No video

ATV: ቃል ግፉዕ ሳልሳይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጠንዮስ - ከም ዘለዎ 19 ሚያዝያ 2019

  Рет қаралды 70,697

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com....
GoFundMe: www.gofundme.c....
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер: 507
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 5 жыл бұрын
ኣቦና እግዚኣብሄር መዋጾኦ ይፍጠረልኩም ናዓና ክጥዕመና ንሱኩም ዳኣ ሃዋራያዊ ተልእኮኩም ትፍጹሙ ኣለኩም ከም ጳውሎስ ጴጥሮስ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 5 жыл бұрын
Thanks GOD I was almost crying because when I heard the voice our(አቦና ) PATRICK ANTONIOS!!! my HERO!! God bless U FATHER!! Love Yemane with my family❤️🙏🧚‍♀️✌️❤️❤️.!!!
@dawitnegash7482
@dawitnegash7482 5 жыл бұрын
አቦና ብዘይካኹም ደቂ ተዋህዶ ካልእ ፓትርያርክ የብልናን ።ልኡል አምላክ ምሉእ ጥዕና ሒቡ አብታ ንምነያ ፍትሓዊት ኤርትራ የራክበና ብጸሎትኩም ዘክሩና አሜን አሜን አሜን!!!!
@emebrhan4891
@emebrhan4891 5 жыл бұрын
I am really really sad just i am crying of him amlak mes hizbi Eritrea and mes abona kekewen emne
@emebrhan4891
@emebrhan4891 5 жыл бұрын
@@lymaluab eti deblxe megbi eyu maletka
@Kebi_10
@Kebi_10 5 жыл бұрын
merry Kidane meery nebona dea entay ktbekylom nsom dea abta haknetom alew kemu sle zkone kea amlak baelu yhlwom alo neza nebsna knbekyela eyu zelena nhna
@user-wo6ex3ml9r
@user-wo6ex3ml9r 5 жыл бұрын
መራሕቲ ሃይማኖት ኢና በሃልቲ እንታይ ፍርሒ ኢዩ ሒዙኩም ብመንግስቲ ትምርሑ ። ደጊም እግዚኣብሄር ገሊጽልና ኢዩ እቲ ግብርኩም። ብሕብረት መንግስቲ ፓትርያርክ ኣሲርኩም ብፍርሒ ተዋሒጥኩም ወንገል ክትምህሩ ትፍቱኒ ዓገብ ዓገብ ዓገብ እምነት ናይ ኣቦታትና ከምኡ ኣይኮነን ። ምስ ኣቦና ቡጹእ እንጦንዮስ ተዓሪቅኩም ኣብ ገኒ ህዝብኩም ክትከኑ ንዕድም ።
@SamSam-sl2sk
@SamSam-sl2sk 5 жыл бұрын
ኣነ ተከታሊ ምስልምና ኢየ ፣ግን ናይዞም ኣቦ ቡጣዕሚ ኣብክይኒ በጃከኹም ኣሕመዋት ገለ ንግበር ፣ ን ኣቦ ካኣ ረቢ መዋጽኦ ይፋጠረልኩም
@simerr7299
@simerr7299 5 жыл бұрын
Amen
@Merana10632
@Merana10632 5 жыл бұрын
Amen
@SamSam-sl2sk
@SamSam-sl2sk 5 жыл бұрын
ስማእታትና ንዘክር፣ እወ ሓደኢና ኣፍንጫ እንተ ተሃሪማ ዓይኒ ትነብዕ ኢዩ እሞ ኩላትና ሓቢርና ነቶም ጀጋኑ ኣቦታትና ኣብ ጎኖም ንኩን
@asmeromkebrom6024
@asmeromkebrom6024 5 жыл бұрын
behaki kemzi kemaka ybzuhu hawey natey abzi lomi gize ako aslamy kstanay andabelna mfllay koynna
@user-ns5nd6uy8m
@user-ns5nd6uy8m 4 жыл бұрын
Amen hawey n kulom wuxuat esurat abotatnan ahwatnan mewaxo yfterelom
@godislove4726
@godislove4726 5 жыл бұрын
ኣቦና ናይ ብሓቂ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ የብዝሓልኩም። ንዓና ክጥዕመና ኣቦና ሕድገት እንተ ትገብሩልና ጽቡቕ ኔሩ እንበር ብድሕሬኩም ኣይጥዓመንን ዘሎ።
@Hegruso
@Hegruso 5 жыл бұрын
O Lord Jesus 😭 ሓቁ እንድዩ ደኣ ኣምላኽ ክቀጽኣና !ምህረት የውርድ🙌🏽
@sole7719
@sole7719 5 жыл бұрын
ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ ይኹን፡፡ እንቛዕ ቃል ብጹእ ኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣስማዕካና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኩሉ ግሁድን ስጡሕን እዩ፡ ኦ ፈጣሪ ምእንታና ምእንቲ እዞም ድኹማትን ሓጢኣተኛታትን ባሮትካ ኢልካ ንብጹእ ኣቦና ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ መዋእልን ሃበልና ኣሜን!
@merkebsahara1864
@merkebsahara1864 5 жыл бұрын
God bless you our father!! You will be free soon.
@tesfit3587
@tesfit3587 5 жыл бұрын
በስምኣብ በወልድ መንፈስቅዱስ ፡ እዝግኣብሀር ይመስገን ቃል ኣቦና ዘስመዕከና ፡እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና !!
@kokobmessimessi6634
@kokobmessimessi6634 5 жыл бұрын
ብጣዕሜ ዘሕዝንን ዘርምምን ምጾት ዓለም😭😭😭። ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረትን ሰላምን የውርደልና ። ነቦና ከኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃቦም 🙏🙏🙏 ::
@medhaniemehari8016
@medhaniemehari8016 5 жыл бұрын
ዘሐጉስን ዘሕዝንን ኢዩ። እቲ ዘሐጉስ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ካብ ቃሎም እቲ ሓቂ ስለ ዝሰማዕና ሓጎስና ወሰን የብሉን። ነቦና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ክህቦም ናይኩሉ ግዜ ጸሎትናዩ። እቲ ዘሕዝን ከኣ ነዞም ስለ ሓቂ ደው ዝበሉ ኣቦና ክንድዚ ዝኣክል ሽግርን ግፍዕን ኣብሊዕሊኦም ብዘይጠቕሙ ሰባት ክበጽሖም ምርኣይ ማዓንጣኻ የሕርር። እግዚኣብሔር ይፍረድ።
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q 5 жыл бұрын
Entay Emo knbl Hrr eilka Sq eu zgber yelen Ms Men enber Ezi da zblo Eko tefieuni EGZABIER MSOM YKHUN.
@yosiefabraha9519
@yosiefabraha9519 5 жыл бұрын
God bless all esurat eritrawiyan.
@memumsganandnglmaryamyish4739
@memumsganandnglmaryamyish4739 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኩን ፡ ድምጺ ኣቦና ቁዱስ ኣቡነ እንቶንዮስ ዘስመዐና ተመስገን ኣምላኸይ
@fekaduhabtemichael870
@fekaduhabtemichael870 5 жыл бұрын
ኣቦና ጥበበኛ ከም ሰለሙን ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡ነቶም ነዚ ሰነድ ናብ ህዝቢ ንምብጻሕ ዝተቓለስኩም ኣሕዋት ድማ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@wedihabte3827
@wedihabte3827 5 жыл бұрын
Abona meluA taAna yewaradelkum Amlak Abona bejekakum Abo yebelnan
@fsehatekletesema8707
@fsehatekletesema8707 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ቃል ኣቦና ዘስመዓና።
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 5 жыл бұрын
ኣብዚ ነሀለ ጸጋ፥ ልቦና፥ ትሕትና፥ ፍቅሪ፥ ትዕግስቲ፥ ለውሃት ዝመልኦ ኣዘራርባ።
@user-bh1ck8pg8j
@user-bh1ck8pg8j 5 жыл бұрын
ካብ ጾባ ደቡብ ኑኡስ ዞባ ማይምነ እንዳ ባ ኣዎኔናስ ዝባሃል ዝነበር ፋላሲ ዊን ኣብ 2017 ህግደፍ ወዲዶሞ ማለት ኣሲሮሞ ኣለዉ
@andayghebretinsae4549
@andayghebretinsae4549 5 жыл бұрын
እንቃዕ ዕድመ ሂቡ ድምጽኩም ኣስመዓና ኣቦና ንዓናን ንሃገርናን ክጥዕመና! ኦ እግዚኣብሄር ንኣቦታትና ፍቅርን ፍትሕን ምርድዳእን ሂብካ ምሕረት ኣውርደልና፡ ከም ግብርና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ጠሚትካ ምሕረት ኣውርደልና ኣሜን!!!
@Gebriel19
@Gebriel19 5 жыл бұрын
ደሓን ኣጆኹም ኣቦና ገፋዕትኩም ኣብ ትሕቲ እግርኩም ዝሰግዱላ መዓልቲ ቀሪባ ያ። ኣምላክ ሓቂ ምሳኩም ይኩን።
@yorusaman5095
@yorusaman5095 5 жыл бұрын
Ewyyyy izom Rugumat edom Aysanu Abona ka Aemlki segue yebzhalkum 🙏🙏❤
@amanueldesale6784
@amanueldesale6784 5 жыл бұрын
Hasowe u ayetemaneyo
@naynaysen6623
@naynaysen6623 5 жыл бұрын
Nsika eka hasawi animal.
@user-br2fp8su1r
@user-br2fp8su1r 5 жыл бұрын
@@amanueldesale6784 ርእስኻ ንምንታይ ዲኻ ትጥቀመሉ ሕጊ ቤተ ክርስቲያን ጥራይ ዘይኮነ ርእስኻ'ውን ባዶ ኢዩ ዘሎ፡ ካልእ ይትረፍ ሓሳዊ ካብ ትብል ይጋገዩ ኣለዉ ምባል ምሓሸካ፡ ግን እዚ ዝርእስና ኣበይ ክሓልፈልና
@user-gv4zd2md5r
@user-gv4zd2md5r 5 жыл бұрын
Amanuel Desale መን ኢዩ እቲ ሓሳዊ ትብሎ ዘለኻ ?
@embebaweldegebriel3202
@embebaweldegebriel3202 5 жыл бұрын
@@amanueldesale6784 ata denikero nesikan kemakan ekum seb teribeshu zelekum Ze-semie ezeni zeserih resi ente haliyka's ayrehyo denikero
@hopefulhopeful3270
@hopefulhopeful3270 5 жыл бұрын
ሰናይ ገድሊ ተጋደሉ ኣለኹም ኣቦና
@biniamokbamariam7708
@biniamokbamariam7708 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣቦና Edemen tenan yhabekum Egziabher amlak xelotkum ayfilena
@wilized8584
@wilized8584 5 жыл бұрын
ብፈጣሪ ዝተሓረኹም ቡፀእ ዎ ቁዱስ ኣቦና አንቃዕ ቃልኩም ምስክርነትኩም ከይረኣና ኣይተፈሌኹሙና። ኣቦና ሃዋርያዊ መስዋእቲ ትኼፍሉ ከም ዘሌኹም ንእምነትና ሎሚ ተኣማሚኔ አየ አሞ ፀሎትኩም ባርኾትኩም ንህዝብና ኣይፈሌዮ።
@ax8853
@ax8853 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣብነ ኣንጠንዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@merhawigb6947
@merhawigb6947 5 жыл бұрын
Ahhhhhh GOD 🇪🇷 we have to cry 😭 for our country GOD to have mercy in Eritrea
@marietedla9997
@marietedla9997 5 жыл бұрын
My Tigrigna isn't good enough to express my deepest anguish. As an Ethiopian Orthodox Christian, our sister Church faced this problem. Always Christians are under heavy burden and examination since the time of Christ and apostlles. My duty is to pray for holly father and my fellow brothers and sisters in Christ.
@habtomatey9182
@habtomatey9182 5 жыл бұрын
Well came assenna &thanks Abona edemen tenan yhabkum fetari 🙏🙏🙏
@berhaneberhe3545
@berhaneberhe3545 5 жыл бұрын
I Am True Eritrean From Hamassien An Orthodox Christian Believer * Loyal To Mighty Shaebia Eritrean Government.
@drwizy8779
@drwizy8779 5 жыл бұрын
Berhane Berhe terewai gefih meakor wedi shemuta
@mhretaraia3447
@mhretaraia3447 5 жыл бұрын
Berhane ab Aboka kemezia gefi yereka Amlak
@filarg5229
@filarg5229 5 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይወስኽኩም ኩቡር ኣቦና ፓትሪያርክ ዘሃገረ ኤርትራ። ሐቕነትኩምን ጽንዐትኩምን ኒዘልአለም ኪዚከር ነዩ።
@asmaratsaeda5538
@asmaratsaeda5538 5 жыл бұрын
Lomi mealti qal abona semina ente tehagosna, gen eti kulu mekeran hasarn zewrdom zelo reye ka hazeney deret seinelo 😭😭😭😭 sele haqi dewe sele zebelu. We..Egzabher nebona ab teheteka aqbelna. Amennnnn
@danihagos6440
@danihagos6440 5 жыл бұрын
ኣቱም ህዝቢ ኣምላክ ነዚ ኲሉ ግፍዒ እንዳርኣየ ሱቅ ዝበለና ምክንያት ኣለዎ ንሱ ድማ ብናተይ ርድኢት ካብ ውሽጥና ፍቅሪ ጠፊኡ ብኣንጻሩ ጽልኢ: ጭካነ :ትእቢት :መን ከማይ: ኣይነት ስምኢት ኣብ ውሽጥና ስለዘሎ ጥራሕ እዮ ካልእ ኣይኮነን ። ኣቦና ቊዱስ ሲኖዶስ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጸሎትኩም ይሕሰበና ።
@user-vg3gb6fm9z
@user-vg3gb6fm9z 5 жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ እዋይ ተካል መንግስቲ, እቶም ኣቓሽሽቲ ኸ ጌጋ እንዳ ራኣዩ ዓገብ ዘይብሉ, ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣቦና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም, እግዛኣብሔር ኣምላኽ ድማ ጽላልካ ኣንብረለሎም, ንመንግስቲ ኤርትራን ስዓብቱን ዘለዉ ድማ ካብዚ ዝገብርዎ ዘለዉ ዘይ ፍትሓዊ ክትክንኖም ናይ ወትሩ ጾሎትና እዩ እሞ, ኣቦና ኣጆኹም ኣብ ቅልኩም ጽንዑ, እግዛብሔር ኣምላኽ ድማ ምዋጾ ይፍጠረልኩም።
@binyamnrayo5288
@binyamnrayo5288 5 жыл бұрын
ዘሕፍር ዛንታ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ!! ኣገልጋል እግዝኣብሄር ነዛ ዓለም ብዘይካ ብጸሎት ሰናይ ኣገልግሎት ንህዝብን ውላድ እካ ዘይገድፉላ ዓለም ዝመነኑ ፈላሲ ፓትሪኣሪክ ኤርትራ ኣቦና ኣብነ ኣንጦንዮስ ስለምንታይ ግን እዝ ኹሉ ግፍዕ። እግዝኣብሄር ይቕረ ይበለልና ነቦና ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም።
@user-gk8us2pe9q
@user-gk8us2pe9q 5 жыл бұрын
Hmeq Nayti Hzbi Eyu Hzibi Teakibu Teqwmeu ente zesme Kndi Ametat Aykonen Hanti malti Wn Tkun At mteAsrun.Hzbi GN AB Msesae Tray eyu Teakibu Zwexe.Teternifka mqwam yelen ,ezi eyu ka Neti Mengsti Ashadinwo zelo.Emut Hzbi Mdkhar Tray Tebahle Mdkhar Tray
@naiher9876
@naiher9876 5 жыл бұрын
Egziabher amlak mewaxeti yfterelkum🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@loveghe
@loveghe 5 жыл бұрын
TV ኣሰና ናይ G15 ድምጺ ተሪፍኩም። በርትዑ ኣጆኩም ቀሪብኩም ኢኹም።
@michealweldeab4864
@michealweldeab4864 5 жыл бұрын
ንብዓተይ ምቁጽጻር ስአነ ዘሕዚን ፡ ኣቦና በረከትኩም በረከት ይኩነና ፡አምበር ሕመክና መወዳታ የብሉን
@tsehaygebrekidan9865
@tsehaygebrekidan9865 5 жыл бұрын
Lets Pray Pray and God Bless Eritrea and Eritrean!!!
@net4062
@net4062 5 жыл бұрын
ኣቡነ እንጠንዮስ ኣምሳለ ሓዋርያት። ተዋህዶ እመቤተይ ናይ ዘለኣለም ቤተይ። ክርስቶስ ዝመስረታ ሃዋርያት ዝመስከሩላ ሰማእታት ዝሓለፉላ። ነገስታት ናይ ምድሪ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ተዋሕዶ ምስ ተጋዓዙ ኢዮም። ብሓዊ ምስነደደት፡ ክሳዶም ንእምነቶም ዝህቡ። ንሕና ደቂ ተዋህዶ ንተንስእ ኢሰያስ ኣብ ተዋህዶ ኢዩ ተሓቢኡ ዘሎ ሓይሊ ተዋህዶ ስለ ዝፈልጥ ። ንሕና ተዋህዶ ኣብ ምድሪ ሓይሊ ከምዘይብልና ስለ ዝፈልጥ። እንተኾነ ብጾምን ጾሎትን ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ከምቲ ዳዊት ንጓልያድ ክንገጥሞ ኢና። ብሓቂ ጉዳይ ቤተክርስትያንና ከይተፈትሓ ጉዳይ ኤረትራ ኣይፍታሕን ኢዩ።
@user-jv5yg8ex6v
@user-jv5yg8ex6v 5 жыл бұрын
ኣነ ጴንጠቆስጠ ኢየ እዞም ሰብኣይ ምስ ተኣሰሩ ግን ብጣዕሚ ሓዚነ ጓል 11 ዓመት ከለኹ ዝተኣሰሩስ ጓል 22 ኲነ ብስም ኣብ ብስም ወልድ ብስም መንፈስ ቅዱስ ብስም ሓደ ኣምላኽ።ጎይታ ንህዝብና ፍትሒ ኣውጽኣሉ።ነዚ ኣረሜን ስርዓት ድማ ሱር መሰረቱ ኣጥፍኣልና።
@user-zd7rh8jy9e
@user-zd7rh8jy9e 5 жыл бұрын
ኣቦና ብዘይካኹም መራሒ የብልናን ኣምላኽ ድማ ምሳኹም ይኹን ጸሎትኩም ድማ ኣይፈለየና ኣመን
@medhanieteklemariam8282
@medhanieteklemariam8282 5 жыл бұрын
አዝጊኦ አዝሂኦ መሓረና ክርስቶስ!!!! አንታይ'ዩ ወሪዱና ልባና ደሪቑ፡ አዚ ግፍዒ'ዚ ካብ ተራ ዜጋታት ክስብ ኣቡናትን ምሻይኽን ብጺሑስ ሰላም ኣሎ ቢልና በጥ ኢልና ንሓድር ንውዕል ኣሎና፡ ዘሕዝን'ዩ አስከ ክውድኣልና ንኣምላኽና ተምሊስና ይቕረ ንበል፡ ብቃ ይኣክል በጃኹም።
@tekleabkidane337
@tekleabkidane337 5 жыл бұрын
so sad ኣቦን ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፡፡➕🙏 ኢሰያስ ሸይጣን ማዓልትኻ ቀሪባ ኢያ ዳሓን Thank you Asena ✔
@amanueldesale6784
@amanueldesale6784 5 жыл бұрын
Hasowe u
@jonastveritrea7253
@jonastveritrea7253 5 жыл бұрын
@@amanueldesale6784 *ኣታ ንስኻ ልኡኽ ህግደፍ ኢኻ ወዲ ሻርሙጣ*
@jonastveritrea7253
@jonastveritrea7253 5 жыл бұрын
@@amanueldesale6784 *ኣታ በዳን ጨናዊ ወዲ ሻርሙጣ ክንደዲኡ ከተግገካ ኢዩ*
@jonastveritrea7253
@jonastveritrea7253 5 жыл бұрын
@@amanueldesale6784 *ኣታ ሕልና ኣልቦ*
@user-tn8fu2ic8j
@user-tn8fu2ic8j 5 жыл бұрын
ጳጳስ አብ መናፍቃን ኣትዩ ዝባርክ ዚምህር የብልናንን ኦርቶዶክስ ምስ መናፍቅ ዘራክብ የብልናንን እንታይ ሰለ ዘሎም ምስኦም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ በይና ሕግን ስርዓተን ተቀይዳ ትከይድ እያ ኣቦታት ከሙኡ ኣይመሃርናንን ሕራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ከሙኡ ኣይትምህርን እያ እዛ ብድዮ ስጋብ ትዉድ ተካተተልዋ እዚ ብድዮ ኣፍ ኣለዎ ክምልሰልኩም እዪ በዓሉ kzbin.info/www/bejne/m3-5fIODoNWde8k
@Eruna1993
@Eruna1993 5 жыл бұрын
Abona Amlak Xegeu Yebzehalkum Edmen Tenan Yehabkum . We Love you ♥️ N Hezbinan Hagernan Eritrea Ab Xelotkum Zekeruna . 😭😭😭
@zemenfesandetsion486
@zemenfesandetsion486 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አቦና
@yordanoshaile2348
@yordanoshaile2348 5 жыл бұрын
መዋጽኢ ይፍጠረልኩም እዚ ካኣ ናትና መንእሰያት ሕመቕ እዩ እዚ ጉኺላ ንህዝቢ ኤርተራ ተጻዊቱልና
@luhciatekle2142
@luhciatekle2142 5 жыл бұрын
God is good all the time i am gladly you are a life welcome to see you abona.
@user-dc6cn6tr9f
@user-dc6cn6tr9f 5 жыл бұрын
ዘገርም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙ
@divoramengisteab8675
@divoramengisteab8675 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣንጠንዮስ ክብርን ሞጎስን ይሃብኩም ኣማን ብኣማን ብእምነትኩም ጽንዓትኩም ብዙሕ ተማሂርና : ኣቦ ኩልና
@tomikasay9627
@tomikasay9627 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ባዕሉ የጸናንዕኩም!!!!!!
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 5 жыл бұрын
Oh my Lord, I can’t believe these😭, I am tears, eskebelu edmen tEnan hibu bselam yewxEkum ember nhna Deqkum ena agdienakum. For the first time I feel I am ready to be the voice for the voiceless, and I hope my God forgive us for being quiet when injustice being served to many.
@hhggg1992
@hhggg1992 5 жыл бұрын
ኣሰና ብዕጣሚ የመስግነኩም ቀጺለ ኣሓለፈ ግዜ ወፈያ ክገብር ሕቲተ ነይረ ሕጂ ውን እሓትት ኣለኩ ብኸመይ ከምንልእኾ ሓቡሩና ካብ ሕ.መ.ኣ ፡ ቺኻጎ
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 5 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ኣንጣንዮስ ፓትርያሪክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም
@fthi3585
@fthi3585 5 жыл бұрын
Abona Ajokum ab kidmie igziabiher abi mogos iyu zelekum nay iwana hawariya ikum segakum yebzehelkum
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 5 жыл бұрын
ኣሜን ኣቦና ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣብ ጸሎትኩም ዝከሩና ነዓና ከኣ ኣቦና እምነትና ንዘለኣለም ትንበር
@simonseltene928
@simonseltene928 5 жыл бұрын
Egzabiher amlak bealu bselam yewxakum kubur abona.
@amawidebshawi6721
@amawidebshawi6721 5 жыл бұрын
😥 ዘሕዝን ፍጻመ! ግን ድሓን ፋሕ ኢልና ኣይንተርፍን ኢና።
@ephremtsegay8938
@ephremtsegay8938 5 жыл бұрын
Judgment is from the almighty of God...!!! The time is arrive, We will see the truth...!!! I wish u long life my father...!!! Thanks God...!
@muller6951
@muller6951 5 жыл бұрын
May god bless you & HGDF are falling down 2019
@asgedomberhane1172
@asgedomberhane1172 5 жыл бұрын
ኣብ ዘሕዝን ኩነታት እኳ እንተለና ነፍስወከፍ ሰብ ብሓድነት ክላዕል ነን ዝፈልጦ ኩሉ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ወጻእን ክላዓል ክንጽውዕ ኣሎና።ንኹቡር ጳጳስና ድማ ጸሎት ንገበረሎም፡
@mendelaykurae2349
@mendelaykurae2349 5 жыл бұрын
ክቡር ኣቦና ጥዕናን ጽንዓትን ይሃብኩም ልዑል እዝግኣብሄር።
@eyobnegash5036
@eyobnegash5036 5 жыл бұрын
Abona mewaxo yfterelkum amlak msakum ykun
@MFish7980
@MFish7980 5 жыл бұрын
Ajokum Abona Abune Anthenoes- Still you are the Patriarch of Eritrea. Very Courageous message. May GOD bless you and be with you !! Thank you !! Do not forget THE END of the day of Isseyas- " Wakaria Adi Halo " - is approaching !!
@musabahta4171
@musabahta4171 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣቦና መዋጽኦ ይፍጠረልኩም
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 5 жыл бұрын
ተሪፍኩም ዘለኹም ውሑዳት ደገፍቲ ሕግደፍ. ናይ ብሓቂ ን ኣምላኽ ትፈርሑን ተምልኹን እንተኾንኹም, እምነትን, ሕልናን ስድራን ቤተሰብን እንተለኩም ነዚ ሰሚዕኩም ብደር ሕጂ ነዚ ውልቀመላኺ ደገፍኩም ትህቡ ትኾኑ ዶ ይኸውን??? ኣምላኽ ይርይን ይዕዘብን ኣሎ.
@semeretesfaghabir186
@semeretesfaghabir186 5 жыл бұрын
abona egziabiher mewaxo yfter egziabiher erkin selam ygberelna
@yemaneteka9143
@yemaneteka9143 5 жыл бұрын
And thanks you ASSENA for this good news!!! Love to all ERITREANS all over the world especially to those in side ERITREAN . 2019 it's our Year!!!!
@MrTelazeb
@MrTelazeb 5 жыл бұрын
Feeling hurt
@user-hn6qx2mq5b
@user-hn6qx2mq5b 5 жыл бұрын
Abona edmen tienan yehabekum mewaxeo yfterelkum we love you our father
@rezenetesfalem7720
@rezenetesfalem7720 5 жыл бұрын
ኣምላክ ምስ ቁኑዓት እዩ እሞ ጸኑዕ ኢኩም ጾሎትኩም ኣይፈለየና ራህዋ የምጻልና እዝጋቢሄር እምበር ዓመጸኛን ሸፋጥን ዝኮነ መንግስቲ በቦታቱ እዩ ዝጅምር ንሕና ውን ኣይሓገዝናኩምን ናይ ኢድና ድማ ረኪብና ኣምላክ እቅረ ይበለልና ጎሳየ ዘይብለን ኣባጊዕ ንኣራዊት እንደኣለን
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 жыл бұрын
ኣጆኩም ኣቦና ከሪብና ኢና ጸጋ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
@natihrmetandmoves4401
@natihrmetandmoves4401 5 жыл бұрын
😭😭😢😭 ኣቦና ብምሕረትኩም ረኣይና ብ ጸሎትክም ደግፍና! ኣድና ብ ሰላም ክንምለስ ጸሎት ግበርልና ተበኪስና ኣለና።
@beloyal6588
@beloyal6588 5 жыл бұрын
Egziabhier aboy nebena mewaxio fterelom neto aserti dma ykreta gberelom amen !!!
@teklemebrahtu1797
@teklemebrahtu1797 5 жыл бұрын
ኣቦና አግዛብሀር ይ ኣክል ይበል ።ገድልኩም ብሰላም ይፈጽም።
@forceforgood4669
@forceforgood4669 5 жыл бұрын
Bravo sister! You just made history. The wall that kept our Godly people in for so long is slowly falling.
@samsonermias6303
@samsonermias6303 5 жыл бұрын
God, please make this year to be our year help us to defeat the devil worshippers make them our footstool. God bless Abune Antonios. if anyone keeps supporting the devilish regime Isaias Afewerki after today God is going to deal with you. you don't have no excuse anymore.
@leatekle3106
@leatekle3106 5 жыл бұрын
Mewaxoe yfterelom kbur abona. Iseyas ede mealtika texebe wrdetegna
@biniambrhane620
@biniambrhane620 5 жыл бұрын
amen amen amen amen
@eritreanakabana5683
@eritreanakabana5683 5 жыл бұрын
Radio Asena we love you. We praud you
@destalbey3710
@destalbey3710 5 жыл бұрын
Bfetari mhret ymxana abona🙏🙏🙏 eway hmak mengsti adi ba fahbtn aetikala😢
@jgjgg3513
@jgjgg3513 5 жыл бұрын
Amlak edmen tenan yhabkum abona
@user-qx2my4fl9c
@user-qx2my4fl9c 5 жыл бұрын
ዘስደምም.ዩ ኣቦና ኣብነ እንጦንዮስ ብሓቂ ኣደንጊጽኩምኒ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እበር ቔድበተኽ ሕጊ ዘይብላ ሃገር ኣበይ ኽሓትኹም ፈጣሪ መዋጽኦ ጥራይ ይፍጠረልኩም ::
@fishaletesfalidet8175
@fishaletesfalidet8175 5 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ezgyo mharena krstos!!!! abey alekum nsu nhna bhalti .
@samuelyemane4703
@samuelyemane4703 5 жыл бұрын
Amlak mewatso yfter 🙏🙏🙏
@maekelekichin6702
@maekelekichin6702 5 жыл бұрын
ኣምላክ ኣዋጽኦ ይፍጠረልኩም ኣቦና
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 5 жыл бұрын
ብጣዓሚ ኣሕዛኒ ኣሰና ቲቪ ብጣዕስሚ ይቐኔልና። መን ተመን መን ርግቢት ኣግሂድኩሞ ኣለኩም ። ኣቦና እግዛብሄር ንበትክርስትትስና ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።
@cheayokubay4098
@cheayokubay4098 5 жыл бұрын
ሰላም ኣሰና ቲቪ ኣነስ ከወፊ ደልየ ግን ብምንታይ ንገሩኒ ባ
@yordafitwi5095
@yordafitwi5095 5 жыл бұрын
An natom viedo ayika degagimka reayo aleka nay Bank Nummber aleka
@user-ww6gj9qt5j
@user-ww6gj9qt5j 5 жыл бұрын
ኣነ ከማን ከወፊ ደልየ ግና ብዙሕ ክእለት እንግልሽ ስለ ዘይብለይ ይከብደኒ ተለፎን ተልዩኩም እንዶ ስደዱላን ብከመይ ከም ዝስደድ ክርእየና ዝክእል ሰብ ግበሩላ
@mikimiki3402
@mikimiki3402 5 жыл бұрын
Yake ane wen gubey khgez dela alku gn tle namber thabaeruni
@tesfalemgoitom8362
@tesfalemgoitom8362 5 жыл бұрын
7073188816 andebrhan aqube elkum dewllu yehwat gn abey hager mkanu ayfeletkun kab TV asena eye lomi semiaeya yehwatey.
@naynaysen6623
@naynaysen6623 5 жыл бұрын
Assena tv bank account HSBC POUND STERLING ACCOUNT Account name : Assenna foundation Sort code : 400531 Account Number : 41527185 BIC : HBUKGB 4142A IBAN :GB27HBUK40053141527185 HSBC INTERNATIONAL BANK - US DOLLAR ACCOUNT Account name : Assenna foundation LTD Sort : 401276 Account Number : 83840659 Bank Identifier code : HBUKGB4B IBAN: GB89HBUK40127683840659
@hallomaialba8229
@hallomaialba8229 5 жыл бұрын
edman tanan yhabekum ezghbar amelak Abona ab xlot kemu zekirna ❤❤❤💒❤💒❤💒💒❤💒🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@tehanakterhaje5348
@tehanakterhaje5348 5 жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ህዝቢ ኢና ንሕናስ ስቅ ኢሉ ይገርመኒ ማዕረ ጳጳስ ዝኣኽሉ እዚ መልእኽቲ እንዳ ሃቡናስ ዘይንኣምን ምስቲ ሸይጣን ወጊንና ነጣቕዕ
@user-hq2lj3du4u
@user-hq2lj3du4u 5 жыл бұрын
WELLKOMMEN ASENA
@juletomas1138
@juletomas1138 5 жыл бұрын
እዋይ ኣቦይ ፡ ሃየ በሉ ዝተወገዘ መስቀል እንሳለም ክንይሉ ንጠንቀቅ ክንንዲ ንበረከት ንኩናኔ ከይገብረልና ። ኣቦና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በረከትኩምን ጸሎትኩምን ይሕደረና ።
@elsasolomon4426
@elsasolomon4426 5 жыл бұрын
Egzabeher Amlak bereketkum ybzah nigeberti kufue kea nay eidom yhabom
@adhanomyosief9871
@adhanomyosief9871 5 жыл бұрын
Our great father God bless you
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 5 жыл бұрын
እግዝኣብሄር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ኣቦና
@okubaygofar5160
@okubaygofar5160 5 жыл бұрын
አቦና ኣካኣ ድምጹኩም ሰማአና
@user-fm5nr6mn8q
@user-fm5nr6mn8q 5 жыл бұрын
ክብር ሓአና ነዞም ቕዱስ ኣቦና ደርኣካነ ኣምላክ ይመስገን, ሕጂ ግን ሓደ ዓብይን ኣብ መንጎ ኣመንቲ ክርስትና ናይ ኤርትራ ኣፋላላይ ኮይኑ ደሎ ነገርን ካብ ኩሉ ቅዳሰ ምዝኻር ኣትርፎሞ ደለዉ፡ ክትሓትዮ ካብ ኣፎም ክንረክቦ ከኣ ኣባ እንጢኖስ ክሕዶም ሃይማኖትና ከነሕድሶ ምስ ግብጻውያን ክንመስል፡ ምስ ተሃድሶ ሕብረት ኣለዎም ኢሎም ንመእመናን ድሕብሩ ደለዉ, ከ ፍቃደኛ ተኮይኖም ነዚኣ የብርሁልና ይላበወኩም? ንመን ከም ነኣምን ገሩምና ኣሎ ብሕጊ ሃይማኖትና ጳጳስ ከሎ ካሊኣይ ጳጳስ ኣይሽየምን ኢዩ።ሓደራካ ሕተቶም መልሲ ክንጽበየካ ኢና
@user-dl2yw2ii4u
@user-dl2yw2ii4u 5 жыл бұрын
አቦና 😢😢😢😭
@negasi2123
@negasi2123 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣጆኹም እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን /// እግዚኣብሔር ሓቂ ኢዩ ንስኹም ከኣ ኣብ መንገዱ ኢኹም ዘለኹም እቶም ቤተ-ክርስትያን ዝደፍሩ ኸኣ ናብ እግዚኣብሔር ክንገድፎም ኢና ። ንዓና ንዝጠለምናኩም ደቅኹም ከኣ ይቕረ በሉልና 😢
@naynaysen6623
@naynaysen6623 5 жыл бұрын
ሕመቅና ዘጉልሐ ቓል ብጹእ ኣቦይ።
@awetnaizghi9068
@awetnaizghi9068 5 жыл бұрын
Bless you our father 😍😍
白天使选错惹黑天使生气。#天使 #小丑女
00:31
天使夫妇
Рет қаралды 14 МЛН
КАКУЮ ДВЕРЬ ВЫБРАТЬ? 😂 #Shorts
00:45
НУБАСТЕР
Рет қаралды 3,4 МЛН
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 77 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 14 МЛН
Abba Teklemichael Tewolde in Segeneiti 10, 2018
16:51
白天使选错惹黑天使生气。#天使 #小丑女
00:31
天使夫妇
Рет қаралды 14 МЛН