ATV: ምሩኻት ሰራዊት ኤርትራ፡ `ዝገጠመና ባዕልና ጥራይ ኢና ንፈልጦ - ካብዚ ናትና የድሕንኩም` ይብሉ ምሩኻት ሰራዊት ኤርትራ

  Рет қаралды 33,879

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 101
@winvms2148
@winvms2148 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ናኢድኩም ይሃብኩም ቁሩሱሳት ጎረቤት ኣብ ዓድና ሰላም ከሊኡኩምና
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 2 жыл бұрын
ጸላኢኹም ይንባዕ😭😭ዓሕ ኣቦታተይ ብላሽ ባ የጥፋኣኩም ኣሎ።
@NaxiteygalwikroTDfking
@NaxiteygalwikroTDfking 2 жыл бұрын
ዕድለኛታት ኢኩም እንኳዕ ኣምላክ ኣዉፃኣኩም🙏🥺😓😓😓
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 2 жыл бұрын
ናይ ኤረትራ ወትሃደራት ታሪክ እዚ እዩ እቶም ደናቁር ህግደፍ መንደላይ ዝብልዎም ግን ኣብቲ ደንቆሮ ሓንጎሎም ዝተቀረጸ እምበር ናይ ኤረትራ ወትሃደራት ካብ ወዲ 70 ክሳብ 17 ናብ ኲናት ብግፋን ብማእሰርትን ዝጥበስሉ እዚ እዩ።
@ሰላማዊ
@ሰላማዊ 2 жыл бұрын
ወዲ 60 ዓመት ናብ ኩናት። ኤርትራዊ ሙዃና ፎኦ። ነዚስ ኩራዕ ከኣ ተባህሊለይ። ደሓን ግን ዋጋ ከክፍሎም አዩ።😢
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ ዓደይ
@falfila5219
@falfila5219 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ መንደላይ ኩራዕ እንዳበሉ እባ ሰብ ጠጢቆማ መሳኪን ኣቦታትና እንቋዕ ብ ሂወት ወጻኹም
@ephar133
@ephar133 2 жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራስ እምበርዶኸ ከምህዝቢ ክህሉድዪ ዝሕፍርን አስጋኢን ኩነታትን እዩ ክኸውን
@jamelahfeli1456
@jamelahfeli1456 2 жыл бұрын
አድሀነት አፈ ፃህሊ ናይዞም አቦታት መሰቃ ይሀብኪ ኩሉኹም አቱም ህደፍ ተረፈ ደረግን የህደአ መሰቃ አዞም አቦታት ይሀብኩም አልሀምዲላህ ብሂወትኩም ምትራፈኩም ፅቡቅ አየ አለልሀምዲሊላህ በሉ ረቢ ሰለም ገይሩ ናብሰድራኹም ናብሰድራና ይምለሰና ባአሉ ጎይታ አዞም አእድግ ከአ እሸአላህ ረቢ ማአረይ ካብዛ መረት ጠረሹ የጥፈአዮም 🙌🙌🙌አሰና ድምፂ ዊፅአት ረቢ ይሀግዝኩም 🙌🙌🙌💙💙💙💙
@KbromEsak-rz2dk
@KbromEsak-rz2dk Жыл бұрын
ተጋሩን ከምዚ ብኮታት መቃልዒ ረኺቦም ድኣ ኣየ ኣሕ ኣንታ ዉጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ኣሕ🇪🇷
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሕዝን እዋይ የሕዋተይ
@feralmtesfay1571
@feralmtesfay1571 2 жыл бұрын
አብ ዓለም ከም ኤርትራውያን ሑሱራት ቀተለቲ አሕዋቶም ሪኤ አይፍለጥን በስማአብ ጭቃኔኹም ግን በሰላም አይትነብርዋን ማርያም አክሱም ትፍረድኹም ክንደይ ህፃዉንቲ ቀቲሎም እዚኦም ዳአ ዓሕ ህዘበይ መፃወቲ ጨካናትን አረመኔታትን ኾይንኻ 💔
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 жыл бұрын
ተገዲድና ክብለካ ከሎ ኮ እታ ነብሱ ናይ ኢሰያስ እምበር ናቱ ከምዘይኮነት እዩ ዝነግር ዘሎ ። እምበር ኣብኡ ሞት ኣብ ትግራይ ኣቲኻ ሞት
@desbelekedane
@desbelekedane 2 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ቲቪ ኣሰና
@senaysenay4904
@senaysenay4904 2 жыл бұрын
ዓዓዓዓዓ ዋና ዝሳአነ ህዝቢ
@abebaberhe2161
@abebaberhe2161 2 жыл бұрын
አቦይ ኂማቒ ጎሪኩም ኢዚዐዶ ቲሒሽ እጉሩኹም ምስተቀርሰሙኩም ዶ ትግራይ ቲሲኢር
@memrir4660
@memrir4660 2 жыл бұрын
እዋይ ህዝብታት ዝረኸቦ ምዓት ረቢ እዶም ይሃቦም ሓራግጽ
@peaceandLove-r2k
@peaceandLove-r2k 2 жыл бұрын
ኣሕ እዋይ ኣነ ህዝበይ ረክብዋ ዘሎ ውድቀት ንሰርዓት ኢሰያስ ምስ ደቂ መዛሙርቲ!!
