Atv Asena Live - ጥማዕ ዝኽርታተይ ዶ ጥማዕ ሕሜታታተይ? - ዳህሳስ መጽሓፍ `ጥማዕ ዝኽርታተይ` - ብጴጥሮስ ኣፈወርቂ፡

  Рет қаралды 11,485

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 41
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 3 ай бұрын
ዋው ጽቡቅ መድረኸ
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 3 ай бұрын
Sala.ema.❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 3 ай бұрын
Fantastic book review! BRAVO, Emma! Thank you....
@AlmightyGOD812
@AlmightyGOD812 3 ай бұрын
Please if you read this comment make sure you create part 2. This will bring many questions and many details!!!
@AlmightyGOD812
@AlmightyGOD812 3 ай бұрын
Please make part 2, this will bring a lot of details.
@Azmarinos
@Azmarinos 3 ай бұрын
ብሓቂ ኣገዳሲ መደብ ወይ ምብህሃል ኔሩ። ኤማ ጽቡቅ መደብ ምስ ኩሎም ወሃብቲ ርእይቶ። ብዙሕ ነገር ፈሊጥና።
@nouraviri4903
@nouraviri4903 3 ай бұрын
💝💖💖💖💖💖💙💙
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
ሚስጥር ሚዒቃቢ እስር ሒረዲ ቂተሊያ ስስት ሒባኢያ እትም ምሲጥር።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
ትኹኤ ቀሺ ዓዲንፋሲክ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ጉጅለ ኢሳያስ "ኣብ ውሽጢ ርስሓትና ዝስስን ዱዱዕ እዩ" ዱዱዕ ንምጥፋእ ሕልናና ምጽራይ የድሊ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
አደይ ኢትዮጵያ ቂበጢኒ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@Tesfa325
@Tesfa325 3 ай бұрын
አማኑኤል ጽቡቕ መደብ እዛ መጽሐፍ መዓንጣአ ወጺአ ብጣሚ ጽቡቅ ርኢቶንምስክርነት 3:39 ተሳተፍቲ😂😂😂
@belaberhe
@belaberhe 3 ай бұрын
Amnuiel could you please open a petition about legality for Eritrean presidential position to vote for all Eritrean people
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
ዘሒዚን ሊዒሊ ህዝብ ኢርትራ ለባምየ እና ክብሉ ተኒበኒ ኢትዪጲያዊያን ኢየም።ኒቢለክሎና አሎና ኢትዮጵያዩም ሓቂካ ሐዊ ዒሒሒ ሒሲቢካ ተሲሂሎምይኢሰር።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
ሓሶት እብ አስምር ኢኒታይ ክብሉ ።❤❤❤ሓዉ ሓቄና እይ ዚቢል ዘሎ ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 ай бұрын
ስቕ ኢልካ ቆሎ ጥጥቖ ኢዩ ዝመስል :: ናታ ሓዲጋስ ናይ ሓማታ :: ሓቂ እንተ ዝህልዎ ጽሒፍካ ዘይውዳእ ናይ ሓዉ ገበናት ኣሎ እንድዩ :: ናይባሓቂ ሓቀኛ ተባዕ ሰብ እንተ ዝኸውን ኩሉ ገዲፉ ናይ ሓዉ ሓቀኛ ታሪኽ ኢሉ ብዛዕባ ሓዉ ዝቐተሎም ንጹሃት ተጋደልትን ገባራትን ዘይጽሕፍ ::
@justicejustice8667
@justicejustice8667 3 ай бұрын
Sounds like we have a first tabloid in Tigrigna. 😂😂
@misssunshine865
@misssunshine865 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@Hayet-m1x
@Hayet-m1x 3 ай бұрын
እዛ ብጻይ ትብል ቃል :ብጽብጽ ተቐይራ ዶ ኣይቦሉናን!!ብጾት ዝብል ዉን በጻብጽ ኮይኑ /ዘያማይ ብጻይ 😢😢😢ስልበጣ እንታይ ማለት ዩ??????? 🤪🤪🤪🤪😪😪😪
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
1111❤❤❤
@abrahamteklemariam5869
@abrahamteklemariam5869 3 ай бұрын
They was working at መዘጋጅ ቤት።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
ኤርትራ ኪልል ኢትዮጲያ ይብሉካ አልው መምሕር በየነ ገረዚግሔር ዉፋይ ዓዱ ዓዱቀይ ታባቲ ኩእ ኒጊደቲ ኒዓመታ ተዳለዉ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 3 ай бұрын
እዚ ውጥም ቅልቅል እንዳ ዝብሉ ዘለው ኩላትና ነስተውዕለሉ። 9 ኣሕዋት ተጋዲልና ኣብ ድፋዕ ዶ ነይሮም ይኾኑ ክክክክ ሎምስ እታ ዳርፎም ንድገመ ሎም ከምቀደም ይመስለኩም ውሽሕጂ ይወስደኩም ጣልዕ (ቍማር መሸጣ መጽሄት) መስሓቕ እዩ። ካብ ኣንባሳደር ነት ናብ መፍረ ኣጣል አደንጊጹኒ ዋይ😂😂😂😂 ሓውካ ዉን ከምኡ እዩ :: ዝደሊ ኣብ ሶንሳናይ ሒዙ ዝነግስ ነጋዳይ ጠል ዘርብሕ ኣገናዕ ክክክ ........ አደንግጽ ተብልና ደቂ ኣፈዎርቂ መሳኪን ( ስኪን ይብሉ ዓረብ ) ይኣክልኩም እንዳ ቊማርጂ ------
@asliErda62
@asliErda62 3 ай бұрын
Jamaika father & grand mother of wedeforki R very near Relatives..say it correct plz
@SenuAman
@SenuAman 3 ай бұрын
ኣነ ካብ ዝገርመኒ ህዝቢ ዘደናግር ደጋፊ ይኩን ተቃዋሚ ኣብ ኤርትራ ህዝባዊ ግንባር የለን ህግደፍ ውን የለን, ጉጅለ ዓመጽቲ እዩም እክብካብ በብጥቄሞም ዝተሰጋሰጉ, ንኩሉ ክንጽረሉ ይግባእ
@jaymike4218
@jaymike4218 3 ай бұрын
ሰብ ተትገፊፋ ናብ ሜዳ ኽትወርድ፡ ኣብ 1994 ኣዲኡን 3 ደቃ ብላንድ ክሩዘር ሱዳን ኣትያ ካብኡ ንኣሜሪካ ኻአይዳ።
@jaymike4218
@jaymike4218 3 ай бұрын
ሮቤል እዩ ዝባሃል
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 3 ай бұрын
ኤሰያስን ደገፍቱን ናይ ወለዶኦም ባህልን ልምዲን ኢዮም ዝገብሩ ዘለው። እዚ ባህሊ ኢትዮጵያውያን ኢዩ፣ ሎሚ እውን እዚ ባህሊ አብ ኢትዮጵያ ይግበር አሎ። ኢሰያስ ናይ አቦታቱ ኢዩ ዝገብር ዘሎ እቲ ዝገርመኒ ናቱ ዘይኮነስ ኤርትራውያን ናይ አቦታትኩም ምጥፋእኩም ኢዩ። አይ ባህልናን ንሱኹም እውን አይናትናን ስጋዕዘይበልኩም ተገዚእኩም ክትነብሩ ኢኹም። ብዝኾነ መለኪዒ ህግፊውያን ኤርትራውያን አይኮኑን።
@wediadi6788
@wediadi6788 3 ай бұрын
እዚ መጽሓፍ ተባሂሉ ዝቐርብ ዘሎ፣ ከም ቁም ነገር ወሲድካ ከተንብቦ ዘይኮነስ፣ ከም ሓደ ተራ ሕሜታን ፕሮፓጋንዳን ባዶ ሰለስተን/በለካ ለኽዓካ ናይ ስርዓት ኢሳያስ ምዃኑ፣ ኣብ ጎሓፍ ክትድርብዮ ወይ ኣብ እቶን ከተቃጽሎ ጥራይ ኢዩ ዘለካ።
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 3 ай бұрын
ቁማር ተበልዕኩም ኢኩም እሞ ትም ኢልኩም ካኣ ሱሙዑና ኢዮም ዝብሉ ዞሎዎ!!!
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
እም ኒአመሪካን ዉያነ አዪሓመየን።ወያነ አኮታቱ ኢየም።
@nahomtekeste5060
@nahomtekeste5060 3 ай бұрын
Wedu eshyas nay itken sinken iu
@asliErda62
@asliErda62 3 ай бұрын
I as one think Abraham Isayas is not z correct Person To do & B equal like His father wedeforki complicated brain set up. Hope not wrong!!!
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 3 ай бұрын
Wedi Asha 2GiZe YwKa'E' - BHGi Ezi'O'M SDTaT Family KmHRuNa. Enda Afwerki - they have no concern for us: Seb KeyBLeNi ZBHal ms'O'M AyseRHn Eyu. Do not buy the book - the picture On the book cover B&W is truly EviL - the Entire Afwerki's families are Evil and sorcerers.
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 3 ай бұрын
Wedi Asha 2GiZe YwKa'E' - BHGi Ezi'O'M SDTaT Family KmHRuNa. Enda Afwerki - they have no concern for us: Seb KeyBLeNi ZBHal ms'O'M AyseRHn Eyu. Do not buy the book - the picture On the book cover B&W is truly SheYtaN - the Entire Afwerki's families are Shey'Ta'Wn'Ti and sorcerers.
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ንኢሳያስ ውልቀ መላኺ እንዳበልካ ንህዝቢ ኣይተዳናግር። ኢሳያስ ብጉድለት ስነ ልቦና ዝሳቐ ዘሎ ናይ ስነ ኣእሙሮ ሕሙም እዩ። ስለዚ "ኣጽናቲ" ልክዕ መጸዉዒኡ እዩ። ውልቀ መለኽቲ ንዝንኦም ክብሉ ኣብ ግዝኣቶም ኩሉ ሰብ ክሪኦ ዝኽእል ነገር ሃኒጾም እዮም ዝሓልፉ። ኢሱ ግን ንነብሱ ከም ናይ ዓለምና ሊቀ ሊቃውንቲ ገይሩ ዝወስድ ግን ከኣ ሑሙም ሰብ ምኳኑ ካብ ዘረባታቱን ግብርታቱን ትርዳእ። ንፑትንን ንቻይናን ከመይ ኢለን ክዋስኣ ከምዘለወን ክመክር ድሕር ዘይበለ ደፋር ደንቆሮ እዩ።
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 3 ай бұрын
ንሳቶም፣ ኢሳያስን ወገኑን፣ ብብዙሕ ጉዳያት ካባና ካብ ኤርትራውያን ንላዕሊ ብልጸት ኣለዎም። (1) ንዝደልይዎ ነገር ከተግብሩ ብትዕግስቲ ንነዊሕ እንዳተጸበዩ መደቦም ከይበሰለን ምዓልቱ ከይኣኸለን ኣየቃልዑን እዮም፣ ንዓኻ እንዳኣሃውተቱ ግን ንስኻ ሃለው እናበልካ ብታሕቲ ታሕቲ ነቲ መድቦም ይሰርሑሉን ባይታ የጣጥሑሉን። (2) ናይ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ወለዶን ዓድን ድሕረባይታን ዝምባሌታትን ዝሓዘ መዝገብ አለዎም። መንዩ ወዲ ዓዶም ማለት መንዩ ኢትዮጽያዊ መንዩ ኤርትራዊ እውን እፈልጡን ሓድሕዶም እፋለጡን እዮም ። (3) ብኣንጻሩ ንሕና ኤርትራውያን ድማ ንዕኦም ፈሊና ኣይንፈልጦምን ኢና። በቲ ቀደም ወለድና ዝርሓብዎም ብመንፈስን ብግብርን ከማናን ኣካልናን ጌርና ስለንሓስቦም ናይ ጥፍኣትና ማእለማታት ዝኣልሙልና ኣይመስለናን እዩ። ስለዚ ከምቲ ናቶም ጭቡጥ ሓቤሬታ ስለዘይኣከብናን ሰለዘይብለናን መንዩ ኤርትራዊ መንዩ ዘይኤርትራዊ ምፍላጥ የጸግመና እዪ። ንኣብነት ንኤልያስ ኣማረ ከም ኤርትራዊ ጌርኩም ክትዛረቡሉ ጸኒሕኩም። እቲ ሓቂ ግን ኣዲኡ ካብ ትግራይ እያ፣ ማለት ትግራወይቲ እያ። ኣቡኡ ድማ እቶም ኣብታ ስማ ስሚዕናያ ዘይንፈልጥ ዓድና ዝብልዋ፣ ዝነብሩ ሰረወቶት ድኣ ይመስክሩ እምበር ሓንሳብ ሓንሳብ እውን እንዳ ኣቶ ኣማረ ኣድግና እዩ ዓድና ሰለዝብሉ፣ አቶ ኣማረ ኣበይ እዩ ዓዶም ብርግጽ ንምፍላጥ ኣጸጋሚ ይገብሮ። (4) ንሕና ነቶም ኣብ መንጎና ኣትዮም ኣንፈትና ዘስሐቱናን ፋሕፋሕ ዘብሉናን ሰስ ክንብልን ክንከላኸልን ዘይንእል ዘለና ሓደ ካብቲ ምኽንያት ምን እዩ መን፣ ናይ ኤርትራ ህዝባን ልምዓትን ጥፍኣትን ዘገድሶ ሰብ ድዩ ኣይኮነን ስለዘይንፈልጥ እዩ። ማለት (3) እዩ ሽግርና። መን ምዃንካ ፈሊጡ መደብ ኣውጺኡ፣ ኣብ ጸልማት ትሓቢኡ ዝጎብጠካ ሰብ ዳርጋ ማለት እዩ። ደቂ ሃገር ወይ ደቂ ኣባት ክነሶም ንሳቶም ዝመልመልዎምን ዘጋገይዎምን ከምዘለዉ እኳ ርዱእ እንተኾነ፣ ኣፍልጦ እንተዝህልወና ግን እቲ ተጻብኦታት ምውሓደ ኔሩ። ሕጂ ግን ዋላ ህዝብና እውን ብህዝቢ ትግራይ/ ኢትየጽያ ዳርጋ ተተኪኡ እዩ። ካብዚ ንላዕሊ ከይገደደ ዓይንናን እዝንናን ንኽፍትን በቶም ንፈልጦም ጀሚረና ንተሓቋቖፍን።
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 27 МЛН
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 352 М.
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 18 МЛН
Всё пошло не по плану 😮
00:36
Miracle
Рет қаралды 3,8 МЛН
Tv Sened Eritra  Interview BG Tekeste Haile   12 December 2020     Part 12
1:08:07
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ድሌት" sermon pope shinouda in tigrinya
44:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 311 М.
ኢትዮ ብሪክስና የግብጾቹ ለቅሶ
2:31:49
Kings of Abbay (KoA)
Рет қаралды 48 М.
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 27 МЛН