ኣሰምባዲ ለውጢ ኣብ ሶርያ ዘይጭቡጥ መጻኢ ሶርያ

  Рет қаралды 24,201

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 63
@yonasghebre2411
@yonasghebre2411 14 күн бұрын
ብቐደሙ ኣስላማይ ኣሚንካ በትርኻ ኣይትግደፍ ኢዩ። so not surprise just a matter of time
@freweininegash298
@freweininegash298 14 күн бұрын
አነ ዝገርመኒ ኩሎም ሓለፍቲ ብዛዓባ ህዝቦም ዘይሕስቡ ምኻኖም አዩ
@ttsegay657
@ttsegay657 14 күн бұрын
እዞም ኣስላማውያን መራሕቲ ሕጊ ሸሪዓ ንሃይማኖቶም እምበር ንዝኮነ ማሕበረሰብ ከምዘይውክ ክፈልጡ ይግባእ፡ ካብዚኦም ታይ ንፅበ፡
@African90
@African90 13 күн бұрын
Abu Mohammed 💚💚💚🕋👌
@ገሬ-ቐ2ቀ
@ገሬ-ቐ2ቀ 14 күн бұрын
እዚ ነጅስ ማሓመድ ጽቡቅ ጌሩ ኢዩ ሓንጎሎም ተጋሲስዎም
@yonasghebre2411
@yonasghebre2411 14 күн бұрын
Absolute True
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 13 күн бұрын
ኣታ ወዲ ድቃላ ካፍር ሃይማኖት ዘይብሉ
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 15 күн бұрын
ጀርመናውያን ውን ነታ ምስሊ ናይ ሰላምታ ጽቡቕ ጌሮም ዮም ትዕዝብቲ ወሲደሙላ። ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ሶርያ ውን ነቶም ምስልምና አንበር ነቶም ካልኦት አምነታት ምምላስ ኣይ ደፈሩን ዘለዉ።ኣስላማይ ስልጣን ሒዙ ኸ አንታይ ክንጽበ ንኽአል፡ኣብ ኤርትራ ውብ ከምዚታት ከየጋጥም ጥንቃቀ የድሊ ዩ።
@samiraosman2142
@samiraosman2142 14 күн бұрын
ኣሰላማይ ድዩ ሰድት ኣሰፊሩካ 😅
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 14 күн бұрын
@samiraosman2142 ኣስላማይ ስልጣን አንተ ዝሕዝ ስደት ዘይ ኮነ ንሰማይ ምሰደደና፡ዓቕሚ ግን የብሉን።በዓል ኣቦኻ ሙስጠፋ ኣይ ሰማዕካዮምን ዲኻ፡ግን ዓለም ፈሊጥኩም ዩ።ብዛዕባ ህዝብኹም ውን ቅንጣብ ሓልዮት ዘይ ብልኩም ምኻኑ ዩ ዝያዳ ዘሕዝን።
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 13 күн бұрын
ክክክክ ካብ ሓደ ሃይማኖት ዘይብሉ ሰብ ኢንታይ ጹቡው ዘረባ ትጽበ ተሕጹኑ ደቅዛ ሸየጥቲ ሃይማኖቶም ኮሙ ተዘይ ትኮኑ ዶ ህዝቢ ትግርና ገለ ናብ 666 ገለ ናብ ምናፍቃን ይጠፍ ኣሎ ክክ
@RobielKesete
@RobielKesete 15 күн бұрын
ኣልጆላኒ ውለቀመላክነት ደስ ይብሎ ኣሎ መስለኒ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 15 күн бұрын
ወጮ ተገምጠልካዬ ወጮ ኢዩ ናይዞም ኢሰላሚክ ስነሓሳብ ዝኽተሉ።
@jontekle-c8w
@jontekle-c8w 13 күн бұрын
💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙
@safisafi9067
@safisafi9067 14 күн бұрын
እታ ዝሙት ዝገበረት ሰበይቲ ምስ መን ድያ ዘምያ ?
@KahsayKubrom-y2t
@KahsayKubrom-y2t 14 күн бұрын
ፋኒ ወዲ ሓፍቲ❤❤❤❤❤
@kibromberhe9492
@kibromberhe9492 15 күн бұрын
Thx bro
@siedmohamed307
@siedmohamed307 8 күн бұрын
ፈናን ዝባሃል ሚድያ ናይ እሰልምና ሃይማኖት ፅልኢት ከምዘለዉ ሓቢሩልና አሎ
@romodansalih2748
@romodansalih2748 15 күн бұрын
Jigna bahaqi
@AranRezene-h8v
@AranRezene-h8v 15 күн бұрын
He is dangerous dictator .
@MehariGide-eb3pb
@MehariGide-eb3pb 15 күн бұрын
Dimxi👌
@erhjkb
@erhjkb 14 күн бұрын
Hegawi ketali😢
@FiliShem
@FiliShem 15 күн бұрын
Ezi dea emo kaleay dictator eyu mexiwom zelo
@semeretsegay2249
@semeretsegay2249 15 күн бұрын
Wellcome fani
@yemanezewde4344
@yemanezewde4344 15 күн бұрын
Fithi nhzbi Eritrea
@Redseatv-g4g
@Redseatv-g4g 15 күн бұрын
Kla wejabat. Abey kkyeru eziom yeak.
@eriflix3999
@eriflix3999 14 күн бұрын
ኣምሰሉ ሙኻኑ ተገጢሙ
@samiuelgebresslassie6453
@samiuelgebresslassie6453 15 күн бұрын
Aslamay entenegeses..............😡😡😡
@brktigebray6217
@brktigebray6217 14 күн бұрын
Aymfereden intay dia miharede eu zikxil
@awelkernuru5077
@awelkernuru5077 13 күн бұрын
ኢዞም ሓበሻ ግን ኢንታይ ዓይነት ረስሓት ሰባት ኢኩም ንስኩም ሃይማኖትኩም ዝብለኩም ተዘይ ኣተግበርኩሞ ሲ ግድን ኩሉ ሰብ ከማኩም ክከውን ኣለዎ ማለት ድ ዩ ከመይ ኢልኩም ንስኩም ን ኢምነት ኢስልምና ትጻረፉ ፈጣሪና ዝበለና ንገብርን ፈረቃን ሰላም ዘይበላ ኢልኩም ትጻረፉ ውዱቃት ዝኮንኩም ሰባት ሙስሊም ፈጣሪ ዝኣዘዞ ዩ ዝገብር ሙሽ ከምዚ ናትኩም ንሰብ ከተሐጉሱ ኣብ ሰብ ትሰግዱ ኣብ ዚ ምድሪ ትነብሩ ዘይትመቱ ስለ ዝመስለኩም ዩ ኢቲ ጸገም ናትኩም ብዝኮነ ንስኩም ኣብ ሃይማነትኩም ክብሪ ዘይብልኩም ከመይ ኢልኩም ናይ ካልኢ ሃይማኖት ከተክብሩ
@MosBeyene
@MosBeyene 12 күн бұрын
Ewe emo 70 ansti ke ab semay yxbeyakum alewa malet dyu
@africamymom5163
@africamymom5163 15 күн бұрын
Entay gedeshekom nay adekom zeytegebru shera yemehader sheytan yemehader be emne yemehader gudaykom zeytegebru. Hezbe muslem kemdelay yemehader Christian kemdelay yemehader abmongo metawu kem hamema tsubuq aykonen.
@anantsfu2567
@anantsfu2567 15 күн бұрын
naye syria nea Syriawian naye ertra gebare wernyae
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 14 күн бұрын
ምሽ ደኣ ዮሃና ንህዝቢ ሶርያ ትብል ቀኒኻ😂
@siedmohamed307
@siedmohamed307 12 күн бұрын
ኤርትራውያን ዓድኩም ድካ አታሓሳስባኩም ንዓርስኩም ድካታት ስደተኛታት ኢኩም።
@peacelove1806
@peacelove1806 12 күн бұрын
ሕማቅ ኣስላማይ ሱቅ ኢልካ ስማዕ
@siedmohamed307
@siedmohamed307 12 күн бұрын
አታ ወዲ ዓጣኒ ሬሳ ወዲ ቆናኒት !!
@seidjemal5235
@seidjemal5235 15 күн бұрын
😅😅😅😅😅
@fereghagos1348
@fereghagos1348 15 күн бұрын
Denkro selam sile zey belas kibri nay deki anstyo godlu malet eiu Zey yimhar hizbi
@gezadkatat1465
@gezadkatat1465 15 күн бұрын
ኣታ ከመይ ዓይነት ርእሲ ኢዩ ዘለካ፧ኣታ ኡይይይ "ዶ ክንብል ምሳኩም የሕዋት ሙካና የጉሂ ሓራም! ኣብ ክንደይ እታ ርድኢትካ ካኣ ደንቆሮ ትብል ክክክ
@mussietn1966
@mussietn1966 15 күн бұрын
እንኤኻ ፋራ 😂
@zemkielokubey2492
@zemkielokubey2492 15 күн бұрын
Sek bel derbay bareya ab kendi men ika heji neseka tezareb zeleka.
@robiye3496
@robiye3496 15 күн бұрын
ኣይትሓፍርን ኪኣ ደንቆሮ እልካ ትጸርፊ ንባዕልካ ደንቆሮ ብዘይ ሓሳብ ዝተፈጥረ ጥረ እካ ብዛዕባ እንታይ ድዩ እቲ ኣርእስቲ ኣይርዳኣካን ድዩ ንምንታይ ዲኣ መራሕቲ ሱዕድያ ቱርኪ ቀጠር ኢማራት ሰላም ዝብልወን
@saidali5884
@saidali5884 14 күн бұрын
Guday hagerka gida zeytgebr afnaq
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 14 күн бұрын
እቲ ኣብ ኣፍንጫኻ ወቲፍካዮ ዘሎኻ ሶፍት ኣውጺእካ ዘይተንብብ፡ ዓፍናቕ 😊
@eriflix3999
@eriflix3999 14 күн бұрын
ተጠርጢሩ እኳ ኔሩ ኢዩ😂
@Ericommand525Gadien
@Ericommand525Gadien 15 күн бұрын
እዚ ንዓኻ ጠፊእካ ዲኻ ከም ዛዕባ ጌርካዮ! እዚ ኢድካ ዘይምሃብ ኣብእስላማውያን ሃገራት ንሰበይቲ ኢድካ ኣይውሃብን ኢዩ። ሰበይቲ ሰብኣይ ስለዝኾነት ንክብረታ ተባሂሉ።
@fnanappinfotech
@fnanappinfotech 14 күн бұрын
ናይ ቀጠር ደኣ እንታይ ኮይኑ ሰላም፡ዝብለን ነዘን ደቀንስትዮ ኤውሮጳ ?
@yusufgadi-h7f
@yusufgadi-h7f 14 күн бұрын
እዋይ ድንቁርና ዓድና ከም ጆላኒ ትሕትና ዘለዎ ተባዕ ተቃላሳይ ሓቀኛ እንተንረክብ ኣበይ እሞ ተንኮልን ጽልኢ እስልምና ገለ ደቂ ሃገርና ዝኮኑ ይከውን እዚ ኩሉ ኣደዳ ንረክቦ ዘለና በጃኩም ልብኩም ኣጻዕድው ኣንቱም ጽላኣት እስልምና ዘለኩም ትልክሙና ኣለኩም:: ዓድና ክሳብ 94-95 ጽቡቅ እዩ ኔሩ ጸለመን ሽርሕን ኣንጻር ንጹሃት ዜጋታት መማህራንን መሻይኽን ምዕፋንን ምጭዋይን ምስተጀመረ ህዝቢ እንካዕ ኣሰይ ምስበለ እታ መርገምን በትሪ እሰያስን ኩላትና ትልብልበና ኣላ: ኣንቱም ሰባት ኣስላማይ ብቅዋም ሃገር እንተ መሪሑዋ እዛ ዓዲ ፍትሒ ክነግሳ እዩ::
@godislove7507
@godislove7507 14 күн бұрын
ኣስላማይ ሃገር ክመርሕ ኣይክእልን'ዩ ጉዳይ ሃይማኖቱ ጥራሕ ይግበር... ካብ ኣስላማይ ክመርሓና ብ 10 ዕጽፊ ከምዛ ዘለናያ ኢሰያስ ክቅጽለልና ይበልጽ,,, ኣስላማይስ ኣብታ ዘለዋ ደኣ
@yusufgadi-h7f
@yusufgadi-h7f 14 күн бұрын
@ ተንኮልኩም ናብ ነብሰኩም ተገልቢጡ ስለዘሎ ነቲ ጽሩይ ኤርትራዊ ሃይማኖቱ ብዘየገድስ ለኪምኩምና ርጉማት ዘርኢ እዚ ክብል ከለኩ ብስንኪ ንቁጽ ይደርቅ ርሑስ ከምዝባሃል ነቶም ጥዑያት ኤርትራውያን ካብ ክልተ ሃይማኖት ለኪምኩምና ዘርእኩም ድኣ አይሰስን ኣንቱም ደቃሉ ተረፍ ኣምሓራ::
@godislove7507
@godislove7507 14 күн бұрын
@@yusufgadi-h7f ንዓ ደኣ ካብ ሓቂ ኣይትርሓቅ እዚ ምስልዩነት ግደፎ ትብልዎ ጥራሕ ዘይኮነስ ትሓስብዎ ውን ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጦ ናትኩም ስነሓሳብ ኣዳዕዲዕና ኢና ንፈልጦ
@kiros123
@kiros123 15 күн бұрын
Gega habereta tehlf aleka fnan , nsa eya selam mbal abyato !!
@samuwelday
@samuwelday 14 күн бұрын
😂😂😂 Enty tbl wedey emo entay koyna dea ab Ig bizeaba feminist tzareb nera selam sle zey beleni ela uyyy tbl nera
@BerkiBerih
@BerkiBerih 14 күн бұрын
Haku kab mas awalid halfti kikona tefekidwen
@EriHabashawi
@EriHabashawi 15 күн бұрын
Hasawi msom ziwale ymasl kea himak xenawi Wahid
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino 14 күн бұрын
ክክክክ ኣቤት ዱንቁርና .......
@EriHabashawi
@EriHabashawi 14 күн бұрын
@Jaki-1989-Azmarino kab tigrina nilae🥱
@yusufgadi-h7f
@yusufgadi-h7f 14 күн бұрын
እዋይ ድንቁርና ዓድና ከም ጆላኒ ትሕትና ዘለዎ ተባዕ ተቃላሳይ ሓቀኛ እንተንረክብ ኣበይ እሞ ተንኮልን ጽልኢ እስልምና ገለ ደቂ ሃገርና ዝኮኑ ይከውን እዚ ኩሉ ኣደዳ ንረክቦ ዘለና በጃኩም ልብኩም ኣጻዕድው ኣንቱም ጽላኣት እስልምና ዘለኩም ትልክሙና ኣለኩም:: ዓድና ክሳብ 94-95 ጽቡቅ እዩ ኔሩ ጸለመን ሽርሕን ኣንጻር ንጹሃት ዜጋታት መማህራንን መሻይኽን ምዕፋንን ምጭዋይን ምስተጀመረ ህዝቢ እንካዕ ኣሰይ ምስበለ እታ መርገምን በትሪ እሰያስን ኩላትና ትልብልበና ኣላ: ኣንቱም ሰባት ኣስላማይ ብቅዋም ሃገር እንተ መሪሑዋ እዛ ዓዲ ፍትሒ ክነግሳ እዩ::
ካብ ብጎነጽን እገዳን ብፍቶት ዕርቂ ግበር
15:18
Fnan App Infotech
Рет қаралды 4,4 М.
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
ኣሸገርቲ ሰባት ትቐጽዓሉ 6 ሜላታት
15:12
Aklilu H.michael
Рет қаралды 37 М.
ትራምፕ ብሓይሊ ክውን ዝገበሮ ዕርቂ
15:09
Fnan App Infotech
Рет қаралды 14 М.
ሑቲ ዶ ኢራን መንዩ ቀዲሙ ክውቃዕ ዘለዎ?
19:33
Fnan App Infotech
Рет қаралды 20 М.
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН