Arkan- New Eritrean Full Movie 2024 - Hne Lbi ሕነ ልቢ

  Рет қаралды 155,607

Arkan Entertainment

Arkan Entertainment

2 ай бұрын

#ArkanEntertainment #Hne Lbi
#Eritreanfullfilm #2024
Arkan- New Eritrean Full Movie 2024 Hne Lbi on Arkan- Entertainment
ሓደሽ ፊልም ሕነ ልቢ ኣብ ኣርካን ኢንተርተይመንት ቀሪብናልኩም ኣለና
Produced by Arkan Entertainment
Copyright©2024 Arkan Entertainment
ኣርካን ኢንተርተይመንት ሓደሽቲ ፊልምታት ፡ተኸታተልቲ ድራማታት ፡መዘናግዒ መደባትን ደርፍታትን ንምዕዛብ ቻነልና ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ።
Support us by Subscribing our channel.
#Arkanentertainment #Arkanshow #mslishow #Eritreanfilm #Eritreanmusic #Eritreancomedy #ሕነልቢ #Hnelbi #Eritreandocumentary #Tigrignadocumentary #Tigrignamusic #Tigrignacomedy #Tigrignafilm #2024 #xelim mebxea #waka tm

Пікірлер: 144
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 5 күн бұрын
ናይበሐቂ ፅብቅቲ ስራሕ አብዘይቀተሎ ቅትለት ግን ክንድዚ ክእሰር የብሉን እብል :: ብዝተረፍ ዝነአድ ድርሰት ካብእፍቂሩኒ ጠሊሙኒ ከምራህዋ ስለላ ስራሕ ይሐይሽ❤❤
@nimroudteklemariam5539
@nimroudteklemariam5539 2 ай бұрын
So smart movie, Nice act, With oll person, G,B,U 😍🥰😍🥰😍🥰😍🥰😍
@Dahlak_Eri_Media1991
@Dahlak_Eri_Media1991 2 ай бұрын
ባህልናን ክብርታትናን ኣይንረስዕ ሰላምታይ ኣይረሳዕኩን ደቂ ኤረይ ንመጀመርታ ግዜ ኣፈጻጽማኣ ዝመሰጠትኒ ፊልም ዳርጋ እንተበልኩ ኣየጋነንኩን። ም/ቱ መብዛሕትኡ ፊልምታት ናይ ዓድና ጽቡቕ ጸኒሑ ኣብ መወዳእታ ባጀት ድዩ ጸገሞም ዋላ ካልእ ንሕና ዘይንፈልጦ ሽግር ኣሎ'ዩ ኣብ ዘይከውን ግዜን ቦታን'ዮም ክንትፍ ዘብልዎ። ነቐፌታ መዐንበቢና ስለ ዝኾነ ክንጸልኦ የብልናን ወደሓንኩም ❤❤❤
@ShewayeShewaye-vz2pg
@ShewayeShewaye-vz2pg 2 ай бұрын
Wow yebla konjo darma aski kamzi kamye das eilkuma zarakum like gabrlaye 👏
@fevengebretatyos8580
@fevengebretatyos8580 2 ай бұрын
ኣቱም ብሩካት ደቂ ዓደ ኣነስ ኣብዚኣ ሪኢቶ ኣላትኒ እዘን ጽቡቃት ተዋሳእቲ ዓድናስ እንታይ እየን ኮይነን ብሜክኣብ ኮ እቲ መልክዐን ኣጥፊኤንኦ ብጣዕሚ ኣብዚሐንኦ ኣለዋ በጃኹም ዳሪክተራት፡ ቁሉሕ በሉ፡ ግን ኣብዛ ፊልም ጥራሕ ኣይኮነን ኣብ ኩሉ ❤❤❤
@luwiluwi7247
@luwiluwi7247 2 ай бұрын
Ab beyney yemsleni nieru zexlo ezi Nay makeup Mara yebzheo alewa
@user-tr8kk6io9v
@user-tr8kk6io9v 2 ай бұрын
haqi bhaqi ab kulu film eyu
@user-kl1rc5ep8v
@user-kl1rc5ep8v Ай бұрын
ምስ ኣምላክ ምቁዋም እዩ እዚ😢
@rutatesfay2337
@rutatesfay2337 2 ай бұрын
Waw betami xibkti film ❤
@user-yj4ey1rl6r
@user-yj4ey1rl6r 2 ай бұрын
Wow perfect ❤❤❤❤❤
@NaodAbg
@NaodAbg 2 ай бұрын
Happy ending. I luv it FR❤❤❤❤
@user-iy7pz5jw7p
@user-iy7pz5jw7p 2 ай бұрын
Welcome xbuk srah❤
@samridrar
@samridrar 2 ай бұрын
Waw👌
@BiniamFisshaye
@BiniamFisshaye 2 ай бұрын
Waww betami xibkit film❤❤❤❤
@user-pe8eg5wz9h
@user-pe8eg5wz9h 2 ай бұрын
Waw kif zelewa filmi ya ❤❤❤
@user-vq1bm1hr5v
@user-vq1bm1hr5v 2 ай бұрын
Awadadia mesitatni ❤❤
@AramTesheme
@AramTesheme Ай бұрын
Wow nice movie b kulu ngera agibela 😍😍😍😍😍
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 2 ай бұрын
well come❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙
@HenokArayaSebhatu
@HenokArayaSebhatu 2 ай бұрын
Good job ❤❤❤
@absieawasie5216
@absieawasie5216 2 ай бұрын
Nice
@user-ik6ev4bq3e
@user-ik6ev4bq3e 2 ай бұрын
wowowo 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@wedigash8342
@wedigash8342 2 ай бұрын
Wwwwwww❤❤❤❤❤
@HabenMekonen-kz5fe
@HabenMekonen-kz5fe 2 ай бұрын
Waw
@LamLam-bm8jo
@LamLam-bm8jo 2 ай бұрын
Welcome 🙏
@EfremAbrha-ef9ke
@EfremAbrha-ef9ke Ай бұрын
Wooooo
@user-dz3dw5mp1d
@user-dz3dw5mp1d 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rutahaylemariyam7376
@rutahaylemariyam7376 2 ай бұрын
Wawww
@KokobKokob-uw8nx
@KokobKokob-uw8nx 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@samsonelias2971
@samsonelias2971 2 ай бұрын
ኣታ ቁሩብ እባ ሕፈሩ ፖሊስ መርማሪ ይመጸካ እምበር ብተለፎን ጌሩ ንዓ ዝብል መርማሪ የሎን፡፡ ብጌጋ ጀሚራ ኣላ እስከ መወዳአትእ የጸብቃ።
@ManJohson
@ManJohson 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ፊሊሚ እዩ ግን ኣወዳዳኣኣ መሳጢት ኣይኮነትን ሳሪ ናብ ሕጊ ክትቀርብ ነይርዋ ምክንያቱ ዘጥፈአ ብሕጊ ክሕተት ስለ ዘለዎ ኣማንም ካብቲ ወንጀል ነፃ ስለ ዝኮነ ኢስሮም ኣብዘይ ሓጢያቱ ተቀቲሉ
@Dahlak_Eri_Media1991
@Dahlak_Eri_Media1991 2 ай бұрын
ሰላም ግን እኮ ኣማን ነጻ ኣይኮነን! ንሱ መቕጻዕቱ'ዩ ረኺቡ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዘውረዶ ናይ ሞራልን ሕልናን ማህሰይቲ ገበን ኣይኮነን ድዩ? ብሰሪ ናይ ኣማን ጥልመት ክሕደትን ኣብ ኤስሮም ዝድገም ዘሎ ኮይኑ ስለ ተሰምዓ በቲ ሓደ ኣብ ልዕሊኣ ብዘርኣዮ ጥልመትን ንዕቀትን በቲ ካልእ ንዕኡ ዘሕረቐት መሲሉዋ ኣይኮነትን ድያ ህይወት ሰብ ከተሕልፍ ተገዲዳ! የግዳስ ንሳ'ውን ዋላ'ኳ ኣብ ሕጊ ኣይትቕረብ ናይ ሕልና እስርቲ ብምዃና ግን መቕጻዕታ ወሲዳ'ያ
@user-tr8kk6io9v
@user-tr8kk6io9v 2 ай бұрын
ኣታ ኣበይ ዳፖሊስ እዩ ከምዚ ጌሮም ዘራክቡኻ እዚ ኩሉ ክንእሰር ከምዚ ኣይረኣናን ከምዞም ኢትዮጵያዉያን ኮንኩም
@user-hr7fl9pt7g
@user-hr7fl9pt7g 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohannestekle4552
@yohannestekle4552 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-jz6og3xz3k
@user-jz6og3xz3k 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@lemlemmebrahtu7828
@lemlemmebrahtu7828 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@hanibalmogos2059
@hanibalmogos2059 2 ай бұрын
❤❤❤
@YafietTesfaton
@YafietTesfaton Ай бұрын
Wwww❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-mc9lx3oj5k
@user-mc9lx3oj5k Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-jf6kq3eg2r
@user-jf6kq3eg2r 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍
@AyubAli-wz9kn
@AyubAli-wz9kn 2 ай бұрын
Aemani zynkne film😢😢😢
@genetgirmay7826
@genetgirmay7826 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AweyBahta
@AweyBahta Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@LamLam-bm8jo
@LamLam-bm8jo 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏
@yonatanbereket1165
@yonatanbereket1165 Ай бұрын
Finishing zero 0 sga adey bhrqan kmewt delye ata derasi bejaka drsetatka amhaysho 🙏
@selam_goitom_16
@selam_goitom_16 2 ай бұрын
Yessssss betami xbkti film qexlewo kulatkum tewasatn deresten
@user-re5di1sw5w
@user-re5di1sw5w 2 ай бұрын
Entay aynet film eya zeyteredaka
@BerhaneAmanuel-rm1up
@BerhaneAmanuel-rm1up 2 күн бұрын
Gega film seb bizey gebenu keeser ab Eritrana yelen.
@user-td5eo9kx7h
@user-td5eo9kx7h 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ ግን ኣብ መወዳአታ ክትትሓዝ ኔርዋ መልእኽታ ገበን ጌርካ ክትሕባእ ማለት ድዩ?
@LamLam-bm8jo
@LamLam-bm8jo 2 ай бұрын
❤️❤️❤️🌹🌹🌹👍👍👍👌👌😍😍💪💪🙏
@rimrim4026
@rimrim4026 2 ай бұрын
ሙዚቃ ይብርት ኮይኑ ብፍላይ ካአ አብዝዛረቡሉ ጊዘ እቲ ፍረ ነገር ንክትሰምዕ ትርበሽ
@user-rd8fx8hr2t
@user-rd8fx8hr2t 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@YordaHaile-st5js
@YordaHaile-st5js 2 ай бұрын
Betaemi xbeqti gen hine mefday xebuq eyu ekum teblu zlekum bhegi dea ember sara kettheza nerwa bhegi yqexieu
@tsinatdebesay678
@tsinatdebesay678 2 ай бұрын
awedadea betami yeherekumuni kemezi ketewedea ayeneberan abehegi gebua meqexati keterekeb nerewa bezeterefewen gebenena anafeletet seq ela ab hegi keyebexehet anete halifa amo qetalit aneterekiba nebala gebenina ya tekewen zela
@NaodAbg
@NaodAbg 2 ай бұрын
Sk bel trah Anes kemzi awedadia kief eyu zhbeni😂😢
@Ndjc8Ufhfjfn
@Ndjc8Ufhfjfn 2 ай бұрын
Sukabal haswi resah sedatja😂
@mhretmhret270
@mhretmhret270 2 ай бұрын
ኣነ ከማን ተሓጊሰ ለኹ ንሱ ዩ ከምዚ ክትከውን ዝገበራ
@user-du2bf2bl6s
@user-du2bf2bl6s 2 ай бұрын
ራሄለይ ኣብ መወዳእታ እንቋዕ ኣይሓዝዋ መትዓብይተይ መማህርተይ ኮመንተይ ካብ ጅሬፍ
@henoklibsu4841
@henoklibsu4841 2 ай бұрын
ኣይትሓዙለይ ዋላ comment ጠፊኡኒ ግን ዛንታ ብጣዕሚ ፎኪስ 😢😢 😢😢 ግን ተጸሚመ ወዲአያየ... ደቂ ኤረይ movie ዋላ ፈጠራዊ ይኹን ከአምነካ ክኸል ኣለዎ :: ብዝኾነ 👍👍👍🥰🥰
@mendelawit
@mendelawit 2 ай бұрын
Is this the finishing 🙄
@HabebabrhaleHaben
@HabebabrhaleHaben 2 ай бұрын
rahwa king
@siemnatey7086
@siemnatey7086 2 ай бұрын
Hamadiea ente semiren eko akilna u atum awdat 😂😂😂
@dallastesfalem562
@dallastesfalem562 2 ай бұрын
Atom sebat ngal ay tbedlu deqi anstyo eritreawian ms hmamen ayhadran eyen gdefu ndqi anstyo ay tbedlu ente tebdilen hinean key fedeya suq ayblan eyen ms hmamen ayhadran eyen
@GualEri13
@GualEri13 Ай бұрын
Entay film daluzi . I thought I was watching foreign film.
@user-vw1my6vz1t
@user-vw1my6vz1t 2 ай бұрын
Xebuk xebketi filmi eya gen nemntay eku xebuk gerkum zetfxemwo hhhhhhh
@areyagabir6382
@areyagabir6382 24 күн бұрын
Awedadia ay serahkumn mknyatu seb qetilika kemzi alo tegagikhum
@FilmonFili
@FilmonFili 29 күн бұрын
Ane yigedd film ile nezi zri
@user-gk1yq7yv1o
@user-gk1yq7yv1o 20 сағат бұрын
😂😂😂😂
@lillyghidey8566
@lillyghidey8566 Ай бұрын
I am not happy with the ending :-( Even if Aman was not honest with the women but Sara killed an innocent person :-( Why does she get away with it :-) Great actors but I don't understand why only one of them had to pay!
@semkahsai8365
@semkahsai8365 2 ай бұрын
Nancence
@akberetaraya7481
@akberetaraya7481 2 ай бұрын
Awedat kbahalu kmza lmn abilom ab igrka kemzeywedeku dahar cherki yghebruka kemey gherom iyom kulum hade.
@user-qg4om2vv4c
@user-qg4om2vv4c 2 ай бұрын
ጽቡቅ ቲ ፍሊም እያ ጽቡቅ ካራክተር ዘለዎን ኢየን ሳሊም ኮይና ትዋሳእ ዘላ ቀሩብ ኣብ ቲ ናይ ራህዋ ዝተራኸባሉ ቁሩብ ውጽእ ኢላ ምኽንያቱ ኣጠማምታኣ ሙሉ ክኸውን ነይርዎ ካላኣይ መወዳእታኣ ቁሩብ ከመይ ከምትኸውን ክንሪኣ ነይርና ንሳ ውን ታ ትምርዓዎ ውን ክትብቀላ ድያ ካላኣይ ኒኤስሮም የሕዋት ከ የብሉን ኣብ ዚ ታራ ሳልሳይ እቲ ገበን ዋላ ሳሪ ትውዓሎ ኣማን ውን ብምትላል ገበነኛ እዩ ከመይ ግን ክልተ ደም ዝፍሰሰ ን ዘታለን ኣብ መንገዲ ንጹህ ሰብ ገይርካ ምብቃል ወይ ሕነ ምፍዳይ ብንጹህ ሰብ ከመይ እዩ ዳሓር ሰሪሕ ካ ብላዕ ማለታ ኸ ኣብ ውሽጣ ዝሓበአቶ ኣለዋ እዩ ብዝኾነ መጨረሻ ከመይ ኢና
@user-jq2tz7ej8e
@user-jq2tz7ej8e 2 ай бұрын
Meusri zeybla filim gerkma wayy😅😅
@user-tr8kk6io9v
@user-tr8kk6io9v 2 ай бұрын
ነዓክን ኣትን ርጉማት ዘርኢ ከምዚኣ ምግባርክን እያ ለካብጥ
@batseba8511
@batseba8511 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ሕሙም እዚ እኮ ፊልም ኢዩ
@user-tk5qs3eh5y
@user-tk5qs3eh5y Ай бұрын
Ewa kulatkum geben feximkum y'a tihbir
@First-love-1991
@First-love-1991 2 ай бұрын
ፖው 56:26 ❤ እዚ እዩ ናይ ኤርትራዊ 🇪🇷ርእሲ ኣይኮነ ሰብ ቀቲልካ መርፍእ ኣልዒልካ ኣይሓልፍን ኢኻ ። ካብ መጀርትኣ መወዳእትኣ ዝፈተኽዋ Eritrean movie 🍿🎥
@user-mb4mo8oi6n
@user-mb4mo8oi6n 2 ай бұрын
ኣብ መወዳእታ ተባላሽያ ክትብል ዲካ
@First-love-1991
@First-love-1991 2 ай бұрын
@@user-mb4mo8oi6n No ከም ዝርድኣኒ ጽቡቕ ትዓጽያ ንሱዉን ሰብ እዩ ቀቲሉ ዕሸል ኣብ ጥንሲ ዝነበረ ንሳ ብሕልንኣ ንሱ ብግብሩ ንሕልፈት ።
@user-zx7ef3jz8i
@user-zx7ef3jz8i 2 ай бұрын
Terew filmi tbhal eziea zeythatgwo filmi msrah tehakikum dikum fserhu filmi anes filmi mreay ygedfo emo bgele endereye harike eye zgedfo 😂😂😂😂
@user-xh8bt6qy5q
@user-xh8bt6qy5q 2 ай бұрын
ወይ ጉድ አብ ተጋጊና ጥንሲ አብ ካትሪን ጥንሲ አብ ሕነ ልቢ ጥንሲ አነ ሕጂ ከይ ቀደሙኩሙኒ ብዘዓባ ሕርሲ ክደርስ ሓሲበ አለኩ አብ ቀረባ ግዜ ብሩካት ፍትዋት ተካታተልትና
@michaeltesfu3154
@michaeltesfu3154 2 ай бұрын
😆
@BZV1622
@BZV1622 2 ай бұрын
knxbeyeka ina 😂😂😂😂😂😂😂😂
@YordiKib-ub7zz
@YordiKib-ub7zz 2 ай бұрын
Eta gual bzeymthaza zetehasasb eko entekone aman gn nay edu eyu rekibu
@FiliRasta-pw9bc
@FiliRasta-pw9bc 15 күн бұрын
Kemey ekum hasbkuma ardoni eba
@user-hf2lf9cv6m
@user-hf2lf9cv6m 2 ай бұрын
Ab Ertra Asmera esur zrayelu esurbet alo diu 😳🤔
@TimoTami
@TimoTami 2 ай бұрын
ኣታ ፋራ ኣስመራ ኣይትፈልጣን ኢኻ ብዛዕባ ዒባን ግድጉዶን ጥራይ ተዛረብ ኣድጊ
@YerdanosGeremeskel
@YerdanosGeremeskel 2 ай бұрын
@@TimoTami 😂😂
@filiarsenal9709
@filiarsenal9709 2 ай бұрын
ኣበይ ዲኻ ዓቢኻ ወይስ ዊዒጊን 😂
@user-qd9ff9gx8l
@user-qd9ff9gx8l 2 ай бұрын
n Eritra key feletkum bzaeba Ertra tzarebu kab lbi zhaznelkum
@user-jn1sf8cs6y
@user-jn1sf8cs6y 2 ай бұрын
ሰንበል ኣሎ ዝራየሉ ቤት ማእሰርቲ
@wediKdusGebrial
@wediKdusGebrial 2 ай бұрын
ዋእ ኣወዳድኣ 0
@user-tr8kk6io9v
@user-tr8kk6io9v 2 ай бұрын
መጸጸጽ
@Mteshe
@Mteshe 2 ай бұрын
The best of movies multiplied by zero. Finishing was pointless 😴
@Eri91M90
@Eri91M90 Ай бұрын
ኣብ መወዳእታ ግን ጌጋ ጌርኩም ገበነኛ ይዕበ ይንኣስ መቅጻዕቱ ክወስድ ነይርዎ ቀታሊት ኤስሮም ሳራ ኢያ ኖ ስለዚ ዝኮነ ይኩን ቅትለት ካኣ ብዓንቀጽ ሕጊ ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን ሰባት ክሳብ ዝኮንና ኣብ ሰብኣዉነት ክንግደስ ኣገዳዲ ሕጊ ተፈጥሮ ኣለና እዚ እንታይ ኢዩ ዘርእየካ ሕጊ ዘይምክታል ኣብ ህዝብና ዓቢ ሃጋፍ ምክፋት ማለት ኢዩ ምክንያቱ ቀታሊ ብዝገበሮ ገበን ናጻ ዝከደሉ መንገዲ ማለት ኢዩ 1:01:20
@Humblewarrior-i3k
@Humblewarrior-i3k 2 ай бұрын
Xbuk srah endiyu mosa ygibuom ni tewasawiti gn polic eritrea entay eserhu alewu ezi kulu btera afqarit kfilet endatekhaele kelo...
@user-tr8kk6io9v
@user-tr8kk6io9v 2 ай бұрын
እዚ ስራሕ ኣምሓሩ ተጋሩ እዩ ከምዚ ፊልም ኣይትስርሑልና
@tsegazetewahdotigray7061
@tsegazetewahdotigray7061 2 ай бұрын
ቦግ በል ሃሳስ 😂😂😂😂
@edon7537
@edon7537 2 ай бұрын
ተጋሩ ተዘይ አልዒልኩሙና ይሕመኩ ኢዩ መሱለኒ😂😂😂
@ሸዊት
@ሸዊት 2 ай бұрын
ኣብ ሕልሙኩም እውን ተጋሩ ከይትብሉ ደቂ መዲሂን በራድ 😂😂😂😂
@user-tr8kk6io9v
@user-tr8kk6io9v 2 ай бұрын
@@ሸዊት gdefena eske toguar qomal
@Sara-fc1bz
@Sara-fc1bz 2 ай бұрын
ኣየ ደቅ ጥልያን መችም ድተጋሩ ደይላዓሎኹም ኣይኮኑሎክምይ ማራ እኹም ትፈትና ምሽ😂😂😂😂😂
@user-mz2oi9cp3e
@user-mz2oi9cp3e Ай бұрын
ስራሕ ፖሊስ የለን ራህዋ ህዝብና ትሓባባሪ ኣብ ገበን ዝገብሩ ሰባት ዓቢ ኣበርክቶ ኣለዎ ን ኣማን ነጻ ኣውጺኪ ነታ ጓል ከተእስርያ ኔርኪ ጥንሲ ሰዲዳ መርዓ ቆጺርኪ ክልቴና ተበዲልና ኢልኪሲ ብዘይ ውዓሎ ከተእስርኦ ስራሕ ፖሊስ ከ ይገድፈክን ዶ እሞ ክአ ፖሊስ ኤርትራ እዞም ረቀቅቲ ስርሖም ጹፉፍ ንክልቴክን ስጅን ከእትወክንዬ ወያላት
@SalemYassin-pz5nd
@SalemYassin-pz5nd 2 ай бұрын
derasi ገበነኛ ከኢስር ነሪወ ከመይ ገሪካ ከይ ተርክበ ተውዳኣ
@teodor4034
@teodor4034 21 күн бұрын
እታ ዝሓየለት ራህዋ ምግባርኩም ከየስሓኩምኒ ኣይተረፍኩምን። እታ ዝሓየለት ሳሪ እያ ምኽንያቱ እቲ ዝተጠቀመትሉ መንገዲ ኣእማንን መሳጥን ነይሩ። ኣብ መወዳእታ ኣብ ትሕቲ ራህዋ ምንብርካኻ ነዛ ፍሊም ቀቲልኩማ ኢኹም። ንሳሪ ጽቡቅ ኣኒጽኩማ ክንስኹም ኣብ መወዳእታ ኣፍሪስኩማ። ራህዋ ሓቂ ክትፈልጥ ተጠቀመትሉ ኣገባብ መስሓቅ ጥራይ እዩ። ብዝኾነ ግዜይ ብምብኻምኩም ተዓዊትኩም ኢኹም።
@kuwamedia9285
@kuwamedia9285 2 ай бұрын
Ab mewedata si kem gele zeytrdaka ab adna ke gebenena da raka sk do tbl eka
@user-mz2oi9cp3e
@user-mz2oi9cp3e Ай бұрын
ኣዋልድ ኣስመራሲ ዋላ ኣይትደውረንሲ በቲ ጎደና ሓረት ርእይ ኣቢልካየን ሕጉስ ትብለለን ሽኮራት ጽፈትክን ጽሬትክን ግርማ ኣስመራ ልዕሊ ካቴድራለ ኣዋልድና ኢክን ይመስለኒ ኣነ
@FthawiYemane-zm3mk
@FthawiYemane-zm3mk 2 ай бұрын
Yake wedi ay meretskumn teno forma 0 sorry gna
@jonndawnita1179
@jonndawnita1179 2 ай бұрын
ኣወዳድእ ኣይክንድትን እንተወሓደ ገበነኛ ከምትታሓዝ ትእንፍት ክትከውን ኔርዋ
@milena-im7em
@milena-im7em 2 ай бұрын
Tay emo knbl sqq beka 😂kemey kemey koynu ezi film
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 2 ай бұрын
Wrong ending
@molmalgigi9757
@molmalgigi9757 2 ай бұрын
ሪእይቶ፡ ሪእይቶ ፡ሪእይቶ መጀመሪያ ነዛ ፍልም ራኪ ስለዘላ እየ ሪኤያ እምበር ናይ ኤርትራ ድሕሪ በዓል መረብ ግዜ ፍልም ሞይቱ እዩ ፡ከምርኢይቶ ግን ሓደ እንታይ እዩ ትርግሙ ከምዚ ክብል ከለኩ ሓሳብኩም ገባር እከይ ናይኢዱ ማሌት እዩ፡ግን ሓደ ኢታ ጓል ንኣማን ክትምርዖ ዝተሓስበት ብዛዕባ እዚ ፈሊጣ እንታይ እያ ጌራ ኣብ ኤርትራ ህይወት ሰብ ሑሰር ምኻኑ እዩ ፡እዚ ከኣ 1994 መርዓዊ ተቀቲሉ ቀታሊኡ ዘይፍለጥ ሃጥሙ እዩ፡ ምንም ሓድሽ ኣይኮነን ፡ካልእ እታ ጓል ዝገበረቶ ናይፖሊስ ስራሕ እምበር ናታ ጉዳይ ኣይኮነን እቲ ትምርምረሉ ዝነበረት ጉዳይ እንታይ ገደሰኪ መንኢኪ ንስኪ ዊን የብላ እዩ ሓቀኛ ቀታሊ እንተኮይኑ፡ሰብዝኣኪል ኣጥፍኢካ ኪሳብ ኪንድዚ information ንዘይምልከቶ ኣይትህብን ኢካ ። ዉዱቅ ድርሰት ።
@JosiKoop
@JosiKoop 2 ай бұрын
raki shkorrr
@TimoTami
@TimoTami 2 ай бұрын
ዋእ ኣታ እንታይ እያ እዛ ራሄል ዝብልዋ ኣብ ኩሉ ድያ ዘላ ኣሰልቻትና እኮ
@Kemzkonelakau
@Kemzkonelakau 2 ай бұрын
germeka eu blxti zeykonetsi xbqti sle zkonet eyom kulom zmerxwa ezi kea entay eu zereyeka tbeb zeykones sheqet eu, tehasebkayoke eten kufuat tewaseti eko atfiemo ms bqaten kelewa btami zehzn eu aletnet yekaydu alewu ezo deresti and direkterat😅😅
@filiarsenal9709
@filiarsenal9709 2 ай бұрын
ስርሓ እንድዩ ታይ ሞሲባ ዩ ወደይ 😂 ኣድሊካ ንሳ ዘላቶ ፊሊም ኣይትርኣዮ እንበር ምስራሕ ክትከልእዋ
@TimoTami
@TimoTami 2 ай бұрын
@@filiarsenal9709eten kalot tewasaeti ke srhen aykonen dyu ezian eta shewitn eko ab kolu eyen zelewa
@filiarsenal9709
@filiarsenal9709 2 ай бұрын
@@TimoTami ኣታ ሓቢቢ ኣነ ዋና ትካል እንተኾይነ ደስ ዝበለኒ ሰብ የስርሕ ። ደረስት ዳይረክተራትን ከኣ ደስ ዝበሎም ዘዋጽኦም ሰብ እዮም ዝመርጹ ኣብዘይ ኮውን ኣይንሕመም በጃኹም ።
@user-yi7sd4lk8q
@user-yi7sd4lk8q 2 ай бұрын
B rahel aytmxuna guys
@heludoxy
@heludoxy 2 ай бұрын
l love the muvie and rahwa is bad ass l love her but sarah would have also got a punishment for killing a innocent human being ......lbut love the idea
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 2 ай бұрын
The ending was very confusing Did not like it.
@user-cm5qg9ko9c
@user-cm5qg9ko9c 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qh5fd5mb2t
@user-qh5fd5mb2t 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-qu1cs2rn4u
@user-qu1cs2rn4u 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-md6ce2jj5t
@user-md6ce2jj5t 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@BelayBelcho
@BelayBelcho Ай бұрын
❤❤❤
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HenokFetwi
@HenokFetwi 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-gl3xl7np6u
@user-gl3xl7np6u 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Arkan- New Eritrean Comedy 2024 - wereja Maedo Coming Soon
2:13
Arkan Entertainment
Рет қаралды 12 М.
Alex hid in the closet #shorts
00:14
Mihdens
Рет қаралды 17 МЛН
لقد سرقت حلوى القطن بشكل خفي لأصنع مصاصة🤫😎
00:33
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 22 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
🔴ሞኒካ ዝፈፀመቶም ዘይተሰምዑ ምሽጥራት
8:01
ገበነኛ GEBENENA FULL MOVIE - CRIMINAL NEW ERITREAN -  2024
1:10:23
MUHRAEL TV ሙራኤል ቲቪ
Рет қаралды 87 М.
吃醋的黑天使。#天使 #小丑 #超人不会飞
0:19
超人不会飞
Рет қаралды 12 МЛН
Rexi Is Not Letting Nomi Relax😂🛁💦 #funny #animation #shorts
0:13