MEZENGIE CAMERA /Danait Haile/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020

  Рет қаралды 494,774

ARARAT Entertainment

ARARAT Entertainment

Күн бұрын

© Copyright: Ararat Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ℗ © ሰላም የሕዋት ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስት ሃሳይ ስለ ዝኾነ ብኽብረትኩም ካብዚ ቻነል ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። #DanaitHaile #CameraPrank

Пікірлер: 1 100
@jimikarter5115
@jimikarter5115 4 жыл бұрын
ን ዳኑ ዝፈቱ እስከ ሓደ ሓደ በሉ ክንደይ ከ ትጽብቅ ኢያ
@mimimimi4776
@mimimimi4776 4 жыл бұрын
11
@alenawaltaeritrean1367
@alenawaltaeritrean1367 4 жыл бұрын
1111 kkkkkkkk
@mmhuawei5036
@mmhuawei5036 4 жыл бұрын
ቆንጆ ናት
@trhastewelde4738
@trhastewelde4738 4 жыл бұрын
danu shukorrrr
@siemuhab5987
@siemuhab5987 4 жыл бұрын
Arkey ya ..kulatkum fletu
@user-ix2zw6zc4p
@user-ix2zw6zc4p 2 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ካብተን ዘድንቀን ተዋሳእቲ ሓንቲ እያ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ
@muzitabraham7922
@muzitabraham7922 4 жыл бұрын
ዳኑ ምቅርቲ ውልዶ ስነትበባዊት ሃገርና ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ኣጆኺ ቀጽልዮ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን።
@awettes4649
@awettes4649 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ንማማ ኣዘኪርክኒ "ኣነ ጎይታይ" ምስበልኪ፡ ኣብ ስራሕኪ ዘለኪ ተወፋይነት ከኣ ይበል እዚኣ ከም ምዝንጋዕ ኣይትሕሰብያ ማዕረክንደይ መስዋእቲ ትከፍሊ ንስራሕኪ ኢኪ ኣርኢክና ብገርህኪ ኣጆኪ
@Ms-np7qd
@Ms-np7qd 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምበሳ እያ
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 4 жыл бұрын
Wala mama keman eya tbl
@user-ur4zk9tk8j
@user-ur4zk9tk8j 4 жыл бұрын
ደኑ ጽብቅቲ ብሓቂ ኣደንግጽክኒ ኣታ እንዝ ስነጥበባውያን ደቂንስቶና ምብዛሕትን ገርህታት ኢየን
@eritrawitlove4847
@eritrawitlove4847 4 жыл бұрын
Gerhtat eyen kulen Eritraweain gn ka Nebrtat hayalat eyen ente atalilkayen kkkkkkkk
@nebu5224
@nebu5224 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ⭐⭐ኣስሒቅክና ኮ ኣብ ኣከዳድናኺ ዘለኪ ስነ ስርኣት ብጣአሚ የ ዘድንቀኪ ኣጆኪ ሓቢብቲ ኩሉኹም 🇪🇷🇪🇷ደቂ ኤሪ 🇪🇷🇪🇷ሽኮሪናታት ርሑስ⭐⭐ ሓድሽ ኣመት🇪🇷🇪🇷👍💖
@user-hf5kv7pz6p
@user-hf5kv7pz6p 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክ ኡፍ ብነብሳ ኢዛ 2020 ናይ ሰሓቅ ኢያ ብሓጎስ ጀሚርናያ ደኑ ሽኮር ኣፈት ከፊትካ ደኣ ግድን ዪ ኪርአ ❤❤❤
@godisloveabakaunmberabiseb7418
@godisloveabakaunmberabiseb7418 4 жыл бұрын
ከመይ ዪ ዝግዜ kkkkkkk
@m.y.g369
@m.y.g369 4 жыл бұрын
@ከመይ ዩ ዝ ጌዜ ኣበየናይ ፕላነት ዲካ ትነብር ግዲ?ሰብ እምዳተኮስተረስ ናይ ሰጃቅ ዶ በልካ።
@user-hf5kv7pz6p
@user-hf5kv7pz6p 4 жыл бұрын
@@m.y.g369 ክክክክክ ደቂስካ ኣለካ ተባራበር እዚ ጽሕፈት ናይ መኣስ ዪ ረአዮ ቀዲምካ
@m.y.g369
@m.y.g369 4 жыл бұрын
@@user-hf5kv7pz6p Dekiska zelekas nska ika!! Nska I think ab 2019 ika zeleka.