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 2 жыл бұрын
O wedi adey Edagadhna😭🙏
@lunabella1677
@lunabella1677 2 жыл бұрын
😭💔
@hulufalem5572
@hulufalem5572 2 жыл бұрын
Ahhhhh 😢😢 abotatay ajokum eske dahan 😢
@WTM6136
@WTM6136 2 жыл бұрын
ዋይ ኣነሕዋተይ 😭😭😭
@RR-zf3zm
@RR-zf3zm 2 жыл бұрын
😢😭😭😭🤔
@erkcyforchrist.G.H.M.
@erkcyforchrist.G.H.M. 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭❤️
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 2 жыл бұрын
ኣነ ዘይተመለሰለይ ሕቶሲ ተገዲድና ኢና ይብሉ ኣለው ሐራይ ተቀቢልና ኣዴታትን ህፃናትን ኣይኮነን ብጭካኔ ክትቀትል ክትዛረቦ ኳ ኣዝዩ ዘፍርሕ ተግባር ኢዩ ንምንታይ እሰከ ብሕሊነኦም ተወቂሶም ኢዶም ዘይህቡ እንድሕር ተገዲዶም ወይ ካኣ ምስ ሰራዊት ዘይዋገኡ ኣቱም ሰባት ግደፉናንዶ ኣይተዓፍኑና
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
ሂወቶም ንከዉፁኡ እምበር በተለይ ዞም ዓበይቲ ነባራት እዮም እዚኦም እዮም ከዓ ዓድና ዘዕነዉዎ የሕዋትና ዝርሽንዎ ኣዴታትና ዝደፈሩ ንታዓዘቦም እሞ ናይ ኩሉ ሙሩክ ቃል እኮ ሓንቲ እያ ቅድመ ምምራኮም ዝተማከርዎ እዩ ምትሓዞም ስለዘይተርፎም ስለዝፈልጡ ኮነ ኢሎም እምበር ዝተገደደ ገዛ ኣየቃፅልን ኣይስርቅን ኣይዕምፅን ኣይጭክክዉን 100% ሓስዉቲ
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
ኣይተገደዱን እምበር ምስ ኣተዉ ክሳብ ዝማረኩ እንታይ ክገብሩ ይጸንሑ ኢዶም ዘይህቡ ክንደይ ዕሸላትና እባ ኣርጊፎም ኣለዉ 💔😭☝🏽️☝🏽️☝🏽️እዚ ዓይነት ኣዘራርባ ኣይሰርሕን ድሕሪ ሎሚ ኣብ ትግራይይይ ኩሉ ዝኣተወ ናብ መሬትና ንዓና ከጽንት ተሰማሚዑ እዩ ዝኣቱ ዘሎ ዋላ ንወያነ ይኩን ወያነ እኮ ወዲ ህዝቢ ትግራይይይ እዩ ቀልዲ የለን:: ጅግና እዩ ክኣ ሓላዊ ወደቡን ህዝቡን ኣብዘይ መሬቱ ኣይርከብን እዩ እንተተንኪፍኩሞ ክኣ ከብኺቡ ኣብ ዓድኩም የእትወኩም :: በጃኹም ስቅ ንበል ባዕሎም ፈትዮም እዮም ዝኣቱ ህዝብና ከጽንቱ ግን ድሓን 💔💔💔😭😭😭
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 2 жыл бұрын
@@Tigray122 ኣነ እውንኮ ከምኡ ኢየ ዝብል ዘለኩ
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
@@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ ጽቡቅ ኣለኪ ዝያዳይ ንሕሰበሉ ከምኡ እንዳበሉ ኣይኮኑን ህዝብና ክውድኡ ሕልና ኣለዎም ልዑል እግዛብሄር ዝሃቦም ከም ሰብ ክሓስቡ እንተደልዮም ስ መን ይከልኦም ግን ንሶም ኣይደለዩን ካብ ከም ሰብ ክሓስቡ ንዓና ዘርእና ቀጥፍኡ ይቀለሎም ከምዚ ንሪኦም ዘለና 💔😭☝🏽️☝🏽️☝🏽️
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 жыл бұрын
ኣዘዝቶም ይሕስውሞም እዮም ፣ እንታይ ይብልዎም መስለካ፣ ህውሓት ተሳዒሩ እዩ ፡ ብረት የብሉን ፡ ሰራዊት የብሉን ሓመድ ድበ ጥራሕ እዩ እንዳበሉ ስለዘምጽእዎ ፣ ከም ወራዶ መርዓ ፡ መንገዲ ሹቕ ዘሎ ኮይኑ ስለዝስምዖም ድሓን ወላ ንኺድ እዮም ዝብልዎም
@bereketyewhans7275
@bereketyewhans7275 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭
@jskitchen8008
@jskitchen8008 2 жыл бұрын
ስቅኢልካ እዩ ናይዚአቶም ነገር ትግራዋይ ጉድ ረኺቡ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
ኣስይ tdfy ጀጋኑ ብከባባ ቆራሪፆም ሓዲገምዎም
@raheldani5697
@raheldani5697 2 жыл бұрын
አዝጊሀርኩም ኣለኩም ሃቂኩም ተኮንኩም።
@eru5343
@eru5343 2 жыл бұрын
Eway abotatna mesakin terfelu zegbakum Edme nkinat neblo tefina hjes amlak mesakum ykun sdray wun wedi 17Edme hawey zeyrekebu gezom tashgu feqdu yehadru alewu 😢😥💔 selam yewrdelna
@filmon5121
@filmon5121 2 жыл бұрын
ጽምም ኢሎም እዛ ግዝየ የሕልፍዎ ካብ ሂወት ንኡስ ሓውካ ትስእን ኣጀኹም በሎም ጥራይ ንወዲ መን እዩ ክመውት
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
ግርምባ ፍትዮም ዝኣተዉዎ እዩ ናምንታይ ምሕዛ ግርምባ
@wedihagos7208
@wedihagos7208 2 жыл бұрын
ዓዃያት ክሰርቁ እንዳሎም መፂአም ክፉኣት መሸከል ተገዲድና ድማ ይብሉ ገደል የእትኹም ባራዩ።
@MG-su4nh
@MG-su4nh 2 жыл бұрын
Entezseltom kea jerikan msereku leyabu
@sanyite9262
@sanyite9262 2 жыл бұрын
እዋይ ጎሬቤትካ ዘይለቅሓካ እንጀራ እንታይ ወሪድኩም ኤርትራዉያን ክሳብ ክንድዚ ጭካኔ ንዓናስ ግደፍዎ ፍቅሪ ጠፊእኩም ኣሎ ብሕዋትኩም ትጭክኑ ወዲ ሰብ ኣብ ዓዱ ሰሪሑ ደቁ ዘይ ዕብየሉ ፈጣሪ ይተዓረቀና ይተዓረኩም🙏
@marselowedibrihinmalet4802
@marselowedibrihinmalet4802 2 жыл бұрын
Ahhh uffffffffff meanta kebdka zkerx edl aygebrnan mhretu yewrdelna kab fetari 😭😭😭🙏🙏🙏
@liyazerai4181
@liyazerai4181 2 жыл бұрын
😭😭😭
@taraswannh5066
@taraswannh5066 2 жыл бұрын
Eritraweyan aykonen . Meknytu ezi sebay ( Zero zero) yebel alo
@hakihiwetalewa1083
@hakihiwetalewa1083 2 жыл бұрын
Eway eritrawi hawey kemzi koyna terifna bteami eu zehzin
@selemawitfikak5393
@selemawitfikak5393 2 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@nanirob345
@nanirob345 2 жыл бұрын
ኤህ ደኣ ኤህ ኤርትራውያንሲ ኣፍ ጨለ😭😭😭😭😭
@sabethiopian4657
@sabethiopian4657 2 жыл бұрын
#አጅኹም ኤርትራን ተጋሩን አሕዋ ከም ቀደምና ባሐደ ብነፃ ብሰላም ሕጉሳት ኮይና ክነብር ኢና . ክሳብ መሀዝ ብዉግን ብስደትን ብሽግርን??
@tititigray3938
@tititigray3938 2 жыл бұрын
እፍፍፍ እንታይ ኢና ንገበሮ
@rahelcellfie9673
@rahelcellfie9673 2 жыл бұрын
60 አመት በሰማም
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 2 жыл бұрын
ጉድ ረኽብና ህልቅት ክልተ ኣሕዋት ተዛረብት ትግርኛ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
ኤርትራ ባዓልቶም እዮም ክህልቁና መፂኦም ዝሃልቅ ዘለዉ ግርምባ ክልተ ህዝቢ ዝሃለቅናስ ንሕና ድኣ መዓረይ ኣብ መረበትና እምበር ኤርትራዉስ እንተሃለቁዉን ይግበኦ እዩ ክስርቅን ክዕምፅን እዩ መፂኡ ከመይ ከ ዘይሃልቅ እዛ ተገዲድና ትብል በፍፁም ካብ ሓቂ ዝርሓቀ እዩ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 2 жыл бұрын
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa እወ ግን እሞ ምስ እትዮጵያኮ ከምዝ እዩ ነይሩ ኩሉ ግዜ ኩናት ዳሓራይ መራሕት ተዓርቆም እት ህዝብ ከዓ ተዓርቁ ማለት እዩ ህዝብ ምስ ህዝብ ቅም የብሉን ግን ነት ስርዓት ዘምልኹ እዮም ከምኡ ዝገብሩ ዘለው
@SB10889
@SB10889 9 ай бұрын
60 years old🙆‍♂️🙆‍♂️🙆‍♂️
@yosiefokbamichael9209
@yosiefokbamichael9209 2 жыл бұрын
Beqa kemzi kona terifna kebdka ybeleu ezom abotat 😢😢
@santgergo4803
@santgergo4803 2 жыл бұрын
Hjido yhaysh!!!
@semerenegash3935
@semerenegash3935 2 жыл бұрын
Tm bel ab shire ngembhakum alena
@avielavi990
@avielavi990 2 жыл бұрын
Eritrean soldiers with Ethiopian uniform 🤣😳🤮❌️👎ewey wordet 🤣🤣🤣 Soon Tigray will free from the mercenary
@semerenegash3935
@semerenegash3935 2 жыл бұрын
You are dreaming agame you are ethiopian teref fano ,,, drone
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 Жыл бұрын
ህግደፋ ሸፋቱ ሳሕል ደቂ ከልቢ ጥሪት ኢሰያስ ማዕልቶም አኪላ እያ ሑሱራት
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 2 жыл бұрын
እዛ ተገዲድና ትብል ዘረባስ ብፍፅም ዘይትወሓጠለይ ::
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 2 жыл бұрын
Teftido ab eritra dlet naymewoga zyblom kab qinat nzhademu, btemelketeley kem zreshenu
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 2 жыл бұрын
Tom zbezhu tegdidom zatwuwo eu Tigray tesser
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ 2 жыл бұрын
ርእሶም ድፉናት ስለዝኾኑ እዮም፣ ብቐደሙ ተዳሂሎም እዮም፣ ሂወቶም ነቲ ስርዓት ኣረኪቦሚ ፣ ምትእምማን የሎን
@ምምባርኮኣይድገምንዩ
@ምምባርኮኣይድገምንዩ 2 жыл бұрын
Bgezae adom tegaru mesakin ahh ezom astakat shabia!!🥺
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 2 жыл бұрын
ስላሰ ኣውጺእኩም ኣሎ ፡ መዋድቖኹም ኣጸቢቑልኩም ኣሎ ፡እምበር ሰብ ዝረኽቦ ዘሎ'ስ በኺኻ ኣይጽገቦን ፡ ሃገር ኣብ ታሪኻ ርእያቶ ዘይትፈልጥ ዕንወት'ዩ ።
@mohamedadam3162
@mohamedadam3162 2 жыл бұрын
አነ ዝፈልጦ ህዝቢ ኤርትራ ኑቁሑ ኢዩ ኔሩ እቲ ቀደም ቀደም እዚ ዝሰምዖ ዘለኹ ዛታ ሱቁ ኢሉ ኣዳናጊሩኒ ሓቅ ዶ ይኸዉን ገዛይ ተዓሺጉኒ ደቀይ አውጺኦምለይ አሔኤ ሒዞሙለይ ስለ ዘይከተትኩ ብግዴታ ተዓጠቅ ኢሎም ንሶም ባዓል መንዮም ከምኦም ኤርትራውያን አይኮኑን ዶ ወይ ሓፂን ለበስ ኢዮም ምስተዓጠቁኹም ከ በርዱ ብበትሪ ድዮም ዝኹቡኹም እንታይ እያ ትኾን ዘላ ዘሃገር መሣርፍ ብኸርዲ ተዘይኮዩኑ ብበትሪ እንድዒ ደቂ እረይ አይፋሉን ሳሕል ክውረድ ካብ ክንደይ ፀላኢ ረጊፅካ ትዕጠቅ ዝነበርካ ሕጂ ምስ ሸምገልካ ንጥፋት ንጥፋኣትካ ብበትሪ አትገብሮን አይመስለን ኢዩ ብወገነይ ሓደ ዓይነት ርእዮ መናእሰይ ከይኮኑ አረግቶት መረቆም ዝወዱኡ
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 7 ай бұрын
IZOM ABEYTI NIASHTU KULU ZIBLIWO ZELOWO HAKI IYU AYENBIRUKAN IYOM SELAM YEBILKAN AB NABRAKA...
@Bereket-mi5sg
@Bereket-mi5sg 2 жыл бұрын
ኣሕ ናትና ነገር ውሽጢ ከብድኻ ዝቐርጽ ታሪኽ። ኣብዛ ዓለም እዚኣ ከም ኤርትራዊ ሕብረተሰብ ውጹዕ ፍጡር ወዲ ኣዳም ዶ ይህልው ይኸውን ? 😭😭😭😭😭
@MG-su4nh
@MG-su4nh 2 жыл бұрын
Hasewti belaeti seb
@munafshaya6231
@munafshaya6231 2 жыл бұрын
Hasewti don’t ever believe them you can see people outside Eritrea about 95% Eritreans yegdef even those pass through shire rama refugee 🏕 nonsense Eritreans 95% against Of Tigreans Nonsens
@yohanneseyob3332
@yohanneseyob3332 2 жыл бұрын
ata kndey gize eyu awyat nezi resah sebaey saen mkbar si ahh
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 2 жыл бұрын
ኤርትራዉያን ደገፍቲ ኢሳያስ ብዘርኦምን ስነ ኣእምሮኦምን ኣምሓራዊ ኮይኖም ስለ ዝተረኽቡ ካብ ሎሚ ጀሚሮም ብ"ናይ ሰሜን ኣምሓራ" ክስየሙ ተወሲኑ ኣሎ:
@hadishanan695
@hadishanan695 10 ай бұрын
neyat zey belom argttot
@TadeleAlemayoTasewe
@TadeleAlemayoTasewe 10 ай бұрын
ere ertirea besyas wed 60 lebgidel
@aznarino3986
@aznarino3986 2 жыл бұрын
Iway baba kibrab aha
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 7 ай бұрын
TEGADELTY ERITRA TEGHEDIDOM IYOM AB KUNAT ZIATWU DEMOZ GHENZEB KEMAN YEBILOMIN AB ...SERIHU KINEBIR AY KIIILIN IYU NAY GHIDI KUNAT KITIBIGHES ALOKA..IZIOM NITSUHAN IYOM
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
እዙ መንእስይን እዙ ሓደ ዓብዩ ስበኣይን ክንደይ ስብ ረሺኖም ክምዝኮነ ገፆም ይፍለጥ ኣሎ በተለይ ዙመንኣስይ ዞም ርጉማን
@MG-su4nh
@MG-su4nh 2 жыл бұрын
Hasadat men yamnekum funfunat tu
@semerenegash3935
@semerenegash3935 2 жыл бұрын
Fnfan nska eka agame hji etkka ktfeth eka
@olgaberhane9530
@olgaberhane9530 2 жыл бұрын
So sad I can’t stop 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@hmigod659
@hmigod659 2 жыл бұрын
Entay ke ymeslu arawit
@jesusisthewaytruthandlife6430
@jesusisthewaytruthandlife6430 2 жыл бұрын
Ati haftey nesom si fetiyom diyom ...kumu aybehalen iu kulu mease teimeo...zeydeli zereba tezeytezarebna tsebuq iu ...Amlak tray ne kulu hizebi selamu yeweredelna
@mestewalie6479
@mestewalie6479 2 жыл бұрын
አብታ ኤርትራ ሰኪሕና እንዲና ቀዳማይ ነገር ሓሰውቲ መዐት እዮም ንቅሕ ዝበለ ብለይቲ ምጭዋይ እዩ። በቃ ትገብሮ የብልካን። ኤርትራዊ ንኸይረዳዳእ ተረዳዲኡ እዩ። ምፀተ ዐለም ስጋብ ዝመፅእ ዝረዳዳእ በፍፁም አይክሁሉን እዩ
@helentesfay4535
@helentesfay4535 2 жыл бұрын
በይዛካትኩም ሙሩካት ምርአይ ግደፉ ንኦኦምው ፅቡቅ አይኮነን ንዓናው አበረካ ለለው እሕዋትና ለ ፅቡቅ አይኮነይ በዛኻትኹም አይተርእዩና።
@alematgebretatyes1023
@alematgebretatyes1023 2 жыл бұрын
ተምሃሩ ኣብዘይምልከተኩም ኣቲኹም
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 2 жыл бұрын
ሓስዉቲ ቅተልዎ ረሽንዎ ድኣምበር ብሓዘዎ ድዩ ኣሊፍሎም ኣክክ ህዝብናባ ወዲእክምዎ
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
ብሓቂ 💔💔💔😭😭😭☝🏽️☝🏽️☝🏽️
@blessedbychrist8306
@blessedbychrist8306 2 жыл бұрын
እሰያስን ሳዓብቱንሲ ብምንታ ነጠቡዋ ነዛ ኤርትራ እትብሃል ዓዲ? መስጣ ናዬዚ ኩሉ ሜስኪን ህዝቢ ክቕጽዑ ደኾን ንርኢ ንኸውን?
@shabayt6274
@shabayt6274 2 жыл бұрын
ኣማኔል ሓርኢ፡ ኣንታ ዓሶ ሕጂ ደኣ እንታይ ክትብል ኢኻ፡ ኣንታ ከዳዕ ሕጂ ሰላም ኮይኑ መወልትኻ ለቢሞም ይኣክል ኢሎም። ናብ ፖለቲካ ኤርትራ ከይትምለስ ደጋፍን ተቓዋሚን ህግደፍ ኩሉ ፎእ ኢሉካ። ስለዚ ብወግዒ ካብ ኣየር ውረድ፡ ስራሕ ናይ ጽሬትካ ድለ ሰሪሕካ ብላዕ።
@munafshaya6231
@munafshaya6231 2 жыл бұрын
95% Eritreans support isayas they keep isayas because of he is against of Tigreans nonsense
UFC 287 : Перейра VS Адесанья 2
6:02
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 486 М.
Thank you mommy 😊💝 #shorts
0:24
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 33 МЛН
ССЫЛКА НА ИГРУ В КОММЕНТАХ #shorts
0:36
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН