ATV: መዛዘሚ መድረኽ ወፍሪ እምቢታ

  Рет қаралды 968

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 22
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 2 сағат бұрын
Amanial Asena jegna hawna 💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@Kujb353
@Kujb353 Сағат бұрын
ኣማንኤል ጅግና : ❤❤❤
@gereysmartt
@gereysmartt 3 сағат бұрын
Exactly the comments from the comments are very accurate and we quickly created to your work those
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 18 минут бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AramAlemey
@AramAlemey 2 сағат бұрын
ኣሰና ዘየድልየካ ጣልቃ ኣይትእቶ ኣብ ህዝቢ ትግራይ
@eyobkiflom3531
@eyobkiflom3531 2 сағат бұрын
Asena great job you are doing great job for shabia
@beyenezegolgota1861
@beyenezegolgota1861 3 сағат бұрын
መልከኤይና ዘረባ ተባሂሉለይ ድዩ ተዘርጊሑ።ዘይጠምር ሓሳባት
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 2 минут бұрын
ንህዝቢ ትግራይን ንትግራይን ዝሕልውን ዝካላኸልን ደጋጊሙ ብግብሪ ዘመስከረ ነቕ ዘይብል መርገጺኡ ቃሉ ዘይዓጽፍ ህወሓት ጥራይ ኢዩ :: ድሕነት ትግራይ ብህወሓት ጥራሕ ኢዩ ዝራጋገጽ ::
@wedihzbi-z9y
@wedihzbi-z9y 22 минут бұрын
Assena esubu naye debrstione
@abotewilabotewilabotewilab6334
@abotewilabotewilabotewilab6334 2 сағат бұрын
ሰላም ሰላም ኩቡር ሓው ኣማንኤል ኢያሱ መጀመርያ ንዓኻን ንስድራ ቤትካ ከምኡ ዉን ንኹሎም መሳርሕትኻ ሰላምታይ የቐድም : 👉ብምቕጻል ሕቶይ ተገዲስካ ርኢኻ ሓሳብካ ክትቐምጠለይ ብትሕትና ይሓትት : 👉እምባኣርከስ ኩቡር ሓው ኣማንኤል : ናብ ሕቶይ ክምለስ : ጉዳይ ሃገርናን ጉዕዞ ተቓለስቲ ምብጻሕ ናብ ኣዲስ ኣበባን ዩ : ኩቡር ሓው ኣማንኤል : ሃገርና ልዕሌና ንስኻ ትከታተላን ማዓልታዊ ጸብጻብ ኣለካን : ጉዳይ ትግራይ ዉን ከምኡ : ማለት ንተቓለስቲ ኤርትራዉያን ቀረባ ዝነበረት ትግራይ ሕጂ ከምዚ ኩልና ንርእያ ዘለና : ኣብ ምብትታን ኣትያ ትመስል : ጉጅለ ደብረጽዮን ምስ ኢሰያስ ኮይና : ጉጅለ ጌታቸው ምስ ኣቢ ኣሕመድ ኮይና : ማለት ዩ : እሞ ዳኣ ንሕና ከም ኤርትራዉያን ተቓለስቲ እንታይ ምግባርን ምስ መንን ኣበይን ኮይና ኢና ክንቃለስ ዘለና : ኣብዚኣ ጽፍፍ ዝበለት መብርሂ ሃበና : ቀጺለ : ኢሰያስ ንድሕነት ኤርትራ ከም ዘይሰርሕ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ ዩ : ንስልጣኑ ክብል ግን ብ ዋጋ መሬትን ህዝብን ከም ካርታ ከም ዝጻወተሉ ንፈልጥ ኢና :ስለዚ ሕጂ ዳኣ እዛ ሃገርን ህዝብን ንምድሓን ምስ መን ኮይንካ ምቅላስ ይሓይሽ ትብል : ኣብ ዝሓለፈ 2018 ከም ዝራኣናዮ ሃገርን ሰራዊትን ኣብ ቁማር ኣእትዮ : ኣብ ዘይምልከቶም ኩናት ኣእትዩ ኣህሊቕዎ ኢዩ : ክሳብ ሕጂ ዉን ንቡር መርድእ ደቁ ጨኒቕዎ ዘሎ ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ : ብምቕጻል ሕጂ ዉን ንዳግማይ ዝተረፈ መንእሰይ ኤርትራ ንምጽናት ናብ ኩናት ይወፍር ኣሎ : እሞ ዳኣ ንሕና እጃምና እንታይ ዩ : 👉ጉጅለ ደብረጽዮን ህዝቡ ደርብዩ ናብቲ ሻዕብያ ጆነሳይደር ዩ : ኣብ ትግራይ ዘይ ፈጸሞ ገበን የለን : ናብ ዝበሎ መራሒ ግጅለ ህግደፍ ሰጊሩስ ስሩዕ ርክብን ዘድሊ ምትሕግጋዝን ኣትዩ ኣሎ : እሞ ዳኣ ተቓላሳይ ኤርትራዊ ካብ ደገ ዛኣቱ ዘሎ እንታይ ዩ ክገብር ዘለዎ : እዛ ሃገርን ህዝብን በየናይን ምስ መንን ኮይንካ ዩ ክድሕን ትብል ንስኻን ከም ኣማንኤል : ኣብዛ ናይ ኣዲስ ኣበባ ምትእኽኻብ ተቓለስቲ : ዘይተዋሕጠልካ ዘሎ ኮይኑ ስለ ዝተሰማዓኒ የ :: ሕቶይ ብተገዳስነት ክትምልሰለይ ይምሕጸን :
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 сағат бұрын
Gena zeyteredeani mergesti asena hiwehat mes higdef nay habar estrategi kewsteu tem teblu berged nehamedu mes zedeleyo keserih kea segat zesmakum kerdani aykeln eyu kulu gizekan medebkan kab kalzi nayzi zelo kunetat fintet zebele eyu zelo.
@fnangebrhiwet-do6ks
@fnangebrhiwet-do6ks Сағат бұрын
ዓዋናት 😂😂😂😂
@ኣነንንስኹምን
@ኣነንንስኹምን Сағат бұрын
ደብርጭ ተኣለ😂
@Gedenagezana6832
@Gedenagezana6832 3 сағат бұрын
ኣሰና ናይ ትግራይ ዜና ክሰርሕ መንዩ ፈቂዱሉ ዓገብ በልዎ ሸይኑ ክድቅስ ክክክ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 сағат бұрын
እንታይ ኽገብራ ኢልካዩ ጎጅለ አድዋ ዝአተውሉ ቃል ተበቲኻ እዚ ድማ አስመራ ስልጣን አኸቲማ። ተአዘብ እዚ አረግቶት ሚልዮን ዝውኑኑ አበይቲ ሕንጻታትዝውኑኑ ሕጻውንቲ ድኻታት ተጸነቱ አይግድሶምን እዩ ስልጣን ጥራሕ እያ ትራኣዩም
@fnangebrhiwet-do6ks
@fnangebrhiwet-do6ks Сағат бұрын
የለን ክትወርዳ ኢኽን ሓሰውቲ
@michaeltigabu7266
@michaeltigabu7266 3 сағат бұрын
You are politicians or pop shem You are play the some games try to play another game every one knows these days 😂😂😂😂 if you talk or not nothing changed
@eyobkiflom3531
@eyobkiflom3531 2 сағат бұрын
Well tegaru this will continue until shabia say game overt hahahahahhaa
@eyobkiflom3531
@eyobkiflom3531 2 сағат бұрын
Say sorry too Eritrean and maybe you will survive
@eyobkiflom3531
@eyobkiflom3531 2 сағат бұрын
I love how Eritrean play with this people like 2 years old hahahahah
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
የፋኖ አባላት ጉዞ ወደ ኤርትራ?ለምን?
46:44
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 7 М.
ርእይቶታት ሕዝቢ
31:06
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 6 М.