ATV: ኪኖ ኣርእስተ ዜናታት - ትርጉም ዑደት ባህላዊ ጉጅለ ኢትዮጵያ፡ ተውህቦን ብኽነትን ስፓርት ኤርትራ፡ ምስጢር ኣውያት ኢሳይያስ፡ `ወያነ ዶ ወይ ኣነ`

  Рет қаралды 58,947

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com....
GoFundMe: www.gofundme.c....
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер: 217
@weiniamen2404
@weiniamen2404 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሕረቱ ኡውርደልና ሓጥያትና በጺሑ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 5 жыл бұрын
ኤማ ጅግና እንኳዕ ድሓን መጻካ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ 5 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጽቡቅ ገርካ ገሊጽካዮ ኣለካ አማ በሊሕ ሰብ ኣጆካ ቀጽሎ ንድሕሪት ጀይትጥምት
@mussieberhane6085
@mussieberhane6085 5 жыл бұрын
Thank you more Bro & happy holiday to you.
@Senafe-v2r
@Senafe-v2r 5 жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ኣምኑኤል ንዓኻን'ውን ሩሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ይግበረልካ : : ብዝኾነ ነዛ 1993 ኢሳያስ ዝተዛረባ ብዝሕ ሰብ ስለ ዘይሰምዓ ኣብ'ዚ እዋን ምቕራብካ ኣገዳስነት ኣለዎ : : thx bro
@ኮር271
@ኮር271 5 жыл бұрын
Yes bravo ama good analysis keep going
@tsion21axumasmera2
@tsion21axumasmera2 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ አጋላልጻ ገርካ ገልጽካዮ ክቡር ሓዉና ገዛጠኛ አማኒኤል ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@EmmaHaile413
@EmmaHaile413 5 жыл бұрын
My favourite TV channel ever
@ስምኦንንጉሰ
@ስምኦንንጉሰ 5 жыл бұрын
ይበል ትንተና ኤማ ጅግና ቡሉጽ ጋዘጠኛ ዕድመን ጥዕናንን ያሃብካ
@yohannesdesta5829
@yohannesdesta5829 5 жыл бұрын
Thank you to information.
@aronhaile6464
@aronhaile6464 5 жыл бұрын
Amanual jegna amazing analysis ,,,ajoka terah kenhwut ena ,,Stay Strong!!
@freedompeace3359
@freedompeace3359 5 жыл бұрын
🙏❤🌲Merry Chirstmas and Happy New Year 2020 Amanuel and The People of Eritrea🌲❤🙏
@abadieri8870
@abadieri8870 5 жыл бұрын
ኤማ ንዓካ ውን ሩሑስ ሓዱሹ ዓመት
@lavitamaiko4157
@lavitamaiko4157 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen 2020 Ne Hezbi Eritrea Selam yewerdelna
@zakz1724
@zakz1724 5 жыл бұрын
The most loved ATV asena brave Amanuel........Thank you for the deep real Report...keep on keep on good job..yours always admierer.
@mickmouse1605
@mickmouse1605 5 жыл бұрын
ንኩሉ ኤርትራዊ ርሑስ ባዓል ልደት ይግበረልና።
@dereszerai9015
@dereszerai9015 5 жыл бұрын
Amen yigberelna!
