Atv Asena Live - ግዜ ከይተጸበኻ፡ ክምልስ ዘለዎ ጉዳይ መቃለሲ ባይታ ብርጌድ ንሓመዱ ‘የአዲስ አበባው ብርጌድ ...’

  Рет қаралды 19,226

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv Asena Live - ግዜ ከይተጸበኻ፡ ክምልስ ዘለዎ ጉዳይ መቃለሲ ባይታ ብርጌድ ንሓመዱ ‘የአዲስ አበባው ብርጌድ ...’

Пікірлер: 60
@melay222
@melay222 4 ай бұрын
ንአብይ አይትእመኑዎ አነ ብጣአሚ ይፈርኸ አለኩ አበይ አሀሊፉ ከይኽቦም።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 4 ай бұрын
ኢትዮፎረም በርትራውያን ብሰፊሕ ዘይተገልጸ ፡ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ታሪኽ ኣቕሪቡዎ ዘሎ ኣብ ታሪኽ ክስነድ ኣለዎ ። ን ኢትዮ ፎረም ዘለኒ ልዑል ምስጋናን ኣድናቖትን ኣቕርብ ። ሓቂ ኢኻ ገሊጽካሞ ዕብየትን ክብርን እምነየልካ ። ካብ አርትርዊ ስደተኛ ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ፡ሩባ ሰበነ
@tesfaighebretnsae6309
@tesfaighebretnsae6309 4 ай бұрын
አብን ኢሰያስ አይተባእሱን እንታይ ደአ መንእሰያት አርትራ ንምጽናት ዝግበር አጀንዳ እዩ።
@yohanneskidane615
@yohanneskidane615 4 ай бұрын
U absolutely right this is very Rick
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 4 ай бұрын
ንዝተረኽበ ኣጋጣሚ ዕድል ክትጥቀመሉ ምኽኣል ብልሒ ኢዩ። እዚ ተረኺቡ ዘሎ ዕድል ሓላፊ ኢዩ ብፍላይ ምስ ህልዊ ኩነት ኢትዮጵያ፣ ክሳዕ ክንደይ ይኸይድ ብዘየገድስ ክንሰርሓሉ ክንጥቀመሉ ይግባእ። እቲ ዝተገብረ ፈተነ ኣወንታዊ ኮይኑ ክንድርዖ ከንከታትሎ ይግባእ፣ ስለዚ ደላይ ፍትሒ ብሓፈሻ ብርጌድ ንሓመዱ ድማ ብፍላይ ኣትኩሮ ብምግባር ክዝተየሉን ክሰርሓሉን ይትስፎ።
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 4 ай бұрын
ጥጡሕ ባይታ ክንወሃበና ዘይኰነስ ዕድል ተጠቒምና እንፈጥሮ ጥራሕ ኢዩ። ፈሪሕካ ወይ ተሰኪፍካ ካብ መኣዲ ቃልሲ ኣይህደምን፤ ውሕስነት ዝበሃል የልቦን፣ ውሕስነትና ናይ ቃልሲ ድልየትናን ጽዓትናን ጥራሕ ኢዩ ዝውስኖ።
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 4 ай бұрын
Thanks well done you're perfect damotina KAB mote niferhaliuuu. Yalien
@haileabisaq8956
@haileabisaq8956 4 ай бұрын
እጆካ ኤማ ሓወይ ክንዕወት ኢና ኣነውን ወዲኤ ኣሎኹ ባይታ ክወርድ
@afewerkemha2894
@afewerkemha2894 4 ай бұрын
ህዝብና ኣብ ዘለዎ ቃልሲ ከነካይድ ባህርያዊ ኢዩ፣ እቲ ጉዳይ እንታይ ነፍረየሉን ንጥቀመሉን እቲ ባህሪ ገዛኢ ብዘየገድስ።
@TekleweinBerhane
@TekleweinBerhane 4 ай бұрын
ዓንደብርሃን ወኸርያ ልክዕ ስርሓ ሂብዋ ኢሰያስ ካብ ሖሶት (03) ካልእ ሞያ እንታይ ክህልዋ ወይዛ ዓጢነ ንሓዋ ዝጠለመት ጣልማይ።
@bsmeyabraha4432
@bsmeyabraha4432 4 ай бұрын
💙💙💙
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 4 ай бұрын
Bejakum kidu xelaena yleqem tuy tezareb xibuq ka zirae
@ZekielMalik-p9q
@ZekielMalik-p9q 4 ай бұрын
👊👊👊👊👊👊👊👍👍👍👍👍👍
@eyob-h1r
@eyob-h1r 4 ай бұрын
እንታይ ኢዩ ዚብል ዘሎ ዚወዲ ጡዑይ ዲዩ
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 4 ай бұрын
ኣብ አርትራ ዘሎ ድክነት ናይ ኣአምሮ አዚ አልካ ክዝረብ ኣይካኣልን ኢዩ. ዝኮነ ቃልሲ ክጅመር ከሎ መተካኣታ ከይሓዝካ ነቲ ዝተጀመረ ቃልሲ ምትዕንቃፍ ቀዳሞት ኢዮም። ብርገድ ንሓመዱ ቀጽሉ ብዝጥዕነኩም ኢዚኣቶም ሓንጎሎም ደስኪሊ ኢዩ። ወረክ ጸኒሖም ምስ ሰራውትና ኣሎና ክብሉኮም ኢዮም። ኣብ ቃልሲ ኩሉ ገዘ ሪስክ ኣሎ። ዝበዝሕ ሰብ ብስደት ሕጉሳት ኢዩ ናይ ቃልሲ መንፈስ የብሎምን ብጀካ 33 ዓመት ዘይሰርሐ መልሓስ።
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 4 ай бұрын
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 4 ай бұрын
አብይ አህመድ አይእመንን ግን ብዘይ መስዋአቲ ዓወት የለን።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 3 ай бұрын
ኩሉ ንባእሉ እዩ ኢትዮጵያ ንባእላ ክትትል እያ ንብርጌድ ነሓመዱ ዘእተወቶ ምጥንቃቅ ፅቡቅ ግን አይትፍርኹ።
@eyob-h1r
@eyob-h1r 4 ай бұрын
ካልእ ሰብ አምጽእ ሀልውለው አብዚሑ
@NatiSerebe
@NatiSerebe 4 ай бұрын
ስልኪ ኣይትፅሕፈለይን
@solomontadese7918
@solomontadese7918 4 ай бұрын
ንምካኑ ካባኩም ንላዕሊ ነቲ ቃልሲ ኣብ ባይታ ዘሎ እዩ ዝፈልጦ ተኪልካ ደግፍ ተዘየለ ስቅ ውን ጽቡቅ እዩ እሞ ንስኩም ኣብ ደገ ኮይንኩም ትቃወሙ ዘለኩም ሻዕብያ ንኤርትራ ስለ ዘይመልሰኩም ኢኩም እዝን ወዲ ከምዝን እዩ ከኣ ንቃልስኩም ንድሕሪት ዝመለሶ ስለዚ ንሻዕብያ ድማ ኣብኣዲስ ዘለው ዝዓጥቁሉ ኣብ ምሉእ ኣፍሪቃ ዘሎ መንእሰይ እዩ ዝቃወም ስለዚ ደግፍ ወይ ስቅ በል እንተዘየለ ግን ዕንቅፋት ምካንካ ኣይትዘንግዕ ።
@hiwotgebremichael1803
@hiwotgebremichael1803 4 ай бұрын
Abey si yemen deyu ??
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 4 ай бұрын
Emo melsi kiros abzi medya diu eti akayda kinger zidle zelo malet diu
@mskrgirm3933
@mskrgirm3933 4 ай бұрын
ሰላም ኤማ ንምንታይ ብዛዓባ ኪሮስ ድክመት ትመያየጡ ኣለኩም? ተሓጋጊዝኩም ዘይትስርሑ ምስቲ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ብርጌድ ንሓመዱ ንዓኩም ዘድልየኩም ናይ ስርዓት ለውጢ እንተ ኾይኑ ምስ መን ሃገር ኾይንና ኢና ዓላማና ክነሳኽዕ መን ከ እያ ክትሕግዘና ትክእል ኢልኩም ተዘራረብ ኪሮስ ይጋገ እንተ ሃልዩ ተደዋዊልኩም ሓግዝዋ እታ ሃገር ናይ ኩሉኩም እያ ተቀራሪብኩም ዘትዩ ግድን ንሕና ዘይመራሕናዬ ለውጢ ኣየምፅእን እዩ ኣይትበሉ
@IzakBelo
@IzakBelo 4 ай бұрын
Nhna Zeymerahanayo zbl Zereba Awsu, Teredika doka comment tsihf zeleka walas kale elama aleka eyu
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 4 ай бұрын
አማኒኤል ንኤራትራ ናብ ዝኩሉ ቺግር ዝሸመማ ልዕሊ ኢሳያስ ኤፍሬም ስባሀት እዩ።
@solomontadese7918
@solomontadese7918 4 ай бұрын
ኣማኒኤል ካብ ነዚኦም ትሓትት ንኪሮስ ሕተት
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 4 ай бұрын
Keytihalmus aytideqisu tibluzelekum koynu tesemiuni weridu eu nezi weridu zelo brgied nihamedu kemey gerkum energy habuwom pozetiv zeyblu negetive tiray yelen
@eyob-h1r
@eyob-h1r 4 ай бұрын
ምስ አብይ ዘየሳማማዓና አብይ ንእሳያስ አውሪዱ ባሕሪ ክወስድ ኢዩ ዓላምኡ ስለዙይ ብርጌድ ንሐመዱ ኸ ኢሳያስ አውሪዱ ባሕሪ ክህብዎ ዱሉው ዲዩ መጀመሪያ ረብሐኻን ረብሐ መሳሪሕቲኻን ምፍላጥ የድሊ አስተውዕሉ ብርጌድ ንሐመዱ
@ftwihaile8146
@ftwihaile8146 4 ай бұрын
aye Deki May telamit beal Andebrehan Elesa Deki Haile Selase
@IzakBelo
@IzakBelo 4 ай бұрын
Meamuna ezi hgdf eyu. Shtarakum feshilu eyu nhna kulna hade Ena Tigrinya tezarabi nay 3ten Awraja hade Ena even Tegaru ab semen Ethiopia zelewun. Game is over
@NatiSerebe
@NatiSerebe 4 ай бұрын
በጃኻ ስልኪ ፅሓፈለይ
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 3 ай бұрын
Atu sebat eseay ms abi baesi yeblun esyas nay hayleslase luk eyu n abi kdem arekibwo eyu
@TikueGhebru
@TikueGhebru 4 ай бұрын
Ewe hakikum alekum ginkea amaraxi silezedalekum dikum miricha keyedaleka tekawumo mikirab nabey nimimxae eyu
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 4 ай бұрын
Hi, Amanuel, have you read my suggestions, now discussions on media is not important, better to as I said it, form at latent form an an adoch committee try the issue behind with. Concrete strategies
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 4 ай бұрын
Suq beluna hizbi eritrea beliu zeyxegebe bahiri kinbl dina minbar keytamna ab sidet kinnebr wal zeymakeliwa za bahri kalie tezarebu bahri bahri aytibeliwo may siruy ayseteyen seb adu hasab wesikulu
@beyedkentibagedede1592
@beyedkentibagedede1592 4 ай бұрын
ኣነስ ንኪሮስ ፣ከነአእስ ኣይኮንኩን ኪሮስ ግን በታ ዝተሓተታ መልሲ ዝሃቦ ማለተይ ርክብስርዓት ኢተዮጵያን እሰያስን ኣየገድስን እዩ ለወጢ ጥራይ እዩ ዘድልየና ክብል ኮሎስ ብሓፂሩ ሓላፍነት ዝጎደሎ እዩ፣ ግን ኤርትራውያን እስከ ንሕሰብ ????????????????።ከሉ ግዜ ብኣፉ ዝተዛረበ ፈታዊና ጥራይ ድዩ?????።ካብ ሜዳ ጀሚሩ ብተቃለስትን ካብ ተቃለስትን ንላዕሊ መሲሎምን ኣብ ወሽጥና ኣትዮም ንቃልስና ብረቂቅ ኣብቅርሕንትን እናእተዉ ዘሕቅቁ ሰልፊ ሓሙሻይ መሰርዕ ብርግፅ ኣለዉ።እስከ ሕሰቡ በጃኹም፣ እስኪ ንላለ መነመን ኢና????????።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 4 ай бұрын
🎉 ፍተዉ ጽልኡ ሕቶ ባሕሪ ናይ ናይኩሉ ኢትዮጵያዊ ድልየትን ባህግን እዩ። ኢሳያስ ዝደልይዎ ንሶም ክሳብ ዝደላደሉ ህዝብታት ሰሜን ብፍላይ ተዛራቢ ትግርኛ ስለዘዳኽመሎም ጥራሕን ጥራሕን ጥራይ እዩ። ኣብዪእንትኾነ ከመይ ገርካ ከም ኣሳያስ 30 ዓመታት ሕዝብታት እንዳጣፋእኻ ትገዝእ እዩ🎉🎉🎉
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 4 ай бұрын
Emo ab sidet diyom nenihidhidom bilash kitafiu wey bal amaniaiel zihazkumo kalie amaraxike alodiu
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 4 ай бұрын
ምንያ ኮለል ኣብዪ ናይ ኣሳያስ ተማሃራይ እዩ። ዋላ ዝበዝሕ ህዝብታት ኢትዮጵያ ይኹን ኤርትራ ኣብ ስልጣኖም ዘጽንሖም እንተኾይኑ ዘጽንት እተኾይኑ ኣይንታዮምን እዮም። ናይክልቲኦም ዲክታተራት ዝዓበየ ስግኣት ተጋሩ ብመንነቶም ከይረዳድኡ እዩ።🎉🎉🎉
@TekleweinBerhane
@TekleweinBerhane 4 ай бұрын
ካብ ብዓል ዓንደብርሃን ወኸርያ ተጠንቀቑ ካብ ኣቢ ንላዕሊ እዘን ከም ብዓል ዓንደርሃን ተቃወምቲ መሲለን ካየዳናግራኹም።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 ай бұрын
ሰላም ኣሰና ቃለይ ከስምዕ ከመይ ክም ዝኣቱ ኣይፈለጥኩዎን። ክሳብ ሽዑ ብጉዳይ ብርጌድ ይኩን ካልእ ምንቅስቓስ ኣብ ጎረባብትና ሃገራት ተስፍስን ባይታን ካብ ምፍጣር ክሳብ ኣብ ኤርትራ ዝኣቱ ናይ ግድን ይከውን። ናይ ትግራይን ኢትዮጵያን ክምኡ ካልኦት ክልላት ብዝያዳ ሽግሮም ክፍትሑ ከቢድ ሓላፍነት ዝወሰድ ማእከላይ መንግስቲ ናይ ኢትዮጵያ እዩ። ዶክቶር ዓቢይ ኣብ ርእሲ ወገኑ ዝኮኑ ትግራይ ዝካየዶ እዕናዊ ኩናት ምካኑ ኣሚኑ በርቲዑ ምስ ዝሰርሕ። ናይ ኤርትራ ጉዳይ ብኣፍደገ ባሕሪ ጭንቀት ክምተን ካልኦት ሃገራት ዓለምና ብንጹር ክም ዋናታት ዘይኮነስ ከም ተጠቀምቲ ስምምዕ ምግባር ምስ ዝካኣል ኣብቲ ዞና ምርግጋእ ክፈጥር ዘክእል እዩ። ብዕድመ ደረጃ ህግድፍ እቲ ዝእረገ ናይ ኩናት ስርዓት እንተዘይ ኣልጊሱ ንክልና ናብ ዝገደደ ህሞት ክእትውና እዩ። ጉርሕን ሽርሕን ገዲፍና ናይ መጻኢ ሰላም ኣብቶም ህዝባውያን ምንቅስቓስ ህዝብታት ምጥማትነ ጥዑይ ባይታ ንምፍጣር ብውሕዱ ንብልጽግና ውን ቀጻሊ ህይወት ዝህብ እዩ። ንሕና ድማ ካብዚ ብተንኮልን ጉርሕን ሽርሕን ኣቢሉ ስልጣኑ ንምነዋሕ ክሳብ ናይ ኢትዮጵያ መራሒ ክከውን ዘለዎ ትጽቢትውን ኣብዚ ክውዳእ ዝካኣል'ዩ። ዎ ድሓንኩም ንርእይቶይ ኣትኩሮ ኪትገብረሉውን እምሕጸን። ምልኪ ይፍርስ ፍትሒ ይንገስ ካብ ናይ ዕድም በዓል ጸጋ ዑ ቕባዝጊ
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 4 ай бұрын
Eritrawyanis nitaamamen dina eti zeymieman ab kalie tiray kikewin kelo diu zirdana ezi kulu guezo hiwet kulu kurkah eu kitwisiku entekielkum xibuq mikri habu bejakum awintawi hasab yelen
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 4 ай бұрын
Amlak miseiom ykune beabiuuu niesatiom abeu alieweuuu bka glikume see kiteketttt ewa kimziii kiman elikume kitezatebuuu aygebaen kulatikumeee ab goniom alina keytbliuuu see beka 😢
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ብሱል መዘራረቢ ዛዕባ እዩ:: ንፋሽሽት አብይ አህመድ አሊ ኣሚንካ ዝግበር ነገር ልዑል ጥንቃቔ ዘድልዮ እዩ:: ብርጌድ ንሓመዱ ልዑል ምስትውዓል ዘድልዮ እዩ:: አብይን ኮራኹሩን ክእመኑ ዘይኽእሉ ሓሰውቲ እዮም :: ሬድዋን ሑሴንን አበባው ታደሰን የህግደፍ ተኣመንቲ ቁፁራት እዮም::
@hailehabtegaber1560
@hailehabtegaber1560 3 ай бұрын
ዘገርም ነገር ካብ ማዓስ ደኣኢዩ ብዛዕባ አሪትራ ክትዛረብ ኣሸቃሊትካ ጃንዳ ፈቒዳልካ ኣንታ ዑሱብ ካሕዳይ። 360 ዲግሪ !! ካብታ ዝ ኣተርኻያ ክሕደት ብምንም መንገዲ ትወጸሉ መንገዲ የለን።
@tesfagaberbkaa853
@tesfagaberbkaa853 3 ай бұрын
ATA bagels guhaf
@girmaberaki8090
@girmaberaki8090 4 ай бұрын
ብሐቒ ዶ ኤርትራዊያን ኢኹም?
@adonairm2252
@adonairm2252 4 ай бұрын
ክላእ ባርያ
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 4 ай бұрын
መንድአ አብ ስደት ከርተት ዝብል ዘሎ? አለም ብስደት ኤርትራውያን አስካኪኹ እሞካአ ስደቶም አኺቢሮም ከይነብሩ ነንሕድሕዶም እንዳተቃተሉ ዝርብሹ ዘለው መንዳአ ክትብሎም? ተጋሩ እዮም እንዳበልካ ቁስልካ ሓቢዕካ ተጋሩ ወያነ ዝብል ዝደስከለ ሓሳብ ጠጠው ክብል አለዎ። ተጋሩ ናቶም ቃልሲ ብጉቡዕ ይገብሩ አለው።አብ ስደቶም ድማ አፍቲ ዝነበረ ቃልሲ ድምፆም አስሚኦም አፍቲ ዝብፃሕ በፂኾም ድሕሪኡ ስደቶም ይገብሩ አለው። እዚ ሐለውለው ጠጠው አብልዎ።
@solomontadese7918
@solomontadese7918 4 ай бұрын
ኣማኑኤል ኣነ ክብለካ ዝደሊ እሰያስ ነዞም ኩሎም ዕጡቃት ከፈልፍለን ከሎ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ መግለጺ ጌሩልኩም ይፈልጥ ድዩ እሞ እሰያስ ኣይኮነን ዶ ተቃወምቲ ከፈልፍል የሕዋትኩም ከሐቅቅ ከማን ነጊርኩም ኣይፈልጥን እዩ እሞ እንታይ ደኣ ሕጂ ንኣብይ ክገልጸልኩ ትደልዩ ባይታ እንተ ሃብኩም ጋዶ ባይታ እንተከልእኩም ጋዶ ዝገርም እዩ ንስካትኩም ንብርጌድ ንሓመዱ ምንም ሓገዝ ትብዎም የለኩምን ምክንያቱ ብዘይካኩም ፓለቲካ ዝፈልጥ የለን ድዩ ባዓል ኪሮስን ካልእን እኮ ነቲ ስርዓት ጽቡቅ ጌሮም እዮም ዝፈልጥዎ ንምካኑ ወተሃደራዊ ስልቲ ይግለጽ ድዩ??ስለዚ ቃልሲ ናይተቃለስቲ እዩ ስለዚ እንተኪኢልኩም ስቅ ምረጹ ።
@ምስጽጌናይ
@ምስጽጌናይ 4 ай бұрын
መሽረፈት ክሽርፈና እዩ 😂
@ትጋሩሰብስረ
@ትጋሩሰብስረ 4 ай бұрын
አማኒኤል እመነኒ አብይ አህመድ ዝዓመነ ማይ ሓቆነ ማለት እዩ አብይ አህመድ ውሪይ ሓሳውን ካሀድን ባንዳን ነዲኡ ክሸጣውን ንድሓሪት ዝብል ዑሉል ባንዳ እዩ አብይ አህመድ ኢሳያስ ንታአረቅ እንተዒሊዋ አብ 5 ሰክንድ ንብርጌድ ንሓመዱ ሓኒቁ ንኢሳያስ ከርክባ ሓንክ ዝይብል ናይ መወዳዓታ ሓተላ ሓሞት ዘይብሉ በፍርሓ ወያነ ዝተበፅበፀ እንዳበሀረረ ዛሓድር ድርባይ ኢዩ ብረጌድ ንሓመድ አብ ዝ ሓዚ ሰዐት ከብዲ ጥንቃቅየ ክገብር አለዋ ክስተውዕል አለዋ ክባቢኡ ከንብብ አለዋ አብይ አህመድ ካሀዲ እዩ።
@NatiSerebe
@NatiSerebe 4 ай бұрын
ኤማ ትግራዋይ እየ ስልኪ ልኣኸለይ
@letiziagabretensei1313
@letiziagabretensei1313 28 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 4 ай бұрын
,these people's are confused Eritrean. Why these Eritreans you interview are against the revolution Bergs Nhamedu.
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 49 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 31 МЛН
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
Worst flight ever
00:55
Adam W
Рет қаралды 18 МЛН
ውድድር ኣግማል ኤርትራ | Camel race in Eritrea - ERi-TV
10:51
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 14 М.
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 49 МЛН