Atv Asena Live - ስምምዕ ኣንካራን ምስ ምምንዛዕ ዓሰብ ዝተተሓሓዘ ምስጢሩን - `ኤርትራ ስጉምቲ ክውሰደላ` ዝበለ ኮለኔል/ ቅትለት ራሻዊ ጀነራል

  Рет қаралды 18,701

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 63
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey Ай бұрын
ዘይርብርብ ተቃላሳይ ኣያና ኤማ ጅግና ኢካ እሞ ኣመትከልካ ኣለና 💙💙💪
@kebirates5125
@kebirates5125 Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ኣብዚ ስርሒት እዚ ኢሰያስ ኢድ ከይሃለዎ ኣይተርፍን እዩ:: ምስ አብይ ዝተጻልአ ኣምሲሉ እዛ ህዝቢ ኤርትራ ኣሻሓት ደቁ ከፊሉ ዝሓለዋ ወደብ : ኢትዮጵያ ብሓይሉ ተዋጊኡ ከምዝሓዛ ኣምሲሉ ከረክቦም እዩ ደልዩ ዘሎ::
@bahri-um7ej
@bahri-um7ej Ай бұрын
Ezia kab kedem zitrtraya anes kulen meditat nezia elkaya zeleka degagimen nhzbi entetigelxalu ybl
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
✅✅✅ እቲ ስርሒት ከምኡ ኢዩ ኣምላኽ ናይ ኢሱ ኮነ ናይ ህግደፍ ተንኮል ፋሕ ፋሕ ፋሕ ከብሉ ኢዩ። ንህዝቢ ኤርትራ ናብ ሰደት ካብ ናይ ዓለም ዲያፕሎምስ ዜሮ ጌሩ ❗️
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
ኦ ኣምላኽ ሕጂ ተስፋ ኤርትራ ካብ ኢዩ ጸላእትና ጉጅለ ህግደፍ ብልጽግና አብይ ሓሳባት ሕልሚ ፋሕ ፋሕ ፋሕ ይብል ❗️ እዚ ናይ ተፈጥሮ ህያብ ከምኡ’ውን መስዋእቲ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዘክር ኢኻ 😢 🙏 ካብ ሰብ ሓይሊ ካብ ሰብ ሓሳባት ናተካ ይበለጽ ንህዝቢ ኤርትራ ምድሓን ናተኻ ኢዩ 😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
አዚ ድሁር ዲክታቶር ካብ ዝጽለል ነዊህ ኣሰርተታት ኣመታት ኣቁጺሩ አዩ ፥አንተኮነ ኣሪትራውያን ንባአልና ተጸሊልና ስለዘለና ፥ነዚ ህሙም ከልቢ ዲክታቶር ጽላልኡ ከሪኦ ኣይካኣልናን፥ በዚ ምክንያት ሃገርና ኣብ ሃደጋ ወዲቃ ንሪኢ ኣለና ፥
@mebrahtughebretensae2459
@mebrahtughebretensae2459 Ай бұрын
Isais is generous tohis ancle Tom,Hailesilasie of Ethiopia.
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
አዚ ወዲአበለት ህጂ ተከፊቱ ወዘተ ን20 ኣመታት መለስ ዘናዊ ኣብ ኣዲሃሎ ሁዩር ገሪዎ ምስ ጸነሀ ካብ ማህዩር ወጺኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ልቡ ክጥፍጥፍን ኣፉ ክሳብ ዝጨኑ ክልፍልፍ ዝተራአየ ኣረመናዊ ጃጃዊ ኢሰያስ ኣፎርዊ ንአቀት ህዝቢ ኣሪትራ አዩ ነይሩ አዝኩሉ አብደት ሳዲስት ፥አቡድ ከልቢ ዝቡንቆሶሉ አዋን ርሁቅ ኣይኮነንን፥
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 Ай бұрын
እቲ ዛሕዝን ፍፃመ ሕዝቢ ትግራይ ብክልተ በትሪ ምህራሞም እዩ። ተጋሩ ንኤርትራውያን አዕቁቦም ከነሶም ንአዴታት ትግራይ እንዳጠቆሙ ዝገበርዎ በደል ዝርሳዕ አይኮነን። ሕዝቢ ትግራይ አብዚ ዕዋን ጠጠው ኢሉ ካሓስብን ቀይዲ በተኸ ውሳነ ካሕልፍ ንፅበ።
@We-nl4mm
@We-nl4mm Ай бұрын
Yes you are right ! Amanuel ? Why is most Eritreans do not like Tigray people ?
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 Ай бұрын
ኣዝዩ ሃናጽን ብሱልን ሓሳባት ኣቕሪብኩም ኤማ ምስ ተሳተፍቲ ኣሕዋትና! ቀጽልዎ!❤
@bahri-um7ej
@bahri-um7ej Ай бұрын
Bravo Sami zibela beka nsaya ta netbi nezia gosguas bxaeki kigber alewo dehar committee atehababari ykum bejakum kulukum active zelukum
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Ahwatey. Uaye 🙏✔️💊✔️
@Sam-ji3tg
@Sam-ji3tg Ай бұрын
እታ ቀላል ፍታሕ -- ዘለኣለማዊ ሰላም ክተምፅእ ትኽእል:: ዓሰብ ናብ ኢትዮጵያ ትግራይ ናብ ኤሪትርያ ጥራይ እያ!! ጠራዕራዕ ምባል አየድልን ሎሚ መለስ ይኹን ተጋሩ ኣብ መንበረ ስልጣን የለዉን:: ኢትዮጵያ ድማ አብ ጉዳይ ዓሰብ ፈጺማ ደቂሳ ኣይትሓድርን:: ዓሰብ ከይትስእኑ ክትብሉ ኤርትራ ብምልእታ ከይትቀብፅዋ!! ብልዝብ ይሓሸኹም ደቂ ሓወቦይ - እዛ ፀገም ናብ ቐፃሊ ወለዶ ኽትሓለፍ የብላን መዕለቢ ግበሩላ!!
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ሓቂ 👌
@kidanetewelde147
@kidanetewelde147 Ай бұрын
ውሕጅ ከይ መጸ መንገዲ ውሕጅ ጽረግ
@bahri-um7ej
@bahri-um7ej Ай бұрын
Zekarias kea neza nay Sami xbuk giru wesikla eta haki tenkol nay Iseyas ezia eya emo kulu hzbi nezia memrhi gieru actively kserh please nskawn xbuk gierka tgelxa aleka kulu hzbi abzia kxekt gosguas yedlio ezi hzbi tedenagiru zelo tnkol Iseyas fxum ayfeleton
@kahsaykebede-bw5tq
@kahsaykebede-bw5tq Ай бұрын
ደውለለይ
@TesfayGhebremedhin
@TesfayGhebremedhin Ай бұрын
አምሓሩኸ ምሰ መንዮም አብዛ እዋንዚአ?
@مجدلالقحطاني-ط5غ
@مجدلالقحطاني-ط5غ Ай бұрын
ሓዉ ገዛኢ ሓሳዉ ለክባጥ ኢሰያስ ትግራይ ኪወሪሪ ዓገብ ዘዪብል
@kebirates5125
@kebirates5125 Ай бұрын
ምክንያቱ እንተኣስተብሂልኩም መጀመርታ ኢሰያስ ምስ ሶማልያን: ግብጽን ድሕሪ ምዝርራቡ: ኣይሰሙን ኣይሳልስቲ ሶማል ብሞንጎኝነት ቱርኪ ምስ ኢትዮጵያ ተሰማሚዓ ተባሂሉ:: ዳሓር ቀጥታ ኢሰያስ ንዓሰብ ወሪዱ ምስ ህዝቢ ከምዝተዛተየ ሰሚዕና ኣለና:: ስለዚ እዚ ብድልየት ኢሰያስ ናይ ወደብ ዓሰብ ምርኽኻብ ዝፍጸም ዘሎ ኣይመስልን?
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
አቲ ኮሮነል ዝበሎ ሃቂ ኣለዎ፥ዲክታቶር ኢሰያስ ምስ ኣቢ ተሻሪኩ ትግራይ ኣብዝወረሉ አዋን ነቲ ዉኡል ኣልጀርስ ኮነ ኢሉ ከምዘፍረሶ ኣብ አዋኑ ተገሊጹ ነይሩ አዩ ፥ሳዲስት ኢሰያስ ኣሺሃት ሂወት ኣሪትራውያን ዘባከነሉ ብስም ባድመን ህቶ ዶባትን ኣቢ ኣብዝመጸሉ ኢሰያስ ናይ ዶብ ህቶ ብወግኢ ኣፍሪስዎ አዩ ፥አንተኮነ ህዝብና ነዚ ናይ ምፍራስ ኣልጀርስ ክሪኦ ኣይካኣለን ፥
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Ай бұрын
@YosefTsehay Don't lie. The people of Tigray will protect them. The generals are wise. They know how to keep themselves safe. Do not create a rift between the people and the army.
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
✅✅✅✅ ጽቡቕ ምስትውዓል።
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
ኦ ኣምላኽ ሕጂ ተስፋ ኤርትራ ካብ ኢዩ ጸላእትና ጉጅለ ህግደፍ ብልጽግና አብይ ሓሳባት ሕልሚ ፋሕ ፋሕ ፋሕ ይብል ❗️ እዚ ናይ ተፈጥሮ ህያብ ከምኡ’ውን መስዋእቲ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ዘክር ኢኻ 😢 🙏 ካብ ሰብ ሓይሊ ካብ ሰብ ሓሳባት ናተካ ይበለጽ ንህዝቢ ኤርትራ ምድሓን ናተኻ ኢዩ 😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl Ай бұрын
Weyane aykonen nhna ena church koyna
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 Ай бұрын
ዝተሰርቐ ንብረትካ ካብ ሰራቂ ከየምለስካ ምስ ካልእ ዓደጊ ሰራቂ ምብኣስ ዘዋጽእ ኣይኮነንሞ ንብረትና ቅድሚ ዝኣገረ ንብረትካ ካብቲ ዝሰረቐካ ምምንዛዕ ኢዩ።
@mhreteab5489
@mhreteab5489 Ай бұрын
Mimnzae aseb enabelkum tizarebu yigermeni ane aseb nay hgdef aykonetn nay hzbi eritrea ya kulu eritrawi kia kimotela yuethio keythalmo bizaeba mimnzae bihaili ente selam midlay giziu yu meririwo kefiewo yu hizbina
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Ай бұрын
ውዕል ኣልጀርስ ኣብ ኣህጉራዊ ሕጊ መሰረት ገይሩ ዝቖመ ስለዝኾነ ብበለካ ለኽዓካ ዝፈርስ ኣይኮነን።
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Ай бұрын
ፍጻመ ዕድመ መራሕቲ ኢትዮጵያ ምስ ከንቱ ሕልምን ካብ ሸውሃት ባሕሪ ኤርትራ ዝብገስ ምንቡሃቕን ዝነቅል ኢዩ። መራሕቲ ኢትዮጵያ ካብ ናይ ውድቀት ታሪኽ ናይቶም ዝሓለፉ ኣቦታቶም ዝመሃሩ ኣይኮኑን።
@Jtar2002-xj7ni
@Jtar2002-xj7ni Ай бұрын
The agreement of Tedmerna was Issahas to take his ancestors Land Tigray and PM Abyi Oromo Empire to take the Asseb Sea Port period. PM Abyi is working according to the Jedda Saudi Arabia Agreement.
@pridetransitllc2197
@pridetransitllc2197 Ай бұрын
ኤማ ኣንበሳ ወዲ - ኣንበሳ ይብለኻ ሓውኻ ኻብ ኣሜሪካ ።
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂😂😂
@tirhashabrham2943
@tirhashabrham2943 Ай бұрын
እዚ ናይ ዚ ሕጂ ትዛራረብሉ ዘለኹም ጉዳይ ቅድሚ ዓመታት ነቢ የማነ ትንቢት ነጊሩ ኣሎ እቲ ዝበሎ ደጊምኩም እንተ ትሰምዕዎ እቲ ኣንፈት ኩነታት ብዝያዳ ምበርልኩም ኔሩ ምኽንያቱ ቅድሚ ሕጂ ኩሉ ዝበሎ ትንቢታት ሓደ ብሓደ ተፈጺሙ እዩ።
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
ሓሶት ካብ ነብይ የማነ የድሓነነ
@MezmurKidane
@MezmurKidane Ай бұрын
Ane kab qedem Iseyas Aseb nab Ethiopia khba medeb nerwo nsu ewn nebsu kem Ethiopiawi eu zfelta ab Eritrea meboqol yeblun tenben agew eu abohagotatu ewn haxeyat nay Ethiopia eyom.n Ethiopia kea waga kefilom nabnet haxey yowhans.Iseyas ewn hzbi Eritrea kemzeynbrom ndequ ykun nyehwatu xubuq geru yfelt eu.slezi bmedeb eu zgebro zelo.
@mussieabraha2014
@mussieabraha2014 Ай бұрын
This time Ethiopia is the most confused country. No one knows what is coming next, what they want, which port they need, with whom they are preparing to wage war, with whom to make alliance. Nothing. What surprising me is that Tigray is still at the center of political conspiracy of Ethiopia. Ethiopia has to control or convince Tigray inorder to wage war against Eritrea. So far they couldn't convince Tigray eletise as a partners against Eritrea. But, no one can predict what can/would happen tomorrow in Ethiopia. Every thing is volatile and fragile.
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 Ай бұрын
እዚ ከምቲ ትብሎ ዘልኻ እንትኾይኑ ብዙሕ ዝተላቓቐበ ጉዳይ ኮይኑ ? ኣብይ አብሾ ዝለኸፈ ኢዩ ዝመስል።
@OasisPenapel
@OasisPenapel Ай бұрын
ጉዳይ ስንክሳር ኤረትራን -ኤረትራውያንን ቅድም ቀዳድም ኢትዬጵያዊ ተንቤናይ ኢሳያስ ምስ ኮረኔል ኣብይ ዝኾነ ባእሲ የብሉን ልክዕ ብሓንሳብ ኤረትራ ናብ ኢትዮጵያ ምምላስ ዝብል ፕሮጀክት ጀሚሮም እቲ ዝተኸተልዎ ስትራቴጂ ናይ መቃን ግዜን ኩነትን ፍጻመ ጌጋ ብምንባሩ እቲ ፕሮጀክት ፈሺሉ ?! ተንቤናይ ኢሳያስ ዕድመ ንእስነቱ ሙሉእ ዝጽዓረሉ ሕልሚ ኣንድ ኢትዮጵያ ክሳብ ትንፋሱ ኣብቂዓ ትኸይድ ከይተሓለለ ክሰርሕ ምኳኑ ኣብ ዋዕላ ጎንደር ምስቶም ኢትዮጵያውያን ብጾቱ ብ ኣምሓርኛ ገሊጽዎ እዩ !! ፕሮጀክት ተንቤናይ ኢሳያስን ኮረኔል ኣብይን እቲ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ምምላስ ዝብል ፕሮጀክት ምሰበገሱ እታ ኣብ መገዲ ቅንፍዝ ኮይና ከይትውሓጥ ኣብ ጎሮሮኦም እተሸኽለት ቅንፍዝ ወያነ ምስዓር ስለዝኣበየቶም ብኻልእ ምህዞ መጺኦምዎ ዳርጋ ሕጂ 75% ሚእታዊት ድራማ ሰሪሖም ተማቂሎምዋ እዬም : ብውግእ ዘይክኣልዋ ብናይ አሜሪካውያን ኣማኸርቲ ተሓጊዞም (ማይክሃመር) ነዛ ቅንፍዝ ወያነ ኣብ ባሕሪ ከብዳ ኣትዬም ፍርቃ ናብ ኢሳያስ ፍርቃ ናብ ኣብይ ከምትብተን ድሕሪ ምግባሮም ታዓዊቶምላ እዬም : : እዚ ናይ ሓቂ ዝመስል ናይ ብሓሶት ምምንጫትን ምዝንጣልን ናይ ሚድያታት ብ ተንቤናይ ኢሳያስ ዝፍኖ ይኹን ብ ኮረነል ኣብይ እቲ ን ኤርትራ ከምተሳዕረት ኣምሲልካ ብኢትየጵያ ንኽትጉበጥ ዝእለም ዘሎ ሽርሒ ባይታ መጽረጊ እምበር ካልእ ኣይኮነን !! ኮረኔል ኣብይ ኣብዝኾነ ከይዱ ዝገብሮ ውዕል ውክልና ናይ ተንቤናይ ኢሳያስ ከምዘለዎ ኣብ ኣዋሳ ከይዱ ዝተዛረቦ እኹል መደረ ኣሎ ተንቤናይ ኢሳያስ ን ኮረኔል ኣብይ እስኻ ትመርሓና ተደሊኻ ዓሰብ ተደሊኻ ባጽዕ ኩሉ ናትካ ዝበሎ ዋዛ ዘይኮነ ሓቂ ክኸውን ብመዓልታት ዝቁጸራ ግዜ እየን ተሪፈን ዘለዋ እቶም ኣብ ዝተበልዐ ዕቁብ ብሕጂ ዝመቱ ደቂ ማርያም ኪልዓው ኤርትራውያን ግን ኣቀዲመ ነብሲ ይምሓር እብል መንግስቲ ሰማያት የዋርስኩም ኤሜን !!
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 Ай бұрын
ኣምላኽ ምስና ኢዩ ኣምላኽ ኣሎ ኣምላኽ ሓቂ እቲ ተፈጥሮ ህያብ ናይ ኣምላኽ ኢዩ ቀይሕ ባሕሪ ነቲ ብ ተፈጥሮ ዝተውሃበናዩ ን ዓመታት ክብር መስዋእቲ ተኸፊሉ ካብ መሬት ኤርትራ ወጺኡም ሕጂ ካብ ሰብ ሓይሊ ናይ ኣምላኽ ሓይሊ ይብርትዕ እቶም ብዲያፕሎምስ ዲፕሎምስ ገብሩ እቶም ሰብ ጸሎት ኣብ ጸሎት አለና ኣምላኽ ፋሕ ከብሉም ኢዩ ❗️❗️🙏🙏😢🙏🙏🙏🙏🙏
@biniam9636
@biniam9636 Ай бұрын
ኣየ ሀጹጽ ሒዝካ መጺኻስ .. ዝቃቅ ግለትሕልሚ ደርሆ
@semereom
@semereom Ай бұрын
Anta karkassa!!!
@teklitmsgna3284
@teklitmsgna3284 Ай бұрын
ሓሰና ከ ኮለል ኣይጽላክን ዩ
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ህግደፍ እንታይ ኮይኑ ንኤርጥልያ ከማዕብላ ዘይደለየ ? ክልተ ወደባት ሒዙ ስይ 🤔
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz Ай бұрын
ንስኻ ተላገጽ ሃገርና ዘንጸላልዋ ዘሎ ሓደጋ ኣይርድኣካን ዘሎ ጽባሕ ክርደኣካ አዩ ቅሩብ ከም ሰብ ክትሓስቡ ኣይትኽአሉን ዲኹም 😢
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
@@KuraraHarife-qc8wz ንዓይ ዲኻ
@fukadutesfailujam2984
@fukadutesfailujam2984 Ай бұрын
ንኢሰያስ ጰሊእካ ጅግና ሰራዊትና ንሃገሩ ዝከላኸል ዓቕሚ ከም ዘይብሉ ገርካ ምንእኣስ ኣማኒኢል ደው ኣብሎ ምትንታን ፖለቲካኻ ንምንታይ ዝዓለመ ዩ ኣጆኻ ኣቢ ኣሕመድ ኣገናዕ ንዓሰብ ሓዛ ክንድግፋካ ኢና ዝብል ጎስጋስካ ጵባሕ ብሕጊ ከሕትተካ ዩ ።
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 Ай бұрын
አይናይ ምክልኻል ኤርትራ ዩ? እቲ አብ ትግራይ ከይዱ ዝጨፍጨፈ: ጀሪካን ከይተረፈ ዝሰሰቀ ሽፍታስኒ ከም ጅግንነት ክትዛረብ ቁሩብ አይትሀፍርን?
@senayberaki4276
@senayberaki4276 Ай бұрын
2 seat seb yoketateleka 😂😂😂
@tewoldebirhankebede1337
@tewoldebirhankebede1337 Ай бұрын
Hasewti tidelyu tebaesu tidelyu lokmtsat 35:54
@teweldekidane1053
@teweldekidane1053 Ай бұрын
Kla suk bel zmesle tezareb
@Hosaena806
@Hosaena806 Ай бұрын
Tm bel entay aetika bzaeba Tigray bzaeba adikum gberu ab hzbi Tigray zebtsahkumo gfie tesahifu aywdaen tsielie Tigray ab atsmukum atyu ketefuna bzuh ewan fetinkum dhri hji men keyaamnekum....💔💔💔💔💔 Kota ketsnutna ! 💔
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
አቲ ኮሮነል ዝበሎ ሃቂ ኣለዎ፥ዲክታቶር ኢሰያስ ምስ ኣቢ ተሻሪኩ ትግራይ ኣብዝወረሉ አዋን ነቲ ዉኡል ኣልጀርስ ኮነ ኢሉ ከምዘፍረሶ ኣብ አዋኑ ተገሊጹ ነይሩ አዩ ፥ሳዲስት ኢሰያስ ኣሺሃት ሂወት ኣሪትራውያን ዘባከነሉ ብስም ባድመን ህቶ ዶባትን ኣቢ ኣብዝመጸሉ ኢሰያስ ናይ ዶብ ህቶ ብወግኢ ኣፍሪስዎ አዩ ፥አንተኮነ ህዝብና ነዚ ናይ ምፍራስ ኣልጀርስ ክሪኦ ኣይካኣለን ፥
@Redairise
@Redairise Ай бұрын
ህዝብኻ ደኣ ብወልፊ ፕሮፓጋንዳ ኢሳያስ ወዲ ትግራይ ትሑዝ ውሉፍ እንድዩ::
JISOO - ‘꽃(FLOWER)’ M/V
3:05
BLACKPINK
Рет қаралды 137 МЛН
번쩍번쩍 거리는 입
0:32
승비니 Seungbini
Рет қаралды 182 МЛН
ዘይሰምዐ ይስማዕ! ለከ ከምዚ ውን ኣሎ!
14:37
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 28 М.