@tesfuwoldegabriel5586
@tesfuwoldegabriel5586 4 жыл бұрын
@@m.y.g369 qdmi corona mjmaru eyu xhifwo ኣጀርበደ ሓወይ
@user-gz9wf3yw3h
@user-gz9wf3yw3h 4 жыл бұрын
ብሰሓቕ ቀቲልኩምና እንዲኹም፡ ንዳኑ ከኣ ክሳብ ክንድኡ ሓራቕ ኣይትኹኒ በልዋ። ክክክክክክክክ ኣብሪሂሞ መቕሰን ቀጽሎ።
@robelfsha1148
@robelfsha1148 4 жыл бұрын
ዋውውው ናይ ባሓቂ ሽኮሪናታት ማር ኬፍ ዘለኩም ደቂ ኤረይ ሽኮርር
@semeretekie1223
@semeretekie1223 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk ደቂ ኤራይ ሓላላት ዓይኒ ኣባይኩም ይ ድ ፈ ን 🇪🇷💪🤟😍🙏🙏👍
@hanahana2514
@hanahana2514 4 жыл бұрын
Semere Tekie ata resahi kemziyom Eritreanwiya yebilnan
@semeretekie1223
@semeretekie1223 4 жыл бұрын
Seku በል ሳሕሳሕ ትግራዋይ, 🖕🖕
@hailetewlde2667
@hailetewlde2667 4 жыл бұрын
@@semeretekie1223 ኣታ ቐርናዕ ሓንጎል ንባዕልካ መንነት ዘይብልካስ ንሰብ ጥጻረፍ ኢዚ ናይ ደቂ ሰበይቲ ስራሕ የሔጉሲካ ክትፈልጥ ሰብ ፍርቂ መልኽዑ ተግባራቱ ኢዩ መዘንግዕ ካሜራ ኣምሲልካ ሰባት ምውራድ ጽቡቅ ኣይኮነን አግሪ ረሳሓት ክትስዕም የሖጉስካ አሞካኣ ናብ ሕስፍሽ ክዝርጋሕ
@ephiramiresbb7627
@ephiramiresbb7627 4 жыл бұрын
Danu haftey ማራ ኣደንግጺክኒ ናይ በሓቂ ግን ዳሓን ኣጆኪ ዳኑ
@naodtv
@naodtv 4 жыл бұрын
ኣጆኺ ንበላ ስከ ክቡራት የሕዋት፣እንታይ ክብል ምደለኹ ገን እቲ መደብ ጽቡቕ ዩ ግን እጻ ቆልዓ ጽቡቕ ኣይነበረትን፣ንድሕሪ ሕጂ ኣብ ስራሓ ምልክት ሕቶ ኣኢትክምላ ማራ ከበደይ በሊዓትኒ ደጊመ ኣጆኺ እብልኪ ንስኺ ብልጽቲ ኮኾብ ኢኺ፣ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለኻ ተፈቲኻያ/ተፈቲኺያ like! NAOD TV ትብል ኣቲኹም subscribe shere ተሓባበሩና የቐንየልና። ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና!!
@Bere-05
@Bere-05 4 жыл бұрын
Kkkkk ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን ዳኑ ሸኮር Happy new year 🎆 ንኩልኩም ኣፍታ ስራሕ ዘለኩም ❤️:: ጽብቅቲ መደብ እያ ቀጽልዋ like comment sher ምባል ከኣ ናትና ግደ እዩ ደቂ ኤረን ጻዕዳ 🇪🇷🇩🇪😀🔥👌
@kidanegebrezghi2311
@kidanegebrezghi2311 4 жыл бұрын
Wawwwww ant ንደናይት ሕማቅ ገብርኩማ ኣነ ሓሪቀ ኣጀኪ ዳናትተይ ኣብታ ጥረያ ክተዉጽዋ ስድታት ንደናይት ብጣዕሚ ኢየ ዝፍቅራ አጀኪ ።
@biniamtadese-hb5ho
@biniamtadese-hb5ho Ай бұрын
ዲኑ ሽኮር ማማ ኣዘኪርክኒ ኣነ ጎይታይ ምስ በልኪ ምቅርቲ ውልዶ ስነ ጥበባዊት ሃገርና ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ኣጆኪ ቐጽልዮ❤❤❤
@habtabhagos7756
@habtabhagos7756 4 жыл бұрын
ደናይት ሽኮርርር ድማ ናይ በንኺ ሩሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልኪ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ኢኺ ኢሞ ኢድመን ተናን ይሃብኪ ፈታሪ!!!
@kinghero5346
@kinghero5346 4 жыл бұрын
Danu Shikor Entay mo Kibleki Kulu Nebski Tibebi Eki FILIMON from England
@yoyoshee9725
@yoyoshee9725 4 жыл бұрын
እቲ ናይ ሓዱሽ ዓመት ጽቡቕ እዩ ግን ሕልው ድኣ ኣብልወን እዘን ጀጋኑ ስነ ጥበባውያና ምኽንያቱ ከይ ቅየማ።
@user-gy9gb7ob5e
@user-gy9gb7ob5e 4 жыл бұрын
ኣሰይ ዳኑ ሽኮር ማራ ኬፍ ኣለኪ አስኪ ነዛ ኣባይ ሰነ ጥበባዊት ሞራል ንሃባ ኣብኡ ከለኩም ካ ላይክ ናኣይ ኣዲኒ
@utb5066
@utb5066 4 жыл бұрын
ኣታ ከመይ ኢኩም ወደይ ብክብረት ሰብ ኣይትጻወቱ ደኑ ሽኮር ክኣ ኣጀኪ ማራ ኢየ ዝፈትወኪ ኣብ ስራሕኪ። ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልኪ
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ በዚ ይረአይ ዶ ኣሎ እዩ ክክክክክክ ዳኒ ሽኮር
@fremuzberhane4956
@fremuzberhane4956 4 жыл бұрын
ክክክክክ አወ
@user-bw1lt4yg9x
@user-bw1lt4yg9x 4 жыл бұрын
Kkkkk ygerm u
