Atv Asena Live - ሓላፊ እሱራት ዘምለጠ ኤርትራዊ ካብ ትግራይ ተጨውዩ / ስግኣት 50 ኤርትራውያን / ቃጸሎ ሎስ ኣንጀለስ/ ህጹጽ ጻውዒት ትግራይ

  Рет қаралды 9,579

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер
@almazmokenne9705
@almazmokenne9705 3 сағат бұрын
Thank you Amanuel hawina for your endless dedication 🩵🇺🇸
@fthi3585
@fthi3585 11 сағат бұрын
ብሐቂ መሕፍር እዬም ፀጥታ ትግራይ እዚ ኦም ንጥቅሞም እዬም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ኽሕልው አይኾኑን ህዝቢ ትግራይ ኽምቀደምኻ ፀሊ አብ አምላኻ ተወኽል እምበር ዋና ዘይብልን ሐላዊ ዝሳአና ጥሪት እካ ዘለኻ 😢😢😢😢😢😢
@uthman9979
@uthman9979 14 минут бұрын
ዝገበርኩምና ረሲዕኩም ዶ ?
@MFish7980
@MFish7980 13 сағат бұрын
እዚ ዜና ሓቂ እንተኾይኑ ዝምድና Team Debretsion ን ምስ ህግደፍ ይሰርሕ ኣሎ ማለት እዩ ።ዘሕዝን እዩ !!
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 13 сағат бұрын
Thank you....
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 17 сағат бұрын
ካብ ሽረ ብህግደፍ ተጨውዩ ክውሰድ ከሎ ንናይ ትግራይ ሓለዋ ጸጥታ ዓቢ ሕፍረት ኢዩ :: ሓለዋ ጸጥታ ትግራይ ክሳብ ክንደይ ዱኹም ምኻኑ ካብዚ ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ከተማ ሸረ ኣትያ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ንምጭዋይ ንሓደ ኤሪትራዊ ነብሱ ዝኻኣለ ዓቢ ጭብጢ ወይ ምስክር ኢዩ :: መሪሕነት ክፍሊ ጸጥታ ትግራይ ብህግደፍ ተናዒቑ ህግደፍ ክሳብ ከተማ ሽረ ኣትያ ሰብ ክትጨዊ ከላ ንክፍሊ ጸጥታ ትግራይ ዓቢ ጽፍዒት ኢዩ ::
@toyotaw2500
@toyotaw2500 16 сағат бұрын
ምስ ወያነ ዘለና ዝምድና ብ ደምና ክነረጋግጾ ኢና ዳግማይ ካብ ትሕድስ ሐያለይ ሳምንታት ጌይራ እያ ተገሪሒካ ትመስል ጎይታይ ኢሳያስ ማሐረኒ ኡሉ ዶ video ሰሪሑ አማንኤል
@uthman9979
@uthman9979 12 минут бұрын
እቶም ከም ስደተኛታት ዝተቐበልናዮም ምስ ሰራዊትካ እንታይ ከም ዝገበሩ ንፈልጥ ኢና።
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 3 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ :ካብ አፍ እዚ ገበል ስርዓት ወጺካስ ተጨውዩ ይባሃል ዩ :እቲ ዝገርም ካአ ካብ ትግራይ ምጭዋዩ እዩ :እቶም ሃሱሳት መሳርሕቲ እዚ ስርዓት አብ ትግራይ ይዕንዱሩ ምህላዎም እዩ ዘሪኢ እዚ ድማ ዓሰርተ ሞት እዩ ንህዝቢ ትግራይ ውን:
@MuluAbhara
@MuluAbhara 15 сағат бұрын
ኣሕ ብጣዕሚ የሕዝን ካብ ህግደፍ ኣምሊጡ ትግራይ ኣትዩስ ህግደፍ ጨውየሞ እዋይ ሓወይ ሕማቕ ረኺቡ
@okbamikaelredae6294
@okbamikaelredae6294 10 сағат бұрын
ኣብ ዕዳጋ ዕግርግር ሲ ንሰራቒ ይጥዕሞ ከምዝብሃል፤ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሕንፍሽፍሽ ንህግደፍ ከኣ ምቹእ ቦታ እዩ።
@abdelamuhammad5054
@abdelamuhammad5054 13 сағат бұрын
Tigray security forces please be strong and vigilant from perpetrators Shabiya and Bitsigna
@ፈዳይሕነ-ቨ9ወ
@ፈዳይሕነ-ቨ9ወ 11 сағат бұрын
❤❤❤❤
@ፈዳይሕነ-ቨ9ወ
@ፈዳይሕነ-ቨ9ወ 11 сағат бұрын
🎉
@Azeb1782
@Azeb1782 13 сағат бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯
@asliErda62
@asliErda62 15 сағат бұрын
Z voice said it correctly... Hgdef knows what his cons do..& undo it ..We should've to think how 2 undo hgdef the next tactics move. .& undo them....like cheese game ❤❤❤Voice bro I 2nd Ur ideas ...bravo!!!!
@aziebtesfay9512
@aziebtesfay9512 14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ttek9180
@ttek9180 15 сағат бұрын
ካብ ማእከል ሆስፒታል ሽረ ንዘምለጠ ህሱይ ኤርትራዊ አሕሊፎም ዝሸጡ ክትሰምዕ ከለኻ፣ እቲ ዘገርም አብ ትግራይ ነቲ ዝገፍዖምን ዘጽነቶምን ህግደፍ ዝደናገጹን ብጠቕሚን ረብሐን ዝተሸጡን ተጋሩ ምህላዎም ኢዩ ዘረጋግጽ። ንህዝቢ ትግራይ ካብዚ እኩይ ተግባር ዘምጽአሉ መርገም'ምበር ረብሐ'ስ ከቶ አየምጽአሉን ኢዩ። ክፍአትን ሕሰምን ወዲሰብ ሕስብ ከተብሎ ከለኻ ብሐቂ መስተንክር ኢዩ።
@abraham407
@abraham407 5 сағат бұрын
ኦሮማይ ምጥፍኡ ኣይተርፎን እዩ መስኪናይ፡ ኣብ ኢዶም ኣትዩ ዳኣ እንታይ ከናሕስዩሉ ሰይጣውንቲ
@michaelgebremeskel6622
@michaelgebremeskel6622 11 сағат бұрын
ኣንታ ኣሰና ድዮም ዝብሉኻ ድሕሪ ሕጂ ደብረጼን'ዶ ጌታቸው'ዶ እንዳበልካ ከይተጽምመና ንሓደ ሰብ ሓቢኦም ከትርፉ ዘይክእሉ ነዃላት።
@Systematize
@Systematize 7 сағат бұрын
አሰና ሰራዊት አንጻር እቲ ስርዓት ኢሰይስ ግብረ ሶዶም ብረቱ ኸልዕል ጸውዕ። እዚ ዜና ነቶም ካልኦት ካብቲ ስርዓት ንኸምልጡ ዘተባብዕ አይኮነን። ወይነ ኻብቲ ስርዓት ዝፍለዮ አይኮኑን። ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራ እግዚኣብሔር ይተሐወሶ።
@YOhansarada
@YOhansarada Сағат бұрын
ኣማኑኤል ኢያሱ ድሕሪ ናይ ብርሃነ ኣብርሀ መፅሓፍ ምንባቡ ተበላሽው ኢዩ ዘሎ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ድማ ጣልቃ ኣይትእተው። ጉዳይ ትግራይ ብተጋሩ ጥራሕ ኢዩ ዝፍታሕ።
@alexyt6henoswoldayschannel319
@alexyt6henoswoldayschannel319 17 сағат бұрын
I was saying to listen?
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f 5 сағат бұрын
አየጉድ ጉጅለ አደመ ዝገርምዩ ጉጅለ አደመ ብ1983ዓም ወያነ አዲስ አበባ እንትአቱ ናይሻዕብያ ነበር ተቓወምቲ ካብ አዲስ አበባ እናለቐሙ ንሻዕብያ ምርካቦም ይፍለጥዩ ከዚ ደማይ ጉጅለ አደመ ንትግራይ ዝጨፍጨፈ ወጊኖም ንዚ ዕቑባ ዝገበረ ሰብ አህሊፎም ሂቦሞ አለው ስለዚ ጉጅለ አደመ ብድህረይ ዳንዴር አይትቡቀል ከምዝበለቶ አድጊ አተሃሳስበኦም አርዮም አለዉ ማለትዩ ህዝቢ ትግራይ ጠንቀቅ በል ንዚኦም ተወዲብኻ አጥፈዓዮም።
@YOhansarada
@YOhansarada Сағат бұрын
ክጅመር ከሎ ህወሓት ንረብሓ ኤርትራ ተባሂሉ ብኒ ሙሴ ፣የማነ ፣ኣረጋዊ፣ ግደይ ፣ኣባይ ስብሓት ዝተመስረተ ዕሱብ መሪሕነት ዝመስረቶ ኢዩ። እሞ ድማ ንሓደ ፈጣሪ ራዕዲ ጉጅለ ሻዕቢያን ስዓብቱን ረብሓን ህቡብነትን ህዝቢ ትግራይ ብስም ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ ዝብል ናይ መታለሊ ኣጀንዳ ፖለቲካዊ ምውጅባራት ብፍጣር መርየት ምውሳድ ሓይሊ ትግራይ ምልማስ ኢዩ።
@mikealkibreab3723
@mikealkibreab3723 17 сағат бұрын
ትግራይ ደአ ትማሊ አፍሪሶምሲ ሎሜ ዞኽዞኽ አየ በዐል ሻዕብያ.....
@YOhansarada
@YOhansarada Сағат бұрын
እዚ ብኣማኑኤል ኢያሱ ዝዝረብ ዘሎ ሓቂ እንተኾይኑ ናይ ብሓቂ ጀነራላት እኩባት ነፋሒቶ ኢዮም ማለት ኢዩ። እስካዕ ክንደየናይ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ማሓውር ሻዕቢያ ተዘርጊሑ ኣሎ? ምስሻዕቢያ ዝውግን ትግራዋይ እንተሎ ውጉዝ ከምኣርዮስ ክባሃል ኣለዎ።
@abduidris7819
@abduidris7819 15 сағат бұрын
$20CAD WSED
@MekonenKidanemariam
@MekonenKidanemariam 14 сағат бұрын
No way it's never happened 😡😡😡
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 12 сағат бұрын
ሻዕቢያ ውላድ ሻዕቢያ ያውዮም
@ፈዳይሕነ-ቨ9ወ
@ፈዳይሕነ-ቨ9ወ 11 сағат бұрын
❤❤❤❤
@Systematize
@Systematize 7 сағат бұрын
አሰና ሰራዊት አንጻር እቲ ስርዓት ኢሰይስ ግብረ ሶዶም ብረቱ ኸልዕል ጸውዕ። እዚ ዜና ነቶም ካልኦት ካብቲ ስርዓት ንኸምልጡ ዘተባብዕ አይኮነን። ወይነ ኻብቲ ስርዓት ዝፍለዮ አይኮኑን። ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራ እግዚኣብሔር ይተሐወሶ።
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН
ሻዕቢያ እየተዘጋጀ ነው
13:42
ሀሌታ 1 Haleta 1
Рет қаралды 1,1 М.
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН