዝነብሩ።
@salikoerilove6480
@salikoerilove6480 4 жыл бұрын
Anta iza bihabar alealka mizirab deytigedfuwa
@sami9086
@sami9086 4 жыл бұрын
@@user-ny6pp9ts2q emo eritrea riesa zkealet hager n aerab hagerat tmeslelu yeblan ok.
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 4 жыл бұрын
@@user-ny6pp9ts2q ኣብ እምነት እኮ ኣይኣተናን ኣስላም ዓድና ንፈትወኩም እና ኮ ኣብ መስግድኩም ኣብ ገዛኩም ኣብ ቁርኣን ትማሃሩሉ ቦታ ኮ ከም ድልየትኩም ኣነ ኮ ቃንቃ ዓረብ ዝፈልጥ ሰብ እየ እዚ ድማ ንርእሰይ ዕብየት ንክዉስክ እምበር ንማንም ከሐጉስ እለ ኣይኮንኩን ፈልጠዮ እነ ዘዛርበኒ ዘሎ መክንያት ግን ሃገራዊ ቃንቃ ዓረብ ኤርትራ ሸርዕያ ክንገብራ እና ሱዕድያ ኣይትተንክፈልና ስራኤል ኣይትልዕለልና ግዛዕምዛዕ ዝቡሉ ቅጭ ዘምጹኡ ቃላት ክትደጋግምዎም ከሎኩም ግን ኣይርዳኣኩምን እምበር ንቶም ንፈትወኩምን ነክብረኩምን ከም የሕዋት ንሪኤኩም ሰባት ማዕረ ክንደይ ትጋንዩና ከም ዘለኩም ኣይርዳኣኩምን እዩ ይመስለኒ
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 4 жыл бұрын
@@salikoerilove6480 ኖ ሕማቅ ዘረባ እኮ ኣይኮናን ንዛረብ ዘለና እዚ ማስሜድያ ክሳብ ዝኮነ ድማ ፈልካ ክትዛረብ ኣይትኩእልን እካ ።
@sami9086
@sami9086 4 жыл бұрын
@@robi-gu3gu ezi kemey zeytzarebelu hmam areb enda temeneyu emo kea abza brktn lemlemn adna
@davidbrother4908
@davidbrother4908 4 жыл бұрын
ኣነ ቢሀረይ ሳሆ እዩ ፡ ቃንቃ ዓረብ ድማ እቲ ዝጸልኦ ቃንቃ እዩ ፡ ስለዚ ኤርትራውያን ነስተውዕል ኣብ መንጎና ሰብ ከይነእቱ ፡ እዚ ውዲት ኢቶጵያን ሃገራት ዓረብን እዩ ኣጆኩም ኣጆና ደቂ ኤረይ thank you ርማኒ ፍናን ኣፕ
@Daeromedia
@Daeromedia 4 жыл бұрын
Ajoka Eri hagerna brktia ajokum hmak krkeb kelo ntehagagez akrari christian ykun akrari mslmna aywklunan yom!!! mkbbarn yu zewaxeana kab gorebetna nmehar
@osneidercalderon6841
@osneidercalderon6841 4 жыл бұрын
Tfue saho tkewn
@wediama6965
@wediama6965 4 жыл бұрын
@@osneidercalderon6841 b Areb zeytemagote dika
@filmonalazar5495
@filmonalazar5495 4 жыл бұрын
Hasawi konka b arab eka eko txli tkewun kab hangolka kenbbeka ykel eye xli ab tigray aleka
@davidbrother4908
@davidbrother4908 4 жыл бұрын
@@filmonalazar5495 ኣነ ኤርትራዊ እምበር ዓረብ ኣይኮንኩን ፡ ብቃንቃ ሳሆ ድማ ይጽሊ ኣብቲ ዝኣምነሉ
@mengstabgebreamlak9967
@mengstabgebreamlak9967 4 жыл бұрын
ሕቶን መልስን ዘየድልዮ ተሪር ሓቂ ዩ ፍናን great
@brhanetesfay3756
@brhanetesfay3756 4 жыл бұрын
ፍናን ጅግና ናይ ብሓቂ ኣድንቀካ ምኽንይቱ ስቂ እንተልካ ዚተስማምዓከ ኢዩ ዚመስሎም።
@gebarbrhane2900
@gebarbrhane2900 4 жыл бұрын
Kem beal fnan resi zelewom kmerhuna Ena ndeli ajuka ab gonka alena so viel dank fani💯💯💯💯💯💯💯😍🙏🇦🇿👍
@danielmicheal2534
@danielmicheal2534 4 жыл бұрын
ፍናን ጅግና ነቲ ሓቂ እንካዕ ቶግ ቶሮግ ኣበልካዮ 👌🇪🇷👌🇪🇷☺️🇪🇷
@emebrhane
@emebrhane 4 жыл бұрын
*Thank you very much Fnan my brother and God bless you*
@F-NG5
@F-NG5 4 жыл бұрын
ራሻይዳ ደኣ ብካ ዘይናትና ኮይኖም ካብ ጥቅሞም ጉድኣቶም ይበዝሕ
@eritreanhabesha2095
@eritreanhabesha2095 3 жыл бұрын
Hiji ke natna nihna ina kemeo niblom Imber nisom qa eritreawyan mukanom ayfeltun yom
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 4 жыл бұрын
እንዳርኣየ ከምዘይ'ርኣየ እንዳሰምዐ ዝጸመመ ህዝቢ ትግርኛ: ንዝመጾ ዘሎ ሓደጋ ክርድኦ በትሪ ሓቒ ኮንካ ትመርሖ ኣለኻ። መግለጺ ሲኢነልካ። ሙሁራትና 100 ግዜ "SHAME ON YOU"
@satrebsahil5090
@satrebsahil5090 4 жыл бұрын
ፍናን በሓቂ መስተውዓሊ ኢኻ ይቐንየልና ቀጽሎ ድማ ህዝቢ ይንቃሕ!!!!
@meharikfle4087
@meharikfle4087 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትንታነ እዩ ፍናን ሓውና ቀፅሎ።
@munaosman7012
@munaosman7012 4 жыл бұрын
ኩሉ ሰብ ብዘመርጾ ቓንቓ ክማሃር, ክማሓደር ወዘተ መሰሉ እዩ.
@rihammohammed1823
@rihammohammed1823 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ ሓዉና ፍናን ንሕና ጥራሕ ዕድል ኣይንኽፈተሎም እንበሪ ስቅ ኢሎም ዮም
@berheeyob6456
@berheeyob6456 4 жыл бұрын
ካብ ፍናን ንላዕሊ ኣድኒቐኪ በዛ ዝሃብክያ ኮመንት ማለተይ የ እምበር ፍናን ------ሲ------------መግለጺ የብለይን የብለይን ጅግንነቱ
@selammeharikonjo9865
@selammeharikonjo9865 4 жыл бұрын
Ambesa jigna haftey meninetka eyu kibreteka.misakum da bselam endina endatekababerina abina.
@meqalihhzbey2179
@meqalihhzbey2179 4 жыл бұрын
ኣነ ዝገርምኒ እንቶሎ ሲ እዞም ኣብ ኢርትራ ቃንቃ ዓረብ ክህሉ ኣለዎ ኢሎም ዝሙጉቱ ኣብ ገጻት ፈስ ቡክ ብትጊርኝ እንዳ ተጻሓሓፉ ንቃንቃና ከትርፉ ይደሊዩ እቲ ዝገርም ጊን ባቃንቃ ቲግርኝ እንዳ ጸሓፍካ ቲግርኛ ምጽላእ ወላካ መሰል ኩሉ በሀር እንክቢር እንተኮና ጊን ብዓብላልነት ቃንቃ ኣብታ ሃገር ኪከውን እዝግባእ
@user-kc5kv3ou2t
@user-kc5kv3ou2t 4 жыл бұрын
ዓረብ ስለዘይተንብብ እኮ ዩ
@meqalihhzbey2179
@meqalihhzbey2179 4 жыл бұрын
ሪም ምድር ያ ኣኩና ዓረብ ብዓሪፍ በስ እንታ ኣክቲብ በል ሃገግ ማቱጉል ቲግርዝኝ ማዳዪር
@user-kc5kv3ou2t
@user-kc5kv3ou2t 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ዓረብ ዘይኮንኩ እሞ ኣብ ታ ርኢቶኻ የ መሊሰ ንምንታይ ዓረብ ዘይጽሕፍይ ዝበልካያ ንስኻ ከተንብቦ ዮም ብትግርኛ ዝምልሱልካ
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 4 жыл бұрын
@@user-kc5kv3ou2t ኣታ ዓረበታይ እንታይ ደኣ ብዓረብ comment ዘይ ትጽሕፍ ዳዕሽ ዋሒድ፡ ክትፈልጥ ካብ ኣብ ኤርትራ ብቃንቃ ዓረብ ዝዛረብ ኢሰያስ ብዘለኣለም ክገዛኒ ይሕሸኒ 4።
@user-kc5kv3ou2t
@user-kc5kv3ou2t 4 жыл бұрын
@@user-wr4ih6td4o ክክክክክ ዓረብ ኣይኮንኩን ከማኻ ዘይናተይ ዝብህግ ኣይኮንኩን ዓረብ ምዃን ከኣ መርገም ኣይኮነን ጸቢብ ርእሲ ዋሒድ ትግርኛ እኮ ካብ ምርድዳእ ወጻኢ ረብሓ የብላን ዓረብ ከኣ ከምኡ።ብዓል ንስኻ ግን ቋንቃኩም ኣይተማዕብሉ ንባዕልኹም ኣይትምዕብሉ ተመሃር ቋንቋ ዓረብ ይኹን ቋንቃ ኣምሓርኛ ብዘየገድስ ብኡኡ መጠን ክትዓቢ።ግን ኣእምሪኻ ዝዓቢ ኣይመስልን ዩ በዕቅል ድንኪ ኣእምሮ
@medhinmahrai7373
@medhinmahrai7373 4 жыл бұрын
ፍናን perfect ናይ ሎምይ መደብካ ብተምይ ፍልይትይ አያ ብሓቅይ ኣድንይከካ ኣጆኻ ከምዝይ አዩ ዘድለና
@user-of3xq2zp3d
@user-of3xq2zp3d 4 жыл бұрын
ኣንታ ንስኻስ በቲ ዓቅምኻ ተዛሪብካሉ ኣለኻ ኣዝዩ ጽቡቕ ዝኾነ ትንተና፡ኣነ ግን ዝገርመኒ ኣይዞም ሙሁራት ኢና ዝብሉ ተዛረብቲ ትግርኛ ነዚ ጉዳይ'ሲ ወልሓንቲ እኳዮም ተዛሪበምሉ ዘይፈልጡ።ኣቱም ትግርኛ ኣስፊሕና ንሕሰብ ሰብ ከይጸልኣና እንዳ በልና ክሳብ መዓስ ስቕ ኢና ክንከይድ ፡ህድሞ ኣንዳ ኣቦና ክንከፍት እንድሕር ኮይና ብመንነትና ቋንቋና ብህልና ጥራሕ ኢና ክንቃለስ ዘለና ንሱ ጥራሕ እዩ ምርጫና ።
@ABEL13ize
@ABEL13ize 4 жыл бұрын
kulomi musliyati eyomi
@filmonfrezgi2892
@filmonfrezgi2892 4 жыл бұрын
Atie xeda misaka aleku i Love Bar gedela
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Muhurat sile zikonu Eyom Hadw Hade Difunat Gin Zereba Kaymarareyu Kalot Zegatatina Kimzitinkif Gerom Yizarebemo Eti Zeabeye Sebeb Ab Hizbina Hagerin Aderae Yewidiqu Example Agazian Zibahalu Gin Behafesha qanqa Areb dizarebu Wuhidat Eyom kem Beale Tiger Eti- Zibezeha seb Yizarobin Yirdon Eyu Entebelka Ewe Haqicha. Kulu Giza Zereba Yikun Tegbarat Himaq Besela Zigdif Ab Hager Kintinqeqlu Alena
@laca9440
@laca9440 4 жыл бұрын
fnan debrexion kemiu elu elkum kichkuch yiblekhm alo mish mis tefexemeke entay kitblu ekum mithlilay eko xubuk u mikniut ab eritrea kulina kem nifelto biherat eritrea( jeberit,saho,tigre,bilen,rashada,hidarab kunama, kab tigrana kea50% yisemie u gi n mithlilay kea kulahatna kinhasbelu zelena u so we need just peac#
@user-jd4ti3lo9f
@user-jd4ti3lo9f 4 жыл бұрын
@@laca9440 anta hawey emo kalie aynet qoanqa ente tblus eko dhan u eskum gn areb waa qurub ke zeyhafru areb entedelikum kidu adi areb
@eritrean2285
@eritrean2285 4 жыл бұрын
ኣነ ውን ብታዕሚ ካብ ዝገርመኒ ጉዳይ ሓደ ኢዩ። ኤርትራ ናይ ገዛእ ርእሳ ልዕሊ 8 ቓንቓታት ዘለዋ ሃገር ስለምንታይ ተወሳኺ ቋንቋ ኣድልዩ? ትግርጛ፡ ትግረ፡ ሳሆ፡ ብሌንን ካልኦትን ዘኣምሰላ ቋንቋታት ዘለዋ ሃብታም ሃገር ኢያ። ስለዚ ዝኾነ ዓይነት ናይ ወጻኢ ቋንቋ ኣየድልየናን ኢዩ በሃላይ ኢየ። ብሓሳበይ ዝሰማማዕ like ደቂ ኤረ። ኣብ መወዳእታ ሓንቲ ተወሳኺት ወስ ክብለኩም፡ እት ኣብ ቴስዓታት ተነዲፉ ኣብ ግብሪ ዘይ ወዓለ ሕገ-መንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ቋንቋታት ኣብ ዝጸሃፎ = ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ቋንቋታት ኩሎም ናይ ስራህ ቋንቋ ምዃኑ ይሕበር።
@yonasmatti8118
@yonasmatti8118 4 жыл бұрын
Great ይበል ፍናን ሓዉና ! ኣብታ ሳዓታ ተባዕ መልሲ፣ ሓቀኛን ንጹርን መልእኽቲ። ”ሕልሚ ከነታቲ ኣይጥዕመናን እዩ ! ” በሎም። ቃል ስዉእ ደራሲ ኢሰያስ ጸጋይ።
@onelove-fd4hs
@onelove-fd4hs 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ፍናን ካብዞም ኩሎም ንሕና ምሁራት eina ባሃልቲ ኣብ life ኣትዮም ክፍተዉ elom ዘይከውን kiafru ግዜኦም ዘባኹኑ ዘለዉ ንስኻ ፍሉይ ኣምበሳ eka ተባረክ edme ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ena ባሃልቲ ከምዚ ናይ ፍናን ሓሳብ ተዛርብኩምሉ ደይትፈልጡ btaemi አዩ ዝገርመኒ
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 жыл бұрын
ኣናፍራ ቆቋሕ ዘይፈልጥ ኣይሃዳናይን፡ ውዲት ናፈቕቲ ቋንቋ ዓረብ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ኣስላማይ ብቋንቋ ዓረብ ከምዝዛረብ ጌርካ፡ ኣብ ዝተናወሐ፡ መንነቱ ገዲፉ ዓረብ'የ ከምዝብል ጌርካ፡ ዓረባዊት ሃገር ምፍጣር'ዩ
@user-cr5ve7pq8m
@user-cr5ve7pq8m 4 жыл бұрын
@@omersalih812 Jahadist hrr da bel lomi hzbi tigrinya aynu kefitu.
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 жыл бұрын
@@asmaerasmaer9441 ምኽሪ ነሕዋተይ ኣስላም,, ንሕና ትግርኛ ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ ዝብል ምስላ ኣቦታትና ኣጽንዕና ኣለና።ኣይንኣምነኩምን ኢና ።ምሳና ውድብ ክትሰርሑ ኣይትፈትኑ። 44 ነጥቢ
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 жыл бұрын
@TMT ምኽሪ ነሕዋተይ ኣስላም,, ንሕና ትግርኛ ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ ዝብል ምስላ ኣቦታትና ኣጽንዕና ኣለና።ኣይንኣምነኩምን ኢና ።ምሳና ውድብ ክትሰርሑ ኣይትፈትኑ። 44 ነጥቢ
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 жыл бұрын
@TMT Kid Jelfaf Aslamay Wedi Terrorist Jeberti
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 жыл бұрын
@@asmaerasmaer9441 Ata Jelfaf Aslamay Wedi Terrorist Jeberti drbay
@Schnupsiable
@Schnupsiable 4 жыл бұрын
Thank you fnan app. እዚ አርእስቲ ኩሉ ሰብ ዝፈርሖ እንከሎ ንስኻ ብትብዓት ስለዝገለጽካዬ የደንቐካ። እዞም ዓረብ ቋንቋና ዝብሉ ከም መንፈርፈር ናይ ካልእ ጌሮም ክነፍሩ ዝፍትኑ አዕዋፍ እዬም።
@besratgebrehiwot121
@besratgebrehiwot121 4 жыл бұрын
ንርሶም ኣብ አውሮፓ, አሜሪካ, ኣወስትራልያ, ካናዳ ምድረ ጋና ኣንዳ ተቀመቱስ ነቲ ኣብ ሃገሩ ዝነብር ዘሎ ትግርኛ ኣብ ቆላ ኣይትነብርን ኢኻ ናብ ከበሳካ ኺድ ክብሉስ??? ሓደ ለባም ዶ ስኢኖም ወደይ???
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣብ መጽናዕትን ሓቅን ዝተሞርኮሰ ሓበሬታ። የቐንየልና።
@eriadeinafike6567
@eriadeinafike6567 4 жыл бұрын
I'm glad to see this best Channel Growing Up
@avrammohri2887
@avrammohri2887 4 жыл бұрын
aye fnan hawna ata niskas jigna endika
@user-il3xp9te7c
@user-il3xp9te7c 4 жыл бұрын
ሓርበኛ ኣይነብር ኢዩ ታርኽ ኢዩ ዝውረሲ ፋኒ ሓወይ ክብረት ይሃበልና፡ ሰብ ነቡሱ መሲሉ ሓደ ንስካ ጥራይ ኢካ፡ 100% ዘርባይ ለን ግነ ከምዚ ንስካ ኣኪብርካ ዝገለጽካዮም ሲ ነቲ ኣብ ዓዋተ ዳት ኮም፡ ኣኪብሮም ዶ ገሊጸሞ ኣለዉ፡ ኖ ኣይምስለንን ፡ክምዚ ዓይነት ሓበርታ ካብ ምዝራጋሕ ሰጋእ ኣይትበል ከም ቀደምካ ማልተይ ኢየ። ኣቡ እርትራ ዓርብ ክንዛረብ ኢላክ ሕልሚ ዶርሆ ጥራይ ኢዩ፡( ከምቲ ተስፋጽን ዝቦሎ ኣስላማይን ደርሆ ሓዳ ኢየም ዝሓሱቡ ዝቦሎ ሓቂ ኢዩ፡ ኑሱ ካኣ ጥረ ምረ ኢዩ፡ ሓንቲ ጪሮሖ ትሃልወና ንሳ ካኣ ኣነ ኣስላማይ ኢየ። ዓረብ ኢዩ ቃንካይ ዝበለ፡ ከከልተ ቕያር ጀለባይ ሂብና ዶብ ከስላ ከነፋኑወ ጥራይ ኢዩ ዘለና ነዞም ምስ ኦም ከይኖም ታዓሲቦም ዝሰሩሑ ዘለዊ ናይ ገነዘብ ኣሙሉኮት ዘለወም ሰባት ካኣ ኣማሓላልፈልና ኢካ፡ ድበዝህ ሰብ ኣስተቢሂሎልም ኢዩን ሓድሽ ሓበራታ ካብ ምምጻ ክን ነቅ ዘይምባኡል ፋኒ ሓወይ እዚ መዳሃንካ፡ሰሰናዩ
@hlmigahdi5310
@hlmigahdi5310 4 жыл бұрын
ፋኒ ኣይነይ ነቶም ብሕመቅና ታሪክ ሃገርና ዘይንፈልት ስለ ዝሃገዝካና የቀነልና::
@epacnigga8534
@epacnigga8534 4 жыл бұрын
We thank God to have you bro, . Keep it up, bless you🙏
@wedimemhr5201
@wedimemhr5201 4 жыл бұрын
ጅግና እካ ኣታሰባይ ንፉዕ
@tesfalemnegash3528
@tesfalemnegash3528 4 жыл бұрын
I’m so proud of you Fnan , You are so amazing God bless you!!!
@mymumismyworld5896
@mymumismyworld5896 4 жыл бұрын
አስላማይ ስለዝኮንካ ግድን ዓረብ ክትዛረብ አለካ ማለት አይኮነን : ቋንቋ ዓረብ ዘይዛረቡ ሃገራት ምስልምና ብዙሃትየን ካብአን ተመሃሩ
@filmonalazar5495
@filmonalazar5495 4 жыл бұрын
Eti dlyotom 8 biher habirom n tigrnya mchflak eyu ezi eyu agendom
@awettesfazghi7916
@awettesfazghi7916 4 жыл бұрын
Kuran natom bareb sle zkone enber arbeb gdn kzarebu zelewom malet aykonen wela ykunke eti krstian eye zbl tigrigna yzareb eti areb zdeli kea areb yzareb
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 4 жыл бұрын
Example Somalia. Somalia Etom Nihna Areb Aykonan Naybealina qanqa meninet Alena Zibelu Eyom
@mohammedadem3730
@mohammedadem3730 4 жыл бұрын
@@filmonalazar5495 ክክክክ ኣታ ምስ መን ኢኻ ትቃወም ዘለኻ ምስ ኣስላም ወላ ምስ ብሄራት ኣብ ገሊኡ ብሄራት ክልተ ሃይማኖታት ከምዘሎስ ትፈልጥ ዶ ትኸውን ልዕሊ ትግርኛ ዓረብ ዝዛረቡ ክሪስትያን ከምዘለዉ ኸ፡ ቋንቃ ኮ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ሓሳባት ነቲ ካልእ ከማኻ ሰብ መንገሪ ጥራይ ዩ ኮ ክክክክክክ
@filmonalazar5495
@filmonalazar5495 4 жыл бұрын
@@mohammedadem3730 jeberti medanageri konka ko meradadi eyu so slmntay arab delika b tigrnya zeyradadae kabaka nlali tigrnya zzareb alo dyu tigrnya areb zbezhu yzarebu abet jeberti tblwo tefikum krub eba teseteru sdetena ekum nana mesilkum kidu
@mogosberhane264
@mogosberhane264 4 жыл бұрын
ዘይወገናዊ ጽፉፍ መረዳእታ ዝህብ መግለጺ። ምስጋና ይብጻሕካ
@amanjemal9203
@amanjemal9203 4 жыл бұрын
Ani mska alko fnan Nayu tigrigna yeqrbne Kab arab Ani saho ebr arab ayekonken Ani km aslmay etom zAegerger zolow etom Tigrinya zeazarbu Jobert eyuom Nsom kulo geza zaynsom kemslo eyum zedlyuo Qanka gedfka sii zayqanka hmm
@user-cr5ve7pq8m
@user-cr5ve7pq8m 4 жыл бұрын
Aman jemal Bravo nay bhaki.
@majorasgele6482
@majorasgele6482 4 жыл бұрын
U are right
@beingtewahdo7699
@beingtewahdo7699 4 жыл бұрын
Stay strong bro aman jemal Nsu eyu eti haki.
