ዕፀሳቤቕ TV - ADE EYESUS (ኣደ ኢየሱስ)- Zemari Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2020

  Рет қаралды 4,403,380

Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur

Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur

Күн бұрын

Пікірлер: 754
@zemariberekettikueofficial24
@zemariberekettikueofficial24 4 жыл бұрын
ሰላም ንዓኹም ስድራ ክርስቶስ .....ኣኣብ ዘለኹሞ ጸጋን ሰላምን ካብ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ምሳኹም ይኹን ።ኩሉ ንትህቡና ሃናጺ comment ክብሪ ይሃበልና ።ንኹላ ዓለም ዝበጽሕ ብስራት ወንጌል ክንሰብክ፥እግዚኣብሔር ኣቦ ፡ሓይልን ጥበብን ምእንቲ ክገልጸልና፥ ከይሰለከኹም ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ኢኹም። ሓውኹም ዘማሪ በረኸት ትኩእ
@ዮህያዳፍቅሪ
@ዮህያዳፍቅሪ 4 жыл бұрын
ጸሎት እመ ብርሃን ምሳኻ ዩኹን በረኸት ሓወይ እግዚኣብሄር ይጽንዕካ ዓስቢ ሰማይ የብዝሓልካ ደገፍ እመ ብርሃን ኣይፈለኻ ካብ ኩሉ ፈተና ይሰውርካ መድሕን ዓለም።
@ዮህያዳፍቅሪ
@ዮህያዳፍቅሪ 4 жыл бұрын
1 ጢሞቴዎስ 4 (1 Timothy) 14፤ ነቲ ብትንቢት ብምንባር ኢድ ሽማግሌታትን እተዋህበካ፡ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ጸጋ ዕሽሽ ኣይትበሎ። 15፤ እዚ ኣጸቢቕካ ሕሰብ፡ እናወሰክካ ትኸይድ ከም ዘሎኻ፡ ኣብ ዅሉ ምእንቲ ኺግለጽሲ፡ ነዚ ነገርዚ ብምሉእ ርእስኻ ወፊ። 16፤ ንርእስኻን ንትምህርትኻን ተጠንቀቕ፡ በዚ ነገርዚ ጽናዕ። እዚ እንተ ገበርካስ፡ ንርእስኻን ነቶም ዚሰሞዑኻን ከተድሕን ኢኻ። ከም ህያብ ትኩነለይ
@abrahamhaileslasie6088
@abrahamhaileslasie6088 4 жыл бұрын
Zemari bereket T amlak xega ab leli xega yebzehalka Nay adena maryam berektan amaladnetan kabaka ayfele hawey. Kab ❤ zfetweka Abraham . Beflay gudiweyney goyta mexananie tey Mzmur
@semhartekle869
@semhartekle869 4 жыл бұрын
Ellllllllllllllll Ellllllllllllll Elllllllllllllll Aseyyyy hiwet zhb mezmur bhaki Egziabher xegeu yebzhalkum brukat emebrhan thalkum deki krstos abet ewe shm hize keyterf adey haderaki 🙏🙏🙏
@SelamBhabar
@SelamBhabar 4 жыл бұрын
ጸሎት ቁዱሳን ኣይፈለየካ ውዴ
@blessed5157
@blessed5157 4 жыл бұрын
ኣደ ኢየሱስ ብኣኺ ውዒለ ብኣኺ እንተዝሓድር ሽሻይ ዝበዝሓለይ ኣነ እንዴ ዝኸብር ምስቶም ወለዶ ዝውድሱኺ ብቃል ምስጋና ብጽእቲ ይብለክ ኣደ ኢየሱስ ኣደ መድሕነይ ሰላም ንዓኪ ድንግል ማርያመይ ከም ፍቓድ እግዚኣብሄር ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ ሂወቱ ዝመርሐ ከማኺ መን ኣሎ ኣብ ሰማያት ኮይኑ ምስ ጠመተ ምድሪ ከማኺ ኣይረኸበን እቲ ልዑል ፈጣሪ ብኣኺ ውዒለ... በጃ ክሳብ ዝህብ ንዘፍቅሮ ወዱ ናብ ዓለም ለኣኾ ከርእየና ፍቕሩ ሰማይ ዝዝፋኑ ምድሪ መርገጽ እግሩ ዘይቕረብ መለኮት ኣባኺ ሓዲሩ ብኣኺ ውዒለ... ኣብ ሓጎስ መከራ ኣብ ቃና ኣብ ቀራንዮ ሓዘን ንልብኪ ከም ሰይፊ እናበስዖ ካብ እግሩ ኣይተረፍክን ክሳብ መወዳእታ ማርያመይ ንስኪ ንልበይ ጽንዓታ ብኣኺ ውዒለ... ሕልፊ ቅዱስ ስምኪ ቀረባ ንኣፈይ ክንዮ ተኣምርኪ ምንጪ በረኸተይ እታ ናይ ጎይታ ስድራ ድንግል ዘለኽያ ናይ ቅዱሳን ሕብረት ብዓይነይ ክርእያ ክርስትያን ክኸውን ብግብሪ ከማኺ ሽም ሒዘ ከይተርፍ ኣደይ ሓደራኺ(2) ዝማሬ መላእክት የስመኣልና።
@MichaelTukue
@MichaelTukue 4 жыл бұрын
Ellllll Elĺlll Egzabhair amlak Tesgeu yebzhelka
@helenmehari3640
@helenmehari3640 3 жыл бұрын
Egzabiher Amlak Xega Ab leli Xega yebzhalkum
@arsuarsuarsu549
@arsuarsuarsu549 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመኣልና
@ስለኩሉነገርኣምላክይመስገ
@ስለኩሉነገርኣምላክይመስገ 2 жыл бұрын
ኣሜን ዝሜሬመላእክቲየስምዐና ኣምላክ 🙏🙏🙏
@hadguokbay5077
@hadguokbay5077 2 жыл бұрын
እመ ኣምላክ ዝማሬካ ትቀበለልካ ሓወይይ ጥዕምቲ መዝሙር ቃል ሂወት
@restomtes1622
@restomtes1622 2 жыл бұрын
ኣብ 2023 ዝሰማዕክማ ኣለኩም ዶ ካብ ባጡ እየ መጽአ ፡ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ፡
@ቤሊጓልዉቅሮ
@ቤሊጓልዉቅሮ Жыл бұрын
ድንግል ወላዲተ ኣምላክ ሰላማ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን🙏
@ክዝምረልኪየድንግለይ
@ክዝምረልኪየድንግለይ 4 жыл бұрын
ዘማሪ በረከት ትኹእ ጸግኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ዝሓወይ ጥዑም መዝሙር ናይ እመቤታችን ጣዕማን ፍቅሯን ምስ ኹላትና ይኹን አሜን !!!
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 4 жыл бұрын
ዘማርይ በርክት ትኩኡ ጸገኡ የብዘሓልካ ነይኣገልገለትካ እዝገኣብሃር የበርክለካ
@delinahaile7455
@delinahaile7455 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@merhawitdawit4261
@merhawitdawit4261 Жыл бұрын
Xega amelake ybzhalka
@zdedsdfaegabr9094
@zdedsdfaegabr9094 Жыл бұрын
​@@delinahaile7455regnen
@Feruz-T-m8t
@Feruz-T-m8t 11 ай бұрын
Bantew teuem tane mesqer etamsn aede adey buew qawm qona benala bya jaeoy narw ane ketrabae Wanrsa waeeee ysu sae euw gaewa Qi
@SelamBhabar
@SelamBhabar 4 жыл бұрын
ማርያመይይይይይይይይይይይ ኩሉ ነገረይ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፍትዋተይ
@adebatekie5728
@adebatekie5728 4 жыл бұрын
ክርስትያን ክኸዉን ብግብሪ ከማኺ ሸም ሒዘ ከይተርፍ ኣደይ ሓደራኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏👏👏👏👏 ዝማረ መላኽቲ የስምዓልና ኣሕዋተይ 👏👏👏❤️👏👏👏❤️👏👏👏❤️
@SelamBhabar
@SelamBhabar 4 жыл бұрын
ንግሆ ምድሪ ደስ ዝብል መዝሙር ኣስሚዒኩምና ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናተይ ፍቁራት
@genettewelde7944
@genettewelde7944 4 жыл бұрын
ዝማረ መላአክቲ የስምዓልና ድያቆን በረከት ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ትኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@filmer7060
@filmer7060 Жыл бұрын
Deacon aykonen
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ Жыл бұрын
ብአኺ ዉዕለ ብአኺ ተዝሓድር ሽሻይ ዝበዝሓለይ አነ እንድየ ዝኸብር ጡዑም ዝማሬ ሰምዕካ ዘይምኖ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዘማሪ በረኸት ትኩእ❤❤❤❤
@modmod2952
@modmod2952 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mad223chu9
@mad223chu9 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓና ንእግዚኣብሔር ኣምላኽና (በኣኪ ዊዒለ ብኣኪ እንተዝሓድር ሽሻይ ዝበዝሓለይ ኣነ እንድየ ዝኸብር) የሕዋተይ ኣብ ትኸድዎ ኣደ ኢየሱስ ኣደ መድሓኒ ትሓልኩም
@asmromhabtaie7572
@asmromhabtaie7572 3 жыл бұрын
ኣደ ኢየሱስ ኣደ መድሕነይ ሰላም ነዓኺ ድንግል ማርያምይ🙏🙏🙏
@yohanaaraya5955
@yohanaaraya5955 2 жыл бұрын
Zemarey melakti yesmalna
@ER-xp9th
@ER-xp9th 3 жыл бұрын
በረከት ከምሽምካ ተባረኽ🤲🤲🤲 ኩሉ ዝማሬካ ብጣኣሚ መድሕን ናይ ሕወት እዪ ። ሓደሐደ ብዛአባ ጎይታ ኣይዝምረን ይብሉ ሓደሓደ ከኣ ብዝኣባ ማሪያም አደና አይዘመረን ይብሉ ነህና ሰባት ኩሉ ዎዬ ኮይኑ ኣምላክ በኣሉ ንኹላትና ምሕረት ያውርደልና 🙏 ነኣካ ልኡል ፈጣሪ አምላክ ኢቲ ኩልሻእ ትዝምረሉን ታመሰግኖን ሠማይን ምድርን ዝፈጠረ ነኣና ኢሉ አመሥቀል ዝተስቀለ መድሕኔ አለም ፥ ክርሥቶ ፥ አማኑኤል ፥ ኢየየሱስ ፥ ኤልሻዳይ ኣልፋ ኦሜጋ -- - - -እዳተባሓለ ዝምስገን ፈጣሪ ኣቦና ጎይታ ኩሉ አለም ፈጣሪ ምሳካ ይኩን 🙏 ናይ ኣዴና ማርያም አማላዲነት ፈቃርን ሕቁፍ ሩሑርሁ ልቧ አይፈለየካ 🙏 ናይ መላኢኪቲ ተራዳኢነቱም ምሳካ ይኩን 🙏🙏🙏
@MeleyMeley-np2qn
@MeleyMeley-np2qn 3 ай бұрын
በኣኪ ዌአለ በኣኪ ተ ዝሃዲር ሽሻይ ዝበዝሃለይ ኣነ ድየ ዝከቢር ሚስቶም ወለዶ ዝውድሱኪ ብቃል ምስጋና ብጽአቲ አብሉኪ ኣደ አዮሲስ ኣደ መድሂነይ ሰላም ነኣኪ ድንግል ማርያመይ ዝማረ መላአክቲ የስመኣልና
@petrosbizen4431
@petrosbizen4431 4 жыл бұрын
ብቃል ምስጋና ብጽእቲ ይብለክ ኣደ ኢየሱስ ኣደ መድሕነይ ሰላም ንዓኪ ድንግል ማርያመይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በረከት ሓወይ.
@Adjanet
@Adjanet Жыл бұрын
ማኣል ስንሥ 1ስጅስብስ ስን
@winta9505
@winta9505 4 жыл бұрын
"ብኣኺ ውዒለ ብኣኺ እንተዝሓድር ሽሻይ ዝበዝሓለይ ኣነ እንድየ ዝከብር " ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ሓውና ናይ ኣጎልግሎት ዘበንካ ይባርክ !!!
@mekseb1106
@mekseb1106 Жыл бұрын
ኣሜን ክብሬ ን አምላክ THANKS በረኸት ትኩአ 🙏🙏👑👑
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና በረከትየ ክውር ሓውና ጸግኡ የብዘሐልካ
@መርያመይያጸግዐይ
@መርያመይያጸግዐይ 4 жыл бұрын
ብኣኪ ዊዒለ ብኣኺ እንተዝሓድር ሽሽይ ዝበዝሓል ኣነ ንድየ ዝኸብር ምስቶም ወልዶ ዝውድሱኺ ብቃል ምስጋና ብጽእት ይብለኪ ኣደ እዮሱስ ኣደ መድሕነይ ሰለም ንዓኺ ድንግል ማርያም ከም ፍቃድ እግዚኣብኄር ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ ሂወቱ ዝመርሐ ከማኺ መል ኣሎ ኣብ ሰማይት ኮይኑ ምስ ጠመተ ምድሪ ከማኺ ኣይረኸበን እቲ ልዑል ፈጣሪ በጃ ክሳብ ዝህብ ንዘፍቅሮ ወዱ ናብ ዓለም ለኣኾ ከርእየና ፍቕሩ ሰማይ ዝዝፋኑ ምድሪ መርገጽ እግሩ ዘይቅረብ መለኮት ኣባኺ ሓዲሩ ኣብ ሓጎስ መከራ ኣብ ቃና ኣብ ቀራንዮ ሓዘን ንልብኪ ከም ስይፊ እና በስዖ ካብ እግሩ ኣይተረፍክን ክሳብ መወዳእታ ማርያመይ ንስኺ ንልበይ ጽንዓታ ሕልፊ ቅዱስ ስምኪ ቀረባ ንኣፈይ ኪንዮ ተኣምርኪ ምንጪ በረኸተይ እታ ናይ ጎይታ ስድራ ደንግል ዘለኽያ ናይ ቅዱሳን ሕብረት ብዓይነይ ክርእያ ክርስትያን ክኸውን ብግብሪ ከማኺ ሽም ሒዘ ከይተርፍ ኣደይ ሓደራኺ 🙏🙏🙏
@mistirfkrimami9461
@mistirfkrimami9461 4 жыл бұрын
ሉቃስ 1 (Luke) 47-49፤ መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብሎ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም።🙏✝️❤
@arianajason1945
@arianajason1945 4 жыл бұрын
ኣደ ኢየሱስ ኣደ መድሕነይ✝️❤️🙏 ብኣኺ ውዒለ ብኣኺ እንተዝሓድር ሽሻይ ዝበዝሓለይ አነ እንዴ ዝኸብር ዘማሬ መላእኽቲ ይስምዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ❤️❤️❤️
@ማክዳተወልደ
@ማክዳተወልደ 4 жыл бұрын
4ሉቃስ 1 (Luke) 47-49፤ መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብሎ። ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም።
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmialna
@ጓልድንግልማሪያም
@ጓልድንግልማሪያም 4 жыл бұрын
ብኣኪ ወዒለ ብኣኪ እንተ ዝሕድር ሽሻይ ዝብዛሓለይ ኣነ እንድየ ዝኸብር (ድንግልይ ርሕርቲ) ጽጉ ይብዛሓልካ በረኸት ሓወይ ዋላዲት ስምላክ ምሳኻን ምሳናን ትኹን♥♥♥♥♥♥♥🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@fevenandemeskel1809
@fevenandemeskel1809 Жыл бұрын
ደጊመ ደጋጊመ ዘይጸግባ ንመንፈሰይ መግቢ ጥዕምቲ መዝሙር ኣሜን(3) 🙏ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና በሬ ሓወይ ሰላማዊ ዘበን ይኹነልካ 💖💖💖
@hawa-hawatube1923
@hawa-hawatube1923 4 жыл бұрын
ደስ ዝብል መዓልቲ፡ ብንግህኡ ምዓልተይ ብምድጋና ኣደ እየሱስ፡ ኣደ መድሕነይ፡ መዓልተይ ይጅምራ ኣለኹ
@ሰላምለኪ-ረ2ቸ
@ሰላምለኪ-ረ2ቸ 4 жыл бұрын
እእእእእእእልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓና።ድንግል ማርያም ከኣ ብጸሎታን ኣማላድነታን ካብዚ ክፉእ ዘመን ተሕልፈና።ኣሜን ኣሜን ......
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 2 жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ደቂ ተዋህዶ ባጣዕሚ ደስ ትብል መዝሚር ኣሰይይይይይይይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላኣክቲ የሰመዕልና
@muzithabtom2812
@muzithabtom2812 4 жыл бұрын
ኣደ ኢየሱስ ከም ፍቃድ እግዚኣብሄር ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ ሂወቱ ዝመርሕ ከማኪ መን ኣሎ !!
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ እልልልልል 👏👏👏🤲🤲🤲🙏🙏🙏ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሜን ✝️💒💖🤲🙏ጸጋን ጥበቡን የብዝሓልካ ✝️💒🤲🙏 እንኳዕ ናብ ወርሓዊ ብዓል ልደታ ንቅድስተ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ዓዴና ብሰላም ኣብጽሐና ጸሎታን በረከታን ረድኤታን ኣማልድነታን ምስ ኩልና ኦርተደጉሳውያን ደለይቲ ምሕረታ ትኩን ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
@awetberhe138
@awetberhe138 4 жыл бұрын
ቃለሂ ወት የስመዓልና ኣዚያ ማሃሪትን መሳጢትን መዝሙር በሓቂ በሓቂ ናይ ኣገልሁሎት ዘመንኩም ይባርኮልኩም እግዚኣብሔር ምሳኩም ይኩን።
@bete-abrham-tube
@bete-abrham-tube 4 жыл бұрын
በኣኺ ውዒለ ብኣኺ ተዝሓድር ሽሻይ ዝበዝሓለይ ኣነ'እንድየ ዝኸብር፡ ምስቶም ወለዶ ዝወድሱኺ ብቓል ምስጋና ብጽእቲ እብለኪ፡ ኣደ እየሱስ ኣደ መድሕነይ ሰላም ነዓኺ ድንግል ማርያመይ። *እታ ናይ ጎይታ ስድራ ድንግል ዘለኽያ ናይ ቅዱሳን ሕብረት ብዓይነይ ክርእያ፡ *ክርስትያን ክኸውን ብግብሪ ከማኺ ሽም ሒዘ ከይተርፍ ኣደይ ሓደራኺ። ዝማሬ ማላእኽት የስማልና ተባረኹ nice mezmur
@tsegagerensea6904
@tsegagerensea6904 3 жыл бұрын
ኣሜን፡(((3))) ዝማረ መላኣክቲ የምዓና በሬ ሓውና አግዛኣቢኈር ኣምልክና ናይ ኣግርልጉሎት ዘመንካ ይባርክ ቡሩክ ሃወይ
@angosomsahle9641
@angosomsahle9641 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ሰላሙን ፍቅሩን ይሃበና፡እመ ብርሃን ድንግል ዎይ ጽላላ ተንብረልና🙏⛪🙏።
@Th-si7zn
@Th-si7zn 4 жыл бұрын
*_ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋተይ አሜን / ፫ /_*
@Ahferomwerede
@Ahferomwerede 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና በሬ ሓወይይይ
@amanuelamine0123
@amanuelamine0123 Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ሓውና ዘማራይ በረከት ቱኩእ።
@lailalaila3509
@lailalaila3509 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ክብራት አሕዋትና ኣምላኽ ይባርክም
@tekondamassawa1573
@tekondamassawa1573 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መዘምራን በረከት ኩሉ መዝሙርካ ብጣዕሚ እዩ ጽቡቅ ገላጽን ለዋጥንዩ ሂወት ዘለዎ መዝሙርዩ ኣጆካ ቀጽሎ ኣምላክ ነኢ ዘመን ዝጸዋዓካ ንበረከት ዝኮንካ መዘምራን ኢካ ጸጋካን ጻዊዒትካን ኣለሊካ ክትብርትዕ እላቦ ኣጆካ ቀጽሎ ብፍላይ ዘማካ ኣዚዪ ጽቡቅዪ ሰሓቢን ግጥምካ ገላጺን እዩ ቀጽሎ ክላበወካ ዝደሊ ዘይሓርስ ብዕራይ ኣይውጋእንዩ ስለዚ ብዙሕ ፍተና ከጋጥመካ ይክእልዩ በዚ ተፍርዮ ዘሎካ መዝሙር ግን ናብቲ ወሃቢ ዓስቢ እናረአካ ክትቅጽሎ ይላቦ በረከታን ምስ ፍቁር ወዳን ምሳካ ይኩን
@salam12as56
@salam12as56 2 жыл бұрын
_እልልልልልልልል 🌻🌸🌻🌸🌻🌸🌿ዝማሬ መልኣክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላክ_
@merrywesango7805
@merrywesango7805 4 жыл бұрын
በኣኪ ዊዒለ ብኣኪ ተዝሓድር ሺሻይ ዝበዝሓለይ ኣነ አንዲየ ዝከብር። ዘማሪ በረከት ቱኩእ እግዚኣቤሄር ጸጉኡ የብዘሓልካ። በረከታን ጣዕማን ኣይፈለየና።
@mikalselemun9825
@mikalselemun9825 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመኣና ጸግኡ ይብዝሃልኩም ፈታሪ ዞም ሕዋተይ
@dawityacob7597
@dawityacob7597 4 жыл бұрын
"ኣነ'ዴ ዝኸብር" ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና።
@YonasYEMANE3735
@YonasYEMANE3735 4 жыл бұрын
ዝማረ መልኣክቲ የስመዓል እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጣዕም ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር
@kal7566
@kal7566 2 жыл бұрын
በስመኣብ ሰምዐ ዘይመንዋ መዝሙር እግዝኣብሔር ፀጋኡ ያብዝሐልካ
@fqadkaamlakey9489
@fqadkaamlakey9489 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስመዓልና በረከት ሓውና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ኣነስ መዝሙራትካ ኩሉ በቃ መግለጺ ኢየ ዝስእነሉ ኣብ ቃል ኣምላክ ኣብ ምስጋና ኣደይ ማርያመይ ሓይል ኢካ በጃካ ኣይትትፋና መዝሙርካ ንዓይ ብፍላይ መበርትዕየይ ኢዩ፡ኣምላክ ሓይሉ ይሓብካ እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን።
@habenbahbelom7680
@habenbahbelom7680 4 жыл бұрын
ዘማሪ በረከት ሓውና ጸግኡ የብዝሃላካ እዝጋኣቢሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመካ ይባረክ ዝማሬ ምላእክት ይስምዓልና
@bbmg3597
@bbmg3597 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ... ዝማሬ መላእክት የስምዓልና... ዘመን ኣገልግሎትካ ይባረኽ... ክቡር ሓወይ
@mulieentertainment2571
@mulieentertainment2571 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕ አግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዘካ ዘማሪ በረኸት ሓውና
@bahabelomhadgu4567
@bahabelomhadgu4567 3 жыл бұрын
ሉቃስ 1 47-49፤ መንፈሰይ ከኣ ብኣምላኽ፡ በቲ መድሓንየይ፡ ባህ ይብሎ።❤ ውርደት ባርያኡ ስለ ዝረኣየ፡ እቲ ሓያል ዓብዪ ነገር ገይሩለይ እዩ እሞ፡ ስሙ ቅዱስ እዩ። እንሆ፡ ካብ ሕጂ ዅሎም ወለዶ ብጽእቲ ኺብሉኒ እዮም። 🌿ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ❤❤❤🌿🌿🌿🌾🌾🌾😍😍😍😘😘😘🥀🥀🥀💒💒💒
@qwqwasas7509
@qwqwasas7509 Жыл бұрын
ኣሜን (3)ዝማሬ መላኣኽቲ የሰመዓልና ክቡር ሓወና ፀጉኡን በረኩቱን የበዛሓለካ አግዚአብሔር ኣመላኽ 🌿🌿🌿🌾🌼❤✝️🙏
@rizbantesfaldet3441
@rizbantesfaldet3441 4 жыл бұрын
ብኣኪ ውዒለ ብኣኪ ተዝሓድር ሽሻይ ዝበዝሓለይ ኣነ እንድየ ዝከብር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩን ይባርክ ሰላም ኣብ ዙርያኩም ይኩን ፍቁራት ኣሕዋተይ ጸሎት ናይ ኣዴና ምስ ኩልና ይኩን።
@mussiehabte8629
@mussiehabte8629 4 жыл бұрын
በረከት ሓወይ ተባረክ መዝሙርካ ሰምዐ ኣይጸግቦን:: እግዛኣብሄር ጸጋኡ የብዛሓልካ
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማራ ምላእቲ የስመዓና እዝጋብሄል ምሳና ይኹን ። ❤❤❤✝✝✝✝⛪⛪⛪
@mengshabtetsion5053
@mengshabtetsion5053 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና መዛምራን የሕዋትና ድማ እግዛብሄር ኣምላኽና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም።
@godislove34
@godislove34 4 жыл бұрын
ክርስትያን ክኸውን ብግብሪ ከማኪ ሽም ሒዘ ከይተርፍ ኣደይ ሓደራኪ 🙏🙏🙏 ኣሜንንን .
@rutahabte3182
@rutahabte3182 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
@aaaa-dx8rz
@aaaa-dx8rz Жыл бұрын
በረከረት ድንግል ማርያም ምሳካ ይኩን ኣጀካ ክቡር ሓወይ ንቁዱስ ያሬድ ምስጢር ዝገለፅ ኣምላ ይግለፀልካ ❤❤❤❤❤❤❤
@fitsum9871
@fitsum9871 4 жыл бұрын
"ኣብ ሰማያት ኮይኑ ምስ ጠመተ ምድሪ ከማኺ ኣይረኸበን እቲ ልዑል ፈጣሪ" ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና፡ ደስ ዘብል ጥዑም መዝሙር።
@tiebeweldeab3064
@tiebeweldeab3064 4 жыл бұрын
Beaki wele Beaki ente zhader Shishay zbezhaley ane endeye zkeber❤🙏🙏🙏
@mehretweldagebrale2596
@mehretweldagebrale2596 3 жыл бұрын
skssss
@Tsega_birhane
@Tsega_birhane 2 жыл бұрын
ኣደ እየሱስ ኣደ መድሕነይ ሰላም ንዓኪ ድንግል ማርያመይይይ። ኣሜንንን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና። ዝፈትዋ መዝሙር💞💞💓💓💓🥰🥰🥰🥰💓💓💓💞💞🙏🙏🙏
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ወገናተይ እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን።መዘምር በረኸት ሓዉና ኣብ ገለ መዝሙራትካ ተጠንቀቀሉ ኮስኩሳ ዝዕበየትኩም ቤት ክርስትያን ክሳብ መወዳእታ መስክርላ ።
@mekseb1106
@mekseb1106 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝማሬ የስማዓልና 🙏👑
@siemstube
@siemstube 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እሕዋት፡
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና በረከት ሓወይ ጡዑም ሞዝሙር
@alexandernegusse1478
@alexandernegusse1478 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!!
@selamokube3239
@selamokube3239 6 ай бұрын
ዝማረ መላኢክት የስመዓልና አድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓው ሳሙኤል
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ እልልልልል ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና🙏🙏🙏 ፍቁራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም🙏🙏🙏 ኣብ ቤቱ የምብርኩም 🙏🙏🙏
@amanmsgna7338
@amanmsgna7338 4 жыл бұрын
ኣምላክ ካብ ኩፉእ ሓልዩ ጸጋኡ የብዝሓልኩም
@እምነትኣቦታተይ-ቈ8ጰ
@እምነትኣቦታተይ-ቈ8ጰ 2 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ❤❤❤
@AbelAmaniel
@AbelAmaniel Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amelak
@luwamasefawmerry2639
@luwamasefawmerry2639 4 жыл бұрын
Aseyyyyyy ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዘማሪ በረኸት ሓውና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
@BreyWelechal
@BreyWelechal 11 ай бұрын
ዝመሬ መላኣክቱ የስመዐና ሰሚዒካ ዘይምኖ ሞዝሙር🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏ኣሜን ኣሜን ኣሜን እልልልልልልልልልልልልል💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@munajahar9548
@munajahar9548 Жыл бұрын
ክቢረን ምሰጋናን ናዓኺ ደንግል ወላደት ኢየሱስ ✝️✝️✝️🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@filmonzerzghi9929
@filmonzerzghi9929 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና ፍቑራት የሕዋት ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዛብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ብናይ ቅድስተ ቅሱሳን ኣማላድነት ጎይታ ይባርኸልኩም ደጋጊምካያ ዘይትጽገብ መዝሙር ናይ ድንግል ኣደ ኹሉ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✝️❤️✝️
@temsgnamlakey9778
@temsgnamlakey9778 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የኣስምዓና ኣሜን Amen Amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖
@msgnaabed4999
@msgnaabed4999 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንንን ❤❤❤❤🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🥀🥀🥀🥀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@amanhabte2525
@amanhabte2525 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሕክካ ዘማሪ በረኸት ሓውና ዝፈትዋ ሞዝሙር ምስ ዝፈትዎ ዘማራይ❤❤❤
@alexochelsawi1367
@alexochelsawi1367 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና
@muluesnit1246
@muluesnit1246 2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ዘማረ መላክቲ የስማልና
@YohannsasefaTidi
@YohannsasefaTidi Жыл бұрын
ፅቡቅ መዝሙር ቅሳነት ልቢ ዘለዎ ዝማረ መላእኽቲ የስምዐልና ❤❤❤
@kisanethadishi9295
@kisanethadishi9295 Жыл бұрын
ኣሰይ ኣዝያ ደስስስ ትብል ሞዙሙር እመ ብርሃነይ ጸላላ ተንብረልኩም ተንብረልና ብሩኻተይ 🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
@miletegebermedhin4540
@miletegebermedhin4540 3 жыл бұрын
አሜን (3)ዠማሬ መላእክት የሰማዐልና
@tirhasasefa640
@tirhasasefa640 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ኣሜንንንንን ኣሜንንንን ኣሜንንንን እልልልልልልል ኣጥንት ሚያለመልም ዝማሬ መላእክቲ የስመኣልና እድመን ጥዕናን ፀጋን የብዝሓልና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Mikotele212
@Mikotele212 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዘሓልካ በሬ ሓወይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ♥
@Heri-fw7of
@Heri-fw7of 2 ай бұрын
ኣ ጎይቲይ በጃይ መከራ ረኪበከ ኣቦይ መዓረይ ኣደይ ኢየሱስ ሰለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@filmonsamuel3621
@filmonsamuel3621 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና እግዝኣቢሄር ብዘመንኩም ይባረኽ🙏🙏🙏
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny Жыл бұрын
ዝማሬ መላኽት ይስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚብሔር ኣምላክ አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤️🌹❤️👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@kristossamra4866
@kristossamra4866 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማልና
@mercymama8529
@mercymama8529 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 🇪🇹❤🇪🇷🤲
@habulove4955
@habulove4955 4 жыл бұрын
ኣምላኽ ጸጉ የብዝሓልኩም ተባረኹ ::
@efremgere6258
@efremgere6258 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና
@ንግስቲሳባ-ከ9ዸ
@ንግስቲሳባ-ከ9ዸ 3 ай бұрын
ዕልልልልል ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐና ድያቋነይ ♥️
@Lifes_lessons7
@Lifes_lessons7 4 жыл бұрын
በረኸትካ ይብዛሕ ብሩኬ ሓወይ
@lulluley6505
@lulluley6505 4 жыл бұрын
Asey Eleillll.......Amen zemare melakti ysemalana ❤⛪🙏🙏
@ትምህርቲቤተክርስቲያንንህ
@ትምህርቲቤተክርስቲያንንህ 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና!
@KubromSelomun
@KubromSelomun Ай бұрын
ናይ በሓቂ መግለጺ ዘይብሉ መዝሙር 🙏🙏🙏🙏
@Wahzi-hiwet
@Wahzi-hiwet 4 жыл бұрын
ዝማረ መላክት የስማና ኩቡር ሓውና፥ ኣሜንንን
@God-db9vp
@God-db9vp 5 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና.።
@Haea-kk2zi
@Haea-kk2zi Жыл бұрын
አሜን፫ ዝማሬ ምላአክት ያሰመዐልና❤❤❤❤
@mikimayk
@mikimayk 6 ай бұрын
እታ ካብ ኩለን መዝሙራትካ ኣብሊፀ ዝፈትዋ❤
@ኤረናሃገረይ
@ኤረናሃገረይ 4 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና ዞም የሕዋተይ ኣምላክ ጸጋን በረከትን የብዝሓልኩም
@የራያዋወጣት
@የራያዋወጣት Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና💚🌄
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
Non stop mezmur 2 /new  Eritrean orthodox tewahdo mezmur / zemari Bereket tikue / 2024 /
20:01
Zemari Bereket Tikue Official
Рет қаралды 105 М.
요즘유행 찍는법
0:34
오마이비키 OMV
Рет қаралды 12 МЛН
Vampire SUCKS Human Energy 🧛🏻‍♂️🪫 (ft. @StevenHe )
0:34
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 138 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
Ade_eyesus / #zemari bereket tikue / #eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2023 / #live mezmur
8:20
ዕፀሳቤቕ TV - (በቲ ሓይሊ ዝህበኒ) by  Zemari Bereket Tikue : Orthodox Tewahdo Mezmur 2021
8:51
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 2,9 МЛН
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 680 М.
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 5 МЛН
Non Stop Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur By Dn Efream "Bkebur Demu" (ብኽቡር ደሙ)
41:56
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 1,6 МЛН