Atv Asena Live - ዝሩግ ህግደፍ ካብ መዓስ እዩ ሓላዊ ባህልን ክብርታትን ኤርትራ ኮይኑ? ኤርትራ ብዓባያ `ጓልጓሎ` ጌሩዋ ዘሎ ኢሳያስ ዶ ኣይኮነን?

  Рет қаралды 10,461

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 29
@Systematize
@Systematize Ай бұрын
ቃልስና እንዳሐረነ ይመጽእ አሎ። ኢሰይስ አፈወርቂ (ለቲና) ውደቀቱ አብ ሐጺር ጊዜ ምኻኑ እሙን እዩ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ኣነ ናይ አርትራውያንዩ ልገርመኒ ኢሳያስ ካብ በረኻ ጀሚሩ ፡ እናቐንጸሎም ፡ ልመጸ ሰብ ኣይማ ፡ ባህልና ፡ ለየኽበረ ይብሉ ፡ እላቐንጸለካስ ፡ ባህልኻ ከኽብር ! ዓጋመ ፡ ወያነ ፡ እላበልካ ምጽራፍ ቁም ነገር የብሉይ ፡ በይዛኻትኩም ቁሩብ ልቢ ግበሩ ፡ ካብቲ ኣብ ክሳድኩም ሰፊሩ ልድስቐኩም እኒኦ ንላዕል ዓጋመ የለይ ፡ ዓጋመማ ኣብ ዓዱ ኢዩ እኒኦ ፡እንዳማቱ ዓዲ ኣይዘመተይ ፡ ወይ ጉድ ! ናይ ሃሳስ ነገር !
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Ай бұрын
Ztehamesset hager: kulu affu zhabo ygrue aala::
@SaliSalu-t1o
@SaliSalu-t1o Ай бұрын
ajeka,amie❤❤❤
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin Ай бұрын
ጽቡቅ ሐበሬታ የመስግነካ ብሐቂ ዝፈልጡ መሲሎም ዘይፈልጡ እወ እወ ዝብሉ ብዙሐት እዩም እሞ ምግላጽ ጽቡቅ እዩ
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ናይ ሱሱዚኖ እውን እቲ ቦታዓዲጉዒዳድ ።።
@issakhabtenkiel9387
@issakhabtenkiel9387 Ай бұрын
ወዲ ፈረስ ብልጓም-ይግራሕ ለባም ህዝቢ ብሕግን ቅዋሞን-ይምራሕ ኣጆኻ ህዝበይ ልቢ ግበር
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ክብ ዚፍጠር 1966...❤❤❤
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
ጉዳይ ገድሊ ጉዳይ ናቕፋ አይውዳእን ድዩ አኽላባት ኩሉ ወዮ እዩ እቲ ስርዐት ብዕሉግ እዩ ካብ ቀደሙ አብቲ ዐድኹም ጥራይ ሓሜናት ጠፋሻት
@Systematize
@Systematize Ай бұрын
ኢሰይስ ጌብረ ሰዶም እዮ። ኢሰይስ አብ ዐዲ ሀለውለው መሕቢኢ ግብረ ሰዶሙ እዮ።
@faligali6690
@faligali6690 Ай бұрын
Aye Awel Daka kebdeka tegjef aleka
@gm5215
@gm5215 Ай бұрын
ራዛ ናይ አብኡ ሐዛ አወል ታኒካ ድአ ፓፓጋሎ እንዳአሉ ወይከ ሕፈር አወል ጁጅ
@siembeyene2863
@siembeyene2863 Ай бұрын
Nay edu = to knowledge
@AlemMehtson
@AlemMehtson Ай бұрын
Alem. Mehtson ሰላም ሰላም ሰላም ኡሰና 🙏🙏🙏🩵🩵🩵
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 Ай бұрын
ጋዜጠኛ ኣማኒኤል እያሱ; ናይ ሓደ ማሕበረሰብ ዕብየትን ውድቀትን ዝምዘን ብናይ ልሂቅ ሚዛናዊ ኣከያይዳ እዩ:: ህዝቢ ትግራይ ይኹን ህዝቢ ኤርትራ መከርኡ በዚሑ ዘሎ: በዚ ልሂቅ እዚ ወስለትለት ወይ ቅንዕና ዝጎደሎ መንገድታት ምኽታል እዩ:: ህወሓት ይኹን ህግሓኤ ብማዕረ ካብ ሓደ ገንኢ ዝተቐድሐ ኮሚኒስታዊ ማኒፌስቶ ዝምርሑ ክንሶም: ዕላማታቶም ድማ: ንሕና ዘይንገዝኣ መሬት ወላ ሓዊ ይእተዋ ትባራዕ ዝብል ውልቃዊ ናይ ስልጣን ህረፍ ዘለዎም ውድባት ከምዝኾኑ እናተፈለጠ: ኣብ ትግራይ ክኸውን እንከሎ: ኣይ ህወሓት ዝሐሸ እዩ ኣብ ስልጣን ይፅናሕ: ኣብ ኤርትራ ምስ ዝኸውን ሻዕቢያ ፀረ ህዝቢ እዩ ንቃለሶ ትብሉ ኣለኹም:: ከምኡ ዝበሃል ነገር የለን: ኣብ ኩሉ ዘሎ ህዝቢ ካብ ሓደ ንሓሙሽተ ሰንሰለታዊ ኣገዛዝኣ ኮሚኒስታዊያን ሓራ ንክወፅእ ብማዕረ ምቅላስ እዩ:: እንተዘይኮይኑ እዚ ኣብ ኩሉ ዘሎ ልሂቅ ቃልሱ ብሚዛን እንተዘይ ኣልይዎ ወላ ሓንቲ ዘየፍሪ ኪሣራ ጥራይ ከም ዝኸውን ክፍለጥ ይግባእ::
@hdhjsjns
@hdhjsjns Ай бұрын
Kone elu eti sirat eyu atatiwo kab gze kalsi jemiru. Eziom hji sele seb zifeletom eyom , hanti kem zeyfeltu koinom zikerbu zelewu.
@YosefHadera-x4e
@YosefHadera-x4e Ай бұрын
Zgerm eyu.
@senaizemenfes5418
@senaizemenfes5418 Ай бұрын
Awel Gonay himself is a certified gay.
@siembeyene2863
@siembeyene2863 Ай бұрын
Eti qendi guday beyenay electric wey abeydelaten tv mis reaya(edil nay film miezab miskeala) ?
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 Ай бұрын
ኣወል ስዒድ: ሓድሽ ማንኪ ብሓድሽ ሜላ:: ካብ ፈቐድኡ ዝመጸ ቱዄን ዘይበትከሉ ሃገር!
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 Ай бұрын
ሓሳዊ ።ሃይማኖት ብ ኢሰያስ ተኸቢሩ ይፈልጥ መዓስ ዘመን ፈሽኳል።
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 Ай бұрын
ኤደና ሓቅኺ: ናይ ቱርኪ ፊልምታት ንኽንደይ መንእሰያት ኣቓልብኦም ሰሪቒ ካብ ቁምነገር ኣርሒቑዎም እዩ:: ነቲ ልሙድ ኣስማትና እውን ዳርጋ ተወዳዲሩዎ እዩ:: ባህልናን ክብርናን ዓይንና እናርኣየ እዝንና እናሰምዔ ንዓሰርቴታት ዓመታት በኺሎሞ እዮም:: ንጥፍኣትና ዝወፈሩ ሰብ መደብ ጉጅለ እዮም::
@siembeyene2863
@siembeyene2863 Ай бұрын
Shellel do aymehashenan
@abitifili3597
@abitifili3597 Ай бұрын
እዚ ጋዕጋዕ ኣወል ክወድቅ ከሎ መቸም ድሓን : ዓሊ ዓብዱ ዕድልኛ እዩ ጓሉ ረኪሱ ሃዲሙ : ኣወል ግን ክበልዑኻ እዬም እንታይ ግድኻ ለማኒ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
ክንደዲኦም ከፅሉኡኻ ወላ እቲ ፎአድ ለዋጢን ገለ እኮ እዩ ወሪድዋ እታ ዐዲ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
በዐል ዳካ ዘራኸስኩማ ሲ ጊዜኻ ተዐበ ጃሱስ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Ай бұрын
ብጀኻም አሎ ድዩ ፅዩቓት ኢትዮጵያውያን ፃድቓት እዮም አብ ቅድሜኹም ናብ ኢትዮጵያ አይትምፁኡ ሓሳዳት ክነግሮም ኢና ካብ ድሕሪ ሕጂ
@BerehaneZewude
@BerehaneZewude Ай бұрын
Ademamxaka astekakl
Family Love #funny #sigma
00:16
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 45 МЛН
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
EVA mash
Рет қаралды 8 МЛН
ከነብስላዶ     ኣዛራቢ ዛዕባ ኣንቲኮን  ቁልዕነቱን
2:25:36