ATV: 'ኢትዮጵያውያን፡ ኣቦታትና ሓንቲ ሃገር ብምውራር ስሞም ተጸዊዖም ኣይፈልጡን' - ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዝተዛረቦ - ኤርትራ ኸ?

  Рет қаралды 8,789

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29c...
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер: 40
@yeheyesteklu4652
@yeheyesteklu4652 Ай бұрын
ተደምረናል ኣንድ ሁነናል ፍቅር ያሸንፋል መዘዙ ጌና ዘፍርሕ ኩነታት ሒዙ ዝመጽእ እዩ ዝመስል ምሕረት የውርድ
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray Ай бұрын
Game over ❌🇪🇷❌🇪🇹❌👎🐍🐍😤😤
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 Ай бұрын
ኣንታ እዚ መትከል የብሉን ድምሱስ።ስቅ ኢሉ ከም ነፋሒቶ ሕብሩ ይቀያይር ገጹ ይርሓቅ።ኣብ ዓለም ዓለም ኣክቲቱ ህዝቡ ዘጽነተ መንግስቲ ኣሎ እንተኮይኑ ኣብ ኢትዮጵ ጥራይ ኢዩ።
@SolomonFtwi
@SolomonFtwi Ай бұрын
ድል ለግብፅ
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 Ай бұрын
Hahaha
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Ай бұрын
በአንጻሩ እዩ ዝነግረና ዘሎ
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 Ай бұрын
@@isaiaskiflay2520 እታ ባሕሪ ትብል ቃል እኮ ኣብ መልሓስ ጥዑይን ሕሙምን ሰክራምን ኢትዮጵያዊ ኢካ ትረክባ።
@tekle3890
@tekle3890 Ай бұрын
ቦግ በል ባህርይ ነፋሕቶ
@negabelay5195
@negabelay5195 Ай бұрын
የባሰ የራሱ ሕዝብ የጨፈጨፈ እየጨፈጨፈም ነው ነዉረኛ የአራት ኪሎ ልጅ
@gashemengstu
@gashemengstu Ай бұрын
ኣያፍርም ሉኣላውነት አለ ብሎ ነው?
@hammer5934
@hammer5934 Ай бұрын
Hope Ethiopia will be like Yugoslavia
@ንዕወት
@ንዕወት Ай бұрын
🙉🙉 አይ ኢትዮጵያ ወደ 30ዓመት ተመለሰች እድሜ ለተደምረናል እድሜ ለሙሲያችን 😂😂😂 27ዓመት ጨለማ ጥሩ ብርሀን አምጥቶዋል ዋጡት በሉ
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Ай бұрын
ንቅሓት ህዝብና ግን ኤርትራ ኣይኮነን ዶ ከም ሃገር ከምህዝቢ ክጥርንፈና ዝክእል ኣይኮነን። ደምና ደም ከልብ ኮይኑ ተሪፉ ልፍዓትና ከንቱ ኮይኑ እዞም በደልትና ካ ነዚ ባሕርና ከምባሕሮም ክሪኡ ንሕና ካ ከምሰርቂቲ ባሕሮም ተቆጺርና ኣለና። ነዚ ንቅሓትና ህዝና ሃገር ምካን ኣይንክእልን። ነብስና ንማሃድርን ኣይንክእልን። ገና ኣይሰልጠናን ድሕሪና ኣለና
@ybrahmesfun2338
@ybrahmesfun2338 Ай бұрын
ኤርትራኸ? ኤርትራ ኢትዮጵያዶ ኣይኮነትን ነይራ ።
@ንዕወት
@ንዕወት Ай бұрын
😂😂😂😂 አይ ዝደንቆሮ ሰብአይ😂😂😂 ታ ዓድ ዶ ናብ ሲዖል ቐየራ
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Ай бұрын
ህዝቢና ከይተካሕሰ እንደገና ንካልእ ዙር ውርደት ክቃላዕ ዩ። እዛ ሕስምቲ ጎረቢውት ብቀጥታ ብ ሃኡለስላሴ ብዘይ ቀጥታ ካ ብወድ ብዳማን ተከተልቱን ብዙሕ በደል ወሪዱዋ ዩ። ኤርትራ ብ ተኣምር ብድሕሪ ሕጂ ከም ሃገር እንድሕር ቀጺላ ጥራይ ያ ምስዚኦም ጎረቤት በቲ ዘውረዱልና በደል ናይ 100 ዓመት ካሕሳ ኣብ ናይ UN መገባእያ ደው ኣቢልና ክንከሶም ንክእል።
@drardrar7665
@drardrar7665 Ай бұрын
Abiy and Isayas talk something now and completely opposite of their former speach next time. Because no one asks them as they are the only who have the right to talk what they want, when they want infront of silenced people.
@GrumMstr
@GrumMstr Ай бұрын
Ema Ertra eko niom hji win akal Ethiopia ya .
@kingalola2006
@kingalola2006 Ай бұрын
Mfkar eyom zfeltu,
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 Ай бұрын
Mfkar tray aykonen they will Google for Assab you will see it infront of your eyes
@amanielgebrerufael
@amanielgebrerufael Ай бұрын
አሳፋሪ የሆነ ሰው ትንሽ እንኳ ሐፍረት አይሰማውም ቀፋፊ
@abdelhadiali2342
@abdelhadiali2342 Ай бұрын
Kezba galla belo gin haqu u ? Cuba n Rashan eyen ne Eritrea geziena shem trah u nay Ethiopia neru mikniyatu Ethiopia kitgezie aytkeln ya beliqahn Redietn tnebr hager kitgezie aytkeln ya ?
@GoodTimes-sx1yz
@GoodTimes-sx1yz Ай бұрын
ኤርትራ ኸ ? ኤርትራ ዳአ አካል ኢትዬዽያ ከምታ ዋላ መራሒ ኤርትራ ዝበላ እዚ ህዝቢ እዚ ሐደ ህዝቢ አይኮነን ዝብል እቲ ሐቂ ዘይፈልጥ እዩ ስለዚ Abiy has a prove😂 ዓብይ እንታይ ዘይገበረ ዉዕል አልጀርስ ብዘይ ቅድመ ኹነት ተቀበለ ዝበለ መራሒ እኮ እዩ : ወዲ ኾማሪት ግን አብ መንጎ ኢትዬዽያን ኤርትራን ዶብ የለን በለ። ኤርትራዉያን ተቃወምትና ደገፍትና ብጠቅላላ ሃገር ክንከዉን አይንኽእልን ኢና ስጋብ ሕጂ እሱ እዩ ተረጋጊጹ ዘሎ ዋላ ብዓል አቢይ ይጠቅሉልና ካብ እንዳ ኢሳያስን ቀጻሉ ወዱን በዓል አቢይ ይሕሹና ዓሪፍና ተተቀመጥና መዕገርገሪ ዝኾነ ህዝቢ ዘይፍትሐዊ ንመሰሉ ደዉ ዘይብል ሐሳድ ንሐዉ አሕሊፉ ዝህብ ድርባይ ህዝቢ።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Ай бұрын
ሓውና ኤሪትራ ሃገር ኢያ :: ክንደይ ጮቆንቲ መራሕቲ ነይሮም ኣለዉ ክህሉ ኢዮም :: ኩሎም ከምቶም ዝሓለፉ ክሓልፉ ኢዮም እተን ዝመርሑወን ሃገራት ግን ንዘልኣለም ሃገራት ኮይነን ኢየን ዝነብራ :: ጮቃኒ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ኮራኩሩ ከምቶም ዝሓለፉ ክሓልፉ ኢዮም :: ህዝቢ ኤሪትራ ከም ህዝቢ ሃገርና ኤሪትራ ድማ ከም ሃገር ንዘላቀም ነበርቲ ኢዮም :: ኤሪትራ ከቢድ ዋጋ ዝተኸፍላ ሃገር ብዋዛ ፈዛዛ ትረአ ኣይኮነትን :: ግዜ ናይዚ ጠላም ከዳዕ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከብቅዕ ቀሪቡስ ራዕዲ ኣትዩዎ ሸበድበድ ክብል ጀሚሩ ኣሎ :: ኣምሓሩ የተናቃነቀ ትርስ መውለቁ አይቀርም ይብሉ :: እዚ ጽሉል ኣረጊት ጋውና ኢሳያስ ኣፈወርቂ ድማ ከምቲ ነቕ ነቕ ዝበለ ስኒ ምውዳቑ ኣይተርፎን ኢዩ :: ብትዕግስቲ ምጽባይ ጥራሕ ::
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 Ай бұрын
@@GoodTimes-sx1yz እዛ መጠንቀቅታ ናይ ኣቢ ነዞም ስም መንግስትና ኣይተልዕሉ እናበሉ ህግደፍ ንምቅጻል ኣብ ስደት ተጓሒፎም ዋጋ ዘክፍሉና ዘለዉ ዋልታ ሃገር፡4ይ ግንባር፡ሓደ ልብን ፍኖተ ሰማእታትን እያ ትምልከት።ህግደፍ ሎሚ ዕርዲ የድልዮ ኣሎ ኪዱ ዓኩም ተከላከሉ፡እንተዘይኮይኑ ኣብ ወርሒ 5 ናይ 2025 ቦክሪ ኢትዮጵያውነትኩም ክትጽምብሉ ምኳንኩም ክትዝንግዑ የብልኩምን።
@misghnakeshi2680
@misghnakeshi2680 Ай бұрын
@@woldekidanitbarek9514 ስግኣት ኤርትራ ከም ኤርትራ ናይ ምቅጻልን ዘይምቅጻልን ካብ ኤርትራ ወጻኢ ኣይኮነን።ካብ ውሽጢ ኤርትራ ኢዩ።ንሱ ድማ እዚ ጋኒን ዓዲ ሃሎ ኢዩ።ብሃገሩ ዝምካሕ ህዝቢ እንተለዋ እዛ ሃገር ንኢሰያስ ከጥፈኦ ኣለዎ።ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ዘይፈለጠ እምበር ብወገን ኢሰያስ እኮ ዝተዓጽወ ፋይል ኢዩ እዚ ኣቦ ጓል ኢሰያስ ኢዩ ትብጻሕም ድማ ኢልዎም ኢዩ።ኤርትራ ኣይጥፍኢ ክብላ እዚ ትድፍ ዝበህል ሓይሊ ኣብ ትግራይ ምፍጣሩ ኢዩ።እምበር ኢሰያስ ድኣ ኣብ ኤርትራ ንስለ እታ ሃገር ደው ዝብል ኤርትራዊ ሓይሊ ንከይህሉ እኮ ኢዩ ሰለም ከየበለ ዝሰርሓሉ ዘሎ።ዕላምኡ ስለዝኮነ ኢዩ ኣብ ዝሓለፈ ንክብሪ ኢትዮጵያ 70'000 ሰራዊት ኣብ መሬት ትግራ ኣጽኒትዎም ተመሊሱ።እቶም ሰብ ቀይሕ ግን ኣይደገፍኩምናን ደድሕሪ ኢሰያስ ኣላፋቻ ህዝቢ ትግራይ ተደምረናል እናበልኩም ተዳክሩ ኔርኩም።
@panial6147
@panial6147 Ай бұрын
ህዝቢ ዝፀርፍ ዓቅምን ፍልጠትን ዘይብሉ በሃምዩ😂😂😂😂
@MesfinTsehaye-g8g
@MesfinTsehaye-g8g Ай бұрын
What is the lier & killer talking talking about.nonesence ! You created all this problems then you alone face it.
@siembeyene2863
@siembeyene2863 Ай бұрын
Kemewrer aqaitsen anawuqim gin aletesakalenm
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Ай бұрын
ብስንኪ ውልቀመላኺ ኢሰያስ ህዝቢ ኤርትራ ተደፊሩ :: ፍርቂ ሚልዮን ጦርስራዊት ካብ ሃገርና ገሓሒጥና ኣውጺእና ሓደ ሰብኣይ ድማ ንብሚልዮን ዝቁጸር ህዝቢ ኤርትራ ሃገሩ ገዲፉ ከምእንስደድ ጌርና :: ኢትዮጵያውያን ባህጎምን ድሌቶምን ኢዮም ዝገልጹ ዘለው :: ባሮትን ጥሪትን ኢሰያስ ከይጠፍኡ ክብረትና ኣይምለስን ዩ
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Ай бұрын
ኣቢይ አህመድ ትክክል ተናግረዋል ❤
@yassinseid-gr8dt
@yassinseid-gr8dt Ай бұрын
ጀግና መሪ
@EddieMek
@EddieMek Ай бұрын
😅😅😅 u r funny
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 116 МЛН
When mom gets home, but you're in rollerblades.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 126 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 37 МЛН
ATV: ኣጫጭር መረጃዎችና ዜና
12:18
ATV asena
Рет қаралды 4,6 М.
ATV: ወቅታዊ መራጃዎችና ዜና
11:18
ATV asena
Рет қаралды 4,5 М.
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 116 МЛН