Atv Asena Live - ዝርዝር ሰለስተ ዕጹው ኣኼባታት ኣቢይ ኣሕመድ - `ጆግራፍን ዲሞግራፍን ዝቕይር ኲናት ብምክያድ ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ክንቆጻጸሮ ኢና`

  Рет қаралды 34,600

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 143
@جوهرالخير-ض1ر
@جوهرالخير-ض1ر Ай бұрын
አማኒኤል ዘምጽእካዬ መደብ ብጣዕሚ አዛራራብን ሓቅን እዋናውን እዮ እሞ እቲ ሰብ ዘይፈለጦ መጀመርያ ንወያነን ሻዕቢያን ከመይ ጌርካ አብጽልኢ ተንብሮን ተንኮለኛ አብየ አሕመድ ጽቡቅ ጌሩ እዮ ሰሪሑሉ ሕጂ ናብ ርእሰና መጺኣ ወያነ ሕጂ ምሳና ዶ ጠጠው ይብሉ ሕጂ ሓደ ዝመውት ኤርትራዊ ክህሉ የብሉን እንትርፊ ባዓል ወዲ ጣባ አወል ሰዒድ እቶም ደገፍቲ ሕጂ ጅግንነትኩም አርኢዮና አንቱም ለባማት ራህዋ
@hdhjsjns
@hdhjsjns Ай бұрын
99% sirah isayas serihlom yu. Hizba zihadega falul hager gerwa yu .
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
ኤእ እንታይ ይገበር መንእሰይ አብ ትግራይ ተዳኺሙ ይኽደነና።
@All-w9s
@All-w9s Ай бұрын
ኤርትራ ድህሪ ትግራይ ፅንተት ካም ሃገር ኮይና ትቅፅለሉ ዕድል አብቂዑ እዩ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
ዋእ እሞ እንታይ ይገበር አንፃር ነብሶም እንዶ ኾይኖም ኤእ አቺደንተ ላራጋሳ ፎሪ ስትራዳ ይብል ጥልያን ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
አብይ ኣሕመድ ቀሊል ሰብ መሲሉኩም ኣሎ አብዚ ዞቦ ጂኦግራፊያዊ መልክዕ ክቅይሮ ምኳኑ እዩ ዝግመት ዘሎ።
@3NAB_768
@3NAB_768 Ай бұрын
99% ሓቅነት ዘለዎ ሓበሬታ እዩ። ኣብይ ዋላ 10 ሚልዮን ሰብ ኣወዲኡ ባሕሪ ክቆጻጸር እቲ ዝተረፈ 110 ሚልዮን ህዝቢ ባሕሪ ወኒኑ ክነብር ድልየቱ ምዃኑ ብተደጋጋሚ ኽገልጾ ዝሰማዕናዮ እዩ። ነዚ ድማ ምስ መራሕትን ዓበይቲ ዓዲ ዓፋር(ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ኤርትራን) ሙሉእ ስምምዕነት ከምዝረኸበ። ብምዕራብ ኢትዮጵያ ድማ ብዓል ኮ/ል ደመቀ ዘውዱን ሰራዊቱን ሒዙ ክንቀሳቐስ ከምዝፀነሐ ዝፍለጥ እዩ። ንትግራይ እቲ ከባቢ ክሳብ ሕጂ ዘይመለሰሎም ድማ ንወፍሪ ወራር ኤርትራ እቲ ኸባቢ ክጥቀመሉ ስለዝሓሰበ እዩ። ስርዓት ኢሳያስ ዘብቀዐሉ ይመስል። ኾይኑ ግና ንኤርትራ ብእንዳን ቀቢላን፣ ብሃይማኖትን ኸባቢዊነትን ከፋፊሉ ልክዕ ከም ሶማል ንሓዋሩ ምርግጋእ ዘይብላ ክገብራ ተኽእሎ ኣለዎ።😢
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
@@3NAB_768 ኤፐ
@fisehahaile972
@fisehahaile972 Ай бұрын
Yes dear bro that is the point
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ቁዋም መይቱ ኢስያሲ ዘሪኤ ቁዋም አሎና ኺቢሊ ጥ ጸኒሖ ሓዲሺ ክልብ ዊሒዊሒ በርቲዒና።።።❤❤❤
@GoodTimes-sx1yz
@GoodTimes-sx1yz Ай бұрын
ዲሞግራፊ ጉዳይ ደአ ህግደፍ ወዲሎም እንድዩ ኩላ ተሰዲዳ እንድያ
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
100% ሓቂ
@abrahaleygebremichael1029
@abrahaleygebremichael1029 Ай бұрын
Thank you so much Amanuel . Kulu gze ewanawi habereta nab hizbka keyselkeka mkrabka zeyhilel tegadalay eka.
