#asbialo

  Рет қаралды 14,939

Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ

Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ

Күн бұрын

© ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመሪቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢድ ዋንንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ።ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፈትዉ።
Subscribe Free: bit.ly/2Vg29OK
Copyright © Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ 2023
©All rights reserved to Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ. No part of this publication may be reproduced, distributed or transmitted in any form or by any means without the prior written permission of the publisher
Best updates: bit.ly/2Vg29OK...
FB page: / asbialo
#Asbialo #orthodxmezmur #eritreanorthodoxtewahdo

Пікірлер: 119
@sabiyadook3249
@sabiyadook3249 8 ай бұрын
ዲያቆን ሓወይ😢😢 ብጣዕሚ ከብደይ በሊዕካኒ😢😢ሚስክናይ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ሓረየካስ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ዝሓወይ😢😢 ወላዲት ኣምላክ ኮሙቱ ወፂካ ናብ ቂዲሚ ሰብ ዝመስከርካላ እመብርሃነይ😢 ሓቁፋ ተቐቢላ ኣብ ቂዲሚ ወዳ ትመስኽረልካ ዝሓወይ ማዓረይ😢😢ናብራካ ምስ ቁዱሳን ይኩን ወድነይ😢😢😢
@ኣንገሶምቀሺተስፋይ
@ኣንገሶምቀሺተስፋይ 4 ай бұрын
😭😭😭😭 ኣይቴ ሆርከ ኡሑየ መልኣካ ለምስጢር በምህረቱ ዘጸገወከ ኣምላክነ እግዚኣብሄር ኢፎኑ ፈጸምከ ዝንቱ ኩሉ ዝሓለይከ ፍቅር ኣማን ኣማን ኑ ምህዋርከ ነበረ በባሕር በምህረቱ ዘገወከ ኣምላክነ እግዚኣብሄር ኢፎኑ ፈጸምከ ዝንቱ ኩሉ ዝሓለይከ ፍቅር ወልደ ልበ ኣምላክ ዳዊት እፎ ረከብኮ መካኖሙ ለነቢያት ጸሊ በእንቲአን ከመ ንሳለማ ለእጸ ሂወት ኣምላከ ምህረት ክርእየና ብአይነ ሰናይት ኣሜን ብየማኑ ይቁምካ መልአካ ንቤተሊሄም ወልደ ዳዊት ወልደ ሰላም😭😭🙏🙏🙏
@BiniamBeraki-e8k
@BiniamBeraki-e8k 27 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@TakltiDaniel-tu4dr
@TakltiDaniel-tu4dr 9 ай бұрын
ንጽህቲ ኣዳራሽ ንጽህቲ ኣዳራሽ ማሕደር ናይቲ ልዑል ንክብሪ ድንግል ንበል እልል እልል ኣብ የማኑ ትቐውም ተሰሊማ ወርቂ ንኲሉ እትመርሕ ናብ መገዲ ጽድቂ ምንጪ ዓይኒ ማህጸና ወይኒ ዘዛረየ ቅዱስ ዘርኢ ከርሳ ስርናይ ንዘፍረየ ዕጣር ኮነ ኣበር ሕፍቲ ንዘይብላ ነዳራሽ እግዚአብሔር ነፍሰይ ዘምርላ ትምስገን ብኽብሪ ኣብ ኣርያም ከተማ ሃብትን ጸጋን ንወገን ምስጢር ትርጉም ስማ ዓለም ብሓጢኣት ኣብ ዝጨቀውትሉ ንጽህናኺ ርእዩ ወዱ ቀሪጽሉ ክብሪ ሂቦም ክብሪ መታን ከይቅበሉ ንከይሰግዱ እምቢ ኣበደን 'ን ተበሉ ኣይኮነን ንድንግል ጽድቂ እተማልድ ንኽብሪ ሰብ 'ኳ ወዲቅካ ዝስገድ ድልድል 'ያ ንሳ ናይ ሰማይ መሳልል ብኣኣ ንበጽሕ ናብ ርስቲ 'ቲ ልዑል በማላድነታ ካብ ፍርዲ ክንድሕን ንዓኣ ሂቡና እቲ ፈቃር መድኅን ሎቱ ስብሓት!!!
@Selamgaltewehado
@Selamgaltewehado Ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ዲያቆነይ ማዓረይ ካባና ምፍላይካ ኻ ደስ ተዘይ በለና ኣምላክ ከብ ወሰደካስ ኣብ ሕቅፊ ቅድሳን የንብርካ ዝሓወይ😢😢😢
@natsenetahderom5518
@natsenetahderom5518 4 ай бұрын
❤❤❤❤dawuti hawey kulu give abi libiye
@djxj5061
@djxj5061 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ድያቅን ሓወይ መንግስቲ ስማይ የውርሶካ እግዚአብሔር ኣምላክ አብ ሕቅፊ ቅዱሳን የንብርካ😭😭😭
@SemharHruy-o8g
@SemharHruy-o8g 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@godislove7718
@godislove7718 8 ай бұрын
ኣየ ባሕሪ ጨካን ንእሽተይ ኣይትብል ዓቢ ኣይትብል😢 እመ ብርሃን ዋሕስ ትኩን ዘገልገልካዮ ኣምላክ ምስ ቅዱሳኑ የንብርካ ክቡር ሃውና ዘማሪ ዲያቆን😢😢😢!!
@wegahtabereket4994
@wegahtabereket4994 8 ай бұрын
ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ድያቆን ዳዊት ሓውና😢😢😢😢
@susuWeldu
@susuWeldu 7 ай бұрын
ዲያቆን ሓወይ ክርስቶስ ብየማናይ ኢዱ የማዕቁብካ እመብርሃን ዋሕስካ ትኹን ባሕሪ ጨካን😭😭🇱🇾🖤💔💔
@SalinaDaniel-g8z
@SalinaDaniel-g8z 8 ай бұрын
🌻እልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኽ🌹 ሓውና ድያቆን ማርያም ❤ ትደግፍካ ኣገልግሎት ዘመንካ ትባርኽካ🙏🙏🙏
@samiefrim8348
@samiefrim8348 9 ай бұрын
ዴቮ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ጸጉኡን በረከቱን የፍስሰልካ🙏🙏🙏
@fevenabraham9607
@fevenabraham9607 8 ай бұрын
ድያቆን ሓወይ 😢😢😢እግዚኣብሄር ካብ ሓረየካስ ኣብ ገነቱ የንብርካ ብሩኸይ😢😢😢😢
@Nardos-mx1tl
@Nardos-mx1tl 9 ай бұрын
ዲያቆን ሓወይ እዓዚአብሔረ ናይ ኣጎልትካ ዘመን ይባርከ
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 8 ай бұрын
መዝሙርትካ ፅቡቅ ልብካ ዝርስርሰ ነይሩዋ ታሞ ተፍልካናዶ ዳዊት ሓወና😭😭😭😭😭😭😭😭
@muluyyeeortodox308
@muluyyeeortodox308 8 ай бұрын
Amlka kiduna beyemau idau yebaleka dawit hawey😢😢😢
@E-uh7gp
@E-uh7gp 8 ай бұрын
❤❤❤ ኣሜን ቃለ ህይወት ድያቆነይ ዝማሬኻ ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ይግበረልካ እንታይ እሞ ተፈሊኻና እንዶ ካብ ኮነ እግዚኣብሔር ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😭😭😭
@hanibal9903
@hanibal9903 9 ай бұрын
Diaqon dawitey zmare melakti yesmealna nay zemen agolgulotkum ybarek dngl mariam beala haf abila telelka kab zelekayo nay zeyamenti adi Libya
@freweynifsahaamien
@freweynifsahaamien 9 ай бұрын
ኣሜን
@user-mw7lb5xv3u
@user-mw7lb5xv3u 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ elllllll elllll ellllll zmaria melakt yesmealna xega nab xega yesagrka dyakoneyy mareyyy
@yerusaliemTeame
@yerusaliemTeame 9 ай бұрын
❤❤❤❤zmarie melaikti yesmialna dyaqon hawey . Xegiu yebzhalka brukey
@abrtube
@abrtube 9 ай бұрын
Zmare meleakti yesmealna diakon hawey..xega tibebu yebzehalka fetari
@BrhaneGerezghier
@BrhaneGerezghier 6 ай бұрын
ዲያቆን ሓወይ ኣምላኽ ኣብ ገነት የምብርኻ 😢😢😢
@micaelabeyenr5495
@micaelabeyenr5495 9 ай бұрын
Zmarie melaekt yesmalna dyqon hawey xega dibe xega yadlka❤❤❤❤
@Zefrefetume
@Zefrefetume 6 ай бұрын
ዲያቆን ሓወይ ኣምላኽ ኣብ ሑቁፉ የምብርኻ😢😢😢
@ዋሕሰይዝብላ
@ዋሕሰይዝብላ 8 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ወላዲተ ኣምላክ ዋሕስ ትኩንካ ኣብ ኣብ ሕቅፎ ኣብርሃም ያቆብ የንብርካ
@habentadese581
@habentadese581 8 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣብ ሕቁፉ የንብርኻ ድንግለይ ዋሕስኻ ትኹን ክቡር ሓወይ 😭😭😭😭😭😭
@bibibibi-fd1qu
@bibibibi-fd1qu 9 ай бұрын
Zmarie melakti yesmialna dyaqon hawey xegian bereketan nay dngl mariam,msaka ykun ❤❤❤❤
@user-qm4xl6gy4q
@user-qm4xl6gy4q 8 ай бұрын
ሓወይ ማዓረይ ዋሕስካ ትኹን ማርያም
@user-fy1yu2kn7q
@user-fy1yu2kn7q 9 ай бұрын
Zmarie melaakti yesmealna diakon hawey Egziabhier Nay agelglot zemenkum ybark❤❤❤❤❤❤
@ksanetyemane9700
@ksanetyemane9700 9 ай бұрын
Ellllllllllllllll ellllllllllllllll ellllllllllllllll zmari melakti yesmalna dyakon dawit hawey 🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲
@rahwaaraya
@rahwaaraya 9 ай бұрын
Ellllllll Ellllllll Ellllllll zemar melaketi yesmalena diyaqon hawey 🙏🙏🙏❤❤❤
@filimonmebrahtom5172
@filimonmebrahtom5172 9 ай бұрын
Dyakon hawey agzeabiher nay agolgulet zebenka ybark zmare melaekt yesmealna
@yikealoweldu6163
@yikealoweldu6163 9 ай бұрын
Zmare melakti yesmalna dn dawit hawey
@meharitteklay8715
@meharitteklay8715 8 ай бұрын
Egziabiher amlak byemanay eu yqebelka kubur hawna dngel mariam bkidana aytfeleyeka
@mamukkesete1476
@mamukkesete1476 9 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@nastnettesfagaber6546
@nastnettesfagaber6546 9 ай бұрын
Aseyyyy ellllllllllll ellllllllll ellllllllllllll zmare melaekti ysmaelna xegu yebzahalka ezgabeher dyaqon hawey ❤❤❤
@TrhasgebritEsaq-gk2pb
@TrhasgebritEsaq-gk2pb 7 ай бұрын
Zemari melakti yesmalna zemari Dawit hawey mengesti semay yewrska daviy😭😭😭😭😭😭😭😭
@dgxt1908
@dgxt1908 7 ай бұрын
ድያቆን ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኻ😢😢😢
@fanhan01.11
@fanhan01.11 8 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ 😭😭😭😭
@user-rn4mi5zf4f
@user-rn4mi5zf4f 9 ай бұрын
Zmare melaekti yesmalna dayakon dawit hawey admen tanan yhabka feteri
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 9 ай бұрын
Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
@user-oc9dh8uo4x
@user-oc9dh8uo4x 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆነይ ሓወይ ብሓቂ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ናይ ርህርህተ ሩሁርሃን ድንግል ማርያም ኩሉ ግዜ ከተመስግን ንልሳንካ ትባርክ ዝሓወይ
@freweynifsahaamien
@freweynifsahaamien 9 ай бұрын
እልልልልልልል ❤ኣሜን ዝማረ መላክቲ የስመኣልና ዲ፣ ሃወይ ሰይ ዞም ኣህዋተይይይ
@abaditgere4392
@abaditgere4392 9 ай бұрын
ድ ዳዊተይይይ ሓወይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና እመ ብርሃን ወትሩ ምሳካ ትኩን
@RobelHaile-z1f
@RobelHaile-z1f 9 ай бұрын
ዲያቆን ዓርከይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ካብቲ ዘለካዮ ስፍራ ዓዘቅቲ ብሰላም ተሳግርካ እመ ብርሃን
@habentesfay3742
@habentesfay3742 9 ай бұрын
ዝማረ መላአክቲ yesmalna ዲያቆን hawey amlak xegu yebzehalka ❤❤❤
@harnetissaq8494
@harnetissaq8494 9 ай бұрын
Zmarie melaekt yesmeana Diaqon hawey xegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤
@mizanfisum1002
@mizanfisum1002 9 ай бұрын
Zemra melakit yesmena deyqen haweyyy
@LulaAnde-i3i
@LulaAnde-i3i 8 ай бұрын
ሓወይ ማኣረይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ😭😭😭😭
@Luligalshmie
@Luligalshmie 9 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ዲ/ ዳዊተይይ ሓወይይ ዘበን ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ ፈጣሪ ኣብ ቤቱ የንብርካ ጽጋኡ የብዝሓልካ ሓወይ ሓላለይይይ
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 8 ай бұрын
RIP😢😢😢
@NatuSolomun
@NatuSolomun 9 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስማአልና ዲቁ ሓወይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሃልካ እግዝኣቤሄር አመ ብርሃን ጽላላ ተብረልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@adiamalem3562
@adiamalem3562 9 ай бұрын
Aseyyy ellllll di hawey tum zmare amlak nbereket ygberelka ❤❤❤❤❤
@ሽሻይፍስሃ
@ሽሻይፍስሃ 7 ай бұрын
AmenAmen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aranshimajor4899
@aranshimajor4899 9 ай бұрын
dyaqon hawey zimare meleakit yesmaelna amilak xegueu yebzahilka
@sayanfamily9882
@sayanfamily9882 9 ай бұрын
Eyesus ybarkum,emebrhan xlala tenbrelkum.zemen agelglotkum ybarek.HALELUYA🙏🙏🙏
@robelhaile9041
@robelhaile9041 8 ай бұрын
Dyaqoney amlak ab yemanu yqebelka bahri bedilkna 😢😢
@fiyorighebreyohannes3870
@fiyorighebreyohannes3870 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ዳዊት ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርክ
@AbrahamZeregabir-nc6ip
@AbrahamZeregabir-nc6ip 9 ай бұрын
ድያቆን ሓወይ ብጸሎትካ ባሕሪ ሰጊርና መምህር ፍቅሪ ኣነስ ናፊቀዮ ፉቁራተይ ኢልካ ክትጽዋዓና ከለኻ ኣምላኽ ጽግኡ የብዝሓልካ
@samuel-os8gc
@samuel-os8gc 7 ай бұрын
Ahhhh hawey natey mangstesemay ywarska 😢
@yonasgrmatsion8613
@yonasgrmatsion8613 9 ай бұрын
ድያቆን ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ አግዚኣብሄር ልዑል፡፡
@Mikimiki-uu5up
@Mikimiki-uu5up 9 ай бұрын
እልልልልልልልልል ድያቆን ዳዊት ሓወይ ቃል ሂወት የስማዕልና ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባርኽ።
@EseyasAbraham-z7m
@EseyasAbraham-z7m 7 ай бұрын
egziabher ab yemanay edu yeqebelka diaqon haweyyy
@KokobWeldegergishBeraki
@KokobWeldegergishBeraki 9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜሬ መላእክት የስማዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ
@Simons-tube
@Simons-tube 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና
@sdethsum7859
@sdethsum7859 8 ай бұрын
Mengste semay yewarska diakon hawey Effffffff eway eza alem 😢😢😢😢
@danieltesfaldetdanieltesfaldet
@danieltesfaldetdanieltesfaldet 9 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ❤❤❤
@SaronJohannes
@SaronJohannes 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ ይስማዓልና ድያቆን ሓወይ።
@gratseluschannel2469
@gratseluschannel2469 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ወንድሜ ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ድንግል ማርያም ትኹን ጽላልኻ ።
@merhawighirmay1352
@merhawighirmay1352 9 ай бұрын
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ
@NakfaSolomun
@NakfaSolomun 9 ай бұрын
ዲያቆን ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትካ ይባርኽ እግዚኣብሄር ኣምላክ❤❤❤እልልልልልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልል
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@NazretGhirmay
@NazretGhirmay 9 ай бұрын
Zmarie melaekt yesmalna.
@merrymichael4947
@merrymichael4947 9 ай бұрын
Zmare melakti yesmialna ❤❤❤❤
@selamfishaye7709
@selamfishaye7709 9 ай бұрын
Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll ❤❤♥️♥️🙏🙏🙏
@HASIET3748
@HASIET3748 9 ай бұрын
ዝማሬ መላኽት የስመዓልና ድይቆን ሓወይ፡ ጸጉኡ የብዝሓልካ❤🎉❤
@zebibghebrehiwet562
@zebibghebrehiwet562 9 ай бұрын
Egzabhier xegu yebzahalikum dyaqon hawey ❤❤❤
@MaedinKiros-tq9dc
@MaedinKiros-tq9dc 9 ай бұрын
ዝማሬ መላአክቲይ የስምዓልና ድያቆን ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤❤አልልልልልልልልልልል
@abrahamtsegawit6044
@abrahamtsegawit6044 8 ай бұрын
Mengste semay yewarska hawey
@ሰላምንኹሉወዲሰብ
@ሰላምንኹሉወዲሰብ 8 ай бұрын
ኣሕ ሓወይ ጽቡቕ ተመኒኻ ግን ናይ ምድርስ ሓጺሩካ እታ ትምስክረላኻ ወላድት ኣምላኽ ዋሕስ ትኹንካ ኣብ የማና የቑምካ ዝሓወይይይይ።ምዓስ ኢና ኮን ንኸብር
@arsemafshation3431
@arsemafshation3431 9 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏
@JohnMebrahtu-t9p
@JohnMebrahtu-t9p 9 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@lidulidu9695
@lidulidu9695 9 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@user-mo3vo5jt2q
@user-mo3vo5jt2q 9 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@selamteweldebrhan2661
@selamteweldebrhan2661 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MakiMaki-dd4tt
@MakiMaki-dd4tt 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanibal9903
@hanibal9903 8 ай бұрын
Dawitey kemti nxhti adaptash ilka zzemerkala nfngley baela wahs tkunka msa ab yeman tenbrka mengste semay yewarska
@wildlove1
@wildlove1 9 ай бұрын
ጸግኡ የብዝሕ ድያቆን ሓወይ። ይከኣል እንተኾይኑ ቪድዮ ንጹር ስለዘየለ ተዓርያ እንተትቐርብ
@misganaissyas6201
@misganaissyas6201 9 ай бұрын
Aseyyyy enqe hagoska deykon haweyyy
@haninani4125
@haninani4125 8 ай бұрын
Dyakoneyyy amlak byemanay edu ykebelka😂😂😂😂😂
@shimendiberhe8768
@shimendiberhe8768 8 ай бұрын
Mengste semay yewrska daykon dawit hawey ninelae sidra bet kea xinat yihbom
@SemharGrmay-wj7tj
@SemharGrmay-wj7tj 9 ай бұрын
ዚማረ ማላእክት ይስምዓል ጽጉኡ ይብዝሓልካ ዳይቆን ሓወይ ካብ ልብያ ብስላም ይውጽእካ ካብኡ ውጽእካ ካኣ ዳግማይ ካልእ መዝሙር ሕዝኻ ክትመጽና ከም ፍቓድ ኣምላክ ክንጽብ እና ሓውይ ናትይ
@josijo-tx6eu
@josijo-tx6eu 8 ай бұрын
ዓሕ ንስካ ዶ ምተፈላካና ዳዊት ሓወይ
@user-ts8xj3cp6o
@user-ts8xj3cp6o 8 ай бұрын
ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀንልካ ድያቆን ሓወይ😅😅😅😅😅😅😅
@Knefe16-rgb21
@Knefe16-rgb21 8 ай бұрын
እመ ብርሃን 😢ብየማን ቅዱሳን ተንብሮ ብሩክ ዲያቆን ብሩክ።😂
@lemlemyemane9613
@lemlemyemane9613 8 ай бұрын
Diyakoney lbna teseyru bahri tckan 😂😂😂😂😂😂😂😂😂dawit wedeyyyy Egziabhie abyemanay eiu yenbrka amebrhan tkun wahska 😂😂😂😂😂
@yesyoucan3007
@yesyoucan3007 9 ай бұрын
ዘማሪ ድምጽኻ ይዕርዮ፡ ልምምድ ኣዘውትር።
@fiestasemere4440
@fiestasemere4440 9 ай бұрын
Aseyyyyy Aseyyyyy Aseyyyyy Diyakon hawey zimari meleakit yesmalna xegue ybzehalka amlak ❤❤❤
@Samuel-tl6ut
@Samuel-tl6ut 9 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ዲያቆን ሓወይ
@AzebZewelday-eh9hz
@AzebZewelday-eh9hz 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@AzebZewelday-eh9hz
@AzebZewelday-eh9hz 7 ай бұрын
mengste semay yewarska dakon hawey egzabihier amlak byemanay edu ykebelka abgenetu yenbrka
ዜናታት ኢቲቪ ትግርኛ … 09/01/2017 ዓ.ም
23:30
Новый уровень твоей сосиски
00:33
Кушать Хочу
Рет қаралды 4 МЛН
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 6 МЛН
ብስራት ድሕነትና | Our Salvation - New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2023
8:54
Asbi alo ብርግጽ ዓስቢ ኣሎ
Рет қаралды 63 М.
zemari bereket tikue/ደስ ዝብል መርዓ #eritreanorthodoxmezmur #habesha#hermela#yonas
6:43
Azahel media -ኣዛሄል ሜድያ
Рет қаралды 2,7 М.
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 53 М.
ገሊላ እተዊ
7:23
ዘማሪ ዲ/ን አስመላሽ ይትባረክ Asmelash Ytbarek official tube
Рет қаралды 595 М.
Каха и жена (недопонимание)
0:37
К-Media
Рет қаралды 1,8 МЛН
Друзья дороже денег
0:26
ЮРИЧ
Рет қаралды 1,4 МЛН
ЗАЛЕЗ В БЕРЛОГУ к медведям и выжил
0:15
Короче, новости
Рет қаралды 1,8 МЛН
Muay Thai selfdefense 🥊 #muaythai  #mma #kickboxing
0:10
Farakicks
Рет қаралды 9 МЛН