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 4 жыл бұрын
ኣነ ከኣ ብዘይካ ዓረብ ኩሉ ቃንቃታት ናይ ብሔራትና ክማሃር እየ።
@user-wr4ih6td4o
@user-wr4ih6td4o 4 жыл бұрын
@ERI LYRIC SONG ንኽገርምካ ሲ ኣነ ን ኣስታት 3 ዓመት ኣብ ግብጺ ኣየ ዝቅመጥ ዘለኹ፡ ኣይኮነን ዶ ነዞም 1% ጀበርቲ ንሱዳናውያን ከማን ጸለምቲ ስለ ዝኾንኩም ዓረብ ኣይኮንኩምን ክብልዎም እዩም ዝውዕሉ ዘለዉ እዞም ግብጻውያን።
@user-uq6ve7kz1z
@user-uq6ve7kz1z 4 жыл бұрын
ጸባ ስተ ብሩኽ ሓወይ ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ ክብሉዎ ወለድና ኮ ከምዚ ናትካ ምሰጎድጎድዎ'ዩ ። እንድዕለይ መግለጺ ስኢነልካ ነዓኻ ዝኸዉን ንሕና ከኣ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ናይቶም ኣምሰሉ ኣክቲቪስት ዲቂ ትግርኛ ካአ ዝና ከጥርዩ ኢሎም ኢዮም እቲ ኩሉ ንዕዘቦ ዘለና ዝዋስእዎ ዘለዉ ዊዒሉ ሓዲሩ ከኣ ናብ ነብሶም ያ ንሕና መንእሰያት ከኣ ክንሰሃሎም ኢና
@amanuelbeyene1342
@amanuelbeyene1342 4 жыл бұрын
ቇንቃ ናይ ጀርመን ንምንታይ ትማሃር ቓንቓ ጽቡቅ እዩ ምስ ዝኮነ ናይ ፖለቲካ ዘራክብ የብሉን ንምንታይ ኢንግሊዝ ንማሃር ኣለና ምባል የድልይ እዩ ሓወይ ናተይ ንየማን ጽጋም ኣይትበሉ ጽልኢ ካልእ እዩ ዓረብ ድማ ቓንቓ እዩ።
@shewitkidane6396
@shewitkidane6396 4 жыл бұрын
amanuel beyene emo beynka tetkemelu „!
@amanuelbeyene1342
@amanuelbeyene1342 4 жыл бұрын
@@shewitkidane6396 ክክክ ሓቂ ተዛረቢ ክንድይ ቃንቃ ትዛረቢ ብግምት ወይ ትግርኛ ወይ ኣምሓሪኛ ትዛረቢ ኢኪ ዓረብ ድማ ወይ ዓዲ ዓረብ ኣልኪ ወይ ዓረብ ትጽል ኢ ኢኪ
@samuelgebrebrhan8775
@samuelgebrebrhan8775 4 жыл бұрын
@@amanuelbeyene1342 ኣነስ ኣይትርድኡን ደኣ ከይትኾኑ ንሱ ዝብል ዘሎ ስለምንታይ ሃገራዊ ቛንቛ ክኸዉን እዩ ዝብል ዘሎ ኣይኮነን ስለምንታይ ንዛረብ ኣይበለን
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 4 жыл бұрын
ፍናን ጅግና ብሓቂ ብዙሓት activist ትግርኛ ክዛረብሉ ዘይደፍሩ ንስኻ ግን ስለዝተዛረብካሉ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቐካ!!!!
@ahmedsile2909
@ahmedsile2909 4 жыл бұрын
Exactly bro Thank you so much God bless you
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 4 жыл бұрын
Ali Dabra Nfue bmennetkan quankuan kura.
@selammeharikonjo9865
@selammeharikonjo9865 4 жыл бұрын
Jigna b meneninetka kurae haymanot nay wulki eyu kemdlayeka
@yonasdawit7592
@yonasdawit7592 4 жыл бұрын
Ali hawey lebam eka kankana mennetna eyu nhna kulna tigrina ena haimanot gn nay gli eyu .haimanot gn yefakr ember ayexalen eyu egziabhier tefakeru slezbl.chaw bruk hawey.
@siemiseyas7371
@siemiseyas7371 4 жыл бұрын
ፍናን ሓውና ብትህበና ኣጎልጉሎት ብልቢ ኢና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን እናተመነኹ ኢየ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽል ።
@kaluaygedu8708
@kaluaygedu8708 4 жыл бұрын
Kula do hakey Nab agazian tesgaiea ala akkkkk ab gezu kulu seb eyu zedgefo neru neger genie Eti arestie betamie abyou etom sebat genie mara nieskum ember xebuq hasab eyu neru
@tomyhadera91
@tomyhadera91 4 жыл бұрын
ናይ ባዕልና ፊደል ናይ ባዕልና ቓንቓ ንውንን ህዝቢ ናይ ባዕዲ ቓንቓ ኪንጥቀም ኢልካ ምሕሳብ ካብ ንቡር ወጻኢ ኣታሓሳስባ እዩ። ስለዚ ዓረብ ዚደለየ ዓዲ ዓረብ ጽርግፍ ዪበል።
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 4 жыл бұрын
ኣብዚ ነሀለካ ሓቅን ልቦናን ዝመለአ ዘረባ። ብሓቂ ትክክል ኣለካ ፍናን ሃወይ ንሓድነት ኤርትራ ክዘርግ ዝሃስብ ሰብ ኩሉ ኤርትራዊ ዕድል ክህቦ የብሉን።
@loveandpeace1349
@loveandpeace1349 4 жыл бұрын
ምስፍሕፋሕ ምስልምናን ፡ ምጽናት ክርስትያናትን፡ +ምስልምና ክንብል ከለና ነቲ ስርዓት ወይ ሕጊ ናይቲ ስነ ሓሳብ ይምልከት +ኣስላማይ ክንብል ከለና ካኣ፡ ነቲ ስነ ሓሳብ ምስልምና ተቀቢሉ ክዝርግሖን ክጥቀመሉን ዝሰርሕ ሰብ ይምልከት ሕጂ እቲ ሰዓቢ ናይቲ ምስልምና፡ ከማና ወድ ሰብ ኮይኑ ጽባሕ ዉን ካልእ እምነት ክቅይር ዝክእል ታራ ፍጡር እዩ ስለዚ ብዛዕባ ምስልምና ክንጽሕፍ/ክንዛረብ ከለና፡ ብዛዕባ እቲ ሰብ (ኣስላማይ) ዘይኮነስ፡ ብዛዕባ ስነ ሓሳብ ናይቲ ምስልምና ኢና ንዛረብ እዚ እምነት እዚ ፡ ን ደቅ ሰብ ኣዝዮም ጨካናትን ፡ ብዘካኦም ካልእ ክህሉን ክርእዩን ዘይደልዩን ፡ ኣስፋሕፋሕቲ ማሽን ወይ መሳርሒ ዩ ዝቅይሮም ቡድሂዝም ጥንታዊ እምነት ናይ ዓለምና እዩ፡ ኢሳብ ሎሚ ግን ከስፋሕፍሕ ኣይካኣለን መክንያቱ፡እቲ ስነ ሓሳቡ ኣኣፋሕፋሕን ጨካንን ስለ ዘይኮነ እዩ መዛግብት ታሪኽ ከም ዝምስክርዎ፡ ምስልምና ካብ ዝጅምር ክሳብ ሎሚ፡ ኣስታት 260 ምልዮን ክርስትያን ተቀቲሎም ኣለዉ ኣዝየን ብዙሓት ሃገራት ዉን ሙሉእ ብ ሙሉእ ናብ ምስልምና ዝተቀየራ ኣለዋ ኣባና ኣብ ሃገረ ኣግዓዝያን ዉን፡ ተደጋጋሚ ፈተነ፡ በታ ቀንዲ ኣስፋሕፋሒት ምስልምና ዝኮነት፡ ቱርክን ፡ ካልእ ከም ብዓል ግብጽን ፡ ድርቡሽን ፡ ምሓመድ ግራይን ፡ጀብሃን ወራርን መቅተልትን ኣብ ርእስና ተፈጺሙ እዩ ዉሑድ ዘይኮነ ህዝብና ዉን ከም ሳዕበኑ ሎሚ ምስልምና ተቀቢሉ ይነብር ኣሎ ፡ ናኣብነት ትግረን፡ጀበርትን ምጥቃስ ይካኣል እቲ ሽግር እቶም ዝተቀበልዎ ዉን ብ ከምታ ዝተቀበሉላ ኣገባብ ፡ንሶም ዉን ከስፋሕፍሕዎ ስለ ዝፍትኑ እዩ ከም መርኣያ ናይዚ ካኣ፡ እቶም ናህና ምስልምና ዉን ፡ክርስትናና ከጥፉኡ ብ ኣዕራብ እንዳ ተሓገዙ "አርትራ ዓረባዊት ሃገር እያ" ብ ምባል ብስም ጀብሃ ሃይማኖትናን ክብርታትናን ክድምስሱ ፈቲኖም እዮም እንተኮነ ግን ወላ እግዛኣብሀር ሓያል እንተኮነ፡ ኣቦታትና ዉን ነቲ ኣስላም ዝሰሓልዎ ሰፍ ብ ሰፍ ብምግጣም ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሎም ጸራሪጎሞ ዋጋ ደምናን መስዋእትናን ካኣ፡ ሃይማኖትናን መረትናን ዓቂብና እዚ ማለት ግን ፡ ሕልምታት ምስፍሕፋሕ ምስልምና ኣብኡ ኣብቂዑ ማለት ኣይኮነን ኣብ ሃገርና ቦምባ ብ ምፍንጃርን ካልእ ድብያታት ብምግባርን ናይ ሓያሎ ክርስትያን ኣሕዋትና ሂወት ቀዚፎም እዮም ሕጂ ዉን ንድካም ምምሕዳር መንግስቲ አርትራ መዝሚዞም ነዛ ዕድል ክጥቀሙላ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን ን ተዛራቢ ትግርኛ (ትግራዋይ) ኣብ ፍጹም ምትላል ኣእትዮሞ ይርከቡ ዝጥቀምሉ መላ፡ ሕዉስን ፡ ፈቃርን፡ ፈራሂ እግዛኣብሀርን መሲልካ ምቅራብ ዩ ሓይሊ ረኪበ ኣብ ዝበሉሉ ካኣ፡ ብ ኣዝዩ ጨካን ስጉምቲ ብ ምውሳድ ክርስትያናት ፈሪሖም ርዒዶም ምስልምና ከም ዝቅበልዎ ምግባር ዩ ህግደፍ፡ ብኩሉ መለክዒ ነቲ ምስልምና ከስፋሕፈሕ ዕድል ከፊትሉ ይርከብ ንሕና እቶም ክርስትያን ኣብ ፎቆዶ ስደት ኮይና "ንሕና ምስ መንግስትና " እንዳበልና ክንግዕር ከለና አርትራ ግን ብ ተግባር ፡ ብ ምስልምና እንዳ ተዓብለለት ፡ እምነትናን ኣግዓዝያዊ መንነትናን ኣብ ሓደጋ ወዲቁ ይርከብ ንቀጻሊ ኣዝዩ ዘሰክፍ ኩነታት እዩ ናይ ምስልምና ዉሑድ ኮንካ ምንባር፡ ብሂወትካ ኣብ ሲኦል ምንባር ማለት ዩ ስርዓት ምስልምና (ሸሪዓ) ኣብ ልዕሊ ኣግዓዝያዊ ክብርታትና ፡ ብፍጹም ክነግስ የብሉን ምንጪ ሰላም ዕብየትን ደቅ ሰብ ፡ ኣግዓዝያዊ መንነትና እዩ ተዓቂቡ ክቅጽል፡ ንሕና ዉን እምነትናን ክብርታትናን ዓቂብና ክንቅጽል ሕጽር ዝበለ ቃልሲ የድልየና ኣግዓዝያዊ ቃልሲ ! ን መንነትካ ደው ምባል ! እምነትናን መንነትናን ኣብ ስደት ኮንካ ሰለማዊ ሰልፉ ብምግባር ኣይዕቀብን እዩ ኣብቲ ዉሽጢ ሃገር ዘሎ ምልዉዋጥን ፡ ምዝርጋሕን ምስፍሕፋሕን ምስልምና ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ዩ ዘሎ ስለምንታይ እምነት ምስልምና ተቀቢልካ ፡ኢልና ንከሶ ሰብ የለን፡ ስነ ሓሳብ ምስልምና ኣብ ኣግኣዝያን ሃገርና ከስፋሕፍሕ ግን ብፍጹም ኣይነፍቅደሉን ኢና።
@yassirrashid9803
@yassirrashid9803 4 жыл бұрын
Behatxiru Islam kem Haimanot and Amenti nay izi Haymanot zekonu be sene Hasab nay Agazian or ( Christian ) ab Eritrea Bota Yebelomen diyu ??
@bs5311
@bs5311 4 жыл бұрын
I am proud by my language
@umahlam
@umahlam 4 жыл бұрын
Fnan hawey ane des tbleni natka SELAM kitbl koleka ab nay mejemerta
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
እቶም ቃንቃ ዓረብ ዝብሉ ኣብ ስደት ኢዮም ክበልዩ ።ካብ ጀብሃ ይማሃሩ ንእስነቶም ከም ቆሎ ቆልዮም ክበልዕዋ ኢዮም።
@febennehari6115
@febennehari6115 4 жыл бұрын
You guys let’s grow our tigrgna language If they want to speak Arabic it’s up to them. And we can’t talk on behalf of tigre they are alive,let them do their wish. I’m strongly recommending to those who speak tigrgna please let’s work day and night to grow our amazing language which is containing our profound identity and heritages. Thanks 🙏
@weyniberhane8667
@weyniberhane8667 4 жыл бұрын
I really appreciate u . Most of eritreans specially tigrinia speakers who come out on z media they don't reply to this idea " making arabic a national language ." Thanks a lot Fnan for bringing this topic .
@tigereritrawi2928
@tigereritrawi2928 4 жыл бұрын
ኣነ ትግራዋይ ኢየ መንነተይ፡ ዜግነተይ ድማ ኤርትራዊ ነዚኣ ዘይቅበል ሸንኮለል ይበል፡መረሕቲ ጀበርቲ ግን ትግርኛ ተጸይንኩም መጥፊኢኹም ኣይትምሃዙ ዓዲ ቐይሩ
@oneday5754
@oneday5754 4 жыл бұрын
Ane tgrawaye tray zeytbl ata qomal Agame entay koinu tgraway mukan zefenfnekum zelo tegaru fioooo
@tigereritrawi2928
@tigereritrawi2928 4 жыл бұрын
@@oneday5754 ቐጠር ኣይተገላግለካንያ ጀብራቕ ርእሲ ኣብሪቚ
@oneday5754
@oneday5754 4 жыл бұрын
Tiger Eritrawi Agame
@niqodimosawet1228
@niqodimosawet1228 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽፉፍ ኣጋላልጻ ፍናን ጅግና
@user-jo6wk5ps7d
@user-jo6wk5ps7d 4 жыл бұрын
እዘን ዓብድ 40 ዓመታት ዝጠጀኦኦ፡ ኣጋኣዝያን ኣብ 3 ዓመታት ኣፍሪስዎ። ሕንቃቀ ቆልዓ ሓነቀ፡ እዘን ቆራዲድ ምሒር ሕንቃቀ በዚሕዎም፡ ቸይቸይ ኢሎም፡ ክሳብ ታ ቀያሕ መስመር እሞ ብጽሓ ክትስሕናኣ ኢክን፡ ዓሻ ትግርና የለን ካብ ሕጂ። ኣጆካ ፍናን ን ስለ ሕቂ እምበር ሰብ ክተሕጉስ ዘይምስራሕካ፡ ብጣዕሚ ነመስግን።
@user-cr5ve7pq8m
@user-cr5ve7pq8m 4 жыл бұрын
@@omersalih812 Jahadist isis
@sofimed7056
@sofimed7056 4 жыл бұрын
Nay baki Agazyan nkula set Abilata
@teslagereb369
@teslagereb369 4 жыл бұрын
There is no identity known as agazian in Eritrea.
@brhanuahmed4461
@brhanuahmed4461 4 жыл бұрын
ንኣማኢት ዓመታት ስለ ዝተገዛእና ጥራይ መሰረት ዘንጸፉ በሰላታት ኣለዉ፡ንኣብነት ዓሌት ቛንቛ ክንብል ንኽእል፡እዚ ቐሪቡ ዘሎ ስነ ሓሳብ ግን፡ብምስሊ ናይቶም ኣብ ግዜ ፈደረሽን ዝነበሩ ምስሉያት ክንምስሎ ንኽእል፡እዚ ኣቕሪብካዮ ዘለኻ ሓሳብ ወላ እኳ ናይ ምዃን ተኽእሎ እንተተፈጥረ ኢሎም ከም ሓሳብ ሒዞሞ ተለዉ፡ህዝብና ግን ኣብ ካልእ ኩነት ህላወ ኢዩ ዘሎ፡ብቛንቛ ኣመሳሚስካ ዝርከብ ደገፍ፡ካብ ባዕዳውያን እንተረኸቡ ግዝያዊ'ዩ፡ሕጂ ብዛዕባ ቛንቛ ዓረብ ኣግኣዝያን ምዝራብ፡ኣገዳሲ እውን ኣይኮነን፡ምኽንያቱ ንኹልና ትጥርንፍ ሓንቲ ሃገር ስለ ዘላትና ብኸመይ ሓዳስ ልኡላዊት፡ፍትሓዊት፡ስቪላዊት ሃገር ብመንገዲ ናይ ፍትሒ መንገዲ ንምስርት ኢዩ፡ሕጂ ግዚኡ ኮይኑ ኣይስምዓንን፡ግን እዚ ኣርእስቲ ብዓንደ ርእሱ ሓደ ናይ ስነ ሞጎት ሓሳብ ሒዙ ዝጽሓፎ ክኸውን እውን ይኽእል'ዩ፡ከም ናይ ኣግኣዝያን ካብኡ ዝፈሊ ወላ ሓንቲ የብሉን፡ኩሎም ኤርትራውያን ኢዮም፡ብፍሉይ ሕጂ ስለ ዝተዘረበሉ ኩሉ ሰብ ይጽሕፍ ኣሎ፡ብዛዕባ ኣግኣዝያን ግን ገለ ክትብል ኣይሰማዕኩዃን፡ፍልልይ ክፍጠርዩ፡ስለዚ ነዚ ኣጉል ሓሳብ ገዲፍና ኣነ ዝብል ኣብ ደምበ ፍትሒ ዘለዉ ሰባት ምንቓሕ ዘድልዮም ኣዝዮም፡ብዙሓት ኣለዉ፡ነዚ ዝኸውን ብስነ መጎት ዝተደገፈ ጽጹይ መረዳእታ ካባኻን ልዕሌኻን ዘለዉ ኣሕዋትና ብምውካስ ምብርታዕ ተዝጅመር ዝያዳ ተረባሕቲ ምኾንና፡ኣብ FB ዝሰፍር ጽሑፋት ተገዲሱ ዘንብቦም ኣካል ኣዝዩ ውሑድ'ዩ፡ምስማዕ ስለ ዝመርጽ፡ስለዚ ብድምጺ ሓገዝ ምስታፍካ ይጽበ፡ የቐንየለይ!!
@muhammedadam7306
@muhammedadam7306 4 жыл бұрын
Tegrinia is for tegrinia Not for me I am free I will speak any language as I want Don't force me to speak your language
@sumuykeber5763
@sumuykeber5763 4 жыл бұрын
You have right to speak whatever you want speak ,but you can't force as to be as official launguege
@muhammedadam7306
@muhammedadam7306 4 жыл бұрын
@@sumuykeber5763 see brother be honest I am tegre exactly from semhar My grandfather born in this land and I am originally from this area They have no idea about your language tegrinia And there wasn't tegrinia at their time But when you see me you swear that I am tegrinia I totally speak and write your language more than you do. Why bro Our fathers was using Arabic language when meeting when they group And we use your language I respect the your language and your religion I have a lot of friends from tegrinia You can make it national language But just for tegrinia see am not forcing you to speak Arabic ......... Just respect us and don't look at us when we speak...
@mikuku397
@mikuku397 4 жыл бұрын
@muhammed Adam . Who force you to speak our language? we don’t. As he say don’t disturb us with nonsense ideas ab Adiu seb be delau yezareb gena Tigrigna Eu merdadina .
@user-ij3oh9vc8y
@user-ij3oh9vc8y 4 жыл бұрын
Muhammed Adam we don’t care what u want to speak! But Arabic is not Eritrean language. National language are first tgrinya and tigre.!
@muhammedadam7306
@muhammedadam7306 4 жыл бұрын
@@user-ij3oh9vc8y see brother you choose your language tegrinia And I am choose Arabic as tegre...... And who told you that the tegrinia is for eritrean it is for tegrinia people only The other ethnics want Arabic to be their official language Talk about your self and your community. Do not speak about all eritrean who GAVE YOU THE Write I refuse tegrinia I refer to speak Arabic Respect and love just for eritrea ليس لديك الحق بأن تقرر مصيرنا وبأي لغة سنتحدث . تكلم عن نفسك وعن مجتمعك اللغه العربيه لنا وليست لك
@genetalem2092
@genetalem2092 4 жыл бұрын
ጅግና ሐወይ እግዚአብሔር ይባርካ አይትጥፈእ ርሑሰ በዓል ፈስጋ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️
@ambesmesfin6944
@ambesmesfin6944 4 жыл бұрын
እዞም ሰባት ግን መን ዮም፡ መንነቶም ዝረሱኡ ጥራይ ዮም ኩኮኑ ኣለዎም።
@kebronnatey5987
@kebronnatey5987 4 жыл бұрын
Jeberty eyom bqedemu meninet yeblomn
@mussaibrahim2684
@mussaibrahim2684 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkk 👎👎👎👎🤐🤐🤐🤐🤑🤑👎
@ኣስመራፓላስ
@ኣስመራፓላስ 4 жыл бұрын
@@mussaibrahim2684 ኢሂ'ታ ለቑማጽ" ናይ ደገ ጸላእቲ እንዳእተኹም ኣኽራሪ ሃይማኖት ክተማዕብሉ'ድዩ ሓሳብኩም? ከም ስደተኛ ኣቲኹም'ስ ኢንተርናሽናል ቋንቋ ክትገብሩ ፍንሕኒሕ ትብሉ ኣለኹም ? ሸየንቲ
@rustommsgna1863
@rustommsgna1863 4 жыл бұрын
Fnan btami srahka ab haki temekose .thank so much and continue👌👌
@sallahsanako614
@sallahsanako614 4 жыл бұрын
Fenan habibi kulu wala ente zay kone mesaka yesamama eye gin ka arogant aytukun soo nice bro
@mussiesultan3434
@mussiesultan3434 4 жыл бұрын
Smae eske kbur haw nhna eritrawiyan nhatna kankuea alena malet kulna seb quankuae seb kbur bahli ena. nmntay eu ezi zeykewn hasab zleal delo bflay etom arab kblu zwelu delewo........ Mkbbar do ayhayshin, bmikbbar eske xbuk gerka melsley. Eti arogant zbelkayo n fnan kea kea bi mennetkan hizbkan zmexeka dea kalie were alo.
@eliaskiflu2359
@eliaskiflu2359 4 жыл бұрын
ትዕቢት ኣይኮነን ዓርኩ፡ኣብዚሖሞ ኢዮም። ብዛዕባና ዘይብልዎን ንዓና ንምጥፋእ ዘይፍትንዎ ተንኮል የለን። ሃገራዊ ኣኼባ ኢልና ንጽውዖም፡ንሶም ግን ወይከ ሃገር ኣይግድሶምን ዩ፡ ገሊኦም ጹማቕ ደሊና ይብሉ ገሊኦም ፡ ሃምበርገር ይብሉ ገሊኦም ከኣ ዓረብ ዶ መንደፍ ዶ ይብሉ፡ ተመሊሶም ከኣ ነቲ ሃገረይ እንዳበለ ዝጎዩ ትግርኛ ወዲ ከበሳ የጸልሙን ይሓምዩን።
@mussiesultan3434
@mussiesultan3434 4 жыл бұрын
@@eliaskiflu2359 dhan kes elka mezab kedli eu.
@rustommsgna1863
@rustommsgna1863 4 жыл бұрын
Kuluna nhawuna fnan xen elkum smie tekmukum key godlekum. Fnan you are hero Eritrean men
@biniamtsegay6904
@biniamtsegay6904 4 жыл бұрын
ኣነ ከም ዝመስለኒ እዞም ጀበርቲ ዝበሃሉ ኢዮም ጸገምና ህዝቢ ኢርትራ ሙሉእ ብሓይሊ ኣልጀዚራ ተመዊልካ ሓፍሓፍ ምባል ኣገዳሲ ኣይመስለንን ግን ኩሉና ምጥንቃቅ ከድሊ ኢዩ
@anexways5153
@anexways5153 4 жыл бұрын
Eritreawi enber areb aykonkuin jeberti eye kea eritreawi teklasi mis hizbey
@msgannabaire
@msgannabaire 4 жыл бұрын
Thank you for your trustworthy and informative view. Fnan
@eri.tomorrow7002
@eri.tomorrow7002 4 жыл бұрын
Tebae nay behaki 100% Adie gedifa hatinoa tnafik.... Eziom edl sienom ember libom ayrekebn u.
@user-cs9tm2gl3s
@user-cs9tm2gl3s 4 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እቶም ተዛረብቲ ትግሪኝ ብኣዉራጃ ሆይ ክብሉ ዝዉዑሉ ኢዩ ዝገርመኒ ንሰይጣን ዕድል ምሃብ ንሶም ኣይኮነን ባዉራጃ ሓደ ፍልስጥም እንድሕር መይቱ ከይደቀሱ ኢዮም ዝሓድሩ ብዝኮነ ንሕና ንለብም ፍናን ከኣ ክብረት ይሃበልና እዚ ሕማም ጀበርቲ ዘዛኻኸርካና
@asmarafanuseritrea7518
@asmarafanuseritrea7518 4 жыл бұрын
ኣጆካ ፍናን ሓወይ ጽቡቅ ኣለካ፡ ነዚኦም ካብ ሕጂ ነቂሕናሎም ኢና፡ ኣድላይ ተኮይኑ ውን ሓይሊ ምጥቃም ኢዩ ኣብ መወዳአታ።
@henrytedros9933
@henrytedros9933 4 жыл бұрын
That’s right bro keep opening our eyes to the truth. 💪🏼
@mennetmeseret8965
@mennetmeseret8965 4 жыл бұрын
ዓረብ ዝናፈቀ ስግር ባሕሪ 3 ሰዓት ያ
@habtomkiflay3247
@habtomkiflay3247 2 жыл бұрын
ተባዕ እዚ ኣብ ስደት ዘሎ እዩ ከምኡ ዝሓሲብ እምበር ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብ ከሚኡ ኣይሓስብን እዩ። ግን ከኣ ጽቡቕ እዩ፡ ጽባሕ ንክመጹ ዝኽእሉ ወጃባት ጸበብቲ ሓንጎል ብነፍሰምትሓት ዝሳቐዩ። ኣብ 2010 ሓንቲ ንእሽቶ ናይ ትምህርቲ ብቃንቃ ኣደ ትብል ኣርእስቲ ኣነ ምስ መማህርተይ መጽናዕቲ ገርና ነርና። እቲ ዝረኸብናዮ ርኽበት ከኣ እቶም ተዛረብቲ ሳሆ ብትግርኛ ክምሃሩ ከምዝደልዩን ንሱ ምስ ዝግበር ከኣ ኣብ ማሕበራውን ናይ መዓልቲ ንጥፈታቶምን ሓጋዚ ምኻኑ እዮም ዝኣምኑ፡ እቲ ሓቂ ውን ንሱ እዩ። ስለዚ ንሓደ ሳሆ፡ ትግረ፡ ኩናማ፡ ናራ፡ ሕዳርብ ወዘት ቃንቃ ኣደኻ ገዲፍካ ዓረብ ተማህር ክትብሎ'ሲ ካብዚ ዝኸፍእ ውርደት የለን። ዝቅበሎ ሰብ'ውን የብሉን። ስለዚ ናፍቆት ቃንቃ ዓረብ ዘለዎ ስዑዲ እንተኸሰ ክሕሾ እዩ።
@user-zk8er1bm9c
@user-zk8er1bm9c 4 жыл бұрын
ኣንቱም ሰባት ነዚ ጀበርቲ እባ ካብ ርእሱ ውረዱ ጀበርቲ ጥራሕ ድዩ ዘሎ ኣስላማይ ኣብ ኤርትራ ዝኮነ ኣስላማይ ዝገበሮ ንምንታይ ኢኩም ጀበርቲ ጥራሕ ትብሉ እንታይ መውሲባ ኢዩ ወደይ።
@danaytmaharena2479
@danaytmaharena2479 4 жыл бұрын
ኣየ ጀብርቲ መርዓዊ ከይ ሓዛስ ዓርኪ ይቓጸራ ድዪ ዝተባሃለ ቡዙሕ እንተዘይበልኩም ይሕሾኩም
@fithiqanattigre5944
@fithiqanattigre5944 4 жыл бұрын
እዋይ እዚ ወዲ በሊሕ ጅግና ናይ ብሓቂ ራሻይዳ ዝበሃል ብሄር የብልናን ::
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 4 жыл бұрын
ፍናን ከም ሽምካ? ዕደመን ጸጋን የብዝሓልካ ፈጣሪ ኣሜን። ብጣዕሚ ሓያል ጥበበኛ ኣቦ ትግርኛ ኢኻ ንስኻ። ንበር እግዚኣብኄር ነቦታትና ቅዱሳን እስራኤላውያን መንፈስን ጥበብን ናይ ምስትውዓል ክእለት ሓይሊ ዘብዝሓሎም። ናዓኻ ውን ይቐድስካን ይባርኽካን ኣሜን። ንቑሕ ከም ቆቋሕ ባዓቲ ኢኻ ንስኻ/ ቀጽለሉ ዝሓወይ ንኽንደይ ኣሕዋትካ ተዛረብቲ ትግርኛ ካብ ድቃሶምን ግርህነቶምን ተባራቤር ኣለኻ። ሓድነት ሓድነት እትብል ጕልብብቲ ኣጀንዳ ናይ ባዓል ናፈቕቲ ዓረብን ጀብኃን ዘካይድዋ ጥዕምቲ ዘረባ ኣላ? ወረ ሕጂስ ሕሉፍ ሓሊፎም ኣስላማይ ማለት ሰላም ማለት እዩ ኢሎም ዝሰብኩ ክንደይ ደናቍር ጀበረቲ ተላዒሎም ኣለዉ። ግን ሳላ ባዓል ንስኻ ሕቡን ብህዝቡን ቋንቁኡን መንነት ባህሉን ዝሓምም ስለ ዘንቃሕኩሞ ተረዲእዎስ ፍንሕንሕ ይብል ኣሎ።
@tesfittesfit6271
@tesfittesfit6271 4 жыл бұрын
Wel come fnu hawna😍😍😍😍😍😍
@asmeromtesfay8652
@asmeromtesfay8652 2 жыл бұрын
ከማኻ ይብዝሑ ፍናን ሓውና ክንደይ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና።
@UnitedWorldLife195
@UnitedWorldLife195 4 жыл бұрын
Bzaba Rashayda more ktfeltu wey nmntay zeyegelglu ktfeltu tdelyu like gberu? Please nay rashayda asfihka akrbelna?.
@tsegaihaile27
@tsegaihaile27 4 жыл бұрын
Bravo, keep it up The answer to the topic is by the way for the ' merzam' "Islamawi turnufnet" and in a long run for Arabization/Islamization of Eritrea!
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 4 жыл бұрын
ፍናን መቕሰን፡ ተባዕ፡ ጅግና ኣጆኻ ጥራይ ንሓቂ መዓንጣኣ ኣውጻያ።
@user-jo6wk5ps7d
@user-jo6wk5ps7d 4 жыл бұрын
ነቶም ሎቆምጽ ኣቦታትካ ኢካ ከሙኡ ኢልካ ትመክሮም፡ ያ ዓብድ።
@user-dl5wz2jz9p
@user-dl5wz2jz9p 4 жыл бұрын
@@user-jo6wk5ps7d ንኹሉ ብሩህ ክኸውን ዘለዋ፡ እዞም ሓደሽቲ ወሎዶ ቃልስና ኣንጻር ጀበርቲ እዩ፡ ሻዕብያ ንጀብሃ ሒዛ ዓዲ ኣይኣተወትን ንሕና ኸኣ ጀበርቲ ሒዝና ዓድና ኣይንኣቱን ኢና፡ ንመን ክጥዕሞ!?።
@MogosHabtaMBD
@MogosHabtaMBD 4 жыл бұрын
ኤርትራ ጊዛታ፡ ታሪካ ,ቃንቃ ብድረ በሓራ፡ ባህላ ክብርታታ መንነታን ትግርኛ አያ ፈቲኩም ጸሎኣኩም ንስካትኩም ብህዝቢ ትግሪግኛ አኩም ኪትመሓደሩ ምክንያቱ ንሕና አንዳተሰዋናን አንዳ ሞትናን ንስካትኩም ጀበርቲ በርባዓታት ስለ ዝመጻኩም ኣብ ብርቱዕ ኩናትን ሓዉን ከለና ንሱዕዱን ካሎት ሃገራት ትሃድሙን ገንዘብ ትጋሩቱን ነይርኩም። ንሕና ወድናን ጋልናን ኣቦታትናን ናሽቱን መንሰያትንን ንሃገር አንዳ ተበጀና ስለዚ በስማም አልኩም ምሳና ተነበርኩም ግሪም አንተዘይ የለ ደርጊ ሃይለ ስለሰ ብህዝቢ ትግርኛ ደቂ ከበሳ አዩ ወጼኡ ካብ አሪትራ ሓንሳብን ንሓዋሩን አሞ ንስካትኩም ከኣ በታ ዝመጻኩማ 40ታታ ናብታ ዝመጻኩማ ምምላስ ኣጽግመናን አዩ።
@tervinmutasa7026
@tervinmutasa7026 4 жыл бұрын
ፍናን ሃወይ ንኤረትራ ከም Egypt Morocco lebanon Algeria Tunisia Syria Iraq sudan ክገቦሩዋ ካበ ዝሃስቡ ነዊሕ ገሩ ኣሎ
@user-lo5vt5gd4j
@user-lo5vt5gd4j 4 жыл бұрын
tervin mutasa eti segem Christna eslmna enda belu polotica kuserhu sele zedelyu
@ዝሕሸኒመሪጸ
@ዝሕሸኒመሪጸ 4 жыл бұрын
ናይ ዚ ኩሉ ጠንቂ ባዕልና ኢና እንተንሳነ አብዚ አይምበጽሑን ! ሓማሴን ሰራየ አከለግዛይ ክንብል ነቃዕ ፈጢርና! ሕጂ ውን ከም ቀደምና እንተዘይ ሰሚርና ሕልሞም ክፍጽሙ ሩሑቅ አይኮነን! ምፍልላይ ነወግድ አብ ምንታይ ከ ምስ ተራከብና!!!!!
@user-po2ew4st2p
@user-po2ew4st2p 4 жыл бұрын
ፍናን ሎሚ ኣኹሪእካኒ እቲ ሓቂ ተዛሪብካዮ። ህዝብና ህዝቢ ትግርኛ ክልብም ኣለዎ
@oneday5754
@oneday5754 4 жыл бұрын
Sekt Qomal (Tgraway) nfalet ena atum hasadat resahat
@user-po2ew4st2p
@user-po2ew4st2p 4 жыл бұрын
@@oneday5754 ሓያኺ ፈትሊ ተሓነቕ ስደተኛ
@oneday5754
@oneday5754 4 жыл бұрын
ጽዮን ኣደይ qomal (Agame)
@danlolo6711
@danlolo6711 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ንፉዕ ፍናን ።
@milkiyassemeremilkiyasseme1516
@milkiyassemeremilkiyasseme1516 4 жыл бұрын
ኣስላማይ ዝኣመነን መይ ዝሓቆነን ክብሉ ኣቦታትናስ ሓቂ እዮ።
@bamediaentertainment9394
@bamediaentertainment9394 4 жыл бұрын
ብሓቂ ተባዕ ንነብሱ መስሉ ዝኸይድ ቆራጽ ንሓቂ ዝልሕጸጽ።ንገንዘብ እሉ ምሽክንኪን ዘይ ብል ባዓል 4 ፍርንጪት ክክክ።ኩሉ ኤርትራዊ ንነብሱ ወክሉ ብቃንቃ ኣድኡ ተወክሉ ጥራይ ክመጺእ ይግባእ።ዓረብ ክጋሓፍ ኣሎዎ።እንኮ ሃገራዊ ቃንቃ ትግርኛ እዩ።ይወሰኽ እንተ ህሉ ህዝቢ 2ይ ብብዝሒ ህዝቢ ዝዛረበሉ ቃንቃ ትግረ እዩ። ካብ ሕጂ ኣትሕዝና ንቃንቃ ዓረብ ከም ሃገራዊ ቃንቃ ክንቅበሎ ኣይ ግባኣን ።
@beletse3
@beletse3 4 жыл бұрын
ሕልሚ እዮ ሕዝቢ ዝብትን እዮ ሎም ደኣ
@aaronkifle1443
@aaronkifle1443 4 жыл бұрын
Ygermyu bhaki fnan hawna ajokaskebel
@hagereynafke5994
@hagereynafke5994 4 жыл бұрын
Bravo fnan app Kanka areb kemtu nEseyas nklso zlna knklso ena
@Firstlikes
@Firstlikes 4 жыл бұрын
Mara anbesa you are right 100% we been to Egypt and Sudan they thought us racism because of our skin color so finally we left Egypt. My question is why are they saying we are Arabs while the Arabs hate black skin color for example Libyans they call you humar which means donkey. They were treating us the same as them because of our skin color. No body’s choice is to have your desire color or location of birth. So let’s embrace love and respect each other no matter where/who you’re from.
@eseyasbeeaki1021
@eseyasbeeaki1021 4 жыл бұрын
ኣነ ዚገርመኒ ብ ትግሪና ገሮም ኣረብ ዪሰብኩ ሚካኑ አዩ
@samiasmerom3613
@samiasmerom3613 4 жыл бұрын
Kkkkk ygerm eyu mara asihkani
@angosomtesfalem9759
@angosomtesfalem9759 4 жыл бұрын
ከምተን ዝዓረባ ሃገራት ከዕርቡና ደልዮም አምበር አንታይ ደኣ ክደልዩ ካልአ
@arizonagirl2007
@arizonagirl2007 4 жыл бұрын
The rise of Jeberti people the last couple of years is being felt by HIGDEF and that is why they are producing such videos. Sweet!!! Let them come! That tells you Jeberti people are making a difference and their efforts to bring attention to their God-given rights is being known everywhere and that is a sign of success. VIVA JEBERTI! Keep fighting for your rights! This is going to be interesting. :) Love you all. :)
@arfil4249
@arfil4249 4 жыл бұрын
Keep dreaming ☺️, if it’s that simple
@Erikids-yt9td
@Erikids-yt9td 4 жыл бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ኩቡር ሓው ንዚኮ ነገር ኣብ ኣብ ጊዚኡ መልሲ እንኮ መፍቲሒ እዩ ስለዚ ኣጆካ ቀጽሎ🇪🇷👍
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 36 МЛН
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 50 МЛН
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 58 МЛН
At the end of the video, deadpool did this #harleyquinn #deadpool3 #wolverin #shorts
00:15
Anastasyia Prichinina. Actress. Cosplayer.
Рет қаралды 18 МЛН
ፍልስፍና ስለምንታይ?
20:10
Fnan App Infotech
Рет қаралды 54 М.
ግብረሽበራዊ ጉጅለ ዳዕሽ
40:54
Fnan App Infotech
Рет қаралды 110 М.
መስራቲ ዓባይ ቻይና ዝኾነ ማኦ መንዩ?
32:29
Fnan App Infotech
Рет қаралды 81 М.
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 36 МЛН