ATV: 'ጀነራል ጻድቃን ን1ይ ሚንስተር መለስ ዕልዋ ክገበር ዝፈተነ እዩ` - ሕቶታትን ሪኢቶታትን ህዝባዊ ዋዕላ ሽረ እንዳስላሴ

  Рет қаралды 45,389

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 235
@bereketgetachew3384
@bereketgetachew3384 Ай бұрын
ሽረ ዓዲ ጀጋኑ
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF Ай бұрын
ጀጋኑ ዋዕሮታትና ኣዶታት ትግራይ💪💛❤️💛❤️🙏
@TsegayKide-r9p
@TsegayKide-r9p Ай бұрын
ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ምካንካ ነመስግን assena tv❤❤❤🙏🙏🙏
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
ጀጋኑ ጀጋኑ አዶታት ትግራይ እቱ ሐቂ ከሚዚይ ገረን ኪገልጸኦ ደስ ይብለካ❤❤
@yirgawoldeabezgi2293
@yirgawoldeabezgi2293 Ай бұрын
Jj
@angesomhagos300
@angesomhagos300 Ай бұрын
ህዝቢና ግን አይነቀሐን ንመንጀሪኖ ደንቆሮ ድዩ ዘሽቃብተላ!ካብ ስልጣን እና ስርቂ ካልእ ዘይትፈልጥ ድክምቲ ሰብ እያ
@Hmm-c8v
@Hmm-c8v Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብሓይሊ ዝጥምዘዝ ህዝቢ ኣይኮነን ኣይኮነንዶ ናይ ውሽጢ ባንዳታት ናይ ደገ ባዕዳውያን እውን መኪቱ እዩ ሐዝውን ሓደ ህዝቢ ሓንቲ ትግራይ ምዃኑ ኢና ንፈልጥ ህዝቢ ራያ ህዝቢ ዓጋመ እናበልኩም ኣተባዑዎ ዝወረጃ ህዝቢ ብዘይረብሑ ባንዳታት ክዋረድ ኣኮነን❤❤❤
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 Ай бұрын
ህወሃት ትስእር ትቅፅል ገና ❤❤❤❤❤❤
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
ትክክል ህራነኤን ኪገልጻ እንተለዉ ጀጋኑ አዶታት ትግራይ
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብጌታቸውን ጻድቃንን ኢንተተመርሑ ኣብ ትሕቲ ንጉስ ኣቢ ኣብ ባርነት ኣብቲ ቀደም ዝነበሮ ክምለስ ኢዩ ፡ኢዚ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዝተቃለሶ ኮንቱ ወዘእቱ ክኸውን ኢዩ።ጻድቃን ንትግራይ ይኹን ንኤርትራ ሓደገኛ ኢዩ፡ኣብ ትሕቲ ግዝኣተ ሸዋ ከእትወን ኢዩ ዝደሊ።
@fthi3585
@fthi3585 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ይጠንቀቅ ኻልአይ ጊዜ ኽይትብላዕ አለልዬም ንዞም ሕልና አልቦ ባንዳ ንኽብዱ እዚ ሕዋሓት ምጥፍእ ምድምሳስ ዝብል አጀንዳ ቀዳምንት እስያስ ድያብሎስ ምስ አብይ አሕመድ ቃል ኺዳን ዝእተወሉ ሕዋሐት እንተ ትደምሲሳ ዓስብ ኽህቦም እዩ ስምሞዖም ዝነበር ምስ ፍሽለ ሕጂ ባንዳ ንኽብዱ አኺቡ ናይ ኦሮሞ ብልፅግና ወጊኖም ይስርሑ አለው
@isaakiyasu205
@isaakiyasu205 Ай бұрын
Fera entadeka kitemxie Aseb nmanm wemene wedi beshash zwahab shaebya waza mesilka bahri bwaga edaga zhb natkum gberu kitmeblu senay hsebu msgorebetkum ktabyu
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 Ай бұрын
ፍቕሪ ህዝቢ እዩ ንካሕዳም ዝቕበል እንግድዓ ትግራይ የለን
@Barry-m3w
@Barry-m3w Ай бұрын
EXCELLENT!!!! ተባዕ!! ክብረት ናዓኻን ነኸማኻን!!! ሓቂ: ንዘልኣለም የኽብር!!❤❤❤❤❤❤❤❤
@gezahagnshemeles2320
@gezahagnshemeles2320 Ай бұрын
ኣነ ብወገነይ ምስ ህወሓት ንቕድሚት ትግራይ ትስዕር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habteefrem83
@habteefrem83 Ай бұрын
Really o appreciate the people of tigray. I am eritrean. But now T.p.L.f is going good pathway realy this is good .peaceful to the people of tigray and eritrea
@Gking9667
@Gking9667 Ай бұрын
