Atv Asena Live - ካብ ዘገልገልስ ዘውደድልደለ! ኣየ ኤርትራ ፡ ሶፍያ ኣምባሳደር - ሓርበኛታት ኣብ መቓብር

  Рет қаралды 7,849

ATV asena

ATV asena

7 ай бұрын

Atv Asena Live - ካብ ዘገልገልስ ዘውደድልደለ! ኣየ ኤርትራ ፡ ሶፍያ ኣምባሳደር - ሓርበኛታት ኣብ መቓብር

Пікірлер: 25
@bkt2781
@bkt2781 7 ай бұрын
Thank you Emma, you have described it well about Sofia.
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 7 ай бұрын
HGDF MENDEF HASEWTI Medanegerti Rukusat fitret SEYTAWINTI 🤣😭😭🤣
@fitsumfisha9058
@fitsumfisha9058 7 ай бұрын
Welcome,asena,wedi,hizbi❤
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢 መሳኪን ኣሕዋት ዓጽመ ስጋአን ተጋሂጸን ህግደፍ በላዕቲ ሰብ ኢድኩም ኣይትስኣኑ እንተ ንኣኣተን ግን መዋጽኦ ይፍጠረለን።
@lilytadesse6098
@lilytadesse6098 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@adamnuru7763
@adamnuru7763 7 ай бұрын
Very very so sad
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 7 ай бұрын
እዚኣ ከይሓፈረት ዋላ ይጻረፉኒ ኣይግድሰንን እዩ ምኽንያቱ ትግርኛ ኣይሰምዕን እየ ዝበለት ሰብ እያ። እዚኣ ንኤርትራ ወኪላ ክትቀርብ ዝኾነ ተመክሮን ዓቕምን ኣይነበራን። ከምቲ ኣማኒኤል ዝበልካዮ ግን እተን/እቶም ደም ርሃጾምን ኣካሎምን ዝኸፈሉ ኣብ ጎዳጉዲ ክዳጎኑ ተጌሩ። ናይዚኣስ ንሕማቕ እዋንሲ በዓል ጋዕሳ ኣለዋ እዩ ነገሩ
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 7 ай бұрын
ኢሰያስ ኣምሓራይ ዮ። ዕላማ ኣምሓራይ ይፍጽም ኣሎ
@roramedia3841
@roramedia3841 7 ай бұрын
Wey Gud Sharmuta Haileselase
@gomorra6875
@gomorra6875 7 ай бұрын
ካብ ከረምቲ ዘገልገለ ቀውዒ ሰፍአ ዓውዲ ዘቐበለ
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 7 ай бұрын
ባኣል ሶፊያ ተ/ማርያም መግለጺ ዉድቀት ህዝቢ ኣሪትራ ኢያ ፥
@TesfamichaelOgbaendrias
@TesfamichaelOgbaendrias 4 ай бұрын
በጃኹም ብጾት! ከምቲ ውፉይ ዝብሎ ጥራሕ'የ ዝሳለጥ።
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 7 ай бұрын
ንኤርትራ ዘይፈልጣን ዘይትብጽሖን'ዩ ዝመርሓን ዘመሓድራን። ምኽንያቱ እቶም ዝፈልጥዋን ዋናታታን ገርህታት ክኾኑ ኣለዎም። ዋጋ መስዋእቶም ነቲ ዘይትብጽሖ ኢሳያስ ኣረኪቦማ ጉዳም'ዩ።
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 7 ай бұрын
ZESDEMEMN ZEHEZENN EYU DAHAN N KULU GHEZIE ALOWO.
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 7 ай бұрын
Intay tibl ala iza BARIA Nay ISEIAS SEYTAN Etiopiawi 😂😂😭😭🤣🤣🤣
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 7 ай бұрын
it is very shameful to put this ዒዋላ ናይ Whashington Ds to rpersenat a nation to put her in this high postion . it’s SAD !!!
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 7 ай бұрын
ንዐዲ ከይዳ ምስ ኢሰያስ ስለምታይ ይረኽባ ኔሩ
@teclitdo7dle3fededembaye22
@teclitdo7dle3fededembaye22 7 ай бұрын
እዚ ረሳሕ ስርዓት ኮሙኡ ናይ ማንነት ቅልውላው ዘለውም እዩ አባሳደራት ሰሪዑ አንድነታውያን እዮም ሱር መሰረቶም ክጠፍእ አለውም እዞም ታሪኽ ዘይብሎም ረስሐት ብታሪኽና ክነብሩ ዝደልዩ ሐሰውቲ እዮም
@muger4702
@muger4702 7 ай бұрын
ናይዞም ፍጡራት ዚኦም ይገርም ዩ, ገና ወራር ወያነ እናበልኩም ጽልኢ ትዝምሩ ለኹም ከም ኣመልኩም ኣንቱም ገበነኛታት ጨካናት ፍጥረት , ሕጊ ኣይክምሕረኩምን ዩ, ፍትሒ ዝጸንት ንዘሎ ሕብረተሰብና,
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 7 ай бұрын
ንህማቅ ግዘስ ባኣል ጋአሳ ኣለዋ ከምዝባሃል አዛ ኣሪትራዊ ትውልዲ አምበር ዋላሃንቲ ኢንታ ዘይነበራ ጉዳይ ትምህርታ አምበር ኣብቲ አትገልጾ ዘላ ኣብ1978 ህዝብና ኣብ መስዋአትን ምዝንባልን ተጋደልቲ ካብ ሂናዮ ዝነበርና ናብ ሳህል ዝተመለስናሉ አዋን አዛ ተበላጺት ምስ ስድራኣ ናብ ኣመሪካ ድህሪ ኣሺሃት ደቂ መረት መስዋአትን መቁሰልትን አተን ኣብቲ ቃልሲ ሂወተን ኣወፍየን ምስ ተጋደልቲ ብጾተን ሃገር ከድህና ንመስዋአቲ ቁሩባት ብሙካን ዘበርከታ ኣብ ማአሰርቲ ክጠፍኣ አዛ ምንነታ ዘይፍለጥ ተበላጺት ኣሪትራ ወኪላ አምባሳድር ኣብ ህቡራት ሃገራት ክትከውን አዛ ሰብ ኣብቲ ናይ ሞት ህየት አዋን ኣበይ ዝነበረት ጋል ኣንድነት ዲክታቶር ኢሳያስ ናይ ምንነት ቅልውላው ዘለዎም ከም ባርያ ዘገልግልዎ ድኣ አምበር ንህዝቢን ሃገርን ዝሃሊ ሰብ ከትፍኦ ኣለዎ፥ገሪዎ ክኣ አዩ ፥
@M.G-j5w
@M.G-j5w 7 ай бұрын
UN ERITREAN REPRESENTATIVE SOFIA TESFAMARIAM SALARY PER YEAR IS MORE THAN 100.000 us. LET ERITREAN PEOPLE KNOW.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 7 ай бұрын
ሶፍያ ተሰፋማርያም ኣብ 1998 እታ ኡንኮ ቋንቋ እንግሊዝ ትመልኽን ኣምላኺት ኢሳያስን ኮይና ስለዝተረበት ከመቅጽበት ኣምባሳደር ናይ ኢሳያስ ኣብ ሑቡራት መንግስታት ዓለም ንክትከውን በቒዓ። 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@AbdullahAbdullah-fz6mx
@AbdullahAbdullah-fz6mx 7 ай бұрын
To reresent Eritrea, no need to speak fluent Tigringa. Any qualified Eritrean can do it.
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 7 ай бұрын
እቲ ዘዛርብ ዘሎ ትግርኛ ዘይምምላኻ ዘይኮነስ እተን ሂወተን ንሃገረን ዝወፈያ ወይ ዝወፈዩ ብዘይ ገበን ብዘይ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዒራ ዒሮ ንዘይ ተወሰነ ግዜ ክሳቐያ/ክሳቐዩ ከለዉ ሶፍያ ተ/ማርያም ድማ ኣይኮነን ንገድሊ ኤሪትራ ኣበርክቶ ክትገብር ብዛዕባ ገድሊ ኤሪትራ ካብ ጀሚሩ ክሳብ ብዓወት ዝዛዘም ዋላ ሓንቲ ተገዳስነት ዘይነበራ ወምበዴ ተገንጣይ ቡድን እንዳበለት ትጻረፍ ዝነበረት ድሕሪ ናጽነት ኤሪትራ ኣብ UN ወካሊት ሃገር ኤሪትራ ኮይና ክትዋራዘ ክትርእያ ከለኻ ማዓንጣ ከብድኻ ኢዩ ዝቐርጽ :: እዚ ኢዩ ዘዛርብ ዘሎ :: እቲ ኣማንኤል ኢያሱ ዝበሎ : ካብ ዝገበረስ ዘውደልደለ ልክዕ ኣባሃህላ ኢዩ :: ልክዕ ንሶፍያ ተ/ማርያም ዝገልጽ ምስላ ኢዩ :: ህግደፍ ጎዱፍ መአከብ ጓሓፋት ኢያ ::
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 208 МЛН
Summer shower by Secret Vlog
00:17
Secret Vlog
Рет қаралды 13 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 10 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 14 МЛН
נאומו המלא של רה"מ נתניהו בקונגרס האמריקני
53:36
כאן | חדשות - תאגיד השידור הישראלי
Рет қаралды 266 М.
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 208 МЛН