Atv Asena Live - መደረ ኣምባሳደር ራሻ ኣብ ኣስመራ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ጽምብል `ናጽነት` ኤርትራ /ካብ መደረ ገብራይ - ምስክርነት ወልዳይ!

  Рет қаралды 14,628

ATV asena

ATV asena

24 күн бұрын

Atv Asena Live - መደረ ኣምባሳደር ራሻ ኣብ ኣስመራ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ኣብ ጽምብል `ናጽነት` ኤርትራ ካብ መደረ ገብራይ - ምስክርነት ወልዳይ!

Пікірлер: 53
@samuel7080
@samuel7080 22 күн бұрын
Danke ATV እዚ ኣቦና ወልዳይ ዝከዶ ዘሎ መንገዲ ድኣ እቲ ኩሉ ሰብ ኣብ ጎደና ሓርነት ድዩ ተኣኪቡ ሰብ ዝበሃል ዘይረኤ ኣቦይ ወልዳይ ከኣ ክንዲ ኩሉ ውጹዕ ከምኡ ብዘይ ዝተሓስበ ኣረኪስዎም ዘይ ባዕሎም እዮም ጎል ዝእትዉ
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 22 күн бұрын
እዚ ዕቡድ ከልቢ ኣርባዕተ እግሩ ከይሰቀለ፥ ስቃይና ክቅጽል እዩ። please ዕቡድ ከልቢ ኢልካ ጸውዓዮ ኤማ
@gatogato2852
@gatogato2852 22 күн бұрын
ደንቆሮ ህዝቢ መጻወቲ ረኺቡ እዩ እንታይ ዘይገበረ።
@tecleabraham5322
@tecleabraham5322 22 күн бұрын
ሰላም ኩቡር ተቓላስይ ኣማኔል፡ ዕድመን ጥዕናን ይምነይልካ
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 22 күн бұрын
ጸማም ሓደ ደርፉ፡ ኣያ ገብራይሲ በይኖም ኢዮም፡ ሓባ ዓጽሙ፡ ሓባ ዘረብኡ፡ ሓባ ሓሳቡ፡ ሓባ መደሩኡ፡ ሓባ ሰልፊ፡ ሓባ መራሒ፡ ሓቢ ዝኾነ ሰብ።
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 22 күн бұрын
Lomi zeykone kedem zgemetnayo eu
@aexum1597
@aexum1597 22 күн бұрын
Selam Ema hawey 🙏🏾
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 22 күн бұрын
ኣብ ዘይ ዋልታ ዋልታ ሃገር እና በሉ፡ መርዚ ሃገርን ህዝብን ኮይኖሞ ዘለው ምስኪናይ ህዝቢ
@yordanosmahri8934
@yordanosmahri8934 22 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙
@user-wx2bb5ss9g
@user-wx2bb5ss9g 22 күн бұрын
I’m sad.
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 22 күн бұрын
አብ ኤራትራ ዘሎ ህዝቢ ኩሉ ይፈልጥ እዩ ረዲዮ የብሉን ተሌቨዥን የብሉን አይትበሉ ደቁ እንዳሞቱ ዘጣቅዕ ህዝቢ ደቁ ፎቀዳ ስደት እንዳከዱ አብ ባህሪ አንዳጣሐሉ የጣቅዕ አማኒኤል አብ ኢትዮጵያ እካ ይውሓድ ይናዓስ ይቋወሞ እዩ ህዝቢ ኤራትራ ግን ን50አመት በሓደ ሰብ እንዳተጨፍጨፈ የጣቅዕ እንተይ ዓይነት አታሓሳሳቦ እንትህልዋ እዩ ዘጣቅዕ እቲ ህዝቢ ።
@zemedhin7091
@zemedhin7091 22 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 22 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@NatiSerebe
@NatiSerebe 22 күн бұрын
ሓወይይይይ
@berhetsegaye6068
@berhetsegaye6068 22 күн бұрын
ዘይ ሐስብ, አይንገድ, .ሰል,ዘይ ሐስቡ, ዋላሐንቲ ክብሉ,አይኽእሉን, ኢዮም,,,.
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 22 күн бұрын
❤❤❤
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 22 күн бұрын
ንጥፍአትና እምበር ንናጽነት አይኮነን አብ ሰውራ ዝመጸ ዓወት ብጀጋኑ መራሕቲ ብዝተዓወተሉ በቶም ሕቡአት ሰልፉ እናቀንጸለ ነቲ ዝተረኽበ ዓወት አብ ድምጺ ሐፋሽ ዓወት ይነግር እዚ ከድምጽ በቲ ዓወት ደም እናጠዓሞ ኢዩ ህዝቢ ኤርትራኸ ጅግና ወዲ አፎም ይብሎ ወይጉዴ ውዒልካሉዶ ዝብሎ አይተረኽበን ገናውን ዝስዕስዑሉ ብቱኻት አዲኦም ትቁጸሮም
@natsenat6087
@natsenat6087 22 күн бұрын
ነቦና ወልዳይ ዘይኾነት ሃገር፥ ናጽነት ኣንቱም ባራዩ ህግደፍ መንደፍ 💔
@teklehaile1078
@teklehaile1078 22 күн бұрын
ሰላም ወዲ መምህር፡ እዛ ኣብ ወእተዊ ትጥቀመላ ዘለኻ ዝተፈላለዩ መደረታት ሃገራውያንን ከዳዓትን ኣዝያ ኣገዳሲትን ንኤርትራውያን ከኣ ብቐጻሊ ተዘኻኽርን ስለዝኾነት፡ ኩሉ ግዜ ከይትገድፋ ሓደራ።
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 22 күн бұрын
አማኒኤል ህዝቢ ኤራትራ እዩ ፈታዊ ነብሱ እዩ ።
@titi1401
@titi1401 22 күн бұрын
Tigrigna tezarabay hibretesebis meas kon yekon halifeleqa kinrei nekewen???? Amlak tsebuk gizea yemtseleqa.
@gatogato2852
@gatogato2852 22 күн бұрын
እኤማ ሓውና፡ እቲ ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዘሎ ህዝቢ ድኣ ክሳዕ ደቂ 70 ዓመት ዝዕድሚኦም መሳርያ ህቡዎም ኣይንቃተልን ኢሎም ኣብዮሞ እንድዮዮም፡። ነቶም ብሓደ ልቢ ዝጽዉዑ ብሃማት ደገፍቱ ግና ኣጆኹም ይብሎም ኣሎ ኣየስልጠሉ ከምቲ ናይ ትግራይ ወራር ይኽሸፎ/የፍሽሎ፡ ነዚ ድማ ብሕብረት ዓጥቕና ክንሰርሕ ይግባኣና ፥ብዓል ሰልጠነ ቁንቁነ ህዝቢ ልቢ ግበሩ በልዎም።
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 22 күн бұрын
Iseias mehanzel Gebray 😂😂😂😢😢
@NatiSerebe
@NatiSerebe 22 күн бұрын
ስልኪ
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 22 күн бұрын
Gebray😂😂😂 Ata 😂😂😂 eza guday kemey kemey 😂😂😂😂eya 😂😂😂
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj 22 күн бұрын
ክቡር ኤማ : ካብ 26:02--26:26 ድጠቀስካያ " ፍጊዕ ስለዝብለኩም ከነምጸኦ ስለዘይንደሊ እምበር መምጻእናዬ ነርና " እትብል ትሕዝቶ : በጃኻ እንተተምጸኦ ዝሓሸን ድበለጸን ሙኾነ ነሩ : ምኽንያቱ ብዙሓት ኣለና ዘይሰማዕናዮ ወይ ዘይተረዳእናዮ ወይ ዝረሳዕናዮ : ስለዚ ክንሰምዕን ክንርዳእን ክንዝክርን - እቲ ዝሓሸ የመስለኒ ከተምጸኦ : ስለዚ ብፍጹም ፍጊዕ ከብል ኣይክእልን'ዩ : ምስ ረዚን ምስጋና ኤማ ::
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 22 күн бұрын
ጀግና ህዝቢ ትግራይ መስተዋዓሊ ሰለዝኮነ እምበር ናይ ህዝቢ ኤራትራ አካይዳ ብጣአሚ ቺግር ዘለዋ እዩ ሻዐብያ አይካነ ካሊዕ እይካነን እቲ ህዝብ በዓሉ እዩ ቺግር ካይኑ ዘሎ ወድካ ሓውካ እንዳተ ሓንቀ ስቅ ትብል እንድህ ካይናካ እቲ ቺግርውን ናትካ አመለካክታ እዩ።
@temesgengebreyesus6904
@temesgengebreyesus6904 22 күн бұрын
Suk bal merhti tigray ke ab eritrean etay fsimom
@AynalemGmaryam
@AynalemGmaryam 22 күн бұрын
ንስኹምስ ፈቲኹም ዝኣተኹምዎ ምርሐና ውን ኢልኩም ኣምላኽና ዝብልኩምዎ ዚ ይሁዳ ዘይ ግን ሓርነት ዝብሎ ኣምባ ገነናት ከምድላዮም ዝገብሩዋ ዓለም እምበር ተፈጥራዊ ናይ ወዲ ሰብ ዝኾነ ሓራ ምኻን ኣይኮነን ቢ ኣምባ ገነናት ትምራሕ ዓለም ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ክህሉ ሓኾት ዝብል ገበነኛ ናይ ገበነኛታት ጠበቓ ንምኳን ዝህንጠ ድኹም ዩ
@temesgengebreyesus6904
@temesgengebreyesus6904 22 күн бұрын
Ahhhhhh
@berhetsegaye6068
@berhetsegaye6068 22 күн бұрын
@,temes❤🌙🐆👍💬🌅🌃🌃↗↖
@keseteteclemichael8719
@keseteteclemichael8719 22 күн бұрын
ኢሳያስ ዕደ !
@peterdavid9636
@peterdavid9636 21 күн бұрын
ከም ናይ ኢራን ለባም ሄሊኮፕተር ንዲክታቶራት ተጽድፍ ክንልእከሉ ኣለና ንዚ ወዲ ትግራይ ጽሉል ከልቢ።
@gatogato2852
@gatogato2852 22 күн бұрын
ኩፖን ከነግደፈኩም ኢና ኢሎምዮም ኣኪቦሞ ፈትዩም ኣይኮነን፡ እልይ ምስ በሉ ድማ ኣኽላባትን ኣዛብእን ይዕንድሩሉ ናይ ጎደና ሓርነት ነገር ዘገርምን የደንጹን
@hayletkle2197
@hayletkle2197 22 күн бұрын
ብዛዕባ ግንቦት 24 ዝተጨውየ ሓርነት ከምቲ ቅድሚ ሎሚ ብጋህዲ ወደብ ዓሰብ ወደብ ባ ጽ ዕ ከምዝዓነወ ዝገለጾ ሕጂ ከ ኣ ብዛዕባ ዝዕነዋ አርትራ ክንዲ ዝዛረብ ብዛዕባ ዓለም ሃለው እናበለ ነቲ ህዝብ የሃውትቶ ። ሪኢኹሞዶ እቲ ዝደንቆረ ህዝቢ ብጣቕዒት መሬት ኣናዊጹዋ ፡ ኣብ አርትራ ፋብሪካየለ ገለየለ ፡ ወደባት ዓንዮምዮም ኣብ ዝበለሉ ጊዜ ዝነበረ ጣቒዒት ዘገርምዩ ፡ አርትራዊ ምዃነይ ሓዚነ ።
@yonasyonas3249
@yonasyonas3249 22 күн бұрын
መንዬ እስያስ ኽ ወድ መድህን በራድ ዘይትብሎ😒ነዚ ወድ መድህን ኮማሪት
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 22 күн бұрын
ፈወሲ ዘይርከቦ ድንቁርና
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 22 күн бұрын
😂😂😂Gebray 😂😂😂 ke da😂😂😂😂 entawanu 😂😂😂😂😂nay 😂😂hgdef 😂😂 thalaki 😂😂😂koynu gulbabu keliau 😂🎉🎉😂😂
@rebecaeyasu5862
@rebecaeyasu5862 22 күн бұрын
ክሳዱ ዝቆርጽ ተሳኢኑ ንዚ ሀርካፍ ተንቤን ,......
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 22 күн бұрын
Kabeu zhamk mhdera zeyele ab nay etom haftamat hzbi zmerhu yfelt eye eilu kolo ttko teteliau yhsu leminu kab Russia saa sgem nay adgi bekli megbi
@messiah5463
@messiah5463 22 күн бұрын
😂😂😂
@user-eu9gk5tt2e
@user-eu9gk5tt2e 22 күн бұрын
ህዝቢ ኤሬትራ አታሓሳስቡኡ ልክዕ ከም ሻዐብያ ወያኔ አሜሪካ ወያኔ አውሮፓ እንደበለ ወያኔ ከም ዘመሓደረቶ መብራሀቲ የለን ወያኔ እያ ክልኪላ ዳባ የለን ወያኔ ከልኪላ ሺካር የለን ወያኔ ክልኪላ እንዳ በለ ኢሳያስ ክናገር እንተሎ እቲ ህዝቢ ጥያቄ ዘይለዕለ ንምንተይ ዘማሓድር ዘሎ ሻዐብያ ዲዩ ወይስ ወያኔ እያ ንኤራትራ ህዝቢ ኤራትራ እዛ ሓቶ እዚአውን ክልዕል አይካአለን ምክንያቱም እቲ ናይ ሻዐብያ አመላካክታውን ናይ ቲ ህዝቢ እውን እዩ።
@Goitom-ou2pk
@Goitom-ou2pk 22 күн бұрын
Eza nay esu resi bzeyka hasotn mtlaln kale tefri do entay nhzbi Eritrea bmefth axyu nay kale mengstat hateftef
@hayletkle2197
@hayletkle2197 22 күн бұрын
ኣታዘን ብዓል ለተንኪኤል መኣስየን ዝልብማ ! ኣብ ነብሲወከፍ ወዲ መድህን ዓድዋ (በራድ ) ዘውጽ ኣ ቃል - --- - -ዕልልልልልልልልልልልል
@sembel0948
@sembel0948 22 күн бұрын
Barnet barnet bel natsnet behji eya ktmetsi Amanuel 33 amet barnet.
@MahdereEwket-ww4kb
@MahdereEwket-ww4kb 22 күн бұрын
ደምበ ፍትሒ ዶ ገለ ዶ እንዳበልኩም ን33 ዓመት ዝኣክል ዓገግ ኢልኩም ግን ኢሳያይስ እንተኾነ ዓመት መፀ ኣብ መዓልቲ ናፅነት ብኢሬ ቲቪ ቅልቅል እንዳበለ ቅድሚ 33 ዓመት ዝተዛረበን ቃላትን መብፅዓታትን እናደገመ ይቕፅል ኣሎ። ኢሳያይስ ኣሽንባይ ዶ ክመውት ንዓኹም መሊሱ የእርገኩም ኣሎ። ኣማኑኤል ኣሰና ክትጅምር ከለኻ ዝነበረካ መልክዕ እስከ ምልስ ኢልካ ራኣዮ።
@gatogato2852
@gatogato2852 22 күн бұрын
ኩፖን ከነግደፈኩም ኢና ኢሎምዮም ኣኪቦሞ ፈትዩም ኣይኮነን፡ እልይ ምስ በሉ ድማ ኣኽላባትን ኣዛብእን ይዕንድሩሉ ናይ ጎደና ሓርነት ነገር ዘገርምን የደንጹንዩ። ዕላማ ኢሳያስውንኮ ህዝቢ ኤርትራ ብምቅላሱ ክጥዓስ ናጽነቱ ጸሊኡ ኣንድነት ክብህግ ክመርጽን እሞ ባንዴራእ ካብ UN ክትወርደ ኢዩ ምንዮቱን ጻዕሩ ናብኡ ዩ ዘንቆልቆለና ዘሎ።
@ghkh782
@ghkh782 21 күн бұрын
ሰይጣን ይደርዕካ ሎቁማጽ ሰራቂ ህዝቢ
@YacobHaile-nm4sj
@YacobHaile-nm4sj 22 күн бұрын
11 comments within 5 hours? Woyo b n h Dia abey Abelu? GAME OVER::
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj 22 күн бұрын
I am glad, they are listening among others, over 9000 listeners!
Gere emun part 182 | ገሬ እሙን ክፋል 182
50:54
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 105 М.
1🥺🎉 #thankyou
00:29
はじめしゃちょー(hajime)
Рет қаралды 84 МЛН
Китайка и Пчелка 10 серия😂😆
00:19
KITAYKA
Рет қаралды 2,1 МЛН
Teddy Press ህሉዉ ፖለቲካ ኤርትራን ትግራይን
1:22:24