ትግራይ tv, ድምጺ ወያነ tv ኮነ ኢልኩም ሀቀኛ ሀበሬታ ትሽፍኑ አለኩም ደሃን ፅባህ ብክሳድኩም ገመድ ክአትው እዮ ። ናይ ጌታቸው ፕሮፖጋንዳ ክቅበር እዮ ። ሃቂ ክእወት እዮ ትግራይ ትእወት።
@MkCf-bl1bo
@MkCf-bl1bo Ай бұрын
ዝኸበርካ ህዝቢ ሽረ ነዚ መድረኽ እዚ እንካዕ ኣብፀሐካ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
አሰና ጀግና በርትእ 💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤🇻🇳
@Barry-m3w
@Barry-m3w Ай бұрын
ጀግንት ተጋሩ ሕጂ ይረኧ !!!!❤❤❤❤❤❤❤❤
@Barry-m3w
@Barry-m3w Ай бұрын
ተጋደልቲ ኣዴታት ከምዚ ኽብላ ካብ ዕረ ይመርር!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gengeb5610
@gengeb5610 Ай бұрын
Thanks ❤❤❤❤❤
@BirhaneFitwi
@BirhaneFitwi Ай бұрын
ሸረ ዓዲ ጀጋኑ
@BereketBere-kl6bx
@BereketBere-kl6bx Ай бұрын
jigna hzbi shire
@AlemGebre-jx2jv
@AlemGebre-jx2jv Ай бұрын
ኣማንኤል ኢያሱ ኣነብዓቅመይ ናይሙልእ ዕድመ ዜግነት ህበካ ኣለኹ ምኽንያቱ ዓቅም እንተዝህልወን ሓገዝ ምገበርኹ ግና ጡረተኛ ስለዝኮንኹ ኽገብር ኣይካኣልኹን ይቅርታ ግና ሸር ላይኽ ግና እገብር እየ። ካልእ ንዓካ ሙሉእ ጥዕና ንስራሕካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ሚዲያ ኣሰና ካብተን ናይትግራይ ንላዕል እዩ ዝምልከቶ እና ቀፅለሉ።
@fiseha11
@fiseha11 Ай бұрын
ኤርትራውያን እንተደሊኹም ተቓሊስኩም ነቲ ሕማቕ ስርዓት ሻዕብያ ኣውርድዎ፡ ተጋሩ ተቓሊሶም ናብ ኣስመራ ከእትውኹም ኣይትፀበዩ።
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb Ай бұрын
ነውርዶ መሪሕነት የብልናን ንወያነ ነበር ዝገበረ መሪሕነት ከነውርዶ ትቅልድ እኔኤካ
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 Ай бұрын
Shut up, stupid did ask I that ?hasawi bands
@isaakiyasu205
@isaakiyasu205 Ай бұрын
Fera natka zeytgebr 1.5 nblash dkatat tegaru zetfaakayom zeytzkr ab Eritrea zwerd mengsti yelen
@bg9694
@bg9694 Ай бұрын
ጀጋኑ
@birhanegebreslassie7025
@birhanegebreslassie7025 Ай бұрын
ዘይተምሃረ ዘይተምሓረ..😢
@HayelomE
@HayelomE Ай бұрын
ጅግና ህዝቢ ብዓል መትከል
@Barry-m3w
@Barry-m3w Ай бұрын
መንእሰይ ትግራይ !! ጽን ኢልካ ጥራይ ስማዕ!!! "ቁንጸላ" ናይ ጻድቃን ትብል ከኣ ኣስምረላ!!!!! ለብም መንእሰይ ትግራይ:: ደቂ ጻድቃን ኣበይ ኣለው??? ንስኻ ኸ ኣበይ ኣለኻ?? ሎሚ ጽቡቕቲ ምሳሕ በሊዕኻ ዶ????:: ሕሰብ መንእሰይ ትግራይ!!!! ኣይትዶንጊ ኣንታ ጅግና!!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
ዝተጠርነፈ ሓይሊ ምፍራስ ዋላ ወያነ ገጋ ይሃሉ ህዝቢ ትግራይ ዝተጠርነፈ ሓይሊ ምፍራስ ናይ አብይ ስራሕዩ።
@yeibyoyeibyo
@yeibyoyeibyo Ай бұрын
😢 . ቀፅል የቀንየልና ህዝቢ ሽረ ,
@سايمانيلمان
@سايمانيلمان Ай бұрын
ኣማኒኤል ኣብ ፀገም ዞሎ ህዝብካ ድምፂ ኩኖ ጉባኤ ናማትካ ኣየእትየካይ ዋኢ መበል ንፃርቃን እስካ ኣይትፈልጦን ዋኢ
@talemm
@talemm Ай бұрын
Ethiopia, Amhara and Eritrea can only dream these kind of public discussions, free speech and uncensored questions and answers cessations. These types of political discussions in unthinkable specially in Amhara region where mob justice violence is name if the game. Viva Tigray💪🏽💪💪🏽
@TesfayohannesHailu
@TesfayohannesHailu Ай бұрын
Assena is the voice of the people of Tigray. Thank you Assena.
@adonairm2252
@adonairm2252 Ай бұрын
$$$💰
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 Ай бұрын
Thank you ATV Asena
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ኣታዚ ህዝቢ ሽረ ከመይ ዝበለ በሊሕ ጅግና ህዝቢዩ ! ዓጋመ ፡ ወያነ ፡ እንበልካ ካብ ምጽራፍ ፡ እናጠፋእካ ኣብ ጓይላ ካብ ምስዕሳዕ ፡ንሕና አርትራውያን ከም ደቂ ዛግራ ናብ ስደት ፋሕ ኢልና ዘለና ፡ልቢ ንግበር ፡ ካብዚ ጎረቤትና ህዝብ ንመሃር ። ናይ ህዝቢ ሽረ ብልሕን ፡ ንህላውነትካ ተወፋይነትን ( commitment ) ንኽገልጾ ቃላት ይሓጽረኒ !
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s Ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 Ай бұрын
ምስ ሰረቕቲ ቀተልቲ ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ስብሓት ዝሓብር የለን ኣብቂዑእዩ
@GereHg
@GereHg Ай бұрын
ኣራጊት ፈከ ረ ግንበት ኣዝመረ ኢልካ ኣይትእመን ኢሎም ወለዲ ኣሮግቶት ሽረ ምፍካርኩም ዋጋ የብሉን ወሳኒ ፣መንእሰይ ትግራይ❤ 7:05
@All-w9s
@All-w9s Ай бұрын
በይን እድላ ትግራይ! ኣሸዑ ፃድቃ ንመለስ ገልቢጥዎ እንትትኸውን ነይሩ፣ ትግራይ እዙ ሐዚ በፁሑዋ ዘሎ ፅንተት አይምበፅሓን
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Ай бұрын
Welcome Astv
@ከረነይጻዕዳናፊቀ
@ከረነይጻዕዳናፊቀ Ай бұрын
ሞንጆርኖ ትብሃል ጅግና ካብተን ኣናብስ ተጋደልቲ ህ ግ ኮይና እያ ትስምዓኒ
@ቐለበትምልክት
@ቐለበትምልክት Ай бұрын
ሕወህት ሕዝካ ንድሕሪትን ክሳራነ እምበር ሰላም የለ። ሕወህት አብቂዓ እያ:
@melakekirosabay1569
@melakekirosabay1569 Ай бұрын
ሽረ ዓዲ ጀጋኑ እያ ሓሽከር ዓድዋ እትኮነሉ ምክንያት የለን
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Ай бұрын
ጂግና አጋላልጻ ብጉቡኦ😮😮
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ኣማኑኤል ፡ ኣሰና ፡ ነዚ ዘደንቕ ፡ ትብዓት ዝመል ኦ ፡ ስልጣን ናይ ህዝቢ ምዃኑ ፡ ዘረጋግጽ ሓይሊ ሓፋሻ ፡ ኣብ ሚድያኻ ምቕራብካ ንዝደንቆረ ህዝቢ ዘበራብር ስለ ዝኾነ ምስጋናይ የቕርበልካ ። እዘን ተጋሩ ክንደይ ይበልሓ ! ኣደ ወሊዳ ትምከን !
@aatsedemekebeb2494
@aatsedemekebeb2494 Ай бұрын
Waero Fetle God bless you & Thank you ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 VIVA TDF & WEYEN
@Emun-k7k
@Emun-k7k Ай бұрын
እዚ ዕብዳንን ሃለውለው ንትግራይና ኣይረብሕን:: በዓል ኣመድ መትከላት ህወሓት ቁፅሪ ሓደ ሸርሸርቲ እዬም:: ህወሓት ዕላማኻ ንምስራፅ ህወትካውን ሃበ እያ ትብል:: ናይ ኣመድ ጉጅለ ግን ንሓሳብ ይፈርሕ ፃሕፃሒ እዩ:: መንእሰይ ይኣክል ይብል ኣሎ ክስማዕ ድማ ኣለዎ ወይ ከስምዕ ኣለዎ::
@borasilman2926
@borasilman2926 Ай бұрын
አቱም ሰባት ካብ ክድግፍና ዝኽእል እከለ እዩ እናበልኩም ዝተወሰኑ ካድረታት ተምፅኡልና እቲ ሕማቕን ፅቡቕን ብሓቂ ዝዛረብ ሓቀኛ ሰብ እንዶ አምፅኡልናን። ንመን ኢኹም እሞ ክተዓሸዉ ኩሉ አርእዩና አሰሙዑና ክንአምን ምእታን ነቶም ዘመሰግኑኹም ጥራይ አይተምፅኡልና።
@1birryoutube
@1birryoutube Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ከምዙይ ዝበለ አድላዊ አይመስለንን እዙይ ውን አብዘሓለፈ ዝነበረውን ሕዝውን ንህዝቢ ትግራዋይ ዘይገልፅ ናይውሑዳት ድሌት ዘማልእ እዩ።
@timoasmara6267
@timoasmara6267 Ай бұрын
ኣይሓገዝካና - - - ኣዴኣ ገዲፋ ሓትንኣ ትንፍቅ እዩ ነገርካ። ጻድቅን ንዓይ ኣይሞቀኒ ኣይዝሕለኒ።who cares
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 Ай бұрын
Well deserved welcoming to our heroes Menjerino 💐💐💐
@ቐለበትምልክት
@ቐለበትምልክት Ай бұрын
እዛ ጠንባር ንትግራይ ክታኽስር ሕድግ እትብል ዘላ ምሕሳብ ዛብቀአዐት ጉጅለ ንምድሓን ክንደይ ህዝቢ ትግራይ ክውዳእ እዩ ተፈሪድዎ።
@mikealehaftu
@mikealehaftu Ай бұрын
11:08 ህዝቢ ትግራይ አጀኩም እንኀአ ከባኩም ተፈጠሮና
@AbrhamHilu-s1g
@AbrhamHilu-s1g Ай бұрын
ሓሳብበሓብተሸንፍእበር፣ራብሻድሕረትእዪ፣ድሑራት
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
እዚ ጀ / ጽድቃን ዝብሃል ጥዕና ዘለዎ ኣይመስልንን ።
@CshggsgsGhshhshw
@CshggsgsGhshhshw Ай бұрын
ወይጉድ
@JemalJemal-l7s
@JemalJemal-l7s Ай бұрын
❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@solomonhaileselasenebromne297
@solomonhaileselasenebromne297 Ай бұрын
ጉጅሌ ልያቡ ካብ 10 ግዜ ስብሰባ ዝሰረቁ ዝተፈናቀሉ ዘይትምልሱ😢
@AChannels.youtube-97r
@AChannels.youtube-97r Ай бұрын
Yes
@CshggsgsGhshhshw
@CshggsgsGhshhshw Ай бұрын
ትክክል
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Ай бұрын
ኣብይ ኣሕመድ ናይ ጎረበት ሃገር ኤሪትራ ሓይሊ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ተገዲዱ ኣብ ዘየርእዮ ውግእ ኣትዩ ምስ ሓይሊ ኣብይ ኣሕመድ ሓይልታት ኣምሓራ ሓይልታት ዓፋር ተዛራርዮም ንህዝቢ ትግራይ ንምጽናት ተሃንዲዶም ንትግራይ ወሪሮማ :: ህዝቢ ትግራይ ድማ ብህወሓት እንዳተመርሐ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ከፊሉ. መኪቱ ንጸላእቲ ካብ ድልየቶም ኮሊፉ ኣብ ማእከል መርየቱ ብጅግንነቱ ኮሪዑ ብክልተ እግሩ ደው ክብል ክኢሉ :: ወረርቲ ሓይልታት ድማ ሓፊሮም ተሪፎም :: ስለዚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ዕዱማት ወረርቲ ሓይልታት ተማሓዝዩ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያዊ ህዝቡ ህዝቢ ትግራይ ብዝፈጸሞ ጽንተት ሰበብ ንህዝቢ ትግራይ ከም ጓና ከም ዘይኢትዮጵያዊ ገይሩ ብምጭፍጫፍ ህዝቢ ትግራይ ምርጫ ( Referendum) ኣካይዱ ምስ ኢትዮጵያ ዶ ይሕሸኒ ወይ ናጽነት ትግራይ ምእዋጅ ኢሉ ብምርጫ ብብዝሒ ድምጺ ህዝቢ ትግራይ ንናጽነት ሃገር ትግራይ ኢሉ እንተ ኣድሚጹ ስዒሩ ትግራይ ልዕላውነታ ከም ሃገር ብUN ተቐባልነት ረኺባ ሃገር ክትከውን ነብሳ ክኢላ ኣባል ሕቡራት ሃገራት ዓለም ክትከውን ብሕጊ ሙሉእ መሰል ኣለዋ ::
@habvito
@habvito Ай бұрын
😂
@gebremedhntsegay
@gebremedhntsegay Ай бұрын
እና መለስኮ ንኤርትራን ንኦረምያን ንአምሓሩን ንዓፋርን እዩ ሰርሑ ንኤርትራ ሃገር ገይርዋ ምስ ባሕራ ንአምሓራ ውን ጎጃም ክ/ር ወሎክ/ር ቅማንት ዝበሃል ዝነበረ ዓባይ አምሓራ ገይርዎም ንኦሮሞ ውን ብቋንቆኦም ክመሃሩ ክዛረቡ ገይሩ ቡዙኹ ነገር ንዓፋር ውን እስካብ ሰርዶ እዩ ነይሩ ቦታና ግን መለስ እዩ ሂቡ መንገዲ ስእኒና ሂዝብና ሰአን መንገዲ ተቸግሩ መለስ ፈላጥ እዩ ግን ነዓና ንተጋሩ ምንም ዝገበሩ ነገር የለን መሬየትና ዝቆረሰ መለስ እዩ
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 Ай бұрын
Ajona 💊💊💊🙏🙏🙏
@SelamFistum
@SelamFistum Ай бұрын
ኣየ የድሮ ዓርክና ኣብርሽ ሰላምሰላም
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዝተደጋመ ጸለመ ካድረታት ኔትወርክ ናዓኹምስ ሸዕብያን ብልጽግናን ኣትዮም ከለው ሓደ ብሓደ ከዳረ እተዘረክብዎም ሕጂ ኣብዚ ኣይ ምወደቅናን ነቲ ኩቡር ጀነራል ጻድቃን ንክትነቅፉ ድርባይ ወዲ ድርባይ ናይ ኔትወርክ ካድረ ሞራል የብልኩምን ሰለዚ ጻድቃን ከምቲ ትብልዎ እንተ ዝኸውን ኔሩ ምስ ኣቢይ ብዘይከርተት ንኹለኽን ከርየኩም ኔሩ ካብ ቡሱል ጥረ ዝወጸ ጀነራል ጻድቃን ንዓና ንምጥፋእ ኢልኩም. ተጸልምዎ እንደገና ንካላኣይ ግዜ ጸለመ እንታይ ይስሞዖ እዚ ጅግና ብጣዕሚ. የሕዝን ሰለዚ እዞም ካድረታት ኔትወርክ ድሮን መጼ ትወድኩም ጠላማት ለያቡ
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h Ай бұрын
ህዝብና ደፊሩ ክዛረበሉ ዘለዎ ፃድቃን ደቁ አብ ውሑሰ አቀሚጡ ሰብሐት ነጋ ምሰ ደቁ በረካ አትዩ አሰፋ አብርሃ ንምንታይ ተመሪፁ ናብ ውዕል ፕሪተርያ አትዩ ይፈተሽ ፃድቃን ቂመኛ አናበልና እንገልፆ ዝተበደለ ከምዝኮነ እዩ ዘመላኽት ከዳዕ ህወሐት አዕብያቶ ንህወሐት ተደጋጋሚ ዝረኸቦ ሐላፍነት ተጠቂሙ ከፍርሰ ሞኪሩ ጠላም ዩ
@peace-x9s
@peace-x9s Ай бұрын
ሕዝቢ ኤርትራ ሻዕብያ ትበሀልጣኦት አምሊኹ አብዛ ሕጂ ዘለዎ ደረጃ አሎ ሕዝቢ ትግራይ እቲ ጌጋ ይደግሞ አሎ ዕሽነት ድአ ይበሀል
@mebrahtomselomon9067
@mebrahtomselomon9067 Ай бұрын
ከመይ ዝበለ ወርቂ ዝኾነ ህዝቢ ዩ ካብቶም መራሕቲ ንላዕሊ ፖለቲካ ዝትንትን ህዝቢ
@angesomhagos300
@angesomhagos300 Ай бұрын
መንጅሪኖ ስልጣን ወሓቢት ከልካሊት ዝገበራ መን እዪ!ስልጣን ዝህብ ዝክልክል ህዝቢ እዪ
@gezuseyoum9115
@gezuseyoum9115 Ай бұрын
ብደም ዉላደን ዝሰከራ። ናይ ክፍኣትን ጥልመትን መሃንዲሳት።
@fthi3585
@fthi3585 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri Ай бұрын
እዞም ናይ ጻድቃንን ጌታቸውን ሳዕብቶምን ክጠፉኡ ኣለዎም
@mesfindesta1033
@mesfindesta1033 Ай бұрын
ንመንእሰይ ዘይትሓሊ
@danielTesfay-td3ty
@danielTesfay-td3ty Ай бұрын
ኢነ ከምዚ ሰብ እዚ ዝወደቀ ናይ ጋዘጠኝነትን ስብእና ዘይብሉ ሰብ ኣይርኣኹን። ውዱቅ ጥረምረ ክኣሪ ዝውዕል ሰብ እዩ
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis Ай бұрын
ኣንታይ እሞ ክንገበር ከዳዕት ተጋሩ እኮእዮም. ጻድቃን ካብ ቐደሙ እንታይ ከምዘድሊ ኣይፈልጥን እዩ ነይሮ
@bg9694
@bg9694 Ай бұрын
ሽረ people I love you so much
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ Ай бұрын
ኣየ ኣሰና ጦብላቅ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ምፍልላይ ውሒድካስ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ውን ንሓድሓዶም ተባልዖም ኣለካ ዝገርም ናትካ ነገር ኢድካ ተረክበላ ኣይክትርሕቅን ያ
@mihretabyemane8847
@mihretabyemane8847 Ай бұрын
ተጋሩ ብጸገምኩም ባ ሓቂ ኣምሊቅኩም ክክክክክ radio weyane ኣብ ሳሕል ዶ በልኪ ክክክክክክክክ Shaebya king legend ሓቂ ቦሎክ በለ
@Yohannes-r3b
@Yohannes-r3b Ай бұрын
መን ኣሎ ኣብ ኣደራሽ እቲ ዝተብሃሎ ዝሰምዕ እቲ ዝተብሃለ ዝፍፅም ሳይጠሩት ኣቤት ሳይልኩት ወዴት ንወጣት ንመፂኢ ዘይእምት
@brhaneTamrat
@brhaneTamrat Ай бұрын
ስላም ከመይ ኣለኩም ተካታተልቲ ምዲያ ኣብ ሽረ ዝግበር ዘሎ ዋዓላ ትከከልኛ እዩ እዝ ዉዱብ ሕዉሓት ብደም ደቂይ ህዝቢ ዝፈሰሰሉ ብኣዕፅምቲ ዝተነደቀ ወዱብ እዩ ኣብቱ ብሮ ሽግር ኪህሉ ይክእል እዩ እቱ ሽግር ህዝቢ ኣክብካ ገምግምካ እዩ ኪወቀስ ዝለዎም እንተዝኣለ ፈቅዱኡ እናዘርካ ጉጂለ ናፈለካ ንዝይዲግፈካ ካብ ስልጣ እናዉረዲካ ንዝዲግፈካ ስልጣን እናሃብካ ዉዲብና ኣይፎቅዶን ኣቱም ኣብ ሞንጎ ትሕንፊሹ ዘለኪም ኣደብ ግበሩ
@MicahelAbebe
@MicahelAbebe Ай бұрын
ናይ ደናቁር ኣኼባ
@samihintsa8429
@samihintsa8429 Ай бұрын
ምሕሳው መዓዝ ሓዱሽ ኮይኑ በላዕቲ ዎለዶ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Ай бұрын
ዳርጋ ኩለን ውልቃዊ መድያታት ኣንጻር ህወሓት ተሰሊፎም ብትሪ ተቓውሞ ጎስጓስ ኣካይዶም እዮም ኣንጻር ህወሓት ምዃን ማለት ሪኦም ንዘይኣምኑ ሰባት ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ምዃን ማለት እዩ ህወሓት ዝኣከቦ ህዝቢ እንታይ ይብል ከምዘሎ ምርኣይ ምስማዕ ብግልጽን ብሓቅን ገምጊምኩም እመኑ ብትሪ ተቓለሱ መናእሰይ ተሰዊኦም እወ ናይ ህልውና ጉዳይ ስለዝኾነ ከምቱ ጸላእቲ ዝብልዎ ትግራይን ትግራዋይን ክህሉ የብሉን ምስዝብሉ ታሪካዊ ፀላእቲ ኮይኖም ውልቃዊ መድያታት ፎቖድኡ ዓለም ንዘለዉ እውን ምቕያር ሓሳብ ክገብር ፈቲኖም አረ ሕደጉ ኣጀንዳና ህዝቢን ህዝቢ ጥራሕን ይኹን እንተዘይ ኮይኑ ግና ትግራይን ትግራዋይን ዝበሃል ዘሎ ክህሉ ኣይኽእልን እዙይ ኣነ ዝብሎ ኣይኮነን ኣራት ኪሎ ዘሎ መንግስቲ ዝሓንጸጾ እዩ ንሕሰብ ።
@yemanenega4127
@yemanenega4127 Ай бұрын
ኣሹ ሜን ንብሎ ህፃን ቆልዓ ነይሩ ናዓይኒ ፍቅሪ ይሕዞ ምስ ሓንቲ ፅብቅቲ ጓል። ካብኡ ኣሹ ሜን ፍቅሪ ሃመይ እዩ ልገብር ሕቁንቁን ኢሉ ይምልስ ነይሩ። እዞም ዓበይቲ ካዳሩለ ፃድቃን(ጀነራል ክይሓወስካ) ትርኢ ተለኹም ታይ ይስመዐኩም ተይልኻዮም ታይ ይምልሱ ኾን? ሕቁንቁን።ፍቅርን ፍርድ ስምዒቱ ሓድሽ ድዩ
@mesfindesta1033
@mesfindesta1033 Ай бұрын
ሕወሓት ጎጃልን ገንፃሊን ዘይ ዲሞክራስን ዪ
@TsegayKide-r9p
@TsegayKide-r9p Ай бұрын
ሱሑለይ ደመይ።❤❤❤🎉🎉
@DestaHayleslase-u5r
@DestaHayleslase-u5r Ай бұрын
እዞም ባንዳታታት ንኻብዶም ጥራይ እበምር ንህዝቢ ኣይሓስቡን እዚኦም ይወገዱ
@yohannes5408
@yohannes5408 Ай бұрын
ብሃፈሻ አሰና ተዘይተሃወኩም ጽብቕ ኢዩ። ጀነራል ጻድቃን ከምኩሎም ንህላዊነት ህዝቦምን ርእሶምን ክሳብ ሞት ዝተቃለሰ ብሉጽ ሰብ ኢዩ። ብቀንዱ ህውሃት ንርስሃትን ዘይብቑእነትን መራህታ ተታኣመነትውን ብኣል እገለ ኢላ ክሳብ ሕጅ ዝሃተተቶ ናብፍርዲ ዘመጸቲ ዊንውን ካብስልጣን ዘፋነወቶ የብላን። በዚ ምኽንያት ህዝቢ ትግራይ ሞትን ምአከራን ውርደትን ይወርደሎ። ህውሃት ቅድም አብርእሳ ትፍረድ ቅድሚ ጀነራል ጻድቃን።
@WediGirmay-o3n
@WediGirmay-o3n Ай бұрын
እውው ኣንታ እዚ ህዝብ ተፀሊሉ እዩ ይመስለኒ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ ኣበይ ዘላ ባዓጋስ መንጀርኖ ዳኣላ እዚኣ ኣበቀደስ ተብሎም ዘላ😂😂
@Mham-h1h
@Mham-h1h Ай бұрын
ሓሰና
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 Ай бұрын
Bekmey eu zewerdi getchow ? That is funny yes 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂✅️✅️✅️✅️✅️
@MogesAtsbeha
@MogesAtsbeha Ай бұрын
👇 እዞም ውልቀ ስብ እዚኦም ናይ አእምሮ ጸገም ዘለወም ናብ አማንኤል ሆስፓታል ክኸዶ አለወም,,,,,,,,,
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ሓሰውቲ ፃድቃን ሓመድ ሊሒሱ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ምስ ብጀጋኑ ፆፄቱ ኮይኑ ናብ ዓወት ዘምፀእ ጅግና ወዲ ህዝቢ ምካኑ ዐለም ዝፍልጦ ግሑድ ሓቂ እዩ።
@HagereyEritrea
@HagereyEritrea Ай бұрын
Tsadkan is fighting for his wealth
@Genet-s9s
@Genet-s9s Ай бұрын
በትትክል አቦ ❤❤❤
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 Ай бұрын
ህወሓት እንተ ጠፊኣ ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ እዪ ዝብል ጽውጽዋይ ገዲፍኩም ንኩሉ ዘሳትፍ ጉባኤ ኮንፈረንስ ኣዳልው። እታ ስራሕ ቀላል እያ ንሳ ድማ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ ንኩሉ። ደዉ ኢልኩም ሕሰቡ በጃኹም።
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam Ай бұрын
ህዋሓት ዋላ ደኪማ እንዳሀለወት ስማ ጥራይ እዩ ዘደግፆም ህወሓት ንክትጠፍዕ ዝሰርሁ ዘለው ትግራዋይ ርዕሱ ከድንን ስለዝደልዩ ሰብ ግና ህወሓት ትጥፋዕ ክንብል ተለና ነስተውዕል አብ ስደት ኮይና አዲ ዘብልና ከንቀርይ
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 Ай бұрын
For sure,hzbi tigray eko reakom eu for 8 month
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Ай бұрын
ጅግና ህዝቢ : ንሸውዓተ ግዳማውያን ሃገራት ኣብ ዓውደ ውግእ ኣለሽ ኣቢሉ ዝሰዓረ : ሕጂ ድማ በውሽጢ በቶም ደቁ ዝበሎም ከሓድቲ ባንዳታት ይፈታተን ኣሎ : ስዒሩ ከምዝወጽእ ድማ ምንም ጥርጥር የለን :: እዚ ነጻነት ናይ ድላይካ ምዝራብ ዝሓርበቶ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ብሓደ ሰብኣይ ንልዕሊ 30 ዓመታት ከም ባርያን ጥሪትን ተቆጺሩ ይድከር ኣሎ ::
@Barry-m3w
@Barry-m3w Ай бұрын
ሸርሙጣ,,,,,,????. ኣይይይ እዚ ድፍረት መንእሰይ ትግራይ ይቕቦሎ???. እታ መልሲ "እወ" እንተኾይና: መንእሰይ ትግራይ ሞሽሙሹ ኣሎ ማለት እዩ!!!!!❤❤
@Mulugeta8615
@Mulugeta8615 Ай бұрын
አነ ክሰምኧ ዝደልይ ጸጊቦም ዝዘሉ ዝጭፍሩን ከይኾኑስ ጠሚዬም ዝተጨበጡ አብ ጸገም ዘለው ሕዝብና አስምኡና
@Weldegabriel24
@Weldegabriel24 Ай бұрын
Assena TV is now, Dimitsie Weyane, two evils!
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 Ай бұрын
ሽረ በቃ ንዘልኣለም ድራማ ብካድረታት ክስረሐኪ ወይ ዓደይ. ብጣዕሚ. ዘሕዝን
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam Ай бұрын
እንታይ ማለትካ እዩ ህዝቢ ሽረ ከምትትብሎ ዝመስል ህዝቢ አኮነን
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 Ай бұрын
@@YitbarekTesfayeHailemariam ካድረ ወይ ወዲ ካድረ ወይ ካብቶም ተጠቀምቲ እተኾንካ ኮሙኡ ክትብ ናይ ግድን እዩ ሰለዚ ንቃባሪ ምርዳእ እዩ ናትካ ዘረባ እበር ሸረስ ህዝባ ብኔትወርክ ሰልጣን ካድረታት ከም ዘይሓልፍ ተጨፍጨፈ ህዝቢ እዩ ወጹ ንኣኼባ ከይትቅጻዓ እዳበላ ዝዘውራ ጉጅለ ልምዓት ትምራሕ ከተማ እያ ኣኻለ. እዚ ንዓመታት ተጠቀሙሉ እዩ ሓድሽ ዘዴ ውን ኣይኮን
@YitbarekTesfayeHailemariam
@YitbarekTesfayeHailemariam Ай бұрын
@@naseralhabshi3895 ትግራይ ካብዝርአ 32 ዓመተይ በል ከአሎ ዝሀወይ
@BoazAtaklti
@BoazAtaklti Ай бұрын
Shire adey hazinelki🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭😆😆😆
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 Ай бұрын
ዓካር ሞኹኑድ ወዲ ድቓላ ውፃእ
@Mkfgiu
@Mkfgiu Ай бұрын
wedi gaenan shalom wetska
@yemaneashebir139
@yemaneashebir139 Ай бұрын
አብይ ይእወት ኣሎ ከምዋዛ
@YOhansarada
@YOhansarada Ай бұрын
ኣቱም ንድብረፂዮን ዝትድግፉ ዘለኹም ብሰንኪ እዞም ዱንዙዛት መራሕቲ ምዃኑ ዘይክትፈልጡ ትኽእሉ ኢኹም ምኽንያቱ ካብጉሓቱ ከይትፈልጡ ገይሮም ኣደንዚዞም መሳርሒ ገይሮም ንኽፉእ ግዘ ዘቐመጥኹም ስለዝኾኑ።
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
00:13
Сам себе сушист
Рет қаралды 4,2 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 201 МЛН