Asmara show- part 1 interview- abrar osaman - Eritrean talk show jan 1 2020

  Рет қаралды 79,309

Asmara show

Asmara show

Күн бұрын

Пікірлер: 490
@Fatifthi
@Fatifthi 4 жыл бұрын
ኣብራር ማለት ነዓይ ከም ዉልቀ ሰብ ኣቦ ህዝቢ, ፈቅር ,ዓቅሊ ,መትከል, ጥበብ ,ተስፋ, እምነት, ኢካ ነዓይ ኣጆካ ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ሓሳብ ልብካ ልብና ዝሰምረላ። ባህጊ ኣለኒ ኣብራረይ።
@samialmaestro7154
@samialmaestro7154 4 жыл бұрын
I believe this person can easily run the country. I'm proud of you as Eritrean. You deserve a Doctorate in Art or as artist.
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 4 жыл бұрын
Yes he deserve our voice!! He is honored by his people!!!!
@simongrmay9975
@simongrmay9975 4 жыл бұрын
ኩሉ ኤርትራዊ ከም ኣያናን ኣቦናን ኣብራር ዑስማን ልቦና እንተትህልዎ ስቃይና ኣብ ውሽጢ ሓጺር እዋን መብቀዐ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ብዘይ ኣፈላላይ ንኩሉ ወድዛ ለዋህ መሬት እንዳበልኩ ንባሃር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ ኣምላክ ንሃገርና ይባርክ
@selamnieritranaykun9142
@selamnieritranaykun9142 4 жыл бұрын
ዋው ዳኒ ኣዝዩ ኩቡር ስብ ኣምጺእኩምልና የቀንየልና ኣቦናን ኣያናን ኩቡር ኣብራር ዑስመሰን ሰላምን ቅሳነትን ኣብታ ትብህጋ ሃገርካ ብሰላም የራክበና
@etcetera3282
@etcetera3282 4 жыл бұрын
The answer why all Eritreans love the great Abrar Osman is, in my humble opinion, first, as an artist, he's genius and produces songs that tune with the heart of every Eritrean generation. But above all, Abrar is a true nationalist and CONSISTENT at that! In his awareness, Abrar has always been far ahead of the rest of us. That's why we only understand his hidden message when it's too late. E.g. Abrar is one of those true Eritreans who told us about Isaias in his songs LONG time ago. But thanks God, his efforts have not been in vain, he has created many young people in his own image. Long live our hero and I pray to God that you get to see your country soon.
@astertesfazgi5328
@astertesfazgi5328 4 жыл бұрын
You are gift to Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏💝💝💝♥️♥️♥️👍 thank you .you father of all Eritrean people. I hope all your wishes come true with help of god 🙏
@efremzere1669
@efremzere1669 4 жыл бұрын
ኣባና መምህር ኣብራር ዑስማን እድመን ጥዕናን ይሚነልካ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ 🎺🎸🎹 my legendary
@መንከምየማነባርያ-ሠ6ዸ
@መንከምየማነባርያ-ሠ6ዸ 4 жыл бұрын
Abrar jigna abo haqi ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@erisun1278
@erisun1278 4 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ኩቡር ኣቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
@osmanahmed7023
@osmanahmed7023 4 жыл бұрын
ብመጀመሪያ ሰላምታ የቀድም ብምቅጻል መምህር ኣብራር ዑስማን ዕድመን ጥዕናን ይምነየሉ
@tedrosa5773
@tedrosa5773 2 жыл бұрын
I would like to see Abrar Osman one day enjoying and walking Asmara.i can feel how much he missed his country.
@alexgmedhn9572
@alexgmedhn9572 4 жыл бұрын
ኣብራር extraordinary ሰብ ምዃኑ ብብዙሕ መለኪዕታት ክንመዝኖ ንኽእል ኢና። ኣብ መብዛሕትኦም ስርሓት ስነጥበባቱ ድማ ፍሉያት ዝኾኑ ቃላት ኢዩ ዝጥቀም። He is hero, legend and he deserves so many more previleges.
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ
@ሱቕጥዑም-አ5ሠ 4 жыл бұрын
ኣብራር ድንቂ ሰብ። ልኡም፡በሊሕ፡በዓል ልቦና ። ደጋጊምካ ተሰማዕካዮ ዘይምኖው ዕላል ወትሩ ፍሕሹው! Love you
@idrisabrarwedisahos8160
@idrisabrarwedisahos8160 4 жыл бұрын
Wawww mashallah welcome abrar osman ahbibi 👌🏾👌🏾👌🏾👌🏾👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿❤❤❤❤❤❤💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎆🎆🎆🎆🏅🏅🏅🏅🏅🏅🏅
@salinaeri7468
@salinaeri7468 4 жыл бұрын
አብራር እንኻዕ ናትና ኮንካ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና 2021 ኣብ ዓድና ከነብዕሎ ኢና
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 4 жыл бұрын
መምህር ኣብራር ምስ ብልካ ቃላት ይሓጽርካ !!! He is the best of the best.
@ghebremariamabreha2513
@ghebremariamabreha2513 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብራር ኣብ 1981 ዝደረፍካያ ካብ ሓንጎለይ ዘይትድምሰስ ደረፊ ዘክረያ ብሰንኪ ሓሳኹ ዝማሰነ ኸዛ ከምቲ ንምነዮ ኣይገበረን ላዛ ኢንዳፈለጥናዮ ቲጉዱ ኣበይገጾምዮም ዝኸዱ ገለ ካብትሕዝቷ ዩሞ ደግምካባ ድረፋ ኩቡር ሓው
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 4 жыл бұрын
ኩቡር መምህር ኣብራር ንበረልና ጅግና ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@angesomabraha2072
@angesomabraha2072 4 жыл бұрын
ቅርሲ ስነ ጥበብ ኣብራር ወናኒ ዓቢ ልቦና: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ።
@wediforo5391
@wediforo5391 4 жыл бұрын
Abrar osman yali cafiyat ke cumre koh yaxaw 😍😍😍🇪🇷
@ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር
@ሳሚፈቃርኤርትራዊሳሚፈቃር 4 жыл бұрын
ኣቦና ኣብራር ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ነክብረካን ንፈትወካን ስነጥበባዊና ጃሳብ ልብካ የስምረልካ
@zmstudiochannel
@zmstudiochannel 4 жыл бұрын
Asmara Shaw thank you! Mem Abrar gin fikri u , Selam u, halayi hizbi Eritrea u, kotas kulu u. Amlakh bihiwet kelekha xamkha yereyeka! Kibur Abo
@nevergiveup5690
@nevergiveup5690 4 жыл бұрын
ኣብራረይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ኣሕሕሕ ሓንቲ መዓልቲ'ላ ፍረ ጻማኻ ትረኽበላ፡ Happy new year Abrareyyy ሕጊ youtub koynu እምበር ሚሎን ላይክ ጌረ ኣይምደኸምኩን ነዓኻ ኣብራረይ ኩቡር መምህረይይይ
@abadieri8870
@abadieri8870 4 жыл бұрын
Thanks mnbar hayal m
@amanjemal9203
@amanjemal9203 2 жыл бұрын
❤❤
@ONELove-q6n
@ONELove-q6n 4 жыл бұрын
ዘራጊ ማይ ከሎ ጹሩይ ማይ ኣስተይን። ዓባይ መልእክቲ ኣብራረይ ኣቦ ህዝቢ ኣቦ ውጽዕ ለዋህ ኢረትራዊ ኩሉ ሳዕ ህዝበይ ሃገራይ ባሃሊ ብታዓሚ ኢና ንፈትወካ ክበር ንበር ውዲ ህዝቢ።
@berketpeace2021
@berketpeace2021 4 жыл бұрын
My favorite artist the leaving legand abrar Osman
@ዘመንተቀይርካኒወዲጾርየ
@ዘመንተቀይርካኒወዲጾርየ 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦናን መምህርናን ኣብራር ዑስማን ሓቢቢ ኣላህ ይኸሊክ
@atakltihaile4975
@atakltihaile4975 4 жыл бұрын
ኣቦ መምህር ሙዚቀኛ ኣቦ ፍትሒ ናይ በሓቂ ዓቢ ሰብ ኣቅሪብልካልና እዛ ሃገር ብዙሕ ደም ዝፈሳሳ ደም ደም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣያታትና ኣሕዋትና ኣሕታና ዝመጸት ናጽነት ኣብ ውልቃዊ ስባት ብዘይ ስነምግባራዊ ኣካይዳ ተጨውያ እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ትጨውዩ ይነብር ኣሎ ሓደ መዓልቲ ግን ኩሉ ከም ጸሓይ ንግሆ ክውላዕ እዩ።
@ibrahimali6657
@ibrahimali6657 2 ай бұрын
Abrar jigna ✌️❤️ni behaki zereba eu semai gin yelen ni nimitai tesedidu zeifelith menisai ahh.
@ughhgi8rginubvtv970
@ughhgi8rginubvtv970 4 жыл бұрын
ብመጀመርያ. ድምጻዊ. ኣብራር. ዑስማን. ርሑስ. ሓድሽ. ዓመት. ይግበረልና. ይግበረልካ. ልዕሊ. እዚ. ዝገለጽካዮ. ዘረባ. ንሱ. እዩ. እቲ. ሓቂ. ናይ ብሓቂ. መምህር. ትግርኛ.
@sunshine-qk9lh
@sunshine-qk9lh 4 жыл бұрын
He is such an inspiration Man , when you hear Abrar , you never get over . Just amazing God bless you
@danielkahsay4034
@danielkahsay4034 4 жыл бұрын
Ab
@danielkahsay4034
@danielkahsay4034 4 жыл бұрын
You are absolutely right abrar
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን ኣቦ ስነጥበብ ኣቦ ተቓለስቲ ኮሪዑ ዘኹርዕ ክቡር ኤርትራዊ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@heri2068
@heri2068 4 жыл бұрын
*ሕጂ ሰብ ኣምጺኻ ዳኒ ሓወይ" ሓዱሽ ዓመት ብሓዱሽ መንፈስን ምስ ንፈትዎን ነኽብሮን ኣቦና ኣብራር ዘራኸብካና ምስጋና ይብጻሕካ። 2020 እቲ ውጹዕ ህዝብና ካብቲ ኣንበጣዊ ስርዓት ዝናገፈላ ዓመት ክትገብረልና'ያ"ሞ ተሪፍና ዘሎ ደኣ ኢደይ ኢድካ ኢልና ድፍእ ድፍእ ነብላ።# ምኸምዚ ስፍሕ ዝበለ ኢንተርቪው ጌርካ ደኣ ን'ኪሮስ ኣስፍሃ ደኣ ዘይተቕርበልና ካባኻ'ዩ ዘሎ ተስፋና ዳኒ ሓውና።*
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 4 жыл бұрын
ኣብራር ብጣዕሚ ለባም ዝዛረቦ ዝፈልጥ ትሑት ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@jonhagis9331
@jonhagis9331 4 жыл бұрын
ኣብራረይይይይይይይይይ ሽኮርርርርርር ጅግናናናናና
@mhreabfisshaye4938
@mhreabfisshaye4938 4 жыл бұрын
ኣቦ ጥበብ መምህር ሕልና❤🍓🍇🌿🌺👈
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 3 жыл бұрын
ዓቢ ጋሻ ኣብራር ዑስማን ኪኖ ደርፉ ትሕትናኡ ደስ ዝብል መምህር ስነጥበብ ።
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 4 жыл бұрын
Abrar bhakki memihr hiwet eka really Thank so much.
@fasikafasika1729
@fasikafasika1729 4 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን ፈጺሙ ዘይኣርግ ኩሉ ግዜ ኣከዳድንኡ ኢልቢስ አለጋንተ ኢዩ።
@davidfsaha5338
@davidfsaha5338 4 жыл бұрын
ኣብራር ብሉጽ ስነ ጥበባዊ: ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ:: you are the ferst
@habtualazar9506
@habtualazar9506 4 жыл бұрын
መምህር ፍቕሪ ኣብራር ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብታ ንፈትዋ ሃገርና ንራኸበላ ዘበን የምጻልና
@ኣነሓንቲነገርይፈልጥዘይፈ
@ኣነሓንቲነገርይፈልጥዘይፈ 4 жыл бұрын
ዶክተር ብሃር ኣብራር ዑስማን ኩቡር ኣቦና ኤርትራዊ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኢዩ ብዘይ ሃገር ክብረት የለን ባባ ኣብራር ጽቡቅ ገርኩም ትርጉም ሃግራውነት ነዚ ሓዲሽ ዎሎዶ ኣሳጋግሩልና
@zamurselomon2702
@zamurselomon2702 4 жыл бұрын
መምህር ስነጥበብ ኣብራር ዕሲማን ዕዲመን ጥዕናን ይሃብካ እዚጋብሄር
@solomonbaba6960
@solomonbaba6960 4 жыл бұрын
ቡልጽ ኣቦና ኣብራር ዑስማን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ናዓኻን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን❤️❤️🙏
@dawiteyab57
@dawiteyab57 4 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ኣሕሕሕሕሕ ዋይ ህግደፍ መንደፍ ኩቡሩ ኣቦናን ኣየኔን ሰነጥበብ ኣብራሪ ዑሱማን ዓወትን ቅሳነትን የምነየልካ እንተ ህግደፍ ግን ናይ እድኩሙ ኣይትሳኣኑ
@Amirsohol
@Amirsohol 4 жыл бұрын
Abo fithi great abrar osman I love u so much ameta selam in fithin yigberelna nkulo hizbi 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@maharikodai1898
@maharikodai1898 4 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦ ጥበብን ባህልን ቀዲሕካ ዘይ ውዳእ ፍቕሪ ህዝቡ ባሕር ኣብራር ዑስማን
@tesfalemtomorrow528
@tesfalemtomorrow528 4 жыл бұрын
ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ኣብራር ወዲ ህዝቢ እንቓዕ ብደሓን መጻእኻ
@kubromtesfahanes6805
@kubromtesfahanes6805 4 жыл бұрын
Xbuk nieru abey imo
@Mike-nl9vp
@Mike-nl9vp 4 жыл бұрын
ኩቡር ብጻይ ኣብራር ኣነ ኣብኮሮኮን እየ ዝፈልጠካ ናይጸጉሪ ሽበት እንተዘይኮይኑ ካብ መትከልካ ነቅ ዘይትብል ተባዕ ሃገራዊ ጥራሕ ዘይኮንካስ እታ እንኮ ኩልና እንብህጋ ሃገር ኢካ ረቢ ፍረ ከርተትካ የርኢካን የርእየናን ኣመን ኣመን ኣመን
@danielhadgu
@danielhadgu 4 жыл бұрын
ኣብራር ኤርትራዊ መንነት የብልካን ፡ ኣስላማይ ስለዝዀንካ ኣብ ኤርትራ ካልኣይ ዜጋ ኢኻ ።
@mohammedabdella9916
@mohammedabdella9916 4 жыл бұрын
Gebre yesus. Ata agame. bizaba ertrewi aymlktkan natka giber agziyan wahid game over
@sinitentertainment9430
@sinitentertainment9430 4 жыл бұрын
@@danielhadgu resah seb eka abrar eti fluy fitew seb eu ked frankfurt htetelu kulna ab germen zelena nmskirelu ena abrar fqri hbu fqri zmgeb eu
@tigisttewelde3328
@tigisttewelde3328 4 жыл бұрын
GebreYesus ቆማል እጋመ ለመንቲ ህጂ ድአተፉሊጥና እና ጨነውቲ መን እሞ ክም አብራር ::
@lwamgere6864
@lwamgere6864 4 жыл бұрын
HAGOS DABRA, ኣበይ ኢዩ ኮሮኮን ብዛዕብኣ በጃኻ የዕልለኒ
@وتمضيالايام-ل7ه
@وتمضيالايام-ل7ه 4 жыл бұрын
انسان رائع ومثقف 🥰♥👍🇪🇷
@saeidsaleh4824
@saeidsaleh4824 4 жыл бұрын
وانا اشهد وربي
@yerusalemtesfatsion1625
@yerusalemtesfatsion1625 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብራር ሓውና ዓባይ ዘረባ [ ዘራጊ ማይ ከሎ ጽሩይ ማይ ኣይስተንዮ ]ግዳይ ስደትን ባሕሪን ሳሃራን ኰንና
@teklayasgedom8652
@teklayasgedom8652 3 жыл бұрын
ኣብራር ጎብለል ዕድሜኻ የንውሓዮ እግዚኣብሄር
@tsegaykidane53kidane55
@tsegaykidane53kidane55 4 жыл бұрын
ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ሓቂ መምህር አብራር ዑሱማን
@ይኣክልይኣክል-ዘ5ቈ
@ይኣክልይኣክል-ዘ5ቈ 4 жыл бұрын
ኮኾብ💯 ኤርትራ💘 ንበረልና ⛪️ሰስነልና🕌 ዓብበልና🌹 ሃልወልና 🎆😘😘😘ፍረ🎓 ጻማኻ🌻 የርእኻ✊️ በዓል ጹኑዕ መትከል💯::
@abadieri8870
@abadieri8870 4 жыл бұрын
መምህር ኣብራር ካብ ጥቲ ጥቅምቲ ይብሉ ኣቦታት ናይ ድሓለፈን ዶሎን መጻእን ራኢ ዝውንን ትሑት ምቁሉል ብዘየገድስ ሰብ ሰብ'ዩ ባሃሊ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዞሎዎ ራኢ ካኣ ከይተሓለለ ዕድሚኡ ምሉእ ዝተቃለሰ ሎሚ ግን ኣብ ዓወትን ተስፋን ዝበጽሐ ደይሕለል ተቃላሳይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ኣቦናን መምህርናን ስነ ጥበባዊ ኣብራር ኩሉ ነገር ኢኻ ንስኻ ባህሊ ንስኺ ፍቕሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦይ ምዓረይ ርሒስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና!!!
@zemackzemack6612
@zemackzemack6612 4 жыл бұрын
after you we saw our problem is getting worse and dont see any hope for the future.....! and listening Artist Dr Abrar Osman Intellectual interview you realize Eritrea you are wrong ! there is plenty of Eritreans who can change our country to a new path Thank you Artist Dr Abrar Osman I called you Dr because you deserve it Brilliantly you explain what Eritrea means to you !
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 2 жыл бұрын
ዓቢ ጋሽ ናይ በሓቂ መምህር ኣብራር !
@jemalomer5080
@jemalomer5080 4 жыл бұрын
استاذ أبرار عثمان الله يطول بعمرك ويعطيك العافيه ❤💐
@zakariamera3601
@zakariamera3601 4 жыл бұрын
ዋውውውወ ይበል ኣገላልጻ መን ከም መምህር ኣብራር ከምዚ ዝበለ መርገጺ ዩ ዘድልየና ዘሎ ።
@መዓትወረናብራ
@መዓትወረናብራ 4 жыл бұрын
#ኣብራር ኢላካ ዝንጥል ካብተብሎ ሲ መምህር ኣብራር ዘይትብሎ
@m.y.g369
@m.y.g369 4 жыл бұрын
@መዓት ወረ/ናብራ አንጀራ ዓለም ብላዕ ወደይ።
@IYE.G.F
@IYE.G.F 4 жыл бұрын
Nay bhaki tsuruy zeraba mat were
@ሎረሶታእዛዝ
@ሎረሶታእዛዝ 4 жыл бұрын
መዓት ወረ /ናብራ ምዝንጣል ድኣ ናይ መን ክወስድ ክክክ
@tsegaykidane53kidane55
@tsegaykidane53kidane55 4 жыл бұрын
ናብሓቂ መምህር
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ
@ሓሳብልበይእንተዝሰምረለይ 4 жыл бұрын
Bhaki zentul zekone wedi
@wintanakfele1489
@wintanakfele1489 4 жыл бұрын
Kabtom b kedamay dereja zednkom derafi eka abrar edmen tinan yhabka kab adigrat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Sam.T.D.
@Sam.T.D. 2 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን፡ ብጣዕሚ ለባም ዘረባ፡ ነቲ ድኹም ብስነ ሓሳብ ሓታቲካ ናብ ስንፍነቱን ጸቢብ ኣተሓሳስብኡን ከየድሃብካ፡ ድወሰድካዮ ራይሞክ ብሉጹነት ናይታደርፊ ዘምጽኦ ሽልማት ምኳኑ ንሰማዒ ምግላጽካን።
@ናይምርጫመሰልንኺህልወካመ
@ናይምርጫመሰልንኺህልወካመ 4 жыл бұрын
ከም ኣብራር ዑስማን መምህርን መግቢ ኣእምሮ ዝኮኑ ዝወንኑ መምሃራን ስነ ልቦና ዝኮኑ ሰባት ክላስ ኣይመድለየናን ደቂ ሰባት ሙሁራት ቀቲልካ ለባማት ኣሳዲድካ ዝመጽእ ፍታሕ ሲ እናትይ ኢዩ እንትርፎ ክሳራ ንሕብረተስብን ሃገርን ኣብዘይ ወጽእ ዕንወት ክሳራን ኮይና ተሪፍና ዘበና ይቐይሮ ፈጣሪ እምበር ተበዲልና ኢና።
@kokiwedirezene4704
@kokiwedirezene4704 4 жыл бұрын
We now abrar he is the best leagend .
@alemsium32
@alemsium32 4 жыл бұрын
The best men ever in the world
@josephabraham4376
@josephabraham4376 4 жыл бұрын
ዘይቅየር ሰብ !!! ፈጣሪ ነዚ ፁሉል ሕዝቢ ካብዚ ናትካ ልቦናን ዓቕልን ቁሩብ እንተዝህቦስ እታ ሃገር ከመይ ምተዓደለት።
@miryamhabibetuma5823
@miryamhabibetuma5823 4 жыл бұрын
Thank you asmera show nabonan ayana zekrebkalna adme yhabka baba abrar
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 жыл бұрын
ዳንኢል ሐወይ ! Welcome and our legend, Abrar you Naw haw we ❤️ you and respect you. And Happy New year 🎆🎊🎈 2020 ohhh my year is going be Luckily year የቀንየልና የቀንየሌና
@ShawelayMeley
@ShawelayMeley 4 жыл бұрын
ዳኒ ኣዝዩ ኩቡር ሰብ ወዲ ህዝቢ ኣምጺእኩምልና, ገዲም ሙዚቐኛ መምህር ገዲም ኣቦናን ኣያናን ኩቡር ኣብራር ዑስማን ኣምጺእኩምልና የቀንየልና .ርሑስ ሓዲሽ ዓመት'
@aamutho7173
@aamutho7173 4 жыл бұрын
Abrar is a king of art and love and thank you
@sssss9605
@sssss9605 4 жыл бұрын
ابرار حبيبي انا الله يحفظك يا رب العالمين انا بحبك اشان تحب ارتريا شعبة ابرار هو بطال ارتريا
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 4 жыл бұрын
Abrar Eritrean legend ❤🇪🇷
@abelMogos-pu6xt
@abelMogos-pu6xt Жыл бұрын
ክቡር ሰነ ትበባዊ ኣብራር ❤❤❤ ኣዛራርባ ደስ ዝብል ኣጋላልጻ በሃቂ❤❤❤
@neghestifitiwi6953
@neghestifitiwi6953 4 жыл бұрын
Very nice dani and welcome aberar happy new year
@IYE.G.F
@IYE.G.F 4 жыл бұрын
Lengen abrar Osman
@hamidibrahim6064
@hamidibrahim6064 4 жыл бұрын
مشالله كلام جميل ابرار عثمان الله يطول عمرك
@samuelnegassi1972
@samuelnegassi1972 4 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውውው ኣቦና ኣብራር መምህር ፍቅረ ኢልካ ኣለኩ ኣብዚ እንድዮ ጎይታይ ሪኤዮ ክበሃል ዝከኣል እዞም ተካላት ህግደፍ ንበኣል ማንኪ ጎይታይ ረኪበዮ ክብላ ዝውእላ ዘልዋ።ኣብዚኣ ዝሰማማእ ምሳይ ኣብታ ናይ መጻኢ ኤሪትራ ሓወልቲ ክንሰርሓሉ ነቦና ኣብራር ኢድካ ንላእሊ።
@ሃብቶምትግርኛ
@ሃብቶምትግርኛ 4 жыл бұрын
ዋዋዋዋ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ዩ ኣብ መጻኢት
@selamawi1927
@selamawi1927 4 жыл бұрын
My hero legend abrar Osama, my God bless you more and more.
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 4 жыл бұрын
ኩቡር ጅግና ኣቦና እብራር ዑስማን ወዲ ህዝቢ ጻማ ርኸብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እታ ንምነያ ኤርትራ ክትርኢ!!!
@yehdegoyosephe1196
@yehdegoyosephe1196 4 жыл бұрын
THANKS BROTHER ABRAR HAPPY NEW YEAR'S TO ALL ERITREAN. LIKE YOU SAID AVERY ONE OF FAMILY PAYS HEAVY PRICE FOR HIS FREEDOM IN ERITREA. YOU'RE VERY GOOD ADVISERS. WE ALL HOPE NEW YEAR'S WITH A NEW MIND. HOPING TO ALL ERITREAN
@Kidane13
@Kidane13 4 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን the legend
@hamieyousuf6657
@hamieyousuf6657 4 жыл бұрын
Eritrean Hero abrar osman
@rbk4393
@rbk4393 8 ай бұрын
Amlak odmen tonan yhabeka fetari abona abrar❤❤❤❤❤
@noahgerie327
@noahgerie327 4 жыл бұрын
Thanks መምህር ኣብራር
@bereketgrmay1572
@bereketgrmay1572 4 жыл бұрын
ኩቡሩ ኣቦና ኣብራር ዑሱማን አደመነ ጥዕና ያሃብካ ኣደካ ቆጽሎ
@merhawinevergiveup7368
@merhawinevergiveup7368 2 жыл бұрын
I m proud of you as Eritrea Abrar king
@Blue_2024
@Blue_2024 4 жыл бұрын
ምስ ሕልንኡ ዝተፈጥረ ኣቦ ጥበብ መምህር ኣብራር ዑስማን❤👈🌺🌿🍇🍓
@amanuelamanuel9433
@amanuelamanuel9433 4 жыл бұрын
Abrarey bruk bhaki zeragi may kelo tsruy may aysten u. Abrarey teum zereba hmak zeywetso memhr nay weledotat eka nska edmen tenan yhabka. Hasab lbka yesmrelka.❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
Asey kxbeyo zxenahku interview abrarey
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 4 жыл бұрын
አብራር .....ንጹህ ኤርትራዊ እዮ። ካብ ወገን ነጻ ካብ ዓሌት ነጻ ካብ ሃማኖት ነጻ ካብ ትሕቲ ሃገራውነት ነጻ ዝኾን ። ምእዙዝ ኤርትውነትን ህዝባውን ሃገራውነትን ጥራይ ዝፈልጥ ንጹህ ኤርትራዊ። እዮ አብራር።
@samisamuel6782
@samisamuel6782 4 жыл бұрын
*ክቡር ስነ ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን ስለ ቲ ቅኑዕን ርህሩህን ዘለካ መትከል ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብጥዕሚ የመስግነካ*
@shamtube1097
@shamtube1097 4 жыл бұрын
The most respected person
@amanstudio886
@amanstudio886 4 жыл бұрын
Nberelna Abrar abo wxu hzbi❤️❤️❤️❤️
@simonberhane6450
@simonberhane6450 4 жыл бұрын
Thanks Artist Abrab , meryet zeywedik zereba Happy New Year may God bless you
@ሰላምኤርትራ
@ሰላምኤርትራ 4 жыл бұрын
One of the great Eritrean legend Wedi ዓሳውርታ ጅግና THANK YOU ASMERA SHOW HOPEFULLY ABRAR WILL BE PRESIDENT OF ERITREA
@Eri-dj8hc
@Eri-dj8hc 4 жыл бұрын
N memhr abrar ktgelxo qalat ywhdeka abo hager abo fthi ajoka qeribna ina 😍😘💪💪💪💞❤💓💓💖💕💗💞❤💓
@habtomblackman9649
@habtomblackman9649 4 жыл бұрын
Abone abrar Osman enkea bdehan mexaka abi seb nber kber ajoka nska ata entay ke zexle alewo strong man have to mach respect for you God help you to everyone
@awetwedigere1172
@awetwedigere1172 4 жыл бұрын
ኣብራ ቅኑዕ ብሓቂ ልቢ ዝትንክፍ መግለጺታት ኢኻ ሂብካ ሰላምና ንርኤሉ ግዜ የሕጽረልና እምበር ምንባር ናይ ኤርትራውያን ሲ ምስ ምንባር ኣይቁጸርን።
@eseyasesuuu8705
@eseyasesuuu8705 4 жыл бұрын
አብራር ያሆ መራሒ ሃገርና እንተትኾነልና ።ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ።
@kidanemhret5257
@kidanemhret5257 4 жыл бұрын
እዞም ንአብራር ዝአክል dislike. ጌርኩም ዘሎኹም ዓባይ ዓባይቶኹም ጥዑምቶ ትሓዝኩም ።
@abrehetzgta4601
@abrehetzgta4601 4 жыл бұрын
Kkkkkkkk wedukyom
@abeyalobiteweded783
@abeyalobiteweded783 4 жыл бұрын
Kkkkk anbesa ayxelakukan
@jasherjashar7118
@jasherjashar7118 3 жыл бұрын
Kkkkkk zrebya
Wait for it 😂
00:32
ILYA BORZOV
Рет қаралды 7 МЛН
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 355 М.
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
啊?就这么水灵灵的穿上了?
00:18
一航1
Рет қаралды 96 МЛН
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
Mereb Estifanos interview
10:05
Tesfay Kidane
Рет қаралды 45 М.
Episode 64 - Alireza Eskandari | Boghche CEO
2:56:19
طبقه ۱۶
Рет қаралды 643 М.
ጽባቐ ፊያት ታሌርዮ | Fiat Tagliero - ERI-TV
28:34
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 48 М.
Wait for it 😂
00:32
ILYA BORZOV
Рет қаралды 7 МЛН