@user-lr9wc7cb9h
@user-lr9wc7cb9h 4 жыл бұрын
Kkk yera alo ewe
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ከም ሎምዓንቲ ስሕቀ ኣይፈልጥን ነዓካ ከ በዚ ይርኣይርካ ኣሎ ድዩ
@udrinkmorewater6488
@udrinkmorewater6488 4 жыл бұрын
መሰል ደቂይ ኣንስትዬ ይከበር, ኣብ ኢድ አሕዋተን ክመቱ እዬም ሕጂ ተላገጹ ኣብ ቀረባ ግዜ ንንብዓታ ክምልሶ እኮ ተዘይ ካአልኩ እግራ ተደቢሮም ከም ዝሳለሙዋ ንምግባር ግን ዝዓግተኒ ክሪኦ'የ
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
Kkkkkk ዳኑ ሽኮር ኤርትራዊት!!ማራ ኢና ንፈትወኪ ኩሕሊ ገለ ከማን ኣየድሌክንዩ ንስኽን ዓይንክን ውድእቲ!!ኣይትሕረቅና ክኣ ዳኒቶ እንተ መዝንግዓት ሞ ክክክክ ማራ ኬፍ
@solisesa6804
@solisesa6804 4 жыл бұрын
*ቅቅቅቅቅቅቅቅቅ እዋይ😀🤓 ኣይትሰኣኑ ((ዳኒተይ ጅብዕቲ💓💋)) ጆነይ ኣይትፈትወንን ዲኻ ይፈትወኪ እምበርርርርር እሞ ታይ ደኣ ዓውዓው ትብል ኣለኻ ተፈጥሮይ'ዩ/ ባህረይ'ዩ ክክክክክ🙄የለኩን🤓*
@berketgoitom2287
@berketgoitom2287 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣👍
@brhanhabtom7648
@brhanhabtom7648 4 жыл бұрын
Denu mikirt amlaki eidmen tienan yahebki
@Tsaxe.z
@Tsaxe.z 4 жыл бұрын
Please kemzi aynet nayti seb wlkawi naxanet zeyhlu, mezeng e camera keytgebru b flay ab deki anstyo, aemrawi xekti keywerden, respect!!!
@TEKLIT185
@TEKLIT185 4 жыл бұрын
በቃ ጸገመን መዝሚዝኩም ትም ኢልኩም ኣይትረብሽወን ካልአን ይኣክለን ኣገብ ዳኑ ሽኮር ከኣ ኣጆኺ⭐⭐⭐
@mantilengobyen2473
@mantilengobyen2473 4 жыл бұрын
ፍቅሪ እዩ ሃይማኖተይ nay bihaki ageb men negirka tesemsiso nezi wa zeygiber zeykewin
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣብርሃም ትሪኤኒ ኣለኻ ዲኻ በዚ ክክክክክክክክክ ሞይተ
@romanromi6501
@romanromi6501 4 жыл бұрын
ክክክክክክ
@e.tsegay8172
@e.tsegay8172 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣😜
@siemuhab5987
@siemuhab5987 4 жыл бұрын
Zoom aytgber .kkkk
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 жыл бұрын
ሞይተ እንድየ ስሓቅ ሎምዓንቲ
@user-oy4cb7my2m
@user-oy4cb7my2m 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክክክክክክክክክ
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 4 жыл бұрын
ክክክክክክ በሉ እስከ ሰሓቅ ኣበይ ይርከብ, ግን ከኣ ኣደንጊጸናኒ መሳኪን ኣጆኩም እስከ ደቂ ኤረይ!!!
@berhane815
@berhane815 4 жыл бұрын
Ab mewedaeta gn tesahilatom kkkkkk
@samerajamel3694
@samerajamel3694 4 жыл бұрын
እውይይ ሓፍተይ ኣጆኺ ሩሑስ ሓድሽዓመት ይግበረልኪ ካበድነቅትኺኢና
@natululi126
@natululi126 4 жыл бұрын
ዳኑ ምቅርቲ ረኺቦምኺዶ ክክክክክክክጅ ቤላ ሽኮር ኢኺ ግን
@jovannisimon1558
@jovannisimon1558 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ኣጆኺ ደሓን እንተንሳቶም ግን ዓያሹ ክብሪ ጋልኣንስተይቲ ዘይርድኦም ስለዝኾኑ እዮም ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኪ ኣድናቂኺ ጆቫኒ ።
@simonjlag7340
@simonjlag7340 4 жыл бұрын
She's cute isn't she i love her voice and her act she is really an actress.. I feel bad for her she got 😡 angry a little. anyways nice and funny 😁 video...
@Adina809
@Adina809 4 жыл бұрын
Simon j lag she’s absolutely amazing
@simonjlag7340
@simonjlag7340 4 жыл бұрын
@@Adina809 yeah i like her and also she is patient she listened to anything they said even though it was crazy 🤪....
@Adina809
@Adina809 4 жыл бұрын
Simon j lag exactly
@awetkalab7275
@awetkalab7275 4 жыл бұрын
@@simonjlag7340 ooool
@jomakaveli9816
@jomakaveli9816 4 жыл бұрын
Simon j lag I love her she’s very confident
@user-sk4fm8ez3d
@user-sk4fm8ez3d 4 жыл бұрын
ዋይ ከብደይ ቀቲላትኩም በል ክንደይ ትበኣስ እያ ጉያ ከኣ ሞያኣ ከይከውን ቀጽልዮ በልዋ kkkk ኣብ መወዳእታ ደኣ ኣስሒቃትና ደሓን ትእቶ
@berhezeremariam170
@berhezeremariam170 4 жыл бұрын
ደስ ይብለካ ባሓቒ ስና ጥበባዉያን ሃገርና ስጋዕ ክንደይ ሙቕልላት ምካኖም ዱኑ ሽኮር
@feruztewelde5989
@feruztewelde5989 4 жыл бұрын
ደኑየ ኮኮብ ኢርትራውያንን ንበርልና መቅውረት ኢርትራውያን ኢኪ
@hadush0543
@hadush0543 4 жыл бұрын
ማኣስ እዮም ልቢ ኽገብር እድዒ እያ ኤርትራዊ ዕደ
@matiefrem9287
@matiefrem9287 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክ ዋይይይ አዛም ሕሱማት ተጻዊቶምልኪ ዳናይት ሽኯርርርር ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኩላትኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍
@yonashayle4655
@yonashayle4655 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ኣጆኪ ናይ ሓዱሽ ዓመት መዘናዕዒ ኣይጽላእን እዩ ርሑስ ሓዳሽ ዓመት ይግበረልና ኣይትሕረቂ ፍሽኽታ እዩ ዘጸብቀልኪ
@kisuweditekle8502
@kisuweditekle8502 4 жыл бұрын
እዛ ሰብ እዚኣ ናይ ግድን'ያ ክትሓርቕ"! የብኬካ ከማን" ምኽንያቱ ምሊሳቶም ዝመጸት ክዳውንቲ ኣካላታ ስለ ዘርኡ ዝነበሩ ንሳ ናብ ህዝቢ ኣይሓልፍኑ'ኢላ ኢያ ይረአ ኣሎ ድዩ ኣካላተይ እንዳ በለት ትዛረብ ኔራ። እግርኺ ኣውርድዮ ምባልኩም ንባዕሉ ምምዛን ከም ዝመስል ክትፈልጥዎ ኣለኩም። ስለዚ ካብ ንህምያ ጀሚርኩም ዘካየድኩሞ ዕላልል ብጣዕሚ ጡዑምን ኣዛናግዕን ኣይነበረን"! ልክዕ እዛ ሰብ እዚኣ ደስ ዝበላ ሓጺር ነዊሕ ክዳን ጌራ ክትከይድ መሰላ'ያ"! ሄዋን ከኣ ኣብ ጽሬት እዩ ግርምኣ" ስለዚ ኣነ በዛ ነብሰይ ካብ ደናይት ንላዕሊ ናዓይ ተሰሚዓትኒ ኣብ ሓፍተይ ዘጋጠመ ኮይኑ ተሰሚዒኒ።
@xewarkuninebsey5213
@xewarkuninebsey5213 4 жыл бұрын
You are right bro Gaga tegeyru kala aynet kmhzu neyrwom Enmber trha nebsa mtraf xobok aykonen
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 4 жыл бұрын
kisu wedi tekle ከመይ ይረኣየልና እምበር እንታይ ይስመዐን እንታይ ሳዕቤኑ ኣየገድሶምን እዩ
@deenh9960
@deenh9960 4 жыл бұрын
That's right This is not a park at all They should create something new and fun
@sofimed7056
@sofimed7056 4 жыл бұрын
@@merhawihabtay4810 nsa ke entay koyna komu tkden nay leyti bjama zmesl gera n dege twetse
@nueseyenterteiment999
@nueseyenterteiment999 4 жыл бұрын
ሃቅካ ኣሎኪ ብሕጂ ክእረምሉ ድማ ተስፋ ንገብር
@mulertube3704
@mulertube3704 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ስድታት ዳኑ ሽኮር : ብስነ ጥበባውያንና ምጽዋት:: ዘዘናግዕ እኳ እንተ ኣለዎ ግን ጥንቃቀ ዝሓትት ኮይኑ ይስምዓኒ:: ከይትጎድእወን ፕሊስ::
@selammeharimelke1391
@selammeharimelke1391 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ይሃብኪ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት
@rahelmihretab3565
@rahelmihretab3565 4 жыл бұрын
Uyyyyyy uuyyyyy nay mewedaeta zereba danait "abzi zelekum sddat kea" 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@azebhagos9374
@azebhagos9374 4 жыл бұрын
ዋዉ ደስ ዝብል ሩሑሱ ሓዱሹ ዓመትን ልደትን ይግበረልና
@tarikeirtreantvr4961
@tarikeirtreantvr4961 4 жыл бұрын
ዳኒተይ ሓላል ንሕና ሰለ ንፈትወክን ነድንቐክን ኢዮም ናብዚ ዓዲመሙኺ ዛሓፍተይ መታን ሓዱሽ ዓመት ምሳና ክትውዕሊ ሰለ ዝደለዩ ኢዮም ዛሓፍተይ ኣይትኮርይ ኢኺ ክብረተይ ኣምላክ ምስ ኩላትና ትኹን ሩሑስ ኣውዳኣመት ይግበረልና ዞም,ይሕዋተይ ብነብሱ እዛ 2020,ሲ መባልዕትናን ናይ ሳሓቅን ምትሕቑቖፍ ክትኮነልና መስለኒ ደቒ,ኤረይ ማዓረይ
@selamyemanesol4639
@selamyemanesol4639 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ወዲኣቶም ከመይድየ ዝፈትወኪ መቕሰኒተይ😍💖
@udfh7364
@udfh7364 4 жыл бұрын
እታ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ትዋሳእት ርሑስ ሓድሽ ዓመት
@feelasmara1511
@feelasmara1511 4 жыл бұрын
ማዕረ ክንድዚ ኣለዋ ማለት እዩ ፍቅሪ ስነ ጥበብ ምኽንያቱ ምስቲ ክዳን ጌራቶ ዝነበረት እታ ኣክሽን ኣይትኸይድን እያ ኔራ ተገደደስ ክዳነይ ቀይረ ክመጽእ ምበለቶ ጌረ ግን እንታይ የርእየካ ኔይ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ስነ ጥበብ ኣብ ደሞም ከም ዘሎ ብዝኾነ ሰሓቅ ኣይሰኣን ኣስሒቁምና HAPPY NEW YEAR
@guelhagereye8022
@guelhagereye8022 4 жыл бұрын
Danu shikor kab kisada maeteb zeytifeliyy,meak up zeytiqemii haxirkidan zeytifetu zideqedeset mezemirann orthodox eya love ❤️ you from ur sister
@miryamhabibetuma5823
@miryamhabibetuma5823 4 жыл бұрын
Sesenau neaka eritreawi menasey temehar temeramer hayl tefaker tekebaber ktkebr love you all deki ery
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ክክክክክክክ ኣሰይይይይይይ ምቅርተይ።ነዊሕ ጠፊእክና ነርኪ።እንቋዕ ገጽኪ ርኣና።
@user-xs7zi6ll6j
@user-xs7zi6ll6j 4 жыл бұрын
ነዛ ቆልዓ ድህልክማ ኣዲግጻትና ኣጅኪ በልዎ መተባዒ ካኣ ሃብዎ ፡ብፍላይ ኢሰይ ጅግና ንዳኑ ኣታባዓያ።
@user-vw6nk4rh6t
@user-vw6nk4rh6t 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ኬፍ ኣለኪ ኣጆኪ ርሑስ ሓዲሽ ዓመት ይግበረልኪ ብጣዕሚ ስሒቅና ክክክክክ
@user-jl3gg3qw4f
@user-jl3gg3qw4f 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ኣድናቂትኪ እየ ጽቡቅ ስራህ ኢኺ ትሰርህዮ ዘለኺ ቀጽልዮ ኣብ ጎንኺ ኣሎና ኣዝማሪኖ
@wedimahari1009
@wedimahari1009 4 жыл бұрын
ተጻዊተሙላ ከምዚኣ የላን ጠቅላላ ክክክክክ ይረአ ኣሎ ዲዩ ኢላታ በቃ እንታይ ኣምጸኦ ከምዚኣ ምኽዳን
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 жыл бұрын
ኣነ ጎይታይ ክክክክ ዳኑ ሽኮር ያኸ
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 4 жыл бұрын
ደኑ ሽኮር ነዚኣ ከተንብብያ ተስፋ ይገብር፥ ኩሉ ሰብ ይፈትወኪ ይድግፈኪ ስለ ዝኮነ እዩ ጸዊዖምኺ , ኣይትኮርይ ሕንጊድ ኣይትኩኒ ጽባቀኪ ተጠቀምሉ ፍሽኽታ ወስኽሉ ድላይኪ ክትረኽብሉ" ርሑስ ሓድሽ ዓመት ካብ USA.
@Bibi12-m8k
@Bibi12-m8k 4 жыл бұрын
Never give up. Dream is reality. Right bro 💯
@Adina809
@Adina809 4 жыл бұрын
Never give up. Dream is reality. Exactly
@abitesfa7198
@abitesfa7198 4 жыл бұрын
ታይ ደኣ ካብ USA ኣድለየ? እታ ኣብ መስቀላዊ መንገዲ ዘላ ዳናይት ድዩ መስልካ ክኽክክክ
@user-dk2mj1rd4u
@user-dk2mj1rd4u 4 жыл бұрын
@@abitesfa7198 kkkkkkk ata moyte ko kkkkkk
@realityishealthy.5850
@realityishealthy.5850 4 жыл бұрын
ክክእሎ እየ ደሓን ንልበይ ኣቢደ , wala ane kkkkkkkk
@hiddentruth5066
@hiddentruth5066 4 жыл бұрын
ናይ ኢዱ ረኺቡ ኣብ መወዳአታ
@russommehreteab3861
@russommehreteab3861 4 жыл бұрын
ዳናይት ኣነ ዝብለኪ ነዚ ክትግዕታስ ትርህጻ ዝበሃል ምስላስ ናይ ብሓቂ ኣብታ መጠርሽታ ዘላ ንዳንጋኪ ክትስዕሚ ክትብሊ ዝተቀንዘክዮ መቸም ኣይረድዮ እንኳዕ ጥራጥ ኣይሞሎቆኪ ስክፍታይ ንሳያ ኔራ ዘገርም ፍጻሜ ናይ ብሓቂ ተጻዒርኪ ብዘይ ምግናንየ ዝብለኪ
@Asmara.Eritrea.1892.
@Asmara.Eritrea.1892. 4 жыл бұрын
I am so excited for you Danu you are smart artist happy New year to
@eh5079
@eh5079 4 жыл бұрын
Bhimak aytwsediyo artist nay hzbi eyu Bi agatami bialat dima nhzibu gezenagie nay moya gdieta alewo. So take it as positive. Happy New Year and Merry Christmas❤️
@africagirl5797
@africagirl5797 4 жыл бұрын
kkkkk mara ekum shikor 😂😂😂😂😂
@user-sn6ny4br7i
@user-sn6ny4br7i 4 жыл бұрын
ዳኑየ ጺብቅቲ ማዕረ ክንደይ ኣቅሚ ኣለኪ ኣመስኪርኪ ኢኪ ቀጽሊዮ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኪ
@angesommekseb67
@angesommekseb67 4 жыл бұрын
መጀመርታ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ደኑ ሓፍተይ ክኣ ኣጆኺ ንስኻትኩም ክኣ እዚ ከምዚ ዓይነት ደስ ኣይብልን ዩ ok ሰብ ከይትኸስሩ ብፍላይ እታ ኣብ እግሩ ዘውረድኩማ ማራ ጌጋ
@habtomgebremichael2531
@habtomgebremichael2531 4 жыл бұрын
Thanks you, btami xbuk rieto seb lomis hmak kserh dkas ysan
@fesehagebreselase2124
@fesehagebreselase2124 4 жыл бұрын
ገጾም ትኸወል ድሁላት ነዙይ ናብ youtube ከአትዊዎስ ይገርም ኢዩ:: ደቂ ግዳም ሐደር (ናይ ጽርግያ) እዮም እዚኦም
@ghirmayteame4615
@ghirmayteame4615 4 жыл бұрын
Happy new year & merry X mass gin kidan nay za sister mara axegimata eti xegem entay eu wedey kurub do dhan zkone kidan siena wedey kkkkk
@anthonym.8947
@anthonym.8947 4 жыл бұрын
*2020AMETE SELAM RAHWAN , MES SDRANA NRAKEBELU AMET YGBERELNA ARARAT ENTERTIMENT KEA XEBUK SRAH KEXLWO*
@hadush0543
@hadush0543 4 жыл бұрын
ኣይበለዓ ክክክክ የሕዋታይ
@yordanosweldegergis698
@yordanosweldegergis698 2 жыл бұрын
ዳኒ ምቅርቲ ፍጥረት !!! ኣየ ከጸብቀልኪ!!ኣይ ደቂ ኢረይ ብሩካት በሉ እስኪ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን፡!!!!!
@liyashikor9097
@liyashikor9097 4 жыл бұрын
I like that prank cos it’s a measurement of people attitude personally i love danu she is still young I didn’t expect that sensitive so please be tolerant & happy new year 2020
@kidaneltesfamariam
@kidaneltesfamariam 4 жыл бұрын
ሓሳብ ክንህበኩም ክቡራት አሕዋት አዚ ትገብርዎ ዘለኹም ማራ እንድዩ መናቐጺ ነዘን ኣሕዋትና ትብድልወን ኣለኹም ክብረተን ክሳብ ባይታ ዝዘብጥ ክትላገጹለን ጽቡቕ ኣይኮነን ካልእ ዓይነት ኣገባብ መዘንግዕ ካሜራ ክትጥቀሙ እመክር !!
@biniazmarino7334
@biniazmarino7334 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣታ ኣብርሃም ድዩም ዝብሉካ ነጅስ በዘን ቡሉጻት ኣርቲስትና ብክብረተን እንጀራካ ክትዕቢ ኣይትሕሰብ ዳኑ እዛ ቪድዮ ኣውጻያ በልዮ
@abelbereket1759
@abelbereket1759 4 жыл бұрын
Fezaz bkemzi dyu kbret zgodl taexika trah abta geza deks men flet eluka.
@biniazmarino7334
@biniazmarino7334 4 жыл бұрын
@@abelbereket1759 ክክክ ኣቲ / ኣታ ዓሸራ ፍዪሪ በዚ ትስሕቅ እንተኮንካ ሞ እስኻ ዋላ ሃመማ ብትሽትሽካ ሓሊፉ ኢካ ትስሕቅ ማለትካዩ
@christcentergenerationmini6961
@christcentergenerationmini6961 4 жыл бұрын
ስራሕ ምሕሳብኩም ጽቡቅ ኢዩ ፣ እንተኾነ ግን ነይዛ ሓፍትና ህይወት ኣብ ግምት ዘእተወ ዘይምንባሩ ፣ ክሳብ ባህልና ዘይድግፎ ዝወረደ ነገር ንምግባር ክትደፋፍእዋ ግን ብስለት ዘይብሉ ፣ ዝወረደ ዓቕምኹም ኢኹም ኣንጸባሪቅክሞ ፣ ኣብ ዓዲ ዕውራት ሓደ ዓይኑ ይነግስ ኢዩ ነገሩ ፣ እንተ ዳናይት ግና ብጣዕሚ Actor ሙኻና ሪኢናዮ ኣሎና
@shabayftwi2093
@shabayftwi2093 3 жыл бұрын
ሰላምታ ኣይረስዓናንን ዳኑ ሽኮር ትሕትናኪ መሳጢ ኢዩ!!
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 жыл бұрын
ከም፡ናይ ነሄምያ ዘሕረቀትኒ መዘንግዕ ካሜራ የላን
@user-yi9pr8uy3b
@user-yi9pr8uy3b 4 жыл бұрын
እተሰሓኩ ብስነይ በሰላ ለዎ ልበይ bekemey
@kaitamoussa7738
@kaitamoussa7738 4 жыл бұрын
Ya Nay Behaqi zihriq eu
@sesinatey150
@sesinatey150 4 жыл бұрын
Mara eske ...ane keman....yehrikatni eta mezengi....
@eribest4583
@eribest4583 4 жыл бұрын
Entay koyna ahrikatka
@paffthomas2285
@paffthomas2285 4 жыл бұрын
ደቂ ሸርሙጣ እንድዮም፡ናዓኣ ሕማቅ ጌሮማ ደቂ እራይ ምራይ
@luullukas8772
@luullukas8772 4 жыл бұрын
*ናይ ብሓቂ ብሉጻት ሰባት...ዳኒኑ ዓይነይ ከኣ ረኺቦምኺ ቅቅቅቅ*
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet 4 жыл бұрын
ዳናይት ሃይለ፡ኣነስ ኣብ መስቀላዊ መንገዲ የ ማዕረ ክንደይ ሓያል ተዋሳኢት ማዃና ፈሊጠ ናይ ኤርትራ ሩቢ ኢለ ኣስሚረላ ኣለኹ። ዳኒተይ "በዚኣ ትርእየኒ ኣለኻ ዲኻ "ክክክክክክ።እዚኦም ርጉማት ዮም ባዓል ሞደሻ ።ከዋኽብቲ ኣምጺኦም ጨው ዘይብሉ ዕላል የዕልሉወን ።ፍቕረይ ጥዑም ይስማዓኒ ኣሎ ።ክክክክክ። "እንታይ ትገብሩ ኣለኹም" ክክክክክክክክ
@ogbamirameyohnnes9892
@ogbamirameyohnnes9892 4 жыл бұрын
Biniam Gebrehiwet J
@bini20102010
@bini20102010 3 жыл бұрын
my lovely Artist😍😍😘😍🤩
@fkeraskemekaber5532
@fkeraskemekaber5532 4 жыл бұрын
በዚ ዝስሕቅን ዝዛናጋዕን ናይ ብሓቂ ዓሻ( ባሃም) ኢዩ። ንሰብ ናይ ስራሕ ድልየቱ መዝሚዝካ ክትጻወተሉ ? እሞ ብዘይ ድልየቱ።ጊጋ
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 4 жыл бұрын
Fker Aske mekaber ጸገም የብሉን ኣብ ቃል ዝተሓጽረ ተዝኸዉን! ናይዚኦም ግን ብዕልግና እዩ ዝበሃል።
@mantilengobyen2473
@mantilengobyen2473 4 жыл бұрын
Ata Nimen negirka tesemsiso Ane mara Ahrikomuni alewu bunet kemzi baelege Sirah teraiu ayfelitin eyu
@user-oy4cb7my2m
@user-oy4cb7my2m 4 жыл бұрын
ክላ ስራሕ ኢንተ ሲኢንኩም ብጃኩም ደቅሱ ዋላ ጹቡቅ ክትሓልሙ ዓያሹ ፎፎ
@user-bu4ju7xe7o
@user-bu4ju7xe7o 4 жыл бұрын
Nay behaki ba
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 жыл бұрын
ከላ ኤረትራውያን ስለ ዘይለመድናዮ እምበር እዚ ባዓለም ደረጃ ፉሉጥ ስራሕ እዩ ብፍላይ ኣብ ስነ ጥነባውያን ብነብስና ንሕና ንዝኾነ ኣካቢድና ጥራይ ኢና ንርእዮ
@askkilkasa3770
@askkilkasa3770 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር መቀረት ኩሉ ፊልሚ አዋይ ኣነሲ ቢታእሚ ዚፈትወኪ ኣጂኪ ኣይ ትሕረቂ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዳኑ ምቅረት
@filimonmahari5736
@filimonmahari5736 4 жыл бұрын
ተጻዊቶምላ ነዛ ንፍዕቲ ኮኮብ ሳዕሲዕት ተዋሳኢት ዳኑ ሽኾር።
@lijmicheal2560
@lijmicheal2560 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር ረኺቦምኪ ደስ ዝብል ፡
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 4 жыл бұрын
This one is funniest 😂😂😂😂😂
@mesganaberhane9851
@mesganaberhane9851 4 жыл бұрын
danuii johny kab eritra hedrukum keytwexu nehena kenmles nebel alona.ab Ethiopia koynka geziken aytetifa.emo Atum awedat ka neten mesakum zelowa awaled akbirkum hazuwen. neten ab wexaei zelena ketrekbu mesakum zelowa xebukat aytetfuwen bejakum hiwet ab eritra eya zela. we love you
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 4 жыл бұрын
Bezi kkedhani u 😂😂😂😂danu shkor Ruhus hadsh amet deki ereyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobasefaw9277
@eyobasefaw9277 3 жыл бұрын
ትሕቲ ሕንብርቲ ተዋሳእቲ ክሪኢዋ ኖርማል ጥራይ ካሜራ ኣይርኣያ kkkkkkkk
@wedibereka1798
@wedibereka1798 4 жыл бұрын
Daney meqeret nihna keman bitaemi ena nifqreki afqirqir keman❤❤❤❤🇪🇷💯
@hermonogbamichael7726
@hermonogbamichael7726 4 жыл бұрын
well...I am sure the lady had a good reason to be irritated but a very very funny one. I laughed out a lot....
@briggebre6697
@briggebre6697 4 жыл бұрын
እዋይይይ 🙂ኣነ ተቀይመልኩም ንዲኑ ኣኮርኩምለይ🙂 ርሑስ ሓዱሽ ዐመት ደቂ ኤረይ 🤗
@kidanesemerabe2273
@kidanesemerabe2273 4 жыл бұрын
ሽኮር ሐብትና ንዓኺ ዊን ሩሑስ ሐድሽ ዓመት ይግበረልኪ አብርሃም ድአ ሐያል ሰብአይ ኢዩ ተጠንቃቐሉ
@misganatekle4930
@misganatekle4930 4 жыл бұрын
Aseyyyy mekeret kulu zestebkela
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 4 жыл бұрын
ን ሰብ ብሞይኡ ብስርሑ መዘንግዕ ኣይግበርን እዩ ሓደራ ኣብ መገዲ ገለ ክትላከፋ ትክእል ኢካ ግን ብከምዚ መዘንግዕ ተኣረሙላ ሓደራ ኣይተሳዕርሩዋ
@janmatkoub3061
@janmatkoub3061 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቆልዑት ኢኩም ስለዚ ኢኩም ከማን ናይ ቆልዑት ሰሪሕኩም፡respect ዝብሃል ኣሎ።መጠኑ ዝሓለዎ ክከውን ኣለዎ።ጭሪምሪም ገርኩሞ፡ምጽራፍ ኣይፈቱን ደኑቁር ግን ኢለኩም ኣለኩ።
@edenseyoum2096
@edenseyoum2096 4 жыл бұрын
She so cute my Favourite Actor
@eritreabest4834
@eritreabest4834 4 жыл бұрын
Danu shkore ,very funny this game so take easy i love you like artist so excellent happy new year all my people eritreans specially artists deki eray
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 жыл бұрын
Uffffff😱 kkkkkkkkk 😂🤣😂🤣bsehaq moyte diye gele 😂🤣mara kef zlewa prank
@habutes7358
@habutes7358 4 жыл бұрын
Danu bzey meten hayal seb eki ab srahki abi meswaeti kem tkefli eyu zerieyeka qexiliyo eki , Happy New year
@asmelody8073
@asmelody8073 4 жыл бұрын
Cheers cheers fikrey, That was so funny 🤣🤣
@mikado5545
@mikado5545 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ሐያል ንፍዕቲ ተዋሳኢት ሙኻንኪ ንዝተወሀበኪ ካሪክተር ብዘይ ምቅላል ከምትወፅዬ ክእለትኪ ትዕግስትኺ መንፍዐትኪ ኢኺ ተፈቲንኪ ሐሊፍኪ:: አጆኺ ኮኽራዐኪ አለዋ ክብረት ወሲኽኪ እንበር አየጉደልክን:: እንተ አዳለውቲ ግን መስሐቅ ሐሳባት ተወዲኡዋም አብ ዘየድሊ ፈተነታት ብቅዐቶም እዮም ዝምዘኑ ዘለው:: ን 2021 አቀዲምኩም ሕሰቡሉ ሐደራ:: ዉፅኢት ንኹላትና ከስሕቀና እዩ ዝግባእ ::
@da8387
@da8387 4 жыл бұрын
Danu take it easy it's just for fun and a happy new year 2020 for you guys.
@mikeweldu8116
@mikeweldu8116 4 жыл бұрын
እውይ ዳኑ ሽኮር ናይ ብሓቂ ተጊጋ፡ ኣደንጊጻትኒ፡ኣብዚሖሞ ካኣ ንሶም ባእ !
@Adina809
@Adina809 4 жыл бұрын
Danu you’re sooooooo beautiful as always may God bless you we all love 💕 you sister ❤️❤️❤️
@adhanomkiflom5449
@adhanomkiflom5449 4 жыл бұрын
HAPPY NEW YEAR deqi Erey. eta nay nehmiya kef zelewa nera nay Danu and Febu tmesasali koynu qurub fliy zbele ente zkewin neru tsibuq mkone ybil. anyway good job.
@eritreaneritrean1570
@eritreaneritrean1570 4 жыл бұрын
እነዓል ኣቡክ ከመይ ዓይነት ሰባት ኢኩም ግን፡ ስለምንታይ ክዳን ዘይትቅይሩላ ሓብቲ የብልኩምን ድዩ፡ ክሳብ ክስትመኣ ዝረአ ትስእልዋ፡ ኣታ በጃኩም ሕፈሩ፡
@user-wr5jo3gl1q
@user-wr5jo3gl1q 4 жыл бұрын
ይገርመካ እዩ ስድታት እዮም።
@mengedihaki1647
@mengedihaki1647 4 жыл бұрын
ህጻን ቆልዓ ዲያ ባዕላ ዘይትቅይር
@user-xb4py3dz5j
@user-xb4py3dz5j 4 жыл бұрын
ከምዚ ተይለስ በዚ ክቐድሓኒዩ,,,፡ክክክክክክ ዳኑ ,,፡ሽኮርርርርር
@semeretekie1223
@semeretekie1223 4 жыл бұрын
ዳኑ ኣጆኺ አዚ አኮ ምልክት ፅቡቅ ስራሕኪ አዩ happi new yare 🇪🇷🤟😍🙏👍
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ኣብርሃም ንባዕሉ ቡሉጽ ተዋሳኣይ እዩ።
@user-kt8wb1fr1g
@user-kt8wb1fr1g 4 жыл бұрын
ኣዝዩ ሕማቅ ስራሕ ጽልእ ኣቢለኩም በቃ #DILIKE.........
@haileabhabtemariam4393
@haileabhabtemariam4393 4 жыл бұрын
ዳኑ ሽኮር የጋጥም እዩ ኣጆኪ. ኣይትዳሃሊ ናይ ይሕዋት ኣቅሪቦም እዮም
MEZENGIE CAMERA /Feven Sahle/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020
21:19
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 479 М.
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 45 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 34 МЛН
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 15 МЛН
New Eritrean comedy 2020 arat (ዓራት) ብሩፍታ ገብሩ
19:31
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 152 М.
Eritrea Hidden Camera (Annoying guest).
14:25
SuperSawg
Рет қаралды 269 М.
MEZENGIE CAMERA /Saba Andemariam/ New Eritrean Hidden Camera Prank 2020
9:08
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 299 М.
So Cute 🥰
00:17
dednahype
Рет қаралды 45 МЛН