@zemigmedhin1829
@zemigmedhin1829 5 жыл бұрын
ከቡር ተባዕ ሓው አማኑኤል ብጣዕሚ ፅቡቅ አብ መሬት ዘይወድቅ መግለፅ 2020 ዓመትና እያ ኢሰያስ ንዋናታታ አረኪቡ ርዕኡ ጠቅሊሉ ዝጠፍአላ ዓመት ክትኮነልና ናብ ልዑል ፈጣሪ ይልምን
@kiliawta
@kiliawta 5 жыл бұрын
Zemi G/medhin why do you care about Eritrea
@tjukk_region2612
@tjukk_region2612 5 жыл бұрын
Kebure hawena Amen Amen Amen
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 5 жыл бұрын
ብሓቂ ትኩር ሓበሬታ: ዒልን ጥዕናን ይሃብካ::
@fishaberhe7324
@fishaberhe7324 5 жыл бұрын
ኤማ ጅግና
@yordanosnegash4462
@yordanosnegash4462 5 жыл бұрын
Ggna wedi eriyy 🇪🇷👍👍👍
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 5 жыл бұрын
Merry ÷X÷mass asena 🌺🌺🌺♥️🇪🇷🇪🇷
@asterkidane2328
@asterkidane2328 5 жыл бұрын
አማኑኤል ንአካ ምሰ ካሉም መሳርሕትካ ሰድራበትከ ርሑሰ በዓል ልደት ሐድሸ ዓመት ይግበረልኩም ንኤርትራወየነ ከአ ሰላም የወረደለነ
@brhaneembaye9992
@brhaneembaye9992 5 жыл бұрын
Welcome ema asena tv
@b.t7164
@b.t7164 5 жыл бұрын
🙏🇪🇷WELCOME ASSANNA 🇪🇷🙏 ♥️🇪🇷MERRY CHRISTMAS 🇪🇷♥️ 🙏🇪🇷♥️THANK YOU FOR GREAT JOB♥️🇪🇷🙏
@yoniyonatan8812
@yoniyonatan8812 5 жыл бұрын
አብ ናይ ሞቲን ሂወትን ኢና ዜለና.. ኤርትራውያን ጅግንነትና ዳግማይ ነሪኢ. ንሃገር ንምድሓን ዳግማይ ናብ ሃገርና ንመለስ. ብፍላይ መንእሰይ ሃገር ኣብ ኢድካ ኢያ.
@abrhethabtemariam2359
@abrhethabtemariam2359 5 жыл бұрын
ኣንታ ጅግና እወ ገሪሙና ኣሎ ካልእ ካብዚ ኣርእስትካ ክዛረብ እንተትፈቅደለይ እተን ትማሊ ዝናዓቃ ዝነበራ ካብ ሰራዊት ጸላኢ ዝወለዳ ኣብ JTV ተገቲረን ክዛረባ ከለዋ ንዕቀት ሰማእታት ኢዩ ካብ ጸላኢ ከይወልዳ መኪነን ዝተረፋ ኣሕዋትና ክንደይ ኢየን ።ብዛዕባ እዚ እውን ግለጽለን ክንዲ ትሕባእስ ትቅላዕ ከምዝባሃል ደም ዘንቡዑና እኮኢዮም።ዳሃር ድማ ከነጣቅዕ ከለና ኣስተዊዒልና ነጣቅዕ መጣቃዕቲ ኣይንኩን ናብ ኣምላክ ምምህላል ኣይንሕደግ ሃደራ ንኩሉ ህዝቢ ኤሪትረያ ሩሁስ ልደትን ሓድሽ ዓመት ሰላም ይግበረልና።
@ghirmayembaye5025
@ghirmayembaye5025 5 жыл бұрын
Thanks AManuel eza kula jegna deksaya nera
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 5 жыл бұрын
Bravo A, thank You 🙏
@missueri9198
@missueri9198 5 жыл бұрын
Right Ema
@ብሊና
@ብሊና 5 жыл бұрын
ዘሕዝን ዩ ናይ በሓቂ፡ ኤርትራዊ ተበራበር ደቂስካ ኣለኻ፡ ኣዉራጃይ ኣውራጃኻ ይጽናሓልኩም ካብዚ ንላዕሊ ዓቢ ጉዳይ ኣለና ጉዳይ ኤርትራ ትህሉዶ ወላ ኣይትህሉ ።
@ichliebedichmeinemutter1001
@ichliebedichmeinemutter1001 5 жыл бұрын
Thanks my lovely brother GBU 🙏🏻
@natnamdi
@natnamdi 5 жыл бұрын
Welcome Amnuel happy new year 2020
@dorinegashhailu6543
@dorinegashhailu6543 5 жыл бұрын
ኤማ ሓውና ክማኻ ዝ ኣመሰሉ የብዛሓዮም የሰስኖም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክ እግዚኣብሔር ድማ ምስኻ ይኹን ኣጆኻ ናይ ኣዋርሕእምበር ናይ ዓመታት ጉዳይ ምልካዊ ስርዓት ግዜኡ ኣኺሉ ኢዩ ።
@danielmilydl
@danielmilydl 5 жыл бұрын
Excellent Job Ema happy new Year May God bless you and bless your lovely family
@yacobabraham8380
@yacobabraham8380 5 жыл бұрын
Ema tsbuk gierka tfeltom nhgdef nska eka ajoka
@f.s9517
@f.s9517 5 жыл бұрын
Yehwat zmlseley do alo eza semeyawit xaeda keyah esi nay mntay mlkt eya ?bandera dya ? Ente koyna nay agazyan koyna tsmaka ! Hakey dye ?
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 5 жыл бұрын
Ama hawna naka ewn rhus beal ldet ygberelka. 💐💐
@micaelmehari2294
@micaelmehari2294 5 жыл бұрын
ኣጆካ ጅግና ሃገር ኣብ ጎንካ ኣለና ኢሰያስን ሳዓቡቱን ኩጎሓፉ ኣለዋም ሃገር ሰላም ክወ ርዳ እንተ ኮይኑ እንበር እዚይ ጨኻን ስርዓት ኢዩ የሕዋተአይ ኩላትና ክንፈልጦ ዘለና ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
ይበል ትንታነ ክቡር ተጋዳላይ ሓርበኛ ጅግና ኣማኑኤል እያሱ ንበረልና ክበረልና ፣ ናይ ኤርትራና ናይ መጻኢ ሚንስትር ዜና ኢለካ ኣለኩ ፣፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@eduyohannes5004
@eduyohannes5004 5 жыл бұрын
Yes Emma
@tesfamichaelghebrehiwot8929
@tesfamichaelghebrehiwot8929 5 жыл бұрын
ብራቮ ኤማ መዝሚዝካዮም ጥራይ ዘይኮንካስ ን ህግደፍ ርእሶም ኢካ ፈቲሽካዮም ናይ በሓቂ ኣጆካ ኣብ ጎድንካ ኣለና
@teklewoldeyohannes6841
@teklewoldeyohannes6841 5 жыл бұрын
Merry Christmas and happy new year ATV Asena
@banahagos1930
@banahagos1930 5 жыл бұрын
kubur amanual bisul tintena timhrtwe eyu . nkanstewal egziabiher yhagizena. yekenyelna admen tianan yhabka. Eritrea hagerna nzelalm timber. rhus bal lidet kemawin rihus hadsh amet ygberalka mis bête sabkan mesarhtikan.
@abdellamehamed7776
@abdellamehamed7776 5 жыл бұрын
ስሚ ውን በብቅሩብ እንተተላማምድካዪ ከመቅጽበት ኣይጎድእን ኢዩ ፡ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ነቲ ሓንንቲ ዓባይ ኢትዮጵያ ዝብል ሕልሚ በብቅሩብ የለማምድዎ ኣለው
@fthi3585
@fthi3585 5 жыл бұрын
Bhakie100%
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 5 жыл бұрын
True
@mulorhaile8492
@mulorhaile8492 5 жыл бұрын
Good job ATV keep going on. the time is not far to change the situation what are face right now in Eritrean. GOD BLESS YOU
@tesfalemfadega813
@tesfalemfadega813 5 жыл бұрын
Thank you more Ema merry Christmas and happy new year
@solomondebas6595
@solomondebas6595 5 жыл бұрын
Zemene rahwa egberelna adna knatu
@abebatareke4552
@abebatareke4552 5 жыл бұрын
Great jobb Amaniel happy new year GBU
@hareguwoldu1704
@hareguwoldu1704 5 жыл бұрын
Merry Christmas 🎄 and happy new year Emma wedi Hizbi 🙏🎄❤️
@fukadutesfailujam2984
@fukadutesfailujam2984 5 жыл бұрын
Dew belelna amaniel koriada Seabtika deki hamasen.
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 5 жыл бұрын
Thank you for your hard work. I wish you and your team a Happy Holiday Season.
@jesusismypover4939
@jesusismypover4939 5 жыл бұрын
አንቱም ጀጋኑ ኤርትራውያን ካብ አስመራ ኤርፓርት ንካርሸሌ የእትዉዎ ነዚ ወዲ መድህን በራድ ምስ እቶም ሳዐብቱን ገበነኛ በላዒ ሰብ ገበል
@mfh8140
@mfh8140 5 жыл бұрын
Xebuk hasab eu Emma, gigna W hizbi.♥️♥️♥️
@AhmedMahmoud-mf5hc
@AhmedMahmoud-mf5hc 5 жыл бұрын
Yes ema
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
*ሞ ነዞም ኣብ ሓንቲ ጃልባ ንክህልዉ ኩነታት ዝመደቦም ግን ከኣ ዘይፋለጡ መታን ንኽፋለጡ ጽዑቕ ጎስጋስ ናይ ኣሰና የድልየና ኣሎ ኤማ ሓዉና*
@ngell2908
@ngell2908 5 жыл бұрын
አማንኢል ከመ ኩሉ ግዜ ዓምቅ ምስትዋዓን ትንታነካን ኩሉ ርእግጽን ሐቅን እዩ እስቲ መስተዏዕልን ዝሰምዓን እዝኔ ይርከብ ምእንቲ ህዝቢ እርትራ ካብ ዘላኢለም ጥዕሳ ክድህን ናይ ህዝባ እርትራ ፍትሕን ስላምን ሐድስ ዓመት ይገበረልና ናአካ ከአ መዋእልን ጧዕና ይሃቤካ MERRY CHRISTMAS Neghesti (Canada)
@hdhjsjns
@hdhjsjns 5 жыл бұрын
Btami nitsur tintna
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 5 жыл бұрын
ሓቂ ዘረባ እዩ ዕድመኻ ይንዋሕ አብ ሓቂ ንበር እዙ ሓወይ
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 5 жыл бұрын
ባህሊ ምስ ትግራይ ኢና ክንለዋወጥ ዘለና
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 5 жыл бұрын
Asmaer Asmaer ወይ አንታ አሻ ንሳቶም ፉንፉናት አይኮኑን ደይ ጀጋኑ እዪም በል እምብአርከስ ክትፈልጥ ኢሳያስ ድገዝአካ ደሎ ትግራዋይ እዬ መቼም እዚ ሃወይ ወይ ሓፍተይ እንታይነትካ ሃቢኢካ አስመሪ አሰመሪ ስለድበልካ ፆታኻ አይፈለጥክዎን ከይደፍረካ አቢ ዲኻ ንኡሸተይ አዚ ሃወይ ካብ አምሃሩ ሃረድትኻ ትግራዎት ብቋንቋ ብባህሊ ሃደ ድኾና የኽዋት ኢና እሞ እዚ ሃወይ ኢሳያስ መንእስያት ኤርትራውያን ይበልዕ አሎ ተበራበር ምዕንጅል
@abindorkloko5818
@abindorkloko5818 5 жыл бұрын
ርሑስ ልደት ንኩሉ ህዝቢ ዓለም ናይ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኣፍሪቃ ዝነቅሓሉን ዝምዕብለሉን ዓመት ይግበረልና
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
*ልክዕ ኣብ ገርገራ ሰራዊት ኦሮሞን ኣምሓራን ጽዑቕ ታዕሊም ክወስዱ ኣነ ናይ ዓይኒ ምስክር የ ገይሸ ናብ ኤርትራ ኣብ ዝኸድክሉ ግዜ*
@yonisabrha8887
@yonisabrha8887 5 жыл бұрын
Hji diu imo gemiru Orom amhara kalotn da kulu gzie nerom hji teberabirka malet diu
@fthi3585
@fthi3585 5 жыл бұрын
Ema bhaki 100% werar iyom zekayidu zelewu nitie miskien hade zeyfelit dihri nasnet zitewelde menisey fikri hadinet mihiwas hade ina ilu yelamamido iyu zelo sibah izie weldo izie Ethiopia ika Enteyilomuwo bekelilu kimbirkek yikiel iyu ema
@onelovehumanityfirst4072
@onelovehumanityfirst4072 5 жыл бұрын
Lets us unity to bring freedom and justice in eritrea 2020
@tesgeb7516
@tesgeb7516 5 жыл бұрын
ኤማ ጂግና ኢዚ ስርዓት ብገበናት ዚተማረሰሒ ኢዩ መሒቢኢ ስልጣኑ ኢዩ ዚገብር ዘሎ ምስ ከምኡ ዛኣምሰሉ ኮይኑ ኒኢረትራዊ ደስ ዝብሎ ስራሕ ኣይክሰርሕን ኢዩ ተፈልጡ ኢዩ
@habtombahta676
@habtombahta676 5 жыл бұрын
ኤማ ርሑስ በዓል ልደት ምስ ሰድራኻ ጽቡቅ መግለጺ
@yionasmeles5507
@yionasmeles5507 5 жыл бұрын
ኣማን ሓውና ዋላ ግልፅ ኣይኒዛራረበሉ እምብር ኩልና ተጋሩ ማለት ኣብ ትግራይ ዘለና ብደምቢ ፈሊጥናዮ ኣለና ህዝቢ ኤሪትራ እውን ተረዲኢዎ እዩ ይቅሪ ህዝቢ ኤሪትራ ሰራዊት ኤሪትራ እውን ብደንቢ ዝተረደኦ እዩ ምክንያቱ ሓቢሪና ኢና ንውዕል ካብቶም ትግሪኛ ፈዛረብቲ ኤሪትራውያን ወታደራት ቡዙሕ ዝተረዳእናዮ ነገር ኣሎ ስለዚ እቲ ንስካ ትዛረቦ ዘለካ ዘረባ ድማ ንቡዙሓት ኤሪትራውያን ስለ ዘምህር ብዝበለፀ ክሪደኦም ይክእል እዩ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ግን ደስ ዝበለኒ ዘረባካ ንዓይ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤሪትራን ኣብ ሓንቲ ጃልባ እዮም ዘለው ትብል ዘረባካ ንትውልዲ ትከውን ብትክክል ስለ ዝገለፅካዮ ህልውና ናይዞም ህዝቢታት እዚኦም እውን ተማሳሳሊ እዩ ወያነ እና ሻዓብያ ኣብዘየድሊ ኩናት የእቴሙና እንበር ኣብዛ ሕጂ ድማ ብዘይ ምሪድዳእ ዋላ ይኩን ኣብ ሓንቲ ጃልባ ኣለው ትብል ዘረባካ ንዝሓስብ ሰብ ከቢድ እዩ ምክንያቱ ስለ ንፈልጦ እውን እየ ኣነ ምስ ቡዙሓት ወታደራት ኤሪትራ እየ ዝራከብ ኣብቲ ግንባር ኣብዛ ሕጂ እዋን እታ ዝበልካያ እያ ዘላ እሞ በሪትዕ ትምህሪትካ ቀፂለሉ ሓደ ማዓልቲ ሓሳብካን ትህቦ ዘለካ ትምህሪት ንትውልዲ ዝከውን እዩ።
@zenebeabera4965
@zenebeabera4965 5 жыл бұрын
Amanuel" give a logic explanation about issaias and Abiey what being done and I like his truth clarification.
@aman-wg1bz
@aman-wg1bz 5 жыл бұрын
Oh I Ema. I too love to here from Esias. Also It was too painful to watch what ,he was saying
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 5 жыл бұрын
ሩሑስ ባዓል ልደት ንኽልና ሐያልን ኣብ ሐቂ ዘተምርኮሰ ተንታኔ thank u
@alexgmedhn9572
@alexgmedhn9572 5 жыл бұрын
ኢሰይያስ ጽሉል ዓንዳሪ ዕቡድ ከልቢ ተባሂሉ ክግለጽ ከማን ሓላል ኢዩ እዚ ጋኒን መጽነቲ ኤርትራውያን ብደም ሰብ ዝሰክር ሰኽራም።
@moses9882
@moses9882 5 жыл бұрын
ብወገነይ ህላወ ህዝቢ ትግራይ Eritrea Xegemna ሓደ ዩ,, አዚ ህዝቢ አዚ አንታይ ይግበር? ህዝቢ Eritrea ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ይኹን. ህዝቢ ትግራይ ከኣ ኣብ ጎኒ ህዝቢ Eritrea ykun. ሰናይ ጉርብትና አንዳተሓጋገዝና nEseyas ንቐድሞ. አሞ where is the Problem ንበል? 1ይ, All party ኣብ ደገ ዘለዋ ኣብ ሓደ ይኹና. መሪሕነት ይገበር. አዚ nay ደገ መራሒ ከኣ ከም ወኪል ምስ ህዝቢ ትግራይ ይራኸብ ንሕና ከኣ ኣብ ጎኑ ንኮውን. ኣብ ውሽጢ Ertitrea ከኣ Hayal ውዳበ ንገብር. ህዝቢ ትግራይ party ብፍላይ ባይቶና Ente Elect ኮይኑ ንዓና xbuk ዩ. ህውሓት የላን ማለት ዩ, ተሪፍና ዘሎ ህግደፍ ዩ ነዚ ከኣ ብሓደ ኮይና ምሓውሩ ንብቶኮ. ህዝቢ ትግራይ ሓውና nay zelalem ዩ. That is the truth. ኤሰያስ አንተ ተኣልዩ ህዝቢ ብዓሉ ክራኸብ ዩ.
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
እቶም ዝነቕሑ ብቀደሙ ኣብ 1993 ኣለልየሞ፡ ክኸዉን ዩ ከኣ ዘይተርፍ ኢዩ ሓደ ጅግና ተሳኢንዋ ዛ ሃገር
@mesfin818
@mesfin818 5 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ተበራበር ፡ተበራበር፡ ተበራበር ኣብ ልዕሌኻ ዝግበር ዘሎ ኣሽካዕላል ተገንዘቦ!!! ጉጅለ ባሕሊ ኢትዮጵያ አብ ኤርትራ ካብ ከረን ጀሚሮም ዑደቶም ኣብ ድሮ ሓዲሽ ዓመት ኣብ ኣስመራ ክዛዝምዎ ፡ካብ ኢትዮጵያ ውን ካብ ኩሉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝተዋጽዑ ቁጽሮም ብርክት ዝበሉ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ድሮ ዓውድ ዓመት ክህወስዎምን ቅድሚ ምሕዋስ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ምውህሓድ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ቅሉዕ ጌሮም ብዑ ኣቢሎም ካኣ ቀሰይ አንዳበሉ ህዝቢ ክላመዶ ምንቅስቃሳት ዝጅምሩሉ ዕለት ክከውን ዩ ተወጢኑ ዘሎ. ተበራበር!!!
@mesfin818
@mesfin818 5 жыл бұрын
@@Peace-j1l ኣይትፈልጦን ኢኻ ምበር ገዓት ኣብ ህብረትስብ ኤርትራ ዓቢ ክብሪ ን ተራን ዘለዎ መዓዛዊ ምግቢ ዩ። ክንድምንታይ ኣብ ሓንጎልካ ጎሕፍ ውድ ጎሓፍ አንዳ ወስኹ ከደምቶም ከምዝገበሩኻ በግልጺ ተፍልጥ ኣለኻ።ሕጂ ውን ተበራበር ።
@almazmehari4160
@almazmehari4160 5 жыл бұрын
Merry Christmas end Happy Year your Familie
@guittomgebre5106
@guittomgebre5106 5 жыл бұрын
Merry Xmas and happy new year 2020 nkulkum adalewti Radio Assenna
@tsion21axumasmera2
@tsion21axumasmera2 5 жыл бұрын
ንኹልኹም ድማ ርሑስ በዓል ሓዱሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልና ናይ ሰላም ራሕዋን ፍቅሪ ይግበረልና ፈጣሪ።
@fkreykahsay5641
@fkreykahsay5641 5 жыл бұрын
Ema jgna edmen tenan yhabka fetari
@feruzghirmay8617
@feruzghirmay8617 5 жыл бұрын
amunel eyasu jegna edmen tenan yhabka amlak
@teklamariamyakob8634
@teklamariamyakob8634 5 жыл бұрын
ክቡር ተባዕ ሓውና ኣማኑኤል ኢያሱ መጀመርያ ንዓኻ ውን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ።እዛ ሎሚ ዘቕረብካያ ናይ 1993 ዝተኣረቦ እቲ ደመኛ ህዝብና ልክዕ ዕላምኡ ዩ ጸኒሑ 20 ዓመት ማለት ዩ ቲ ዝበሎ።ንኹሉ ህዝቢ share ንበላ እዚኣ ።ምርፍትሒ እንታይ ይሓይሽ ክንሓስብ ጽቡቕ ዩ።
@goitomtewelde4569
@goitomtewelde4569 5 жыл бұрын
True Ema that is why he left to Ethiopia "to do this plan" We Eritrean should be aware at this time"
@okuteferiabai339
@okuteferiabai339 5 жыл бұрын
Welcome back. Merry Christmas and Happy New year!!!!!!
@ሑቡንብኣድሊስዎኣኽሱም
@ሑቡንብኣድሊስዎኣኽሱም 5 жыл бұрын
ይበል ትንተና ኩቡር ኤማ ወዲ ህዝቢ
@lulrbahri
@lulrbahri 5 жыл бұрын
True
@lucheagirmatsion6350
@lucheagirmatsion6350 5 жыл бұрын
Merry Christmas and happy new year Ema hawey!
@samueltesafy2322
@samueltesafy2322 5 жыл бұрын
Ema hawna Niaka kia Edmen Tenan Ab Srahka Aweten Asalton ms Mesarhtka Nemne Wedi Hzbi
@zementekeyrkani3463
@zementekeyrkani3463 5 жыл бұрын
Well dane ema happey new year
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 5 жыл бұрын
ኤማ ጅግና ቁኑዕ ሰብ ካብ ጥቅምካ ጥቅሚ ሃገር ተቀድም ሰብ ምካንካ ዓለም ዝፈልጦ ሓቂ እዩ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ትቃለሰሉ ሓቂ ኣብ ትደልዮ ክበጽሕ ንምነ
@brandonben5990
@brandonben5990 5 жыл бұрын
Weyenen hzbi Eritrean hade eu Elamu n Esyias nmtfaa hade eu elamana ntahababer tegaru bejakum kem qedemna💪🏼💪🏼💪🏼
@samisamuel6782
@samisamuel6782 5 жыл бұрын
*ይደገም፡ ይደገም ፡ይደገም*
@dereszerai9015
@dereszerai9015 5 жыл бұрын
Welcom ASSENA & Happy new year
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ኣሎዃ ኤማ ኣጆኹም ንዓድኹም ከምዚ ዝበሉ የማን ፀጋም ግን ድማ ጭቡጥ ብልሒ ብዘለዎ ትንተና ፖሎቲካ ከተስፍሕዎ ኣለኩም። በተለይ ምስ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ዘሎ ድልየት ህዝቢ ብቲ ህዝቢ ንኽፍታሕ ክትጎዩ ኣሎኩም።በተለይ በተለይ ወያነ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ህዝቢ ትግራይ ፈልዩ ንሓንቲ ማዓልቲኳ ፈልዩ ጠሚትዎ ኣይፈልጥን። 👉 እቲ ስጋዊ ሕዉነት ከይኮነ እቲ ዘይንቕነቕ ቃል ወያነ ብድልየት ህዝቢ ኤርትራ ብነፃነቱ ከይተደራደረ .. #ወያነ ንባዕሉ ንመስዋእቲ ኣብ ኢትዮጵያዊያን ክገጥም ንህዝቢ ትግራይ ከፊሉ ንህዝቢ ኤርትራ ነፃ ክነብር ዲሞክራሲያዊ ዉሽጢ ዓዱ ግን ባዕሉ ህዝቢ ኤርትራ ንኽዉስኖ ብሙሉእ ልቡ ፈሪሙ ኣረኪብዎ እዩ። #ወያነ ንህዝቢ ኤርትራ ብኢሳያስ ይሽነፍ ወይ ይወድቕ ኢሉ ንሓንቲ ግዜ ዋላኳ ሓሲቡዎ ኣይፈልጥን ነይሩ። #ዳሓር ግን በተለይ ድሕሪ ኵናት ህዝቢ ኤርትራ ንኢሳያስ ኢዱ ክህብ ኣይተፀበዮን ምኽንያቱ ንምንታይ ንዋጋእ ምስ ተጋሩ ኢሉ እምቢ ኽብሎ ሓሲቡ ነይሩ።ኣይንዋጋእን ብምባል ክኣብዮ ነይሩዎ ዝብል ግምት ወላ እንተነበሮ...... ከምቲ ዝተፀበዮ እኣይኮነሉን ንወያነ 👉 ጨካን ትዕቢተኛ ገፋዒ ኢሳያስ ግን ወያነ ካብ ገድሊ ጀሚሩ ሓሳብ ኢሳያስ ይፈልጦ ኔሩ እዩ።#ብዝኾነ ደለይቲ ፍትሒ ቀንዲ ምስ ህዝቢ ትግራይን ወያነን እታ ቀዳመይቲ ቃሉ ዘይዓፅፍ ወያነ ንህዝቢ ኤርትራ እንኮ ዝዋደቐላ ዝነበረን ዘሎን ዝነብርን ሙዃኑ ከም ትግራዋይ ስለዝልጥ እየ።ሕማም ኣለዎ ሓዉ ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ጨካናት መራሕቲ ኣምሓራ ዝተሳቐዮ ቃልሲ ዘጀመሮ እዉን የሕምሞ እዩ ኔሩ። ስጋኡ ሕዉነቱ ህዝቡ ጌሩ እዩ ዝወስዶ እዉን!! 🌲🌺🌲#ክልቲእን ኣዶ ጀጋኑ ተጋሩ ሙዃነን ከይትዝንግዑ 👉 ምዉዳቐን ኮነ ክህልዋን ሓደ ዓይነት ዕጫ ኣለወን። #ወላ ገገዛአን ይኹና እንተበሉ ፖሎቲከኛታት👉 እቶም ህዝቢታት ግን ሓደ እዮም ኣይፈላለዩን ሓገዝኸኩም ኣብዚ ከባቢ እዚ ክኸዉን ይግባእ
@natsanetberhe2369
@natsanetberhe2369 5 жыл бұрын
Jigna Ema Hawuna Eritrea is dying slowly, but you are doing your part brother. No quilt feeling. Nay bhaki wedi jeganu eka But remember majority of our people are in deep sleep. Lack of education has part to play too.
@eyobsiele6417
@eyobsiele6417 5 жыл бұрын
Amanuel Jigna kemaka ashihat yweledu. ajoka!!!
@helensemere6204
@helensemere6204 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ህዝቢ ኤርትራ እዚ ሓሳብ እዚ ንኤርርትራ ሰላም ንምምጻእ እምበሪ ንምክፍፋል ኣይኮነን ንሕና ኤርትራዊያን ካብ ዓለም ዝበለጸ ሓንጎል ዘለና ቀልጢፉ ዝርዱእ ሓንጎል ዘለና ሰባት ኢና ሓንቲ ኤርትራ ንክንምስርት እክኣ ግዘ ኣይወስደልናንዩ ።መሶገሚ ክንፈጥር ለይትን ምዓልትን ከይደቀስና ብሃገርና ጉዳይ ንሳቀይ ዘለና ምእንታን ዕረፍቲ ክረከብ ሓንሳብን ንሓዋሩን ንመጨረስታ ግዘ ንህግደፍ ኣጥፊእና ክንገላገል ግድንዪ
@lulrbahri
@lulrbahri 5 жыл бұрын
ብፍላይ እዚ ናይ ኣምሓሪኛ ክንጥንቀቀሉ ኣለና ቋንቋናን ባህልና ስለ ዝመሳሰል ምስናትና እንዳ ረዓመ ክወረና ይኽእል እዩ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 5 жыл бұрын
ኤርትራዊ ኮንካ ደጋፋይ ዶ ተቃዋማይ ነዚ ናይ ክድዓት ዘረባ እንዳሰማዕካ ከመይ ኢልካ ቀሲንካ ትነብር ሕስብዎ እሞ ካብ 100 ሽሕ ንላዕሊ ጀጋኑና አጥፊእና ዘምጻእናያ ሀገር ሲ ምስቶም ጸላእትና ሐደ ኢና አይከሰርና ን ይበሃል ንምንታይ ደአ ናይ 30 ክርተት ሐሊፉ ስማእታትና አይስምዕዎ ነዝስ እንታይ ኢሎም ኢዮ ም ከመኽንይሉ?
@rozaabreha6862
@rozaabreha6862 5 жыл бұрын
ኢሳያስ ህልሙ ድአ ንኤርትራ ናብ ኢትዬዽያ እንድዪ ክመልስ ህልሙ ደሎ
@zemen9194
@zemen9194 5 жыл бұрын
An excellent explanation Amanuel. Degefti hgdf giena nay Isseyas wudit ayteredeAomn alo.
@danielasfha8898
@danielasfha8898 5 жыл бұрын
ኤማ አንበሳ Merry christmas and Happy new year 2020 ንዐኻን ንመሳርሕትኻን እንዳበልኩ ፡ እዛ 2020 ንህዝቢና ናይ ራህዋን እፎይታን ፡ ንወዲ መድህን በራድ ( ወዲ ብዳማ ) ኮራኩሩን ከአ ገመድ ሳዳም ሁሴን አብ ክሳዶም ሸቀቅ ዝብሉላ ዐመት ይግበራ አአአሜሜሜንንን !!!
@helensemere6204
@helensemere6204 5 жыл бұрын
ኣንቱም የሕዋተይ ክንዕወት ተኮይንና በብ ኣውራጃና ንጠርነፍ መን ወድ መን ክኣ ነቲ ጸይቂ ክንፈልጦ ነናትና ንቅድም ንተኣካከብ ነዚኣ ዘረባ ክኣ ናይ ብሓቂ ዝብለኩም ዘለኩ ጸላኢና ካብ ኢሳያስ ጀሚርሩ ነዚኣ ዘረባ እዚኣ ኣይፈትዋንዩ
@demhai4560
@demhai4560 5 жыл бұрын
Assenna satellite is my legitimate voice!
@dragonbaba410
@dragonbaba410 5 жыл бұрын
እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት ዝይፈልጦ የለን ግን እንታይ ምግባር ይሓይሽ ? እቶም ኣድገበቕሊግን ነዚ ዘስተውዕል ልቢ ብፍጹም የንሎምን ።
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН