Atv Asena Live - ህግደፍ ኣብ ክቱር ራዕድን ሸቖጥቆጥን ክረምታዊ ማእቶትን ተማሃሮን፡ ምውራድ ሳዋን ብኸመይ

  Рет қаралды 17,117

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv Asena Live - ህግደፍ ኣብ ክቱር ራዕድን ሸቖጥቆጥን ክረምታዊ ማእቶትን ተማሃሮን፡ ምውራድ ሳዋን ብኸመይ

Пікірлер: 38
@Tusfai
@Tusfai 2 ай бұрын
ኤማ ቅኑዕ ኢካ ሓደ ዕላማ ስለዘለኩም ንህዝብኩም ተደጋጊፍኩም ጥራይ ስርሑ 🙏🙏🙏
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 2 ай бұрын
Thank you.... Sha'bya seraqi!
@Abera854
@Abera854 2 ай бұрын
ጽቡቅ ጌርካ ኤማ ሓውና ተፈታዊ ሓድሕድና ዘጣፍእ መልእኽቲ ካብ ዘሐልፍ ነዊሕ ጌሩ'ዩ ብፍጽም ምኽሪ ዘይቅበል ሰብ ኢዩ.....
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 2 ай бұрын
ኣማን ናትናስ መውዳእታ መምሃራን ሓካይምን ለመንቲ ተቐይሮሙሉ ኣብ ዘለው እዋን ድኽነትን ዘይምቕሳንን ህዝብና ሓደ ዓቢ ብሮጀክት ህግደፍ እዩ።
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 2 ай бұрын
Thank you asena for this program we not dwing anything inside Eritrea how come hagdfe evil they are scared from Eritrean people hagdfe just they Hedland Eritrean people 💙💙💙💙💚💙💙
@BarokAbay
@BarokAbay 2 ай бұрын
ህግደፍ አብ ቀረባ ክጠፍዕ አለዋ
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 ай бұрын
ከመይ ኢሉ ክጠፍእ ከምዚ ኢልካ ነንሕድሕድካ እናተፍናነካ ብጣዕሚ የህዝን።
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 ай бұрын
Assenna media you done a good job.Tefetawi Talkshow has to stop personal attack among people.
@TedeBruk
@TedeBruk 2 ай бұрын
Ya tekekl
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ኤርትራ ዶር እቢ ምርሓና ማለት ኪሊል ኢትዮጵያ ተኮሊፋናኮይና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 ай бұрын
ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ምስ ኣጫርቕ ባኣሲ የብልናን :: ባኣስና ምስቲ ዘሎ በላዕ ሰብ ስርዓት ኢዩ :: ኤሪትራ ሰለስተ ባንዴራታት ኣለዋኣ :: ጽባሕ ድሕሪ ህግደፍ ድማ ናይ ግድን ካልእ ንታሪኽ ናይ ቃልስና ተንጸባርቕ ሓዳስ ባንዴራ ክትህልወና ኢያ :: ንሳላሳ ዓመታት ተቓሊስና ልዕሊ 100,000 ስውኣትን ሰንኩላትን ከፊልና ንታሪኽ ቃልስና ትምስክር ንቓልስና ተንጸባርቕ ባንዴራ ኢያ ተድልየያ ኢያ ውን ክትህልወና :: ንናጽነት ዝተኸፍለ ዋጋ ብሸለልትነት ዝሕለፍ ኣይኮነን :: መጻኢት ባንዴራ ኤሪትራ ንስውኣትን ንስንኩላትን ተንጸባርቕ ኢያ ክትከውን :: ገሊኦም regime change ጥራሕ ዝብሉ ኣለዉ :: ነዚ ኣረጊት ወጮ ደርቢና ሓድሽ ወጮ ክንሽምት ኣይኮናን ንቃለስ ዘለና :: ቃልስና ኪኖ Regime change ኢዩ :: ነዚ ዘሎ በላዕ ሰብ ስርዓት ኣውሪድና ኤሪትራ ናይ ፖለቲካ ውድባት ብዝሕነት ኣፍቂዳ ኩለን ተዋዳዲረን እታ ብዝሒ ድምጺ ዝረኸበት ውድብ ንኣርባዕተ ዓመት ድዩ ዋላ ንሓሙሽተ ዓመት ሃገር ትመርሕ :: ግዝየኣ ምስ ዝኣኸለ ድማ ምርጫ ይካየድ ካብተን ዝተዋዳደራ ውድባት እታ ዝበዘሐ ድምጺ ዝረኸበት መሪሕነት ተቐቢላ ሃገር ትመርሕ :: ብደሞክራሲ ኣገባብ ዝምራሕ መንግስቲ እንዳተማሓደርና ኤሪትራ ፍትሕን ባይቶን ዘላዋ ሃገር ኮይና ንህዝብና ደቢስና ንሃገርና ክንሃንጽ ንደቅና ከነምህር ንኤሪትራ ማዕረ እተን ብሓቀኛ ደሞክራስን ፍትሕን ዝምራሓ ዘለዋ ሃገራት ንምግባር ኢዩ ቃልስና ::
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dannyyoung3447
@dannyyoung3447 2 ай бұрын
Could you please provide verbal or written notice that you gave Tefetawi before you decline to work with you.
@HagosElyas
@HagosElyas 2 ай бұрын
ab asmara abgezawitom sollar keyteklu bmengsti dereja tekelkilom alewu brhan keyrekbu bigenzebom
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 2 ай бұрын
ኢማና መጨረስትኡ እስከ የርኢኻ ናይዚ ትገብሮ ዘለኻ ቓልሲ ሞ ሓደ ማዓልቲ ካብ ኣሰመራ ኮንካ ብዛዕባ ኤሪትራ በጺሓቶ ዘላ ምዕባሌ ወረ ከተማሓላልፈልና።
@yonastsehaye4397
@yonastsehaye4397 2 ай бұрын
ህግደፍ ፋሺሽቲ ክጠፍእ እዩ
@mussieberhe4821
@mussieberhe4821 2 ай бұрын
Hi Emma Hadeseb ab programka neseltene keyteredo nyegdef yegelgel alo zebelo Gega gega Nzkone tequamay yegdef mebal newri
@dannyyoung3447
@dannyyoung3447 2 ай бұрын
Did you warn him first before you decide or not ?
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ፉዲ ፎር ውርኪ ሰሪሔ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
እይክስሪናን ኒኢትዮጲያ ዊያን ኒብረቲኪምያ ኤርትራ ኢዎም ኡሱውን ዓዱ ተኒቤን ቲጊራይ ኢተጱያ ኢያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@siembeyene2863
@siembeyene2863 2 ай бұрын
Eza nay maetot ko firhi yu akibka niqutsitsir kitsemo eyu kalie yeblun
@siembeyene2863
@siembeyene2863 2 ай бұрын
Dhri 33 amet limat elu dhasib seb yelon haqi nzareb
@siembeyene2863
@siembeyene2863 2 ай бұрын
Ezi asgedom brhane zbahal sebay aziu mesatsi yu aflutso alowo mo kem gele mesarihtka entegeberkayo naaka hagazi yu ele yamin
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 ай бұрын
እቶም ደለይቲ ፍታሂ እንድህር ከምዚ ኢልካ እንዳተፍናነንካ አየናይ ለውጢ እዩ ኽመፀእ Please እንተኺኢልኩም ብውሽጢ ኮፍ ኢልካ ምስምማዕ ፀቡቅ እዩ መፍተዊ ፀላዒ እይትግበሩና ስላም ግበሩ ስስራህኩም ግበሩ እቲ ፀሊእናዮ እቲ ምቅይያም።
@SamiWacu-u4z
@SamiWacu-u4z 2 ай бұрын
Hasawy
@Tusfai
@Tusfai 2 ай бұрын
ህግደፍ እዩ ኣይትበል ሓቀኛ ተኮንካ ኣብ ገዝኡ ኣቲካ ዓድሞ ሕሜት ኣይድልን እዩ እዚ ዝዛረብ ዘሎ ሓደ ጽጉም እዩ ህግደፍ እዩ ኣይትበል
@galtigrinyatigrinya33
@galtigrinyatigrinya33 2 ай бұрын
ብውልቆም ተእተበዲሎም ንሰባት ኽዋረዱ ኣለዎም ኣብ ምድያ
@ttek9180
@ttek9180 2 ай бұрын
እቲ ዝገርምን ዘስደምምን ንህዝቢ ኤርትራን ደቁን ትንፋስ ዝኸልእ፣ ነዛ ውራይ ናብራኡን ሂወቱን ከይገብር ማዕቀብን እገዳን ዝገብር ሽፍታ ማፊያ ስርዓት፣ ዝድግፍዎን ዝጣበቑሉን ዝከላኸልሉን ኤርትራውያን ምህላዎም ንአዳም ገረሞ ኢዩ። ዝገፍዖን ዝጸፍዖን ዘፍቅር፣ ዘጽንቶን አብ ስደት ዘንብሮን ዝሕብሕብ እንታይ ዓይነት ስነ አእምሮን ጽላለን ዝተዓዛዘሮ ኤርትራዊ ኾን ይኸውን? ናይ ኤርትራውያን ነገር ብሐቂ ትርጉም ዝሰአነ መስደመም ኢዩ።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 ай бұрын
ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉን ኣይበቅዕን እዩ ግን ከኣ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ዕላምኡ ከኣ ንህዝቢ ኣደናጊርካን ኣደንቂርካ ብጭካነ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። ንሱ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን እውን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡን ዘረባታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።
@befairbalance7507
@befairbalance7507 2 ай бұрын
Great news I don't see a lot subscribe like please let's grow this media, please pass this great message by subscribing, sharing, and like
@sedamft15
@sedamft15 2 ай бұрын
ካብ ህግደፍ ፈልየ ኣይርእዮን ትብል ነርካ ዘበጥበጥ ኣይትበል
@gigiriri4865
@gigiriri4865 2 ай бұрын
ሕራይ ገበሮም ሕጂ እታ ዘራእካያ ኢኻ ትዓጽዶ ስጋብ ኤርትራውያን ዝጸንፍን ዓዲ ትዓኑን አይድቅስን እዩ እዚ ልኡኽ ኅይለስላስ ሕጂ ደአ ምስ አምሐሩ ኮይኑ አብካብ ዘለው ይሕረዱ አለው::
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 2 ай бұрын
አብዚ ነንሕድሕድና ኽንፍነን ሕዝቢ ኤርትራ ኢስይስ እፍወርቂ የፅንቶም እሎ ንነግር አሎና የእዎትና 17000 ዝኾኑ ብኽቢድ ዝተወጉኡ ሐቢእዎም እሎ 100/100ዝተርጋገፀ እዩ ሐደ ቤተስቡ ዝርኽበ ሐውና እሎ ስድራ ቤቱ ዝሞተ መሲልዎ ሐው ዝርኾቦ አሎ። እንተተኻኢሉ ብሃባር ንስራህ ንሕዝቢ ተስፍ እይተቁርፀዎ።
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 2 ай бұрын
ASERTE SEWATEN EBY ZEBELU MEBZAHTEOM SEMIEN TEGHARU NABZA BERNETOM NABZA BOTA AXAMEAN, ATMAN N ENKRBIT, TANTUN ,DORAN N RAPE N YEFANEWU . N MULUEA HIWETOM KEAA ASER SEKAYN MEKERAN WERDETEN YESKEMU
@yabb5740
@yabb5740 2 ай бұрын
ሓሰውቲ እኹም መላኻዕቲ፣ ተፈታዊ ምዕጻው ማለት ዕድመ ህግደፍ ምንዋሕ ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ተግባር እዩ።
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 2 ай бұрын
,ኤርትራዊ ማለት መነነት ዘይብሉ ምስለት አዩ፡ ስባገቲ ማኮራኒ ፡
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 45 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 69 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12