KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ATV: ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለጺ
12:24
Evening News in Tigrinya for January 18, 2025 - ERi-TV, Eritrea
14:30
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
It works #beatbox #tiktok
00:34
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
ВОТ ПОЧЕМУ Япония живет в будущем 🤫 Утилизация масла #япония #токио #путешествия #shorts
00:59
ATV: መግለጺ ቅዋም ላዕለዎት ኣመራርሓ ህወሓት
Рет қаралды 10,864
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 295 М.
ATV asena
Күн бұрын
Пікірлер: 27
@HargayTesfahune
28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@natsenat6087
29 күн бұрын
🎉🎉🎉
@mekonenghebre8477
29 күн бұрын
ሕጂ ግርም ይበል መግለጺ
@حقوسوديقشي
29 күн бұрын
💪💪
@ምስጽጌናይ
29 күн бұрын
✅✅✅
@NegaGebre-h5e
29 күн бұрын
ናይ ትግራይ ይሁዳ ፣ህዝብ ትግራይ ፣ብፅንዓቱን ፅንካሬኡን፣ ሐድነቱን ዝፍለጥ ጀግና ህዝቢ ብሰንኪ እዚ ዳግማዊ ይሁዳ ንምፍራስ ዝገብሮ ዘሎ ፣እኩይ ተግባር ኩሉ ትግራዋይ ክኹንኖ አለዎ፣
@yhrahdesta7577
28 күн бұрын
ምቕና ድኣ ምቕናይ ኩሉ ንምርኣይ ምቕናይ ድዩ ዝበለ ነብስሄር ክሮስ አዛ ኹላ ጨጋር ዳንጋ ፈቆዶ በረኻታት ትግራይ ወድቃ ጌና ስግኦም ከይበልዕዎ ዝጠመየ ህዝቢ ድራር አለት ከይሃብዎስ አዚ ኩሉ ሃለውሎው ዓገብ ህዝቢ ትግራይ ኣይኢዱን አዩ
@haben524
29 күн бұрын
Finally a strong statement from TPLF against the epic failure of the IRA. IRA betrayed the people of Tigray. Enough is enough!!! Tegaru stay strong, this will pass!!!! We support you!!!!
@kirosgebremeskel
29 күн бұрын
ተወዲብኩ ኣጥፊእኹምና፤ ተወዲብና ድማ ክነጥፈአኩም ኢና። ልቃሕ ያ ሰኑይ ስ ሠሉስ ኢዩ ነገሩ።
@belaysol4422
29 күн бұрын
viva ወይን ባዓልስረ ዋላኣይከሰብ
@abezgiasgedom5895
29 күн бұрын
ደናቁር !
@embayegebremedhin8170
28 күн бұрын
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም! ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
@AffectionateAstroStation-gj2wo
29 күн бұрын
ትኽኽለኛ ዉሳኔ
@Zeleul-f8r
29 күн бұрын
ዓገብ ጀጋኑ አዴታት ትግራይ ትፃረፉ ድሕራት
@belachewkejela2759
29 күн бұрын
Business as usual
@haftomabrha3397
28 күн бұрын
ኣታ ነቅሕና እና። ክንደይ ግዜ ትሽዉዱና።
@eyoyeh8775
28 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓዘን ጥምየት ዓጸቦ ሕማም እናተሳቀየ ከሎ ባህርያዊ ሃብቱ መስርሒ ርሻናት ኣዲስን መግዘፊ ከብዲ ጠላማትን መውረሪ መሬቱን ኮይኑ ክትርኢ ኣዝዩ ዘሔዝን እዩ።
@seidedris3325
29 күн бұрын
የዒስ 🎉🎉🎉🎉
@belachewkejela2759
29 күн бұрын
Business as usual
@berhanabay7338
28 күн бұрын
ማሰታወሻ ፡ አብይ ፡ ክደክምእንተሎ ፡ ጆሐር ፡ ክክተሎ ፡ ተነጋጊሮም ፡ እዮም ፡ ንዚእዩም ፡ አብይ ፡ ፡ ናይ ፡ ጆሀር ፡ መሀመድ ፡ ጭራ ፡ ተከቲሉ ፡ አረብ ፡ ኢመረትዛአተው ፡ ካብኡ ፡ ዛሀዘ ፡ ሂዙ ፡ ናብ ፡ ደቡብ ፡ አፍሪካ ፡ ፡ ዝከደ ፡ ህዚ ፡ ሰልጣን ፡ ክቀባበሉ ፡ ይጎያየሉ !ንቅሁ!
@embayegebremedhin8170
28 күн бұрын
ከዳዓት ጌታቸው ረዳን ፃድቃንን ሰዓብቶምን ከምኡውን ፈላሻ/ካይላ በየነ ምክሩ ተጋሩ እዮም እንብሎም ተጋሩ ኢና ስለዝብሉ ወይድማ ትግርኛ ስለዝዛረቡ እዩ። ብመሰረቱ ዝኾነ ሰብ ብስነ ልቦናዊ እምነቱን ዕላምኡን እምበር ብዝዛረቦ ቋንቋ ወይድማ ዓፅሙ ደሙ ወይ ስግኡ መርሚርካ ኣይኮንን መንነቱ ዝፍለጥ። ብመንፅር እዚን ሕዚ ብንሪኦ ዘለና ግብረ ክፍኣቶምን ጥልመትን ግና እኒ በዓል ጌታቸው ረዳ ፃድቃንን በየነ ምክሩን ሰዓብቶምን ንኸብዶም ዝሓድሩ ዓዋናት ዔዋሉ እምበር ተጋሩ ኣይኮኑን። ወጊድ ቅልውላው መንነትን ባህሬት ነፋሒቶን!
@selameuderetey7076
28 күн бұрын
Gem over awraja agame 😅😅😅
@LetebrhanTeferi
28 күн бұрын
በፌክ የተቃቃመ የፌደራል ምክር ቤት ጥዋት ማታ እየሰገድክ በሀቅ የተመረጠው የትግራይ ምክርቤት ለማፍረስ መጣደፍ ምን ስለተፈለገ ነው ?
@kirosgebremeskel
29 күн бұрын
ጊዜዊ ይኹን ዘለዓለማዊ ብዘየገድስ፤ መንግስቲ መንግስቲ እዩ። ንመንግስቱ እንተዘየፍረስኩ ሞይተ እርከብ ዝበለ ውድብስ ኣብ ታሪኽ ዓልም ተራእዩ ዶ ይፈልጥ ይኸውን?
@kibromabraha-u5y
29 күн бұрын
ህወሓት ከመ መግለፂኩም ተሪርኩም ተቃለሱ አብ ጎድንኩም አለና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@Samitesheme
29 күн бұрын
ኢዞም ህወሓት ዝበሃሉ ዘይትርስዖም። ዝቅየሩ ኣይኮኑን መልሓሶምን ተግባሮምን ኣይራኸብን ኢዩ። ረሰዓዮም። ተዘይረሲዕካዮም ግን ተዓሲብካ ኣለካ መለት ኢዩ።ንብላታ ሃይለማርያም ኣብ ኢንባኣላጀ ኢናተዋገአ ብህርፋን ስልጣን ክተሃላለኹ ዝተሳዕሩ ሁሩፋት ስልጣን ኢዮም። ህጂ'ውን ህዝቢ ትግራይ ብቁሱሉ የቋስሉዎ ኣለው።
@abezgiasgedom5895
29 күн бұрын
መሃይማት ሕጂ ድዩ ናይ ዓላማ አፈላላይ ምኻኑ ተረዲእኩም ፣ እነ ደብረ ደደብ ፣ ደብረ ደናቁር !
12:24
ATV: ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዝተውሃበ እዋናዊ መግለጺ
ATV asena
Рет қаралды 16 М.
14:30
Evening News in Tigrinya for January 18, 2025 - ERi-TV, Eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 657
00:12
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
00:34
It works #beatbox #tiktok
BeatboxJCOP
Рет қаралды 41 МЛН
01:01
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
00:59
ВОТ ПОЧЕМУ Япония живет в будущем 🤫 Утилизация масла #япония #токио #путешествия #shorts
Холли Лолли Live
Рет қаралды 4,7 МЛН
2:08:19
Atv Asena Live - ብልጽግና ዘጋውሖ ወረ ጉጅለ ቅትለት መሰረት ዘይብሉ ፈጠራዊ ሓሶት`ዩ ተባሂሉ / ጋዜጣዊ መግለጺ ማእከላይ ኮሚተ ህውሓት
ATV asena
Рет қаралды 10 М.
18:52
ATV: ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ መዕፀዊ ሻምናይ ጉባኤ ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ተረኺቡ ዘስምዖ መልእኽቲ
ATV asena
Рет қаралды 24 М.
18:10
Unang Balita sa Unang Hirit: JANUARY 17, 2025 [HD]
GMA Integrated News
Рет қаралды 232 М.
19:16
የወርቅ ነጋዴዎቹ ባለሥልጣናት ምስጢር ፤ ከዱባይ እስከ ትግራይ|ETHIO FORUM
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 193 М.
2:55:34
Atv Asena Live - `ኢትዮጵያ ናይ ግድን ኣፍደገ ባሕርን ሓይሊ ባሕርን ክትውንን እያ` - ሌተናል ጄኔራል አለምሸት ደግፌ - ኤርትራ ኸ?
ATV asena
Рет қаралды 13 М.
40:59
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 44( BY BRUNO )
Awra Tube
Рет қаралды 174 М.
36:36
ATV: ቅልዕቲ ደብዳበ: ናብ ኮ/ል ተስፋልደት ሃብተስላሰን ኮ/ል ፍጹም ኢሳቕ(ለኒን) - ካብ ውሽጢ ዓዲ
ATV asena
Рет қаралды 29 М.
21:11
ATV: ካብ ሰነዳት ኣሰና - ዶር ጨፈና ሃይለማርያም ነቲ ኣብ 2016 ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ዋዕላ ህግደፍ ኣመልኪቱ ዘቕረቦ ትሕዝቶ።
ATV asena
Рет қаралды 3,7 М.
2:16:45
Atv Asena Live - ‘ኣመሪካ ንስርዓት ህግደፍ ስጉምቲ ክትወስደሉ ኣለዋ`ይብሃል ኣሎ - ኤርትራውያን እንወስዶ ስጉምቲ ኸ እንታይ እዩ?
ATV asena
Рет қаралды 18 М.
47:14
ATV: "ስምምዕ ፕሪቶርያ ብትሕዝቶኣ ሕማቕን ፅቡቕን እያ" ም/ኣቦ መንበር ውድብ ህወሓት ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋ
ATV asena
Рет қаралды 12 М.
00:12
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН