ATV: ህግደፍ ብተብተብ ካብ ኢንተርነት ዘጥፍኦ ኣዘራራቢ ቃለመሕተት ኣምባሳደር ህግደፍ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዮሃንስ ተስፋሚካኤል - ከምዘለዎ

  Рет қаралды 5,761

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 54
@m.entertaiment1614
@m.entertaiment1614 7 сағат бұрын
ግርም ገበርካ ኤማ Thank you👍👍👍👍👍
@vodahallo9499
@vodahallo9499 5 сағат бұрын
ክቡር ሓው ኣማኒኤ ብሉጽ ስራሕ ምስጋና ይብጻሕካ። 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@eagleeyes6277
@eagleeyes6277 5 сағат бұрын
ኣስተውዕሉ ደለይቲ ፍትሒ ብፍላይ ኣብ ኣሜርካ ምስ ህግደር ኣብ ቤት ፍርዲ ትጋጠሙ ዘለኹም ብዛዕባ ራብዓይ ግንባር መንዩ ነጊርኩም ኣሎ
@teweldezewde5742
@teweldezewde5742 5 сағат бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ስራሕ ከይወሰኽካ ከይቀነስካ ዓይኒ ብዓይኒ ከምታ ዘላታ ተሃዊኸን ይኽዕወኦ ደኒነ ይሓፍስኦ፡ እዛ ጉዳይ ግን ዝሕፈስ ኣይኮነን፡ATV 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@brhanumohammedsaid1088
@brhanumohammedsaid1088 6 сағат бұрын
ዝገርም እኳእዩ። ዜጋ ካብ ዓዱ ኣባሪርካ ኣብ ዓዲ ሰብ ፈታዊ ህዝብኻ ናይ ምምሳል ምስልዩነት ። ኣብ ኤሪትራ ደ'ኣ ን ኤሪትራዊያን ቆልዑት ከምዚ ዘይትፈጥሩሎም?
@eagleeyes6277
@eagleeyes6277 5 сағат бұрын
ኣብ ደቡብ ሱዳን ልዕሊ 15 ሽሕ ኣባላት ህግደፍ ኣለው ክንደይ ኮን ይኾኑ ብ UNHCR ወይ Canada responser ዝጽበዩ ዘለዉ ኣስተውዕል ደላይ ፍትሒ
@wolduhabte1726
@wolduhabte1726 6 сағат бұрын
This is shame eritrean because this people run away from eritrea
@bini8588
@bini8588 3 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ዝነኣድ ጽቡቅ ናይ ኮሚኒቲ ስራሕ: ኩለን ኤንባሲ ንኮሚኒቲ ኣብነታዊ እዩ: ኣማንኤል ከምዘላታ ከይሓወስካ ከይቀነስካ ስለዘቅረብካዬ ምስጋና ይግባኣካ: ብዝዕባ ቆልዓ ኢልካ ዝገለጽካዮ ዝሓሸ ቋንቋ እንተትጥቀም ጽቡቅ ኔሩ ብዝተረፈ ግን ዝወጾ የብሉን Well Done Mr. Ambassador 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mekazinhaile
@mekazinhaile 2 сағат бұрын
👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 2 сағат бұрын
😂😂😂 እዛ ሰብኣይ ገርሂ እያ ትመሰል ሚስጥራት ህግደፍ ኩሉ ዘርጊሓቶ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 3 сағат бұрын
ህዝባዊ ግምባር ደም መንእሰያት ኤርትራ ፡ ኣብ ሱዳን፡ የመን፡ ደቡብ ሱዳን ፡ ኮንጎ ፡ ኢትዮጵያ ፡ ኣብትግራይ ሽዋ ጎንደር ፡ ወልቃይት ሑመራ ፡ ኣቱም ሰባት እዝስ መርገም ዲዩ ወይስ ጅግንነት ?
@G.k-n7c
@G.k-n7c 2 сағат бұрын
Hzbi Erirea merahi yeblun sheyati gn beliau
@amanmeles1583
@amanmeles1583 6 сағат бұрын
ህግደፍ ሰረቅቲ ሎቃምጽ በጋሚንዶታት ብዛዕባ ሃገርኩምን ህዝብኩምን ዘይትገብሩ ወሳልትትት
@MichaelAbebe-zk3ni
@MichaelAbebe-zk3ni 6 сағат бұрын
ጽብላሊዕ ማዓኮራ ዘይከደነት መሪት ከደነት ዝብል ምስላ እዩ ዘዛኻኽረካ / ሰተይቲ ደም ዜጋታቶ ሸፋቱ ናይ ሳሕ ኣቢ ኣሕመድ ካብ ስፍራኽን መዚሕቁ ከውጻክን እዩ
@abrahamogbatsiyon9139
@abrahamogbatsiyon9139 6 сағат бұрын
It's sad to been an Eritrea citizen at this time.
@lakhunar6244
@lakhunar6244 5 сағат бұрын
ካብ ኢሰያስ ኣፈወርቂ እዚ ኣምበሳደር ይሓይሽ። ብዉሑዱ ኣብ ኢዱ ብዘሎ ቁሩብ ነገር ዓቢ ነገር ይገብር ኣሎ። ግን ግዲ የብልኩምን ወይ ኢሰያስ ዓዲ ብስራሕ ኢሉ ካኣሮ እዩ ወይ ድማ ጎራሕ እንተኾይኑ ከምልጥ እዩ።
@GerezgiherHabtemariam-k2u
@GerezgiherHabtemariam-k2u 7 сағат бұрын
ዓዋሉ,ብዛእባ,ኣድኹም,ዘአትዛኣረቡ,መፆነት,ሕዝቢ,ኤርትራ,ኩላኹምእ,ተበለእፆት,ዓዋሉ
@Justiceseeker77
@Justiceseeker77 6 сағат бұрын
እዚ ሰብኣይ ሕብረተሰብ ይጠፍእ ከምዘሎ እዩ ዝሕብር ዘሎ። ንኣስመራ ኣዕኒኻ ንጁባ ምህናጽሲ ልምዓት ድዪ ተረኺቡ።ንሰደት ዝዕድም ቃለ መሕትት እዩ።
@Guluhama
@Guluhama 6 сағат бұрын
እንታይ ዓይነት ኣተሓሳስባ ኢዩ እዚ። ንሓደ ተማሃራይ ምሉእ ግዚኡ ኣብ ክንዲ ኣከዳምያዊ ትምህርቲ ምጽማድስ ኣብ ደርፍን ሳዕሳዒትን ተሕልፍዎ። ናይ ቦታ ጽበት ዘይኮነስ ናይ ሓንጎል ጽበት ኢዩ ዘለኩም። ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ብኣተሓሳስባ ህግደግ ጥራሕ ኢዩ ክነብር ዝደልይዎ ዘለዉ።
@mengisfickak9697
@mengisfickak9697 5 сағат бұрын
Speak about eritrean economy which totally depends on foreign aid and rimettanc. All school were built by aid from the European union. Example the new solar project from the african union. And why eritrean havr business in most Eastern african country but not in eritrea.
@bardavidi4959
@bardavidi4959 4 сағат бұрын
Being an Ambassador of Isaias comes with a Price............If you are not Authorized to Speak by the Pharoah you are in Violation of his Personal Policies...........In reality Eritrea belongs to Isaias and not the other way around...........Selah
@meles317
@meles317 5 сағат бұрын
Sooner or later you will pay the price.
@berihugebremariam7720
@berihugebremariam7720 2 сағат бұрын
ትግርኛ ዝክእል ደቡብ አፍሪካ ይመስል ሓው ኣባሳንጆ እውን ይመስለኒ። ኤርትራ ከምዚ ዝበለ አፍ መቓብር 1ሜትሮን ርብዕን ከንፈር አለዎ
@metsanakieriena4391
@metsanakieriena4391 2 сағат бұрын
Ata guhaf, no Hgdef embassy asks about Eritrean people
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 4 сағат бұрын
እታ ኤርትራ ትብሃል ሃገርሲ ይዝክርዋን ይብህግዋንዶ ይኾኑ ዋላ ንኤርትራ ብደቡብ ሱዳን ተኪኦማ እዮም? ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ግን መተካእታ ሃገር የብሎምን:: ደቡብ ሱዳን ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ መራሕቲ ህግደፍ እያ ዘላ:: እቶም ሰበስልጣንን ላዕለዎት መራሕቲ ወትሃደራት ናይ ደቡብ ሱዴን ድማ ብህግደፍ እዮም ዝኽፈሉ:: ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ግን ኣብ ርእሱን ኣብ ገዛውቱን ካብ በንዚን ተጻርዩ ዝወጸ ጉሓፍ ይድፍኦም ኣሎ::
@Higuain1995
@Higuain1995 23 минут бұрын
ኣንታ እንታይ እዩ 28:16 ሕፍረት ዘይብሎም እዞም ሸፋቱ. ብሓሶት ብጃህራ ወድእዋ
@senaizemenfes5418
@senaizemenfes5418 2 сағат бұрын
ዲክተተር ኢሰያስ ቅድሚ 14 ዓመት ዝተዛረቦ እዩ ዝደግሞ ዘሎ የውሃንስ ፓፓጋሎ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 7 сағат бұрын
እወ ህግደፍ ንደቡብ ሱዳን ንኽትምዝምዛ ናይ ቅንዕና ዘይኮነ ናይ ምዝመዛ ናይ ሓሶት ዕርክነት ኣለዋ :: ህግደፍ ናታ ሓቢኣ ዘይ ናታ ብምምንዛዕ ትፍለጥ እምበር ምትሕግጋዝ ምትሕልላይ ዝባሃል ዘይትፈልጥ ነውራም ጭፍራ ኢያ ::
@tesfamariamyosef6056
@tesfamariamyosef6056 6 сағат бұрын
Sapiras ህዚብና ምስድስዳዱ ዚህጉስ ኢባሲ ዝህዚን
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 3 сағат бұрын
Denakur Smuwom belu
@MeseretJohn
@MeseretJohn 3 сағат бұрын
Why nay economy Eritrea zeyhatu nay kalie Hager zhatu ezom denaqur hgdef mendeff
@YosefTsehay
@YosefTsehay 2 сағат бұрын
ንስካትኩም አናሃለኩም ኣሪትራዊ ኣብ ሃገሩ ትካል ክገብር ዘይህሰብ አዩ ፥ቀዳሞት ናብ ኣሪትራ መጺኦም አንታይ ረኪቦም፥ገሊኦም ገንዘቦምን ትካላቶም ተወሪሱ ብገደል ኣጽዲፍክምሞ፥ገሊኦም ከሲሮም ተመሊሶም ናብ ስደት ኣምሪሆም፥ወይ ህግደፍ ጉዳመኛ ደፋር ጸሊም ድሙ፥
@GoitomTesfay-k8x
@GoitomTesfay-k8x 3 сағат бұрын
Hgdefsi semay zehagerka bhzba hasba tfelt bzeyka hasotn mtlaln 😮
@G.k-n7c
@G.k-n7c 2 сағат бұрын
Hgdef zbeasu ab hsab eyom
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 2 сағат бұрын
ኣንታ ከመይ ዝበለ ቦኾኻይ ዝኾነ ኣምባሳደር ኢዩ? ኣብታ ወኪልካያ ዝመጻእካ ሃገር ግን ብጀካ ዝመሽመሸ ዓጽሚ ካልእ ነገር የለን።
@GrumMstr
@GrumMstr 7 сағат бұрын
Baria goitu kehegus alewo . Ni isayas fishik ente belkwo elu yu . Baria kulu sa baria eyu .
@lanteTV1
@lanteTV1 6 сағат бұрын
ኣጋጣሚ ክልቲኦም እቲ ጋዜጠኛን ኣምባሳደርን መልክዖም ጽዩፍን ናይ ጋላ ይመስል። 😂
@G.k-n7c
@G.k-n7c 3 сағат бұрын
Hgdef zey kem snu wqawi tkal eyu naay
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 Сағат бұрын
መዋእልኩም ወዲ ሰብ ክትምዝምዙ፣ፓራሳይት ዝኾነ ሽፍታ መንግስቲ ።ንስኻ ትዛረቦ ናይ 2024 እታ ኤርትራ ትብሃል ሃገር ከኣ ኣብ 19 ክፍለ ዘመን ኣላ ።
@mekazinhaile
@mekazinhaile 2 сағат бұрын
ዓቅሙኩም፡ሕለሙ,፡በሎም፡ኢማ
@G.k-n7c
@G.k-n7c 2 сағат бұрын
Nay zemena mebulal negado kulit
@wedilete3217
@wedilete3217 Сағат бұрын
Hswte gnzb en nakb do Ayblkumn lyb
@G.k-n7c
@G.k-n7c 2 сағат бұрын
Mengsti.men eyu wdb mey eya hzbi men eyu? eti tseweta ab hzbi eyu kab hzbi nhzbi kkewn zgbio kab hzbi zengi eseyas nhgdef men fetirkum belom baelom kmluska hgdef wdb aykonen selfie gn kkon ekel eyu seb ) tegadilna tblu kalay tegadel kedm nhzbkum lomi gg nnebskum deqkum entay kkonu tdelyu Eritrean envestion kampnie ?
@ابراهيم-ك2ف
@ابراهيم-ك2ف 8 сағат бұрын
ኣዋነኢል፡ኣንታ፡ኣሃ፡ከንዱይክፍለ፡ተማህርኩም
@Alemgodolo123
@Alemgodolo123 8 сағат бұрын
Entay eu zuy
@semere8059
@semere8059 4 сағат бұрын
Eway yehwaty meeasyo yfterelkum @hgdf mendef joho hizkum
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
La La Life Shorts
Рет қаралды 9 МЛН
Чистка воды совком от денег
00:32
FD Vasya
Рет қаралды 3,9 МЛН
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
Mestyat Betna | ካብ ከተማ ኒው ዮርክ | New York City
16:45
The Ultimate Sausage Prank! Watch Their Reactions 😂🌭 #Unexpected
00:17
La La Life Shorts
Рет қаралды 9 МЛН