@abrahagebru3942
@abrahagebru3942 Ай бұрын
ፃድቃን ጌታቸውን ኣብይን ደቅዞም ሸራሙጥ ዓሰብ ተመኒዮምዋዮም ዝተርፉ ። ተዘየለ ዓሰብ ንከይትኸይድ ትግራዋይ ተጋሩ ንቃለስ ኢና
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
@@abrahagebru3942 ሓባ ዓፅሙ ደረቱ አሪሙ ፍቅር ያሸንፋል ኢሉዋ እዩ ።
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 Ай бұрын
ወድእያሱ እኒ ሩስያን ቻይናን መርገጺአን ምስ ረብሐአን ከመይ ክኸውን ክኸውን ይኽእልዩ ኢልካ ትትንትኖ ? ሩስያ ኣብ ዳህላክን ኣበየፈቖድኡ ስትራተጅያዊ መሬት ክረኽቡን ሃብቲ ዓሳ ክብርብሩ ይደልዩ ብምዃኖም ኢልካውን ምስ ቻይና ወሲኽካ ናይ ርእዮተ ዓለምን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ስትራተጃዊ መዓስከር ክሕዛን ፓወር ኦፍ ኢንፉለንስ ንምጭባጥ ናይዘን ክልተ መንግስታት መርገጽ ከመይ ክኸውን ኢዩ ? እንተተኻኢሉ ምስ ዓለም ለኻዊ ተንተንቲ ጋያሹ ዓዲምካ ነዚ ጽልግልግን ስክፋትን ከምኡውን ሩስያን ቻይናን ንህግደፍ ብዕድግን ህያብን ዝሃቦኦ ኣጽዋር ብሕጂውን ክህቦኦ ሓስብ እንታሃሊዩ ስክፋት ስሎዞሎ ስክፍታ እንተሃልዩ ኣነጽረልና። መም / ዓንደብርሃን ግደይ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ምእንተ ክብሮም፡ መንነቶም፡ መሬቶም፡ ክብሉ ዝሓለፉ ኣዕጽምቲ ወለዱ ኣራኺሱ ነንብዕሉ ዝባላዕ ወለዶ እንተዘይ ውሒድዎ እንታይ ይበዝሖ። ተጋሩ ብተጋሩ በብተራ። ስወአን ብጡጠን ደበለ ተዋዛዪ🎉🎉🎉
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ድር እብ ምርሓና ተኾሊፊና።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
@@TewoldeGhebrezghi ተኾሊፍና ትብል ቃል ክሰምዕ ከለኹ ይዝክር ~ 6ይ ክፍሊ ኾለና ጓል ትምህርተይ አብ ገዝኣ ብዙሕ ግዜ ነፅንዕ ኢና ሓደ መዓልቲ ፆታዊ ፀወታ ክልቴና ደስ ኢሉና እንዳተፃወትና ዓቢ ሓዋ መጺኡናስ ተኾሊፍና እዛ ተኾሊፍና ትብል ቃል አብ ሓጎስን ደስታን ፀኒሕካ ከተቋርፅ ከለኻ ኢኻ ትጥቀመሉ '' ተኾሊፍና ?
@peacetoallofus7428
@peacetoallofus7428 Ай бұрын
I want Iseyas to go but Aby Ahmed couldn’t even finish what he started in tgray, Amhara region let alone dismantling Eritrea who has the backing of Egypt, Saudi and many other allies. Do not take Aby that serious is my message to anyone.
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
አስና በርትኦ 💪💪💪💪💪💪💪💪
@ኣባጎብየ
@ኣባጎብየ Ай бұрын
ኣማኑኤል ምልፍልላፍ ብህልሚ ምሃዝ ንወደብ ክንክልክል ኣይካእልን ኢዩ እንተ ብተግባር ግን ኣይንዛረብን
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
ሕነ ኢሳያስ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ኣጥፊኡዎ ንምኻድ እዩ ይገብሮ ካአ ኣሎ
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri Ай бұрын
ዋው እቲ ሓቂ ይበርህ ኣሎ
@R-melese
@R-melese Ай бұрын
Mewedaeta zeyblu guday eritra.
@goitommaru1990
@goitommaru1990 Ай бұрын
ካብ ኢሳያስ ዝኽፍእ ስርዓት ኣይመጽእን ህዝብና ከማን ኣብገዝኡ ይነብር
@gizegize4486
@gizegize4486 Ай бұрын
አማን,እዝህዝቢ,ዝሰምዕ,አይኮነን
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 Ай бұрын
መዓት የለን መዓር ዩ።
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
Amhara will support Abiy if he controlled Eritrea.
@KudusAnde
@KudusAnde Ай бұрын
ዓሰብ ይሓዝዋ ኣይሓዝዋ ጉዳይና ኣይኮነን ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ ናብ ኩናት ክኣቱ የብሉን ::
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj Ай бұрын
DaykudusAlboAndi
@daeromedia24
@daeromedia24 Ай бұрын
Drbay
@OgbaiZera
@OgbaiZera Ай бұрын
ልክዕ ስሎካ ኣብ ናይ ባድመ ኩናት 2000 ንሃገርኩም ሙትላ ኣይበለን። ኣንሳሕቡ ዓስብ ገዲፍኩም ናብ ሳሕል ሳሓቡ ካብ በለ ኣብ ጉዜ ዓቢይ ቲግ ቲግ ጥራይ ኣብል እታ ንግስነት ንዓይ ይኩን ንወድይ ኣቐድም ኣቢለ ዝላለኩካ ሓደራ ክም ዝብሎ ፍሉጥ'ዩ። ፊደል ትክክል ተዛሪብካ ኣገናዕ ክብለካ እፈቱ።
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
woyane ente tefiU ,assab ni Ethiopia kitkowun isaias ferimu eyu
@OgbaiZera
@OgbaiZera Ай бұрын
ክቡር ሓው ክብሉ ይክእሉ እዮም ቀደምውን ምባል ጥራይ ዘይኮነስ ኩሉ ዝካኣሎም ብግብሪ ብዙሕ ዋጋ ከፊሎም እዮም። ግን ኩናት ብብዝሒ ጥርይ ኣይምዝንን'ዩ። ነዚ ዝተውድኤ ጉይዳይ ምባቕ ብዛዕባ ባሕሪ ገዲፊሞ ዝነበሩ ውልቀ መላኪ ኣዋሳ ከይዱ ናይ ጣዕሳ ቅጥዒ ምስ መልኤ ብዝከፍተሎም መሳኩቲ ተጠቂሞም ዓሳብ ናትና'ያ ክብሉ ይፈራርሁና ኣለዉ። ሓው ተክለወይኒ ብዙሕ ኣይተጃጅውና ኣብ ልዕላውነትና ተቓውምትና ደግፍትና ንወረራ ኢትዮጵያ ኣድግሙና እንተይሎም ብድሓን ምጹ ክንብሎም ኢና። ሕቶይ ንዓካ ኣማንኤልን ግን እዛ ተካፋፊላ ዘላ ኢትዮ፡ ዘይኮነት ጸላኢትና ኢሳያስ ምካኑ እንዳፈለጥኩም ንጎዳ ስሚዕኩም ኣይትስምብዱ። እዚ ኣጅንዳዚ ዋላ ኣቢይ ዝብሎ ዘሎ ኣጀንድ ኤሱ ኩሉ ጊዜ ዝሕሱ ምካኑ ፈሉጥና ህግድፍ ኣብ ምልጋስ 1ይ ኣጀንዳን ክከውን ኣለዎ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
ትዕቢት ንጎልያድ ኣውዲቑዎ ብሴፍ ዝጻወት ብሴፍ ክወድቕ ግድን እዩ ይብል እቲ ፅሑፍ
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ተኽለወይኒ ወደይ ተኽሊወይኒ ይግበርካ ኣምላኽ ! ኣብ ናትካ ፡ ኣብ ንብረትካ ፡ ንሃገርካ ኢኻ ትጣበቕ ዘለኻ ፡ ንቐልቢ ዘለዎ ኣብ ደምን ፡ ዓጽምን ኣትዩ ዘየደቅስ ሓሳብ ኢኻ ኣቕሪብካ ፡ ዘሕዝነኒ አርትራ እናጠፍ አት ፡ ንጥፍ ኣታ ዘጣቕዑ ደቅናን ኣሕዋትናን ክልብሙ እላቦ ! በጊዐይ በጊዐየ ባዕለይ ተዚንጊዐየ ከይከውን ! ፊደል ወደይ ዘረባኻ ኣብ መሬት ኣይወድቕንዩ ! ወዲ ሓላል ህዝቢ ! ብምረት ክታዛረብከለኻ ንብዓት ስዒሩኒ ፡ዝቐበርኩዎም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ድቃስ ከሊ ኦሙኒ !
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
Tension rise in Horn of Africa as Ethiopia searches for a Route to the Sea yibl.HIZBI ERITRAN SERAWITUN ..TECHEFLIKU BI MENGHISTOM YEHIZIN IYU
@asmarabella913
@asmarabella913 Ай бұрын
Pls pls pls abi hadhienena
@freedomtnb351
@freedomtnb351 Ай бұрын
How???
@FiliFili-o4m
@FiliFili-o4m Ай бұрын
ኤማ ዓርከይ ህግደፍ ጥራይ ካብ ሱሩ ይእለይልና እንበር ወላ ኣቢ ይምራሓና ደይ ህዝብና ፎቆዶ ኣዲስ ትግራይ ዝነቅመጥ ዘሎ 😂
@harenaokubazion7100
@harenaokubazion7100 Ай бұрын
Nay behke nefu seb neana selam teray yemrhuna❤
@Almaz-yu1lu
@Almaz-yu1lu Ай бұрын
Aman king hagerawi❤❤
@ቐለበትምልክት
@ቐለበትምልክት Ай бұрын
አምሓራይ ክምስል። ወደሽ ከተደፋሽ ቢረግጡሽ አይክፋሽ ሰላም ግበሩ ምፅዋ ያአኽለኩም።
@fisehahaile972
@fisehahaile972 Ай бұрын
ኣይደል ምጽዋ ይበቃቹሃል ኣይሰማም ኣሰብስ ማናባቱ ሊነካው ኢሳያስን እንጂ ሃገሩን የሚጠላ ኤርትራዊ የለም ኣይኖርም። ኣደለም ባህራችን ኣሳችን እንካን ኣንሰጥም ።
@EyerusalemTaddese
@EyerusalemTaddese Ай бұрын
እናንተ ወልቃይት ያማራ ትሉ የለምዴ ታዲያ
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 Ай бұрын
ኤማ በጃኻ ደጋግሞ ጸሚምና ኣለና ብዙሓት ኣመንቲ ውን ተማህለሉ ይብለው
@EyerusalemTaddese
@EyerusalemTaddese Ай бұрын
ኤረትራዊያን አትሸነፉም ለምን ፈጣሪ ኤርትራን ይረዳታል መቼም መቼም ኦሮሞ ኤርትራን አያሸንፍም መቼም እዚህ ያለህ ግባ ምን እየጠበክ ነው ድል ለኤርትራ ግብፅንም ማመን አያሥፈልግም
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 Ай бұрын
ኣማኑኤል ኣብይ ሓዱሽ ዝፈጠሮ ፖለቲካዊ ፍልስፍንና የብሉን፡ እንታይደኣ ከመይገርካ ኣብ ስልጣን ብዘይተሓታትነት ህዝብታት ከይሓብሩ እንዳጻላእኻን ኣኣንዳባኣስካን ትነብር ኣፍልጦ ፖለቲካ ከየድለዮ ስራሕ/ መንገዲ ኣሳያስ ኣብምኹራጅ እዩ ዘሎ🎉🎉🎉
@ghi2476
@ghi2476 Ай бұрын
ይኣክል ሞት ስለ ባሕሪ.
@Letish190
@Letish190 Ай бұрын
ኣማኑኤለይ.. ነቲ ልገበርካዮ ምሳና ንዓኻ. ምሳና ጠጠው ስለዘበልካ, ብጣዓሚ እምስግነካ.
@mesfingebremedhin7922
@mesfingebremedhin7922 Ай бұрын
ሰላማት ኣማኒኤል - ኣዚዩ እዋናዊ ጉዳይ ማዕረ ማዕረ እቶም ገባብል ስለያታት ከይሰልከኻ ተቕርቦን ትስንዶን ዘለኻ ከም ወትሩ አመስግነካ። ኣብዚ ኣርእስቲዚ ሓደ ክልተ ነጥቢታት ክጠቅስ፥ 1- ውጥናት ኣቢይ ኣሕመድ ወይ ኢሊታት ኦሮሞ ብዘይ ምብራኽን ደገፍን ናይ ብኣመሪካ ዝምራሕ ጂኦፖለቲካውያን ሓይሊታት ክትግበር ወይ ክዕወት ዝኽእል ኣይመስልንን። 2-ብኣንጻሩ ግን ሕመኣ ንውጥናት ኣቢይ ብስላሕታን ክትድግፎን ክትባርኸሉን እንተወሲና ጂኦግራፍን ደሞግራፍን ኤርትራ ኣብ ጠርዚ ሓደጋ ከምዝኣትው ወይ ከምዝወድቕ ዘጠራጥር ኣይኮነን። 3- ስለምታይሲ ጅኢኦፖለቲካውያን ሓይሊታት ዘሳውርዎ ንኹናት ብጎብለላት ሚዲያታቶምን ብባይቶ ጸጥታ ሕቡራት መንግስታት ኣቢሎም ቅቡል ክገብርዎ ክፍትኑን ምናልባትውን ክዕወትሉን ይኽእሉ እዮም። 4- ይኹንደኣምበር ኣቢይ ዋላውን እንተዘይባርኽሉ ኩናት ከባርዕን ዕንወትን ስቕያትን ከስዕብ ይኽእል ስለዝኾነ ብዕቱብነት ክረአ ዘሎዎ ጉዳይ ምዃኑ ዝሰሓት ኣይኮነን።
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
shaebia tigray godiuwa
@desaleestifanos6813
@desaleestifanos6813 Ай бұрын
አንታይ ዝበለ ሽግር እዩ
@AfariMadSleuth.ExportedSalt
@AfariMadSleuth.ExportedSalt Ай бұрын
ጂኦግራፊ እዩ እምበይ ጆግራፊ ኣይኮነን።
@EmpratorKohayto
@EmpratorKohayto Ай бұрын
ata hasawe game over
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ Ай бұрын
እቲ መወዳእታ ጸወታ፡ Endgame ኢትዮጵያ ወደብ ዓሰብ ምስ ትቖጻጸር እዩ ። ዘሕዝን ነገር ኣነ ውን እዚ ስናርዮ እየ ዝጽበይ ዘለኹ ።
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
ASSENA EMA TETEW BEL KULU TIBLO HAKI IYU...
@freedomtnb351
@freedomtnb351 Ай бұрын
Why don't HGDEF invited Egyptian military to intervention in Aseeb??? Since Somalia offered base to Egyptian forces we Eritrean can do the samee thing too. What is HGDEF waiting for??
@GABRIEL-e6l3o
@GABRIEL-e6l3o Ай бұрын
Eritrawyian ab Asmera zelokum ..Assena kulu ziblo haki iyu imo kitiamniwo alokum...Eritra deka deki deka tesewii TEGHEDIDOM HIZBI ZEYFELTO.....SELAM IRKI TEBAHILU ...KEHEGUSU NI HIZBI GHIN BI ANTSARU BI 2018 ERITRA MIS ETHIOPIA KITIHIWES IYU NERU GHIN ABYS SILE ZITELEMO....TEKOLIFNA...... KITIBIR BEKIU ZIAMNO SEB SIINU...YEHEZIN DEKI HAGHER KITIWARED KELOKAI ..
@reflection9636
@reflection9636 Ай бұрын
Felt he has forgotten the whole country.
@GABRIEL-e6l3o
@GABRIEL-e6l3o Ай бұрын
ERTRAWYIAN HISEBULU ATSEBIKUM DEKIKUM AKIBU HADAR KIGHEBRA GHEDIDIWEN ..WETEHADER ERITRA... BARIA NAY HADE SEB IKUM ZELOKUM .TETENKEKU....DEKOM AKEMITOM DEKI INDAMATOM ...KEBASABISU, KIASRUN, AB KUNAT KEITIWU IZI FITHI AY KONEN. ZIHALEFE YIAKLENA...SELAM INA NIDELI..
@stevetsegay3930
@stevetsegay3930 Ай бұрын
I will never support the brutal dictator even if another country invades the country.
@AbuElda30514
@AbuElda30514 Ай бұрын
ሓበሬታ ናይ ሎሚ ምስ ትኻቦ ኣይተ ዩቱብ ብምትእስሳር ዝዳሎ ምዃኑ ክትኣምኖ ዘጸግም እዩ።
@mussiedebesay9870
@mussiedebesay9870 Ай бұрын
ዋው፡ ወዲ ሓድጉ ማለት ጽቡቕ ትንተና። እንቋዕ ገጽካ ራኣና
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx Ай бұрын
ካብ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ኢሰያስ ይዓቢ።ህዝቢ ኤርትራን መሬታን ክበርሱ ከኣ ኣብ ግዜ ሃይለስላሴ ኤርትራ መሬታ እምበር ህዝባ ኣየድልየናን ከምዝበልዎ ሕጂ እውን ህዝቢ ኤርትራ ካብ ምጥቓዕን ምንባዕን ምቑዛምን ኢሰያስ ምምላኽን ሓሊፉ ዝገብሮ የብሉን።ዘይመሃር ህዝቢ ኣብ ዓለም እንተሎ ኤርትራዊ እዩ ንሞት ድሕነትን ህላወን ወንበር መላኺ
@senedtarik9383
@senedtarik9383 Ай бұрын
Uwayzi mejrag wulkemelaki Assebn hizbin Ertan metalieba geruwa nsltanu kbil 😭 Etizgerm nezi mengistna zblwu sebat mhlawom eu
@GABRIEL-e6l3o
@GABRIEL-e6l3o Ай бұрын
ERITRAWYIAN AB ASMERA .ZELOKUM .DEKIKUM NI KUNAT AY TEWEFIYU DEMOSTRATION GHIBERU....ZIHALEFE SELESTE KUNAT HIZBINA AHWATNA MAILEYA ZEYBILU ..ASEWIOM IYOM...DEKOM AKEMITOM DEKI INDAMATOM BI HAILY NI KUNAT KIWIFEYU YIDELIYUWOM... YIAKLENA NI SELAM NI TEATEK.
@biniamokbe8238
@biniamokbe8238 Ай бұрын
Thibuk bishirat eu ,Ertra kab kanchelo hade seb kabtikewin Ethiopia ketemahadira yhaysh ane 100 ydigifo eye.
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
ERITRA AY TENASHIWA HANTY YEBILAN AY TIBEL..."HAILY ALOWA KITIKELAKEL" NISU IYU NAY ERITRA FILOSOPHY" AJOKUM SERAWIT ERITRA ...IZON AHIYA ,MIS KOMALAT HAWISKA,, KINDEY GHIZIE FEKIROM AY TEAWETUN ,,,HADI HAILY ALO NI ERITRA ZIKELAKELA ...MESKEL KRISTOS IYU
@easyman371
@easyman371 Ай бұрын
ዓረብ ፍርቂ agendaኦም ታዓዊቶም ኣለዉ፡ ኤርትራ ዓረባዊት ሃገር ክሳብ ዘይኮነት ወይ ኣብ ዓረብ ሊግ ክሳብ ዘይ ኣተወት ደም ኤርትራዊ ኣይነቅጽንዩ!!
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
tegaru Wedins "Abay tigray"kkkk
@MahmoodDaree
@MahmoodDaree Ай бұрын
Deqi Metahit Messarhi wei keddemti nai werari koinom ai feltun eyom bhiggi wen ai konun eyom.
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
*werar*
@AleneNguse-gq8jd
@AleneNguse-gq8jd Ай бұрын
ኤማ ዝብሎ ዘሎ ኢሰያስ ይፅናሕ ቅድም መሬት ነውሕስ እዚ ስብ ምጥፍኡ ኣይተርፎን ኢዩ (ክልትኡ ክንቅስለሶ ስለ ዝጽግም ) ኢትዮጵያ ከመይ ንከላከል ቀጺሉ ናይ ኢሰያስ ብዙሕ ጸገም የብሉን ዝከብድ ዘሎ ምስኡ ዘለዉ ሓለፍቲ ገና ዘይተረድኦም ምኳኑ ኢዩ ። ሓደ ኣዛዚ ክ/ሰራዊት ታርክ ከም ሎረንሶ ታእዛዝ ክሰርሕ ይክእል ኢዩ ግን ደም ማኖ ስለዘትሓዞም ይከብዶም ኣሎ ብዝኮነ ሕጂውን ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ኢዮም መፍትሒ ከምጽኡ ዝክእሉ እዞም ሓለፍቲ ንት ህዝቢ ኣይፈለጥዎን ዘለዉ ሃህ ኢሉ ዝዛረብ ዘይምሕር ልሳን ኢዩ ዘለዎ ኢርትራዊ ቦቕቦቕ ምኳኑ ኣይፈለጥዎን ምክንያቱ ግብሮም ይዓግቶም ኣሎ ዝገበርዎ ይፈልጡ ኢዮም ሕጂ መፍትሒ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ንሶም ኢዮም ዝምልስዎ ኣብ ደገ ዘሎ ብዲፕሎማሲ ዝትራይ ኢዩ ክቃለስ ዝክእል እንተዘይኮይኑ ተጋዳላይ ኔረ እንተ በለ ሰብ ምዕቡል ጽርግያ ብዘይ ሸበጥ ይከይድ ጸኒዝሁ ሕጂ ክሰርሕ ኣይንጸበዮ እቶም ኣብ በረኻ ኤርትራ ዘለዉ ጀጋኑ ምሕጋዝ ኢዩ
@HayelomE
@HayelomE Ай бұрын
ትግርኛ ኣና ትግርኛ ዝሓለፈ ይኣክል ኣይንባላዕን
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
ድሕሪ ማይ ~
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
WediUs*
@abrahamsereke2924
@abrahamsereke2924 Ай бұрын
ኣታ ኣማኒኤል ፡ ክሳብ ክንዲ'ዚ ዲኻ ህጻን ! ምዃን ልዕሊ ክድዓት ህጻንነት የልቦን ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm Ай бұрын
ዶ?
@tesfaldetmebrahtu7010
@tesfaldetmebrahtu7010 Ай бұрын
እዚ ባህሪ ናይ ኤርትራዊ ኢዩ ። ባዕዳዊ ክቅልቀል ኮሎ ፡ ክንርእየክን ኢና ልዕላውነት ኤርትራ እንተ ቀሪብክን፡ ወያነዶ ኣቢዶ ። ህዝቢ ክጭፍጨፍን ፡ክድመርን ግን ኣይምልከተካን ኢዩ። ኤርትራዊ ተባራበር።
@r-hgman3651
@r-hgman3651 Ай бұрын
The enemy of Eritrea is the deluded dictator and his Shaebia party that entered agreement with the ruthless and devious A Ahmed. Should Shaebia take up arms with PP to eliminate his Tegaru brothers and sisters? What kind of madness was that?! Dictator Isaias is pathetic now that A Ahmed has cheated him and is ready to take Assab. When that happens the rest of Ethiopia including the Amhara will keep him as their hero and king for life time. SHAME!!!!!!
@goodturn84
@goodturn84 Ай бұрын
ኣማኒአል ካብታ ዝበልካየን ነጥቢታት ብተወሳኺ ድማ ፦ ህወሓት &ህዝቢ ትግራይ ብኸመይ ክንኣልዬ ይግባእ ንዝብል ሪኢቶ ካብ ተሳተፍቲ ንዝቐረበ ሕቶ ፦ መልሲ ኣብይ ኣሕመድ ፦ ኤረትራዊያን ዝወረሩዎ ንብረትካ ኣቲኻ ወሰድ(ኣምልስ) እተልናዬ እኹል'ዩ ፦ብተወሳኺ ድማ ንናይ ሶሻል ሚድያ ነጠፍቲ ተጋሩ ዕብዝበለ ሰሎዖ በጂትና ነቶም ንሬትራዊያን ዝዳናገፁ ከምዝሰርሑልን ፤ ወይ ድማ ንገለ ትግርኛ ዝዛረቡ ከም ኤረትራዊያን ኣምሲልና ክንሰርሓሉ ኣለና...። ወዘተ...
@EyerusalemTaddese
@EyerusalemTaddese Ай бұрын
ትግራይ እንደናንተ አይደለም ለሹካ ብሎ ሂወቱን አይገብርም ግን እንድትወረሩ አንፈልግም ድሮ ተከብራችሁ ብትቀመጡ ይህ ባልመጣ መፀሀፉ ቅዱሥ ይለናል ኢሣው ያቆብ ልጆች ባዳ ጠላት ሢቀጠቅጣቸው አብሮ ወንድሙን ቀጠቀጠ ከባዳ ጋር ሆኖ ፈጣሪም ተቆጣ የኤሣው ቤት ገለባ የያቆብ ቤት አመድ አለ ይላል የኤሣ ዘር ገለባ ሆኖ ተቃጥሎ ጠፉ በአርኮለጂም ምርምር የለም የያቆብ ልጆች ግንአለምን እያቀጠቀጠ ይገኛል ግን አሁን ድሉ የኤርትራ ነው ወጥር ኤርጥራ
@GABRIEL-e6l3o
@GABRIEL-e6l3o Ай бұрын
ERITREAN JOURNALIST NOT JUST LISTEN WHAT THE PRESIDENT IS SAYING BUT FACE AND CHALLENG HIM WITH ANY CONVERSATRION HE IS SAYING ESPECIALLY....KUWAM ALO YELEN... ASSEB ALA YELAN WHY?
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Ай бұрын
ኣብይ ኣሕመድ ካብ ዝጽለል ነዊሕ ጊዜ ኣሕሊፉ ኣሎ። መርኣይኡ ድማ፡ ኣእላፍ ኢትዮጵያውያን ዘህለቐ ኩናት ኣብ ትግራይ ኣካይዱስ ተሳዒሩ ብተመሳሳሊ ቅልጽሙ ኣሚኑ ብጀካ ኩናት ካልእ ፍታሕ የሎን ብምባል ኣብ ኦሮምያ ዘፍስሶ ዘሎ ናይ ደም ውሕጅ ኣብ 2 ሰሙን ክዛዝሞ ኢየ ኢሉ ኣብ ኣምሓራ ብዝኸፈቶ ኩናት ልዕሊ ሓደ ዓመት ምስ ፋኖ ገጢሙ ፍጻመ ዕድምኡ ብዘበስር ስዕረት ተጠሊዑ ኣብ ኣውያት ይርከብ ኣሎ ብስሰዐ ባሕሪ ምስ ሶማልያ ኣትይዎ ብዘሎ ሓደገኛ መንገዲ ኣብ ክሳዱ ዝኣሰራ ገመድ መሸንቆቓኣ ትጸብብ ኣላ። ብሰሪ ዲጋ ሕዳሰ ምስ ግብጺ ብሰንኪ ኣትዩዎ ዘሎ ንኩናት ዝዕድም ምትፍናን ንፍጻመ ስልጣኑ ተወሳኺ ነዳዲ ኣየስተብሃለሉን። በዚን ብካልኦት ሓደጋታትን ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ክሒዱ ንኤርትራ ክወርር ምፍታኑ ናይ ጥዕና ኣይኮነን። ኣነ ሰዓራይ ኢየ ብዝብል ናይ ነብሰ ልዕልና ሕማም ዝተባሕተ ፍጡርን ዓቕሙ ብልክዕ ዘይፈልጥ ሰብ ኢዩ።
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
NI HADE SEB TENBERKIKKA KITIKEYID AB GHEZA HAGHERKA YEHIZIN IYU
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj Ай бұрын
Ethiopia feriha ala bi Somalian Egypts key titikai.FEKERA NAY ETHIOPIA....NIHNA ETHIOPIYAWYAN NIFELIT INA KEMEY ILNA KEM NIKELAKEL YIBL..historical legacy giving to ethiopia access to the red sea yibl...
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
eway kk texarabit
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 Ай бұрын
ወዲ ከበደ ኢልካ ዘረባ ኣብ ጉዳይ ኤርትራውያን አይትወራጠ ጠንቦሎቅ አይትበል ወዲ ባሊዲ ::
@gigiriri4865
@gigiriri4865 Ай бұрын
እስከ ሕጂስ ንስልጣን ክብሉ ስቕ ኢልካ መናእሰይን እንዳ አጥፋእካ ዘልአለም ክትነብርሲ ከቢድ እዩ ካበይ እዩ መጺኡ ጭካን ሰብ መሰል አውሬ አይከሰርናንን አይጠፍአናን ?
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
ķkkkkkkkk Abay Tigray? kkkkk
@asmerettekle55
@asmerettekle55 Ай бұрын
Esyas's problem know he will pay the price
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 Ай бұрын
እዚ ከዳዕ ሓሳዊ ኣን መድያ ማቲዎስ ዘላኣለም ይርድኦ ዶ ይኸውን ኣማን ጅግና ኢኻ
@kibromtsigeyohannes4008
@kibromtsigeyohannes4008 Ай бұрын
anta kindey kithamiq eka moral zeybilka 100 million serawit hizu weyane zeykale ezi dikum mengst Abi kem jigna gerka teqrbo
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 Ай бұрын
ግብረ መልሲ ወይ ምድላዋት ሻዕብያ ከ እንታይ ይመስል። እዝ ጨካን ኣቢ ኣሕመድ ንምጽናት ህዝቢ ድሕር ከምዘይ ብል ውህልሉል ጭካንኡ ኣብ ኢትዮ ኣርኢና እዩ። ንቀይሕ ባሕሪ ክብል ዓይኒ ብለይ ስኒ ብለይ ዓዋን ኩናት ከምዘካይድ ርዱእ እዩ። ግብጺ ክሉ ግዜ ክልተ መርገጺ እዩ ዘለዋ ኣብ ምድኻም ኤረትራ እያ ኣበርቲዓ ትሰርሕ ምኽንያቱ እምኘት እስልምና ከተስፍሕ ሰለ ትኽእል። ህዝቢ ኤረትራ ከዕቅቦ ዝኽእል ህዝቢ ውን የለን ምኽንያቱ ስዳን ስለ ዝፈረሰት ። ሻዕብያ ምስ ራሻን ቻይናን እዩ ዝጽጋዕ ብሓቂ ግን ካብ ኤረትራ ኢትዮያ ተርብሓ ንቻይና። ኤማ እስከ ምድላዋት ሻዕብያ እንታይ ይመስል ነዚ ጉዳይ እስከ ገለበል።
@hailegebt3671
@hailegebt3671 Ай бұрын
tezarebit
@abduselam4493
@abduselam4493 Ай бұрын
Kid mushmush hasawi Shuyut kezab wahid
@TEBERHE1
@TEBERHE1 Ай бұрын
Isayas's conspiracy with Abiy Àhmed against Weyane became a boomerang to finish Isayas and his regime . In this conflictTgray is gone side with Ethiopia against Eritrea to finish SHAEBIA . The only thing Tgray has to be careful is Not to harm the civilian Eritrean Population.❤
@FreeTigray-ux5fh
@FreeTigray-ux5fh Ай бұрын
ዘስምድብ ሓበሬታ እዩ ግንድማ ወድኣዊ ሓቂ እዩ እቲ ናይ ዲሞግራፊ መሰርሕ ብቐንዱ ኢሳኢያስ አሳሊጥሎም እዩ ናይ ጆግራፍን ታሪኽን ለውጢ እዩ ተሪፈዎም ዘሎ በቲ ዘኸደዎ ዘለው ድማ ኸፍፅምዎ እዮም
@GABRIEL-e6l3o
@GABRIEL-e6l3o Ай бұрын
AGHENAY ASSENA KULU TIBLO HAKI IYU YIKITELEKA IYE KETSILO..DEKOM HABIOM DEKI INDAMOTOM BI HAILY AMBERKIKOM YIKEDU ALOWU
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 Ай бұрын
Buko mezmizom hakom. Kem kedem keymeslekum kem zeynitsie kigebrunu yikulu eyom ayniashu ente atyom kiwexu aykielun.
@ኣባጎብየ
@ኣባጎብየ Ай бұрын
ብወዲ በሻሻ ትሃዲድ ህዝቢ ኤርትራ ድቃስ ስኢኑ ኣይሃድርን ብኣካል ክመጹ ክንእንግዶም ተዳሊና ኢና 10 ሚሊዮን እንተዝኮኑ ኣይትሰከፍ ፊሊት ናይ ስብ ኣዳሊና ኣሎና ኣይትሰከፍ
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 Ай бұрын
እዚ ድውይ ካብ ፍርቂ ሰማንያታት ጀሚሩ ዝተወልደ ወለዶ ወይ መንእሰይ ንተጋደልትን ንሱንኩላትን ርእሲ ይካኣሎ ጎደሎ ተጋደልቲ ሸፋቱ ኢዮም ነይሮም ርእሲ ሳሕል ንተጋደልቲ ዝነበሩ ኣቦታትኩም ብመተርኣስ ዓፊንኩም ቅተልዎም ዝብሉ ኤሪትራ ስቕ ኢላ ጥልያን ዝሰመያ እምበር ኤሪትራ ትባሃል ኣይነበረትን ኤሪትራ ትባሃል ሃገር የላን እንዳበሉ ነቲ ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ ሂወትን ስንክልናን ዝተኸፍሎ ልዕላውነት ኤሪትራ ዘናሽዉ ሃገር ራሕሪሖም ሃዲሞም ናብ ስደት ዘምርሑ ኣብ ስደት ኮይኖም ሃገርን ህዝብን ዘቃናጽቡ ዘናሽዉ ኢዮም ንህዝቢ ኤሪትራን ንሃገር ኤሪትራን ብህዝቢ ኢትዮጵያ ከም ዝድፈር ዝገበሩ :: ተመሊሶም ድማ ኤሪትራዊ ኢየ ይብሉ :: እቲ ኤሪትራዊ መንነት ካበይ ኣምጺኦሞ ? እቶም ዝጸርፉዎም ጀጋኑ ባዓል ይካኣሎ ዶ ኣይኮኑን ካብ ኢትዮጵያዊ ናብ ኤሪትራዊ ዘሳጋገሩዎም :: ቅድሚ 1991 ኡኮ ኩሉ ኤሪትራዊ ኢትዮጵያዊ ኢዩ ነይሩ :: ድሕሪ 1991 ድማ ህዝቢ ኤሪትራ ካብ ኢትዮጵያዊ ኤሪትራዊ ተባሂሉ ክጽዋዕ ዝገበረ ጅግና ይካኣሎ ኢዩ ፈቲኹም ጸሊእኩም :: ዋላ ካብ ዕረ ይምረርኩም ዓይንኹም ዓሚትኩም ዋሓጡዎ :: ሓቂ ስለ ዝኾነ :: ክንዲ ርብዒኻ ዘይኣኽላ ብኣኻ ይዋራዘያ ::
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 Ай бұрын
ጸማም ኢኻ። ዚ ናይ ሳሕል ሽፍታ ህዝቢ ኤርትራ ዘጽነተ ሲ ከተመስግኖ
@daeromedia24
@daeromedia24 Ай бұрын
Ok xbuk aleka. Gna ba khateka nmen ekum tekaliskum nety bdhrekum zelo welodo khalfelu kkesn kserh kmhar kmerh kotas kabty ab thty Ethiopia znebero ztefelyen zhashen knebr do aykonkumn wefirkumn Eritrean identity fetirkum? Emo nmntay dea kndzy megzaetn nety dahreway weledo xerfn ke tay abese zweledkayo wedka bsalay eka enda belka lah teblo? Eske bkemzi teteredeaka knegreka. Gna ba bhaki tayu elamakum i hope abi tegadalay tekonka ktmlseley kemay neshtoy tekonka ko kgermeniu.
@gadogado-o4d
@gadogado-o4d Ай бұрын
ኣብ እዋን መለስ ስለ ባሕሪ ምውናን ወይ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ናይ ምጥቕላል ሕቶ ኣይነበረን። ከምዚ ዓይነት መንግስታዊ ኣቋም ኣይነበረን። 1997/2005 እዋን መረፃ እዩ ነይሩ!!!
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet Ай бұрын
ሕልኩስ እዚ ጃህራ ሓድሽ መዓስ ኮይኑ። ኢትዮጵያ ትባሃል ሃገር ኣላ ድያ ኣብዚ እዋን ? ? ነዚ ዲኻ ወረ ሒዝካ መጺኢካ
@TEka6244
@TEka6244 Ай бұрын
ወጣት ኤርትራ አብ ስደት እዩ ዘሎ ብሰንኪ ስርዓት ሻዕብያ አብ ስደት እዩ ዝነብር ዘሎ ምእንቲ ቁራስ መሬት ናብ ጦርነት ምእታው አድላይ አይኮነን።
@daeromedia24
@daeromedia24 Ай бұрын
Tayu wetat ke😂 gex dnsh
@ኣባጎብየ
@ኣባጎብየ Ай бұрын
ኣታ ሃወይ መለስ ከሎ ውድእ ኢልካ ኔርካ ህጂካ ውድእ ትብል ኣልካ ኣብ ገዛና ኣሎና ኣይትሰከፍ ንዓካ ሓጋዚካ ወዲ ብሻሻ ብተግባር ጽባህ ክነርኢካ ኢና
@urbanhymns6757
@urbanhymns6757 Ай бұрын
ኤርትራዊን ደገፍቲ ሻዕብያ እዚ ወራር ከምዝመፀኩም ስለዘይትፈልጡ ዝነበርኩም ኢኹም ትግራይ ኣቲኹም ማይ ፃባ ተስትይኩምን እንጀራ ተኾልስኩምን ተዕቕበኩም ዝነበረት ትግራይ እዚ ኢዩ ዘይበሃል ጭካነ ዝፈፀምኩም።ኣርሒቕኩም እንተ ትሓስቡ ነይርኩም ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎድንኹም ምኾነ ነይሩ።ግን ታይ ክግበር?
@futsum1534
@futsum1534 Ай бұрын
ኣማኒኤል ንስኻን ጉጅለኻን ናብ ኣውራጃ ወሪድኩም ኣንጻር ዚተቓላሲ 20ዓመት ብፍላይ ኣንጻር 1ኣውራጃ እዚ ዘይባሃል ጽለመን ቅንጸላን ክትገብሩ ድቃስ ሲኢንኩም ዘለኹም እሳያስ ንኽስዕረና እጃምኩም ዘበርከትኩምን ትበርክቱ ዘለኹምን ክስወጠኩም ይግባእ
@teklayberhane5472
@teklayberhane5472 Ай бұрын
ግምት ዘረባ ከይኸውን ምጥንቃቅ የድሊ! ዘየድሊ ሓበሬታ እንዳሓቡ መጥቀሚ ከይገብሩኻ።
@deresewoldu9118
@deresewoldu9118 Ай бұрын
አቢ አሕመድ እቲ ዝዓበየ ስራሕ ፈጺሙዎ እዩ እታ ጊልያን ዋሕስን ጠበቃን ዋርድያን ዝነበረት ወያነ ዳግም ከምዘይትሰርር ጌሩ አጽኒትዋ እዩ ብቀጻልዉን ገና ክጉዝያ እዩ:ንባሕሪ ናይ ምዉናን ሕልሚ ዘይኮነስ ጋህዲ ኮይኑ እዩ ትግርኛ ዝቋንቁኡ ገና ክበርስ እዩ:: እዚ ትንቢት አይኮነን ንሪኦ ዘለና እዩ::
@GABRIEL-e6l3o
@GABRIEL-e6l3o Ай бұрын
IZI AHIYA ABYS AFAWI FEKERA IYU ZIGHEBIR ZELO......ABYS YIFELIT IYU.... ASSEB TEKALISNA KEM ZEMTSENAYA AB GHIZIE MENGHISTUN AB GHIZIE WEYANE IWIN.HIJI BI ALEM TEFELITAN NATSINETAN REKIBA IYA...TSEGHEM ZELO .....HADE SEB MIS ERITRA HIZBI KIBRI ZEY MIHABU IYU
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 Ай бұрын
"A'Sha Z'T'eKeLo LeBaM NeY'NeQLo" The Seed of GeraGr Sudan 1973 - Esyas Afewerki the 21 century As'Ha'T'ya'n/Serpent.
@Eritrea204
@Eritrea204 Ай бұрын
ሕጂ እዚ ዝብሃል ዘሎ 99% እቲ ንሱ ዩ። ንቀጻሊ ሃርና ክትቅጽል እንታይ ክንገብር ኣለና። ንሕሰብ ብፍላይ ኣቀዲምካ ነቲ ስርዓት ህግድርፍ ኣሊኻ ሙሁራት ኤርትራ ኣብ ዓለም ክመኻኽሩ ንዓለም ክነግሩ ህዝቢ ከረድኡ።
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ግምባር ዓሰብ ዝነበረ ኲናት ኢሳያስ ንቢተወደድ ፡ ኣንሳሕቡ ሕደግሎም ዝበሎ ፡ ቢተወደድ ዝነጸጎ ፡ ሕጂ ድማ ኲናት እንተተኸፊቱ ፡ ኣንሳሕቡ ዝብል ትእዛዝ ሂቡ ፈሊጡ እንተወደቀሎምከ ፡ መኽንያቱ እዚ ስብዚ ንሕና ኢና ሓሚቕናምበር እቲ ነዊሕ ኣጀንዳኡኮ ኣብ 2018 ኣብ ሚድያ ወጺኡ ተደሚርና ኢና ኣቢ ምርሓና እንበለ ክዛረብ እንከሎ ዘጣቖዐ ሰብ ውሑድ ኣይነበረን ። በጊዐይ በጊዐየ ባዕለይ ተዘንጊዐየ ከይከውን !
Кто круче, как думаешь?
00:44
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 1,5 МЛН
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 32 МЛН
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Jesser
Рет қаралды 29 МЛН
ATV: ኣጫጭር መረጃዎችና ዜና
17:07
ATV asena
Рет қаралды 2 М.