No video

ዓሰርተ ምስጢር ዘይሕብኦም ትካላት ስለያ ዓለምና።

  Рет қаралды 115,274

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

ዓሰርተ ምስጢር ዘይሕብኦም ትካላት ስለያ ዓለምና።
ዓሰርተ ኣዚዮም ተፈራሕቲ ትካላት ስለያ ዓለምና፡፡ ናይ ኤርትራ መበል ክንደይ ኮን ይኸውን።
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት facebook page
/ dehaysport1
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Instagram
/ zarafltet
Eritrean Entertainment channel:
Emil Advertising & Business
zarafltet@gmail.com sweden
እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 261
@user-hu2iz7wq3i
@user-hu2iz7wq3i 3 жыл бұрын
ትጽሕፎን ተማሕልፎን ሓበሪታ ምትላል ኢለ ገሊጸዮ ኣለኩ ። ናይ ኤርትራ ጽሕፍካዮ ግን ክትቅርቦ ኣይካኣልካን ። ንዘይ ተቅርቦ ክጽሕፎ ግዲታካ ኣይነበረን ። እዚ ምትላል ዝቅጸር ። ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት ግዳይ ምስ ዝሪኢልካ ። ካባካ ምርሓቅ ቀዳማይ ምርጨ ክከውን ኢዩ ።
@selam15
@selam15 3 жыл бұрын
You are right
@AmanAman-qg2ds
@AmanAman-qg2ds 3 жыл бұрын
ናይ ኤርትራ እንታይ ከቅርበልካ ተጸቢኻ ነርካ?
@berbere4478
@berbere4478 3 жыл бұрын
@@AmanAman-qg2ds ናይኤርትራ ኣብ መበል ክንደይ ኢዩ ኢሉ ጺሒፉሉ ሰለዚ ክገልጾ ይግባእ ኔሩ
@ablelkidane8472
@ablelkidane8472 3 жыл бұрын
ኣነ ውን ምሳካ ይሳማማዕ አየ ካብዚ ቻነል ምርሓቅ ዩ ዘድሊ
@mickyt7674
@mickyt7674 3 жыл бұрын
Enber ke ktxbe xeniHka ? Nsu eko naka u temelisu hatituka 😂
@TF-fo6wq
@TF-fo6wq 3 жыл бұрын
ንዘይትገልጾ ኣርእስቲ ኣይተቕርብ። ምትላል ናይ ህግደፍ ይኣኽለና፡ህግደፍ'ውን ኣርእስቲ የልዕሉ እምበር ጽቡቕ ምግባርስ ኣይናቶምን። ብዙሕ ግዜ ኣስተብሂለልካ'ኣለኹ የግዳስ ከይንከሳሰር ንከባበር!!
@amaniele4693
@amaniele4693 3 жыл бұрын
ዛራ ፍልጠት ጉማማ ናይ ኤርትራ ጠቂስካዮ ከተብቅዕ ኣይገለጽካዮን ከምኡ ኣይትግበር ይቅሬታ ናይታ ጉማማ
@user-ow5pj4bc8i
@user-ow5pj4bc8i 2 жыл бұрын
ወስኮ ከማን ተልይካ ጉማማ ኣዉሒድካሉ
@user-sj6vh4zj5p
@user-sj6vh4zj5p 3 жыл бұрын
ኣታ ሓቢቢ ናይ ሀገርና ከ ንሕና ንገድድ ክነሰምዓካ ጸኒሕና ወላ ናይ ኣፍሪቃ 1 ኣይተምጽእን ዋይ ሕማም ኢኩም
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 жыл бұрын
እንታይ ስለያ ኣለካ ስለያ ህግደፍ ድኣ ናይ እዝኒ ብ ፊኖ ድኻታት ምዕሳብ
@user-sj6vh4zj5p
@user-sj6vh4zj5p 3 жыл бұрын
@@user-pn7sj1hp6w በቃ መልሲ ኣይትሓምቁን ኢኩም ኣነ ድዩ ኢለ ንዓኦም በሎም
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 жыл бұрын
@@user-sj6vh4zj5p ንስኻ እንዲኻ ተጸቢኻ ኣነ ድየ
@user-sj6vh4zj5p
@user-sj6vh4zj5p 3 жыл бұрын
@@user-pn7sj1hp6w ኣርእስቲ ኣንብቦ ሞ መጀመርታ ደሓር ድማ ንምታይ ዘይትምጽዮ ኢለዮም
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 жыл бұрын
@@user-sj6vh4zj5p ተረዲኡኒ እኮ ኣሎ ናቶም ግን ንዓይ ዝገረመኒ ኮ ናይ ኤረትራ ምጽባይካ እዩ እዚኦም እኮ እድሪስ ዓዋተ ወዲ ኣሰመራ ኔሩ ዝብሉ እዮም
@user-eb1nq4xo6u
@user-eb1nq4xo6u 3 жыл бұрын
ከመይ ጌርካ እዝኦም ቅድሚ ኤርትራ ትሰርዖም? እዚኦም እኮ እንታይ ከም ዝገበርካ እዮም ዝፈልጡ ናይ ሃገርና ግን እንታይ ከምዝሓሰብካ ዝፈልጥ ስልያ እዩ ዘለና ትሕቲ ፈጣሪ ዝስራዕ ስልያ ዘለዋ ሃገር ኢልካ ናይ በይና video ክትሰርሕ ክንጽበየካ ኢና !!!
@orthodoxtewahedoeritrea6240
@orthodoxtewahedoeritrea6240 3 жыл бұрын
Wedi ereyyy
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 3 жыл бұрын
ዘረባ ኢያ:ንወያነ ኣብ ስሪኦም ክሳብ ዝሸኑ ዝገበረ እወ።
@tsehayeamanuel682
@tsehayeamanuel682 3 жыл бұрын
Biela ķkkk yhaysh kab nayzom ab estiker Eritrae elka do resiekaya do endabelu zentsertsru kkkkkk
@Shatira_23796.
@Shatira_23796. 3 жыл бұрын
ስግረዶም ሓሲብካ ኢሎም ስለ ዝኣሰሩ ዲኻ 🤣🤣
@temesghenaraya4955
@temesghenaraya4955 2 жыл бұрын
kkkk
@tsinatgbrebrhan3942
@tsinatgbrebrhan3942 3 жыл бұрын
ስለያ ኤርትራ ኣይገለጽካዮን ምኽንያቱ ናይ ኤርትራ ዝኾነ ሚስትራት ይኹን ናይ ስለያ ወተሃደር ኣበይ ከም ዘሎን ከመይ ከም ዝሰርሕን ኣይፍለጥን ዩ ኣይሕቡሩን ዮም ። ኣይሰማዕካዮን ዲኻ ሻዕብያ ከዉድቐካ ከሎ እንበር ክዋጋኣካ ኣይፍለጠካን ዩ ኢሉ ኮ ደብርጭ
@nahomhabtu8483
@nahomhabtu8483 3 жыл бұрын
Kkkkkk
@yosiyosef6508
@yosiyosef6508 2 жыл бұрын
ዶርሆ ፊሒራ ትረክቦ ናይ ኤርትራ ደኣ 😂 ሓንቲ ዓዲ ሓያል ሰላሊት ዘብላ እኮ ናብተን ቀዳሞት ዓለም ኬድካ ትገብሮ ናይ ስለላ ስርሒት እዩ 😉 ዕውት ሙኳን ማለት ከአ ሚስጥራዊ ናይ ሃገራት ምትእክካብ ጥራሕ ከይኮነ ንክትሞትን ንክትቀትልን እውን እዩ 😂😂 ኤርትራዊ ግን እንታይ ትምህርቲ ስለ ዝተምሃረ ? ዩኒቨርሲቲ ዘይብላ ዓዲ አብ ቁጽሪ ስለያ ዓለም ምሕሳብ ዕሽነት እዩ ዓሻ ሰብ ጸልኣኩ 🤣🤣🤣🤣
@abdelhadiali2342
@abdelhadiali2342 2 жыл бұрын
Eritra hiji zeykonu nay kedem eyom seleyan kalien jeganu nerom . Nay hiji ko tukuan kiqetlu aykielun ? Aykonen kemsleya kitfilett isseyas luuk nay mosad eu Ember sleyatebahilu kistewae aykieln u ezen hagerat nikimexen zikiel kab kalie hager shigrn mesretti haymanotaei gonxi ziwelaa eziaten eyen ! Eritrea 🇪🇷 gin nihezba ya tiseleiyon ally texbelun zela nezi ab siltan zelo EPLF rebi yebonkuso duhur party hager adhiruwa ?
@soandso9658
@soandso9658 3 жыл бұрын
Nay pakistan eyu qedamay. HASAWI LEKBAT.
@berhanemirach5665
@berhanemirach5665 2 жыл бұрын
ብስርቂ ቀዳሞት ሕፃውንት ሸማግለታት ብምቅታል ሕፃውንቲ ብምዕማፅ ኾታስ ዝተጨማለቐ ፍንፉን ተግባር ቀዳማይ ስለያ ህግደፋውያን እዯም
@maharizere9262
@maharizere9262 2 жыл бұрын
ንሕና ደኣ ክንነግሮ ይጽበ ከይህሉ ምሉእ ጥዕና ዘለዎ መቸም የለን ኣብዚ ሶሻል ሜድያ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
ንስኻ አይኮንካን ትነግረሉ ንስለያ ኤርትራ እተን ሐያላት እየን ትብልን ከማን መርዘን ኮይኑወን አሎ
@jonwelu7085
@jonwelu7085 2 жыл бұрын
ቀፅለሉ ፅቡቅ አለኻ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
ናይ ኢርትራ ንምንታይ ድዩ ሕማም ርእሲ ኮኑወን ዘሎ ንምዕራባውያን ስለዚ፡እንታይ ኢሉ ይገልጾ እዚ ድአ ዓለም ዝፈልጦ እንድዩ
@haremecho2215
@haremecho2215 3 жыл бұрын
Thank You Asme
@samtikokesete180
@samtikokesete180 3 жыл бұрын
Nay eritrea da (Coming soon) dya
@GJ_HENOK
@GJ_HENOK 3 жыл бұрын
Nay Eritrea dea entay konka zey gelexkayo
@geryegerekidan7112
@geryegerekidan7112 3 жыл бұрын
Suq bel fgur nmntay ekum kali xihifkum bzaba kali thwtitu zeytgedfuna wey eti hakena medebkum xhifkum bzabu ka tintena habu kidediom yehrkuka yom waa hkot
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
ናይ ኤርትራ መርብርብ ስለያ ካብ ናይ አመሪካ ንልዕሊ ስለ ዝኾነ እዩ አሕፊርዎ ዘይገለጾ
@meronsat7665
@meronsat7665 3 жыл бұрын
ናይ ኤርትራ ክሳብ 91ሓደን ብ ኣፍሪቃ ዳርጋ 1ይ ደረጃ ኔሩ ድሕሪ ምእሳር (ፔጥሮስ ሰለሙን) ግን ደኪሙ ህዝቢ ኣብ ምስላይን ሓሰውቲ ኣብ ምምልማልን ኣትዩ ናብ ዜሮ ወሪዱ ። እንበር ኣብ ገድልን ክሳብ 91ሓደ ወይ መፋርቅ 95ሓያል ስለያ ኔርና ብ ደረጃ ዓለም ብፍላይ ብ ደረጃ ኣፍሪቃ እዚ ክኣ ብ ጻዕርን ፍልጠትን ናይ (ፔጥሮስ ሰለሙን ወዲ ሰለሙን) እዩ ኔሩ ምስ ኩሎም ብጾቱ ። ዕድመ ን ኢሰያስ ሕጂ ግን ይትረፍ ስለያ ሃገርና ውን ብዓባያ ህላውነታ ኣብ ሓደጋ የእቲዋ ኣሎ
@mikitube5016
@mikitube5016 3 жыл бұрын
Nay eritrea kixibe xenihe
@yonateyonate6102
@yonateyonate6102 3 жыл бұрын
ቀጣፊ ኢለካ ኣለኹ መግለጺ ዘይብሉ ኣርእስቲ ኣይተምጽእ
@AbcdEfgh-ev1os
@AbcdEfgh-ev1os 2 жыл бұрын
Eritrea Elka mish Gumamaa
@esutekie360
@esutekie360 7 ай бұрын
Eza aygdun Eritrea ke suleya dea qedameyt enduya
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 жыл бұрын
ኣንታ ክንደይ ትሕሱ ወደይ 1 ሞሳድ 2/ ሲኣኤ 3/ ሩስያ እየን ሓያላት ስለያ ዓለምና
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 жыл бұрын
@@habenhabu6964 ደንቀሮ ንስኻስ ንመን ኢኻ ምሃይም ክትብል ቁጠባ ኮይኑስ ለጠቅን ላዕልን ክድይብ እቲ ጽልውኡ እዩ እንታይ ከ የበርክት ክትብል ኣለካ እምበር ወዲ ኣድጊ
@shabatshalom693
@shabatshalom693 3 жыл бұрын
Deki Erey ab kindi mimhiharin miteriramins mixraf gega
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 3 жыл бұрын
@@user-pn7sj1hp6w ሳኪት ከዛብ ኣታ ሞሳድ ክንዲ ፍርቂ ናይ CIA ኣይምጽእን እዩ😏
@user-pn7sj1hp6w
@user-pn7sj1hp6w 3 жыл бұрын
@@Kevindurant35734 ነዘን ኩለን ዓረብ ውሽጢ ኣትዩ ዝደማስሰን ዘሎ መን ድዩ ያ እስራኤልስ እንቃዕ ኣምላክ ባረኻ ድኣ ወዲ ሱኩት
@Mstir_fkri17
@Mstir_fkri17 3 жыл бұрын
ዘይሕማምካ ረስኒ ድኣ ይብሃል ኣምንትምንታይ ትጸራረፉ ኣለኩም ሕጂ ቀስ ኢልኩም ተረዳድኡ የሕዋት🙏
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 3 жыл бұрын
Nice thanx
@mengstabkidane4270
@mengstabkidane4270 3 жыл бұрын
chid hasawi aresti kale tenbbo kale
@yonas6681
@yonas6681 3 жыл бұрын
ልሕጺ አንታይ ኮይንካ ናይ ኤርትራ ዘይትገልጾ ወይ ከኣ ክትጽሕፎ ኣይነበረካ ሕልፈት
@hidmona8907
@hidmona8907 3 жыл бұрын
zara filtet the best Channel
@marofmohammadi6264
@marofmohammadi6264 2 жыл бұрын
Metaleli
@ledettekeste4303
@ledettekeste4303 3 жыл бұрын
1st Israel mossad 2end CIA America 3erd kjp Russia eyu nay Eritrea elka Gina ayemxakalienan xibuk ayegebrkan
@asefawmehari8292
@asefawmehari8292 3 жыл бұрын
Eritrea ab silia ab1 dereja tsrae hayal Afrikawit hager eya. Bwetehadrawi akmi ab alem ameskira eya. Wahdi hzbi trah eyu xegema ember amakerti Alemat beal Rusia, Amerika,Kuba ..... ab bayta tesaeren hfret tegolbiben melhasen zehayeken Shabiya tegadelay ybehal.
@yohanshabte
@yohanshabte 3 жыл бұрын
መታለሊ አይትኹን
@007dc7
@007dc7 2 жыл бұрын
Deceiver.. ናይ ኤርትራ ኣበይ ኣሎ... ንምንታይ ግዜና ተጥፋልና
@ablelhabte5945
@ablelhabte5945 3 жыл бұрын
Medanageri
@bedruismael5490
@bedruismael5490 2 жыл бұрын
A good narrator.
@technicaltube4817
@technicaltube4817 3 жыл бұрын
እዛ መእተዊት ሙዚቃ ክትቀይርዋ ይምሕጸንኩም ረባሺት ኮይና
@tedroshagos7557
@tedroshagos7557 3 жыл бұрын
Metaleli eka ane nat Eritrea 🇪🇷 kesemee 18 dekik tetsebiye korbet
@user-sk1iu6vc8v
@user-sk1iu6vc8v 3 жыл бұрын
Kkkkl Me too nay etitrea kseme tehawike xenihe
@brahimtikgfj1652
@brahimtikgfj1652 3 жыл бұрын
በል ካብኡ ኣይትሕለፍ ሓሳዊ ኢለካ ኣለኹ እዚ ሕጂ ምትዕጽጻፍ ኢኻ ሓሲብካያ ግዳይ ሃገሮም ክሰሙዑ ምእንቲ ኢኻ ኤርትራ ኢልካ ጽሒፍካያ ሃንጎሪማ ዘመድ ከብዱ ኢለካ ኣለኹ ጉዳይ ሃገርና ይሕመቅ ይጸብቅ ክትነግረና ኔርካ ፉጉር ዋሒድ
@feqar3326
@feqar3326 2 жыл бұрын
😂🤣😂
@yhdegomichael6924
@yhdegomichael6924 2 жыл бұрын
Sekit hasawi . Ane ygedd zetfaku giziey .chaw eleka aleku
@temesgenasrat3266
@temesgenasrat3266 2 жыл бұрын
Welcome
@mikielsamuel7161
@mikielsamuel7161 2 жыл бұрын
መደብኩም ጽቡቕ ኢዩ ግን ንዘይ ተቕርቢ ኣርእስቲ መርጽካ ኣይተምጽእ እዚ ሓደ ካብ ምድንጋር ኢየ ዝሓስቦ ስለዚ ተኻታተልትኻ ከይትኸስር ሃሳዪ ኢዩ ናዓኻ ውን
@danijaguar629
@danijaguar629 3 жыл бұрын
Nzeytqrbo Slemntay Ab arsti temxo mara kemzi geru zhrqeni yelen
@huruyferes7206
@huruyferes7206 3 жыл бұрын
1 musad eyo
@binibrown279
@binibrown279 3 жыл бұрын
Bravo ስለያን ኣገዳስነቱን ብምግላጽካ ከየድነቅኩካ ክሓልፍ ኣይደልን ከምዚ ጌርኩም በብቁሩብ ከተማዕብሉና ፈትኑ ።
@ugghhbdnd3336
@ugghhbdnd3336 2 жыл бұрын
ናይ ኤርትራ ታይ ምዃኑ ምእራባውያን ውን ክፈልጥኦ የሸግረን ኢዩ ሞሎኮታዊ ሕዋስ ስለዘለዎ እምበር ቀደም ንኤርትራ ከም ሊብያን ሶርያን ኢራቅን ሶማልን ኪገብርዋ ፈሪዶማን ይቃለስዋን ኣለዉ፡ገንሸል ህወሓት ይመስክር
@abrahamteweldebrhan2868
@abrahamteweldebrhan2868 3 жыл бұрын
Eti nmeshabi elka tgebro zeleka xhuf Gdefo hasawi
@queensabastudio6169
@queensabastudio6169 3 жыл бұрын
Nay eritrea elu yehrifuna si Ata kndey tehasim wedey
@hager.16
@hager.16 3 жыл бұрын
Hawawiskayo habibi
@fitsumzerabruk469
@fitsumzerabruk469 2 жыл бұрын
Kemy gerka felitkayo hasawi yqreta nayza hasawi nay Eritrea ke
@dawitmesfunmesfun1072
@dawitmesfunmesfun1072 2 жыл бұрын
Kola sebyt zekalabt si selya eritrea kkkkmm
@haqitisier8947
@haqitisier8947 2 жыл бұрын
ትካል ስለያ ህግደፍ ደኣ :-ደይ ኣብ ኮንትሮባንድ ኢዩ ንጡፍ : ኩሊት ኣይገድፍ ጨጎራ መንእሰያት እታ ሃገር መጀመርያ ገንዘቦም ደሓር ከኣ ጨጎርኦም የንግፎም ። ወይ ከኣ ሃይማኖታዊ ትካላት የፍርስን ይብሕትን እዚ ዩ ትካል ስለያ ሸዕብያ ፍቱን ስርሑ ።
@eripower1022
@eripower1022 2 жыл бұрын
ሕልኩስ ሓሳዊ መን ኢልካ ንሕውሓት ዕርቃኖም ኣውጺዎም ዘሎ ኣዝቀብርዎ ፊሒሩ እንዳኣ ኣውጾኦ ናይ ሃይማኖት ድዩ ጽልኢ ካልእ ኢዩ ሓቂ ክትፈቱ ኣለካ
@nahomhabtu8483
@nahomhabtu8483 3 жыл бұрын
Nay eritra Gina aymxekayon
@luullukas8772
@luullukas8772 3 жыл бұрын
ብዛዕባ ስለያ ትዛረቡ መሲልኩም ትስልዩና ትህልዉ መን ይኣምነኩም ?
@hutoalni522
@hutoalni522 3 жыл бұрын
Kkkk
@abrahamhantanabraham4358
@abrahamhantanabraham4358 3 жыл бұрын
@@hutoalni522 kkkkk
@user-ok8sr3qn3k
@user-ok8sr3qn3k 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkkk meyte shaq luul lukas kkkkkk
@gerealem6089
@gerealem6089 2 жыл бұрын
ይትረፍ ስለያ ግቡእ እንተርኔት ዘይብላ ዓድስ ክክክ ገረምቲ ምናልባት እዉን መበል 196
@diamendasmerom3954
@diamendasmerom3954 2 жыл бұрын
Entay ne kereayelka delika malet diu Eritrian mebel kendey ya gele ilka xehifkayo ktefelet kemzi Ms zedegem ????????????..?
@bergednhameduqawqaw7701
@bergednhameduqawqaw7701 2 жыл бұрын
Enda hasibka kndey ksru elkayom, hasibka endabelu nxuh seb yseru enber !!
@kelabhabtom2560
@kelabhabtom2560 2 жыл бұрын
Nay leyabu srah jemira ab megemerta tsbuk neru hji gin
@belae7107
@belae7107 Жыл бұрын
ናይ ኤርትራ ን ኤርትራውያን ብምሕቃቕ ኢዩ ክስራዕ ዝኽእል 1ሂበዮ ኣለኹ
@josefasmelash5457
@josefasmelash5457 3 жыл бұрын
Bexbax lekbat kezab ileka aleku mushmush harai
@user-zl7yf2kz8w
@user-zl7yf2kz8w 6 ай бұрын
This is ምትላል ዘይትገብሮ ወይ ዘይተቅርቦ ኣይትዛረብ በተሰብካ ከይትከስር
@mathematicspecialisteritre5359
@mathematicspecialisteritre5359 2 жыл бұрын
Lekiram bezihu
@mhuraraya6048
@mhuraraya6048 3 жыл бұрын
Please pay attention when you give information where is Eritrean security or spy u no explain
@yohannesromelshow9917
@yohannesromelshow9917 2 жыл бұрын
View ንምርካብ’ዩ እምብር ናይ ብሓቂ ዕሙቕ ኣፍልጦ ኣይነበሮን ግን በጣዕማ ተሕዝን እዚ ካብ ስርቂ ተፈልዩ ዝረአ ኣይኮነን ። ዝሃብካዮ ኣርእስትን በፍጹም ዝራኸብ ኣይኮነን ዎ ደሓንካ
@Abirshgirmai
@Abirshgirmai 2 жыл бұрын
ናይ ሩስያ ኬጂቢ ነበር ከ ፈሪሱ ድዩ ማራ ዉሩይ ኔሩ
@samiasefaw2594
@samiasefaw2594 2 жыл бұрын
Wata nay hagerna xihfka key gelexkayo mesheqeti teteqimkalu
@amanmehari4617
@amanmehari4617 3 жыл бұрын
Please eba nay dani awxuwa eba
@wedishukey6220
@wedishukey6220 3 жыл бұрын
Zena tgringna Entertainment alekum btaemi nfu Seb emun wela tgraway ykun bzhbo ugub ye kab nay Habesha chanelat 1 eleyo aleku nzeytfetwo hiji fletwo.
@hanssenay895
@hanssenay895 3 жыл бұрын
Menikata mxerefnaka turgum yeblun txehfon tzarebon flet okay
@henokrobiel28
@henokrobiel28 3 жыл бұрын
Nay eritera emo fluet endeyou wedi kasa felkose semone gebrdengel gayem yebhal nay eritera
@barkabarkaa2259
@barkabarkaa2259 3 жыл бұрын
I subscribe mgbar kelil u be cerfull
@samuelgebretensae7275
@samuelgebretensae7275 2 жыл бұрын
ሰላም ዛራ ፍልጠት ትሕቶኹም ይሰስን ተኺእልኩም ዕሙቅ ዝበለ ትንተና ናይ ስነ-ሓሳብ socialism or communism among liberalism or capitalism
@haftisem2712
@haftisem2712 3 жыл бұрын
Zara feltet nemntay ikum gen zhtetnakum heto zeytmlsu bjakum comment mnbab ftwu🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨🤨
@JOHNI6369
@JOHNI6369 3 жыл бұрын
Nay Eritrea 🇪🇷 abey ala bitami hemak giarka ketmxa neruka.
@Maranata12344
@Maranata12344 3 жыл бұрын
Nay Africa kea amxelna
@feqar3326
@feqar3326 2 жыл бұрын
Anes KEF kehubni meaat iyom seb wach wach abilkaya eritrenn werecha😂😂😂
@user-er4ge8qh7u
@user-er4ge8qh7u 2 жыл бұрын
ናይ ሃገርና ትነግረና መሲልና እበር መበል ክደይ ኮን ይከውን ምባልካ ኣጻዊካና ማለትካ ዲዩ
@erinamedia9501
@erinamedia9501 3 жыл бұрын
ኣብ 1ይ ደረጃ ዝርከብ CIA ናይ ኣሜሪካ ኢዩ ናይ ህንዲ ኣይኮነን።
@berekettewelde3340
@berekettewelde3340 2 жыл бұрын
Hasawi eko aybrhann anes nay eritra shele elka halifkaya mish unsbscribe gabizeka aleku
@merontekleab917
@merontekleab917 3 жыл бұрын
Eti nay eritrea ke dea mes dika ktembebelna 😐😐😐
@yfter1992
@yfter1992 2 жыл бұрын
እውእ ካብ አፍርካ እካ ቀዳመይቲ ምብልኩ እንተ ካብ ዓለም እሞ ቡዙሕ አፍልጦ የብለይን
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 3 жыл бұрын
Hagerawi dhnet eritrea nabay resiekayo ab kexali ketemxialna tesfa ygebr
@thomasshelby3757
@thomasshelby3757 3 жыл бұрын
Keynxerfeka gele thzto zelewo koynu xhufka , abti medeb zeydealekayo keme y ke aresti nay medeb tgebro
@saraabraham504
@saraabraham504 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 Eritrea ab slela alem wey eknka zeymflat af fetek ?Eritrea sebawi mesel deki sebat bmghas sebat abzia alewu keytebahlu bmhkak bktlet number one of the World
@amanberakhi5130
@amanberakhi5130 3 жыл бұрын
ናይ ሃገርና ከ መን ትብሃል ኣለዋ ዱ ከ
@henokrobiel28
@henokrobiel28 3 жыл бұрын
Wediy kasa yebhal nay eritera secriet
@henokrobiel28
@henokrobiel28 3 жыл бұрын
Wedi kasa yebhal
@ghezaesebhatu6163
@ghezaesebhatu6163 3 жыл бұрын
ከመይ ጌርካ KGBታሻዓይ ትሰርዖ?
@ghezaesebhatu6163
@ghezaesebhatu6163 3 жыл бұрын
your information is not correct.you may not cold war between CIA and KGB.
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 3 жыл бұрын
እዚ ኩሉ አብ ልዕሊ አቢ አሕመንድ ተውሲዱ ዝነበረ ናይ ምቅንጻል መደባት መን ድዩ ዘፍሽሎ ዘሎ
@meraredwab1080
@meraredwab1080 3 жыл бұрын
KGB ke nay Russland
@indiaasmara3780
@indiaasmara3780 3 жыл бұрын
ኣየ ህዝበይ እዚ ንባዕሉ ስለያ ህግድፍዩ ኩርኩር ናዮቶም ምኻኑ ኣኡትፍልጡን ዘይምስምዑዩ ተማራጺ
@maekelekichin6702
@maekelekichin6702 3 жыл бұрын
Nay artra dea entay srah alewo bjeka Nay esyas sltan mhlaw
@alexniguse605
@alexniguse605 3 жыл бұрын
Nay Eritrea ms raku eya atya geni Kali xnhni. Nayt aresty zxhfkyo glxe!!!
@fnanbruk
@fnanbruk 3 жыл бұрын
ካብ 10ይ ጀሚርካ ናብ 1ይ ክትከይድ ነይርካ ,,ዝተመሰረታሉ ኢኻ ገሊጽካ እምበር መን ኢያ ዝሓየለት ኣይገለጽካን ማለት ካብ ዓለም መን ኢያ ብስለያ ቀዳመይቲ ብንጹር ኣይገለጽካዮን ... ...
@filmonhaile8888
@filmonhaile8888 3 жыл бұрын
OMG.so kemta zjmerkaya Eritrea zbel kale.ktweda nyerka wey ka terke nay Ertria aflto tzyblka ktfelu nyerka tzy koyenu . Ertria meshektiye aytkmla ok .serhit keya 18 alka nosu nbelu maklak nyerou bzhu sbe kmherllu zklu serhtat tfxmoe u Abe Ertria .neska Gen ktshekit ember kta stmher.aymxkane. so eza chenille.ka agdsnt yabluan .tarke entda dlka hetat..nektflut
@adammd7625
@adammd7625 3 жыл бұрын
Ab Google who is no 1 intelligence agency elkum xehafu no 1 isi Pakistan 2 mousad Israel 3 CIA no 4 Rw Hindi
@xbahmstirya8450
@xbahmstirya8450 3 жыл бұрын
Ezi kriayelkum elkum tgebrwo mtlal zeytgedfwo ekum kaliay gize kemzi ms zrielkum anen kerebteyin kabakum mrhak u mrichana
@nahomgrmay3940
@nahomgrmay3940 2 жыл бұрын
ኣርእስቲ ካልእ ትንተና ካልእ ክመይ ዓይነት ቆንዳፍ ጋዚጠቻ ኢካ
@Dolphin-98
@Dolphin-98 2 жыл бұрын
Plz do not put topics that you are not going to talk about ‼️ 🤮
@redmipro8253
@redmipro8253 3 жыл бұрын
ብምንታይ ክርክበኻ ይክእል ክረክበኻ ድልየ አለኩ ዛራ ፍልጠት
@daniehagos3312
@daniehagos3312 3 жыл бұрын
Nic bro
@samimehari3093
@samimehari3093 3 жыл бұрын
ስልያዊ ትካል ኣገዳሲ ክፍሊ ናይ ሓንቲ ሃገር። ብዛዕባ ኣፍሪካ ክኣ ገለ በሉና ኣብ ዝበጽኣ ኣየኖት ሃገራት ሓያል ስለያዊ ትካል፡ኣለወን ኣዚ መደብ ኣዚያ መሃሪት ጽቡክ ሓበረታ ዘለዎ አያ ኣንተኮነ ብዙሕ ጠፊኣ ነራ ስለዚ ኣዳለውቲ እዛ መደብ ኣቓልቦ ክትገብሩ ይሓትት
@solomonghebrhiwet6384
@solomonghebrhiwet6384 3 жыл бұрын
Merhaba deki erey ezi seb how to collect money. Tray u zhasib please don't follow his gays
What will he say ? 😱 #smarthome #cleaning #homecleaning #gadgets
01:00
wow so cute 🥰
00:20
dednahype
Рет қаралды 28 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 9 МЛН
እቲ ን ኣሜሪካ ዕርቃና ዘውጽኣ ሰላይ።
34:19
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 120 М.
ሃጸይ ሃይለ ስላሴ ስለምንታይ’ዩ ብራስታፋሪ ዝምለኽ HD
14:23
ዘየምልስ ጸድፊ - ሓቀኛ ፍጻመ
19:28
Eri Meskerem
Рет қаралды 17 М.
ንሞት ተፈሪዱ 450 ዓመታት ዝነበረ ገበነኛ!
11:39
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 43 М.
What will he say ? 😱 #smarthome #cleaning #homecleaning #gadgets
01:00