No video

#Asbialo

  Рет қаралды 1,325,838

Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ

Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ

Күн бұрын

Subscribe Free:
/ @asbialo6681
Copyright © Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ 2020
©All rights reserved to Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: / @asbialo6681
FB page : / asbialo
#Asbialo #ብርግጽዓስቢኣሎ #eritreanorthodoxtewahdo

Пікірлер: 758
@fevenundselihommulugeta9081
@fevenundselihommulugeta9081 3 жыл бұрын
ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ኣምላኽ እዩ ዝትንኽይ ልበይ ምስሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ እቲ እዃ ከለይ ፈትሑ ደስታ ዘዐጥቅ ንስድዩ ፈገግታ ገጸይ እብዛ ዝናፍቅ ንኽብሩ እየ ዝነብር ተቀሊበ መዝሙር ድኑን ርእሰይ ኣቅኒዑ ንብዓተይ ዝደርዝ ሕዙን ልበይ ዳሃሲሱ ፍሽክታ ዘልብስ መን ኣለኒ ብዘይ ክብሩ ሰማዒ ሽግረይ ንብዓት ዓይነይ ተመልኺቱ ዘንብባ ንልበይ ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ ምራቅ ኣፉ ተፊኡ ርሒቁ ወገነይ ሳምራዊ ግን መሪር ቃንዛ ልቡ ተንኪፍዎ ደንግጽለይ በቲ ፍቅሩ ቁስለይ ዘንንዎ ክፍኣት ልቢ ወዲ ሰብ ንሞት ፈሪድኒ ብዘይ ገለ ርህራሄ ቅትለት ዳርባ እምኒ ለውሃት ፍቅሩ ኣምላኽ ምሕረት ሻቡ በጺሕኒ ቅቡጽ ተስፍይ የሐዲሱ ካብ ሞት ኣሊዕልኒ ጌና ሓጥእ ክንሰይ ንሞት ዘፍቀረኒ ብዘስካሕኽሕ ስቅለቱ ልበይ ማሪክኒ ኣቤት ፍቅሪ ኣቤት ፍቅሪ ድንቂ ዩ ኣምላኸይ ኣይፍለይን ካብሕቅፍኡ ንሱ ዩ ሰላመይ
@aregayabraham8992
@aregayabraham8992 3 жыл бұрын
God bless you your life zmara melakte ysmana
@wegihuembaye3939
@wegihuembaye3939 3 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ቡሩክ ሓወይ
@lidiyamengstu3515
@lidiyamengstu3515 3 жыл бұрын
I
@user-by6lv9nw2r
@user-by6lv9nw2r 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን
@sallamkann3472
@sallamkann3472 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 жыл бұрын
ኣነ ብሰብ ሓዳር ኣይቀንእን'የ ግን ኣብ እምነቶም ጸኒዖም ኢድ ንኢድ ተታሓሒዞም ሰንበት ንግሆ ናብ ቤተ ክርስቲያን ከምርሑ ክርኢ ከለኹ አዝዮም'ዮም ደስ ዝብሉኒ እቶም ብኸምዚ ዝነብሩ ኩሉ ግዜ ንዖኦም ምዓልቲ ፍቁራት እዩ አምላኽ ንኽሉኹም ሰብ ሓዳር ይባርክኩም እቶም ሓዳር ዘይብልኩም ድማ ካባኹም ዝበልጽ ሰብ ኣምላኽ የዳልወልኩም.ዝማሬ መልኣኽቲ ይስምዓልና .ዲያቆንን መሳርሕቱን ክኣ አጀኹም በርጥዑ
@user-ht8fp9hk8d
@user-ht8fp9hk8d 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@amanmz28
@amanmz28 3 жыл бұрын
Bhaki tsbuk alekha ane wn kemzi natka ቅንኣት eyu zeleki, thank you hasabey sle zgelexka
@mad223chu9
@mad223chu9 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen nay bahki
@awetanday4704
@awetanday4704 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@fkrimisamlak6256
@fkrimisamlak6256 3 жыл бұрын
Amen Amen amen
@izme3281
@izme3281 3 жыл бұрын
ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ኣምላኽ እዩ ዝትንኽይ ልበይ ምስሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ እቲ እዃ ከለይ ፈትሑ ደስታ ዘዐጥቅ ንስድዩ ፈገግታ ገጸይ እብዛ ዝናፍቅ ንኽብሩ እየ ዝነብር ተቀሊበ መዝሙር ድኑን ርእሰይ ኣቅኒዑ ንብዓተይ ዝደርዝ ሕዙን ልበይ ዳሃሲሱ ፍሽክታ ዘልብስ መን ኣለኒ ብዘይ ክብሩ ሰማዒ ሽግረይ ንብዓት ዓይነይ ተመልኺቱ ዘንብባ ንልበይ ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ ምራቅ ኣፉ ተፊኡ ርሒቁ ወገነይ ሳምራዊ ግን መሪር ቃንዛ ልቡ ተንኪፍዎ ደንግጽለይ በቲ ፍቅሩ ቁስለይ ዘንንዎ ክፍኣት ልቢ ወዲ ሰብ ንሞት ፈሪድኒ ብዘይ ገለ ርህራሄ ቅትለት ዳርባ እምኒ ለውሃት ፍቅሩ ኣምላኽ ምሕረት ሻቡ በጺሕኒ ቅቡጽ ተስፍይ የሐዲሱ ካብ ሞት ኣሊዕልኒ ጌና ሓጥእ ክንሰይ ንሞት ዘፍቀረኒ ብዘስካሕኽሕ ስቅለቱ ልበይ ማሪክኒ ኣቤት ፍቅሪ ኣቤት ፍቅሪ ድንቂ ዩ ኣምላኸይ ኣይፍለይን ካብሕቅፍኡ ንሱ ዩ ሰላመይ
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
@user-by6lv9nw2r
@user-by6lv9nw2r 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን
@diletyemane3592
@diletyemane3592 3 жыл бұрын
ብጀመርታ እዛ መዝሙር ግጥማ ድኹምን ስርዓት ዘይሓለወን እዩ፡ ናብቲ ክፍጽመልካ ትደልዮ ነገር ብምሉእ ሓይልኻ ደኣ ትቐርብ እምበር ምትንካይ ኣይግድን ክፍጸመልካ እና ደለኻ ንምንታይ ትትንኪ ዝብህግ እንተትብሎ ከማን ምሓሸ ቀጺልካ ኣብ ቀዳማይ ቤት ቃላት ምድግጋም ልበይ ልበይ ተደጋጊሙ ተጻሒፉ ኣሎ በዚሑ ልበይ ልበይ ልቡ ልቢ ዝብል ቃላት ኣብ ምሉእ እዛ መዝሙር 6 ግዜ ተደጋጊሙ ንረኽቦ ካልእ ቃል ከተናድየሉ ይግብኣካ ሓደ ካብቲ ንመዝሙር ድኹም ዝገብሮ ምድግጋም ናይ ቃላት እዩ ምኽንያቱ ጸሓፊ ሓሳብ ክሕጽሮ ከሎ ቃላት ይደጋግም ደሓር ከኣ ፍሽኽታ ዘልብስ ኢልካዮ እዋ ፍሽኽታ ብምልባስ ኣይ ግለጽን ፍሽኽታ ድሙቕ ሃሳስ እናበልካ እዩ ዝግለጽ ኣብ ካልኣይ ቤት እሞ ከይተረድኣካ ዓቢ ምንፍቕና ኢኻ ተዛሪብካ "ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ" ብደምካ ትድሕን እንተኾይንካ ደኣ ንምንታይ ጎይታ ምምጻእ ኣድልይዎ እዞም ኩሎም ቅዱሳን እኳ ዘይከኣሉ ምናልባት ከም ዝመስለኒ ምሥጢር ተዛሪበ ንኽትብል እቲ ደም ካብ ኣዳም ዝወሰዶ ማለት ካብ ጓል ጓሉ ዝወሰዶ እዩ ኣነ ኸኣ ወዲ ኣዳም እየ ክትብል ተሓሲብካ ተጋጊኻ ኣለኻ ንዕኡ ከተፍርስ ድማ ሳምራዊ ኢልካ ንጎይታ ትጽውዕ ኣለኻ ናይታ ደም ዝፈሳ ዝነበረ ታሪኽ እየ ጽሒፈ እንተ ኢልካ ድማ ብበደል ደም ፈሲስዋ ዝብል ጽሑፍ የለን ባዕልኻ እንተዘይፈጢርካዮ ሳልሳይ ቤት ንኺድ "ሻቡ" ዝበሃል ትግርኛ የለን ንስኻ ተጠቂምካሉ ዘለኻ ሻቡ ንቅልጣፈ ወይ ፍጥነት ናይ ምሕረት ኣምላኽ ንምግላጽ እዩ ግና ኣሻብኡ ዝብል እምበር ሻቡ ዝብል ትግርኛ የለን ውርድ ምስ በልካ ድማ ካብ ሞት ኣልዒሉኒ ኢልካ ኣለኻ ካብ ሞት የትንስእ እዩ ዝበሃል ካብ ዝወደቕካዮ ድማ የልዕል ዝለዚ "ኒ" "ኒ" ክመጸልካ እንዲኻ ደሊኻ ካብ ውድቀት ኣልዒሉኒ እዩ ዝበሃል ኣብ መደምደምታ ድማ እዛ ድራማ ምስታ መዝሙር ዋላዋላ እኮእዩ ምትእስሳር ዘይብላ መዝሙር ብዛዕባ ጣዕሳ በደል ንስሓ ይዛረብ ድራማ ኣብ መንጎ ክልተ ሰብ ሓዳር ዘሎ ናይ ዘይምስምማዕ ይገልጽ እዋእ እቲ ዳሬክተር እንታይ ዲዩ ስርሑ ስቕ ኢልካ ጥራይ ደስ ዝበለካ ንመዝሙር ድራማ ትገብረሉ እዋእ በሉ ነዛ ድኹም ግጥሚ ዝሓዘት መዝሙርን ምስኣ ብዘይሰማማዕ ድራማ ዝተቐርጸትን ድኹም ስራሕ ኮይኑ ርኺበዮ ኣለኹ ምናልባት እቲ ታሪኽ ኣብታ ድራማ ተሰሪሑ ዘሎ ኣሕዛኒ ስለ ዝኾነን ኣብ መብዛሕትኦም መንፈሳውያን ሰብ ሓዳር ዘሎ ሽግር ስለ ዝኾነ መብዛሕትኡ ሰብ ክደናገጽ ርኢና ኣለና፡ ብዝኾነ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@havenkahssay1134
@havenkahssay1134 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና
@user-py2iy7wj9g
@user-py2iy7wj9g 3 жыл бұрын
@@diletyemane3592 ርእይቶካ ዝድነቅ እዩ
@user-uv5iz7ku4k
@user-uv5iz7ku4k 3 жыл бұрын
እዛ መዝሙር ሳ ከብ ልበይ እየ በኽየ አሓዋተይ ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ አሎ ሰለ እቱ ኩሉ ነገር የሓዋተይ ረአዩዎ እሟ ኽንደይ ዝአክል ክቡዚ ተማሃረ ደቂ አንስቴይ እዉን ደቂ ተባዓቲይ እዉን ምትሕልልይ እየ ጽብቅ
@amanmz28
@amanmz28 3 жыл бұрын
Nay bhaki neay wn nibiat b nbiat gieratni lbkha titinkif
@wintaaargay1575
@wintaaargay1575 3 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ንባዓለይ ኣለኩ ማዓልታዊ ይሰምዓ እሞ ስቅ እለይ ይበኪ ከምቲ ናደና ንልድያ ልባ ዝከፈተላ ናዓና ውን ልብና ይክፈተና ኣሕዋተይ ማዓረይይ 😭😭😭🙏🙏🙏🙏
@user-uv5iz7ku4k
@user-uv5iz7ku4k 3 жыл бұрын
@@wintaaargay1575 ኣጀኪ መዓረይ
@furtunamehari9584
@furtunamehari9584 3 жыл бұрын
Ufffff me to kab tijimir kisab tiwigi libey tenikifatin ayikalkon
@user-uv5iz7ku4k
@user-uv5iz7ku4k 3 жыл бұрын
@@furtunamehari9584 እወ ግን ዳሓን ጽብቅ እዩ ልብካ ምትንካፍ አምላክ ባዓሉ ናብ ልብና ይምለሰና ካብዙ ችግር ጸበባ እዉን የውጸአና አሜን። ሰናይ ጊዜ 💘💘👈
@user-mg8jc3pc3x
@user-mg8jc3pc3x 3 жыл бұрын
ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል ኣምላኽ እዩ ዝትንኪ ልበይ ምስሊ ፍትወታት ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ ❤❤🙏🙏
@shewityontan3548
@shewityontan3548 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ብሓቂ ልብካ ውሽጥካን ከም ትምርምር ኣብ ሓጺር ደቃይቅ ምስ ነብስና ተፈትሽ ኣምላክ ጸጉ የብዝሃልኩም ዝማረ መላክቲ የስምዓልና
@segentube7191
@segentube7191 3 жыл бұрын
ናብቲ ክፍፅመለይ ዝኽእል ኣምላኸይ አዩ ዝትንክይ ልበይ ምስሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ ኣይብሉን ኣብ መንገደይ እቲኻ ገድለይ ፈቲሑ ደስታ ዘዕጥቅ ንሱድዩ ፈገግታ ልበይ እምብዛ ንፍቅሩ አየ ዝነብር ተቀሊበ ብመዝሙር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብልቢ መፃናነዒተይ መዝሙር 🙏
@yonasberhane4028
@yonasberhane4028 3 жыл бұрын
50 gzie semieya entay koyne ykewun.kemakie bealtie hader tftereley I love it.
@ONELOVE-he7tx
@ONELOVE-he7tx 3 жыл бұрын
Ajoka Amlak alo Yonas Hawey
@lidiya727
@lidiya727 3 жыл бұрын
ምርጥ አስተማሪ ድራማ ነው ጽሎት የማይቀይረው ነገር የለም እግዚአብሔር ይመስገን ጸጋውን ያብዛላችሁ ቃለህይወት ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ኤርትራዊ ኦርቶዶክሳዊ እህት ወንድሞቼ
@yonasatsmegergish2490
@yonasatsmegergish2490 2 жыл бұрын
❤❤❤🙏
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ኣንብዓትኒ ሂወትና ትገልጽ መዝሙር ህዝቢ ክርስትያን ብንስሓ ንመለስ ሓጥያትና በዚሑ ኣሎ መቸም ተስፋ ኣለኒ ሓንቲ መዓልቲ ከም ህዝቢ ነነወ ።
@tube7667
@tube7667 3 жыл бұрын
እንደት ብየ ላመስግናችሁ በእውነት የጥበብ አምላክ ጥበቡን ይግለፅላችሁ ወንድም እህቶቸ ብዙ ግዜ የኔ ታሪክ ነው የምንለው በዘፈን ነበር ግን እናተ የኔን ህይወት አሳይታችኋል ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን😰❤️ላፈቀሩት ሰው ዋጋ መክፈል ትግስተኛ መሆን ከታገሱት ሁሉም እደሚልፍ እደሚቀየር አምናለሁ ይህም አንድ ቀን ይሆናል ተስፋየ በእግዚአብሔር ላይ ስለሆነ 😰❤️🇪🇷😰❤️💛💚ቋንቋ መግባቢያ እንጅ መለያያ ሊሆነኝ አይችልም 😰
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
ብሓቂ ልቢ ዘተንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓወይ እግዛቢሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@DagimWinner
@DagimWinner 2 ай бұрын
ዝማሬ መላኢክት የስመዐልና ዝሓውና
@meharitesfay137
@meharitesfay137 3 жыл бұрын
*ንክብሩ እየ ዝነብር ተቀሊበ መዝሙር* ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዲያቆን ሓወና ነቲ ዘይውዳእ ክብሩ እንድ ኣመስገና ኣብ ቤቱ ክነበር ብጸግኡ ይደግፈና
@mebgeb4740
@mebgeb4740 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፡ ብሓቂ ኣዝያ መሃሪት ልቢ ትትንክፍ።
@yordanosweldeslasie2740
@yordanosweldeslasie2740 3 жыл бұрын
እዚ ድምጺ ኣብ መዝሙር ክትሰምዖ ክንደይ ደስ ይብል እሞ ከኣ ምስ ካብ መዓር ዝጥዕም ቃል ግጥሙን ዜማኣን ብጣዕሚ ብሉጽን ጽብቁ ሰራሕ እዩ ድያቆን ሓወይ በሃንቀውታ ዝጽበያ ዝነበሩኩ እያ እግዚኣብሔር ጸግኡን ጥበብን የብዝሓልካ አዝካ ንፋዕ ኢካሞ ቀጽሎ( ኦ እግዝአብሄር ሓይለይ ትብል ክትዝርጉሕልና ብሃንቀውታ ንጽበያ አለና)
@meronteklya5948
@meronteklya5948 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላክቲ ይስምዓልና ኣደ ብርሃን ትኹን ጽላልኩም
@user-jp1mi1ik6y
@user-jp1mi1ik6y 3 жыл бұрын
ዝማሬ ምላአክትን ያሰማልን ያለ እርሱ ፍቃድ የበላ ደስ ብሎትስ ተድላን የቀመሰ ማን ነው ሁሉም በአንተ ነው አምላኬን ስለማይነገርው ስጦታዉ ልኡለ እግዚአብሔር ይክበር ይመስግን የነገ ሰው ይበለን 👏👏👏❤❤❤
@milonmilon6338
@milonmilon6338 3 жыл бұрын
ናብ ልዕል አምላክ ናብቲ ዝፍፅመለይ አአዊ አለኩ አይይይይይይይይ ደስ ክብል አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ይባርኩም አሕዋተይ ዓባይ ትምህርቲ እያ
@user-hm2hm7ty9k
@user-hm2hm7ty9k 3 жыл бұрын
ኣስይይይይይይ ዝማረ መላኣክቲ ይስምዓልና ድኣቆን ብርሃነ ሓውና ጸጉ ይብዝሓልካ ኣምላክ
@menkemado6853
@menkemado6853 3 жыл бұрын
Amen (3) eti zeserihwo zelowu nab dirama Way dima nab film ente tegeberiwo aziyu tsebuk neru mokniyatu abuy temiherti alawa ezi mes ykreta egziabher edmen teanan yabkum
@kibromtesfay2896
@kibromtesfay2896 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጥዑም ዜማን ሓይሊ ቃልን እንተኮነ ግን ኣብ መንጎ ዘሎ ኣድቨረታይዝ እንተዘይህሉ ሰናይ ነይሩ ዘመን ኣገልሎትኩም እግዚአብሔር ይባረኽ
@hntsabyirgalem6086
@hntsabyirgalem6086 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልል ዕልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ ይስመዓል ዲያቆን ሓወይ እግዛኣቢሄር ኣምላኽና ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይሃብካ
@matyasyosiyas5092
@matyasyosiyas5092 3 жыл бұрын
አሰይ ልብካ ዘረስርስ መዝሙር ብሓቂ ልብካ ዝትክፍ አምላክ ጸጋ ይዓድልካ ድያቅን ብርሃነ ሓወይ ኩሉ ግዜ አብ ቤቱ ንበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ ኩሉና አሕዋት ሺር ንበሎ ኩሉ ክሰምዖ ምእንቲ
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. 3 жыл бұрын
ብሓቂ አምላክ ይባርኽኩም😭😭😭😭😭😭አምላክ ይቅረ ይበለልና ንንእስነትናን ንዕሽነትናን ከይረኣየ።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@taemomeresa3620
@taemomeresa3620 3 жыл бұрын
በስመ ስላሴ *ካብዛ መዝሙር እንምሃሮ ብዙሕ ኣለዎ ካብ ብዙሕ ውሕድ ድማ ሰብ ክብድለካ ከሎ ናብ ኣምላክ ትልምን ከም ዘለካ ትምህረና።😥❤*
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 жыл бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና 💔😭ኩቡር ሓውና ዳ.ን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ✝️💖🤲🙏
@user-by6lv9nw2r
@user-by6lv9nw2r 3 жыл бұрын
ዝማሪ መልእክት ያሰመዐልና በጣእሚ ልብካ ይትንክፍ ትዕግስቲ ምግባር በጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ኣምላኸ ፀግኡ የብዘሓልኩም ንዓናውን መስተወአሉ ልቦና ይሃበና አሜን
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 7 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብጥዓሚ ጥዕምቲ ሞዝሙር ዘማሬ መልእኽቲ የስምዓልና💙✝️🙏✅
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 2 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስምዓልና በሓቂ ከምዚኤን ኣሕዋት የብዝሓልና ኣብ ሓዳረን ጸኒዐን ብጾሎትን ትዕግስትን ዝጽበያ ተስፋ ይገብር ኣብ ናይ በሓቂ ሂወት ከምዚ ክህሉ!
@imeadonaydnglmaryam7873
@imeadonaydnglmaryam7873 3 жыл бұрын
O Qdus amla naka mnm zseaneka neger yelbon mo Selamka Mhretka Leakelna 😢😓😓 Amen zmare melaikt yesmealna kbur hawey
@habtomfseahaye755
@habtomfseahaye755 3 жыл бұрын
ሰሪ ብዝሒ በደለይ ምስ ዛረየ ደመይ ምራቅ ኣፉ ተፊኡ ርሒቁ ወገነይ ሳምራዊ ግን መሪር ቃንዛ ልቡ ተንኪፍዎ ደንጊጸለይ በቲ ፍቅሩ ቁስለይ ዘኒንዎ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ሰሚዒኻ ዘይ ጽገብ ልብካ ዝሰብር እግዚኣብሔር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ 🙏🙏🙏💒💒💒🤦‍♂️🤦‍♂️😪😪😪
@milihabtay1305
@milihabtay1305 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላአኽት የስማዓልና ጸጉአ የብዝሓልካ ድይቆን ሓዉና 🙏🙏🙏♥️💒♥️🌹🌹✝️✝️✝️
@user-rr1xy1ft3k
@user-rr1xy1ft3k 3 жыл бұрын
ናብቲ ዝፍፅመለይ የንቅል ኣሎ ልበይ ቃለ ህይወት የስመዓልና ንሓውና
@dawityacob7597
@dawityacob7597 3 жыл бұрын
++++መፈጸምታኻ፡መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልካ፡ብሓቂ፡ልቢ ዝሰብር መዝሙር።+++
@semina8117
@semina8117 3 жыл бұрын
ኣሜን ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር እግዚኣብሄር ንናይ ንስሓ ግዜ የብቀዓና 🙏🙏🙏💒💒💒⛪🤲🤲🤲
@user-sg7ps6kk3z
@user-sg7ps6kk3z 3 жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ብሩካት የሕዋት ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባረክ እግዚኣብሄሪ ጽጉኡ የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ ናፍቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ዩ ዝትንኪ ልበይ 🙏🙏🙏❤️💚💚💚
@godislove1755
@godislove1755 3 жыл бұрын
ልብካ ትትንክፍ መዝሙር ብሃቂ። እግዛብሄር ጸግሁ የብዝሓልኩም። ንዓና ከኣ እግዚኣብሄር ዘስትውዕል ልቢ ይሃበና።
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 3 жыл бұрын
ሰምዕካ ዘይምኖ መዝሙረ ልቢካ ዝትንኪፍ ንብሃቂ
@user-vl3ec9bk8v
@user-vl3ec9bk8v 3 жыл бұрын
ፍትዋተይ ከመይ አለኩም እንተ አነስ ደጋግመ ክርኣ አለኩ እሟ አሕዋተይ ሓወይ ሓፍተይ ንባሃሃል ንዛ ሓላፍት ዓለም ብፍቅሪ ንንበራ ዝማሬ መልእክት የስመዕልና 🎚🎚🎚🎚🎚⛪⛪⛪
@merryzeray7931
@merryzeray7931 3 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ዲ.ብርሃነ ሓወይ
@Finan_wel
@Finan_wel 3 жыл бұрын
እልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዲ.ብርሃነ ሓወይ......ጌና ሓጥእ እንከንሰይ ብሞት ኣፍቂሩኒ ብዘስካሕክሕ ስቅለት ልበይ ማሪኹኒ ኣቤት ፍቅሪ(2) ድንቂ'ዩ ኣምላኸይ ኣይፍለይን ካብ ሕቁፍኡ ንሱ'ዩ ሰላመይ 🙏🏼 እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልካ
@user-kh1eu4je4j
@user-kh1eu4je4j 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስመዓልና እግዚኣብርሄር ኣብ ቤቱ የንብርኩም ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏💟💟💟🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሰብ ቃል ኪዳን ኣብ ኪዳንኩም የጽንዕኩም እቲ ኩሉ ዝፍጽም ኣምላክ
@user-ht8fp9hk8d
@user-ht8fp9hk8d 3 жыл бұрын
ናብቲ ክፍፅመለይ ዝክእል እዩ ዝትንክይ ልበይ ምሰሊ ፍትወት ናይ ሰባት ግደ የብሉን ኣብ መንገደይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት ይሰመኣልና ዲያቆን ሓወይ ናብ ኣምላክ ዝኣመነ ፍጹም ኣይሓፍርን እዩ 🕊🕊🕊🕊
@HiwanHailay
@HiwanHailay 28 күн бұрын
ናብቲ ክፍፅመለይ ዝክእል ኣምላክ እዩ ዝትንኪ ልበይ😢😢😢ዝፈትዋ መዝሙር😢❤
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ምሆሮ ክብርቲ ሓፈተይ ብሻላ ናብ ኣምላክ ፀሊኪ ትዕግስቲ ገይርኪ እግዚአብሔር ሰሚዕኪ ከማትኪ ልቢ ያሃበኒ ድክምቲ ሓፍትኪ ሓጥያተይ ምብዙሑ
@villayedngllij7537
@villayedngllij7537 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣኽት የስመዓልና ድ/ን ብርሃነ ሓወይ መፈጸምታካ ይጸብቀልካ. ንኽብሩ ክንጎዓዝ ይርደኣና ጎይታ።
@user-qd4jz2wb1v
@user-qd4jz2wb1v 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ድያቆን
@user-kl5ne5cd2e
@user-kl5ne5cd2e 3 жыл бұрын
አሰይ ንነዊሕ ዝተጸበክዋ'ያ ናይ በሓቂ መሃሪትን ልብካ ትትንክፈካን ቃለ ሂወት የሰማዓልና ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ንፋዕ ዘማሪ ግጥሚ:100 ዜማ:100 ኣጆካ ቀጽሎ ናብቲ ክፍጽመለይ ዝክእል ኣምላክ እዩ ዝትንክይ ልበይ ናይ በሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
@sarasami129
@sarasami129 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍትዋት እሕዋት፡ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር፡ኣምላክ መፈጸምታና የጸብቆ።
@KeletZeriom-jp7iv
@KeletZeriom-jp7iv Жыл бұрын
Zmare melakit yesmealna diacon berhane edmen tienan yehbkum behaki. Nezia mezmur kisemie keleku behaqi tesfa ygebr❤❤❤❤❤❤
@wehazitteklit
@wehazitteklit 3 жыл бұрын
Amen Amen Zmarie Melakt Yesmealna, such a heart touching Mezmur, Amlak xegu yebzhalkum❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@mistirfkrimami9461
@mistirfkrimami9461 3 жыл бұрын
Denun resey akenieu nebeatey zederez huzun lebey dahesisu feshketa zenbeb men aloni bezkeu semaei shgerey nebat ayeney temelkitu zenbeba ney lebey. It touched my ❤🙏🙏🙏
@helengebregziabher9963
@helengebregziabher9963 3 жыл бұрын
Abkeyatni eza mezmur lebka tetnkff Zemari melaekt yesemealy tsegeu yebzhalkum ahewaty Orthodox Tewahdo Nezlealem tenber
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b 3 жыл бұрын
ኡፍፍ ከብድኻ ትትንክፍ መዝሙር ዝማረ መላእክት የስምዓልና
@adonaykubrom3494
@adonaykubrom3494 3 жыл бұрын
ቓል ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ሂወትካ ተፈትሽ ሞዝሙርን ክሊብን ጸግኡ የብዝሕ ኣሕዋት ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዳያቆን ሓወይ ኩሉ መዝሙርካ ጥዕም እዩ ናይ ባሓቂ ናብቲ ክፍጽመለይ ዝኽእል ኣምላኽ እዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️
@user-lv6bb6fd1f
@user-lv6bb6fd1f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሪ መልእክት የስምዓልና የሕዋት ናይ ዘመን ኣጐልጉሏትኩም እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ርእስ ጸጋ የብዚሓሊኩም እግዚአብሔር አምላክ
@semerefishaye5668
@semerefishaye5668 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፋ መዙሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
@missiewediemebrhan378
@missiewediemebrhan378 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ከም ግብርና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይረኣየና ብመንገዲ የማን ይምርሓና።
@madeadibo9393
@madeadibo9393 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ተንበዓካ ኩሉ ግዜ ን እግዚኣብሄር ዛኣመነ ዝሓፍር የለን ።ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ብሩኻት የሕዋተይ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም።
@rgateyob9724
@rgateyob9724 3 жыл бұрын
ኣምላኣከይ ሰላምካ ኣውርደላ ንእዛ ምእድሪ 🙏🙏🙏 😭😭😭
@mizanfisum1002
@mizanfisum1002 11 ай бұрын
des tebl mezmur nay bahqi libka tetkef qal hewit yesmelna 🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kisanetyemane9791
@kisanetyemane9791 3 жыл бұрын
እልልልልል እልልልል እልልልል ዝማሪ መላእኽቲ የስማዓልና ኣምላክ ጸጋ ኣብሪእሲ ጸጋ የብዛሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ
@tekleweynieyasugolu2997
@tekleweynieyasugolu2997 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmaremelaikt yesmala Egziabihier xegu Yebzhalka Dyaqon Hawey
@zedsamuel6978
@zedsamuel6978 3 жыл бұрын
I am from Ethiopia l love all Eritrea our blood
@user-kv8bw5ig9b
@user-kv8bw5ig9b 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሠማልን በእውነት ፀጋውን ያብዛላችሁ
@edenrussom8799
@edenrussom8799 3 жыл бұрын
Nay bheki lbna ztkf mezmur 😭😭😭 kale hiwet yesmalna dyaqon hewna xega ab leli xega yhebka fetari 🙏🙏🙏
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 3 жыл бұрын
Amen amen amen zimare melekti yesmelna,burukat memharana xega bereketu yebzhalkum fetari 🙏🙏🙏 btaemi des tebl gelaxit mezmur 💝
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 3 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna diaqon Egzabher nay ageleglot zemenka ybarkelka
@user-gi3zk7ns1o
@user-gi3zk7ns1o 5 ай бұрын
ቃል ሂወት ይስማዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤
@user-vg1gv1se6k
@user-vg1gv1se6k 3 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ደስስስስ ትብል መዝሙር አብ ኩሉ ሰብሐዳር ዘሎ እዩ እቲክሊኘ እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሃልኩም
@GoitomAlem-ez2ms
@GoitomAlem-ez2ms 9 ай бұрын
❤❤❤ዝማሬ መልአኽቲ የስምዓልና
@zeroto2347
@zeroto2347 3 жыл бұрын
Kalehiwet yasemalik wondimachinin amen tebarek geta iyesus yimesigen girum mezmur new bebetu yatinachu
@hhhgggg3841
@hhhgggg3841 7 ай бұрын
ብሓቂ ቃለህወት የስመዐልና ፅጉእ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤❤❤
@muluemehari6914
@muluemehari6914 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ❤
@adumekonen477
@adumekonen477 2 жыл бұрын
Mehartn xbuktn mezmur orthodox tewahdo zmare meliakti yesmelna dycon hawey 😍so happy
@user-xg1hc9jm9k
@user-xg1hc9jm9k 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሕ ደስ ዝብል መዝሙር።
@Dan-ln6rg
@Dan-ln6rg 3 жыл бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት የሥመዐልና ጽግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክና ፍቁር ሓውና
@wediandaywedianday6575
@wediandaywedianday6575 Жыл бұрын
Amen Amen Amen Zemare melaeket yesmealena beruk hawey ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲👏👏🤲🤲👏👏🙏🙏🙏
@HanaGhrimay
@HanaGhrimay Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና🙏🙏🙏
@senait6690
@senait6690 2 жыл бұрын
Amen amen amen zmarie melakt yesmalna. Egziabiher amlak xegu yebzhalkum.
@aklilgalkashi4648
@aklilgalkashi4648 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና♥️ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር😢
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 ай бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen.
@ibrahimmuha9190
@ibrahimmuha9190 3 жыл бұрын
Neza mezmur zefetun zedenikin like yehabeley AMEN(3×)
@fthawiokubay4399
@fthawiokubay4399 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላኽ ኣብ ቤቱ የጽንዓና
@azahelazahel2921
@azahelazahel2921 2 жыл бұрын
Amen 🙏 semieka zeytimuno mezmur Egziabher Amlak tseguu yebzahalkum brukatey 🙏🙏🙏💒mehegositna bahti yigberelna sidetna yetsirelna amen 🙏
@user-ee8ez3cn9q
@user-ee8ez3cn9q 3 жыл бұрын
ነዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹስ ዉሽጠይ ፍሉይ ስምዒት ይስምዓኒ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ።
@dngleyadefikiri1062
@dngleyadefikiri1062 3 жыл бұрын
Nay behaki lbika titikinkif mezmur kulu gize yisemia emo zeytixigeb zemari dk hawey egziabiher amlak xegue yebzihalika ms kulukum abza mezmur zitesatefkum yehwatey
@DawitHagos-gu7tg
@DawitHagos-gu7tg 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ቃል ህይወት የስምዐልና ድያቆ ሓወይ
@mebrahtomweldeslassie4495
@mebrahtomweldeslassie4495 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ብሓቂ ልብኻ ትትንክፍ፡ መዝሙር ምስ ኪሊባ፡ ጸግኡ የብዝሓልኩም የሕዋተይ፡ ከማኹም የብዝሓልና።
@habteabeyob7391
@habteabeyob7391 3 жыл бұрын
Amen amen amen zemari malkit yesmanela deacon hawey bahki libka tetnki mezmur eye emo kulun kabze kenmeher amlka yegberlana❤🙏⛪💒⛪⛪❤❤❤❤❤❤❤❤💒⛪⛪⛪⛪💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሪ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን
@salamkahase8342
@salamkahase8342 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልክም ዲያቆን ሓውና ናይ ብሓቂ ናቡ ጥራይ ንለምን ናብቲ ፈቃር ኣምላኽና
@user-zu1ku2cb2g
@user-zu1ku2cb2g 3 жыл бұрын
ብሓቂ ክብራት ኣሕዋተይይይይይ ዓብዪ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ቃለ ህይወት የስመዓልና እሜን እሜን እሜን
@fotoisackwedikidanemhret
@fotoisackwedikidanemhret 2 жыл бұрын
Amenn Amenn Amenn zmare melakti yesmealna wedi hayley neber
@user-ky1ed4dh2k
@user-ky1ed4dh2k 3 жыл бұрын
እሰይ ከመይ ተሃንጥየ ክጽበያ ቀንየ የኔ ፍቅሮች ዝማሬ መላእክቲ ያሰማልን ማርያመይ ትሓግዝኩን ንሕና ካኣ ንሓግዞም ንዓና ክሕሸና ምታን ኣዞኩም በርትዑ ኣዝየ የ ዝፈትወኩም
@amirstudio3753
@amirstudio3753 3 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የሰማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም!!!
@tomasayele860
@tomasayele860 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ሓውና ድ/ብርሃነ ከሙኡ ድማ እቶም ተዋሳእቲ
@biniambeyan7620
@biniambeyan7620 3 жыл бұрын
Amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen amen zmare melakt yesmalna diyakon hawuna xegu ybzhelka fetari 💒💒💒🙏🙏🙏🥰🥰🥰
SPONGEBOB POWER-UPS IN BRAWL STARS!!!
08:35
Brawl Stars
Рет қаралды 24 МЛН
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 39 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 32 МЛН
እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit
6:58
Non Stop Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur By Dn Efream "Bkebur Demu" (ብኽቡር ደሙ)
41:56
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 1,6 МЛН
Asbi alo #ዝጽግዓላ #zxgeala - ዲ.ብርሃነ ፍስሃየ- New Eritrean Orthodox #Mezmur 2020
7:23
Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
Рет қаралды 1,3 МЛН
SPONGEBOB POWER-UPS IN BRAWL STARS!!!
08:35
Brawl Stars
Рет қаралды 24 МЛН