ATV: እዋናዊ መግለጺ ማእከላይ ኮሚተ ህውሓት

  Рет қаралды 4,920

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 24
@ZekielMalik-p9q
@ZekielMalik-p9q 17 сағат бұрын
Ajokum Ajona 💪💪💪💪💪💪💪
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f Күн бұрын
Hwehat tsbuk Wsane eu wesinu👍
@MikiAregay-r5r
@MikiAregay-r5r Күн бұрын
ህዝቢትግራይ ሕዚ እካበል ክትብርትዕ ዘለካ ካብሐዚ ሽምጥካ ገትርካ ንህዋሓት ድጋፍካ ክትሕግዝ ዘለካ ሐዚ እዩ
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 Күн бұрын
💊💊💊💊💊💊💊💊
@tamerattsegay5299
@tamerattsegay5299 14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🎉❤❤
@zerautesfamariam8069
@zerautesfamariam8069 19 сағат бұрын
Tplf is crying at the people Tigray demanding again to give additional lives to bring the defeated group to power. TPLF always demanding the youths lives to sucrifice at the cost of the old shiftas group take life time power and unlimited wealth Very horrifiying desire
@SmithAli-i1r
@SmithAli-i1r Күн бұрын
ሎሚ'ዶ ናብ ከምዚ ይእቶ? ለባም ማዒዲ'ዶ ለባም ሰማዒ ምስዓን ናብ ከምዚ ሕንፍሽፍሽ ኣቲና? እህ.....እዚ እንዳሰማዕና'ሞ ከመይ ኢልና ክንሰምር ክንብተን እምበር። ካን ከምዚ ሽጣራ ኣስመራ/ ኣዲ ሃሎን ሽዋን ብኣግኡ ምርዳእ ተፀጊምና? በጃኹም ለብሙ። ብስኒትን ስምረትን ሕዝ'ውን ህዝብና ነድሕን!
@TekleWeldegebrial-f5t
@TekleWeldegebrial-f5t Күн бұрын
ሎሚሎሚ ዒቕ ኢሉና እሞ ድማ ጸግዒ ሓደ ሒዝካ ክንድዚ ዘኣክል ቲቪ ሕውሓት ቀይርካያ ኤማ ሓውና ። ክንደይ ጉዳይ እናሃለወ ዉራይ ቤትማ ኡፍፍፍፍፍፍፍ ዕላጅ
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Күн бұрын
ኣማኑኤል ኣብ ግዜ ኪናት ይኹን ኣብ ግዜ ሰላም ዝሓዞ ጽግዒ እንተሎ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ :: እዚ መስመር እዚ ምስቲ ናይ ባንዳታት ተጋሩ ዘይሰማማዕ እንተኾይኑ ገደል ይእተው ::
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Күн бұрын
መላኽዒ
@abrehaleyal
@abrehaleyal Күн бұрын
ጉዳይ ትግራይ ዕጫ ኤርትራውን ዝውስን እዩ። ምጥፋእ ህወሓት ብቀጥታ ንኤርትራ ዝጸሉ ከቢድ ኣሉታዊ ሳዕቤናት ኣለዎ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 17 сағат бұрын
ቅድሚ ምጽሓፍካ እንተትሓስብ ንዓኻ ምሓሸካ ነይሩ! 1, እቲ ጸግዒ ሓደ ሒዝካ ዝበልካዮ፣ ካብ ክልተ ነገራት ነቲ ዝሓሸ ዝበልካዮ ክትመርጽ ናይ ተፈጥሮ ሕጊ'ዩ። 2, ኣብ ጉዳይ ተጋሩን ትግራይን ኣይምሕከተኒን ትብል እንተሊኻ ኸኣ፣ ነብስኻ ምን ምንዃንካ ዘይምፍላጥካ እቲ ዝዓበየ ዕሽነት'ዩ። ስለዚ ቅድሚ ምጽሓፍካ ብዕምቆት ሕሰብ!!
@TekleWeldegebrial-f5t
@TekleWeldegebrial-f5t 16 сағат бұрын
@woldaislassie2930 ንሳ እያ እታ ሓቂ ብዘይ ማይ ውሓጣ
@haftutareke4320
@haftutareke4320 17 сағат бұрын
ትግራይ ሰላም እያ ትደሊ ጦርነት አየድልያን ማንም አይሰምዐኩምን::
@abrehaleyal
@abrehaleyal Күн бұрын
ናይ ህወሓት ጸገም ነገር ከይተሓላለኸ ኣብ ክንዲ ቅልጡፍ ስጉምቲ ኣብ ልዕሊ ከዳዕ ጌታቸው ረዳ ምውሳድ ኣጉል ዴሞክራሲ እየ ብዝል ዝኣረገ ኣካይዳ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ምእታው እዩ። ኣብ ትሕቲ ኣቢ ክንኣቱ ዝገበረውን እዚ ሰንካል ኣካይዳኡ እዩ። ጸላኢ ይንዕቕ እዩ። ጸላኢ ከምዘይነዓቕ ካብ እስራኤል ክመሃር ኣለዎ። እስራኤል ተቓወምቲ ሶሪያ እግሪ ከይተኸሉ እያ ንመዓልቲ 300-400 መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ምሩጻት ዕላማታት ትፍጽም ኣላ። ሕጂውን ተደንጎየኳ ኣይረፈደን። እዚ ከዳዕ ዕሱብ ጉጅለ ህዝቢ የደናግር ስለዘሎ ተሪር ስጉምቲ የድልዮ።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 22 сағат бұрын
@@abrehaleyal ህወሓት እታ ዝከኣለታ ስጉምቲ ወሲዳ እያ እቲ ቐፃሊ ስጉምቲ ንሰራዊት ትግራይ ይምልከት ህወሓት እትእዝዞ ሰራዊት የብላን
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 16 сағат бұрын
እቶም ተጋሩን ትግራውነትን ኣብ ሓደጋ እናወደቐ ጸግዒ ኣይንሕዝን ዝብሉ ኣዘዝቲ ሰራዊት 'ዮም ዝጋገዩ ዘለው። ብቕልጡፍ ነቲ ጉጅለ ኣብ ቀይዲ ኣእትዮም መንግስቲ ክምስርቱ ነይሩዎም።
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 Күн бұрын
Lebabo Sebhatezem your jail is radey.
@abrehaleyal
@abrehaleyal Күн бұрын
እቶም ለያቡን ኣብ ህወሓት ዝነበሩ ሕማቓት ሰባት ብሙሉኦም ምስ ጌታቸው እዮም ዘለው።
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 22 сағат бұрын
@@atakltikassa7296 ዓንጃል ክንዲ ኣቦይ ስብሓት ኣይትብፃሕ ነውራም ኣቦይ ስብሓት ኢልኹም ክትሞቱ ኢልኹም ምድረ ካሕዳምን ሌባን እኽብኻብ
@haftutareke4320
@haftutareke4320 17 сағат бұрын
አብውሽጢ ትግራይ ጦርነት ክትከፍቱ ድዩ ዝህግዘኩም አይትቀልዱ።
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 18 МЛН
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 76 МЛН
路飞做的坏事被拆穿了 #路飞#海贼王
00:41
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 25 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 16 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 18 МЛН