Atv Asena Live - ትዕዝብቲ ኣብ ርእይቶ ዮሴፍ ገብሪሂወት ዘተ ምስ ኣቶ ገርግስ ካብ ሕመኣ

  Рет қаралды 18,822

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv Asena Live - ትዕዝብቲ ኣብ ርእይቶ ዮሴፍ ገብሪሂወት ዘተ ምስ ኣቶ ገርግስ ካብ ሕመኣ

Пікірлер: 108
@yohang2067
@yohang2067 6 күн бұрын
As Eritrean our only choice is to stand with the ppl of Tigray::
@romankushite4116
@romankushite4116 6 күн бұрын
As a Tgraway I second this point of yours. There is no other choice for our peoples, I wish I could meet and chat, with brothers and sisters like you.
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 күн бұрын
Thanks!
@DagmEzra
@DagmEzra 6 күн бұрын
Thank you Ama
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 4 күн бұрын
Thank you Ato George's we apreshet you & Amanual ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 күн бұрын
የቐንየልና ንኤማ ሓውናን ንጋሻናን ❤️🙏
@teklehaile4908
@teklehaile4908 6 күн бұрын
ጽቡቕ ትንተና ኣቶ ገርግስ ምስ ኣማኑኤል
@SamuelTesfa-g6i
@SamuelTesfa-g6i 6 күн бұрын
I benefit more in my stay here Thanks both Mr. Gergis and Aman
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 5 күн бұрын
Amanial jegna respect brother 💪💪💪💪💪
@DawitPetros-gr1qr
@DawitPetros-gr1qr 6 күн бұрын
Thank you Amaneal . Always reasonable , far and balanced.
@fesehawold238
@fesehawold238 6 күн бұрын
It is not only Yosef who is deviating from the truth about Tigray, Teddy Press and Teddy are spreading info that disparages TPLF and TDF. Teddy himself said TDF should come under Getachew stating it is international law for TDF to come under Getachew. Furthermore, suddenly some Eritreans are on Getachew's side. My position: Getachew is not good for Tigray and any justice seeker Eritrean should understand that he will likely be not good for Eritrea.
@victorfreedom1967
@victorfreedom1967 3 күн бұрын
@fesehawold238 Yes it is mind boggling when you see people give twisted opinions about their neighbors whe their house is on tire.
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 4 күн бұрын
Joseph is he really poltetshan waw Moren do your home work .They are our Heros pread ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉plas they are Educated Meletarey .
@TesfayYohannes-f3y
@TesfayYohannes-f3y 6 күн бұрын
ዮሴፍ ከምዚ ምውራድኻ ዝገርም እዩ
@DMA-f1z
@DMA-f1z 5 күн бұрын
Yosief dea kulu gize esub nai genzeb!
@cherkoskassa4054
@cherkoskassa4054 6 күн бұрын
ይበል ሐዉና ገርግሥ ጥዕና የውርድ
@Hadis7486
@Hadis7486 5 күн бұрын
Knowledgeable GUSET.
@victorfreedom1967
@victorfreedom1967 5 күн бұрын
Excellent rebuttal from Mr. Giorgios. You can't be analyst about your neighbors's problem when you have a bigger problems in your house. Yosef has to stop being Tigray's expert and focus in his country's problems. Let the people of Tigray solve their problem.
@AshenafiMehari-r6y
@AshenafiMehari-r6y 5 күн бұрын
tax ኤማ
@Resilience3
@Resilience3 5 күн бұрын
Hands off from #TDF & #TPLF!
@Resilience3
@Resilience3 5 күн бұрын
False data brings false outcome. Great evaluation!
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
መንፊት መፂኣላ; ትነፊ💙
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 5 күн бұрын
ይፈቶ ይፀላእ ወነንቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጋውና ኣስያስን ደራሲ መሽረፈትን እዮም ዘለዉ። እዞም ግብረእከይ ዘይሰባት ከዓ ብሓባር ምእንተ ምቕጻል ኢሰብኣዊ መግዛእቶም በበይኖምን ብሓባርን ኣብ ልዕሊ ህዝባዊ ውዳበ ስርዓት ትግራይ/ኢትዮፕያ ዘሚቶምን ከቢቦምን ብወታደራዊ፡ ቁጠባዊ፡ ዲፕሎማስያዊ፡ ሰብኣዊ ጽንተት ኣብጺሖምን የብፅሑን ኣለዉ። ህዝቢ ትግራይን ዉድቡ ህወኣሓትን መኪቱን ኣብምሞኣትን ይርከብ። ፍትሓዊ መኸተ ኢሉ ዝኣምን ኩሉ ወድሰብ ክድግፎን ኣብጎድኑን ጥራሕ እዩ ጠጠው ክብል ዝግበኦን።
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 6 күн бұрын
Yosef is another sold soul to Abiy and Getachew
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
🙏🙏🙏
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 6 күн бұрын
ፍንጫል ማለት ሓደ ዓቢ ነገር ምስ ዝኾነ ይጋጮ እሞ ንእሽቶይ ካብኡ ተሰይሩ ይወድቕ :: ንሱ ኢዩ ፍንጫል ዝባሃል :: ኣብዚ ናይ ትግራይ ጉዳይ ክንዕዘብ ከለና ህወሓት ዝዓበየ ወድብ ኢዩ :: እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝባሃል ብባዓል ጌታቸው ረዳን ጀነራል ጻድቃንን ዝምራሕ ካብ ህወሓት ተፈልዩ ዝወጸ ስለ ዝኾነ እዚ ግዝያዊ መንግስቲ ፍንጫል ናይ ህወሓት ኢዩ :: ህወሓት ግን ፍንጫል ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ተባሂሉ ክጽዋዕ ገጋ ኢዩ :: ፍንጫል ተባሂሉ ክጽዋዕ ኣይካኣልን ኢዩ ምኽንያቱ ዝዓበየ ውድብ ስለ ዝኾነ ::
@ZinarhyabAbrha
@ZinarhyabAbrha 6 күн бұрын
ብጣዔሚ ወሪዱ ልክዕ ከምዘኽብሮ ዜነበርኩ ካብ ዝሰቀልክዎ ኣፅዲፈዮ ይቅርታ ኣይበሃልን ኤናተረደኦ ዝዛረቦ ስለዘሎ ትክክል ገሊፅካዮ ኣይተ ገርግስ
@Resilience3
@Resilience3 5 күн бұрын
Who is this guy? በጣዕሚ ብስለት ዘለዎ ሰብ!
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ቅኑዕን ንጹን መብራህርሂ እዩ የቅንየልና ።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 5 күн бұрын
ጎይተኦም ብውድቡ ክዓሞ ተባሂሉ ዝተዋህቦ ስራሕ ገዲፉ፡ ውድቡ ጠሊሙ ስራሕ ባንዳነት ዕዮስራሕ ኣጽነቲ ኣብምስራሕ ይርከብ።
@mebrimebriy
@mebrimebriy 6 күн бұрын
ዬሴፍ አብድሕሪኡ መፃሕፍቲ እናደርደረ ብዘይተረጋገፀ ወረ ጊዜኡ የሕልፍ።
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
ፍሽኽ ኣብዚሑ; #1 ፅልኣቱ ይንበብ ኣሎ?
@elsatucu155
@elsatucu155 4 күн бұрын
The political The know the TDF Leders More the you Yosep.
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 6 күн бұрын
ወረርቲ ሓይልታት ዝወሰዱዎ ስጉምቲ ንህዝቢ ትግራይ ንምጽናት ኢዩ ነይሩ :: ህዝቢ ትግራይ ክሳብ ሸውዓተ ሚልዮን ይኸውን ኢዩ :: ሓደ ሚልዮን ከፊሉ ድማ ሽዱሽተ ምልዮን ህዝቢ ኣድሒኑ ብናቱ ዓወት እቲ ውግእ ተዛዚሙ :: ከምዚ ዓይነት ጅግንነት ኣብ ዓለም ተራእዩ ኣይፈልጥን :: ሕጂ ግን ባዓል ጌታቸው ረዳ ጀነራል ጻድቃን ተሓጺብካ ናብ ጭቃ ኮይኖም :: ካብ Heroes ናብ Zeroes ወዲቖም ::
@kibromtekleab7361
@kibromtekleab7361 6 күн бұрын
ኣታ ሓወይ እምበር ከ ጥዑይ ዲኻ 1ሚልዮን ሰብ ኣጥፍኢካስ ብዓወት ተዛዚሙ ትብል ::ብድንቁርና ዝዓወርካ ከብቲ ኢኻ ወይ አኪ ::ኣብ ዓለም ኣብ ኩናት ናይ ሚልዮናት ንብረት ዓንዩ እና ንሰምዕ እምበር 1 ሚልዮን ሰብ መይቶም ዝብል ምናልባት ኣብ 2ይ ኩናት ዓለም እንተዘይኮይኑ ኣብ ኩናት ሕድሕድ ተስሚዑ ኣይፈልጥን እዩ
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 6 күн бұрын
@ክብሮምተስፍስይ 7 ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ብወረርቲ ሓይልታት ንኽጸንት ተፈሪዱ ዝነበረ ህዝቢ ስኑ ነኺሱ ስለ ተቓለሰ ከምቲ ዝተባህለ ሓቂ እንተ ኮይኑ ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክስዋእ ከሎ 6 ሚልዮን ድማ ድሒሉ :: ኩሎም መይቶም እንተ ዝኾኑ ነይሮም ጽቡቕ ነይሩ ማለትካ ድዩ ? ህዝቢ ትግራይ ሓደ ሚልዮን ክስዋእ ተገዲዱ ወይ ናይ ግድን ኮይኑዎ እምበር ፈትዩ ኣይኮነን ::
@baryatewelde
@baryatewelde 6 күн бұрын
ሰላም ሰላም ኤማ ኣቶ ገርግስ ኩሉኩም ተከታተልትን
@Selam939
@Selam939 5 күн бұрын
Yosef is now sounding as an activist for Getachew and G/Tsidekan. Shame on him.
@samsonkassa1259
@samsonkassa1259 6 күн бұрын
😮Yosef G/hiwet verry poor analysis.
@elsatucu155
@elsatucu155 4 күн бұрын
Foles Joseph Geberhwet. How much money did gave him Gatacaw.
@Shemshia-e3n
@Shemshia-e3n 6 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 күн бұрын
ክክክ ዮሴፍ ገብረሂወት ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪካ 😂😂😂
@baryatewelde
@baryatewelde 6 күн бұрын
ኤማ ናትካ ድምጺ ትሒቱ ኣሎ ናይ ኣቶ ገርግስ ጽቡቕ ኣሎ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 5 күн бұрын
ካብ ዮሴፍ ገ/ሂ ዘትጽበዮ ትንተና🎉። ህወሓት ቅአሚ ዝኾነ ይኹን ስጉምቲ ዝርርብን፡ ሕጋዊ መንገድን ዝኽተል ህዝባዊነት ዝሰረቱ ውዳበ እዩ፡ ካብ ዘርስሕዎን ዘመራስሑዎን ዝዐድዑዎን ኣባላቱ ወፃኢ።
@godbless-u8k
@godbless-u8k 6 күн бұрын
ዮሱፍ ሓውና እኳ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነኽረካን ኢና ነርና አብዚ ሕጂ ግዜ እተሪኦ ዘለኻ ቅዋም ንዝነበረካ ታሪኽ አብ ሕቶ ዘአቱ እዩ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 күн бұрын
ካብ ዓንተውኡ ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ ትንተና ሂቡ ኣይፈልጥን ።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 5 күн бұрын
ፊለዞፊ ገ/ሂ ኣብ ሻዕብያ እያ ትሰርሕ። ኣፍልጦ ህወሓት ዘለዎ ኣይመስልን። ህወሓት ፕሮግራሙ/ትልሙ ራባላቱን እምበር ደብረጽዮን ወይ ጌታጮው፡ ኣይኮኑን። ኣባላት ኣካየድቲ ስራሕ ብኣባልት ዕዮ ስራሕ ውድብ ሂቡ የዋፍሮምን ይቖፃፀሮምን።
@FisahaFish
@FisahaFish 5 күн бұрын
ተንታኒ ፖለቲካ ዮሴፍ ገ/ሂወት ኣብ ጉዳይ ውድብ ህወሓትን ግዝያዊ ምምሕዳርን ምስ ባህጊ ህዝብን ውሳነታት ሰራዊት ትግራይን ኣተኣሳሲሩ ዝሃቦ ሓሳብ ኣውኡ ዝነበረኒ ርድኢት ጌጋ ምዃኑ ኣረጋጊፁለይ እዩ።ዮሴፍ ብመስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ስርዓት ህግደፍ ክወድቕ ካብ ዝነበሮ ድሌት ዝብገስ ምዃኑ ብዙሕ ኣየገርምን።ስለዚ ከምኡ ኣይበሃልን ነውሪ እዩ በሉለይ።
@NassirWahabey
@NassirWahabey 6 күн бұрын
ህዝባዊነት ዩሴፍ መሉእብሙሉእ ህዝባውነት እምነት ዘይንብሮ ምካኑ አቃልዕዎ ዝሀቦ ቃለምሕተት ንማንም ፓለትከኛ አብጥንኩር ኩነታትእዩ መንነት ዝልለይ
@tgchannel918
@tgchannel918 6 күн бұрын
ሓው ገርግስ ኣንደበትካ ፅቡቅ ሓሳብካ ብሉፅ ስለዝኮነ ደጊመ ብካሊ' መደብ ከምትመፅ' ተስፋ 'ናገበርኩ ደጋጊመ ሰሚዐዮስ ኣይፀገብኩዎን ዕድመን ጥዒናን የሓብካ ! ብዛዕብ ሓው ዮሴፍ ግን ካብዝወርድ ፀኒሑ ኣሎ !!
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 күн бұрын
ብትኽክል ብሉፅ ።
@HaftuFisseha-b7t
@HaftuFisseha-b7t 6 күн бұрын
Asna cabmekel
@KidaneWoldemichael-j3f
@KidaneWoldemichael-j3f 6 күн бұрын
ገርግስ መድፍዕ
@Yekaalo1
@Yekaalo1 6 күн бұрын
ንኡድ ኣናሊሲሰ።
@tgchannel918
@tgchannel918 6 күн бұрын
ተሪርን ቅኑዕን ሓው ክብርን ምስጋናን ይብፃሕካ!!
@amanted6411
@amanted6411 6 күн бұрын
🎩✍️
@Yekaalo1
@Yekaalo1 6 күн бұрын
Excellent analysis
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
ንምንታይ ከፋራርሓ ንትግራይ; ተኸፋሊ ኾይኑ ወይስ ..??
@Hadis7486
@Hadis7486 5 күн бұрын
Yosief from day one is trained croney.
@Resilience3
@Resilience3 5 күн бұрын
Ato Yosef, It is shameful that he has such blind views.
@muluebrhanmengis64
@muluebrhanmengis64 6 күн бұрын
Doctor biniam eti nay encase mis aby zinebere aby nab siltan mis mese kedamay tigraway emo dima arku asiriwo zinebere hiji ab adis abeba enda asherashere zenbiro zelo seb eu kendi teshenifna ena elu nikulu ajajiyiwo etom serawit win sigumti aywesedelun
@Tomorrowwillbebetter-d3w
@Tomorrowwillbebetter-d3w 6 күн бұрын
Amanuel why don’t you bring both Yosef and this guest together challenge each other’s, it doesn’t make sense to give your guest’s opportunity to criticize Yosef without his presence:: Yosef was giving his analysis.
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 6 күн бұрын
ቁዋም ይሚሪሒዋኸ ።።።❤❤😂😂🎉🎉😢😢😮🎉🎉🎉😢😢😮😮😅😅😊❤😂😮😅🎉።
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
ክንደይ ተኸፈሎ ን ገ.ሂወት; ቀደሙ'ውን ሚስጢር ተጋሩ ንምምዝማዝ እዩ ሓዛኒ ንትግራይ ዝመሰለ?
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 6 күн бұрын
ህውሀት ናማንም ኩርኩር አይኮን
@tesfuleakemariam2023
@tesfuleakemariam2023 2 күн бұрын
ንጹር ሓሳብ ክብል ደልየ እየ።
@KidaneWoldemichael-j3f
@KidaneWoldemichael-j3f 6 күн бұрын
ይዝከረኩም ዶ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ኣብ ትግራይን ዓዲ እምሓራን ዘጋጠመ ፀልማት ብፍላይ ድማ ኣላማጣን ላሊበላን ከምኡውን ጎንደርን Solar eclipse in Ethiopia live from lalibela Amhara June 21 2020 ዓባይ ትግራይ ትምፅእ ኣላ ዓወት ኒ TDf ኣጆኻ ድብሪፅ ኣጆኻ ኣማኑኤል ተባስዕ ምኽትል ኣቦ ወንበር
@habtetesfamichael8928
@habtetesfamichael8928 6 күн бұрын
Mr Giorgis, you are biased against one side, and your arguments does not make sense. How could you convince us, that the person who gave you the information is not one from the side you are advocating. You came with a very weak arguments, and you are biased against one side. You have no respect against Yosief.
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 6 күн бұрын
ህዉሀት ናብ አብይ ዝከደ ህገዊ ሽሙ ክወሀበኒ አለዎ እዮ ካልአይ ግዜዊ መንግሰቲ አብ 2 አመት ምንም ክሰርህ ሰለዘይካአለ ብ ምትኩ ካሊእ ክመርፁ እዩ ግዜዊ መንግሰቲ ብክሊቲኦም ድሌት ሰ ለዝምረፅ ብ አብይን ህውሀትን አብ ፐሪቶርያ ዝፈረሙ 2 ዝለዝኮኑ ዳሀር ግን ጌታቸው ናይ አብይ ሀሽገር ዝለዝኮነ።
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 6 күн бұрын
ዮሴፍ ገብርሂወት ጸረ ኤርትራን ኤርትራውነትን!
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 4 күн бұрын
😂😂 እንታይ ማለት'ዩ ኤርትራን ኤርትራውነትን እስከ ግለጽለይ!! ስለምንታይከ ከምኡ ኮይኑ!? ከሕኡ ምዃኑኸ እንታይ'ዩ ጭብጥኺ!? ሕጂ ዝዝረብ ዘሎኸ ብዛዕባ ኤርትራን ኤርትራውነትን ድዩ!? ኣይትሃውትቲ 'ዛሓፍተይ!!
@yohannes5408
@yohannes5408 2 күн бұрын
ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ መሪር ኹናት ሻእቢያ(ኣሳያስ) ልእሊ 20 ዓመት ዘሳወሮ ኢዩ ቀዳማይ ተሓታታይን ጸላኢን ሕዝቢ ትግራይ ኢዩ። ሕጅውን ሕዝቢ ትግራይ ሻእቢያ ትማሓወሉ መገዲ ንብርጌ ንሓመዱ ስፍራ ከሕብ ኣለዎ። ሻእቢያ ከላ ብርሰት ጋፋ ጭውያ ኩናት ሕድሕድ ክትራን ኣይተርፍን
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 4 күн бұрын
ኤርትራውያን ትድገሱ ኢኹም ዘለኹም። እዚኣቶም እውን ካብ ባባ ሃይለ ወልደትንሳኤን፤ ዮሴፍ ገብረሂውትነ ካልኦትን ተጋሩ እዮም። ካብ ብዓል ኢሳያስ ፈሊኹም ከይትርኣይዎም። ዝስዕብዎም ዓያሹ ኤርትራውያን ረኺቦም ገረብ ብሓኽላ ከጥፉኡና እዮም። ንኢሳያስን ጉግልኡን ተሪፉዎም ዘሎ ዕማም ከውድኡ እዮም ዝህቅኑ ዘለዉ።
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 6 күн бұрын
አውቆ፡የተኛን፡መቀስቀስ፡አይቻልም ቴዎድሮስ፡ማለት፡ብUNDPገንዘብ፡ዝተገዘአ፡ኢዩ ዮሴፍውን።ገንዘብ፡ኦህደድን፡ገንዘብ፡UNDP ተረጢቡሉ፡ኢዩ፡ይመስለኒ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 6 күн бұрын
ሓደ ክሕተት ዘለዎን ቅኑዕ መልሲ ዘድልዮ ሕቶ ኣሎ; ኤርትራዊያን ኣብ ኤርትራ ክመፅእ ንትደልይዎ ዲሞክራሲያዊ ለውጢ ህወሓት ኣብ ስልጣን ናይ ትግራይ ኣይኮነን ወላ ናብ ስልጣን ናይ ኢትዮጵያ እንተመፀ እንታይ እዩ ክሕግዘኩም?:: ኣብ ቃልሲ እንተሃሊኹም ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ናብ ሰላም ዝመፅሉን ዝርብሕሉን ሓደሽቲ መደባት( ፕላንስ) እንዶ ግዳ ምፍታሽ እሞ ምዝርራብ ምጅማር ኣይምሓሸን::
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 6 күн бұрын
ዮሴፍ፡ማለት፡አፍቃሪ፡ሚኒልክ፡ሽዋዊ፡ትግረዋይ፡ኢዩ He does not even believe in Eritrean freedom
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 5 күн бұрын
ክቡር ኣይተ ገብረገርግስ። ቕድሚኺናት ዓድዋ እኮ ኺናታት ኾዓቲት፡ ሰንሒት፡ ዶግዓሊ. ... ናይ መን ዓወታት እዩ ክበሃል? እቲ መሰረታዊ ፀገም ንባዕልኹም ካብ ትግራውነትኩም ስለዘንሳሓብኩም። ናይዚዘበን ፍሉይ ዝገብሮ ሓወይ ዝብሎ ህዝብን ሰራዊትን ክርደእካ ብዘይኽእል ምኽንያት ምስናይ ቀጺሎም ከጥፍኡዎ ዝደልዩ ጸላእቲ ተሓባቢሩ ጽንተት ምፍጻምን እዩ።
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 6 күн бұрын
እነታይ እየ ኮይኑ ዮሴፍ በስምአብ ከንዱዘረይ ምወረድ ኩሉ እት ዝዛረቦ ሀሶት እዩ። ግምት ሰለማዊ ሰልፍ ዝገበሩ እንታብ ብሙሉኡ ትግራይ ገንዘብ ከፊሉ እዩ ሰብሲብዎም። ናይ ህውሀት ደግፍቲ ግን ግልብጥ ኢሎም ወፂኦም ግን ትግረይ Tv ድመፂ ወያንእን ብ እቲ ግዝያዊ መንግሰቲ ሰለዝታኧፈነ ክንሪኦም አይካአልናን ዮ ዮሴፍ ግን ነት ሎሚ ዝካየድ ዘሎ ብርጌድ ንሀመድ ፖለቲካ ክሰርህ ደሊዮ እዮ
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 6 күн бұрын
ገርጊስ : ንየስየፍ ገ/ሂወት ከም ቅጫ ፍትፍት ጽቡቕ ገርካ ፈትፊትካዮ ኣለኻ ::
@FanusgaraFanus
@FanusgaraFanus 6 күн бұрын
ብገንዘብ ዝግዛእ ሰብ የለን መቀለ ዘለና መናእሰይ ለውጢ ንደሊ ኢና ካብ ዓሌት ይውፃእ ኩሉ ሰብ ሓደ እዩ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 күн бұрын
ሓሻዊ ችድ ተሓባእ ግዙእ ንዘይፈልካ ሃምኡ በሎ ዓንጓር ብገንዘብ ኣይተዐደግናይ ትብለኻ ብምንታይ ድዮም እማ ልወፁ ኣብቲ ልሓለፈ ሰሙን ልተገበረ ሰልፊ ብገንዘብ ተገዚኦም እምበ ብመቐለ ስም ይሽቅጡ ኣለው ላብ መቐለ ላኣኻኸቡ ።
@tekeaokbakristos9614
@tekeaokbakristos9614 6 күн бұрын
Bei all Respekt for you Amaniel and desale are you Higdef this time Trying weyane als not gilty making agreement With the Eritrean government is good I
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 6 күн бұрын
ኤማ ናይ ሳሕልን ናይ ደደቢትኣይዲዮሎጂ ይኣክል ሓድሽ ሓይሊ ናይ መንእሰያት የድሊ ሎ።
@AbduAbduberhe
@AbduAbduberhe 6 күн бұрын
አረ በጃኹም እት ሰብ ሞተርን ባጃጅን ተኽፊልዋም ወጣት ምድፋር እዩ
@gebremedhinyohannes6402
@gebremedhinyohannes6402 6 күн бұрын
This guy is clueless He died not know what is going on in Tigray
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 6 күн бұрын
ቱሩፋታት
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
John spoke in a v.clear language; but this person suggested what he needs to😰
@Eyamo-51
@Eyamo-51 6 күн бұрын
እዞም ኣቦይ ንዋዩ ኣብ ሳሕል ድዮም ዘለው ኩሉ ግዜ ገጾም ዘይርኣዩ ኣብ ርእሲ ዋጣ ዝዋጥስ ኣይክዋጥን ከውጠጢ ዝብሃል ከምዚ እዩ ገርግስ ሓሳብ ተሊዎ ምስ ዮሴፍ ኣብ ሓደ ጣውላ ክተምጽኦም ኣለካ ኣማኒኤል
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 күн бұрын
ሓቃውን ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታትን ብሓቂ ስለ ዘቅረብዎ ድዩ ኣሕሪሩካ ዳሓን ኣይትሕረር ኣብ ቀረባ ክበርሃልኻ እዩ ።
@tewoldebirhankebede1337
@tewoldebirhankebede1337 6 күн бұрын
ናትካ ዩ ፋልሶ ሓበሬታ
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 4 күн бұрын
ክክክክክክክክክክክ ገለኩም ዑስባት ናይ ሕዋሓት ገለኩም ከኣ ኣሮግቶት ሻዓብያን ሕዋሓትን ኮንኩም ኣብ ኣርማድዮ ናይ ሓደሰብ ቲቪ ኣቲክን ዓጀው እንተ በልክን ዋላ ሓደ ዝስዕበክን የለን ሓቂ እንተ ሃሊክን ዘይትገጥሙ ዎ ዘይትካትዑ ገዛ ዓጺካ ሐይ ምባል ጥራይ ብፍላይ ኣማኒኤ ሕማው ኣለካ ንባዕልካ ዲክታተር ኢካ
@TeameBerhe-r4z
@TeameBerhe-r4z 6 күн бұрын
ገርግስን ኣማኒኤልን ኹሉ ዘረባኹም " ክትበልዖ ዝደለኻዮ ድንኩል ሕንበሻ ትብሎ " ኾይኑ ረኺብናዮ ማለት ቐዳምነት 100% ትግራይ ኣብ ለዉጢ ኣላ ተቐበልዋ :: መንእሰይ ብገንዘብ ተታሊሉ ብሲኖ ትራክ ተፃዒኑ ከም ንብረት ተዓዲጉ ማለት ንዕቀትን ትዕቢትኩም ወይም ውሽጣዊ ትምኒትኩም እምበር ዝሓሸ ገምጋም ህልዉ ኩነታት ምስ ዮሴፍ ኣላ ::
@semeremeh
@semeremeh 5 күн бұрын
ዮ ሴፍ ናቱ ትንተና አቅሪቡ ሰሚእናዮ አቅመ እንተለኩም ናትኩም ትንተና አቅርቡ እንተዘየለ ንዮሴፍ ምቅዋም ዘይኮነ ዚ ምቁሻሽ ዩ ነውራም ተግባር ዮ
@tlyk5348
@tlyk5348 5 күн бұрын
ሓሳባትኩም ፍልልይ ኣይረከብኩሉን only disrespect sorry
@romankushite4116
@romankushite4116 6 күн бұрын
ኣታ ኣማንኤል እናታይ ጌርናካ፡ ተጠው ኢለ መንገዲ ኣቋሪጸ ን ክጽሕፈልኩም። እዚ ሰብ ተዛርቦ ዘለኻ ዘርጠብጠብ ባሃላይ፡ ዘረብኡ ግልጺ ብዘይኮነ ነብሱ ዝቃረን። ሓንሳብ ኣቢ ሓመድ ኣይደልዮምን እዩ ፡ ዳሓር ካኣ ክጥቀመሎም ጥራሕ እዩ ትብል። ኣብ መጀመርታ ቅድሚ ሕጂ ጌጋ ጌርካኔርካ ኢኻ፡ ግን በቲ ናይ ሎሚ ጹቡቕ ስራሕካ እየ ዝፈርደካ። ኣብ መወዳእታ ኸኣ ፈንፊነካ ትብል። ይ ኣማንኤል ኣነ ምሳኻ እዩ ኸማን እቲ ጸገመይ። ባህላዊ ጀነራላት እዮም ዝብልዎም ኣብ ትግራይ እዩ ዝ በለ። ኖ ማን ኣማንኤል ሎሚድ ሸተት ኢላትካ። እዚኣ እታ ኣብ ትግራይ ምቕንጻል ዝብልዋ እያ። ሓዚነ
@TamratWelde
@TamratWelde 6 күн бұрын
እንታይ ሀጠው ቀጠው ሰብ አምጺእካልና
@MarthaHaymanot
@MarthaHaymanot 6 күн бұрын
Who knows; who he is😰
@Lemishe
@Lemishe 6 күн бұрын
የአድ የሺሬ አንባታችሁን የማታቁ የሴት ልጆች ኪስ አውላቂዎች ስሙ ከዚህ ዘመን ቡሃላ ቀና ብላችሁ አይደለም አንገታችሁንም ደፍታችሁ ህልናችሁን ባስቀጠላችሁ! ስሙ ከዚህ ዘመን ቡሃላ ለሰፊው አማራ ህዝብ ኦሮሞ ህዝብ አይደለም ለወልቃይት ራያ አማራ ህዝብ ለቁርሱም አበቁ ዛሬ ትላት አይደለም በገባችሁበት እየተቀበራችሁ ድሻሁ ይጠፋል የሚያድናችሁ የለም የለም ጠባችሁ ከ130 ሚሊዮን ህዝብ ጋር ነው !!!
@romankushite4116
@romankushite4116 6 күн бұрын
ኣብ 56 ደቒቓ ደኺመ። ቻው በሉ።
@TekleweinBerhane
@TekleweinBerhane 6 күн бұрын
እምባኣር ስእሎም ዘይርኤ ከምዞም ናይህግደፍ ሰብ ክተጸልም ጀሚርካ መደብካ ብዛዕባ ቃልሲ ኤርትራ ገዲፍካ ብዛዕባ ህዋሓት ገታቸውን ኮይኑ ዘረባኻ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 4 күн бұрын
ድንቁርናኻ ኣይትግለጽ! እዚ ጉዳይ ጉዳይ ህዝቢ ትግራይ 'ምበር ጉዳይ ህወሓትን ጌታቸውን ኣይኮነን። ህዝቢ ትግራይ ማለት ከኣ ህዝብኻ ማለት'ዩ። ኣተሓሳስባኻ ኣስፍሓዮ።
@ibrahimnur5952
@ibrahimnur5952 6 күн бұрын
Hasot menesey gimit eyu zhigiz
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 6 күн бұрын
ኤማ ምስ ጋሻኻ ኣይጠዓኹምን
@asliErda62
@asliErda62 6 күн бұрын
Both Debrezion & Getachew R ardent TPLF 4 z record....Debrezion pro Hard old guards of T P L F guys & very very rich milioners & billioners...Getachew prefers z soft road young guards ...highly educated & poor..or Semi poor .hope not wrong...correct me plz
@senaizemenfes5418
@senaizemenfes5418 6 күн бұрын
ጉጂለ ደብረጺዮን ምስ ዲክታቶር ኢሳያስ ሕግብግብ ይብሉ ስለ ዘለው ክዳኸሙ ኣለዎም።
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 6 күн бұрын
ሰብአይ ዲኻ ኪደ ተዋጋአ ኻልኦት ምኽንያት አይትግበር ፈሰፋሰ
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 6 күн бұрын
ህዉሀት ናብ አብይ ዝከደ ህገዊ ሽሙ ክወሀበኒ አለዎ እዮ ካልአይ ግዜዊ መንግሰቲ አብ 2 አመት ምንም ክሰርህ ሰለዘይካአለ ብ ምትኩ ካሊእ ክመርፁ እዩ ግዜዊ ምንግሰቲ ብክሊቲኦም ድሌት ዘለዝምረፅ ብ አብይን ህውሀትን አብ ፐሪቶርያ ዝፈረሙ 2ዝለዝኮኑ ዳሀር ግን ጌታቸው ናይ አብይ ሀሽገር ዝለዝኮነ።
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН
ሚስጥራዊ ዕርቂ ህግደፍ ምስ ሕውሓት
1:00:10
ADMAS FORUM
Рет қаралды 46 М.
Trump's demand to Putin / Attempt to change power
13:53
NEXTA Live
Рет қаралды 458 М.
ATV: እዋናዊ ዜናታት
13:29
ATV asena
Рет қаралды 2,7 М.
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19